ናይ ዮናስ ምስጢራት ፈሺሉ . ሰራሕተኛ ምምሕዳር ኣይኮነትን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • New eritrean movie 2024
    ‪@DehayTv1‬ ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@zarafltet‬ ‪@wakatm‬ ‪@HidmonaTelevision‬ ‪@WAKA‬ ‪@HDMONANEBARIT‬ ‪@MahdernaEntertainment‬ ‪@gereemunentertainment‬ ‪@BAHGNATV‬ ‪@bahrnaChanel‬ ‪@gDrar‬ ‪@DrSharonWoldu‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@EriOneTouchEntertainment‬ ‪@ERISAT‬ ‪@solomedia9376‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@fnanappinfotech‬ ‪@MahderPro‬ ‪@maggyshow‬ ‪@yikealotv‬ ‪@beridani‬ ‪@zomaychannel‬ ‪@mebredmedia3015‬ ‪@aledamedia1892‬‪@eriwoodvideoproduction‬

ความคิดเห็น • 677

  • @abrehetkidanekidane
    @abrehetkidanekidane 9 วันที่ผ่านมา +94

    ዳዊቶም ናይገዛእ ርእሱ ጸገም ዘለዎ ሰብ ኢዩ ዝመስል እሞ ብዛዕባ ዮናስ ረሲዕና ንሓውና ንወዲ ጀበሊ ንሓግዝ።🎉

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 9 วันที่ผ่านมา +35

    አቱም መንእሰያት ደቀይ ወዲ ጀበሊ ክንዲ ደቁ ንስኻትኩም ኢኹም አብ ገኒ ወዲ ጀበሊ ኩኑ ወዲ ጀበሊ ዘይተሐገዘ ድአ መን ይሕገዝ አነስ ከብደይ እዩ በሊዑኒ ውላድ ሐዳር እሞ ዕብየት እሞ ጸገም ተደራሪቡዎ ዘይበላሾ ቂሕሂብዎ ፈጣሪ እንበር ውጹዕ እኮ እዩ ወዲ ጀበሊ ዮናስ ግን ዘይትገድፎ ነዚ መስኪን ወዲ እግዛአብሄር ሀየንታ አሎዎ እንበር ወዲ ጀበሊ ጽጉም ስለ ንጽጉም እንተካፈለ ናይ አምላኽ እዩ ገይሩ በጃኹም እዞም ደቀይ ደሀዩ ንፍጥለጥ አይትሕመቁ ተመረቁ 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly 9 วันที่ผ่านมา +47

    ብጣዕሚ በሊሕ ዳዊተይ ።

  • @danielguoush1353
    @danielguoush1353 9 วันที่ผ่านมา +65

    ኣታ እዚ ዳዊት ክደይ ይበልሕ ኢዩ መስመኣም ❤❤❤

    • @mizlalisaac6369
      @mizlalisaac6369 9 วันที่ผ่านมา +1

      አንታ ሐወይ ጥዑይ ክዳን ዘይትክደን::

    • @lolamigos2381
      @lolamigos2381 6 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂ንስካ ኢኻ ጎዲም

  • @MRG87248
    @MRG87248 7 วันที่ผ่านมา +10

    ዋላ እኳ ዮናስ ብዙሕ ዘይምልከቶ እንተተዛረበ እቶም ወዲ ጀበሊ ናይ ብሓቂ ጽጉም ኢዩ ክሕገዝ ይግብኦ ትብሉ ግና ናይ ብሓቂ ድዩ ገዝኡን ናብርኡን ካብ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ናብራ ፍሉይ ኮይኑ ዝስምዓኩም፡ብዙሓት ኣዴታት ቆልዑ ሒዘን መዕበዪ ደቀን ድራር ሲኢነን ክነብዓ ዝውዕላ ኣይትፈልጡን ማለት ድዩ ዶ ዋላ ናብ ሜድያ ዝወጸ ጥራይ ምሕጋዝ ኢዩ ዝብርሃና እስከ ናይ ብሓቂ የማና ጸጋምና ጠሚትና ካብ ወዲ ጀበሊ ዝኸፍእ ናብርኦም ንፈልጦም የለውን ድዮም ብሓቂ በጃኹም ንፉሉጥ ዝና ዝረኸበ ጥራይ ኣይኮነን ሓገዝ ዘድልዮ ንሕሰበሉ።

    • @lolamigos2381
      @lolamigos2381 6 วันที่ผ่านมา

      ሓደ ዝሰርሕ ርእሲ ናትካ/ኪ ርእየ።

    • @Eritreahagerey19
      @Eritreahagerey19 3 วันที่ผ่านมา

      Bravo😢

  • @Mindstream32
    @Mindstream32 9 วันที่ผ่านมา +25

    ዳዊት ሓወይ ለባም ዘረባ ኣምላኽ ይባርኽካ

  • @rizloveok5094
    @rizloveok5094 9 วันที่ผ่านมา +39

    ናይ ብሓቂ ዴቭ ሓወይ ቀጽሎ ኣብ ሓቂ ድሕር ኣይትበል ሓደ ብሓቂ ዝማጎት ንስኻ ጥራይ ኢኻ ዘለኻና❤❤❤

  • @s.h.abdulgadirnoor9024
    @s.h.abdulgadirnoor9024 9 วันที่ผ่านมา +20

    ብሓቂ ተዛርብካ እዝ ዘገርም ስጋዕ ክንደይ ዓሻታት ገርና

  • @amanuelgoitom329
    @amanuelgoitom329 9 วันที่ผ่านมา +69

    ዮናይ ዝበሃል ሰብ ዶንቆሮ ዩ ገርምና ኮ ፎርሳ ኩሉኻ ወለንታውያን ኣብ ጎኑ ንኩን

    • @ማሩ
      @ማሩ 9 วันที่ผ่านมา

      mne eyu ke yonay?

  • @VovGar-g3f
    @VovGar-g3f 9 วันที่ผ่านมา +25

    ዳቪድ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣነ ዝብሎ ግን ( እዛ ምስዓይነብርኩ ትባሃል ክሰርሕ ዝኽእል ዝበልዎ ስራሕ ዝባሃል ከመይ ዲዩ ስራሕ ብኢድካ ዝብላዕ ኣሎ ! ምሳሌ ጻሓፋይን ላልእን ! ባኣፉ ማለት ብዘረባ !ዝሰርሕ ምሳሊ መምህር ! ደራፋይ ! ጋዜጠኛ ! ምምሕዳር ! ኣናውንሰር - ዝገብር ! ኢንተርቪው ዝገብር ንምሳሌ ከምወዲጀበሊ ! እቲ ምስዮናስ ዝገብሮ ስራሕ ከምዃኑ ግን እንዳሻሂ ጀሚረ ምስበሎ እዚ ምሳና ትገብሮስ ስራጅ እንዲዩ ኢሉ ኣሚኑ መስኪሩሉ እሞ ከምሓደ ስራሕ ዘይፈቱ ህኩይን እሞ ኩሉ የዕጺየ ኣን ገባርን ሓዳግን ከርኢየካ ኢየ ምባል እዚ ቅንኢ !ገንዘቡ ምምናይ ! ሕስድና ! ኣምላክ ዘይፈትዎ ስራሕ ኢዩሞ ኣነ ዮናስ ማዕረ እቲ ዘኽብረካ ኣውሪደካ ኣለኹሞ ዮናስ ዘይኮንካስ ቶርማስ ኢለካ ኣለኹ ሓሳድ ዩትዩቨር ወዲጀበሊ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን !!

  • @abbasyassin2947
    @abbasyassin2947 9 วันที่ผ่านมา +45

    ዮናስ ሓሳድ ናይ መወዳእታ ሓሳድ በቃ መግለጺ ሲኢነሉ ኣዚየ ከኣ ሓዚነ፡ ኣቦና ወድ ጀበሊ ከኣ ኣይወለድካን ነገር ግን ኣዚና ነፍቅረካ ኣብ መላእ ዓለም ኣለና ደቅኻ ንሕና ክሳብ ዘሃለና ከኣ ምንም ኣይትከውንን ኢኻ።

    • @YehdegoTerhasGebrhwet
      @YehdegoTerhasGebrhwet 9 วันที่ผ่านมา

      Hakka bklte tewexieu meknyatu welad yeblu hadar yeblu geza yeblu etay gber yblwo alewu kemdlayu ygber ksab zeyhaseyom ezahager ezia gelemergem alewa

    • @Eri-leew
      @Eri-leew 9 วันที่ผ่านมา +1

      ኣይ ጅሆ እንድዩ ሒዝዎ ነይሩ እዞም ነዚ ጸገሙ ዝነገርሉ ቻነል ግን ክምስገኑ ዝግብኦም እዮም

  • @berhaneteklehaymanot7663
    @berhaneteklehaymanot7663 9 วันที่ผ่านมา +10

    ነዓና ደኣ እካ ኣይሓለፈልና እዩ እዚ ሽግር, ሕስድና ኣለና ወሸለ ተሓጊዙ እዋይ ብሓቂ ናትና ነገር ይገርም እዩ

  • @seha8422
    @seha8422 9 วันที่ผ่านมา +10

    Eti zerebeom yeshkeka yegiheka kea entay u xegemom eko u zgermeka nebona wedi jebeli ksab kndzi ab hiwetu atiom zzarebu zelewu ezi srah kolea seb wela geza geza atyu ente lemene meselu u hsdna ybehal ezi nsu ksab hji bzaeba zkone seb aytezareben zelo❤🙏

  • @aronbrhane374
    @aronbrhane374 9 วันที่ผ่านมา +17

    ንወዲ ጀበሊ ክድዚ ዝህስደሉ እንታይ ስለዝገበረ እዩ ክንድዚ አብ ሜድያ ዘዋርዶ ዘሎ በስመአም

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 8 วันที่ผ่านมา +5

    ❤❤❤ሰሪሑ ከማን ምአተወ ግን ሳላኹም ሳላ ህግደፍ ጽቡቅ ሓሪምዎ ህዝብና! ንስኺ ትመርሕዮ ስብ ግን የሕዝን❤❤❤

  • @Say-2424
    @Say-2424 9 วันที่ผ่านมา +18

    ዮናስ ሕማቅ ሰብ!!!ዮናስ ሓሳድ!!!

  • @VovGar-g3f
    @VovGar-g3f 9 วันที่ผ่านมา +7

    ናይታ ኣባዲት ትባሃል እውን ሃውታቲት ዳኣ ኮይናምበር ከምናይ ወዲጀበሊ ዝመስል መጥቃዕቲ ኣውሪዱላ ከይከውን ኣነ ይጥርጥሮ ኢየ ምኽንያቱ መጠኑ ዝሓለፈ ሕስድና ኣለዎ እንዳሳሓቀ ተመን ኢዩ ( ካብኩሉ ዘስተውዓልኩሉ ድማ ብጀካ ንባዓል ወዲጀበሊ ጥራይ ዘይኮነ ነቶም ካልእ ዩትዩቨራት እውን ከምናቱ ከይሰርሑ ዝቀናንኣሎም ይመስለኒ ! ስለዚ ስለዚ ብሰላም ካብወዲጀበሊ ዝርሕቅ ኣይመስልን ገጹ ትርሓቕ

    • @teweldeeman4061
      @teweldeeman4061 7 วันที่ผ่านมา

      @@vietanamawiexactly

    • @sebirna7872
      @sebirna7872 6 วันที่ผ่านมา

      Xbuq aleka nkalout TH-camberat kserhu keman yehsdoum alou azie temen GoFundMe antetekefetelou antay eyou atie xegem 👿💔

  • @BerieTech
    @BerieTech 9 วันที่ผ่านมา +24

    OMG ኣነስ ናቱ ዩቲብ እንተዝኸፍት ብጣዕሚ ጽቡቕ ኔሩ ኩል ሳብስክራይብ ጌርና መዕበናዮ ኔርና።

  • @samraawatta2484
    @samraawatta2484 6 วันที่ผ่านมา +2

    የናስ ብጣዕሚ ሓሳድ ኩፉእ ፍጥረት ኢዩ አታ ኣማሓዳሪት ሕማቃ ፈጥረት ሙኻነ ካብ ቃላታ ክንረዳእ ንኸኸእል ወዲ ጀበሊ ክሕገዝ ጉቡእዩ

  • @ftgyy8200
    @ftgyy8200 8 วันที่ผ่านมา +4

    ዮናስ ሐዚ ፀላዕላዕ ዘብለካዘሎ ብወዲ ጀበሊ ትረኽቦ ዝነበርካ ጥቅሚ ስለዝጎደለካ እዩ ሃሎውሎው ዘብለካ ዘሎ ብዝኾነ ዘረባኻ ጣቋ የብሉን።

  • @Mmm-fm2vx
    @Mmm-fm2vx 7 วันที่ผ่านมา +4

    ናይ ብሓቂ ከምዚ ዓይነት ሓሳድ ሰብ ሪኤ ኣይፈልጥን 😢

  • @finhassaron2183
    @finhassaron2183 9 วันที่ผ่านมา +18

    Knhgzo ena dew zeblena yelen ❤

    • @meneyaane
      @meneyaane 9 วันที่ผ่านมา +1

      Ja kenhegzo eina❤

    • @robielberhe2741
      @robielberhe2741 5 วันที่ผ่านมา

      ናይ ባሓቂ ናይ እዚኦም ሲ ግርም ኢዩ እኮ ዝብለካ እንተታሓገዘስ እንታይ የእቶዎም

  • @MahariHabte-ug7vh
    @MahariHabte-ug7vh 9 วันที่ผ่านมา +12

    ናይ ከተማ ኣባሻውል ኣማሓደርቲስ ጉዳማት እየን ዘሕዝን

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 9 วันที่ผ่านมา +1

      ኣማሓዳሪት ኣኾነትን just ኣባል እያ በሊ ተባሂላ እያ ፍሉጥ

  • @sabelasolomon5300
    @sabelasolomon5300 9 วันที่ผ่านมา +33

    ዪናስ ዝበሃል ሰብ ካብ ቅድም እየ ዝፈልጦ ኣብ እንዳ ዜና የመዲበ ክሰርሕ ከለኹ ብጣዕሚ ሎቕማጽ እዩ መትከል ዘይብሉ ሓሳዊ እዩ። ኣነን ከማይ ፈለጥቱን በዚ እከይ ግብሩ ኣይንግረምን ኢና ምኽንያቱ ለኽባጥ ስለዝኾነ ሰላሕታ ሕማም እዩ። እዚ ኹሉ ዝገብሮ ዘሎ ንወዲ ጀበሊ መጸበቒኡ እዩ ድሮ ከማን ሰብ ኣብ ጎኑ ጠጠው ክብል ጀሚሩ ከምዚ ጌሩ እንተዘየዋርዶ ጸገሙ ዝፈልጠሉ ኣምስሃለወን ኔሩ።

    • @samze930
      @samze930 9 วันที่ผ่านมา +1

      Ane uko bi kedmey ayfetwon eye nere.wela Interview kegbrom kelo ab mongo eyu toblek toblek zibil

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 9 วันที่ผ่านมา

      Me too ኣብ ሓደ office ንሰርሕ ኔርና ሰላሕታ እዩ

  • @user-to3kq8zf5u
    @user-to3kq8zf5u 8 วันที่ผ่านมา +4

    የናስ ግን ናይ ብሓቂ ደረጃ ኣታሓሳስብኡ ብጥዓሚ ትሑት እዩ ።

  • @KbromTesfay-th1yv
    @KbromTesfay-th1yv 9 วันที่ผ่านมา +29

    ቡዳ ብፈታዊኣ ትጅምር ዝበሃል ከምዚ ናይ ዮናስ እዩ ከም ፍዮና ሓቃ ክትወጽእ ኣለዋ 😭😭😭😭

  • @danielasgedom9701
    @danielasgedom9701 9 วันที่ผ่านมา +23

    ዓይኒ ሓሳድ ዪድፈነልና ዮናስ ዲያብሎስ ዩ

  • @Nebirm
    @Nebirm 6 วันที่ผ่านมา +3

    Davo... Really Bravo!
    ኩልና ስምዒትና ተቆጻጺርና እምበር ናይ ዮናስ ሕስድና ካልኣይ የብሉን፡

  • @febenmakonnen7596
    @febenmakonnen7596 9 วันที่ผ่านมา +12

    ዳዊት ወደይ ከም ወትሩ ሓሪፍ ።
    ዮናስ ጉድ ረኺቡ 😮አብ ኢዱ እያ ሞይታቶ ( እዛ ጉዳይ )

    • @tomtomtombossa
      @tomtomtombossa 9 วันที่ผ่านมา

      Eway arigna. Feven zibhala ka kindi Dave weliden

  • @muhamedjaber6243
    @muhamedjaber6243 7 วันที่ผ่านมา +2

    ዳዊት ከኮሪንቲያንስ 💪💪💪💪💪👍❤️✋🙏

  • @zrqrzsfcnppwjlzwfxe
    @zrqrzsfcnppwjlzwfxe 7 วันที่ผ่านมา +3

    Dawit bbelihu ztefetre. Eska ztefeteka menesay eka. Thank you for great thoughts….

  • @YohannesMesfin-t2z
    @YohannesMesfin-t2z 8 วันที่ผ่านมา +3

    ንወዲ ጀበሊ ይግብኦ'ዩ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ።ክንደይ ቁም ነገር ከይተማህረ ምሂርና'ዩ።ፈላስፋ ኣብ ዓዱ አይከብርን'ዩ ዝብል ሰሚዐ አለኹ።ንፍልስፍንኡ እዛ ደንቆሮ ምልፍላፍ ኢላቶ የሕዝን።ብዝኾነ ተባረኽ ዴቭ

  • @zowdi810
    @zowdi810 9 วันที่ผ่านมา +7

    Thanks daweta you are right 🇪🇷 he is not right yonase he is jalas for wade jabal he is amazing erterawe he is Dr we are love him

  • @ሰብእንታይዘይበለ-ቘ4ጸ
    @ሰብእንታይዘይበለ-ቘ4ጸ 9 วันที่ผ่านมา +12

    Haki100%❤

  • @TEAMETESFAY-sx1zy
    @TEAMETESFAY-sx1zy 9 วันที่ผ่านมา +21

    ኣንታ ዮናስ ክንደይ ትጭክን ኣብ ሓንቲ ደቂቅ ክሕድ ነውሪ ብህልና ኣይኮነን

  • @Yoyose5172
    @Yoyose5172 9 วันที่ผ่านมา +11

    Dawit gn 🦁

  • @Eritrea-c4o
    @Eritrea-c4o 9 วันที่ผ่านมา +3

    ኢዋይ ዮናስ ተጋግዩ ንሓደ ወዲ 70 ዓመት ክንድዚ መጥቃዕቲ ሰሪሑ ይበልዕ ኣብ ቡርኩ ዘስተንፍስ ይብሎ ናኣረጊት ሰበኣይ ክንድዚ ሕስድና።

  • @samsonelias2971
    @samsonelias2971 8 วันที่ผ่านมา +2

    ኣታ ዮናስ ብጣዕሚ ናይ ደንቖሮ ስራሕ ሰሪሑ፡፡ እዛ ጓል እንታይ ዝኾነት እያ፡፡ መን እዩ ከምዚ ኢላ ሰብ ክትዘናጥል ስልጣን ሂብዋ፡፡ ኣቱም ሰባት ባኢልኻ ዶ ጸላኢ ትዕድም ኢኻ? ካብቲ መጀመሪዩኡ ዳሕራዩ ገዲዱ፡፡ ብሓቂ መለበሚ ኣይግበርካ፡፡ ብሓቂ ስለ ዝተጋለጸ ብዙሕን ዘየድልን፡፡ እንታይ ይምልከቶም እዩ ንባዕሉ ንኽሰርቕ ክብልሲ ማዕረ ክንድዚ፡፡ የናስ ንወዲ ጀበሊ ከረኻኽብ ክብል እንጀርኡ ዓጽዩ፡፡ ቦሎ መፍቶ ዩትበራት ኮይኑ ባዕሉ፡፡

  • @saralove9803
    @saralove9803 8 วันที่ผ่านมา +4

    Wedi sewra abzia adnikeka wedi jebeli is like Yemane barya wedi jebeli buruk ajoka ab gonka alena 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey 9 วันที่ผ่านมา +6

    ኣንበሳ ደቮ ጽቡቅ ሃሪምካያ ተዛሪብካ ገንዘብ ምምጻእ ውን እኮ ስራሕ ሞያ እኮ እዩ ኣነ ዝገረመኒ ግን ህዝብና ሓደ ሓንጎሎም ሓንካስ የማሕድርዎ ምህላው እዩ እዚኣ ምምሕዳር ተኮይና ብታዕሚ እዩ ዘጊሂ

  • @KelatiTeweldemedhin
    @KelatiTeweldemedhin 9 วันที่ผ่านมา +4

    ኣብ ኤርትራ ኣይኮነን ንወዲ ጀበሊ ንካልእ ዝከውን ስራሕ የለን ወዲ ብጽብጽ

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 9 วันที่ผ่านมา +6

    Eway hisedena ane gual abishawel eya girebabity eyiom ztehagageu ember mingesty kihegez ayreanane eway hasiot 😢😢 WEDE Ydanigixe EU miskinay eze chikane EU

  • @melakegeratjobyehawtadhano5323
    @melakegeratjobyehawtadhano5323 9 วันที่ผ่านมา +12

    Yonas hilna albo

  • @GdhggHduhd
    @GdhggHduhd 8 วันที่ผ่านมา +2

    ኩሎም ሓሳዳት ንሰብ ክብሪ ዘይህቡ ንሰብ ምሕጋዝ ሰብ ምዃን እኩል እዩ ነይሩ ግን ሰብ አይታሓገዝ ይበሃል አእምሮኦም ሲሒቶም አለው

  • @selmatzeggai7643
    @selmatzeggai7643 8 วันที่ผ่านมา +1

    ❤ዳዊት ብትግረ(ንኡስ ዓቢ)ዳዊት ንእቶይ ዓቢ❤
    ብዛዕባ ወዲ ጀበሊን ንከምኡ ዘኣመሰሉ ናይ ልቦና መምሃራን ትገብርዎ ብቅንዕና ከም ጸሓይ ብሩህ ሓቂ እዩ፡ ከየድነቅኩኹም ከሓልፍ ኣይደልን መዋእል ዕድመኹም ብፈጣሪ ብሩህ ክኾነልኩም ይምነ❤ቀጽሎ❤
    ዮናስን መራጉቱንዶ ወላመሳብሕቱን ክብል ኣምላኽና ይቅረ ይበለሎም

  • @ZdGidey
    @ZdGidey 8 วันที่ผ่านมา +2

    ወዲ ጀበሊ ክሕገዝ ኣለዎ 👌እዚ ጥርዚ ዝበፅሐ ሕስድና ገዲፍካ እምበር ከ ዮናስ እንታይ ይምልከቶ ኣብ ውልቀ ሂወቱ ይገርም እዩ 🥺

  • @三美-b8m
    @三美-b8m 7 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብ ብርኩ ዘተንፍስ ማለት ወዲ ኽንደይ ዓመት እዩ? ኧሕዋቱ ኣለውዎ ኣይተሓግዝዎ ብዛዕባ የሕዋቱ ተዛሪቡ ኣይፈልጥን ወዘተ
    ብጣዕሚ ዘደንፀወኒ ዘረባ ዮናስ

  • @ingoditrust1964
    @ingoditrust1964 9 วันที่ผ่านมา +10

    Yonas hasad buda

  • @henokzer-vk3yn
    @henokzer-vk3yn 9 วันที่ผ่านมา +10

    ጽብቅ ኣለኻ ዲብ ሓውና

  • @goitomrezene6469
    @goitomrezene6469 7 วันที่ผ่านมา +2

    ኣነ ገሪሙኒ ዘሎ ዮናስ ስለምንታይ ምስ ወዲ ጀበሊ ተሃላሊኹ ስራሕ ጠጠው ከብል ኢዬ እንተኢሉ መሰሉ ኢዩ።gofundme ከነዋጽኣሉ እንተበልና ክልቴኹም እንተዘይደገፍኩም ንሕና ክንገብሮ ኢና ሕሰዳ ኣይንቅበልን ሕጂውን ዮናስ ከንሳሕብ ጥራሕ ግድነት ይኸውን።።።።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ንሕና ኤርትራውያን ሰብ ክጥዕሞ ክሕገዝ ኢና ንፈቱ እዚ ገዛ ብወፈራ ምስራሕካብ 3000 ዓመት ዝጅምር ታሪካዊ ባህልና ኢዩ ነዓኻ ኣቅራቢ ዳዊት ኩሉ ጽቡቅ ኣቀራርባ ግን ሓንቲ መዓረምታ ሓደ ሓደ ዘለኹም ድንቁርናኹም ትብል ትደጋገም ኣርማ ኣብ ባህልና ንሕና እንበር ኣነነት ኣይንፈቱን ኢና።ንስኻ ናትካ ጥራሕ ግበር ወይ ካልእ ቃላት ተጠቀም ከተረድዕ ምዕንቲ ያ ጀምዓ ንወዲ ምምርዓው gofundme ጌርና ክንተሐሐዞ ኣለና።መን ነዚ የዋሃህድ ኣብ ቀረባ ክትገልጹልና ይጽበ።

  • @wedieri6101
    @wedieri6101 8 วันที่ผ่านมา +1

    አዚ የናስ ኢሲ ኣብ ኪንዲ ንዑኡ ረኣኪቡ ክቅብ ኣፉ ዚሰሚዕ ዓኽ መስኪን ወዲ ጀበሊ ዘይ ሓሊፍ መዓልቲ የለን ክሓልፍ ኢዩ ኣጆኻ 😢

  • @rebkakidane3421
    @rebkakidane3421 8 วันที่ผ่านมา +2

    ከመይ ዓይኒ ብርክኹም ይሰበር ወደይ ከመይ ዝበለ ድዩ ዓይኒ ብርኪ ዝልዎ ዝበሃል ወዲ ጀበሊ ሓደ እግሩ ኣብ ጒድጓድ ኣትዩስ ምስ ዕይኒ ብርኩ ኣሎ እበሃል እዩ

  • @sweetlove1eritrean279
    @sweetlove1eritrean279 7 วันที่ผ่านมา +3

    I like your channel god bless 🙏🏿

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up 9 วันที่ผ่านมา +2

    ዮናስ ትገርም ሰብ ኢኻ ስለዘኣበየካ ምምጽእ አብ ሚዳኻ , ንስኻ ግን ብዙሕ ብዛዕባ ፕሪባት ናቱ እንታይ ይምልከተካ አይካብ ሐዳር አይካብ ውላድ ❤ውዲ ጀበሊ 70 ዓመት አቦ እዩ❤ ንስኻ ምንቀኛ ኢኻ ንስኻ😮

  • @MedhanieKidane934
    @MedhanieKidane934 9 วันที่ผ่านมา +8

    ከምዚ ኣጋጢሙኒ ኔሩ ቅድሚ 2 ወርሒ😢😢😢

  • @zewdishiko
    @zewdishiko 9 วันที่ผ่านมา +9

    Eayni brkiki tseber wedi sebea aemet entay kserh tdeliyo.rgmti weshelak hasawti.

  • @goitomrezene6469
    @goitomrezene6469 7 วันที่ผ่านมา +2

    መጀመርታ ንዮናስ ቁኑዕ ከምዘሎ ሓሲብና ኔርና ግን ከምቲ ምስላ ኣቦታትና ዝብሉና ዘረባ ክልተ ከይሰማዕካ ኣይትፍረድ ወዲ ጀበሊ ደንጕዩ መልሲ ምስ ሃበና ኣብዚ ሕጂ ዘለናዮ መረዳዕታ በጺሕና እቲ ዝፈረሰ ገዝዑውን ርዒናዮ ኣለና።እሱውን እዝን እዝን ክብል ኣይደልንዬ ዝብል መልሲ ሂቡ ኣሎ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ማርያመይሕድርኺ-cu9ey
    @ማርያመይሕድርኺ-cu9ey 9 วันที่ผ่านมา +3

    *ኣሕዋት ኣለውዎ ክልተ ዝብል ሲ ሓውኻ ደይኮነን ሎሚ ልዕሊ ጓና ዝንጽለካን ኣብ ጸገምካ ዝርሕቀካን።ምቕራብ ኣብዮሞ እንተኾኑ እንታይ ይፈልጥ።ዮናስ ፍጹም ሕልና የብሉን።*

  • @Eritrean112
    @Eritrean112 8 วันที่ผ่านมา +2

    ትም በሊ ሎቅማጽ ስንክልቲ ሓንጎል ኢኪ ንስኪ ንባዕልኪ ብራቮ ዴቭ ሓወይ

  • @AwetGere-j9f
    @AwetGere-j9f 8 วันที่ผ่านมา +2

    Hmakat seb eyom dawit wedi jebeli ajoka ❤

  • @לנלננןיהור
    @לנלננןיהור 8 วันที่ผ่านมา +2

    እዛ ገዛ ወዲ ጀበሊ ዝረኽቦ ዝነበረ
    ሽግር ንኸተቃልዕ ዝፈረሰት ኮይና
    ይስመዐና ዮናስ ከ ብዛዕባ ኣሕዋትካ ተዛሪብካ ትፈልጥ ድኻ ለኽባት
    ንወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን

  • @BriAsfha-jn6yz
    @BriAsfha-jn6yz 9 วันที่ผ่านมา +11

    Yonas hilna albo 🤔🤔

  • @AkanjiAkanji-nu2vy
    @AkanjiAkanji-nu2vy 9 วันที่ผ่านมา +10

    Xbuk hasab dawit abi seb ezi yonas seraki eyu❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SamiWelday-v5u
    @SamiWelday-v5u 9 วันที่ผ่านมา +5

    ዳዊት ናተይ ቀጽሎ ዝሓወይ ሰብኣይ❤❤❤❤❤

  • @BeyeneMesfn
    @BeyeneMesfn 9 วันที่ผ่านมา +7

    Ezi yonas nay aemro xegem alewo halay

  • @SmonTekie
    @SmonTekie 8 วันที่ผ่านมา +3

    😢 ሓሳድ ሲ ቱፍ ቱፍ ንጸጋም 😮😮

  • @senitelyas9301
    @senitelyas9301 9 วันที่ผ่านมา +9

    Yes nay bhaki Deveye ❤

  • @Eriboy744
    @Eriboy744 9 วันที่ผ่านมา +3

    ንወዲ ጀበሊ ሕጂ ውን ዓቅሚና ክንሕግዞ ኣለና ደቂ ኤረይ ❤

  • @danielkidane3572
    @danielkidane3572 7 วันที่ผ่านมา +2

    በዓል ዮናስ ሲ ህዝቢ ኤርትራ ዘየመዛዝን ገይሮም ሓሲቦሞ። ወይ ድራማ!! Bravo Dawit.

  • @FtsumTeweldebrhan-un2kz
    @FtsumTeweldebrhan-un2kz 8 วันที่ผ่านมา +2

    ሕስድና እዩ ዴቭ ሓወይ ይገርም እዩ

  • @ZiziawtHle-hi6bx
    @ZiziawtHle-hi6bx 9 วันที่ผ่านมา +6

    Dawit hawey ♥️♥️♥️♥️

  • @MeleySemere
    @MeleySemere 9 วันที่ผ่านมา +8

    Yonas hmaq malti wielka 😢

  • @dehabmedhane9650
    @dehabmedhane9650 7 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @Biemnet-e8t
    @Biemnet-e8t 6 วันที่ผ่านมา +1

    ብዓል እዚአን ኣማሓደርቲ ክኾናስ ገበንዩ ክትሕግዞ ከተተባብዖ ይግባእ ነይሩ

  • @tsegatesfamichael1910
    @tsegatesfamichael1910 9 วันที่ผ่านมา +3

    Yonas entay habetheka kenewaxalu Ina nwedjebeli

  • @habtomtekelemariam583
    @habtomtekelemariam583 8 วันที่ผ่านมา +1

    Drarom kelekayom nezom sebat wed gebeli bzuh gezeb bsim wedi Gebely ybelau kemzneberus Bealom tefedehom halewelow elom

  • @HedenAsefaw
    @HedenAsefaw 9 วันที่ผ่านมา +15

    ጸባ ስተይ ወደይ ኣበይ ዘላ እያ እዚኣ ጸማም ሓንቲ እዝና ወዲ ጀበሊ ክዛረብ ዩ ዝውዕል ትብልሲ እቲ ቃላቱን ርእሱን ከ ንሱ ከይተማህረ ልዕሊ ምሁራን እናተዛረብን እናማሃረን ንስኺ ከማን መንበር ሒዝኪ ኣለኺ😡

    • @user-ek5bz3pp6h
      @user-ek5bz3pp6h 9 วันที่ผ่านมา

      Yonas temezinka senef hasad

    • @user-ek5bz3pp6h
      @user-ek5bz3pp6h 9 วันที่ผ่านมา

      I I botaka wedi jebelikihzo yigbo ahsen kaabaka

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 9 วันที่ผ่านมา

      ጎፋንድሚ!
      ኣብ ብርካ ተተንፍስ ግን ኣሳፊሓ ምጽወታ ዝትኮበላ ኣብ ኢሮፓ፡ ንሓንቲ መንእሰይ ፔንጠ ሓብትና ከማነይ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ሓሙሳ ሽሕ ተዋጺእላ ኢዩ፡ ሓቂ ይሓይሽ ንበይና ጥራይ ከምዘይበልዓቶ ግን ክግመት ይከኣል፡ ማለትሲ ብድሕሪ መጋረጃ ናይ ሕከከኒ ክሓከካ፡ ተካፈልቲ መዛምርቲ ኔሮማ ኢዮም😀
      🤝❤🕊

  • @user-dm6yk6iy3g
    @user-dm6yk6iy3g 9 วันที่ผ่านมา +2

    ንሓ ስ ሓቂ ዝብል እንጀራ ዓለም ይብላ ኣብዛ ዓለም

  • @bereketgrmay1572
    @bereketgrmay1572 8 วันที่ผ่านมา +3

    ጽቡቅ ኣቃራርባ ዴቭ ንሱኹም ብዘይ ትሕሹ ካብዞም ጋዜጢና ናይ ዓድና መኽንያቱ ንሳቶም ንዚ ዱንቆሮም ቡዙሕ ዓመት ኢይም ትማርሞ 😂😂😂😂 ይሕዝን ባሓቂ

  • @ገበልገዛባንዳ
    @ገበልገዛባንዳ 9 วันที่ผ่านมา +6

    ኣውሪድዋ እኮ እታ video ቀልጢፍ እዚ ቀጣፊ

  • @mhaymanot1290
    @mhaymanot1290 9 วันที่ผ่านมา +26

    Thanks Dawit hawna, let’s all help Wedi Jebeli ❤ Yonas has done seriously wrong and heart less, btaEmi chekan gazetegna. Nay ahwatu alewo dblena entay gedeso that’s his privacy.

  • @martaabraha1305
    @martaabraha1305 8 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታዓርቅዎም ብዙሕ ጽቡቅ ይሕሊፎም እዬም❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️

    • @Acnt12
      @Acnt12 6 วันที่ผ่านมา

      😂

  • @militetesfatzion2418
    @militetesfatzion2418 9 วันที่ผ่านมา +1

    Beale Abadyte Do Aynesane Kab wedy Gebeli Sebe private kehgeze alewo❤

  • @KBSEEክብሲሲህ
    @KBSEEክብሲሲህ 9 วันที่ผ่านมา +7

    Entay ymlketeka yonas gdefena ba

  • @Dadaws2017
    @Dadaws2017 7 วันที่ผ่านมา +2

    ጽብቅ አለካ ዲቨ ጋልዛ ኩቱ እንታይ ይምልከተኪ

  • @ማሩ
    @ማሩ 9 วันที่ผ่านมา +15

    ሕጅ ውን ኣብዚ መጺኩም ምኒንን ኣይትበሉ ትሕግዙ ተኮንኩም ሓግዝዋ

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 9 วันที่ผ่านมา

      ኤርትራዊ እሞ ሓድሽቲ ሓገዝቲ ዘይኾነ እቲ ሓቂ ግን ክወጽእ ኣለዎ ዓገብ ምባል ግዲን እዩ

    • @leulaweldeab4962
      @leulaweldeab4962 8 วันที่ผ่านมา +1

      ሓገዝ ናቶም ምልፍላፍ እዩ

    • @leulaweldeab4962
      @leulaweldeab4962 8 วันที่ผ่านมา

      @@BlesssedDayዘረባ ገዲፍካ ትሓዝነሉ እንተኮንካ ሓግዞ

  • @selameuderetey7076
    @selameuderetey7076 8 วันที่ผ่านมา +1

    ዳዊተይ ጅግና ኣድኒቀ ክጸግበካ ኣይከኣልኩን❤❤❤

  • @arsemabiniam8900
    @arsemabiniam8900 8 วันที่ผ่านมา +2

    ክዛረብ እዩ ዝውዕል ዝብሎ ተውህቦ እንድዩ ንሰብ ምዝንጋዕ። ዮናስሲ ተዛሪቡ እንድዩ ዝበልዕ ዘሎ።ማሳ ዶ ኣልዒሉ እዩ? ከም ሳንድያጎ ኣነ ከሊመ እየ ዝበልዕ ዝበሎ። ወዲጀበሊ ከኣ ኣነ ኮፍ ኢለ ይፈልጥ ምስኡ መዓንጣይ ቆሲለ ብሰሓቕ ተፈሲሄ ውዒለ ስለዚ ተውህቦ እየ ዝብሎ ኣነ

  • @semeresemer-ev9wh
    @semeresemer-ev9wh 9 วันที่ผ่านมา +2

    Yenas loqmax seraqi Eka feqedeu zzareb tblsi ketezarbo kolel teblo zneberka nska endika hasawi hasad

  • @hayatabdu2317
    @hayatabdu2317 5 วันที่ผ่านมา +1

    You guys are the best keep on good work God bless you ❤

  • @user-db4tb5nl3z
    @user-db4tb5nl3z 8 วันที่ผ่านมา +2

    ዮናስ ሐሳድ ዓቢ ሰብአይ እንተሐገዘ እንታይ አለዎ ካብጅባካ አይውጽእ ሐሳድ ዮናስ

  • @MerhawiDawit
    @MerhawiDawit 7 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢 ሕስድና ናይ ሃገርና ይገርም እዩ ካልእ ዘረባ ሲኢኖም ድዮም እንታይ ስለ ዝተደለየ እዩ ኣብ ሕስድና ጸቂጦም ድዛረብ
    ወዲ ጀበሊ ከይትሕግዝዎ እዩ ዝስምዕ
    ንወዲ ጅበሊ ጊሕላ ኣይኮነን ዳርጋ ንህዝቢ
    ኤርትራ ከም ዘሃብካ እዩ ምክንያቱ ከማቅሎም እዩ እዚ ካ በቲኦም ጸለኣቱ ተመስኪርሉ እዩ እንበር ከ ወደይ 75 ዓመት ንዝገበረ ከይተመርዓወ እዚ ከማን ክደንግጸና
    እዩ ዝግባእ እንተ ተሓገሰ ካ
    ኣነ ሓደ ነገረ ተማሂረ ፡ሰብ ምስ ዝኹሪ ሓቅኔ መንነቱ ከም ዝጉልሕ ካብ ቀደሙ ውን
    ልዕልና ይብዝሕ ዝንበረ ይመስል ወዲ ጀበሊ
    ምስኪን ትሕት ክብል ኮሎ እቲ ገታር ዘረባ ይዛረብ እዚ ጥራይ ከማን ንሚዛን የኣክል
    ቅኑዕ ሰብ ክብደል ይሕርቀካ እዩ
    ስሞም እካ ዘየለዓሎም ከምዚኣ ምሱኡ
    ይሰርሕ ከምዘይ ነበሩ ሕልና ኣልቦ
    ገንዘብ ሃይማነቱ ዝኮነ ኣብ ከምዚ ግዜ
    ኢካ ሓቀና መንነቱ ትፈልጦ እንበር መከራ ሽገር ከይ መጸ ዳ ኩሉ ሰብ ጥዕም እንድዩ
    የናስ ምስ ወዲ ጀበሊ እንዳ ሰሓቅ ሰላሳን ሰለስተ ኣስናኑ እንዳ ተረኣየ ኣሎ እንዶ
    ሕጂ ግን ግምጥል ኢሉ እንታይ ክንብል ወዲ ዓስርተ ዓመት ከማን ኣይዛረቦን

  • @danielghide3631
    @danielghide3631 9 วันที่ผ่านมา +4

    Shame
    Zero yonas

  • @Mary-hb2ty
    @Mary-hb2ty 7 วันที่ผ่านมา +1

    Woww Anta niskas Anbesa eika jigna ❤

  • @medhanieamanuel7816
    @medhanieamanuel7816 9 วันที่ผ่านมา +2

    David sorry fyori ab mmhdar eya tser head aykonetn gn ab thie amahadart eya tserh. Nean deki abashawl htetena. Ab eritrea beli elka yelen

  • @Mera.wedi.Redie.62
    @Mera.wedi.Redie.62 9 วันที่ผ่านมา +8

    ይበል ርሲ ዴፋ 👌👌👌

  • @s.h.abdulgadirnoor9024
    @s.h.abdulgadirnoor9024 9 วันที่ผ่านมา +9

    ዬናስ 100 ዜሮ እዩ

  • @dawitgebrat1878
    @dawitgebrat1878 9 วันที่ผ่านมา +1

    ሱሳላታ!
    ሓደ ካብቶም ይገርመናሎ ዘብሉ ግድላት ዓለምና ኣለው ዝብሃሉ ተወሳኪ እንተሎ፡ ገለ ይሕዋትና ፍትሓዊ ረቢ ኣባደንደን ልቦናን ግርማን ዓዲልዎም ከሎ፡ ምስ ጋል ሂዋን ክድመሩ ዘይምብቅዖም ኢዩ፡ ከመይሲ ግናይ ትርኢቶም ዝግኒ መኣዲ ተቀሪብካ ሸውሃትካ ዘዕጹ፡ ማለትሲ ብግናይነቶም ተወዳዲሮም ብልጫታት ሓፊሶም ገዝኦም ዝኣትዉ ፈጣሪ ዝወጽዖም ከለው፡ ነታ ብቁንጅንኣ መንከማይ ትምካሕ ጋል ግን ሽምጥኣ ሓቂፎም ሸነን ክብሉ ትዕዘብ! እቲ ምስጢር ናይ ወጻኢ ፓስፖርቲ ኣሸቲቶም ብገንዘብ ኢዮም ዘስድዕወን ከይንብል፡ ኣብ ኢትነገር ዝዓይነታ ገዛ ዝቅመጡ ዘክታማት፡ ሽንቶም ዘይፈልጡ ዘደንግዙ ደቂ ጽቡቃት ዘናቢል እራይምራይ ኢዮም፡ ኣብ ዓራት ጎባልል ምካኖም ከይንጥርጥሮም ድማ ወግሐጸብሐ ሽሮ ተመሲሖም ንሱ ዝድራሮም ዘይመስል ብድሆ ኢዩ፡ መቸም ኣብ ጭዋ ቅድስቲ ሃገረ ጀጋኑ ዋርሳይ ይከኣሎ መስተፋቅር ጥንቆላ ዝብሃል ሜላታት፡ ዝተጸየነ እጉድ ትግባር ቦታ ከምዘይብሉ ርዱእ ኢዩ፡ ኮታ ብሓጺሩ እመኑኒ ይሕዋት! እዚ ሳጽዮን ጠበቅ ዓጋዜናዊ ዘ ኣራዊታዊ፡ ካብኣቶም ብዓሰርተ ዕጽፍታት ክምዝምልክዕ ክጥቀስ ይከኣል😀
    🤝❤🕊

  • @abudie6901
    @abudie6901 9 วันที่ผ่านมา +5

    Nay bahqi zarkey wudu zerba❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 qexilo

  • @NebiAymen
    @NebiAymen 9 วันที่ผ่านมา +3

    Mizanawi aykonen keman eti frda n wedi jebeli tesahilato iya kemza gele zbedela wala ane gerimuni iyu zgermeka