ንዓይ ገዲፋያ ምስ ኣቡኣ ትዘዉር ዘላ josias denden

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 548

  • @nezz2025
    @nezz2025 4 หลายเดือนก่อน +82

    ቆልዑ ምስ ወላዲኦም ንኸይራኸቡ ዕንቅፋት፧ ፡ ዓገብ !! ሕማቕ ተግባር ኢዩ

    • @YemaneAfewerki
      @YemaneAfewerki 4 หลายเดือนก่อน +1

      Ztelarekayo geza enteferisi geza dika tkeyr weys mereyi eka tlmn?

  • @hiwetadonay6520
    @hiwetadonay6520 4 หลายเดือนก่อน +28

    ኣጆኻ ብሩኽ ሓወይ ኩሉ ገዲፍካ ናብ ኣምላኽ ተጸጋዕ፡ እግዚኣብሄር ባዕሉ ከቕንዓልካ አዩ መንገድኻ፡ ኣደይ ማርያም ጽላላ ተንብረልካ🙏🙏🙏

  • @matanarel9857
    @matanarel9857 4 หลายเดือนก่อน +55

    ጹቡቅ ዘይትሰምዓሉ ግዜ ኣምላኽ ሰላም የውርደልና 🙏❤

  • @user-orthodox.mkghaa
    @user-orthodox.mkghaa 4 หลายเดือนก่อน +13

    ጸሎት ግበር ንሳሃ አቶ ኣብ ገዛካ ብጸሎቲን ስግዳኒን ንበር አግዚኣብሄር ክፈትሆ ኢዩ ክንፈርደላ ኣይግባአን ብዙህ ክፉአ ስራህ ስለ ዘሎ

  • @yrgalemgbrenseanuguse285
    @yrgalemgbrenseanuguse285 4 หลายเดือนก่อน +22

    እዋይ ዓለም ናይ ሓደ ወገን ሰምዕካ ዘይ ምፉራዲ ብጫይ ቁኑዕ ይኩን :ፈጣሪ ራህዋ ይፉጠረና ንኩሉና ኣንቱም ህዚቢ :ህዲኢ ንበል በጃኩምምም

  • @redaezaki4495
    @redaezaki4495 4 หลายเดือนก่อน +52

    ናይ ብሓቂ ቡዱል ኢካ ኣብ ገጽካ ይንበብ ኣሎ እታፍታሕ ሃገር ምቅያር እያ ።

    • @Shaebiya.tsereharestay
      @Shaebiya.tsereharestay 4 หลายเดือนก่อน +7

      ሃገር ምቅያርን ሰብይቲ ምምጻእን እያ❤❤❤

    • @rasmusern9974
      @rasmusern9974 4 หลายเดือนก่อน +1

      No tay hager deqeyr alewo 2 sdet 😢 kalia sebeyti kemxia alewo melian alewa deyen kidey keman hadar ddelya ba bayyy alkaya tirah kid deqka ka kidiseb miss akelu pappa kibluka yom slezi adher bzuh tikefel konka ka kemamaraxi bay alkayom deqika sdetka temrih

    • @fikerfiker7922
      @fikerfiker7922 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሰበይቲ ከይሐድጉስ ዐዲ ሐደጉ ።

    • @teswedi4033
      @teswedi4033 4 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ይብሃል እዚ ውደይ ኩሉ ወዮ እዩ፡ ከም ዝመስለኒ ደቁ ኣብዝኮነ ግዝየ ሓደ ምዓልቲ ኣቦይ ኢሎም ክመጽዎ እዮም፡ናይ ቲ ዕዲ ና ሺናሊቲ ዝግነት ተሊዎ ፡ካብቲ ዕዲ ወጽዩ ኣብ ካልህ ከይዱ ክሰርሕ ይክእል እዪ ካብቲ ኩሉ ጪንቀትን ሓሳብን ይዐርፍ።

    • @bereketkidane1777
      @bereketkidane1777 4 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@Shaebiya.tsereharestay eti xegemm eko welidu kem zeywelede koynu sle zelo u .deku krekbb zeymkalu u

  • @eritrea576
    @eritrea576 4 หลายเดือนก่อน +19

    Pray and fast, Take care of yourself, God bless you and your children. Don't worry. Talk to Jesus read Bible psalm 121, 91

  • @heavennatey
    @heavennatey 4 หลายเดือนก่อน +36

    ኣጆኻ ባዕላ ትፍለጥ ልዕሊ ኩሊ ንአረጊት ሀሪምካ እስርቤት ከይትበሊ ተጠንቀቅ ሐወይ

  • @KedishWeldu-t2i
    @KedishWeldu-t2i 4 หลายเดือนก่อน +14

    ፈጣሪ ምስ ቁኑዕ ይኩን በር የሕዋትና ዊን ኣይጠዓመንን

  • @tomtomtombossa
    @tomtomtombossa 4 หลายเดือนก่อน +12

    ናይ ኣእምሮ ሕማም ኣብዚ ዝጋዋሕ ዘሎ ጸገማት ዓቢ ተራ ኣለዎ። ስምብራት ናይዚ ሓደገኛ ጉዕዞ ስደት፥ ጽምዋ፥ ኩነታት ባህሊ ሓድሽ ዓዲ ዘይምልማድ።።ውዘተረፈ። ኣብዚ መጺኻ ጉዳይካ ንንፋስ ምሃብ ንባዕሉ ናይ ጥዕና ኣይኮነን። ሶሽሻል ሚድያ ድማ የጋድዶ ኣሎ።

    • @senaitbereket9530
      @senaitbereket9530 4 หลายเดือนก่อน

      ጥእና እንተለዋ ብህጊ ንደቁ ክርኢ ዝክልክሎ የለን
      እቶም ቆልኡት ውን እኩላት እንተኮይኖሞ ናይቶም ቆልኡት ድሌት እዩ ዝጸድቅ

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 4 หลายเดือนก่อน +30

    ኣጆኻ ዝውን እዚውን ክሓልፍዩ ኩሉ ገዲፍካ ጉዳይ ጥዕናኻ ጥራይ ተኻታተል ደቅኻ ባዕሎም ክመጹዀዮም እንተ ኺኢልካ ዓዲ ቀይር ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን 🙏

    • @eritrea576
      @eritrea576 4 หลายเดือนก่อน

      good advice

    • @Tomas-komita
      @Tomas-komita 4 หลายเดือนก่อน +2

      እወ ክሓልፍ ግን እቶም ቆልዑ ካብ ዉሽማ ተንጽሎ ኣደዳ ሓሺሽ ሕማቕ ስንብራት ምስ ሓዙ ምስተበላሸዉ ትርጉም የብሉን

    • @AdayHiwet
      @AdayHiwet 4 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@Tomas-komitaእቲ ውሽማ ዝብል ዘሎ ንሱ እዩ፡ ሓቂ ድዩ እይንፈልጥን፡ ንሳ ትብሎ ውን ይህሉ ይኸውን። እቶም ቆልዑ ከምዝጉድኡ ፍሉጥ እዩ፡ ግን አብ ህውከት ዝመልኦ ገዛ ክዕብዩ ውን ይጉድኡ እዮም። አነ እንታይ ምመኸርኩዋ፡ ካልእ ሰብአይ ናብ ደቃ ምምፃእ ጎዳኢ እዩ፡ እንተዘይሳማምዑ እንተተፋትሑ ሕማቕ አይኮነን፡ ንሱ ክሪኦም አብገዝአ ዘይኮነ አብደገ ብመገዲ social workers ክፍቀዶ አለዎ፡ ንዓዐ ክዛረባ መሰል የብሉን፡ በዚ ሕጊ ሓልዮ ክግበር ይከአል እዩ። እቲ ዕርቂ ብኻልእ ሰብ ቀሺ ድዩ ማሓዙቶም ድሕሪ ምፍታን። እነ ዘርዳኒ እቲ ክኸይድ ዝደለ አይደለይአካን እየ እንዳበለካ ብሓይሊ ፍተወኒ ኢልካ እንተነበረውን ናብራ አይኮነን።

    • @eru5343
      @eru5343 4 หลายเดือนก่อน +5

      ኣብ ኤሮጳ ዘይዕበካዮም ቆልዑት ኣቦይ ወይ ኣደይ ኢሎም ክመጹካ ሕልሚ ኢዩ ኣይትሕለሚ ከምቶም ኣብ ኤርትራ ዝዓበና ግርህነት የብሎምን ኩሉ ከባቢኦምን እቲ ዝነብርዎ ሃገር ከስተብሁሉ ምዓት ኢዮም ነቲ ዋጋ ከፊሉ ፍቅሪ ሂቡ ዘዕበየን ኢዮም ዝመርጹ😮

  • @zaidokbanderias3794
    @zaidokbanderias3794 4 หลายเดือนก่อน +3

    ሕማቅ ግዜ ዝሕዝን ይቅሬታ ሰብ ዘባስ እንበር ዝዓርቅ የለን እግዝኣቢሄር ብጻይ ቁኑዕ ይኹን

  • @Mossana-Tv
    @Mossana-Tv 4 หลายเดือนก่อน +2

    ብዙሕ ኣይትጨነቕ ዝሓወይ 🙏ኣብ Europe ብሕጊ ዉላድካ ዝከልኣካ የለን ርዙን ሓውና 🙏🙏

  • @edenyemane8863
    @edenyemane8863 4 หลายเดือนก่อน +7

    ጆሲ ብጣዕሚ ተጋጊካ ሞያ ድዩ ዘለካ ወላ እንታይ ማለት እዩ ሰባት ሕጊ እናሃለወ ውልቃዊ ጉዳያት ናብ ህዝቢ ምምጻእ እንታይ ትምርቲ እዩ ዘለዎ ወይ ድማ እዚ መደብ ከተቅርቦ ከለካ ዘረባ 2 ሰሚዕካ እንተተቅርቦ ምሓሸ ኣነ ን ስምረት ብቀረባ ይፈልጣ እየ ግን ኣብ ልዕሊ ደቃ ዘለዋ ኣተሓሕዛ ብ ከምዚ ዝገልጻ ዘሎ ፍጹም ኣይራከብን እዩ ፡ጋል ትረክቦ ግን ብዙሕ እዩ ።

  • @believeyourself1903
    @believeyourself1903 4 หลายเดือนก่อน +12

    My advice is forget her and don’t worry about your children just start new life and love with new lady my brother

  • @ZemeronEyasu
    @ZemeronEyasu 4 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ሓወይ ብጥዓሚ የደንግጸካ ካብ ደቅኻ ዘይምርኣይ ዝኸፍእ ነገር የለን ግን ኣጆኻ ጊቭ ኣብ ግበር ሓድሽ ሂወትካ ድማ ጀምር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ

  • @merhawitkeleta5905
    @merhawitkeleta5905 4 หลายเดือนก่อน +5

    😭😭😭😭😭😭ኣምላክ ምህረቱ ይልኣከልና

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 3 หลายเดือนก่อน

    ሓወይ ኣጆኻ ኣምላኽ ሓይልኻ እዩ ቆልዑት ምስዓበዩ ዘይርሳዕ ስምብራት ዘይምግዳፍ ብትዕግስቲን ብሕግን ኪድ ክቡር ሓወይ ከይህሰያ እቶም ቆልዑ ብትዕግስትን ጸሎት ኪዶ ❤

  • @raheldebresion765
    @raheldebresion765 4 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ሃደ ሰብ ዘረባ ሰሚእና ንምፍራድ ኣይንጎየ እሳስ ሕራይ ኣብ ልእሊኡ ጨኺና ንበል ሕጊ ግን ንምንታይ ደቁ ንከይርእይ ኸልኪልወ ? ንምንታይኸ ብተኸታታሊ ድኣስርወ ብዝኾነ ንምፍራድ ኣይንታሃወክ

  • @senaemohammed8100
    @senaemohammed8100 4 หลายเดือนก่อน +91

    Kem gual anesteytin kem aden koyne krieo keleku, ezen komeu tgebra deki anstiyo btaemi ekn tgermani.ayredakninn u maere kndey hasiya tewrdalom kemzelekn n dekiknn. Weshele hagazi rekibkn donkorotatt

    • @haileabtekle7734
      @haileabtekle7734 4 หลายเดือนก่อน +11

      ሰብ ኣብ ደገ ወጺኡ ክዛረብ ኣይደለየን እምበር ልዕሊ 10 ዓመታት ደቆም ክረኽቡ ዘይከኣሉ ኣለው ብደቆምን ብገንዘቦምን ዝተጻወታ ስሚዒቶም ንኽቆጻጸሩ ክብሉ ሪሒቖም ዝነብሩ ኣለው።

    • @senaemohammed8100
      @senaemohammed8100 4 หลายเดือนก่อน +2

      Nay bhaki giga u komeu ksemee keleku btaemi u zhzneni. Eten awald neoom zrekaba u zmeslen meslni any wayyy ageb ageb tray ena knbel nkeil, lbi yhaben dekianstiyona

    • @tirhasmogos9273
      @tirhasmogos9273 4 หลายเดือนก่อน

      Nay behaki gega gera​@@senaemohammed8100

    • @meksebabraham3440
      @meksebabraham3440 4 หลายเดือนก่อน

    • @Didu-Midu
      @Didu-Midu 4 หลายเดือนก่อน +4

      እወ ግን ረኪቡ brian wash ናታ ኩፍእ ዝዛረቡ ሰባት አለዉ እሱ ከአ ሕጂ ከማን የክፍአ አሎ ሐቑፍዋ ዝሐደረ አይመስልን

  • @semerehabte9075
    @semerehabte9075 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣምላክ ይሓግዝካ ክቡር ሓዉ ኩሉ ግዜ ኣልዎ ኣጆካ በርትዕ።

  • @raheltekle4302
    @raheltekle4302 หลายเดือนก่อน

    አምላክ ምሕረት የውርድ

  • @NigstiYemane
    @NigstiYemane 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆካ ሓወይ ኣምላክ ምሳኼ ይኩን ኩሉ ግዜ ኣለዎ

  • @FioriTiku
    @FioriTiku 4 หลายเดือนก่อน +7

    Selam zhawey zkone kab hadaru deku kfelale tsbuk aykonenn ,gn sela amtsika post ktgebro Mesel yeblkan aregit thaz /neshtoy thaz naa ymlket.Dekey mray keliatni entekoynu ,haguzni ktbel EU zeleka.nayti dka zbelkyo kea bdku /bhabtamu zfter Yelen bde mzrab hmak EU.

    • @46hbs
      @46hbs 4 หลายเดือนก่อน

      Kulu knei nata zelewo koynu tesemieni aregit ykun tay ymlketo ab leli deku geben zfxim tekoynu sekram zkatel tekoynu kzareb ykiel kabau halifu bzaeba zeymlketeka mzrab ktehalalek sle zdeleye amber deku delyu zbil hasab yebleyn lomi zbezhu fekisom eta gal bzuh shefina dakedet nsom baelom abesom nmshifan geza geza atyom yzarebu seb dma ynakom msta ade dekom kredadau zeykielu

    • @teameghebrehiwet3089
      @teameghebrehiwet3089 4 หลายเดือนก่อน

      @@FioriTiku behaki mestewealit eki nsu nibealu.. si men muquanu reseawo alo... dehan gina zigiber yelon himamu koleaut aykonen

    • @teameghebrehiwet3089
      @teameghebrehiwet3089 4 หลายเดือนก่อน

      @@46hbs ... tebarek

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 4 หลายเดือนก่อน +2

    እታ ቅዱስ መስቀል አሲርካያ ዘሎኻ ባዕሉ ይሐልኻ እዚወደይ ደቅኻ ግን ደቅኻ እዮም ዐቅሊጥራይ ግበር🙏✝️

  • @HailatYosief
    @HailatYosief 4 หลายเดือนก่อน +9

    ኣደ ደቅካ እያ ከምኡ ኣይብሃልን እዩ :: ጻዕዳ ይጽናሕኪ እዩ ዝብሃል . ምስ ዓቢ ትኪድ ምስ መንእሰይ ድሌታ እዩ ካባካ እንተተፈልያ. እዘን ኣሕዋትና ዝረክብኦ ሽግር እኮ ባእእእእ

    • @habennegasi1793
      @habennegasi1793 4 หลายเดือนก่อน +2

      Germni entay yemlkto enta tefthom 😏😏😏

    • @zaidmikel-bg7dl
      @zaidmikel-bg7dl 4 หลายเดือนก่อน +1

      @@habennegasi1793 fqra degiswo gdi kkkkkkkk

    • @ወዲኣባት
      @ወዲኣባት 4 หลายเดือนก่อน +2

      @@zaidmikel-bg7dlኖውራም ሓንቲ ካበን ኮንኪ ዲኪ ተዐገርግሪ ዘለኪ

    • @eru5343
      @eru5343 4 หลายเดือนก่อน +2

      ኣይገርምን ብዛዕባ ደቁ ጥራይ ክዛረብ ይግብኦ ባዛዕባ ትሕዞም ሰብኡት እንታይ ይምልከቶ ተተፋቲሑ ሂወታ እንዲዩ ዋላ 10ሰብኣይ ዘይትሕዝ ባ ዓርኪ ሒዝኪ ኢሉ ኣፋራሪሕዋ ይከውን ንደቀይ ውን ኣይገድፎምን ኢላ ከልኪላቶ ትከውን

    • @zaidmikel-bg7dl
      @zaidmikel-bg7dl 4 หลายเดือนก่อน +4

      @@eru5343 ya bnebsu eiyu qenieu enber ndequ lelia halylom aykonen hmaq ade yelan ndeqa::

  • @eyasuarsema6271
    @eyasuarsema6271 4 หลายเดือนก่อน +8

    አብ መድያ መጺኻ ብዛዕባ አደ ደቅኻ አቦ ደቅኻ ምዝራብ መፍትሒ አይከነንንን መፍትሒ ክኸውን ዝኽእል ብኽልቴኻ ሽማግለ ገይርካ ምርድዳእን ሽግርካ ምፍታሕን ይሓይሽ ሕጊ እንተዘይጥዒስካ ብኸመይ ቆልዑ ምርአይ ይኸልኡኻ ግን ?

  • @sabasabina5346
    @sabasabina5346 4 หลายเดือนก่อน +5

    ብሩኽ ሓው ንስኻ ኣብቶም ደቅኻ ተገደስ ናታ ጉዳይ ኣይ ትገደሰሉ።ደቅኻ ከይ ተሓለልካ ርኸቦም ርኣዮም ብሕጊ።

  • @Azmarino2023
    @Azmarino2023 4 หลายเดือนก่อน +12

    Ajoka zhawey amlak yhagzka 🙏

  • @habengerye2076
    @habengerye2076 4 หลายเดือนก่อน +4

    ዘረባ ሓደ ሰሚዕኩም ኣይትፍረዱ።

  • @amanyemane4045
    @amanyemane4045 4 หลายเดือนก่อน +4

    Amlak yhagzka ezahawey Egziabiher bichay kunue u emo nimkri hsumat yefriso

  • @መንካብመንኣብመዓርነትንእ
    @መንካብመንኣብመዓርነትንእ 4 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዩ ዘሕዝን፡ ነዉራም ተግባር ካብ ሰብን ሰብኣዉነትን ወጻኢ ትገብሮ ነገር ኩሉ ግዜ ኣብ ስቓይ ዩ ዘንብረካ። ኣጆኻ ንስኻ ጥራይ እንበር ሰብ ኣይጠዓሞን።

  • @SaronAndemichael-m5k
    @SaronAndemichael-m5k 4 หลายเดือนก่อน +1

    Eway, yehwatna zrekbwo zelewu. Eziy kemziy Bzuh seb eyu.Shgr yrekb Aelo.

  • @letebrhanhabtslasieweldege7451
    @letebrhanhabtslasieweldege7451 4 หลายเดือนก่อน +16

    ኣሓተይ ተሃዊኩም ከትፈርዱ፡ ሕማቕ ዘበን ኢና በጺሕና ዘለና በዳልን ተበዳልን ዘይፍለጠሉ ዘሎ ዘመን ኢና ዘለና፡ ነዞም ሰብ ብቐረባ መሓዙተይ ይፈልጦም ኢየ፡ ግና ተስፋ ይገብር ግብረመልሲ ክትህበሉ ኣብ ቀረባ እዋን ጥራይ ኢየ ክብል ዝኽእል።

    • @selamasfaha8250
      @selamasfaha8250 4 หลายเดือนก่อน +2

      Xibuk endiki tezaribki natom baesi balom yifeltu nimnatay netom kolieut mis abiom zeyterakibom ageb 😢

    • @letebrhanhabtslasieweldege7451
      @letebrhanhabtslasieweldege7451 4 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@selamasfaha8250 ዓግብ ዝበሃሎስ ናይ ሓደ ወገን ሰሚዕካ ኣሜን ኢልካ ተቐቢልካ ህውኽ ፍርዲ ምስንዳው ኢዩ ዓገብ ምቅርቲ ሓፍተይ።

    • @Tomas-komita
      @Tomas-komita 4 หลายเดือนก่อน +1

      መልሲ ዋላ እንተሀበት ዘይ ክትሕሱ እያ ሃስያ ትእስሮ ነይራ ሕጂ ዉን ዘይ ኣብዚ መጺኣ ክትሕሱ እያ ኣነስ በዘን ሓሰዉቲ ኣንስቲ ስክሕኽሕ ኢለ እየ ኣሳዊት ሰበይቲ ነታ ድሌታ ንምሽፋን ምድርን ሰማይን እያ ተጣብቅ አሉ ትብል ኣይኮነንዶ ሓሳዊት ሰበይቲ ሓሳዊት ዉልድ ዉን ኣየዉልድካ

    • @meharifrewoyni9402
      @meharifrewoyni9402 4 หลายเดือนก่อน

      ንኽትሕሱ ድያ ክትመጽእ?
      ንደቃ ካብ ኣቡኦም ትፈሊ አደ ዝተበደለት ገደል ትእቶ ::

    • @meharifrewoyni9402
      @meharifrewoyni9402 4 หลายเดือนก่อน

      ካብ ኣቡኦም ትፈሊ አደ ዝተበደለት ትበደል ገደል ትእቶ :ቀዳምነት ናይ ደቃ ክትሓስብ ኣለዋ ::​@@letebrhanhabtslasieweldege7451

  • @SuzanTesfamichael
    @SuzanTesfamichael 4 หลายเดือนก่อน +24

    ሰላም ጆሲ ኣነ ን ስምረት ብሓንሳብ ኢና ዓቢና ካብ ኤረትራ ምስ ወጸት ብዙሕ ኣይተረካበናን ንሱዳን ምስ ወጻኩ ግን ብfb ተራኪብና ብዛዕባ ሓዳራ አንታይ ሽግር ምህላዋ ኣይፈለጥኩን ግን ሓደ መዓልቲ ብናታ fb መልአክቲ መጺኒ ንምንታይ ኢለ ተጻሓፍኩላ ንሳ voice gera አዚ ዝጽሕፈልኪ ዘሎ ሰብኣየይ ኢዩ አላትኒ ሕማቅ ኢዩ ዝጽሕፍ ኣነ ውን ኣደ ደቅካ ሕማቅ ኣይትግበር ንደቅካ ሕማቅ ታሪክ ኣይትጽሓፍ ኢለዮ ኔረ ግን ናታ ስአልታት ይሰደለይ ደቁ አንዳ ሳዕስዑ ከምዚ አያ ትገብር ከምዚ ኢያ ትምህሮም ኢዩ ዝብል ንሳ ዝተሰኣለቶ ሰኢሊ ቡን አንዳ ኣፍለሐት ገለ ኢዩ ንምንታይ ከም ምክንያት ኣምጺኡዎ ከማን ኣይተረዳንን ግን ዝኮነ ጸገም ጌሩ ምህላው ግን ይርደኣካ ንዓዲ ደዊሉ ብዙሕ ምፍርራሕ ከም ዝገብር ናብ ስድራ ውን ይፈልጥ ማዕረ ነዲኣ ለይቲ ደዊሉ ጋልኪ ዓሪፋ ኢሉ ከም ዝበለ ናይ ቀረባ ምስክር ኢየ ረዘነ ሓወይ ገበንካ ንደገ ምህራም ጽቡቅ ኣይኮነን please ከምዝተፋታሕኩም ኣይ ፈለጥኩን ኔረ አንድሕር ፈቲሕካያ ሂወታ ትግበር በጃኩም ንደቅና አንታይ ታሪክ ነጽንሓሎም ንሕሰብ ደቅካ ስድራና ከምዚ ኢዮም ክበሃል ንዐዖም ምሽምማቅ ኢዩ ።

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 4 หลายเดือนก่อน +4

      ኣነ ዉን ከምኡ ክብል ጸኒሓ ኣነ ኣይፈልጦምን እየ ግን ዘረባ ሓደ ሰሚዒካ ኣይፍረድን ሰብ YouTub ስርሖም እዩ ዘገድሶም እቶም comment ንጽሕፍ ግን ንፍርዲ ኣይንጉየይ ንሱስ ታይ ከምዝግብራ ታይ ንፈክጥ?

    • @mercinegash8202
      @mercinegash8202 4 หลายเดือนก่อน +1

      Ezi bdul iyu,,nmntay dequ zeyterio,,keyweleda mexien yhadma,,Nrio zelena iyu eko

    • @RezeneYohannes-qt3yg
      @RezeneYohannes-qt3yg 4 หลายเดือนก่อน

      @@SuzanTesfamichael Suzan hesawut naynen diae kitwesd Nay simret hebitki enber

    • @teameghebrehiwet3089
      @teameghebrehiwet3089 4 หลายเดือนก่อน

      Suzi eti haki ezi eyu tokula korbot tekedinu seb yedenagir
      Ane zigermeni etom zifeletkum zeybilkum tixarefu ekim tigermu

    • @RezeneYohannes-qt3yg
      @RezeneYohannes-qt3yg 4 หลายเดือนก่อน

      @@teameghebrehiwet3089 hebitka tgebiro diae meni ke zey folto teame fera kudu diae higs kulu feltkum eu

  • @misghinagebrehiwet602
    @misghinagebrehiwet602 4 หลายเดือนก่อน +7

    OMG ,
    JOSIAS DENDEN YOUTBER ብጣዕሚ
    ተሕዝን ።
    1- photo , ስለምንታይ ብናይ መን ፍቃድ ?
    2 - ብዛዕባ ኣርእስቲ'ሞ OMG ሰኪትካ ንሰብ ምጽላም እንድዩ ገርካዮ ዘለኻ ANYWAY
    JOSIAS YUTBER
    በል እዘን ክልተ ? ?
    1- PHOTO
    2- እቲ ኣርእስቲ
    ካብ ገጻት youtbka
    JOSIAS DENDEN YUOTUB
    ከተልግሰልና ብትሕትና ንሓተካ ።

    • @ራህዋሰላም
      @ራህዋሰላም 4 หลายเดือนก่อน

      Josias ሓውና እታ ሓቂ በየናይ ወገን ኣላ መጀመርታ ኣረጋግጽ።ሕጂ ግን ናታ ስእሊ እለዮ ካብዚ።
      እንተ ናይ ረዘነ የውሃንስ እሞ ተሕዝን ንደቅኻ ትፈልጦም ዲኻኸ?ብመስተ ሽጋራ ወልፊ ናይ ጣላዕ ልብኻ ዘጥፋእካ ሰብ እኮ ኢኻ እብዚ መጺእካ ዘይንስኻ ምምሳል ጽቡቅ ኣይኮነን።
      መጀመርታ ምስ ነብስኻ ተዓረቅ እሞ ይቅሬታ ሕተት።
      ሰሰናዩ

  • @Samrige-o9m
    @Samrige-o9m 2 หลายเดือนก่อน

    Ajoka haweyy kulu egziabihier amlak kfethalka eyu xolot gber eka hmaq zgebar nnebsu eyu kulu khalf eyu

  • @SenaitLul-j1w
    @SenaitLul-j1w 4 หลายเดือนก่อน

    Selam rezene kemey aleka hemak agatami eyu Ewaey hawey adegxeni ajoka bel amelak mesaka yeku🙏

  • @amansolomon2648
    @amansolomon2648 2 หลายเดือนก่อน

    1. Visitation Rights: If someone is paying child support, they usually have a right to visitation or shared custody, depending on the legal agreement. If the other parent is blocking access to the children, this could be against the terms of the custody agreement.
    2. Defending the Kids: If the father believes his children are in harm’s way or at risk, he has the right to take steps to protect them, which might include legal actions or reporting the situation to the appropriate authorities.
    Is this the situation you’re referring to? If so, and if there is a custody agreement in place, it may be helpful to consult a family lawyer to resolve the situation legally.

  • @hanibalgebar7580
    @hanibalgebar7580 4 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ነውራም ያ ኣብዙ በልጅም ውን ወራኣ ረሳሕ ሙካና የ ሰሚዐ ምሳኣ ዘሎ ሰባኣይ ውን ሓደ ረሳሕ ዩ

  • @teswedi4033
    @teswedi4033 4 หลายเดือนก่อน +2

    ፍታሕ ኣይኮነንን አንታይ ዳ ነገራት ምብርዕ ኮይኑ እዩ ዝስማዓኒ ኣብዚ መጺካ ሽግርካ ምንጋር፡ብዝኮነ እግዛኣብሄር ሽግርኩም ይፍትሓልኩም።

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388 4 หลายเดือนก่อน +1

    አይትጨነቅ ክዓቢዩ እዬም ቅሰን እዚ ትገብሮ ዘላ ሕጂ ድሐር ደቃ አይንፈልጠክን ክብልዋ እዬም ዓቅሊ ግበር ጥዐናካ ሐሉ ክትዕወተሉ ኢካ ብትዕግሰቲ ቅሰን ተዓገሰ ተሰወሩ ቲ እዩ ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✍️🙏🌹❤️👍

  • @RezanKahsay
    @RezanKahsay 4 หลายเดือนก่อน +11

    Entay MS gebra eya gedfato abrom khabeu hrdig eyom zblo awedat lomi hasawiy belo

    • @zaidmikel-bg7dl
      @zaidmikel-bg7dl 4 หลายเดือนก่อน +4

      Ygerm eiyu ane kemzi geireya zbl wedi eka eiyu zeyele bejeka kemzi geiratni kblu meret aribwom

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 4 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@zaidmikel-bg7dlእው ኣበሩ ሸፊኑ ይዛረብ ኣሎ ብዙሓት ፈለጡ ዉን ይጽሕፉ ኣለዉ ጽቡቕ ገበረት ሂወታዶ ክሳብ ዝሕልፋ ክትጽበ ኾይና

    • @teameghebrehiwet3089
      @teameghebrehiwet3089 4 หลายเดือนก่อน +2

      ​@@zaidmikel-bg7dl
      Bruk tebarek eti haki ab beljim zelewu yifeltiwo bzkone mesteweali eka

  • @tibletsmelake
    @tibletsmelake 4 หลายเดือนก่อน +2

    ዋና ዪቱብ ካብዚን ካብትኒ ወረ ኣምጺኢካ መማሓሪ ክኮነኩም ትብል ሲ😮 ኣብ ሂወትና ሂወትና ስድራና ቀረብትና ክንደይ ንማሓረሉ ኣሎና😮 ብኣል ጉዳይ ድማ ፈቲሒካያ ምስ ካልእ ሰብ ዝምድና ተጊራ ዉሽማኣ ኣይብሃልን እዪ ፣ ኣብ ኣዘራርባካ ንስካዉን ካብኣ ኣይትሓይሽን ኢካ😢 መሳኪን ቆሉዑ😢

  • @bieluldawit3487
    @bieluldawit3487 4 หลายเดือนก่อน

    Xbuk zeytsemalu gizie .ajok hawna amlak alo wielu hadiru dekka dekka mknom ayterfomn eu .xelot gber ms amlak tezarareb ab gizie amlak shigrka kfethalka u zeyhalf xegem yelen 🙏

  • @ቤትፍቅረ
    @ቤትፍቅረ 4 หลายเดือนก่อน

    ሓዳር ከይንገብር እኮ ፍረሕና ሕጅስ 10 ዓመትና ሲንግል

    • @meleymekonen9798
      @meleymekonen9798 4 หลายเดือนก่อน

      Kkkkkkķ thtnaka eyu zenbreka aytfrhayu fkriy telo kulu alo

  • @hermonmlete8807
    @hermonmlete8807 20 วันที่ผ่านมา +1

    Rzene Anes eza guday natka gdlet koyna tsmani terdadika mhasheka

    • @edumt2039
      @edumt2039 2 วันที่ผ่านมา

      Zeridieu eko eu rekibu miskinay kab deku zerhikuwo zelewu abti nay kolieu genzeb keyatu eu . Ab kuienat xrywrsle yhatir kemzibehal zelewo nisu baelu yfelto gidefiwo tekielk7m kea hagiziwo.

  • @selamabraham5770
    @selamabraham5770 4 หลายเดือนก่อน +14

    Zereba klte keraka aytfred kketleki ye ena bele yeferarha keykewn ember bhgi Deku krei makale neru .knei zelewo koynu ysmaka .let her go. Tezeybedilkaya ktmleseka eya . 😢😢😢

    • @RezanKahsay
      @RezanKahsay 4 หลายเดือนก่อน +3

      Smki yrekenb kemu eyu zbla zhlefoto xegem bala tfelta gn awedat haqi kzarebu aykeln eyom mknatu sbentom zwentetu eyu zmeslom kikello eba

    • @teameghebrehiwet3089
      @teameghebrehiwet3089 4 หลายเดือนก่อน +1

      Nay behaki kabzi kulu seb 1 mestewailit terekiba ... 25 gizye kieser kab zigermeki 25 gizie kea shefinatulu eya.

  • @ራህዋሰላም
    @ራህዋሰላም 4 หลายเดือนก่อน +2

    መጀመርታ ሰላም የሕዋት።
    ግን ናይ ሓደ ሰሚዕኩም ኣይትፍረዱ።
    ነዚ ሰብ እዚ ንሕና ጽቡቅ ገርና ኢና ንፈልጦ ብምህራም ኣዋሪድዎ ዝነበረ ክሳብ ደቃ ንክውሰዱ ብዙሕ ዝገበረ ሰብ እዩ ሕጂ ኣብዚ ቀሪቡ እንተ ተዛረበ ሰብ መሲልኩም ኣሚንኩም ትድንግጽሉ ዘለኩም።
    Josias ድማ ንዓኣ ኣቅርባ ናቱ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ።
    ብዝተረፈ ሰሰናዩ

    • @RezeneYohannes-qt3yg
      @RezeneYohannes-qt3yg 4 หลายเดือนก่อน

      Ati kelbi abey eik tfeltn resah mekalbitk tkewun dey wey kemieu tsehafi tebhilk tkon

  • @senaitkidane8811
    @senaitkidane8811 4 หลายเดือนก่อน +2

    Kela egzeabhir libona yehabika tihisu krmizelaka fuluti eye wey kenika eka, ata jossi hawey kemiziomu ayneti sebati aytekiribi bejaka

  • @Ostirch
    @Ostirch 4 หลายเดือนก่อน

    ዝገርም እዩ ኣጆካ ሓወይ 😢

  • @bereketkidane1777
    @bereketkidane1777 4 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢 genaa bzuhh aloo zeytegelxee zeytesemee .ajokaa haweyy

  • @hadishzeweldi
    @hadishzeweldi 2 หลายเดือนก่อน

    Ajoka rezene hawey amlak yhagzka

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 4 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ሓወይ😢😢😢 ዓገብ ረኺብካ

  • @omersalih2498
    @omersalih2498 4 หลายเดือนก่อน +10

    Eway hawey natey😢😢😢😢😢 anes flity reto eya zelatni nay dekka guday ngze gdefo nab zkedwo yeblomn ab kulu seb kemu eyu zelo ewanu gn nnebska axenane suk elka srahka srah 😢😢😢😢😢😢

    • @luwamnega6042
      @luwamnega6042 4 หลายเดือนก่อน

      AytiAshu yrsAuka iyom

    • @omersalih2498
      @omersalih2498 4 หลายเดือนก่อน +1

      Ya hakki gn eti wedi ab hmak nkeywedk eye srahka srah ngze gdefo eleyo kemu eyu zelo ab kulatna ab kebdna gernayo nkeyd alena kbrti haftey

    • @luwamnega6042
      @luwamnega6042 4 หลายเดือนก่อน

      @@omersalih2498 Hawey natey abaykum Helena zbehal alo manm zeyAgto gizea yneweh enber hlnean mskesesen kidu abokum reayu kblom an namlak Tesfa habeni endabelkum tray xeliyu 💯 emnet gn yhalkum

    • @omersalih2498
      @omersalih2498 4 หลายเดือนก่อน

      @@luwamnega6042❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsegayafeworki9521
    @tsegayafeworki9521 4 หลายเดือนก่อน

    Ajoka bertie hawey ezen haxirn kiltuf sigumtin ziwesda ab hiweten bzeymstweal xibah nigho nisen eyen teteasti ja nay dekika eyu kikebd gin mejemriya niska hayal kun ajoka ezien neten tiuyat yilkima ember xebib eyu riesen😊😊

  • @mizanberhen2883
    @mizanberhen2883 4 หลายเดือนก่อน

    ፍርሓት እግዚአብሔር ተሪፉ😭😭

  • @በለስ-ጨ1ጐ
    @በለስ-ጨ1ጐ 4 หลายเดือนก่อน

    ከምዚ ዓይነት ተግባር ኩሉ ግዜ ወላ ኣብዚ ዘለክዎ ሃገር እየ ዝሰምዕ እዘን ገለ ደቀንስትዮ ግን ብጣዕሚ እየን ጨካናት

  • @sebselam8300
    @sebselam8300 4 หลายเดือนก่อน +15

    Jossi bejaka hagizo

  • @akhberetkidane4412
    @akhberetkidane4412 2 หลายเดือนก่อน

    Selam hawey natey himak geribka nay behaki tegaya mikhniyatu deku mikhanom ayterfom u sibah nigho thasa kukheniki u weshele hagizki kemu tigebru yihwatey tigageyu alekum kem ade kiriyo ezi geben u miray kitkwliyo

  • @rufaelgebretinsae2064
    @rufaelgebretinsae2064 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኩቡሩ ሓው ኣብ ቀንዲ ንዓካ ዘገዱሱ ኢንተ ትዛረብ ምሓሸካ ንሳ ዋላ ምስ ኣረጊት ትዝር ኣየድልየካን ኢዩ ንስካ ክትብሉ ዘለካ ደቀይ ምርኣይ ከሊኣትኒ ዓገብ በሉለይ ገዲፋቶም ኢዳ ገሸት ኣብ ገዛ ኣደ ወይ ኣቦ ክህሉ ኣለዎ ቆልዑ በይነም ምግዳፍ ግጋ እዩ ከሙኡ ዝዓይነቱ ዘረባ ኢዩ ጹቡቁ ኢንበር

    • @awetgebre7710
      @awetgebre7710 4 หลายเดือนก่อน

      Ab adi hgi koynus deqey mriay abyatni kbil ke dea zeyiemen zereba gudketka shefinka kgebro zkiel gedifus ab TH-cam mexiu minin tebeles men eyu kfethalu shigiru

  • @Lunatedros
    @Lunatedros 3 หลายเดือนก่อน +2

    Eway hasot. Ne 20 gize de easirka zenberka meregagesi nay zebetawi ames neru. Kendey yehsu iyu. Feraday iyu feridwo

  • @yodithaile5252
    @yodithaile5252 4 หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ ይሓግዝካ ኣጆኻ ትርር በል ሓወይ

  • @eriadijeganu746
    @eriadijeganu746 4 หลายเดือนก่อน

    Ane zgremni entay gbray eu ezi josi zebhal kulu mextrat gezakum abzi mexkum tedhdhwo

  • @wedibereket
    @wedibereket 4 หลายเดือนก่อน +19

    Mechem ezi hbreteseb bkulu wediku yu knkebxo trah yu zelena

    • @hannipuremedia
      @hannipuremedia 4 หลายเดือนก่อน

      Agame guday tgrayka teay gber, hawka awalid hxanat chewyu amixu yqetlen alo, kem hamema toblok aytbelu ab gudayna, 1.5 milion zteqezfe hzbi Agame eyu zwedeqe hbreteseb 😂

    • @wedibereket
      @wedibereket 4 หลายเดือนก่อน

      @@hannipuremedia Hamed blae gahtan kustumo Helen beal nska hasema seb tmeslu lokmaxat xnah anta gahtan selef Adhanet

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388 4 หลายเดือนก่อน

    አታ ሐዉና ሕጊ አሎ ጸጥታ ቡቅ ጊራ እተደይ ሕዛቶም ጭብጢ ጊርካ ሐዛ ይጉንታአምቲ አለዉ አይትጨነቅ ንኩሉ ተከታተሎ እወ ሰብ ግበር ንምሰክር በዚ ክትረትዕ ትክእል ኢካ ሰለዚ ብዛዕባ ደቃ አይትሐሰብን ድያ እዋ አቱም ሰባት ሰብ ንኩን ደቅንሰትዬ በሰምአም በላ አጆካ ሐሳዊ ኩሉ ጊዜ ፈሻሊ እዩ ንሰካ በዓቅልን ትዕግሰትን ክትሰዕሮ ኢካ ሐቂ መዕገቲ የብላን 👊👍❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✍️

  • @kifluhabtegergs7443
    @kifluhabtegergs7443 4 หลายเดือนก่อน

    Ufff ahwatey mearey gdefa masta alewo entay zgeberu qolut tbdlom ajoka mearey jgna abo eka

  • @ftsumhaile2996
    @ftsumhaile2996 4 หลายเดือนก่อน +4

    Ajoki zhawey Amlak yhagzka🙏🙏

  • @endiamo10
    @endiamo10 4 หลายเดือนก่อน +22

    ኣነስ ግሪም ዝብለኒ እዚ ሰብስ የማዛዚን ድዩ ።
    ጉዳይኩም ከምቲ ትደልይዎ ኣይኮነልኩምን ሶ ኣብዚ ዩቱፕ መጺኻ ናይ ዝለፍከፍካ እንታይ ፍታሕ ክትረኽቡ ኢኹም ትሓስቡ ወይስ ብስሚምዕ ክፍሊት ኢኹም ኣብ ዩቱፕ ትዛረቡ
    ዝኾነ ኣበር ኣብታ ጓል ወይ ኣብታ ወዲ እንድሕር ዘየለ ብዘይ ምስምማዕ ተተፋላሊኻ ጉዳይካ ፖሊስ ክትርእዮም ደቅኻ ዝኽልክለካ የለን ክትርእዮም ብወዲ ይኹን በታ ጓል ኣብ ነስኹም ዓቢ ጸገም ክሕልወኩም ኣለዎ ፖሊስ ኣብ ደቅኻ ከይትቐርብ ወይ ካብታ ጓል ይምጥልወን ሶ።
    እበር እዚ ናትኩም ጉዳይ ኣብ ዩቱፕ ስለ ዝተዛረብካ ዝፍታሕ ኣይኮነን
    ዋልሓቲ ካብዚ ኣብዚ መጺኹም ትሕልፎ ሕማቕ ረዓዲ እበር ጽቡቕ ትምህርቲ ካባኹም ዝወስድ የለን
    ተገምጢሉ እዚ ኣብዚ መጺኹም ትዛረብዎ መፍቶ ዓፋፍ ሰብ መዋራዘዪ ኤኹም ትኾኑ ዘለኹም ከም ሰብ ሕስብ ኣብሉ

    • @senaemohammed8100
      @senaemohammed8100 4 หลายเดือนก่อน +2

      Kula gzi ye komeu dbeil abzi mexika shigraka mzrzar meliska n shigrka shigr mwsak u koynu u dsmaani

    • @freweinitekhle8335
      @freweinitekhle8335 4 หลายเดือนก่อน

      አይትዋራዘዮሉ

    • @Layne-u6j
      @Layne-u6j 4 หลายเดือนก่อน

      Xubuk aleka haw ,etom gudayom xegemom abzi zemxiu entay ftah krekbu eyom,flut eyu 000.dehar Kea beabiu neti kalie SEB ab kemzi xegemat mewdeki eyu,mkniyatu wedi SEB kemzi kea ygebr kea eyu elu eyu ab hangolu yeselaslo dehar,ab kemzi ab ztefelaleye xegemat ywedik.Ane kblo zdeli kemztat aytemzie Josi hawey

    • @endiamo10
      @endiamo10 4 หลายเดือนก่อน

      @@freweinitekhle8335 ነቲ ፍታሕ ዘይገብረሉ በዓል ዩቱብ ከምኡ በልዮ
      ብዓበይቲ ሰባት ኣዛራሪበያ ኣይሰምዓቲን እንድሕር ኢሉስ ኣብዚ ዩቱፕ ስለ ዝተዛረብካ ፍታሕ ይረኪብ ኢልኪ ትሓስቢ... ሽግእር ሓዳርካ ካብ ገዛኻ ተዉጽዩ ኣኽቲሙ ዩ ።

    • @Zarameley
      @Zarameley 4 หลายเดือนก่อน

      Kem Eni baal naaka memhari kekewen elu eu asha

  • @mazafrezghi7329
    @mazafrezghi7329 4 หลายเดือนก่อน +2

    ናታ ቴሌፌን ንምታይ ጅሲ ዘይትሐቶ?

  • @alexanderhagos3063
    @alexanderhagos3063 4 หลายเดือนก่อน

    Hawey natey kulu gdfka nab egzabher amlak txega shu kulu xebuk kknlka eu bro aden kidst dngl maryam msaka tkun 🙏🙏🙏

  • @sawatube
    @sawatube 4 หลายเดือนก่อน +12

    አንድሕር ትከፍል ኮንካ ደቅካ ክትረክብ ትክእል ኢካ፣ እንድህር ዘይተርኤካ ኮይና ክትከፍል አይተግደድን ኢካ

    • @jhonmarc2744
      @jhonmarc2744 4 หลายเดือนก่อน +2

      Yes 👍 aba kmlealka kedamay afleto abo ktgebir aleka malet etom kolu bshmka kxewu kalay mesel weledi tehatatnet 50 % halafnet kem zhlweka tgebir third keleb kolu tkefel ente konka dekka mray ketabyeka besel yeblan bhgi nay zkonet hager just hmak zereba tzareb ente koyna b telephone xerfi zeameselu negerat record mgbar btaemi xbuk eyu kale ab nebsa zkone violence dey mgabar wey hmak zereba mzrab nsa ewn record ktgebreka sele tkewl ab violence ente atekum or nay kalat mfrerah ente alo 100% b hgi gera dekka nay mray mesel yekelkel eyu keep strong 💪🏽 all our brothers may be sisters also

    • @teameghebrehiwet3089
      @teameghebrehiwet3089 4 หลายเดือนก่อน

      Atum sebat tearifa keman aykefilin eyu

    • @eru5343
      @eru5343 4 หลายเดือนก่อน

      ​​@@jhonmarc2744ናይ ብሓቂ እቲ ኣቦ ክገብሮ ዝግብኦ ንደቁ ትገብር እንሃሊካ ደቅካ ዝክልክለካ ሕጊ የለን ግን ምስኣ ፕሪቫት ሂወታ ኣቲካ ዓርኪ ሒዝኪ ውሽማ ሒዝኪ ክቀትለኪ ኢየ ዳበልካ ክተፋራርሓ ተጀሚርካ ደቅካ ኣይርእዩካን ኢዮም ምክንያቱ ዋላ ንዕኦም ክቀትሎም ኢዩ ኢሎም ኢዮም ዝሓስቡ ተጠንቀቁ እንድሕር ተፋቲኡኩም ኣብ ፕሪቫት ሂወታ ዋላ ምስ ድላያ ትዝር ኣይምልከተኩምን ኢዩ

    • @aziebngse8197
      @aziebngse8197 4 หลายเดือนก่อน

      Nay aebey aedi hgi eyu ezi tzarebo deleka

    • @sawatube
      @sawatube 4 หลายเดือนก่อน

      @@aziebngse8197
      ናይ መብዝህትኤን ኤውሮጳ ሃገራን በዚ ጉዳይ ተመሳሳሊ እንድዩ ትፈልጦ እንተለካ ከአ ሃየ ወስ በል

  • @zak-o3k
    @zak-o3k 4 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ ዝሓወይ ኣብ ሓዳር ብዙሕ ግዜ ክትጋራጮ ንቡር እዩ ኔሩ ክሕደት ግን ጌጋ ኣብዚ እዋን ከኣ መብዛሕትኤን ደቂ ኣንስትዮ ንደገ ምውጻ እ ኢለን ኣብ ሓዳረን ቡዙሕ ነገር እየን ዝገብራ ዘለዋ ስድርኤን ንምሕጋዝ ወይውን ንምዕባድ ከም ፋሽን ይወስድኦ ስለዘለዋ ኣይትገደሰሉ ነብስኻ ሓሉ በደለኛ ባዕላ ደኣ እምበር እቲ ሰብኣይ በደል የብሉን ደቅኻ ከኣ ልቢ ምስገበሩ ናባኻ እዮም።

  • @sdsd3951
    @sdsd3951 4 หลายเดือนก่อน +1

    Bejakum nay wishti gezaka nidege aytemxuewo ni ethiopean gidefulom kubur bahli alena bejakum welahanti fitah yebilun ab dege wexio

  • @Sasuke_fan_ALONiAB
    @Sasuke_fan_ALONiAB 4 หลายเดือนก่อน

    Nsebeytka tray tezareb tay zgeberu sdra eyom😊

  • @berhaneberhe3545
    @berhaneberhe3545 4 หลายเดือนก่อน +2

    That Is The Chigaram Chigray Qondaff Aggames True Cultures History.

  • @SemereSemere-bz6lc
    @SemereSemere-bz6lc 4 หลายเดือนก่อน

    ኣጅኬ ውዲ ገዘህይ ከም ቀደም ካኩን ኩሉ ግዜ ኣለዎ

  • @mumeryoutube5903
    @mumeryoutube5903 4 หลายเดือนก่อน +5

    I feel so sad,and upset regarding the children it will be Trauma , mental, emotional and physically.
    This is causing lack of knowledge and faith of God, and generally lack wisdom.

  • @ወዲማዕገብ
    @ወዲማዕገብ 4 หลายเดือนก่อน

    ረዝነ ኣብ ዝሓለፈ ወራራት ክም መላይ መድፍዓጂ ታንኪ ብ ጅግንነት ዝተዋግኤ ጅግና እዩ
    ኣብ ሂወቱ ከምዚ ከጋጥሞ ብጣዕሚ የሕዝን

    • @SuzanTesfamichael
      @SuzanTesfamichael 4 หลายเดือนก่อน

      ሓዳር አሞ ኩናት ዘይኮነ

    • @astertsegay1646
      @astertsegay1646 4 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@SuzanTesfamichaelselam neaki hemaq seb aykonn nembal eu zekwen ber tergum hadar zeseto aymslenn

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣታ ሓውና ንምንታይ ኢኻ ቀጻሊ ናይ ቆናኒት ወረ እና ኣምጻ ነዚ ሕብረተሰብ ኣብ ርእሲ ድንቁርንኡ መሊስካ ተደንዝዞ ዘለኻ ምእንቲ ሳናቲም ኢልካ😢

  • @Joseph-oc7rq
    @Joseph-oc7rq 4 หลายเดือนก่อน +18

    2022 Tefatihkum do? Yes
    Tefatihkum. Yes.
    Imo intay delika hiji?
    Kemzi gera kemzi fetira intay yeiteweka.
    Wala wedi 90 zeytimro.
    Nisika kia gual dilayka temtsie. Tefatihna malet iko memngedina. Chaw
    Deqika bhigi kuthatit meselka iyu. Bihigawi mengedi hitet bihigawi mengedi ymleselka. Neza gual seb gin nisika exhusband ika. Izom sebay kia nidekika step father iyuom aytetslima.

    • @rasmusern9974
      @rasmusern9974 4 หลายเดือนก่อน

      Mo bro aziom dequ ate koynom diana kigebrolom gen ane mideleku gudayom kemzi kab kone

    • @helentewelde3647
      @helentewelde3647 4 หลายเดือนก่อน +2

      ane msaka eye zsemamae

    • @teameghebrehiwet3089
      @teameghebrehiwet3089 4 หลายเดือนก่อน

      Ata nay behaki josi lebam eka ... gina eti haki kea hagazea sle zkone tray eyu entegebereto kea it was not his business

    • @bereketkidane1777
      @bereketkidane1777 4 หลายเดือนก่อน

      Dekuu mrayy keliomoo

    • @hannipuremedia
      @hannipuremedia 4 หลายเดือนก่อน

      Nata wushma wedi 65 dika nska , ata aregit qomqan 😂

  • @AziebKahsay
    @AziebKahsay 4 หลายเดือนก่อน

    አጃካ ረዛነ ሐወይ አምላክ ምሰካ ይኩንደቃካ ደቃካ እዮም

  • @awetgebre7710
    @awetgebre7710 4 หลายเดือนก่อน +3

    Mejemerta rezene mhret yewrdelka
    Ab mass Meda wexieka guday hadarkan deqkan mzrabka wuduq mkanka yerieyeka, kab tezarebka kea natka gega zgeberkayo zeytzareb dea nsemai memhari kikewin !!
    Elul nay kumar mesten mkankan
    Kndey gzie nebsa bkara kem zharemkayan resiekayo dka haqi hzka tetiqerib xbuq neyru nzeyfelteka ketedengix elka dka ,yehwatka foeee elemukas hamimka men alielkas tfelti eka aytezarebkalun gna. Endihr tefatihkum keas dlaya tgber aymlketekan eyu nay deqka gubieka tegerkalom kea zeytirieyelom mknyat yelen ab adi hgi eka zeleka mesleni mhret yewrdelkum!!

    • @RezeneYohannes-qt3yg
      @RezeneYohannes-qt3yg 4 หลายเดือนก่อน

      Awet eimo entay konka diae kera zakil ger hermey eimo kemti tbilo aedi hgi hebitka takil aey nskatkum neikat

    • @RezeneYohannes-qt3yg
      @RezeneYohannes-qt3yg 4 หลายเดือนก่อน

      Mihefirka keman kemzi eilka kitzarbi abi Mas meda twrid are tbil

    • @teameghebrehiwet3089
      @teameghebrehiwet3089 4 หลายเดือนก่อน

      Ewa libika yifelit abo dekey ela buzuh adhinatika eya tifelit eka

    • @ራህዋሰላም
      @ራህዋሰላም 4 หลายเดือนก่อน +2

      ኣንታ ረዘነ ዘይትሓፍር ከ ሕክምና ክንደይ ጊዘ ዝደቀስካሉ መን ይኣልየካ ነይሩ ኣንታ ደፋር ንሳስ ሰብኣየይ ኣቦ ደቀይ ኢላ ብዙሕ ኣልያትካን ተኸናኺናትካን እያ ንስኻ ግን ትምሃር ሰብ ኣይኮንካ ዕሉል ናይ ቁማር ወልፍታትካ ክትገብር ንደቅኻ ግዘ ዘይትህቦም ዝነበርካ ሕጂ ደቀይ 3×day ከይረኣኽዎም ኣይውዕልን ትብል ረዘነ ክሳብ ናይ ቆሎዑ ገንዘብ ኣብ ጣላዕ ኣጥፌካዮ ወርሒ ምሉእ ካብ ሰብ ተለቂሓ ዝሓለፈት ደቃ ትኣሊ ኣደ እያ ንሳ።ትዝክሮዶ ንበተክርስትያን መጺእካ ሰንጡ ሒዝካ ክሓርዳ እየ መጺኤ ክትብል ረዘነ ንስካስ ሰብ ኮንካ ከምዚ ክትዛረብ የሕዝን እዩ።
      እቶም ትፈርዱ ዘለኹም ድማ ዓገብ ይብለኩም።

    • @RezeneYohannes-qt3yg
      @RezeneYohannes-qt3yg 4 หลายเดือนก่อน

      @@ራህዋሰላም denkoro emo sile zaeleytn dekey kitkelaen aelewo nay men denkoro eki wedey

  • @rut-g3v
    @rut-g3v 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም አምላክ ንዓኩም ይኩን አነስ ብርግፅ ሰባት ክማሀርሉ ኤንተኮይኑ ኤትዕላማ ስለምንታይ ስኤልን ቪፍዮን ዘይብሉ ብድምፅኢጥራሕ ተዝከውን ይሐይሽ ፅባሕድማ ናቱ ስኤሊ ጠቂዓኦም ካል ኤመደባት ከምፅኡ ኤዮም ስኤልን ቪድዮ ካንዘንት ኤለት ናብ ደቆም ምስዓበዩ ውን አው ኡ ክፅበዮም ኤዩ ስለዚ ብድምፅጥራሕ ኤት ሽም ዓዲ ውን ንስካ ጥራሕ ትፈልጦ ተዝከውን ይሐይሽ ንዩቱብ መኤተዊ ኤንዳገበርዎ ውርደቱ ይበዝሕ አሎ ብድምፅጥራሕ ኤንተ ፅኒሕኦም ግን ምናልባት ድሕሪግዜ ምዕራቅ ውን ከጋጥም ተክኤሎ ኤንተሎ ብቪድዮ ተፀኒሕኡ ግና ብጭራሽ አይካአልን ኤዩ ንሰላምታ ከምሰብ ውን ከቢድ ይገብሮ ይብል ኤዚ አቦአ ዝአክል ማለት ምርጫአ ኤንተኮይኑ ወዲ 90ውን ይኩን ንክልትኦም ይምልከት ኤንተካልኤ ግና አዝዩ ዘሕዝን ተግባራት ኤዩ አምላክ ትዕግስቱ ይሀብካ ነዝኩሉ ተሽኪምካ ክትዛወር ምክአልካ ብሂወት ዝጋብ ዘለና ፈተናታት ምሳና ኤዩም አምላክ ትዕግስት ይሀበና ዝገደ ኢካ ትሰምዕ ሎሚ

  • @filifilimon4361
    @filifilimon4361 4 หลายเดือนก่อน +1

    Eway Kolut, Kab Kola, ente tewelidom tsegem eu.😢

  • @No-Name.G.x
    @No-Name.G.x 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንቋዕ እቶም ደቅኻ እቲ ጸገም ዝፈልጥዎ ኮኑ።

  • @selamissak9133
    @selamissak9133 4 หลายเดือนก่อน

    Ajoka bertie zhawey ,niea wun egzabiher ayni lbona ykfetela.yehwatey hdea eske nbel ,bhansab mnbar entezey tekales bhansab koyna dekna keneibi ygba ab gegezana koyna,nabnet mebzhatom tsadu ftuhat eyom ndekom gn bfkri yeibywom.

  • @yonastewelde1577
    @yonastewelde1577 4 หลายเดือนก่อน +3

    first of all, the owner of this channel has no right to post such videos without any validity of the truth or verified evidence cos the accuser said so, This is a complete false accusation, and legal action can held against. After all before posting such content you should have study the mental state and background of the accuser. Even though the owner of the channel is thinking to unveil and solve the ongoing issues of our people,However he should consider about the false accusation and misinformation that can harm and destroy reputation of other too.

    • @Eriqueen1234
      @Eriqueen1234 4 หลายเดือนก่อน +1

      The lady can actually report him to TH-cam and it will take him five seconds to remove their pictures

  • @sdsd3951
    @sdsd3951 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ab media kab mimxae biwishti bibetesebin bifetewti zeytigebriwo bejakum ay bahlinan nazom gorobetna ethiopea bequrub telamamiduwo alekum nizi kubur bahli zelewo hizbi bejakum aybahlinan

  • @samsonkahsay1319
    @samsonkahsay1319 4 หลายเดือนก่อน

    ኽቡር ሓው ኣጆኻ ግዜ ፊራዲ ዮ

  • @samsonhailemichael6710
    @samsonhailemichael6710 4 หลายเดือนก่อน

    ዓገብ ንበል ኣጆካ

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 4 หลายเดือนก่อน +1

    ወልድካ ተዋሊድካ ዶ ክንድዚ ጭካነ ኣሎ እዩ እዋይ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ግዜክን ተጸበያ ርሑቅ ኣይኮነን ነተን ዝምልከተክን 😢😢😢😢😢😢

  • @misszebib3969
    @misszebib3969 4 หลายเดือนก่อน +2

    Children's is the gift of God , parents think about it please 🙏 don't be selfish

    • @helenshifere8150
      @helenshifere8150 4 หลายเดือนก่อน

      Right! May God bless you!

  • @shewithaile207
    @shewithaile207 4 หลายเดือนก่อน

    ኩፉእ ንርእሱ ጽቡቅ ንርእሱ

  • @yafeyfata122
    @yafeyfata122 4 หลายเดือนก่อน +7

    ኣነ ሓንቲ ክብለኩም የሕዋት ኩላህኩም ምኽሪ ትደልዩ ብሽማግለ ዘይትገብርዎ ሰበይትኻ ኣሕሊፍካ ምሃብ እንታይ እዩ ትርጉሙ ህዝቢ ሎሚ ፈሊጡ ጽባሕ ዝርስዖ በጃኻ ናብ ኣባት ነብስኻ ኬድካ ምኽሪ ሕተት

    • @ስደትይኣኽለና
      @ስደትይኣኽለና 4 หลายเดือนก่อน +4

      ሰላም ኩቡር ሓው ሎሚ ከቢድ ኢዩ እቲ ግዝየ ዋላ እቶም ሽማግለ ንሱሙ ኢዮም ክዓርቁ ዝመጹ እምበር ወይ ናይታ ሰበይቲ ጸግዒ ይኾኑ ወይ ክኣ ናይቲ ወዲ መብዝሕቶም ኮምኡ ኢዮም. ውሑዳት ግን ጥዑያት ኣይስኣኑን ኢዮም ስለዚ ባዕሎም ጥራሕ ክፈትሕዎ ኣለዎም

    • @yafeyfata122
      @yafeyfata122 4 หลายเดือนก่อน +3

      @@ስደትይኣኽለና ልክዕ ኣለኻ ንሰበይትኻ እሞ ድማ ብሉጻት ቆልዑ ዝሃበትካ ኣብ ሜድያ ኣሕሊፍካ ክትህባ ከለኻ ንዓኣን ንነብስኻን ኢኻ ተዋርድ ዘለኻ ፍትሒ ካብ ኣምላኽ ኢኻ ትረልቦ እዚ ብዛዕባ ፍቅሪ ምበር ፖሎቲካ ኣይኮነን ናብ ህዝቢ ከተቅርቦ።

    • @abrahampeace8083
      @abrahampeace8083 4 หลายเดือนก่อน

      ሽማግለ ኣብ Europa ኣለው ድዮም?

    • @mahartabtesfai9451
      @mahartabtesfai9451 4 หลายเดือนก่อน +1

      🤣🤣🤣 hade arkey kabtom simagile elu zemxeom wishimueu koyna xeniha hiji kea mis sebiaya tefelaliya mis shimagile tinebir ala wela qeshi keytiamnu

    • @yafeyfata122
      @yafeyfata122 4 หลายเดือนก่อน

      @@abrahampeace8083 ሽማግለ እንታይ ማለት ድዩ ሽማግለ ኮ ዓረቅቲ እዮም ኣብ ኤውሮጳ የለዉን ትብል ኣለኻ

  • @seltenealem2068
    @seltenealem2068 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣካእሎ ይሃብካ

  • @lemlemg542
    @lemlemg542 4 หลายเดือนก่อน +1

    ምፍልላይ ንክልቲኦም አይጥዕምንዮ ቀንዲ ግን ነቶም ቆልኡት ንስካ እቲ ናይ ቆልኡት ትቆርጸላ ዘለካ ገንዘብ የጉሕየካ ይከውን ንሷ ግን ኩሉ ነገራ ያ ትሕቦም ዘላ ። ቆልኡት ምዕባይ እሞ ድማ አርባዕተ ቀሊል አይኮነን አብ አዲ ሰብ ። እቲ ትሕባ ዘለካ ሰልዲ ደቅካ ያ ተዕብየሉ ዘላ ነዚ ተዘኪርካ ኩሉሻዕ ሰላም ዕረፍቲ ክስማአካዮ ግን በንጻሩ ትዕንድረሉ አላ ኢልካ ትሓስብ ተኮነንካ አይ ካብ ሰልድካ አይ ካብ ጥዕናካ ብላሽ ጎሂ ዝመልኦ ሂወት ክትነብር ኢካ ። ብምንታይ ተፈላሊኩም ብዘይ ገድስ ብዝአባ ደቅኩም ዮ ከታሓሳስበኩም ዘለዎ : ክትሕበካ አይደለየትን ግዜ ሓባ ተረጋጋዕ አይትታሓላለካ ናብ ልባ ምስተመልሰት ብፍቃዳ ክትሰዶም ያ ። ብሕጊ ተገዲዳ ትሕበካ ትከውን ግን ትርጉም የብሉን ኩሉኩም ዘይሕጉሳት ኢኩም ክትኮኑ ደቅኩም ውን ክሳቀቁ ዮም ስለዚ በጃካ ንስካ ምርግጋዕ የድልየካ ሎ መታን ንሳ ናብ ልባ ክትምለስ !!

  • @michaeleberhane4613
    @michaeleberhane4613 4 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ጆስ ኽሓቶ ደልየ ዘልርኩ
    1 Vaterschaft
    2 Sorgerecht
    3 sorgeerklerung
    4 gesamt verantwortlich
    5 eti nska tgbrelom zinberka kulu credit,
    Arkey kemzi nahatka agtimwo mewedaeta gin yhdgwa

  • @lahmas
    @lahmas 4 หลายเดือนก่อน

    ከምዚ እንዳ ሰማዕካ እንዳ ራኣኻ ከመይ ጌርካ ሓዳር ትገብር, ኣነስ ከዕርባ የ ይቅሬታ እንተ ኩብር ሓው ኣሚነካ ካብ ልቢ እንተ ንስኺ ውን ናይ ኢድኪ ኣይትስኣኒ, መሳኪን ቆልዑት ማዓት ርካብ 😔😔

    • @astertsegay1646
      @astertsegay1646 4 หลายเดือนก่อน

      Abayka xelaika beu yenber amlak dea mezezti ferhat amlak zelwa yeftrelka neska kea xelot aythmeq

  • @eriterabarentu1119
    @eriterabarentu1119 4 หลายเดือนก่อน

    ግዜ ዝምልሶ ባባ ክብሉ አዮም ምስ ዓበዩ ንስኻ ዓዲ ቀይር