ቑ2 - ደሃይ ብዝኽትምና ዓብያ ኣቦ ዝጠለማ ህፃን ዝሓቖፈት ትርሓስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • ✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
    / @wushatenamedia
    ተወላዲት ዓዲሽሁ ዝኾነት ጉድእቲ ኣካል ትርሓስ ፍቕሪ ኣቦን እኖን ከይረኸበት ብዝኽትምና ዓብያ ብግዲኣ ህፃን ወሊዳ ኣቦ ህፃን ድማ ኣይነተይን ኣይፈልጥን ስለዝበላ ኣብ ጭንቕንቕ ከምዝነበረት ኣቕሪብናልኩም ነይርና። እንሆ ሐዚ ድማ ብውሻጠና ሚድያ ጥራሕ ዝተለኣኸላ 140 ሺሕ ብር ተረኪባ ኣላ። ሐዚ ዘለዋ ለውጢ እንታይ ከምዝመስል ድማ ተኸታተሉና።

ความคิดเห็น • 313

  • @abuusuy7424
    @abuusuy7424 4 ปีที่แล้ว +82

    ለዚህ ሁሉ ምክንያት የሆንከው መምህር ሙሉ እንወድሃለን ፈጣሪ እረጅም እድሜና ጤና ይስጥክ 👌🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @ፍቅሪዩመንገደይ-ሸ7ቘ
    @ፍቅሪዩመንገደይ-ሸ7ቘ 4 ปีที่แล้ว +49

    ተመስገን ኣምላክ፡ብጣዕሚ ደስ ዝብል መምህር ሙሉኤ ሓወይ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ወትሩ ኣብ ዙሩያካ ይኩን ዝሓወይ ኣዝዩ ደስ ኢሉና ደስ ይበልካ🙏🙏🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷

  • @asbideralove6812
    @asbideralove6812 4 ปีที่แล้ว +19

    ኣቱም ዲስላይክ ትገብሩ ሰባት ሰብኣውነት ትፈልጡ ዶ መምህረይ ዕድመ ይሃብካ ኣቦ ፅጒማት

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 4 ปีที่แล้ว +28

    ዘይምለስ ግዜ እምበር ዘይሓልፍ ችግር የለን
    መምህር ሙሉ ናይ ብሓቂ ታሓጎሲና ወሰን የቡሉን እዩ ክብረት ይሃብልና ንኩላትኩም

  • @abckw6174
    @abckw6174 4 ปีที่แล้ว +36

    እውይይይ ምቁር ቆልዓ ኣምላኽ ይዕብየልኪ ኣቦኡ ብዓይኒ ምዓዶ ሕርር ክብል እዩ ፍንጃል ዝመስል ውላዱ ገፊዑ መ/ር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏🙏❤️❤️

    • @Channel-qe9mn
      @Channel-qe9mn 4 ปีที่แล้ว +1

      ብጣዕሚ ተጣዒሱ ዘይወፆ

  • @FkriAemlakeysAelewoHelefa
    @FkriAemlakeysAelewoHelefa 4 ปีที่แล้ว +25

    እስመ ኣለቦ ነገረ ዘይስኣኖ ለእግዚኣብሔር ናይ እግዚኣብሔር ድንቂ ስራሕ እኮ መርሚርካ ኣይዉዳእን ካብቲ ናይ መጀመርያ ናይ ሕዚ ልገደደ ኣብክዩኒ ብታሕጋስ ለካ ብታሕጋስ ለ ይብከ እዩ ኣቱም ዝሃብኩም ኣብ ስማያዊ ባንኪ ይፀሐፈልኩም ዕፅፋ ገይሩ ይሃብኩም መምህር ሙሉ ግን ነዉሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ዉፅዓት

  • @ልጅዋናፋቂስደተኛዋ
    @ልጅዋናፋቂስደተኛዋ 4 ปีที่แล้ว +31

    ተመስገን መምህረይ ፍረ ፃማኻ ይዕንብብ አሎ ብሓቂ ከም ዝበልኻዮ ካብዚ ለሐጉስ ካልእ የለይ
    እቲ ህፃን እግዚአብሄር ብጥበቡ የዕብየልኺ ዓብዩ አብ ፅቡቅ ደረጃ የብፀሐልና
    እንተ መምህረይ ግን ኩሉ ግዜ ንዓኻ ዝኾን ቃላት እየ ዝስእነልካ ዕሾክ አይውጋእካ ዝረገፅካያ መሬት ለምለም ትኩን

    • @Ruoh
      @Ruoh 4 ปีที่แล้ว +2

      ተመስገን ተመስገን አምላክ ሙሉየይ ፃማካ ካብ አምላክ ረከብ

  • @ushshshzyshshah2229
    @ushshshzyshshah2229 4 ปีที่แล้ว +20

    መምህረይ ማዓረይ ዕንቅፋት ኣይትርከብ ብዝኸድካዮ ለምለም ርገፅ ፈጣሪ ይከተልኻ

  • @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
    @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ 4 ปีที่แล้ว +18

    ተመስገን ኣምላክ እልልልልል ክብሪምስጋና ንልዕል ፈጣሪ ይኩን መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርክቦ ብደቅካ ተሓጎስ ብዝከድካዮ ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ ትሓሊካ ቡርክ ሓወይ ንዋብቲ እውን አብዙሑ ይሃቦም ኣምላክ እንኳዕ ደስ በለኪ ትርሓስ ሓፍተይ ናብዚ ዘብፀሓኪ ኣምላክ ተመስገን

  • @የማክቤልእናትነኝ
    @የማክቤልእናትነኝ 4 ปีที่แล้ว +32

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን አምላክ እዚ ዘር አካኒ መምህረይ ምዓረይ ብርሃብ ትዓደል ንስካስ ወደ ይ እሰይ ምቅርቲ ሓፍተትይ አጆኪ እንቃዕ እዚ አር አየኪ እዞም ዝህቡን ዝልግሱን ክዓ እና ሃቡ ይንበሩ ሕማቅ አይርከቡ እልልልልልልልልልል ከማይ ደስ ዝበሎ ይህልዶእልልልልልልልልል

    • @mikalgalale8381
      @mikalgalale8381 3 ปีที่แล้ว +1

      እልልልልልልልልልልልልልልልልል ሙሉ ሓወይ ኣቦ ውፅዓትእግዚኣብሄር ኣምላክ የብርሀልካ

    • @mikalgalale8381
      @mikalgalale8381 3 ปีที่แล้ว +1

      እልልልልልልልልልልልልልልልልል ሙሉ ሓወይ ኣቦ ውፅዓትእግዚኣብሄር ኣምላክ የብርሀልካ

  • @Yy-uw9zd
    @Yy-uw9zd 4 ปีที่แล้ว +14

    ተመሰገን ኣምልኽ መ/ር ሙሉ ሓወይ ነውሐ ዕድመ ይምነየልካ 🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ቅዱስሩፋኤልጠብቀኝ
    @ቅዱስሩፋኤልጠብቀኝ 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣሰይይይይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ኣቱም ለግስቲ ተዓዲልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ዓንደ ብርሃኑ ይፅሓፈልኩም መምህር ሙሉ ደሞ ኣቦ ፅጉማት እመብርሃን ኩሉ ግዜ ኣብዝከድካዮ ትምራሕካ

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 4 ปีที่แล้ว +32

    አሰይይይይ ተመስገን ፈጣሪ ዝህዝብና ክልውህ መ ሙሉ ሐሳብ ልብካ ይስምረልካ ሙቁረይ

    • @ቲቲጓልትግራይጓልቶምጀጋኑ
      @ቲቲጓልትግራይጓልቶምጀጋኑ 4 ปีที่แล้ว +2

      አሰይ ሙቁር ቆልዓ አምላኽ ብጥበቡ ይዕቢየልኪ ቲቲየ ከምኡ ድማ መምህረይ ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦ ፅጉማት አሰይ ።

  • @ወይኩንፈቃዲከ
    @ወይኩንፈቃዲከ 4 ปีที่แล้ว +8

    ንመ/ር ሙሉ ሃለስላሰ ዝገልፆ ቃል የለን አብዙ ሕያዋይ ምኻን ሕያዎት የፍሪ ሙሉየ ሕያዋይምድሪ ሓደ ነገር ከይበልክዎግን ክልፍ አይደልን ዕድለኛ እዩ ናይ ሰማያዊ አዳራሱ ዝሃንፅ ሙሉየ አይትተዓንቀፍ አቦ ዉፁዓት ከም ሓደ ሓድጊ ዹደገም ቤተእምነት ክሪኦ እየ ዝምነ ሙሉየ💚

  • @binyam1578
    @binyam1578 4 ปีที่แล้ว +10

    ገንዘብ ተወድኣይ እዩ ገለ ሽቀጥ 🌝✌🏻🏠

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 4 ปีที่แล้ว +12

    እሰይ ብጣዕሚ ደስ ይብል ካብ ኢትዮጵያ ተወሊድኪ አትጠምይ ብሩኽ ህዝቢ ስለ ዘለኪ ውዳ ኽሽኩር የዕብየልኪ መምህረይ ለምለም ርገፅ

    • @tsiontesfay3632
      @tsiontesfay3632 3 ปีที่แล้ว

      ካብ ተጋሩ ተወልድኪ ግዳ ዘይትብል?መሽቃበጢ

  • @ግዜስሓልፉንህግደፍገድፉ
    @ግዜስሓልፉንህግደፍገድፉ 4 ปีที่แล้ว +14

    Merhaba Merhaba ሙሉ ከም ስምካ ሙሉኡ ይሃብካ ኣምላክ ወድ ሓላል
    ❤💓❤

  • @ሜሮንትግራወይቲ
    @ሜሮንትግራወይቲ 4 ปีที่แล้ว +17

    እሰይ ተመስገን እንኳዕ ናብዚ ኣብቃዓኪ ፣እሰይ ኣቡሸይ እግዚአብሔር ብጥበብ ብሞጎስ የዕብኻ ዝወደይ ትራሓሰይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣጆኺ ፣ሙሉዋይ እግዚአብሔር የልብርካ ናዓኻ ሰናይ ተግባርካ ብወርቂ መንዝገብ ይጻሓፈልካ

  • @eyoelkidane22
    @eyoelkidane22 4 ปีที่แล้ว +7

    ብቀዳምነት ሰላምታይ የቀድም ካቡኡ ብምቅጻል ድማ ኩሉ እትገብሮ ዘለካ መምህር ሙሉ ወርቁ ብፍጣሪ ርከቦ

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 4 ปีที่แล้ว +17

    መምህር እግዛቢሄር ኣምላኽ ዓስብካ ይክፈልካ ተባረክ

  • @zttgy7054
    @zttgy7054 4 ปีที่แล้ว +9

    ኡፍፍፍ ብጣዕሚ ደስስስስ እልኒ ደስ ይበልኩም መምህር ሙሉ ሙሉእ ዘመንካ እናተሓጎስካ ንበር ሓወይ ናተይ

  • @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
    @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ 4 ปีที่แล้ว +38

    መምህረይ ዓስቢ ካብ አምላክ ርካቦ

  • @ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ
    @ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ 4 ปีที่แล้ว +8

    ተመስገን ኣምላክ አሰይይይይይ በጣዓሚ ደስ ባሃሊ ኣምላከ ቅዱሳን ብዝወጸአ ይተከአልኩም ኣብ ዓምደ ወርቁ ይፃሓፈልኩም መምህር መሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓቂ ስለ እቲ ቅዱስ ስራሕካ ዋጋካን ዓሰብካን እግዚአብሔር ኣምላክ ይክፈልካ ኣብ ጹጉማት

  • @etebegnikoshashaalegni4623
    @etebegnikoshashaalegni4623 4 ปีที่แล้ว +8

    ምዓረይ እግዚአብሔር እንኳዕ ታሪኪ ቀየረልኪ ሕይ ውን እመ ብርሃን ምሳኪ ትኩን መምህር ሙሉ እግዚአብሔርነዊሕ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ

  • @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
    @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ 3 ปีที่แล้ว +5

    ተመስገን አምላክ ብጣሚ ደስ ዝብል ዩ መምህር ሙሉየይ ደስታኻ ይብዛሕ መግለፂ የብለይን ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ 💖🙏

  • @temesgenamlak5651
    @temesgenamlak5651 3 ปีที่แล้ว +10

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ 50 ለሚን ንሓደ ሰብ ሸከም እዩ ንሓሙሳ ሰብ ግን እንታይ እዩ ዝብሃል ? ብዝኮነ ኩልና ዓቅምና ንሓግዝ እንተዘይኮይኑ ግን እቲ Video ክሳብ ዝውዳእ ክንሪኦ ከምኡ ውን ሼር ክንብሎ ይማሕጸነኩም ካብ ሓውኩ ወዲ Eri

  • @ሰሉጋልሽረ-ቐ2ተ
    @ሰሉጋልሽረ-ቐ2ተ 3 ปีที่แล้ว +4

    መምህር ሙሉ ተባረክ አቦ ፅጉማት ነዋሕ እድመን ጥዕናን ይሃብኪ ትርሓሰይ ክአ እንኳዕ ደስ በለኪ ❤️🙏🙏🙏

  • @daifallhaasss4452
    @daifallhaasss4452 2 ปีที่แล้ว +5

    መምህር ሙሉ እቦ ውፁዓት ብሓቂ ጅግና 💪❤️❤️💛💛💊🥰🙏

  • @binyam1578
    @binyam1578 4 ปีที่แล้ว +5

    እልል እልል ሽግር ሓላፋይ እዩ 🙏🏼🧸👋💙💕🗝💜✝️🌽🌝☔️🥛🏠

  • @ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ
    @ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ 4 ปีที่แล้ว +4

    እልልልልል ኣሰይ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ዝሓፍተይ ተመስገን ኣምላከይ ገደልያ ትትፈጥርስ መደያየቢ ይፈጥር ዝተብሃለስ ብትኽክል እዩ መምህር ሙሉይ እንካዕ ናዓና ክትኸውን ተፈጠርካ ሐዚ እውን ከምቲ ልሙድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ገበርቲ ሰናይ ድማ ብዝወፀ ይመልኣልኩም👏👏👏👏👏💝💝💝💝💝💝🌹🌹🥀🌹🥀🌹🥀🌹🌹🌹🥀

  • @عبداللهعبدالله-د6ش4س
    @عبداللهعبدالله-د6ش4س 4 ปีที่แล้ว +12

    መ/ር ሙሉ ክብረት ይሃብካ ፈጣሪ ኣምላክ ኣቱም ንፁጉማት ትሕጉዙ ዘለኩም ሰባት እግዛብሄር ዕሽፊ ገይሩ ይሃብኩም አሕዋተይ

    • @hgucjvhvb7483
      @hgucjvhvb7483 3 ปีที่แล้ว

      ምመሂረሙሉ💔👍

    • @hgucjvhvb7483
      @hgucjvhvb7483 3 ปีที่แล้ว

      እኒካነደሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰአለሸ

  • @ፀጋየድንግልማርያምልጅ
    @ፀጋየድንግልማርያምልጅ 4 ปีที่แล้ว +5

    መምህርየ ማዓርይ እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ኣነ እንደዒ ነዓካ ለኮነን ቃል የብለይን ሓፈተይ ትርሓስ እዉን እንኳን ደስ ብልኪ ።

  • @ለምለምጋልትግራይጋልቶምሰ
    @ለምለምጋልትግራይጋልቶምሰ 4 ปีที่แล้ว +13

    መ ምህረይ ዓስብካ ካብ ፈጣሪ ርኮቦ

  • @tirhasgrmay6669
    @tirhasgrmay6669 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ተመስገን ትርሓስ እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዓኪ መዓረይ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልኪ መምህር ምሉእ ከኣ እግዚአብሄር እምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካኣ እመብርሃን ትሓሉኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @برهانالغامدي
    @برهانالغامدي 4 ปีที่แล้ว +9

    ዕድመይን ጥዕናይን ይሃብኻ መምህር ሙሉ ሃይለስላሴ

  • @rahwarahwa2494
    @rahwarahwa2494 4 ปีที่แล้ว +9

    Egizabher ymesgen mulu hawna nay kulana eika nska memhr fetari yabelki shikor ktsib mamayki

  • @tadelove9425
    @tadelove9425 4 ปีที่แล้ว +7

    አሰይ ብጣዕሚይ ደስ ዝብልእ እዩ ብጥበቡ የዕበክኪይ ማዓረይ

  • @Lomo.mdia7453
    @Lomo.mdia7453 2 ปีที่แล้ว +2

    ተመስገን ፈጣር🙏 ለዊጥ ባ ይረክብ ኣሎ እዩ ህዝብና🙏💊💊🙏 እት ዝወለደላ ወዲ ድኣ ገንዘባ ርእዩ የፍቅረኪ እየ እሉ ናብ ዝነበሮቶ ፀገም ከይምልሳ😪 በጃኹም ንገርዋ ልቢ ጓል ክንድ መርፍእ ተስዒምካያ ትጠፍእ😥 እዩ ሞ ጥዑማት ቃላት ተዛርቡ ከየሽድዓ ሓብርዋ😘

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว +9

    ዕልልልልልልልልልልል እንዃዕ ፍረ ፃማኻ ረኣኻ ሙለረይ

  • @robellove9474
    @robellove9474 4 ปีที่แล้ว +13

    ዕድመ ይሃብካ መ/ር ሙሉ

  • @ሓቂድዛረብሰብእየዝፉቱኣነ
    @ሓቂድዛረብሰብእየዝፉቱኣነ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣጀኩ ዝሓፍተይ እቲ ቆልዓ ከኣ ክንድሽሕ ይኩነልኪ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ወላድኪ

  • @Mebrahti
    @Mebrahti 4 ปีที่แล้ว +2

    አሰይይይ አምላክ ይመስገን ሰለ ኩሉ ነገር ንገበርቲ ሠየናይ አምላክ ዕፅፊ ገይሩ ይሃብኩም ሙሉየ ለባም ኩፉእ አይትርከብ ባባየይ❤

  • @ברקמיכאל-ט6ט
    @ברקמיכאל-ט6ט 4 ปีที่แล้ว +16

    Asey elllllllllllllgebrti senay senay rkebu

  • @musearayagaltigray8682
    @musearayagaltigray8682 3 ปีที่แล้ว +2

    አሰይይይይይ እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ካብ ፀልማት ናብ ብርሃን ተውፅእ አብ ቲሕት አምላክ መ/ር ሙለር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቱም ለገስቲ ወገናትና ብዝወፀ ይተክአልኹም ፈጣር አምላክ እልልልልልልል ፅሩይ ዝኮነ ቆልዓ እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡ ያዕብየላ

  • @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
    @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ 4 ปีที่แล้ว +3

    እሰይ እዙይ ዝመስል ቁልዓ ስ እግዛሄር የዕብይካ ኣብኡ ሕርርርር ይበል

  • @tube-di1so
    @tube-di1so ปีที่แล้ว

    ሰላም ኣሕዋተይ ናይ ዉሽጥና ምድያ ሳብስክራይበ በሉኒ😍💐

  • @frefer7772
    @frefer7772 4 ปีที่แล้ว +6

    አሰይይይይይ ተመሰገን ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @mizanberihu8908
    @mizanberihu8908 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ዝሓፍተይ እንኮዕ ደሰበለኪ መ/ሙሉየ ንኣካዝከውን ቃላት ሓፂሩኒ ዕድመ ይሃብካ

  • @ኣሉጎልትግራይ
    @ኣሉጎልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +6

    ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ሙሉየ

  • @samrawitabraham650
    @samrawitabraham650 4 ปีที่แล้ว +10

    Asey ❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯

  • @ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ
    @ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ 4 ปีที่แล้ว +2

    አታ ዕልልል ብጣዕሚ ደሰ ዝብል እዩ መምህር ሙሉ ሕማቅ አይትረከብ

  • @جلسبمبرايم
    @جلسبمبرايم 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ሓፍተይ ናይ አቦኽን አደክን ዝኸልኤ ዕድመ ንዓኽይኩን

  • @lewamgebremeskel7561
    @lewamgebremeskel7561 3 ปีที่แล้ว

    ተመስገን ኣምላኽ Ntsugumat ahwatna rdalna goyitay nay behaqi des zbl eyu memhr mului btami nska tomtso medebat btaemi eyu zenbeni😭

  • @adamia3883
    @adamia3883 4 ปีที่แล้ว +8

    Egzabher yimsgen 🙏

  • @ברקמיכאל-ט6ט
    @ברקמיכאל-ט6ט 4 ปีที่แล้ว +2

    Asey asey selam rkebu kalay gzi yxhf aleku kment 10 gza reyeya btehgas try habtkum ertrawt

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 4 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ሙሉ ሓወይ ሽሕ ዓመት ንበረለይ ናዓኻ ዝኮን ቃላት ሓፂሩኒ ።።።

  • @semeremehari8761
    @semeremehari8761 3 ปีที่แล้ว +1

    Memhr btami Abi tark u Azi Ajoka Amlak msaka ykun I am so proud of you from Eritrean

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 หลายเดือนก่อน

    ዘይ ምለስ ግዜ እምበር ዘይ ሓልፈ ሸግር የለይን እካዕ ደስ በለኪ ትርሓስ ሓፈትና ምሉ ሓውና እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤ አትም ገበርቲ ሰናይ እውን አምላክ ይባርክም

  • @hfufuggfhfyf5730
    @hfufuggfhfyf5730 3 ปีที่แล้ว +1

    አሰይ እንካዕ ደስ በለኪ ማዓረይ መምህር ከዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @ibrahibrah6436
    @ibrahibrah6436 3 ปีที่แล้ว +1

    መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 👉ትርሓስ ሓፍተይ ደሞ እንኳዕ ደስ በለኪ

  • @fryattsegay7722
    @fryattsegay7722 2 ปีที่แล้ว +1

    ኡፉፍ ተመስገን ኣምላክ ንፈጣሪ እንታይ ይስኣኖ👏👏👏 መምህር ሙሉ ሓውና ብሓቂ ሙሉእ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ👏👏👏

  • @ብሪጋልትግራይ-ሸ1መ
    @ብሪጋልትግራይ-ሸ1መ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዓሚ ደስ ዝብል እዩ ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኮኮበይ ሓፍትና እዉን ኣይዞኪ ማዓረይ

  • @1amcenat
    @1amcenat 4 ปีที่แล้ว +8

    Temesgen amlak aboy uffff

  • @yeshuhayill4071
    @yeshuhayill4071 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣመላኽ ወስኹ ያሃብክም ገበርት ሰናይ 🙏❤❤❤

  • @tesfiyetes2328
    @tesfiyetes2328 3 ปีที่แล้ว

    እንታይ ዓይነት ፍጥረት ዩ ሰብ ዶ ሕልና ጥራይ ሒዙ ይውለድ ዩ ክብረት ይሃብካ መምህር ሙሉ ብፈጣሪ ተኻሓሶ

  • @tedrosberhane9063
    @tedrosberhane9063 4 ปีที่แล้ว +3

    Waww Temsgan Amlaki !!! memher melu ediman tenan yehabika fetarieyyy !!!

  • @nevergiveup3251
    @nevergiveup3251 4 ปีที่แล้ว +7

    መምህር ሙሉ ታይ ኮን ትፍደ ትኮን

    • @mg-kb9cr
      @mg-kb9cr 4 ปีที่แล้ว +2

      ዕድመን ጥዕናን ካብ ፈጣሪ

  • @simontekle9454
    @simontekle9454 3 ปีที่แล้ว +4

    ሕጂ እኮ ፍሉጥ እዩ እቲ ዝኸሓዳ ምስ ሓለፈላ ንተዓረቕ ክብላ እዩ: ብዝተረፈ ኣዝዩ ደስ ዘብል እግዚኣብሄር ነቲ ዘውጻእክሞ ይተክኣልኩም መምህር ሙሉ ድማ እግዚአብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @zebibabrar2915
    @zebibabrar2915 3 ปีที่แล้ว

    Beten 130 shh tebegesi ajoki hiwetki qeyri z haftey brkti n memhr mlue gn b afey megletsi yebleyn

  • @hiwigaltewhado7573
    @hiwigaltewhado7573 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ መምህረይ እግዚኣቢሔር ሰማያዊ ዋጋኻ ይክፈልካ

  • @morgere8375
    @morgere8375 4 ปีที่แล้ว

    Aseyyyy Egziabher ymesgen senay tgebrus Egziabher senay yhabkum🤲

  • @black_____life7668
    @black_____life7668 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ተመስገን ኣምላኽ እንኳዕ ደስ በለኪ ሓላለይ

  • @haleluyaamen7300
    @haleluyaamen7300 3 ปีที่แล้ว

    Memhr muluway anta bruk zerei zregexkayo lemlem ztezarebkayo qelem ykun.

  • @ሜሪኣክስማዊት
    @ሜሪኣክስማዊት 4 ปีที่แล้ว +3

    መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @yaredghebru1701
    @yaredghebru1701 4 ปีที่แล้ว +1

    Shkorr kolaa edme yhabo adieu zkhs buruk ykun

  • @kokobhabta1139
    @kokobhabta1139 4 ปีที่แล้ว +1

    😍😍😍😍😘😘😘🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🎉🎊🎉tamsgan m/mulu edman tenan yehabka

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
    @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 4 ปีที่แล้ว

    አሰይ ቅዱስ ምቻአል ናብራኻ ብርሃን ይኹን መምህረይ ልባዕልኻ ኮይኮንካ ልህዝብኻ ደው ዝበልካ ለባምን ዑጉስን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቱም ለጋሳትና አብ ጎኒ መ/ር ጠጦው ኢልኩም ዘለኹም ብአምላኽ ተኽሓሱ አንሕናውን ችግርና ቀሪፍና ከማኹም ልወገና ንበፅሕ ይግበረና አሜን

  • @aexum1597
    @aexum1597 หลายเดือนก่อน

    Memhr melu edmen tena yhabka fetary Amen 3 🙏🏾❤❤❤❤

  • @azadkhadimazadhadham1418
    @azadkhadimazadhadham1418 4 ปีที่แล้ว

    መምህረይ ኣምላክ ኣብ ወርቂ ወንጀል ይፀሓፈልካ ኣቱም ለጋሳት ኣሕዋትና እውን ኣምላክ ኣብ ወርቂ ወንጀል ይፅሓፈልኩም ዘውፃእክምዋ እውን ይተካኣልኩም ሓፉተይ መዓረይ እንቋዕ ደስ በለኪ ወድኪ ድማ ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ

  • @habenfishaye2732
    @habenfishaye2732 3 ปีที่แล้ว

    aseyyy enqa kemzi raenki hafey mulu hagosu yegbrlki

  • @ninu12366
    @ninu12366 3 ปีที่แล้ว

    Kbri ne amlak ykuen enqe tehagoski zhabe ybarek tebareku memhr mulu amlak ybarka

  • @ድንግልማርያምእያልዕልቲካ
    @ድንግልማርያምእያልዕልቲካ 3 ปีที่แล้ว

    ባሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን መምህር ሙሉ ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲

  • @miualeme6509
    @miualeme6509 4 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄርምሳካይኩንመምህርመሉሉካብፈጣሪተፈደትርሓስሓፍትናድማካዝኩፀባናብሰሓቅቀየረልኪ

  • @mikialenguse9934
    @mikialenguse9934 4 ปีที่แล้ว

    ንኩሉኹም ሰናይ ዝገበርኩም ሰባት ሰናይኩም የብዛሓዮ መምህር ሙሉ ሓወና ድማ ንትገብሮ ዘለኻ ኣፋላላይ ብዘየብሉ ሰናይ ስራሕኻ እግዝአብሔር ሰናይካ የብዛሓዮ ሓፍትና ድማ እግዝአብሔር አምላክ ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልኪ መሐጎስኺ ወላድ ይግበረልኪ ኣጆኺ ኩሉ ግዜ ንፈጣርኺ ኣመስግኒ ።

  • @segesege5226
    @segesege5226 3 ปีที่แล้ว

    Temesgen amlak, zhaftey eka hagoseki

  • @filadosvic5269
    @filadosvic5269 3 ปีที่แล้ว

    ማቴዎስ 5 (Matthew)
    4፤ ዚጕህዩ፡ ምጽንናዕ ኪረኽቡ እዮም እሞ፡ ብጹኣን እዮም።🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @ሰላመይእኺድንግል
    @ሰላመይእኺድንግል 4 ปีที่แล้ว +4

    መምህር ሙሉየይ መድኃኒአለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ከማኻ ዝበሉ ቡሩኻት እውን ክብርኩትሉና እግዚአብሔር ይርዳእ ሰላምኻ ይብዛሕ ኣብ ዝወፃካዮ ዝኣተኻዮ ቅዱስ ገብርኤልን ቅዱስ ሚካኤልን ከለላኻ ይኹን ንስኻ ብልሰራሕኻዮ ኣነ ይሕጎስ ሰላም ንዓኻን ንደቅኻን ከምኡ እሉ እውን ንመላእ ቤተሰብኻ ይኹን ብውልድኻ ትሓጎስ ኣካውንትኻ ብምንታይ ንረኽቦ ስልኪ ጥራሕ እዩ ዘሎ ሓፍትኻ እየ ካብ ኳታር ኮሜንት ኣንቢብኻ ንክትምልሰለይ ተስፋ ገብር ኽቡር ሓው

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  4 ปีที่แล้ว +1

      ሙሉ ሃይለስላሴ
      ቴሌፎን፡ 0914722907
      ኣካውንት፡ 1000011869258 ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ

  • @meratekle6257
    @meratekle6257 3 ปีที่แล้ว

    Wawwww memherey edmen tenane yehabeka trhas hafetena ka amelake enkae redatu sedadelki

  • @ሄዋንየማነ
    @ሄዋንየማነ 4 ปีที่แล้ว

    ተመስገን እግዛኣብሄር ኣምላክ ንኩሉኩም ደስ ይበልኩም ኣቱም ለገስቲ ገበርቲ ሰናይ ዓስብኩም ካብ ኣምላክ ርከብዎ ብሓቂ ካብዚ ዝዓብ ደስ ዝብል ነገር እንታይ ኣሎ

  • @yordulove3961
    @yordulove3961 3 ปีที่แล้ว

    asey bejaki yeabiyo wedki endaraki texanania

  • @مرحبامرحبا-د5ع5و
    @مرحبامرحبا-د5ع5و 3 ปีที่แล้ว

    አንካአ ናብዝ አብቀአኪ ዝያዳይ መምህርና ድማ ብሓቂ አግዚአብሔር አምላክ ዓስብካ ይክፈልካ የኔ አባት አሜን 👏👏👏

  • @mdinaal7283
    @mdinaal7283 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ክፉእ ኣይርከብካ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትርሓስ ሓፍትና እንካዕ ስሓቅን ደስታክን ኣርኣየና ፈጣሪ ክብርን ምስጋናን ንእግዚአብሔር ይኩን 👏👏👏

  • @azmeramohammed4782
    @azmeramohammed4782 4 ปีที่แล้ว +3

    መምህር ሙሉ ዕድመ ይሃብካ

  • @saraasefaw3459
    @saraasefaw3459 4 ปีที่แล้ว +2

    ሙሉ ከም ስምካ ኢካ ኣምላክ ምስካ ይኹን

  • @habsh5752
    @habsh5752 3 ปีที่แล้ว

    አሰይይይይ ተመሰገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም መምህር ሙሉ ሓወና እግዚአብሔር ኣምላኽ ብጸጋ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወና ፈጣሪ❤

  • @ሃናጋልመቀለ
    @ሃናጋልመቀለ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ክንደይ ደስ ይብል ዝሓገዝኩም ብዝወፀ ይተከአልኩም

  • @solomonbeyen5747
    @solomonbeyen5747 3 ปีที่แล้ว

    ዓስብካ ካብ እምላክ ርኮቦ፡ ነዚ ሽግር ዘሎዎ ህዝቢ እብ ምድያ ተቃለሖ ዘለካ፡ እቶም ስናይ ዝገብሩ ስባት ድማ ሽሻይኩም የብዛሓዮ

  • @galhumera8754
    @galhumera8754 3 ปีที่แล้ว

    Memhirey kemey kenika emo memhirey ane ab Sizorland eye znebir wdi Tirhas haftna kidawinti milakulu nere gin bikemey melkie kisedo

  • @frehiwetgebretsadkan9262
    @frehiwetgebretsadkan9262 4 ปีที่แล้ว

    ሓላል መምህር ዕድመኻ ዕድመ ማቱሳላ ይግበረልካ ፈጣሪ.. ..ገበርቲ ሰናይ እውን ኣምላኽ ፀግኡ የብዛሓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @marilyneabourizk6284
    @marilyneabourizk6284 4 ปีที่แล้ว +3

    እሰይ ምስጋና ይግብኩም ኩሉኩም ገበርቲ ሰናይ ❤❤🤭💞

    • @tserghy2123
      @tserghy2123 3 ปีที่แล้ว

      Tebarek memhr mulu amlak msaka ykunnnnnnnn💘💘💘