ስለምንታይ ኣረጋይ ሓጎስ ኹሉ ጻዕሩ ኸንቱ ኾይኑ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
  • ስለምንታይ ኣረጋይ ሓጎስ ኹሉ ጻዕሩ ኸንቱ ኾይኑ?
    ብመምህር፦ተመስገን ካሕሳይ

ความคิดเห็น • 318

  • @godoliasyermiahu1113
    @godoliasyermiahu1113 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደልካ ተሜ ሓወይ
    ስድራካን ሓዳርካን ደቅካን ኪዳንካን ይባርኸልካ ትሜ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nouraviri4903
    @nouraviri4903 3 ปีที่แล้ว +1

    God bless you brother god job 😍😍😍💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @ከረንሰንሒት
    @ከረንሰንሒት 4 ปีที่แล้ว +7

    ጽባ ስተ እንቅዕ ትምሕርካ ተምስገን

  • @kessetenegusse7619
    @kessetenegusse7619 4 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ተመስገን ክምስገን ዝግብኦ ክቡር ሰብ እዩ።

  • @tekieberhanemeasho9299
    @tekieberhanemeasho9299 2 ปีที่แล้ว

    Agam si kulu gezie yekrita yebl mekan mes abyka (temesgen Kerosin Elu)

  • @adluswoaksum1306
    @adluswoaksum1306 4 ปีที่แล้ว +11

    ባዝዕባ እዚ ገስረጥ ተዛሪብካ ኣይዉዳንዩ ፡ ረሳዓዮ መምህር ተሜ

  • @saud9398
    @saud9398 4 ปีที่แล้ว +1

    ተመስጋን ናይብሐቂ ለባም ሰብ

  • @natitagsta9026
    @natitagsta9026 3 ปีที่แล้ว

    Yas xebuq alke mamher tamsgsn🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️💪

  • @samialweldemichel1115
    @samialweldemichel1115 4 ปีที่แล้ว +6

    Hi you are the best one

  • @sabaafeworki2862
    @sabaafeworki2862 4 ปีที่แล้ว

    ተመስገን ብጣዕሚ ዝደንቕ ምክሪ ብውሕሉል ኣገባብ ፡ኣብ ግዜኡን ሰዓቱን ፡ኣረጋይ ንዓይ ስምዑኒ ተስፋ ይገብር ክትሰምዕ ትጅምር ትኾውን፡ ሃገር ብጽርፍን ኩቱር ዓለታውንት ሃገር ክትከውን ኣይክእልን ኢያ ኣረጋይ።well done Teme!!!!

  • @mhreteabtesfagabr673
    @mhreteabtesfagabr673 3 ปีที่แล้ว

    Memhrey yeakleka 👍👍👍

  • @aklilukeshi3532
    @aklilukeshi3532 4 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ተመስገን ብሱል ሓሳብካ ይስዓር

  • @selamselam5727
    @selamselam5727 4 ปีที่แล้ว +9

    ብራቦ መምህረይ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።

  • @habuchiful
    @habuchiful 4 ปีที่แล้ว +4

    You are amazing and you have a good point.

  • @weinybokurezion5249
    @weinybokurezion5249 4 ปีที่แล้ว +15

    ክቡር ሓው ኣደካ ኤርትራዊት አየን ኣብ ኤርትራ ብምውላድካ አኩል አዩ ኣጆኻ ሓውና ለለካ ኤርትራዊ የለን

  • @godoliasyermiahu1113
    @godoliasyermiahu1113 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ሓያልን ንጹርን ሓሳብ እዝግኣብሄር ይባርኽካ
    በዚ ኣጋጣሚ ሓደ ግዜ ንኣረጋይ ከዛራርቦ ደዊለሉ እንታይ ክሰምዓካ ይብለኒ ሞ
    ስለምንታይ ኢኩም ናይ ሓሳብ ምፍልላይኩም ኣጽቢብኩም ነዚ ህዝቢ ኣብ ሓደ፡መንገዲ ዘይተምጽዎ ምስ በልክዎ ክገርመኩም ኣዝዩ ዓዛራ ካብ ስነ ምግባር ወጻኢ ብምጽራፍ ኣብ እዝነይ ዓጺኒ
    ብዝኮነ ርሑስ በዓል ፋሲካ
    ንኣመንቲ ምስልምና ድማ ርሑስ ሮሞዳን ይግበረልኩም

  • @abeltesfa6087
    @abeltesfa6087 4 ปีที่แล้ว +8

    መምህር ተሜ ሓውና ኣነ ኩሉ ግዜ እንድየ ዝከታተለካ ካብታ ትውልድካ ኣመልኪትካ ክትዛረብ ካብዝጀመርካያ ካብ ስነ ሓሳብካ ንላዕሊ ግን ስነምግባርካ እየ ዝፈትወካ ኣብጎንካ እና ኣጆካ።
    ሓደ መዓልቲ መን ይስሕበካ ካብዞም ኣብ ድንበ ፍትሒ ዝነጥፉ ተበሃሂልና መ/ም ተሜ ኢለልካ ኣብ። ኣብ ጎንካ ኢና ኩሉ ግዜ ቀጽሎ።

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 3 ปีที่แล้ว +1

    አታ ተመሰገን አየናይ ሃገር ኮይኑ እዮ ሰቅ ኢልካ ኤረትራ ኤረትራ ምባል ትረጉም ዘይብሉ ግዜኻ ምጥፍእ ኩላ ትጠፈእ አብ ሰደት እያ ተሪፍ ዝኾነ ሰብ
    ዝቅመጠላ እካ ተትኸውነ ፀቡቅ ኔሩ።
    ሰብ ሰኢንካ ብዛዕባ እዚ ዓሻ ክትዛርብ I feel sorry ተሜ ሰብ ሰኢንካ ብዛዕባ እዚ ዓፍሪ ክትዛርብ ።

  • @autotv4620
    @autotv4620 4 ปีที่แล้ว +2

    Temesgen eko nay bihaki nay memhir character aleka, that is why we respect u

  • @GYSLTD
    @GYSLTD 4 ปีที่แล้ว +1

    You are the best your ideology is amazing wow you are five star ⭐️ 🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩

  • @shushuhabesha8136
    @shushuhabesha8136 4 ปีที่แล้ว +1

    M.Temesgen,thank you! Ajoka dma betaemi ena nfetweka 💚

  • @mahmoudgheddai1049
    @mahmoudgheddai1049 4 ปีที่แล้ว +8

    My respect dear brother. You are brilliant and honest. Keep educating our young generation.

  • @Mulubrhan-t2k
    @Mulubrhan-t2k 4 ปีที่แล้ว +8

    ተመስገን ኣዚዩ ዝናድ ብሉጽ ሓሳብ ኣለካ ቀጽሎ እንተኾነ ግን ንዝኾነ ይኹን ሰብ መልሲ ብምሃብ ኣይኮንካን ትእርሞ እንታይ ደኣ እቲ ጽቡቕ ዝበልካዮ ሓሳባትካ ብምውራድ ትቐጽዖ።ስለዚ ኩቡር ተመስገን ሓውና ኣጆኻ በርትዕ ዘማዛዝን ሰብ ኣብ ጎድኒ ቁኑዕ እዩ።

  • @T.Michael-e1k
    @T.Michael-e1k 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣረጋይ ዓንጃል ብሎክ ካብዝብለኒ ደሃዩ የብለይን ግን ናይ ብሓቂ ገሊጽካዮ።እዚ racism ገሮምኒ ትብሎ ዘለካ ድማ ኣብ ጎድንካ ኣለና።

  • @kesetegaramasakal8242
    @kesetegaramasakal8242 4 ปีที่แล้ว +2

    God bless you ? you the best bro

  • @mahmmedburhan1069
    @mahmmedburhan1069 4 ปีที่แล้ว +4

    ስላም ተመስገ ከመይ ቀኒኻ ደሃይካ ኣይትሓብእ ኢዚ ኩሉ ኣብ ሚድያ ወጺኻ ትገብሮ መሃርን ሃገርዊ ብጥዕሚ ጽቡቅ ኢዩ የክታትሎ ኢየ ብቲ ዘለካ ዓቅልን ትዕግስት ብጥዕሚ ጹቡቅ ቀጽሎ ኢየ ክብልካ ኢየ ዝብለካ ዝደልይ

  • @esseyjohn3655
    @esseyjohn3655 4 ปีที่แล้ว +5

    የቀንየልና መምህር ተመስገን ኣዝየ ዘድንቀካ ውፉይን ዑጉስን ተቃላሳይ ብሙካንካ ቡዙሕ ከመስግነካ ይፈቱ። ኣብ ቃልሲ ናይ ነዊሕ ዕላማ ዘይብሎም፡ ሙሉእ ግዚኦም ኣብ ጸርፍን፡ ሰባት ኣብ ምልዓልን ንቃልሲ ንድሕሪት ዝጎቱ ሰባት ኣለዉ። ኣረጋይ ሓጎስ ሓደ ካባቶም ኮይኑ ከምቲ ዝገለጽካዮ ንሰባት ክጸርፍን ብፍላይ ንደለይቲ ፍትሒ ስሞም ከጸልምን ክውንጅልን ይውዕል፡ ክንዲ ኣራሚ ነቀፌታ ሂብካ ኣብ ቃልሲ ምብርታዕ፡ ሞራል ሰባት ክሰብር ከይደቀሰ ዝሓድር ከምዚ ዓይነት ዓሻ ተቃላሲ ርእየ ኣይፈልጥን። ቀዳማይ ዕላማኡ ህግደፍ ክነሱ ንህግደፍ ብዙሕ ክነቅፍ ዘይርአን፡ ብህግደፍ ዝግበር ፕሮፖጋንዳ ኣብ ልዕሊ ትግራዎት ጎረቤት ከቢድ ጽልኢ ንሱ ክዝምረሉ ክትርኢ ዕላማኡ እንታይ ምካኑ ይሕርብተካ። ኣነ ብወገነይ ክርእዮ ከለኩ ሓሳቡ ምስ ደለይቲ ፍትሒ ኮይኑ ንቅድሚት ክወስድን ክዕውትን ዝክእል ጭቡጥ ስነሓሳብ ኣይረከብኩሉን። ደለይቲ ፍትሒ ተመሲሎም ሞራል ሰብ ክሰብሩ ዝውዕሉ ርጉጽ ዕላማ ዘይብሎም፡ ሃሱሳት ናይ ህግደፍ ከም ዘለው ክንዝንግዕ ኣይግባእን። Go head temesgen we need people like you who speaks up right and talking about ideas that matters to our country. We love you!!

    • @TEMESGHENNETWORK
      @TEMESGHENNETWORK  4 ปีที่แล้ว

      Wow wow wow wow wow
      Thank you share please

  • @farag0086
    @farag0086 4 ปีที่แล้ว +2

    Kemey wielka temesgen ane kbleka deliye zeleku boboka dika wela bedeka tgraway tkewn gn hanti kbleka deliye zeleku eska eritra tewelidka gibuoka fetsiemka eka slezi tsruy eritrawi mkanka ena nfelt aregay kea sean aflto eu aythseb bnay aregay eritra kemey tiktsl hseb gizeka aytwedie wedhanka zehawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍

  • @lifeonhop3252
    @lifeonhop3252 4 ปีที่แล้ว +8

    ክሳብ ሕጂ ዝድንቀካን ዘኽብረካን ሓው፡መም ተመስገን ብዝነብሑን ነብሰምትሓት ዝሳቀዩ ሰባት ኣይትገደስ ። ልዕለኻ ኤርትራዊ ክከውን ዝደሊ መን ዩ ? ኣረጋዊ 100% ዓለታዊ ዩ በቃ ኣከለ ።

  • @ሜሪጋልትግራይ-ኸ9አ
    @ሜሪጋልትግራይ-ኸ9አ 4 ปีที่แล้ว +7

    ቴሜ ጅግና

  • @edentesfankid4090
    @edentesfankid4090 4 ปีที่แล้ว +8

    Waw sebuk mekfeta betame kenu seb kmu sele zekonla eyom kegelulka zedelu agka ab gonka alena

  • @berberehaile5391
    @berberehaile5391 4 ปีที่แล้ว +1

    ክብር ሐወይ አረጋይ ብዙሕ ሽግር አለዎ ዝዛረቦ አይፈልጥን ብስለት ውን ይጎድሎ እዩ ብበዐል አብርሀ ካሳ እዩ ዝሙወል ከምኡ ስለ ዝኾነ ከአ ብሰራየን ደቂ ሰራየን ይልፍልፍ ንግዜ ንግደፎ ናይ በዐል አብርሀ ካሳ ሕቡእ ተለአአኺ እዩ እግዚአብ ይምሐሮ

  • @romaabrahawm6589
    @romaabrahawm6589 4 ปีที่แล้ว +4

    Ade welida temken besul hasb kemaka yebzhu👌🏽👌🏽👌🏽

  • @madixox4215
    @madixox4215 4 ปีที่แล้ว +4

    Bahki xbuk zerba

  • @abdrieone4080
    @abdrieone4080 4 ปีที่แล้ว +2

    Temie i always agree with you opinion thanks buddy

  • @rutagermeskelzid4230
    @rutagermeskelzid4230 4 ปีที่แล้ว +3

    Selam Temsgen mulue meret ygberlaka agka abgonka alena.

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 ปีที่แล้ว +10

    ጻዕሪ ኣረጋይ እኮ ንኢሳያስዩ ጽዒሩሉ ንህዝቢ ኤርትራ ድማ ክሳዕ ዝኣኽሎ በቲኑ ብጸርፍን ጸለመን ኣዴታትን ኣቦታትን ናዋሪዱ እሓትን ኣሕዋትን እዚ ረሳሕ መልሓሱ ገለን ብዘይ ምርዳእ ገለን ኣባላቱ ስለ ዝኾኑ ኣጆኻ ወዲ ሓጎስ ጅግና እናበሉ ኣስኪሮሞ እ ይካታተሉዎውን ነይሮም ክንደይ ብዘይ ምርድኦም ብሰንኩ ዝጸደፉ ኣሎው።

  • @hawaibrahim6071
    @hawaibrahim6071 4 ปีที่แล้ว +2

    Right 👍

  • @abrahamsemere5046
    @abrahamsemere5046 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ መምህር እዞም ተልዕሎም ዘለኻ ንሓድነት ኢና ንሰርሕ ይብሉ ግን አካይድኦም መዔቀኒኦም ንሱ እዩ ሓደ አስላማይ ወይ ሐደ ክስታናይ ተተጋግዮም ንኹሉ ይጻረፍ ውልቀ ሰብ ዝገበሮ ነኹሉ አውራጃታት ይጻረፍ ስለዚ ከምዚ ዓይነት አሰራርሓ ዘለዎ ሰብ ሓድነታዊ አይኮን ብመሰረቱ ዝጻረፍ ሰብ ሐቂ የብሉን አብ ህዝቢ ድማ ብከላ እዩ መምህር ንስኻ ግን እዚ ዓቅሚ አብ ረብሓ ህዝቢ ይምነየልካ

  • @ghirmaygebrelibanos8429
    @ghirmaygebrelibanos8429 4 ปีที่แล้ว +1

    amlak kulusha mis haky euu zwgn so nska haki tehizka gize ynewh ember kitewet eka

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 4 ปีที่แล้ว +4

    Ane zbleka k hawey nayzi Afari kjtsemeo yabilkan xerfi kitseme bmnm teamr aytsmeayo

  • @amlesetmisghina3268
    @amlesetmisghina3268 4 ปีที่แล้ว +3

    አጆካ መምህር ተመስገን ብሐሳብ ምሳካ አለኩ ቀጽሎ ድሕር ከይበልካ ጅግና ኢለካ አለኹ

  • @edentesfankid4090
    @edentesfankid4090 4 ปีที่แล้ว +5

    Betaeme sebuk mekere etom kalot seb tezelfu ewen temerte tkunkum sebuk endazelfkum morlna awdekumo kebert zeyheb kebret ayrkeben begkum nesurat nkun kemza nayze abe seb hwena

  • @genethsgos2445
    @genethsgos2445 4 ปีที่แล้ว +3

    Nice..for..complen...Of..tigraway..
    Keep..it...and..good....Adia...bro........

  • @estifanostsegay9484
    @estifanostsegay9484 4 ปีที่แล้ว

    I agree with all comments from your followers. I am glad you recovered. Please keep it up you presented a progressive political education.

  • @kanitatv1862
    @kanitatv1862 4 ปีที่แล้ว +3

    I had never seen like this guy , most of the time,he is talking about ideas not individuals , great job bro!!! I learned alot from you!!!

  • @fthi3585
    @fthi3585 4 ปีที่แล้ว +3

    Teme kubur wedi hizbie bhakie Astemhiroka blibie iye zisemo kemay iwun bzuhat des iluwom zikatateluka zimaharu kabaka Alewu ane bzuh temahire kabaka ane kidmiekulu abzie mediya kizareb yihadir neyre gena kemzie higie keymaibelele inkolo yifelto iye bkinat tebegisom keteligies iyom deliyom neyrom gin Aykalun mikniyatu Akmie yeblomin sxerfin resah melhas hizom kefrusu imber hadinet yeblomien😍

  • @ሜሪጋልትግራይ-ኸ9አ
    @ሜሪጋልትግራይ-ኸ9አ 4 ปีที่แล้ว +8

    ወይ ተመስገን ሓወይ እንኳዕ ማርያም ፆን መሓረትካ ሓወይ ናተይ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ሓላለይ ብፌስብክ እውን ፂሒፈልካ ነይረ እየ።

  • @abeltesfa6087
    @abeltesfa6087 4 ปีที่แล้ว +6

    ሰምሃር እዛ ሎቕማጽ ሰሚዐያ እንድየ ኣብቲ ናይ ሻርለት ዳግማይ ምርጫ እንተዘይተጋግየ ኣብ ቲ ገዝኡ ከይዳ ተመስገን ምስ ፊልሞን ዝምድና ኣሎዎም ኢልና ክትብል ሰሚዐያ።

  • @berhaneteame4141
    @berhaneteame4141 2 ปีที่แล้ว

    ተመሰገን ኣታሓሳስባኻ ቅቡል ኮይኑ ኣረጋይ ሓጎሰ አታሓሳስብኡ ናይፈረሃት ተዋላዊመርገጽ ፈራህ ነብሲምትእምማን ዕላማ ዘይብሉ ሕማቅ ሰነፍ ትፋኡዝልሕሰ ፉጡር ብዕሉግ ምዕባለ ዝረሰዖ ጥራዩ ባኮ ፍጡር ኢዩ አይተገደሸሉ ንምሳሌ እቲፍርቂ ነብሱጽሉል ተሰፋጼን ኣብቲ ዝገብሮ ዝነበረ ናይጽሉላት መደረ ኣንጻር አሰላም አንጻር ካቶሊክ አንጻር ከኒሻ ነቶም ኣንጻር ክርሰቲያን አብውሸጦም ዘሕምሞም ዝነበሩ በዓል ዑመርናስ እቲ ሕቡእ ሚሰጢሮም ከቃልዕም ኪኢሉ ኢዩ ሰለዚንበዓል ኣረጋይ ይኹን ዑመር ናሰር አተሓሳሰባ ተሰሚዑካበዛዕብኦም ምዝራብ ነዕኦም ፍናን ምሃብ ኢዩ ሰለዚ ከመዚኦም ፍጥረት ረሰዓዮም በጃኻ ድሕሪ ሕጂ ብዛዕባ እዞም ሰነፋት ረሰዓዮም

  • @tomorrowisgift7723
    @tomorrowisgift7723 4 ปีที่แล้ว +5

    ተመስገን ንፉዕ ምስ ግዜ መሊሽካ ክትፍቶ ኢካ።

  • @ደላይሰላም-ዠ8በ
    @ደላይሰላም-ዠ8በ 4 ปีที่แล้ว +6

    ተሜ ሓውና መጀመርታ እንቋዕ ኣምላክ መሓረካ
    ቀጺለ ምስ ከዳዕ ሰብ ምዝራብ ትርጉም የብሉን ከብትን ኣረጋውን እንታይ ፍልልይ ኣለዎም ድሕሪ እዛ ቭድዮ ተስፋ ይገብር ኣይዛረብን ይከውን ተባረክ።

  • @helen99084
    @helen99084 4 ปีที่แล้ว +9

    Please don’t talk about individuals hope this will be your last video about him. Isaias- Aregay Hagos -Trump are the same group (Narcissist).

  • @naodamare9895
    @naodamare9895 4 ปีที่แล้ว

    Teacher who is semhar plz

  • @shiwethagos8714
    @shiwethagos8714 4 ปีที่แล้ว +4

    መምሕር:ተመስገን:ከማሓ:ዐይነት:ብስነስርዐት:ኧተሓነፀ:ማንም:የለን:ክበል:አይተጋገሑን:እውይ:አምላኽ:ይባርካ:ምስ:ስድራ:ቤትካ:ትግራዋይ:ኤርትራዊ:ምኻንካ:ዝበለፀ:አሚርካ:አቤት:ስርዐት:አደ:ወሊደ:ትበል:ስነስርዐት:ምስ:ሐጎስ:ግዜኻ:አተወድኧ::ትግራዋይ:ኢሎ:ፅረፍ:ንባዕሉ:የፀርፍ:አሎ:

  • @samboss574
    @samboss574 4 ปีที่แล้ว +2

    Ajoka kibur haw alena ab gonika 💪

  • @tigstisegid6575
    @tigstisegid6575 4 ปีที่แล้ว

    Temi hewey nay bheki lebam zereba blbey eye zemesgneka ❤️❤️❤️🙏

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 ปีที่แล้ว +5

    Yonas Hsehaye
    ኪድ ምስ ኣረጋይ ንትግራይካ ህዝብን ሃገርን መም ተመስገንን እየርትርኦም ጥራይ ኢኻ ክትረኽቦም ሐራይ።

  • @teweldegebremariam8837
    @teweldegebremariam8837 3 ปีที่แล้ว

    Temesgen Kahsay : You should worry about the evil woyane disappearing by leaps and bounds, not about Aregai Hagos, the hero and patriotic Eritrean.

  • @michaelwoldeab7425
    @michaelwoldeab7425 4 ปีที่แล้ว +3

    ምትእምማን የለን

  • @tsegayfrayokbamichael8777
    @tsegayfrayokbamichael8777 4 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ሰላም መምህር ተመስገን ደዚመ አንካ ምህረቱ ለገሰልካ ሃወይ ፍቃደኛ አንተኮንካ ተለፎንካ ስደደለይ ክረክበካ

  • @yesufyesuf7462
    @yesufyesuf7462 4 ปีที่แล้ว

    Teme kexilo

  • @Flower-qt7ic
    @Flower-qt7ic 4 ปีที่แล้ว

    Anbesa

  • @samuelyakob5436
    @samuelyakob5436 4 ปีที่แล้ว

    U are amazing person we need you we love you bro

  • @bahregasizerhans
    @bahregasizerhans 4 ปีที่แล้ว

    Great hakika nekez kalsi

  • @ermiaszeweldi7252
    @ermiaszeweldi7252 2 ปีที่แล้ว

    ኣረጋይ ሓጎስ ገዚፍ ሓርኢ ፎእ : ፎእ በልዎ ሸውሃትኩም ከይዕጾ :: 🤧🤧

  • @suadmohammed9816
    @suadmohammed9816 4 ปีที่แล้ว +5

    Mashallah ANAQA NABTNAKA TMELESKA ABO DQIKA GBREKA ALHAMDILELLAH BITAAMEY TAHAGSE ALHAMDILELLAH AJOKA TMESGEN TWEKEDKALA EKA ATA ERTRA AJOKA HAFTKA GAL ASMARA

  • @fatimaadam3998
    @fatimaadam3998 4 ปีที่แล้ว +2

    🌹👍

  • @AhmedSaid-kj5ze
    @AhmedSaid-kj5ze 4 ปีที่แล้ว +1

    Good job Mr Temesghen, keep up the good work.

  • @edentesfankid4090
    @edentesfankid4090 4 ปีที่แล้ว +7

    Ewa enkae mharka fetare abe seb🙏

  • @jamalibrim9082
    @jamalibrim9082 4 ปีที่แล้ว +1

    شكرا تمسقن شكرا

  • @fthi3585
    @fthi3585 4 ปีที่แล้ว +2

    Anes yitarater iye higdef keyikonu liukomuwe mikniyatu itiezizarebo ansar deleytie fithie imber nihigdef zitnkief bzuh Aysemelum sileziy tegeziu keyikowun Aregay hagos 03 tesxawitomulu koyikonu higdef bizeyiatwo yelen izie natey hasab kulu giziye zitaraterelu iyu

  • @yo-61
    @yo-61 4 ปีที่แล้ว +5

    መምህር በጃኻ ድሕሪ ሕጂ ኣይትመልስሉ፣ፍርቂ ሓንጎልካ የብሉን ሕብረተሰብ ዝፈንፈኖ በዕራይ እዩ

  • @selebabrhane3956
    @selebabrhane3956 4 ปีที่แล้ว +3

    ካብኻ ብዙሕ ዝጽበ ኣሎ በርትዕ መም/ ተመስገን

  • @NMra.2023
    @NMra.2023 4 ปีที่แล้ว +4

    What an amazing guy!. For the first time I heard this an absolute idea. Waaw really this man is genius. Please be pecient and continue forward

  • @wediberaki9064
    @wediberaki9064 4 ปีที่แล้ว +3

    ተሜ በጃኻ በጃኻ ታሕቲ አይትውረድ ዘለካ አፍልጦ ጥራይ ዳሕዳሐዮ ነዞም ትራባኖ ዘየንኩሎ እዝኖም አይ ሕገ ሐሪፍ ካብ ኩሉ እዚ ዐደይ ዐድኻ ዝብል ናይ ደናቑር ክትሰምዕ ከለኻ ትርጉም አይትሀቦም ተሜ በቃ 100%100 ሂበካ ብወገነይ

  • @gergisandemariyam7039
    @gergisandemariyam7039 4 ปีที่แล้ว

    Aythazeley enber kulum abzi mas mediya twexu ente teqarxwo hzbna selam fkri mrekeb korena konkumna alokum nskum kulukum

  • @mrlight5908
    @mrlight5908 4 ปีที่แล้ว +4

    ተምስግን ኣጆኽ ግኦዝክ ንቅድመት
    Do good Feel good

  • @HG-qf6bb
    @HG-qf6bb 4 ปีที่แล้ว +3

    Teme nseka tegage aleka bzaba ezi Adgi mezerabka des aybelenin lebam zereba eka tezareb aleka gn wala hanti turgum yeblun .pls reseayo hezbi mulu fenfinwo eyu.

  • @helenhailemiceal3520
    @helenhailemiceal3520 4 ปีที่แล้ว +1

    Great job Semhàr haftey you are making this guy cry just because they can’t do what you are doing he is complaining like a little girl

    • @fabs7161
      @fabs7161 4 ปีที่แล้ว

      She is over 35 years old you calling her little girl

    • @azebogubamichael7082
      @azebogubamichael7082 4 ปีที่แล้ว

      Mlue mhret ygberelka

  • @eitrea5661
    @eitrea5661 4 ปีที่แล้ว +1

    Abzey gaylaka tsese entaway eika kid nabdeki adka kufat gbri

  • @thunderbrothers46
    @thunderbrothers46 4 ปีที่แล้ว

    Belihin mesitewialin eka semioeka ayfelitin eye beal betey eyu ziketateleka gin adiniqeka bihaqi lebamin bizuh win temahire kabza nay lomi zerebaka, qexile kea Enqao goyta nimihiret geberelika i am going respekt u keep going dear brother

  • @rutatesfu8236
    @rutatesfu8236 4 ปีที่แล้ว

    I am prod of you brother.

  • @wediasmaraasmarabella5889
    @wediasmaraasmarabella5889 4 ปีที่แล้ว +8

    Good job my model mehr temsgen Thanks for informative message only you know you criminal semahar this saddest women

  • @tadesseissak6297
    @tadesseissak6297 4 ปีที่แล้ว +3

    ተመስገን ሓሚምካ እንተ ኔርካስ እንቋዕ ምሕረት ኣውረደልካ ምልእ ምሕረት ውን ይግበረልካ
    እንተቲ ኣረጋይ ሓገሰ እትብሎ ግን ዝጻረፍ ገፊሕ ኣፍ እምበር እንታይ ኣዚሩ ዝሓስብ ልቢ ኣለዎ
    እንተቲ ኣብ ልዕሊ ደቂ ሓማሴን ዘለኩም ጸቢብን ክፉእን ክቱር ጽልኣ ገሌኹም ዳርጋ ልክዕ ከምቶም ዓሌት ሁቱ. ኒዓሌት .ቱሲ ገይሮም ዝጨፍጨፍዎም ውን መጨፍጨፍኩሞም ዓቕምን ሳልጣንን እንተትረኽቡ።
    እዚ ዓይነት ቅርሕንትን ጽልእን ዝተበከለ ርእሲ ሒዝኩምስ ኣብ ኤርትራ ፖለቲካዊ ለውጢ ከተምጽኡን መንግስቲ ክትቅይሩን ምሕሳብ ብፍጹም ዕብዳን እዩ
    እዞም ኣምሓሩ ርአይዎም ኣብ ልዕሊ ወያነ ዘይኮነ ጽልኦም እንታይ ደኣ ኣብ ልዕሊቲ ሓንቲ ኣበሳ ዘይብሉ ህዝቢ ትግራይ እዩ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራ ድማ ካብዞም ኤሊት ኣምሓሩ ብምንም ተኣምር ናይ ኣታሓሳስባ ፍልልይ የብልኩምን ጥራይ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም እየ ክብለካ ተመስገን።

  • @suadmohammed9816
    @suadmohammed9816 4 ปีที่แล้ว +9

    ATUM SEBAT ANTAI KONA ENA LIBEY ZAINAABEY BJAKUM ETA ERTRA NIKULATNA TAKLENA EYA SELAM YHABNA

  • @tekeatekle7559
    @tekeatekle7559 4 ปีที่แล้ว +1

    Ata nezi hezbi Selam habwo ab you Tube enda tekelekelkum ketkasesu temxewo lewti yelen.

  • @fthi3585
    @fthi3585 4 ปีที่แล้ว +3

    Teme hawey bzuh indina nimahar kabaka ni Aregay hagos giziyeka 1dekik iwun ketetfeelu bhakie bzuh iyu ane izieseb izie kisemo Aydelin mikniyatu begaka tigage aleka intelkayo resah melhas silezesmeenie bifusum Aysemon bzuhat kaa kemay alewu fo zibluwo

  • @berhaneghirmai9691
    @berhaneghirmai9691 4 ปีที่แล้ว +7

    You cannot train an old dog he will never learn thanks Mr. tamesgane
    don’t go down to his level keep up the good work

  • @yoniissak5885
    @yoniissak5885 4 ปีที่แล้ว

    Fooo adedeeee mewelkum ketbasu mexot goyta kerekeb eu , mejemerta selame yemxa età eritrea beselam nekulu teakel eya ::

  • @sarahhuruy2226
    @sarahhuruy2226 4 ปีที่แล้ว +2

    Ertra kab. Tigray tirah zeykone kab Yémen wun alewuna kuluna gin etitawian ina Imo niertrawinet nibel siga aynikutser ab adi guana kemzelena nizekir.
    Teesgen brao💻👍

  • @mohamedhakim4809
    @mohamedhakim4809 4 ปีที่แล้ว +3

    You fair person and smart 😁 Eritrean people need good politician like you

  • @asmeromasgodom9991
    @asmeromasgodom9991 4 ปีที่แล้ว

    ኣረጋሽ ካብ ኣይአናይ ህዝቢ ከምዝፈርየ ኣይፍለጥን እዩ ንህዝቢ ሀይማሎት ኣውራጃ ወልቀሰብ ዝገብሮ ጸርፊ ክሕትቶ ሞኣኑ ኣይፈለጠን ኣነ ካብቲ ዝገርመኒ ንድንቁርንኡ ክሽምቱሉ ዝውዕሉ ሰባት ክትርኢ ከለካ እዩ ዝሕዝነካ

  • @dzeray4543
    @dzeray4543 4 ปีที่แล้ว +7

    He always took about unity I I don't think so he knows the meaning of the unity

  • @shiwethagos8714
    @shiwethagos8714 4 ปีที่แล้ว +4

    ይቅርታ:መምሕር:ተመሰጌን:አነ:ብጣዕሚ:ተሻቅለ:ነይረ:ሰለዘይራኹኻ:ንዝጥይቆ:ሰብ:ስዒነ:እንኳዕ:አምላኽ:መሓረካ:ዘሓወይ::

  • @tesfayakal5228
    @tesfayakal5228 4 ปีที่แล้ว +1

    Teme abi seb enqua fetari Mihret awredelka kemaka yibzihu.

  • @respectprivace4496
    @respectprivace4496 4 ปีที่แล้ว +4

    You blessed really represent Eritrean people.

  • @fabs7161
    @fabs7161 4 ปีที่แล้ว

    Aytegedeselu kesab kem hagerka aminka zetekebelka.
    Eritrawyn koynom nay Tegawnet delyet zelewom alewu welahade aybelnayomen

  • @nejatmuruth8762
    @nejatmuruth8762 4 ปีที่แล้ว

    መጀመርያ እንቃእ ረቢ መሐረካ
    አዘራርባኻ ብጣዕ ደስ ዝብል ከማኻ ይብዛሕ

  • @teklehaimanotgebremariam3583
    @teklehaimanotgebremariam3583 4 ปีที่แล้ว

    Seraki tewelje tegaru aytrebshna tmali txhfo znebrka renayo ena Iseyan tewelje knetfakum ena