ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እታ ፈረስ ምስኪነይቲ ደኺምዋ ትመስል በጃኻትኩም ንብዙሕ ስዓት ብሸኽሚ ደው ከይተብልዋ ሓደራ እንስሳትና ብፅቡቅ ንከባኸቦም ፈጣሪና እውን ይሕጎስ ፅቡቅ መስተውዓሊ ፅቡቅ ልቢ ይሃልወና ይሃበና ፈጣሪ ኣሜን ፫ ::::!!!
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ድራማ ክቕፀለ ዘለዎ ብጣዕሚ ሙምሀሪ keep it up
ሸፈናስ ዘለዋ ግርማ መጎስ ኣናስ ከፎትየክ ማዓት ቀፂልሉ 😍😍😍
እንኳዕ ብዳሓን መፃእኩም እንዳ ትሕሽ መቅሰናት ደቂ ትግራይ
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ትሕሽ ክፅበየኩም እየ ፀኒሐ
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም
ዉይ ደቅዓደይ ማዓረይ በዚ ሓዚ ሳዓት ትሰሕቅ ዘላ ትግራይ ምቅርቲ ደቅዓደይ ጥራሕ እያ ዋይ ብጣዕሚ አሰሒቁኹሙኒ ሳሓቅ ብጣዕሚ እየ ዝፈትይ
እንኳን አገኘኋችሁ ደስ ብሎኞል "በዓል ትህሽዬ"
Welcome እንዳ ትሕሽ መክበርቲ ሳዓቶም
ብሞት ትሕሽ like well come
ብጣዕሚደስ ዝብል ኩለመዳይኩም ተመችይኒ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ካብልቢ ደቅ ፣ትግራይ፣ብትግራውነተይ ይሕበን
ፍትዋተይ በዓል ዓፈና ሽኮራትግን እስኪ ከምዚ ኸማይ መርሃዊ ብዘይ ምህላው ዝሰልቸዎ እንተሃልዩ
Me
እዋይ ታእዝግብሮ ኣብዝኣትኽምዎ ጆጋኑ መስተውዓልቲ ስሓቅ መይተ
ናትኽን ድራማ ክርእይ ቅያር ደርሆ ዘይብለይ ናይ መዳመይ ምሳሕ ፀብሓይ ሓሪሩ ድራማኹም ክርእይ እዝይ አብሰደትዋ አብ ዓደይ ኾነ ቡናይ ሰንተይ ዘርጊሓ ምሰታ ምቅርትይ ዓደይ ተዝኾንስ ክንደይ መፍዘዝኹም
Hahah
kkkkkkkk
እናተፀበኩ ፀኒሐ ናፊቀኩም ደቂ ዓደይ 😍💕💕💕💕💕💕💕
ክክክክክክክክ ሞይተ ድየ ገለ ማዓር ኣፉ ሽኮር ኣሰይ ጀጋኑ ኣጀኩም ቀፅልሉ
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኹም
ኣስይ ፀርይት ደቅ ሓላል መሬት ትግራይ ኣንኳዕ ናብ ኣበቀዓን
ደስ ይላል ቀፅልዎ ደቅ ትግራይ ኩሕሎ
ትሕሸ ማዓረይ 🌹🌹🌷🕊🕊🕊🕊
ፅቡቕ ስራሕ ቀፅልሉ👌👌👌
ቀፅልሉ ደሰ ብሃሊ ደቂ ትግራይ ዓደይ💕💕💕💕💕💕💕💕
ደስ በሃልቲ አይዘክን ጎብዛ
ደቢሪኒ ነይሩ ,,,,,, እንኳዕ ደሓን መፃእኩም
መርሓዊ ወላ መርሃዊት ብጣዕሚ ቀሊልካ ካልኦት ግን ብጣዕሚ ጎበዛት ቀፅልሉ
እካዕ ብሰላም መፃኹም
እዉይ መርሃዊ ከዳኣ ናበይ ኣቢላ ዉዒላ አረ ኣምፅእዎ never ዉይ እንዳ ትሕሽን ጎሮቤታን ብሳሓቅ ማዓር ኣፉ ኣንታ ሓላል ፍጥረት
እዋይ ልግርመኒ ይትብ ወፄእኹ ባኣኹ ማዓዝድዮም ዝለቅዎ እናበክኩ ትድንግለኽምና
ቀደመይቲ ወፅይየ ኣለኩ
ንተኸታታሊ ሰለስተ ግዜ ቀዳመይቲ ተወፂኺ ሽልማት አለካ ካብ ማማ ትሕሽ
@@hanzatube1693 እንታይ ክሽለም እሞ ግልፂ እባ ግበሮ
ዓፈና 2 ዋንጫ ስዋ ክጋብዘኪ የ ብልቢ
ተጋሩ ዋይ ደመይይይ ንቦሩለይ እስክ💋💋💋💋💋💊💊💊😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍💔💔💔💔💔
ቆንጆ ስራ ነው ከሰቆጣ
Kem Tihsh chekchaka yelen tiblu like gberu👍
ኣዳ ተሐሽ እካዕ ዳሓን መፃኩም መርሃዊተይ ቅሩብ እባ ዎዲ ምሰሊ 😂😂😂
አዋይ ዛድራማ ከምይ ዝናፍቃ ሽኮሪናታት ተጋሩ
ዎው በታም ነው መታምሩት ቅትልበት
ቅድመትኩም ተጋሩዋይ ሰላምኩም የብዘሐዮ ሎምዘበን ከም እንዳ ተሐሽን እንዳ ሸፈናን ኮይኑና ሰላምና ይመልሰልና ፈጣሪ
ቡዋይይይ እዚ ለለ ገራሚ መስሐቂ ብሱሩ የተኽኣልናይ ደቂ መቀለ
ዋዉዉዉዉ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ💕💕
ትሕሽ ናይዚ ዓመት ብልፅቲ ተዋሳኢት ኢለያ ለኹ ✔
Yamrebshal.tewasaeti
ቀፅልለ ደቅ ትግራይ ሽካርት
ክክክክክክክክክ ደስ ብሃልት ቅፅላለው
Eway bsehak kosile deki tgray adey selamkum ybzah shkorintttttt estay like
Betami gobzat so keep going guys 🙏
ምቁራት ተጋሩ እንኳዕ ደሐን መፃአኩም
ክክክክክ ዋይ ከመይ ድዩ ደቢርኒ ቀኒዩ ንስኩም ምፅእ ክትብሉይ ልበይ ህድስ ክብሊይ ማዓረ
እንኳን ደና መጣችው ተናፍቃችው ነበር መርሃዊና ዳንኤል ናፍቃችውኛል
አየ መርሃዊት ቱ like ታይ ታይ ድዩ ልጥዕም ኾይኑ ብልከድኻዮ like ያ ሃቡና ኾይና ምድሪ እስቲ ንጥዕሞ አንሕናለ ስለ ላይኽ ሓመኻቱም እንዳ ትሐሽ ታ ኽወፆ!!!
ሰላማትያ ጆምዓ
ብጣዕሚ ከፍ ዘለኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ
ኢዱ ዘሰሓዮ ኣንተሃልዩ like ጠግ ኣቢሉ ይሕለፍ
እንታይ እዩ እባ ,,ትርጉም ኣለዎ ድዩ ? ከሳሕየኒ እዩ ዉዕሉ
አሳሒይናስ አግርጭው አቢልናልካ ኪ
@@mebrihitasefa8371 ክክክክክ
@@ጓልኣላጀዓድሽሁlike ማለት ትኽክል ዲኻ ወይስ ተጋጊኻ ኣለኻ ዝሕብረልካ ምልክት እዩ
@@axsumtube9454 እሺ የቀንየለይ
Tehish shkor 🌹🌹🌹🌷🌷🌷😍😍😍😍
ትሕሽዋይ ምዓራይ
Wellcome diki tigray
እንካዕ መፃእኩሙለይ ብሃንቀዉታ እናተፀበኩ ነይረ
ደስስስ ዝበል ክልተ ትምህርቲ ዝሓዘ እዩ ባህልና ምፍላጥ ፀባይ እንታይ ጥቅሚ ከምዘለው የረድእ ፅቡቅቅቅ ብጣዕሚ
ፅብቅ ስራሕእዩ በርትዑ ኣብ እ ን ዳ ስዋ ግን ቁርብ ተጋኒኑ ቲ በ ኣ ሲ
ዋውውው ሽኮሪናታት እንካዕ ዳሕን መፃኩም ቀፅልሉ ፅብቅ ስራሕ እዩ አሕዋት
እሺ ክንቅፅልሉ ኢና አነውን ክአትው እየ ምስአቶም መመልከቻ አኢትየ እንአኩ ክሰርሕ ኢለ ከዋፅአኒ ድዩ ክክክክ
@@grmawit1902 ዋውውው ንስኪ ተኣቲኪ ድኣ ግርማዊተይ ከመይ ድያ ክትምቅር ግን ንዓይ እውን ተትስሕብኒ ግሬ ክክክክ
ካካካካካካካካካካካካ ኣንታ ሳሓቅ መይተ ንማዓር ኣፉ እትፍትዉ እተድንቁ ላክት
ከመይ ቀኒኩም እንዳ ተሐሽ ኬፍ ኣለኩም ደቂ ትግራይ ፁሩያት ከም ወርቂ።ግን ሓንቲ ጎደሎ ኣለኩም መርሃዊ(ት) ዝብሃል ሰብ ኣውፅእወ ወይ ድማ ነይ ጓል ገፀ ባህሪ ክገደፎ ኣለው የማና ኣፅሊኡ
ማዓር አፉ ሹኮርርር ርርርርርርር
ሜሪ ዘየለ ደቢሩና
Tihish btaemi gobez tewasaeit
The best of the best.I really appreciate you every single artist. You are the start keep on going.🤣🤣🤣✌
Hasewty leyabu shely
Like like like deki tigray
እንዳ ትሖሽ
እሰይይይይይ ሸኮራት loveደቂ💊👈
እንኮእ መፃከኹም እንዳ ትህሽ
(ዓፈና) ያፌት መምህረይ ፍንዳታ መሲልካ ኮ😆😆😆 ሸፈና ዓፈና😅😅😅😅ትሐሸይ( ትብለፀይ ፅሪቲ )እዳተሐሽ ውይይ ፀርፊ በስመአብ ብቻ ተፃረፍቲ ኣንእስቲ ብጣዕሚ እየ ዝፀልእ ብቻ ቀፅልሉ ክቡራት ኣሕዋትና
እዉይ ደስ ክብል ማዓራት ሙቁራት መርሃዊ ኣይትሕደግዎ ማዓራት
Kkkkkk yen maroch betam new miyaskut beratu Abaso 2 sitoch betam new misereut 😘😘😘😘👌
ተሐሽይ ናይ ዕብዳነይይይ ክፈትወኪ እኮ
ወይ እንዳ ትሕሽ ዝገርም ነገር እዩ! እካድኣ እንዳ ትሕሽ ኮሜዲ ወይ ድማ ኣስሓቂ ሓፋሽ፥ ኣስሓቂ መድረኽ፥ ኣቅሳኒ መድረኽ፥ ኣቅሳኒ ሚድያ ፥ ኣስሓቂ ሚድያ (ሚድያ- ሜይዳ) ወዘተ ::: ብሓቂ ኣይተኻኣልኩምን ቀፅልሉ ጀጋኑ እንብኣርከስ ለምዘበን ደቂ ትግራይ ኣይተኻኣልኩምን! ደቂ ዓበይቲ ዋውውውው ብስሓቅ ፈትፊትኩምኒ ብስሓቅ ክርትም ኢለ! ፍሕርሕር ፍርፍር ኢለ ክክክክክክክክክክ ብስሓቅ ፍትፍት ኢለ ክሞት::::::
ዋዉ 100%☑
ቆንጆ አዩ, ❤️❤️❤️
ሃንዛ ፥ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እዩ ቀፅልሉ በርትዑ comment እውን ተቀበሉ ኢኩም ትሖሽ ወዲዛ ኢላ ተዘይትፀርፍ ይምረፅ ነይሩ ምክንያቱ ስራሕኩም ፍረ ፃዕሩ ክረክብ እንተኮይኑ ተተካኢ ትውልዲ ስለ ዝከታተሎ ዘሎ ወዲዛ እናበልካ ምፅራፍ ድማ ቀፃሊ ወለዶ ሒዝዎ ክዓቢ እዩ ከምዚ ዓይነት ፀርፊ ደማ ካብ ባህልና ወፃኢ እዩ ፡እንድሕር አጥፊአ ክእረም እየ ከም አስትያት እዩ አሕዋተይ
2012 ዓ.ም መስከረምእንቋዕ ንብርሃነ መስቀል ብሰላም ኣብፀሐና::: ኣሜን ፫ :: በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን:: 2012 ዓ.ምርሑስ መስቀል ብዓል ሰናይ ዓውደ ዓመት ይግበረልና ልዕል መድሓኒዓለም ኣሜን ፫:::: እንቋዕ ንመስቀል ክብሪ ብዓል ብሰላም፥ብኽብሪ፥ብሓጎስ፥ ብሰናይ ብሓባር ኩሉ ኣብቀዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::!!! ቀዳማይ/1ይ: መስቀል እንታይ እዩ? "መስቀል ኣርማ ክርስትና እዩ: ወይ ድማ መስቀል ናይ ክርስትያን ባንዴራ እዩ::" ወውሃብክዎሙ ትምርተ ለእለ ይፈርሁከ ከመ ያመስጡ እምገፀ ቅስት ወይድሓኑ ፍቁራኒከ" :: መዝ ዳዊት ግዕዝ 59:4" ካብ ፍላፃ ፀላኢ ምእንቲ ክድሕኑ፣ነቶም ዝፈርሑኻ ሰንደቅ ዕላማኻ ሃብካዮም " :: መዝ ዳዊት ትግርኛ 60 ቁፅሪ 4 ::እዙይ ማለት ንቶም ኣመንቲ እግዚኣቢሔር፥ ንቶም ብናይ እግዚኣቢሔር መምርሒ ዝመላለሱ፥ ንቶም እምነት እግዚኣቢሔር ዋልታን ኣርማን ጌሮም ዝንቀሳቀሱ፥ ካብ ነይ ፀላኢ መከላኸሊ፥ ካብ ናይ ሓደጋ መከላኸሊ ብሹም እግዚኣቢሔር ድል ዝገበሩሉ ኣርማ ምልክት ባንዴራ ሰንደቅ ዕላማ መስቀል ሃብካዮም ማለት እዩ::ንኣብነት ከፍቶም መስቀል ኣርማኦምን ሰንደቅ ዓላማኦምን ጌሮም ዝተውሃቡ ብእግዚኣቢሔር እዩ እሞ ዝተዓወቱሉን ዘልምዕሉ በረኸትን ፀጋን ዝተቀበልሉ ብዙሕ ኣብነታት ኣለዉና:: ፈለማ ወይ ክዓ መጀመርታ መድሓኒና ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ኽብርን ምስጋናን ንዑ ይኹን ኣሜን::ንዓና ከድሕን ናብዛ ምድሪ ዓለም ቅድሚ ምምፃኡ፥ቅድሚ ምስቃሉ እቲ ኹሉ ዲሒሩ ክመፅእን ክግበር ዘለዎ ዛዕባታት/ ነገራት ካብ እግዚኣቢሔር ዝተሰወረን ዝተሓብአን ስለ ዘይኮነ፣ እካድኣ ብኡ ዝተመደበ ዝተዳለወ ስለ ዝነበረ እዩ::እቲ መስቀል ኣበየናይ ዘመን ክመፅእ እዩ፥ እንታይ ዓይነት ዓወት ኽብሪ ክህብ እዩ፥ ንብዓል መን፥ ብናይ እግዚኣቢሔር ምድው ድልው ስለ ዝነበረ እዮ። ፈለማ እቶም መላእኽቲ ሚኢቲ ነገድ ስለ ዝተፈጥሩ (ስለ ዝተፈጠሩ) እቶም ሓደ ነገድ እቶም ኣጋንንትን ዝባሃሉ ፀረ ደቂ ኣዳም ኮይኖም ዘለዉ ሕጂ ካፍቲ ናይ እግዚኣቢሔር መስመር ምስወፁ: እቶም ቅዱሳን መላእኽቲ ካፍቲ ሰማያዊ ስፍራ ከውፅእዎም ተኣዚዞም ነይሮም፥ ዳሓር ግን ፈቲኖም ከምቲ ዝተልኣኽዎ ከድምዕዎ ኣይካኣሉን።እብኣር ብዘይ እዙይ መስቀል ምልክት እዙይ ብዘይ ኣርማ እዙይ ክተቀንፍዎ/ ክትስዕርዎ ስለ ዘይትኽእሉ፥ እዚ ምልክት እዙይ ኣርማ መስቀል ናይትኩም እዩ ኢሉ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ብቅዱስ ሚካኤል ሓለቃ መላእክት ጌሩ ምልክት መስቀል ምስ ኣትሓዞም፥ ኣፍቲ ሥዕሊ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ኣሎ ናይ መስቀል ኣርማ ምልክት:: መስቀል ኩልሻዕ እቶም መላእኽቲ ዝሕዝዎ ኣርማ ካብ ሽዑ ኣትሒዙ እዩ::ኣርማ ናይ ክርስትያን፥ ኣርማ ነይ ክርስትና፥ኣርማ ናይ ኣማኒ ናይ እግዚኣቢሔር ተወካሊ መስቀል ስለ ዝኾነ እዩ::ቅርፂ ምልክት መስቀል ገበረሎም ነቶም ቅዱሳን መላእኽቲ እሞ፥ ናፍቶም ካብ ናይ እግዚኣቢሔር መንገድ ዝወፁ ኣጋንንቲ ገፆም ቅርብ ምስበሉ ኩሎም ከም ንፋስ ጭስ በኒኖም ጠፍኡ፡ " መቲቲታሕቲ ወረዱ " ::ስለዚ መስቀል ኣርማ ኣመንቲ ሙኻኑ ካፍቲ ኽርስቶስ ቀድሚ ምምፃኡ፥ቅድሚ ምስቃሉ ምስዋኡ፥ ቅድሚ ዓለም ዝነበረ! መስቀል ንመላእኽቲ ኣርማኦም ብመላእኽቲ ገና ኣብ ሰማይ ከምዝተጀመረ ናይ እየሱስ ክርስቶስ መስቀል ን መላእኽቲ ምልክት ኣርማኦም ከምዝኾነ እና ንኣዳም ዘርኢ ድማ ናይ ሂወት ኣርማ ካብ ሲኦል ወፂኦም ናብ ገነት ዝኣትውሉ መስቀል ኣርማና፥ መስቀል ሓይልና፥መስቀል፥ ቤዛና፥መስቀል ፅንዓትና ከምዝኾነ ታራኽ ይነግር ብዕርሱ ሓይሊ ኣዚና ምዝንኣምን ንገልፅ ነፍልጥ ንዘይ ኣመኑ ድማ ንኽኣምኑን ንኽማሃሩን ነፍልጥ ናይ ኽርስትያን ግዴታኡን እና ስንቁን ከምዝኾነ ነታሓሳስብ::መስቀል ንኣዳም ዘርኢ ፈዋሲ ድውያን እዩ፥ መስቀል ሓይልና እዩ፥ ሓይልና መስቀል እዩ፥ ዘፃንዐና መስቀል እዩ፥ መስቀል ቤዛና እዩ፥ መስቀል ናይ ነብስና መድሓኒት እዩ፣ ኣይሁድ ይኽሕድዎ እዮም ፡ ንሕና ግን ንኣምኖ ኢና፣ ዝኣመናዮ ንሕና ብመስቀሉ ንድሕን ኢና ዲሒና እውን ኢና::ስብሓት ን ኣብ ስብሓት ን ወልድ ስብሓት ንመንፈስ ቅዱስ ስብሓት ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::!!! ኽብሪ እና ምስጋና ን ሔሩ ኣማኑኤል ይኹን ብሰማይን ብምድርን ሎማዓንትን ፅባሕን ዘወትርን ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::::!!!!ርሑስ መስቀል ርሑስ ዓውደዓመት ይግበረልና ፍቁር ኣቦይ እዝጊ ኣሜን ፫:::::ወላዲተ ኣምላኽ እመቤትና ፅዮን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ትቅደመልና ትባርኸና ብእየሱስ ኽርስቶስ መስቀል፥! ቅዱሳን መላእኽት እና ኹሎም ፃድቃናት ቅዱሳን ይባርኹና ናብ ፅድቂ መንገድ ይምርሑና ብኣማላድነቶም ብፀሎቶም ብረዲኤቶም በረኸቶም ፍቅሮም ኩሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ይንበር ምሳና ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:: ርሑስ መስቀል ኣብርሃን ይግበረልና ኣሜን::✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝🙌🏽🙌🏽🙌🏽🙏🙏🙏✝✝✝✝✝✝🌹🌹🌹🕊🕊🕊🕊🕊🌹🌹🍇🍇🍇🍇🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🍇🍇🍇🍇🍇🍇 ሆየ ሆዬ ሆዬ ሆያ ሆዬዬዬ ሆ ሆሆሆ ሆ ሆያዬ ============================
Btamiy eikum nfuat keslwo yehwatey
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቤላ ዝኾነ drama ኢዩ ። ኣነ ካብ ገሬ እሙን ንላዕሊ ኢየ ፈተዮ
ሓሪፍ ስራሕ መርሃዊ ኣውፅእዎ ወይ ዝናይ ጓል ገፀ ባህሪ ይግደፎ ማዓር ኣፉ ዝገርም ተዋሳኣይ
Way eta ktrekb hji ka selchina bzey merhawit da etay knkon
@@kchnhafteybselamadamlesele8122 እዚ ምስ ባህልና ዘይከድ ገፀ ባህሪ እዩ
@@madeintigraitube1197 እዚ ምስ ባህልና ዘይኸይድ ገፀባህሪ ኳ ተኾነ ምስተፈጥሮ ግን ይኸይድ እዩ ሕብረተሰብና ካዓ ለሚድዎ እዩ ስለዚ አይተካብዱ
@@ሰላምሰላም-ከ6ዐ መክባድ ኣይኮነን ኣብዚ ሰዓት እዚ ካሊእ ትርጉም እዩ ዘለዎ
@@madeintigraitube1197 መርሃዊ ማራ እዩ ተመቺዩኒ ንሱ ምስ ዘየለ ደቢራትኒ
ኣታ ዛ ትሒሽ ክንደይ ኬፍ ዘለዋ ዝኽሁሉ ዘመን ኣበይ ትሕቅቢኣ ነራ በቃ መቀረት ዛ ድራማ ትሕሽ ያ
Dani hawey Gobez love you nezi zedrska
Enda tehish tsbuk srah
esey deki adey shekorat sahak moyte ketselelu😂😂😂😍😍😘😘
NICE JOB VERY NICE, KEEP WELL HAWKUM FROM ERITREA !!!
Btaemi des behalti ayokum nayna ketililu
Kkkkkkk Ahahahaaaaaa eway des behalti ketslulu gobezat💝💝💝🇻🇳🇻🇳🇻🇳
Very nice Drama God bless tigray People
ደስ በሃልቲ ደቂ ትግራይ
Eski ymechachu
ከመይ ኣለኩም ደቂ ዛ ሓላል መሬት
ስዋና ሃፍትና እዩ
Enkuae biselam metsaekum enda Tihishiway. Bruk malte 🤗🤗🤗
enda thsh drama btaemi foteyo eniaku
Merhawi zey blus kef ayhbekan eu merhawi amxeuley 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😍😘😘😘😘😘😘😘
Amazing
Wow wow very nice thanks God i don't see the guy todsy
Wawwwww deqadey marry shkorattttt ketslwo
Hmakat Politika trah Kulokum Kadre ekum May euka tuhruy zeygeberula n tgrays kea Debreseytan gele mele Tblu
Enkae Bselam Metsekum Dki Halal Meret Demo Lov U
እታ ፈረስ ምስኪነይቲ ደኺምዋ ትመስል በጃኻትኩም ንብዙሕ ስዓት ብሸኽሚ ደው ከይተብልዋ ሓደራ እንስሳትና ብፅቡቅ ንከባኸቦም ፈጣሪና እውን ይሕጎስ ፅቡቅ መስተውዓሊ ፅቡቅ ልቢ ይሃልወና ይሃበና ፈጣሪ ኣሜን ፫ ::::!!!
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ድራማ ክቕፀለ ዘለዎ ብጣዕሚ ሙምሀሪ keep it up
ሸፈናስ ዘለዋ ግርማ መጎስ ኣናስ ከፎትየክ ማዓት ቀፂልሉ 😍😍😍
እንኳዕ ብዳሓን መፃእኩም እንዳ ትሕሽ መቅሰናት ደቂ ትግራይ
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ትሕሽ ክፅበየኩም እየ ፀኒሐ
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም
ዉይ ደቅዓደይ ማዓረይ በዚ ሓዚ ሳዓት ትሰሕቅ ዘላ ትግራይ ምቅርቲ ደቅዓደይ ጥራሕ እያ ዋይ ብጣዕሚ አሰሒቁኹሙኒ ሳሓቅ ብጣዕሚ እየ ዝፈትይ
እንኳን አገኘኋችሁ ደስ ብሎኞል "በዓል ትህሽዬ"
Welcome እንዳ ትሕሽ መክበርቲ ሳዓቶም
ብሞት ትሕሽ like well come
ብጣዕሚደስ ዝብል ኩለመዳይኩም ተመችይኒ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ካብልቢ ደቅ ፣ትግራይ፣ብትግራውነተይ ይሕበን
ፍትዋተይ በዓል ዓፈና ሽኮራት
ግን እስኪ ከምዚ ኸማይ መርሃዊ ብዘይ ምህላው ዝሰልቸዎ እንተሃልዩ
Me
እዋይ ታእዝግብሮ ኣብዝኣትኽምዎ ጆጋኑ መስተውዓልቲ ስሓቅ መይተ
ናትኽን ድራማ ክርእይ ቅያር ደርሆ ዘይብለይ ናይ መዳመይ ምሳሕ ፀብሓይ ሓሪሩ ድራማኹም ክርእይ እዝይ አብሰደትዋ አብ ዓደይ ኾነ ቡናይ ሰንተይ ዘርጊሓ ምሰታ ምቅርትይ ዓደይ ተዝኾንስ ክንደይ መፍዘዝኹም
Hahah
kkkkkkkk
እናተፀበኩ ፀኒሐ ናፊቀኩም ደቂ ዓደይ 😍
💕💕💕💕💕💕💕
ክክክክክክክክ ሞይተ ድየ ገለ ማዓር ኣፉ ሽኮር ኣሰይ ጀጋኑ ኣጀኩም ቀፅልሉ
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኹም
ኣስይ ፀርይት ደቅ ሓላል መሬት ትግራይ ኣንኳዕ ናብ ኣበቀዓን
ደስ ይላል ቀፅልዎ ደቅ ትግራይ ኩሕሎ
ትሕሸ ማዓረይ 🌹🌹🌷🕊🕊🕊🕊
ፅቡቕ ስራሕ ቀፅልሉ👌👌👌
ቀፅልሉ ደሰ ብሃሊ ደቂ ትግራይ ዓደይ💕💕💕💕💕💕💕💕
ደስ በሃልቲ አይዘክን ጎብዛ
ደቢሪኒ ነይሩ ,,,,,, እንኳዕ ደሓን መፃእኩም
መርሓዊ ወላ መርሃዊት ብጣዕሚ ቀሊልካ ካልኦት ግን ብጣዕሚ ጎበዛት ቀፅልሉ
እካዕ ብሰላም መፃኹም
እዉይ መርሃዊ ከዳኣ ናበይ ኣቢላ ዉዒላ አረ ኣምፅእዎ never ዉይ እንዳ ትሕሽን ጎሮቤታን ብሳሓቅ ማዓር ኣፉ ኣንታ ሓላል ፍጥረት
እዋይ ልግርመኒ ይትብ ወፄእኹ ባኣኹ ማዓዝድዮም ዝለቅዎ እናበክኩ ትድንግለኽምና
ቀደመይቲ ወፅይየ ኣለኩ
ንተኸታታሊ ሰለስተ ግዜ ቀዳመይቲ ተወፂኺ ሽልማት አለካ ካብ ማማ ትሕሽ
@@hanzatube1693 እንታይ ክሽለም እሞ ግልፂ እባ ግበሮ
ዓፈና 2 ዋንጫ ስዋ ክጋብዘኪ የ ብልቢ
ተጋሩ ዋይ ደመይይይ ንቦሩለይ እስክ💋💋💋💋💋💊💊💊😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍💔💔💔💔💔
ቆንጆ ስራ ነው ከሰቆጣ
Kem Tihsh chekchaka yelen tiblu like gberu👍
ኣዳ ተሐሽ እካዕ ዳሓን መፃኩም መርሃዊተይ ቅሩብ እባ ዎዲ ምሰሊ 😂😂😂
አዋይ ዛድራማ ከምይ ዝናፍቃ ሽኮሪናታት ተጋሩ
ዎው በታም ነው መታምሩት ቅትልበት
ቅድመትኩም ተጋሩዋይ ሰላምኩም የብዘሐዮ ሎምዘበን ከም እንዳ ተሐሽን እንዳ ሸፈናን ኮይኑና ሰላምና ይመልሰልና ፈጣሪ
ቡዋይይይ እዚ ለለ ገራሚ መስሐቂ ብሱሩ የተኽኣልናይ ደቂ መቀለ
ዋዉዉዉዉ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ💕💕
ትሕሽ ናይዚ ዓመት ብልፅቲ ተዋሳኢት ኢለያ ለኹ ✔
Yamrebshal.tewasaeti
ቀፅልለ ደቅ ትግራይ ሽካርት
ክክክክክክክክክ ደስ ብሃልት ቅፅላለው
Eway bsehak kosile deki tgray adey selamkum ybzah shkorintttttt estay like
Betami gobzat so keep going guys 🙏
ምቁራት ተጋሩ እንኳዕ ደሐን መፃአኩም
ክክክክክ ዋይ ከመይ ድዩ ደቢርኒ ቀኒዩ ንስኩም ምፅእ ክትብሉይ ልበይ ህድስ ክብሊይ ማዓረ
እንኳን ደና መጣችው ተናፍቃችው ነበር መርሃዊና ዳንኤል ናፍቃችውኛል
አየ መርሃዊት ቱ like ታይ ታይ ድዩ ልጥዕም ኾይኑ ብልከድኻዮ like ያ ሃቡና ኾይና ምድሪ እስቲ ንጥዕሞ አንሕናለ ስለ ላይኽ ሓመኻቱም እንዳ ትሐሽ ታ ኽወፆ!!!
ሰላማትያ ጆምዓ
ብጣዕሚ ከፍ ዘለኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ
ኢዱ ዘሰሓዮ ኣንተሃልዩ
like ጠግ ኣቢሉ ይሕለፍ
እንታይ እዩ እባ ,,ትርጉም ኣለዎ ድዩ ? ከሳሕየኒ እዩ ዉዕሉ
አሳሒይናስ አግርጭው አቢልናልካ ኪ
@@mebrihitasefa8371 ክክክክክ
@@ጓልኣላጀዓድሽሁlike ማለት ትኽክል ዲኻ ወይስ ተጋጊኻ ኣለኻ ዝሕብረልካ ምልክት እዩ
@@axsumtube9454 እሺ የቀንየለይ
Tehish shkor 🌹🌹🌹🌷🌷🌷😍😍😍😍
ትሕሽዋይ ምዓራይ
Wellcome diki tigray
እንካዕ መፃእኩሙለይ ብሃንቀዉታ እናተፀበኩ ነይረ
ደስስስ ዝበል ክልተ ትምህርቲ ዝሓዘ እዩ ባህልና ምፍላጥ ፀባይ እንታይ ጥቅሚ ከምዘለው የረድእ ፅቡቅቅቅ ብጣዕሚ
ፅብቅ ስራሕእዩ በርትዑ ኣብ እ ን ዳ ስዋ ግን ቁርብ ተጋኒኑ ቲ በ ኣ ሲ
ዋውውው ሽኮሪናታት እንካዕ ዳሕን መፃኩም ቀፅልሉ ፅብቅ ስራሕ እዩ አሕዋት
እሺ ክንቅፅልሉ ኢና አነውን ክአትው እየ ምስአቶም መመልከቻ አኢትየ እንአኩ ክሰርሕ ኢለ ከዋፅአኒ ድዩ ክክክክ
@@grmawit1902 ዋውውው ንስኪ ተኣቲኪ ድኣ ግርማዊተይ ከመይ ድያ ክትምቅር ግን ንዓይ እውን ተትስሕብኒ ግሬ ክክክክ
ካካካካካካካካካካካካ ኣንታ ሳሓቅ መይተ ንማዓር ኣፉ እትፍትዉ እተድንቁ ላክት
ከመይ ቀኒኩም እንዳ ተሐሽ ኬፍ ኣለኩም ደቂ ትግራይ ፁሩያት ከም ወርቂ።ግን ሓንቲ ጎደሎ ኣለኩም መርሃዊ(ት) ዝብሃል ሰብ ኣውፅእወ ወይ ድማ ነይ ጓል ገፀ ባህሪ ክገደፎ ኣለው የማና ኣፅሊኡ
ማዓር አፉ ሹኮርርር ርርርርርርር
ሜሪ ዘየለ ደቢሩና
Tihish btaemi gobez tewasaeit
The best of the best.I really appreciate you every single artist. You are the start keep on going.🤣🤣🤣✌
Hasewty leyabu shely
Like like like deki tigray
እንዳ ትሖሽ
እሰይይይይይ ሸኮራት loveደቂ💊👈
እንኮእ መፃከኹም እንዳ ትህሽ
(ዓፈና) ያፌት መምህረይ ፍንዳታ መሲልካ ኮ😆😆😆 ሸፈና ዓፈና😅😅😅😅
ትሐሸይ( ትብለፀይ ፅሪቲ )እዳተሐሽ ውይይ ፀርፊ በስመአብ ብቻ ተፃረፍቲ ኣንእስቲ ብጣዕሚ እየ ዝፀልእ ብቻ ቀፅልሉ ክቡራት ኣሕዋትና
እዉይ ደስ ክብል ማዓራት ሙቁራት መርሃዊ ኣይትሕደግዎ ማዓራት
Kkkkkk yen maroch betam new miyaskut beratu Abaso 2 sitoch betam new misereut 😘😘😘😘👌
ተሐሽይ ናይ ዕብዳነይይይ ክፈትወኪ እኮ
ወይ እንዳ ትሕሽ ዝገርም ነገር እዩ! እካድኣ እንዳ ትሕሽ ኮሜዲ ወይ ድማ ኣስሓቂ ሓፋሽ፥ ኣስሓቂ መድረኽ፥ ኣቅሳኒ መድረኽ፥ ኣቅሳኒ ሚድያ ፥ ኣስሓቂ ሚድያ (ሚድያ- ሜይዳ) ወዘተ ::: ብሓቂ ኣይተኻኣልኩምን ቀፅልሉ ጀጋኑ እንብኣርከስ ለምዘበን ደቂ ትግራይ ኣይተኻኣልኩምን! ደቂ ዓበይቲ ዋውውውው ብስሓቅ ፈትፊትኩምኒ ብስሓቅ ክርትም ኢለ! ፍሕርሕር ፍርፍር ኢለ ክክክክክክክክክክ ብስሓቅ ፍትፍት ኢለ ክሞት::::::
ዋዉ 100%☑
ቆንጆ አዩ, ❤️❤️❤️
ሃንዛ ፥ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እዩ ቀፅልሉ በርትዑ comment እውን ተቀበሉ ኢኩም ትሖሽ ወዲዛ ኢላ ተዘይትፀርፍ ይምረፅ ነይሩ ምክንያቱ ስራሕኩም ፍረ ፃዕሩ ክረክብ እንተኮይኑ ተተካኢ ትውልዲ ስለ ዝከታተሎ ዘሎ ወዲዛ እናበልካ ምፅራፍ ድማ ቀፃሊ ወለዶ ሒዝዎ ክዓቢ እዩ ከምዚ ዓይነት ፀርፊ ደማ ካብ ባህልና ወፃኢ እዩ ፡እንድሕር አጥፊአ ክእረም እየ ከም አስትያት እዩ አሕዋተይ
2012 ዓ.ም መስከረም
እንቋዕ ንብርሃነ መስቀል ብሰላም ኣብፀሐና::: ኣሜን ፫ ::
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን::
2012 ዓ.ም
ርሑስ መስቀል ብዓል ሰናይ ዓውደ ዓመት ይግበረልና ልዕል መድሓኒዓለም ኣሜን ፫::::
እንቋዕ ንመስቀል ክብሪ ብዓል ብሰላም፥ብኽብሪ፥ብሓጎስ፥ ብሰናይ ብሓባር ኩሉ ኣብቀዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::!!!
ቀዳማይ/1ይ: መስቀል እንታይ እዩ? "
መስቀል ኣርማ ክርስትና እዩ: ወይ ድማ መስቀል ናይ ክርስትያን ባንዴራ እዩ::
" ወውሃብክዎሙ ትምርተ ለእለ ይፈርሁከ ከመ ያመስጡ እምገፀ ቅስት ወይድሓኑ ፍቁራኒከ" :: መዝ ዳዊት ግዕዝ 59:4
" ካብ ፍላፃ ፀላኢ ምእንቲ ክድሕኑ፣ነቶም ዝፈርሑኻ ሰንደቅ ዕላማኻ ሃብካዮም " :: መዝ ዳዊት ትግርኛ 60 ቁፅሪ 4 ::
እዙይ ማለት ንቶም ኣመንቲ እግዚኣቢሔር፥ ንቶም ብናይ እግዚኣቢሔር መምርሒ ዝመላለሱ፥ ንቶም እምነት እግዚኣቢሔር ዋልታን ኣርማን ጌሮም ዝንቀሳቀሱ፥ ካብ ነይ ፀላኢ መከላኸሊ፥ ካብ ናይ ሓደጋ መከላኸሊ ብሹም እግዚኣቢሔር ድል ዝገበሩሉ ኣርማ ምልክት ባንዴራ ሰንደቅ ዕላማ መስቀል ሃብካዮም ማለት እዩ::
ንኣብነት ከፍቶም መስቀል ኣርማኦምን ሰንደቅ ዓላማኦምን ጌሮም ዝተውሃቡ ብእግዚኣቢሔር እዩ እሞ ዝተዓወቱሉን ዘልምዕሉ በረኸትን ፀጋን ዝተቀበልሉ ብዙሕ ኣብነታት ኣለዉና::
ፈለማ ወይ ክዓ መጀመርታ መድሓኒና ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ኽብርን ምስጋናን ንዑ ይኹን ኣሜን::
ንዓና ከድሕን ናብዛ ምድሪ ዓለም ቅድሚ ምምፃኡ፥ቅድሚ ምስቃሉ እቲ ኹሉ ዲሒሩ ክመፅእን ክግበር ዘለዎ ዛዕባታት/ ነገራት ካብ እግዚኣቢሔር ዝተሰወረን ዝተሓብአን ስለ ዘይኮነ፣ እካድኣ ብኡ ዝተመደበ ዝተዳለወ ስለ ዝነበረ እዩ::
እቲ መስቀል ኣበየናይ ዘመን ክመፅእ እዩ፥ እንታይ ዓይነት ዓወት ኽብሪ ክህብ እዩ፥ ንብዓል መን፥ ብናይ እግዚኣቢሔር ምድው ድልው ስለ ዝነበረ እዮ። ፈለማ እቶም መላእኽቲ ሚኢቲ ነገድ ስለ ዝተፈጥሩ (ስለ ዝተፈጠሩ) እቶም ሓደ ነገድ እቶም ኣጋንንትን ዝባሃሉ ፀረ ደቂ ኣዳም ኮይኖም ዘለዉ ሕጂ ካፍቲ ናይ እግዚኣቢሔር መስመር ምስወፁ: እቶም ቅዱሳን መላእኽቲ ካፍቲ ሰማያዊ ስፍራ ከውፅእዎም ተኣዚዞም ነይሮም፥ ዳሓር ግን ፈቲኖም ከምቲ ዝተልኣኽዎ ከድምዕዎ ኣይካኣሉን።
እብኣር ብዘይ እዙይ መስቀል ምልክት እዙይ ብዘይ ኣርማ እዙይ ክተቀንፍዎ/ ክትስዕርዎ ስለ ዘይትኽእሉ፥ እዚ ምልክት እዙይ ኣርማ መስቀል ናይትኩም እዩ ኢሉ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ብቅዱስ ሚካኤል ሓለቃ መላእክት ጌሩ ምልክት መስቀል ምስ ኣትሓዞም፥ ኣፍቲ ሥዕሊ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ኣሎ ናይ መስቀል ኣርማ ምልክት::
መስቀል ኩልሻዕ እቶም መላእኽቲ ዝሕዝዎ ኣርማ ካብ ሽዑ ኣትሒዙ እዩ::
ኣርማ ናይ ክርስትያን፥ ኣርማ ነይ ክርስትና፥ኣርማ ናይ ኣማኒ ናይ እግዚኣቢሔር ተወካሊ መስቀል ስለ ዝኾነ እዩ::
ቅርፂ ምልክት መስቀል ገበረሎም ነቶም ቅዱሳን መላእኽቲ እሞ፥ ናፍቶም ካብ ናይ እግዚኣቢሔር መንገድ ዝወፁ ኣጋንንቲ ገፆም ቅርብ ምስበሉ ኩሎም ከም ንፋስ ጭስ በኒኖም ጠፍኡ፡ " መቲቲታሕቲ ወረዱ " ::
ስለዚ መስቀል ኣርማ ኣመንቲ ሙኻኑ ካፍቲ ኽርስቶስ ቀድሚ ምምፃኡ፥ቅድሚ ምስቃሉ ምስዋኡ፥ ቅድሚ ዓለም ዝነበረ! መስቀል ንመላእኽቲ ኣርማኦም ብመላእኽቲ ገና ኣብ ሰማይ ከምዝተጀመረ ናይ እየሱስ ክርስቶስ መስቀል ን መላእኽቲ ምልክት ኣርማኦም ከምዝኾነ እና ንኣዳም ዘርኢ ድማ ናይ ሂወት ኣርማ ካብ ሲኦል ወፂኦም ናብ ገነት ዝኣትውሉ መስቀል ኣርማና፥ መስቀል ሓይልና፥መስቀል፥ ቤዛና፥መስቀል ፅንዓትና ከምዝኾነ ታራኽ ይነግር ብዕርሱ ሓይሊ ኣዚና ምዝንኣምን ንገልፅ ነፍልጥ ንዘይ ኣመኑ ድማ ንኽኣምኑን ንኽማሃሩን ነፍልጥ ናይ ኽርስትያን ግዴታኡን እና ስንቁን ከምዝኾነ ነታሓሳስብ::
መስቀል ንኣዳም ዘርኢ ፈዋሲ ድውያን እዩ፥ መስቀል ሓይልና እዩ፥ ሓይልና መስቀል እዩ፥ ዘፃንዐና መስቀል እዩ፥ መስቀል ቤዛና እዩ፥ መስቀል ናይ ነብስና መድሓኒት እዩ፣ ኣይሁድ ይኽሕድዎ እዮም ፡ ንሕና ግን ንኣምኖ ኢና፣ ዝኣመናዮ ንሕና ብመስቀሉ ንድሕን ኢና ዲሒና እውን ኢና::
ስብሓት ን ኣብ ስብሓት ን ወልድ ስብሓት ንመንፈስ ቅዱስ ስብሓት ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::!!! ኽብሪ እና ምስጋና ን ሔሩ ኣማኑኤል ይኹን ብሰማይን ብምድርን ሎማዓንትን ፅባሕን ዘወትርን ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::::!!!!
ርሑስ መስቀል ርሑስ ዓውደዓመት ይግበረልና ፍቁር ኣቦይ እዝጊ ኣሜን ፫:::::ወላዲተ ኣምላኽ እመቤትና ፅዮን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ትቅደመልና ትባርኸና ብእየሱስ ኽርስቶስ መስቀል፥! ቅዱሳን መላእኽት እና ኹሎም ፃድቃናት ቅዱሳን ይባርኹና ናብ ፅድቂ መንገድ ይምርሑና ብኣማላድነቶም ብፀሎቶም ብረዲኤቶም በረኸቶም ፍቅሮም ኩሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ይንበር ምሳና ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን::
ርሑስ መስቀል ኣብርሃን ይግበረልና ኣሜን::
✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝🙌🏽🙌🏽🙌🏽🙏🙏🙏✝✝✝✝✝✝🌹🌹🌹🕊🕊🕊🕊🕊🌹🌹🍇🍇🍇🍇🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🍇🍇🍇🍇🍇🍇
ሆየ ሆዬ ሆዬ ሆያ ሆዬዬዬ ሆ ሆሆሆ ሆ ሆያዬ ============================
Btamiy eikum nfuat keslwo yehwatey
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቤላ ዝኾነ drama ኢዩ ። ኣነ ካብ ገሬ እሙን ንላዕሊ ኢየ ፈተዮ
ሓሪፍ ስራሕ መርሃዊ ኣውፅእዎ ወይ ዝናይ ጓል ገፀ ባህሪ ይግደፎ ማዓር ኣፉ ዝገርም ተዋሳኣይ
Way eta ktrekb hji ka selchina bzey merhawit da etay knkon
@@kchnhafteybselamadamlesele8122 እዚ ምስ ባህልና ዘይከድ ገፀ ባህሪ እዩ
@@madeintigraitube1197 እዚ ምስ ባህልና ዘይኸይድ ገፀባህሪ ኳ ተኾነ ምስተፈጥሮ ግን ይኸይድ እዩ ሕብረተሰብና ካዓ ለሚድዎ እዩ ስለዚ አይተካብዱ
@@ሰላምሰላም-ከ6ዐ መክባድ ኣይኮነን ኣብዚ ሰዓት እዚ ካሊእ ትርጉም እዩ ዘለዎ
@@madeintigraitube1197 መርሃዊ ማራ እዩ ተመቺዩኒ ንሱ ምስ ዘየለ ደቢራትኒ
ኣታ ዛ ትሒሽ ክንደይ ኬፍ ዘለዋ ዝኽሁሉ ዘመን ኣበይ ትሕቅቢኣ ነራ በቃ መቀረት ዛ ድራማ ትሕሽ ያ
Dani hawey Gobez love you nezi zedrska
Enda tehish tsbuk srah
esey deki adey shekorat
sahak moyte ketselelu😂😂😂😍😍😘😘
NICE JOB VERY NICE, KEEP WELL
HAWKUM FROM ERITREA !!!
Btaemi des behalti ayokum nayna ketililu
Kkkkkkk Ahahahaaaaaa eway des behalti ketslulu gobezat💝💝💝🇻🇳🇻🇳🇻🇳
Very nice Drama God bless tigray People
ደስ በሃልቲ ደቂ ትግራይ
Eski ymechachu
ከመይ ኣለኩም ደቂ ዛ ሓላል መሬት
ስዋና ሃፍትና እዩ
Enkuae biselam metsaekum enda Tihishiway.
Bruk malte 🤗🤗🤗