ዝብረኣብሩክ the most genius actor in Tigrgna drama i ever never seen like you you are the best!!!!!ንፈትወኩም ኢና ብጣዕሚ ኮሪዐልኩም!!!!ቅድሚሐዚ ደርፊ ብቻ እየ ዝፈትው ኔረ ሐዚ ግን ብፍላይ ዘርኡ ብጣዕሚሚሚሚሚሚ ፍሉይ actor!!!!!!ኮሪዖልኩም!!!

now a day, tigrgna is coming up to grow and I am so happy more than I can say. hence I injoy gere emun comady drama each part. it is so smart and cultural representation. keep it up and we will follow you........ more.
ተጋሩ ያሆ ብ ሳሓቅ ቀቲልኩምና ኣጆኹም እስከ በርትዑ።
ቆናጁ ኣስልታት ቀጽልዎ
Kkkkkkkk hahaha እዋይ ሳሓቅ ቀቲልኩምና ዘብርአብርኩ አክተር ተዋሳኢ
እዊይ ብሰሓቅ ወዲኦምኒ ብጣዕሚ እዮም መስሓቃት ገሬ ዘርኣብሩክ አታ ሰበይቱ ዋውውው እቶም ቆልዑ ግን ብርትዑ
ኣይ ኣንታ አበይ እየ ቀንየ እዚ ኩሉ ሽሻይ ክኽክክክክክ ሞይተ ስሓቅ ኣይትሳኑ ሙቁራተይ ቡሩካት ሰብ ላዛ እንታይ እዩ ሽሻይ ተረኪቡ ከይትብሉ ክኣ ካብዚ ናይ ለባማት መስሓቂ ድርማ ዝዓቢ እንታይ ኣሎ ክኽክክክክክ እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ደቂ ወርቃዊት ሓላል መሬት ፍቅርን ሰላምን ንትግራይ ዕምበባ ወይ ጽሓይ ብራቅ ንጉሆ ትግራይይይይይይይ ለምለም ወናኒት ጥንታዊ ታሪክ........
ናይ ብሓቂ ኣደይ ማዓረይ ኣዘክርክኒ🥰❤❤👍
A
እንኳዕ ዳሕና ፡መፃእኹም ፅቡቃተይይይይ ሰላምኩም ይብዛሕ እንኳዕ ንብዓ ዳግማይ ትንሳኤ ብሰላም ብጥዕና ኣብፀሓኩም ኣብፀሐና ንኩላትኩም ደቂ ተዋህዶ
ብጀካይ ተመሊሱ ሕጂ ኣብ 2020 ኮይኑ ዝርአያ አንተ ሃልዩ 👉👉 like
Ab 2022
2024 ዝሪኣ ዘለኩ ከ 😂😂😂
ወይዘሮ ለምለም ናይ ብሓቂ ለዋህ ኣደ ሂወት ናይዛ ኮመድይ።
i love your comedy so much, please make more every week, from your Eritrean brother
አታ አበይ ተዓቂሩ ነይሩ እዚ ኩሉ ሞያ..ዋይ ብሰሓቅ ደኪሙኒ
2023 ዝሸጎፋ like ኣግርጭው 😂
ክክክክክክክክክክክክ
ዘርኣብሩክ እኩም ኣይከንኩን በሉ ሃቡ ታሰራኩም ኣይተሓደሰን ሃሃሃሃ መሕረር ቀፅለለ።
ብጣዕሚ ሓሪፍ ስራሕ። በቃ ትግርኛና ነሰልጥን ነማዕብል ንዓለም ነፋልጥ።
ብመጀመርታ ንመላእ ህዝበ ክርስትያን እንኳዕ ናብ ዳግማይ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሓኩም ኣብፃሓና ክብል ይፈቱ ፤ ካብኡ ብምቕፃል ድማ እንዳ ገሬ እሙን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ንእሽተይ እኳ ኣስሒኩሙኒን 😄 ስድራይ ግን መሊሰ ክናፍቕ ጌርኩሙኒ ኢኹም ብዝኾነ Keep it up Guys. 😘😘😘
A men Amen Amen Amennnnn
ዝብረኣብሩክ the most genius actor in Tigrgna drama i ever never seen like you you are the best!!!!!ንፈትወኩም ኢና ብጣዕሚ ኮሪዐልኩም!!!!ቅድሚሐዚ ደርፊ ብቻ እየ ዝፈትው ኔረ ሐዚ ግን ብፍላይ ዘርኡ ብጣዕሚሚሚሚሚሚ ፍሉይ actor!!!!!!ኮሪዖልኩም!!!
ዘብረኣብሩክ ስልኩ ከመይ ክረክቦ?
Its funny. Keep it up guy's. You guy are the hope of Tigrai movie industry.
ኣንታ ብትኽ ዘየብለካ ነበረ ምሕጎል ክክክክክክክክክክክክክክክክክ ብሓቂ ተዋሳኣይ
7 ተ ዘርእና ኣብዚኣ ኢና ኣየ ኣያ ዘብርኣብሩክ ብጣዕሚደስ ይብል ክክክክክ
ሙሉእ ጥዕና ይሃብኩም ዕድመኹ የንውሓዮ
ብጣዕሚ መሃሪ ዝኾነ ስራሕ ተምጹኡልና ኣለኹም እሞ ክብረት ይሃካቱም። ቀጽልዎ።
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕቲ ቀፅሉሉ በጃኹም
እንኳእ ብደሀን መጻእኩም ሙቁራት🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ደቂ ትግራይ ማራ ኬፍ ዘሎዋ ኮሚዲ ኬፍ ዝሃበትኩም like i am from 🇪🇷
ምንባር ኣይድገምን'ዩ suk bel lemani kondaf men eritrawi gierka
Ertrawi aykonkan.....wedi adom eka nezom comedians
@@eritreanayeritrawian1529 hakeka 👍👌
I Enjoy it , Greetings from Eritrea 🇪🇷
ቀፅለሉ
ጋል ዘብረኣብሩኽ ጋልዚ እንጀራ ቖፃሪ😂😂😂😂😂እንኻዕ ደሓን መፃኹም ርሑስ በዓል ዳግማይ ትንሳኤ ኣሕዋተይ
Mathis d0 helfuyu tinsaA bygone Amennnn
Deqi tgray xbuqat loms qedamay xhife bruk awdamet ygberelna kab wedi eri eye love you tgray
አነስ ታይ እየ ዝገብረኩም በቲ ሓደ ቀጽ ይፈትወኩም በቲ ሓደ ገጽ ክአ ማራ ተናድዱኒ አብዚ fb ዘለው ሓደ ሓደ ኤርትራዉያን ማራ እዮም ዘናድይድኒ አብዚ ክአ ንስኩም ልብና ምሉስ ተብልዎ
ዝብረኣብሩክ the most genius actor in Tigrgna drama i ever never seen like you you are the best!!!!!ንፈትወኩም ኢና ብጣዕሚ ኮሪዐልኩም!!!!ቅድሚሐዚ ደርፊ ብቻ እየ ዝፈትው ኔረ ሐዚ ግን ብፍላይ ዘርኡ ብጣዕሚሚሚሚሚሚ ፍሉይ actor!!!!!!ኮሪዖልኩም!!!
Tium laza Amlak yibarka sleti tsbuq meliektka tslie saga yeblun
ዘርኣብሩኽ ዓይነይ ካብ ኩሎም ሕልፍ ዝበለ።
I am from eretrian so btami xubuk srah jon gn btami bertaka nfua
eway tegray marry kemey dekom shikorrr zekinikom ❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘❤❤🙋
ዘረአብሩከይ ቆፃሪ እንጀራ😃😃😃😃😃😃ለምለም ዓይነይ ፅቡቅ ተናጊርክን ወይዘሮ መፍሎስ ሰይቲ ገርየ😆😆😆😆
ቀፅልሉ ደስ ዝብል ጅማሮ እዩ
ግን ዘጨንቅ ነገር ኣብ ቅድሚ ቆልዑት ምዝራብ ፅቡቅ ኣይኮነን
Welcome ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ሩሑስ በዓል ዳግማይ ትንሳኤ ይግበረልኩም
ዝብረኣብሩክ the most genius actor in Tigrgna drama i ever never seen like you you are the best!!!!!ንፈትወኩም ኢና ብጣዕሚ ኮሪዐልኩም!!!!ቅድሚሐዚ ደርፊ ብቻ እየ ዝፈትው ኔረ ሐዚ ግን ብፍላይ ዘርኡ ብጣዕሚሚሚሚሚሚ ፍሉይ actor!!!!!!ኮሪዖልኩም!!!
Genet Gerye Iam proud of tigray maroch
ትሽግር ለለእዩ ለ ሎ
We need more videos like like pls 😂😂😂😂👌
እንቓዕ ዳሓን መጻኩም ብርሃን ገጾም ርሑስ ዳግማይ ትንሳኤ ይግበረልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
ሊጥ ክዕቅን 😂😂😂😂ዘብራብሩኽ is the best actor,@kemalatkum entertainment tell him please
Zereabruk is the best acter
እንኳዕ ድሓን መፃኹም ኣስልታተይ
ደቂ ትግራት ሽኮራት ቀፅልሉ ደስ ባሃሊእዩ።
welcome back shkorinatat 👍👌 like
ለምለም ዕይነይ ዝፈቱ
ኽእለትኩም ብጣዕሚ ይገርም በተለይ ዘርኣብሩኽ ዋውውውው በርትዑ
ኣያ ዘብርኣብሩኽ ንገሬ ምስርአዩ በሪሮም ናብ ገዛ ድርገም😂😂😂
Welcome deki tigray marey bruk knyat awdamet ygberelna 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
youtue
Love you so much deki tgray
gvb u
I never watch Tigrigna comedy I can not stop laughing.
Wawwwwww marakef alekum kexlulu ahwatey
ጸጋኩም የብዛሕ ትግራይ ትግሪዘኚ
ለምለመይ ለዋህ ክም ሽምኪ ካልኤቲ አደይ ሽምክን ፀባይክን
አታ ደስስስስ ክትብሉ
ዘብራብሩ ዝፈቱ ላይኪ
Welcome enda gere umnatey❤😍😍😍😍😍👌👌👌🤘
ክክክክክ ደስስ ክትብሉ
እውይይ ደስ ክትብሉ
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን።
✝✝✝✝
ሎሚ ዕለት ፲፱
/19 ሕዳር 2019 ዓ.ም
እንቋዕ ንቅዱስ ገብሪኤል ወርሓዊ ዝኽሪ ብዓል ብሰላም፥ብሓጎስ፥ብደስታ፥ብሓባር ኣብፀሐኩም/ኣብፀሐና ኣሜን ፫።
ናይ ሊቀ መላእክት ናይ ቅዱስ ገብሪኤል መልኣኽ ኣማላድነት፥ሰላም፥ፍቅሪ፥በረኸት፥ረዲኤት ኹሉ ይሕደረና ኣይፈለየና ንሓዋሩ ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ፣፣፣፣
🌷🌷ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ዘመነ ብሉይ ይኹን ኣብ ዘመነ ሓዱሽ ንብዙሓት ካብ ፀገሞም መከራን ዘናገፈን ንብዙሓት ዘድሓነን መልኣኽ እዩ። ፣፣፣፣
🌷🌷በረኸተ ፀግኡ ኣማላድነቱ፥ሰላም፥ፍቅሪ፥ረዲኤቱ ይብፀሐና ንኹላትና ህዝበ ኣመንቲ ክርስትያን ተዋሓዶ ኦርቶዶክስ እና ንኹልና ደቂ ኣዳም ዘርኢ ይኹን በረኸቱ ሰናይ ኩሉ ይሕደረና ሓለዋኡ ኹሉ ኣይፈለየና ብኣማላድነቱ ናብ ፈጣሪ የቅርበና ይለምነልና ምሕረት ሰላም የውህበና ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
🌷🌷🌹🌹🌹🌹🌹✝✝✝✝✝✝✝
ካብ ዝነድድ ጓህሪ ሓዊ ኣናጊፍዎም ቅዱስ ገብሪኤል እናበረረ መፂኡ ተኣዚዙ ካብ ኣምላኽ ተላኢኹ ሰለስተ ደቂቀ፣፣፣
ኣዲሒንዎም ካብ ነበልባል ጓህሪ ሓዊ ኣውፂእዎም ን ኣናንያ፥ንኣዛርያ፥ንሚሳኤል፣፣፣ ገብሪኤል ሓያል ወዜናዊ ጥበብ ሹም ትርጉሙ ኣምላኽ ሰብ ኮይኑ ሰብ ኣምላኽ ኮይኑ፣፣፣፣ ናይ ኣብሳሪ ቅዱስ ገብሪኤል ገፀ በረኸት ሹሻይ ምስ ኩልና ኣመንቲ ክርስትያን ተዋሕዶ ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ። ፣፣፣፣
እግዚኣብሔር ብሃነይ እና መድሓኒተይ እዩ /2/
ዘፋራርሐኒ ዘጭንቀኒ መን እዩ
ዘፋራርሐኒ ዘጭንቀኒ መን እዩ
ኣምላኸይ መመክሕየይ እዩ
አሀ ዘፋራርሐኒ ዘጨንቀኒ መን እዩ
ዘፋራርሐኒ ዘጨንቀኒ መን እዩ
ኣምላኸይ መመክሕየይ እዩ /4/
😂😂😂😂😂😂ዌልካም ደቂ ትግራይ ኩሕሉ😘😘😘 ስሓቅ ቋሲለ😂😋
ane eretrawit eye bitaemi eye zeftwekum tegaru ahwatey
አረ ብስሓቅ ቀቲሎምና እንዳገሬ እሙን ውይ አብ 2014 ዝሰምዓ ዶ አሎ
WoooW so lovely comedy nay hmamey
ኣየ ሰምሃል ቆንጆ ወድስ ታይ ኮይኑ አዩ ደም ዘይብሉ
ይበል ኢና ኣለና!!!
ሽኮራት ደቂ ትግራይ ማዓረይ
Atum muqurat aytsanu🙏
Beqa sehak ketilkumuniiii 🙏
ክክክክክክክክክክክክክክክክ እፍ ብሳሓቕ ቀቲልኩምኒ
now a day, tigrgna is coming up to grow and I am so happy more than I can say. hence I injoy gere emun comady drama each part. it is so smart and cultural representation. keep it up and we will follow you........ more.
70ካሬ ማለት እኮ ካብ ገዛካ ወድቅካ አብ ጎርቤትካ ትዕንቀፍ ክክክክክክክክክ ተጋሩ ሽኮሪናት ቀጽልሉ
Nsuya kem terekebe
Bxott 🤣🤣🤣🤣allem 💓
አንካዕ ሰላም መጻኹም ሃሃ ግርም መስሓቅ
ንለባም አምተሉ ንዓሻ ደርጉሓሉ ለባማት ተኻቲዖም ዘምጽእዎ ስወአት ዘምጽእዋ ዓዲ ይትርጎም
እዳጣሓኒት ከይደ መብራህቲ ከይዳ መንግስቲ ይውቀስ እዩ ሓቅኺ የቐንየልና ለምለም ዓይነይ
ካካካካካካ ኩላ።ስድራ።ክትጭነቕ ኔኤዋ
Kkkkkkk gele aynet
Hhhhhhh ብጣዕሚ ጎበዛት
You are Mekonen Leake in Tigray. Well done.
ኣሰይ ኣዛ ለምለም ትባሃል
ሰበይቲ ዘርኣብርክ ሲ ንማማይ ትመስል. የዋህ .ለባም .ዓቅላም . ማማይ ለምለም እያ ትባሃል።ማሚ እምበር ኣዘክርክኒ ኣይ ስደት ቆርጫጭ ብዝከነ ማርያም ትሓልኩም ሙቁራተይ እማሸይ ዝከንኩን ።
♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
شعب تقراي جميل جدجد اعجبني واضحكني كوميدية حلوة وجميلة بالذات قرأ رائع جد
بس الحاجة الغير جميلة هي كانت فتاة الهوى
والبنت الصغيرة رائعة جد مضحكة ❤❤❤
حلو تعليق بل عربي
ሀሀሀሀሀ ሕልሚ
አሰይ ሙቁራተይ 💊💊💊💊👌👌👌
እስይይይይ ደቂዛ ሓላል መሬት ስላም ቅሳነት ናዓኹም ከመይ ዲኹም መቅስነይ ሩሑስ ባል ልደት
ሃሃሃሃ ደቂ ትግራይ መዓረይ
Antum ezuwat ndagmay tnse enkabtsehekum
አየ 70 ካሬ አብ ድራማለዶአትያ እና ብትኽክል ኩሉላ ምእተ 70 ካሬ ኩላ ትቆጥብ ትሕሰብ አጆኹም ተጋሩ ጀጋኑ ካብ ክራይ ምስቃይ ብ70 ምሕሰብ ትሓሽ ሳላደብረፂአን ሽግር ክራይ ገዛ ትቃለል እያ
ናይ ሎሚ ኣዋልድ ናይ ጽባሕ ወለዲ ክትኮና ምዃንክን ስለዘይተርፍ ከም ለምለም ዓይኒ ዘብራኣብሩኽ ሒዛቶ ዘላ ገጸ ባህሪ " ክትኮና ኣለክን
ሊጥ ክዕቅን😂😂😂😂
Shikorinatat sahakey mikutsitsar abini tezenagie lomi.thanks.
Shaq moyte giere emun thanks
Kkkkkkkkkhahah fluy kealet alekum shikorinatatt
I prund of you guys and eta keyah kola mara nfeati nay bhaki bzekilaelem ane shlimeya alku nata nummer endo habuni guys pelece
~Gual The Game~ des elkni ♨️
welcome xibukat
Eza kola kef zelewa
Blike eske netebaba ayom🥰🥰💖💋💋
መብራህቲ ኣብሁ ክክክክክክክ
Kakkkkkkk አብዛ ሕልሚ ናይ አቡዕር ዘብራአብሩክ ሽኮር አስሒቅካኒ
ክክክክክክክ
love you ቀመማተይ
kahsu gobez tewasaay eika ketllu tbuk eyu
ኣብዚኣ ጊባቦ ..........ሃሃሃሃሃሃሃሃ
Kkkkkkkkkk ገብሪሂወት መቅስን
great
😍😍😍😍😍
ሕጂ ግርም ካብ ናይ ዝሐለፈታት ሰራሕኩም ናይ ብሐቂ እዚአ ሲሒባትኒ ቀፅሉሉ .....ሚኪ መተዕቢቲ aprisheit.....
Bhki Mhrti Fikri yekenyelna burkat ❤❤❤❤👍
👌👌👌👌👌👌👌👍👍👍👍✊✊✊
Nice drama 👍👍👍😍😍😍
Buay Zebreabruk ymocheyka yiak jegna andegna