ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ገርየ ያሆ ክክክክክ ከፍ ኣለካ ንፉዓት ኣጆኩም ካብ ኤርትራዊ ሓዉኩም
hhh tedemirna ena aytsekef eritrawi tgraway tgrina sle nzareb felay yeblun ...
@@samueltesfay1400 ክክክክ ምድማር ኣይተምጽእ በብዘለናዮ ምክብባር ድኣ ይያልወና
Hagos Bereke ashiqkani 🤣+ aytesmani eba belo
@@hagosbereke2762 ፍራ
@@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ ክክክ ሎሚ ዲካ'ኪ ፈልጥክያ እዛ ፋራ
ውውውው ጽቡቅ ስራሕ ኣጀኩም ቀጽልዎ ብጣዓሚ ኢኩም ንፍዓት Efrem teshome ይብሃል eritreawi ኢየ
❤❤❤👍
Und
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ገሬ እሙን ኣጆኻ ፡ ዝዓርከይ ጽቡቅ ገጸ ባህሪ ኢዩ ዘለካ የኔ መኽሰብ
ገሬ እሙን አታ ሓሪፍ
Ata awzi leleka comedy 100%
ጌር ሽኮርርር🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
ንጌርየ እሙን ዝፈቱ በቲ ልሙድ ጽፍዑኒ ሓውኩም ኤርትራዊ ካብ ካናዳ ሳብስክራይብ ምግባር ድማ ኣይትሕመቁ
ግሬ ሽኮር
ፋራ
ዋይ እንታይ እዩ ፅፊዑኒ እናበልካ ምልማን
😍😍😍😍😍😍💓💓💓💋💋💋💋💋💋
Ajokum Tigrawiyan 🇪🇷
እንዳ ዘብርኣብሩክ ዓይነይ ደኣ ናበይ ከይዶም
ገሬ እሙን ቡሉጽ ናይ ብሓቂ።መኣረምታ፡ቅድሚ ምብራኽካ ቆቢዕ ካብ ርእስኻ ኣውጽእ ደኣ ኣብላ።ኣቕሪበ ኢየ።
ገሬ ሽኮር ሓሪፊ ስራሕ እዩ በርትዑ ደቂ ትግራይ ሽኮራት ርግአት ክዓ ብደምቢ ስርሕዬ እቲ ፅብሒ አይጥዕምን ኢልኪ አሎ ገሬ
I am from Eritrea i love tgray comedy, film & music
ክክ
ኣኛ ጀኾር ♥ አይይ ጌኘዋይ (ኣኛ ዘብራአሩክ ሽኮር ከ ናበይ ህልም ኢሎም አብ ጎንኹም እና ደቒ ዓደይ ማዓረይ
ክክክክ
ሰላም ቀፅልሉ ፅቡቃተይ ክክክክክክክክክክ ፋራ እኮ እየ ዕላማ ለለኒ ገሬዋ ፍትዉ
ደስ ይብል ኮመንትኺ
Viva...viva!!!!!well done
ክክክ ጽቡቅ ስራሕ ገሬ አሙን አዚ ስአሊ ኣበየናይ ከተማ ትግራይ አዩ ዝነግረኒ ኣሎ
መቐለ
አዋአ መቀለ ድያ መቀለ ሽኮር ዳኣ ወላ ኣብ ደርፊ ይሪኣ አንድየ ግን አዛ ስአልኹም ኣደርብሻትኒ ጸኒሓ ብድሕሪኣ ኢኹም ሲልኩማ ማለት አዩ
እንዳ ገሬዋ እንኳዕ ብዳሓን መፃእኹም ። 😊
Xbuk srah ajokum kexlwo
Eritrea zefetu like 🇪🇷🇪🇷❤
eretrea dia men ke yeselia zey nieseyas selie eyu weseu
እዚ ትግርኛናስ እናሰነነን እናማዕበለን ይኸይድ ኣሎ ሎምስ ናይ ካልእ ቃንቃን ሃገራትን ፊልምን ምራኣይ ገዲፍናዮየሕዋት ከለናስ ሰእን ለባም መጣዓረቂ ተናቒትና ጸኒሕና። ካብዛ ሰላም ትኸውንስ ኩሉ ካብ ትግራይ ዝፍኖ ስርሐይ ኢለ ክከታተሎ ጀሚረ። እኾካትኩም ቀጽልዎ ። ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ።
sami sami akakakkaka bhaki sean lebam araki tetafiena
ሰላም ሙቁራት ፍጥረት ሰላምኩም ይብዛሕ ,ሹኮሪናታትትትት
ብጣዕሚ ማሃሪትን ኣዛናጋዒትን ናይ ትግርኛ ኮሜዲ እቲ ንዓመታት ሲኢናዩ ዝነበርናዮ ናይ ትግርኛ ኮመዲ ብተጋሩ ተካሒስና፡ዓወትን ኣሳልጦን ምንነየልኩም ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ
Kkkkkkkk gahaf foooo
ዌልካም ደቂ ትግራይ💕በርትዑ!
እንኻዕ ደሓን መፃኹምና ሽኮሪናታት😍😘
salm nakatoum berkate kendayda tetsbek tashero wayyyyyy
😂😂 አብ ዓራት ነዊሕ ኢካ ....❤
እንካዕ ደሓን መፃእኩም ደቂ ዓደይ መቅሰን ክክክክክ ገሬ እሙን ልፎልጦ ታኣምር የብለይ ገብረህይወት ወዲ ቀሺ
ጓል ወጀራት ዕስራ ዓዲ hamaliki embete Anale wejereteti eye abey mesa wejerat ? ❤️
@@gualwejerattigray2754 ሃመያኪ ዓሳዱ😘😘😘 አናማ ሰንዓለ እስኺ እይ ዳኣይ?
ጓል ወጀራት ዕስራ ዓዲ anama adi mesno
@@gualwejerattigray2754 Gual adey marey💕💕💕
😍😍😍♥️♥️♥️
እውይ ገሬ ውድድ
ያ ቀዳመይ ሸይፈያ አስተ ላይክ ሃቡኒ ድኣ
hhhh ገሬ ሓቢቢ ማራ ኢካ ኬፍ ትህበኒ እተ ኪኢልካ liek ግበረለይ
ጆኪር ኣስሊ ሽጋኩም ክክክክ🇪🇷🇩🇪
ሽሮ'ኮ ወዲ ዜጋ ኢዩ፥ክክክክክ ገሬ ያሆ።
ገሬዋ ማዓርርር💘💘💘😍😍😍😍😍😍😍
enkan be selam mesiahkm deki Tigery sehkiornata 👍 👌 like
ክክክክ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ግሬ ፈራ ቀጽልዎ
ኣየ ገርየ መስሓቂይ ክክክክክክክክክ
ዋው በጣዕሚ ፅቡቅ
Ata kndy yeshku eyom ba shikorinatat ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣይይ ኣቦ ጆከር ሃመይ ዲኻ ሓሪፍ.😍😍😘👌
Wwwwe kef zealkom betma nice comdy.dekai tigray ka selamkeom yebzah.
ዋው ማራየ ፈትየኩም በፍላይ ኣብ ግዜ ቀረፃ ደስ ክትብሉ ኣለኹ ክሳብ መወዳእታ😘😘😘😘😘😘
ገሬዋ ትፈቱ እስኪ ላይክ ግጭኑይ ደቅ ትግራይ ዓይነይ
roza 23 shikore gale eikui subscribe gebrnye shikore adia.
ብሓቂ ተሃራፊ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ኣለኹም።
hahaha...fara eko eye..alama zeleni,...I like this meaning,
Nice comdey....ketsililu
Wwww konje ❤❤❤❤👈
ከማዓላትኩም የ ኣንታ ዝገርየስ ኣብ ፊልም ጥራይ ዩ ምሽኪን ክሸይጥ ተመጸስ ኣይደልን ኢልካ ሰዲድካዮክክክክክክ ንፉዓት ኣጆኩም ካብ ፊልም ትግራይ ገርየ ምስ ዛጋል ብጣዕሚ ንፉዓት ካብ ሓውኩም ማዕዶ የ
Nberuley eski atamu Shkorinatat deki adey mearey
ገሬ ፃዕዳ ዝፈቱ plis like
Hade .maaleti ab zlaale dereja kitbexuhu ekum keep working hard and good job
Asey Deki adeye aksnkumni eko Ajokum natna
ብላዕ ገሬዋ ክበልዕ እወ ገንዘበይ እኮአዩ
ክክክክክ ዋይ ሳሓቅ ሞይተ
well done!!!
ገሬ ወዲ ዬሱሱ ቡሐቅ ሎዋህ
Waaaaw sibuk sirah but nay jokor kurub chew zeybilu koyinu and eta enda familly yohaness alemata kia ayitetifiewa nisom eyom mekeret nayza commedy
kikkkkkkkkkkkkkkkkkkk mara kef alekum ya shkorinatatt
Enkuae beslam mexakum bhankweta kxhbya xenihe deki tgray marye
Joker shkorrrr ajoka ketslelu💕💕💓💓
ፋራ ኮ ኦ የ ዘዋፅኦ ዝፈልጥ !!
enkabselam mexakum and well done 👍
lomi ahzinkmniy ane enda bo zerabruk deybla aytbrhann eya 😂
Kkkkk btaeimi harif neyru ger emunkkk
ሎሚ ተኣምር ዝኮነ ስራሕ ሰሪሕኩም ቀጽልዎ ብፍላይ ገርየ
Abrihimo
@@filmonlegese1207 Filate
እንቃዕ ዳሃን መጻኩም
Nice job gerewa
kkkkkk እሞ ኣብ ዓኛት ኘዊሕ ኢኻ ኣቦ ጀኮር
Geriye 😂❤❤❤
ሰላም ሽኮራት ከመይከ ደቂ ትግራይ ዓደይ
😀😀😀😀😀❤❤❤❤❤❤ Gere meksen
እዛ ርግኣት ትብሃል ጓል'ሲይ ደስስስስስስ ክትብለካ ይመቺይ የኔ ቆንጆ።
ብጣዓሚ ደስ ባሀሎ ቀፅሉሉ
ኣጀኹም ናይና ንፉዓት
Wowwwwww
27:42 ቃርያ ትደል 😂😂 ተኸኽ ደ አቢሎምካ ገሬ እሙን
ሰለሞኸሚ ይበዙሖ ደቁ ትግርይ
ንገሬ ዝፈትው ብ like ግልፁ
They are so cute
Great
Eza shiro gin aknikumni
እንኻዕ ብሰላም መፃእኩም
Selam Selam Ewe Xubuk aleka ane ewn kemiu endabelku tgrgnaas biatemi xuruy
ገሬ ውስጤ ነው kkkkkk
ወድዘረኣብሩክ ፀጉርካ ተቆሪፅካ ግርምባገሬ ወድቀሸ መክበሪ ማንነቱን እምነቱን ቀፅልሉ ፅሩያት ኣሕዋትና
Nice eti sekaram wedi
ክብራት ኣሕዋት ቀጽልሉ ብጣዕሚ ንፉዓት
ገሬ ቆንጆ በጣም ጎበዝ
እዚኣ ብጣዕሚ ያ ጥዕምቲ!
Hi 👋 kemaalatkum intertaiment ane Hadash subscriber eye ni Gerie Emun drama kila kiriya deliye aleku emo kab part 15 ninyew zela awrudilna please.love from Switzerland 🇨🇭.
Wow wow kateslalu
አጀኩም ቀፅልወ ትግርኛ አዕብይዋ
Gerye wmun ane wn kemaka emun eye
Gerye Jago gezebey die aykonen😂😂😂😂😂
አንካዕ በደሓን ምፀአኩም ደቂ ሓላልት
ዋዉዉዉዉ ደስባሃልቲ
ፍትዋተይ
Wow btami tsbuk gobezat kemey dye zfetwekum
ሰይይይ ሙቁራት ቀፅልዎ
Exelent program very nice
Ata gere asli enber neska da azmarino
rightwow
ሙቁራተይ መፂኩሙለይ ዶ ዌልካም
ገርየ ያሆ ክክክክክ ከፍ ኣለካ ንፉዓት ኣጆኩም ካብ ኤርትራዊ ሓዉኩም
hhh tedemirna ena aytsekef eritrawi tgraway tgrina sle nzareb felay yeblun ...
@@samueltesfay1400 ክክክክ ምድማር ኣይተምጽእ በብዘለናዮ ምክብባር ድኣ ይያልወና
Hagos Bereke ashiqkani 🤣+ aytesmani eba belo
@@hagosbereke2762 ፍራ
@@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ ክክክ ሎሚ ዲካ'ኪ ፈልጥክያ እዛ ፋራ
ውውውው ጽቡቅ ስራሕ ኣጀኩም ቀጽልዎ ብጣዓሚ ኢኩም ንፍዓት Efrem teshome ይብሃል eritreawi ኢየ
❤❤❤👍
Und
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ገሬ እሙን ኣጆኻ ፡ ዝዓርከይ ጽቡቅ ገጸ ባህሪ ኢዩ ዘለካ የኔ መኽሰብ
ገሬ እሙን አታ ሓሪፍ
Ata awzi leleka comedy 100%
ጌር ሽኮርርር🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
ንጌርየ እሙን ዝፈቱ በቲ ልሙድ ጽፍዑኒ
ሓውኩም ኤርትራዊ ካብ ካናዳ ሳብስክራይብ ምግባር ድማ ኣይትሕመቁ
❤❤❤👍
ግሬ ሽኮር
ፋራ
ዋይ እንታይ እዩ ፅፊዑኒ እናበልካ ምልማን
😍😍😍😍😍😍💓💓💓💋💋💋💋💋💋
Ajokum Tigrawiyan 🇪🇷
እንዳ ዘብርኣብሩክ ዓይነይ ደኣ ናበይ ከይዶም
ገሬ እሙን ቡሉጽ ናይ ብሓቂ።መኣረምታ፡ቅድሚ ምብራኽካ ቆቢዕ ካብ ርእስኻ ኣውጽእ ደኣ ኣብላ።ኣቕሪበ ኢየ።
ገሬ ሽኮር ሓሪፊ ስራሕ እዩ በርትዑ ደቂ ትግራይ ሽኮራት ርግአት ክዓ ብደምቢ ስርሕዬ እቲ ፅብሒ አይጥዕምን ኢልኪ አሎ ገሬ
I am from Eritrea i love tgray comedy, film & music
ክክ
ኣኛ ጀኾር ♥ አይይ ጌኘዋይ (ኣኛ ዘብራአሩክ ሽኮር ከ ናበይ ህልም ኢሎም አብ ጎንኹም እና ደቒ ዓደይ ማዓረይ
ክክክክ
ሰላም ቀፅልሉ ፅቡቃተይ
ክክክክክክክክክክ ፋራ እኮ እየ ዕላማ ለለኒ ገሬዋ ፍትዉ
ደስ ይብል ኮመንትኺ
Viva...viva!!!!!well done
ክክክ ጽቡቅ ስራሕ ገሬ አሙን
አዚ ስአሊ ኣበየናይ ከተማ ትግራይ አዩ
ዝነግረኒ ኣሎ
መቐለ
አዋአ መቀለ ድያ መቀለ ሽኮር ዳኣ ወላ ኣብ ደርፊ ይሪኣ አንድየ ግን አዛ ስአልኹም ኣደርብሻትኒ ጸኒሓ ብድሕሪኣ ኢኹም ሲልኩማ ማለት አዩ
እንዳ ገሬዋ እንኳዕ ብዳሓን መፃእኹም ። 😊
Xbuk srah ajokum kexlwo
Eritrea zefetu like 🇪🇷🇪🇷❤
eretrea dia men ke yeselia zey nieseyas selie eyu weseu
እዚ ትግርኛናስ እናሰነነን እናማዕበለን ይኸይድ ኣሎ ሎምስ ናይ ካልእ ቃንቃን ሃገራትን ፊልምን ምራኣይ ገዲፍናዮ
የሕዋት ከለናስ ሰእን ለባም መጣዓረቂ ተናቒትና ጸኒሕና። ካብዛ ሰላም ትኸውንስ ኩሉ ካብ ትግራይ ዝፍኖ ስርሐይ ኢለ ክከታተሎ ጀሚረ። እኾካትኩም ቀጽልዎ ። ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ።
sami sami akakakkaka bhaki sean lebam araki tetafiena
ሰላም ሙቁራት ፍጥረት ሰላምኩም ይብዛሕ ,ሹኮሪናታትትትት
ብጣዕሚ ማሃሪትን ኣዛናጋዒትን ናይ ትግርኛ ኮሜዲ እቲ ንዓመታት ሲኢናዩ ዝነበርናዮ ናይ ትግርኛ ኮመዲ ብተጋሩ ተካሒስና፡ዓወትን ኣሳልጦን ምንነየልኩም ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ
Kkkkkkkk gahaf foooo
ዌልካም ደቂ ትግራይ💕በርትዑ!
እንኻዕ ደሓን መፃኹምና ሽኮሪናታት😍😘
salm nakatoum berkate kendayda tetsbek tashero wayyyyyy
😂😂 አብ ዓራት ነዊሕ ኢካ ....❤
እንካዕ ደሓን መፃእኩም ደቂ ዓደይ መቅሰን ክክክክክ ገሬ እሙን ልፎልጦ ታኣምር የብለይ ገብረህይወት ወዲ ቀሺ
ጓል ወጀራት ዕስራ ዓዲ hamaliki embete
Anale wejereteti eye abey mesa wejerat ? ❤️
@@gualwejerattigray2754 ሃመያኪ ዓሳዱ😘😘😘 አናማ ሰንዓለ እስኺ እይ ዳኣይ?
ጓል ወጀራት ዕስራ ዓዲ anama adi mesno
@@gualwejerattigray2754 Gual adey marey💕💕💕
😍😍😍♥️♥️♥️
እውይ ገሬ ውድድ
ያ ቀዳመይ ሸይፈያ አስተ ላይክ ሃቡኒ ድኣ
hhhh ገሬ ሓቢቢ ማራ ኢካ ኬፍ ትህበኒ እተ ኪኢልካ liek ግበረለይ
ጆኪር ኣስሊ ሽጋኩም ክክክክ🇪🇷🇩🇪
ሽሮ'ኮ ወዲ ዜጋ ኢዩ፥ክክክክክ ገሬ ያሆ።
ገሬዋ ማዓርርር💘💘💘😍😍😍😍😍😍😍
enkan be selam mesiahkm deki Tigery sehkiornata 👍 👌 like
ክክክክ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ግሬ ፈራ ቀጽልዎ
ኣየ ገርየ መስሓቂይ ክክክክክክክክክ
ዋው በጣዕሚ ፅቡቅ
Ata kndy yeshku eyom ba shikorinatat ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣይይ ኣቦ ጆከር ሃመይ ዲኻ ሓሪፍ.😍😍😘👌
Wwwwe kef zealkom betma nice comdy.dekai tigray ka selamkeom yebzah.
ዋው ማራየ ፈትየኩም በፍላይ ኣብ ግዜ ቀረፃ ደስ ክትብሉ ኣለኹ ክሳብ መወዳእታ😘😘😘😘😘😘
ገሬዋ ትፈቱ እስኪ ላይክ ግጭኑይ ደቅ ትግራይ ዓይነይ
roza 23 shikore gale eikui subscribe gebrnye shikore adia.
ብሓቂ ተሃራፊ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ኣለኹም።
hahaha...
fara eko eye..
alama zeleni,...
I like this meaning,
Nice comdey....ketsililu
Wwww konje ❤❤❤❤👈
ከማዓላትኩም የ ኣንታ ዝገርየስ ኣብ ፊልም ጥራይ ዩ ምሽኪን ክሸይጥ ተመጸስ ኣይደልን ኢልካ ሰዲድካዮክክክክክክ ንፉዓት ኣጆኩም ካብ ፊልም ትግራይ ገርየ ምስ ዛጋል ብጣዕሚ ንፉዓት ካብ ሓውኩም ማዕዶ የ
Nberuley eski atamu Shkorinatat deki adey mearey
ገሬ ፃዕዳ ዝፈቱ plis like
Hade .maaleti ab zlaale dereja kitbexuhu ekum keep working hard and good job
Asey Deki adeye aksnkumni eko Ajokum natna
ብላዕ ገሬዋ ክበልዕ እወ ገንዘበይ እኮአዩ
ክክክክክ ዋይ ሳሓቅ ሞይተ
well done!!!
ገሬ ወዲ ዬሱሱ ቡሐቅ ሎዋህ
Waaaaw sibuk sirah but nay jokor kurub chew zeybilu koyinu and eta enda familly yohaness alemata kia ayitetifiewa nisom eyom mekeret nayza commedy
kikkkkkkkkkkkkkkkkkkk mara kef alekum ya shkorinatatt
Enkuae beslam mexakum bhankweta kxhbya xenihe deki tgray marye
Joker shkorrrr ajoka ketslelu💕💕💓💓
ፋራ ኮ ኦ የ ዘዋፅኦ ዝፈልጥ !!
enkabselam mexakum and well done 👍
lomi ahzinkmniy
ane enda bo zerabruk
deybla aytbrhann eya 😂
Kkkkk btaeimi harif neyru ger emunkkk
ሎሚ ተኣምር ዝኮነ ስራሕ ሰሪሕኩም ቀጽልዎ ብፍላይ ገርየ
Abrihimo
@@filmonlegese1207 Filate
እንቃዕ ዳሃን መጻኩም
Nice job gerewa
kkkkkk እሞ ኣብ ዓኛት ኘዊሕ ኢኻ ኣቦ ጀኮር
Geriye 😂❤❤❤
ሰላም ሽኮራት ከመይከ ደቂ ትግራይ ዓደይ
😀😀😀😀😀❤❤❤❤❤❤ Gere meksen
እዛ ርግኣት ትብሃል ጓል'ሲይ ደስስስስስስ ክትብለካ ይመቺይ የኔ ቆንጆ።
ብጣዓሚ ደስ ባሀሎ ቀፅሉሉ
ኣጀኹም ናይና ንፉዓት
Wowwwwww
27:42 ቃርያ ትደል 😂😂 ተኸኽ ደ አቢሎምካ ገሬ እሙን
ሰለሞኸሚ ይበዙሖ ደቁ ትግርይ
ንገሬ ዝፈትው ብ like ግልፁ
They are so cute
Great
Eza shiro gin aknikumni
እንኻዕ ብሰላም መፃእኩም
Selam Selam Ewe Xubuk aleka ane ewn kemiu endabelku tgrgnaas biatemi xuruy
ገሬ ውስጤ ነው kkkkkk
ወድዘረኣብሩክ ፀጉርካ ተቆሪፅካ ግርምባ
ገሬ ወድቀሸ መክበሪ ማንነቱን እምነቱን ቀፅልሉ ፅሩያት ኣሕዋትና

right
wow
ሙቁራተይ መፂኩሙለይ ዶ ዌልካም