Asbi alo

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 946

  • @yorsalemtadese4981
    @yorsalemtadese4981 3 ปีที่แล้ว +191

    👐♥️🙏
    ዋሕሰይ ዝብላ ዝጽግዓላ ዝጽግዓላ
    ኪዳነ ምህረት ማርያም ኣላ (2)
    ማርያመይ ኣላ♥️
    🌹********************************🌹
    ውቅያኖስ ዘቃርጽ ደረት ትርኢት
    ተስፋ ዘይርከቦ ንረዲኤት
    ማርያም ተደጊፈ የንሳፍፎ
    ስማ ዘዘኪረ እንድየ ዝትስፎ
    ጉዕዞይ ከየቃርጽ ደኪመ ኣብ ፈረቃ
    ሓይለይ ተሕድሶ መና ወዳ ኣስኒቃ
    🌹********************************🌹
    ማኣዝን ኣጥፊአ ክጠራጠር
    እምነተይ ጎዲሉ እንክስወር
    ኣንፈት ቅድስና ዘትሕዘኒ
    ዘይጸሎት ማርያመይ እንታይ ኣሎኒ
    ፍርሃተይ በዚሑ ከስተንፍስ እንቅዓ
    ምሕረት ተውህበኒ እህህታይ ሰሚዓ
    🌹********************************🌹
    ብማዕበል ሓሳባት እንክጽፋዕ
    ብንፋስ ስምዒት እንክግፋዕ
    ኣብ ወደብ ርህራሄ ባሕሪ ከርሳ
    ማርያም ተዕርፈኒ ደባቢሳ
    መልሕቀይ ወርዊረ ነብሰይ ዘዕርፈላ
    ወደብ ናይ ዕረፍተይ ማርያም ጽዮን ኣላ
    🌹********************************🌹
    ድኻመይ መዝሚዙ ጸላእየይ
    ፈተና ከም ኣይሂ ተዝነበለይ
    ቅስተ ደመና,የ ሓደራኪ
    ነብሰይ ኣትርፍያ ብኪዳንኪ
    መሳኹቲ ድሕነት መርከበይ ከይዕጾ
    ማርያም ሓግዝኒ ልበይ ክግስጾ
    🌹********************************🌹
    ዕረፍቲ ያእቆብ ምድረ ሎዛ
    ልበይ ወዲቅለይ ዝጉዝጎዛ
    ሕልናይ ክዓርብ እንክሒለል
    ጸሎተይ መዕረጊት,ያ መሳልል
    ርእሰይ ዝትርኣሳ ቤት ኤል ጸግዒ ሽጉር
    ጽዮነይ ማርያመይ ለዋህ እያ ፈቃር
    ጽዮነይ
    💐⛪🌹.

  • @kibrabhabtab148
    @kibrabhabtab148 4 ปีที่แล้ว +115

    ከመይ ከይስተብሃልኩላ ጸኒሐ እዛ መዝሙር ኣይተረዳኣንን ጸኒሑ ብልቢ ጽን ኢለ ምስ ሰማዕኩዋ ኣብ ውሽጠይ ሓጎስ ፍስሃ ተስፋ ሓቦ ከም ዝጋብር ገይራትኒ ብሓቂ ድንግለይ ዋሕሰይ ጸግዐይ ዘይ ንስኪ መን ኣለኪ ቀጽሎ ድያቆነይ በዚ መዝሙር ብዙሓት ናብ ንስሃ ከም ንምለስ ኣይጠራጠርንንን እየ ቃል ሂወት የስማኣልና

    • @fnansemereab3099
      @fnansemereab3099 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና

    • @dadadadadada9100
      @dadadadadada9100 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ብሓቂ ኩሉ ፅን ኢልካ ክትሰምዕ ከለካ እዩ መቐረቱ ዝፍለጠካ

    • @tesfubereket3775
      @tesfubereket3775 ปีที่แล้ว

      Uhhhhuel

  • @mielatyonas6254
    @mielatyonas6254 4 ปีที่แล้ว +217

    ዝጽግዓላ
    ዋሕሰይ ዚብላ ዝጽግዓላ (3)
    ኪዳነ ምሕረት ማርያም ኣላ(3)
    ማርያመይ ኣላ
    ውቃኖስ ዘቋርጽ ደረት ትርኢት
    ተስፋ ዘይርከቦ ን ሬድኤት
    ማሪያም ተደጊፈ የንሳፍፎ
    ስማ ዘዘኪረ እንዴ ዚትስፎ
    ጉዕዞይ ከየቃርጽ ደኪመ ኣብ ፈረቃ
    ሓይለይ ተሐድሶ መና ወዳ ኣስኒቃ
    ኣዝ.....
    መኣዚን ኣትፊአ ክጠራጠር
    እምነተይ ጎዲሉ እንክስወር
    ኣንፈት ቅድስናይ ዘትሕዘኒ
    ዘይ ጸሎት ማርያመይ 'ታይ ኣሎኒ
    ፍርሓተይ በዚሑ ከስተንፍስ እንቅዓ
    ምህረት ተውህበኒ እህህታይ ሰሚዓ
    ኣዝ....
    ብማዕበል ሓሳባት እንክጽፋዕ
    ብንፋስ ስምዒት እንክግፋዕ
    ኣብ ወደብ ርህራሄ ባሕሪ ከርሳ
    ማሪያም ተዕርፈኒ ደባቢሳ
    መልሕቀይ ወርዊረ ነፍሰይ ዘዕርፈላ
    ወደብ ናይ ዕረፍተይ ማርያም ጽዮን ኣላ
    ኣዝ....
    ድኻመይ መዝሚዙ ጸላእየይ
    ፈተና ከም ኣይሂ ተዝነበለይ
    ቀስተ ደመናየ ሓደራኪ
    ነብሰይ ኣትርፍያ ብኪዳንኪ
    መሳኩቲ ድህነት መርከበይ ከይዕጾ
    ማርያም ሓግዚኒ ልበይ ክግስጾ
    ኣዝ....
    ዕረፍቲ ያዕቆብ ምደረ ሎዛ
    ልበይ ወዱቁለይ ዝጉዝጎዛ
    ሕልናይ ከዓርብ እንክሕለል
    ጸሎተይ መዕረጊት አያ መሳልል
    ርእሰይ ዝትርኣሳ በቴል ጸግዒ ሽጉር
    ጽዮነይ ማሪያመይ ለዋህ እያ ፈቃር
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክት የስማልና....

    • @maekeleteklay3915
      @maekeleteklay3915 4 ปีที่แล้ว +7

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።
      ዝማሬ መላኣክቲ የስመዓልና ዲ.ብርሃነ ፍስሃየ.
      ኦ ማርያም ኣደይ ኦ ድንግል ወላዲተይ
      ሰማያዊት ሃገረ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጽዮን
      ዋሕሳይ ዝብላ ዝጽገዓላ
      ኣደ ጎይታናን መድሓኒናን መድሓኔ ዓለም።

    • @habtetsiondebretsion4021
      @habtetsiondebretsion4021 4 ปีที่แล้ว +2

      Qale hiwet yesmealna amlak xegeu yebzihalkum

    • @binamkidane472
      @binamkidane472 4 ปีที่แล้ว +2

      Thank you amlak yekbrelna wendmie

    • @samuelmebrahtu6071
      @samuelmebrahtu6071 4 ปีที่แล้ว +2

      ተባረኸ ቅዱስ ሰብ ❤️❤️❤️❤️🤲

    • @kidanemussa9827
      @kidanemussa9827 4 ปีที่แล้ว

      Zmare melakieti yesmalna. Bereketien redietnin nay lielte luelan kdste kdusan kulue gze ab zryana ykun amen amen amen🙏🙏🙏

  • @kefalikeshi1062
    @kefalikeshi1062 3 ปีที่แล้ว +19

    ካብ ኩሉ ነገር ዘዂርዓኒ፡ናይ፡እመብርሃን ወዳ ምዃነይ ኦርቶዶክስ ኮይነ ምፍጣረይን እናሓደረ የሕጉሰኒ፡ተመስገን ኣምላክ።ዲ ብርሂን እመብርሃን ኣብዚሓ ትባርኽካ ኣብቲ ጽላላ ዘለኣለም ኣዕቊብካ ትነብር ይግበርካ ፍጻሜኻ የስምር።

    • @aniyanet4244
      @aniyanet4244 3 ปีที่แล้ว

      ዝማሬ መላእክቲ የስምዓና አሜን

  • @eyerusendriass8191
    @eyerusendriass8191 4 ปีที่แล้ว +58

    መዝሙራትካ ኣብ ድኻመይ ሓይሊ፡ ኣብ ሓዘነይ ምጽንናዕ፡ ኣብ ዉድቀተይ ትንሳኤን ተስፋንዩ ዝህበኒ እሞ እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓወይ።ኣሜን።

  • @narotoozomaki945
    @narotoozomaki945 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen nay bahaqi wahs nayza nebsna habasit nbatna debasit hazena ade nay kulu ❤❤❤diyakon hawna zmare melakt yesmalna nay agelglot idmieka amlak ybarkelka hawey bruk

  • @Abc-bi3yj
    @Abc-bi3yj 2 ปีที่แล้ว +10

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና
    ኪዳና ምህረት ማርያመይ ኣላ💕💕💕

    • @fnansemereab3099
      @fnansemereab3099 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

  • @matyasyosiyas5092
    @matyasyosiyas5092 4 ปีที่แล้ว +43

    አሰይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ድያቆን ብርሃነ ሓወይ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባካ ብፍላይ ብርግጽ ዓስቢ አሎ ካብ እግዝአቤሒር ብዙሕ ሰብ ካባኩም ተማሃሪ ኢዩ መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ ቀጽልዋ በርትዑ ኢኩም አንሕና አሕዋተይ ኩሉና ሼር ኮመንቲ ሳብ እስክራይ እዳገበርና ንሓግዞም እዚ ኩሉ ንዓና ንክንምሃር ግዜኦም ወፍዮም ዝምህሩና ዘለው አምላክ ጸጋ ይዓድሎም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አምላክ ኩሉ ግዜ አብ ቤቱ እዳ መስገንኩም ንበሩ ደቂ ተዋህዶ አሕዋተይ

    • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
      @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen

    • @arafaalsaid7212
      @arafaalsaid7212 3 ปีที่แล้ว

      አሰይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

    • @mad223chu9
      @mad223chu9 3 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቂ ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓና ዓስቢ ኣሎ እግዚአብሔር ዓስብኩም ይሃብኩም ወላዲት ኣምላክ ማርያመይ ጸግዒ ትኩነና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

    • @semerehaile2015
      @semerehaile2015 3 ปีที่แล้ว

      1

  • @Bereket_Mehari
    @Bereket_Mehari 4 ปีที่แล้ว +33

    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ፡
    ቅድስት ድንግል ማርያም በረኸታ ትብዝሓልካ።

  • @eritreaniberi4336
    @eritreaniberi4336 3 ปีที่แล้ว +1

    💒🤲🏻😭🤲🏻👏🏼👏🏼👏🏼💒zmare melaekti yesmealna Ab betu yenbrkum fetari kulu alem 💒

  • @amanyemane9829
    @amanyemane9829 4 ปีที่แล้ว +33

    ዝከበርካ ድያቆን ሓውና ብጣዕሚ ንፍዕ ።ኩሎም ተቅርቦም ዘለካ ሞዝሙራት ይካታተሎም እየ፡ልብካ ኣትዮም ዝግስጹ እዮም እሞ ፡ እግዛቢሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ።
    በርከት እመብርሃን ኣይፍለየካ፥ በርትዕ!!!

    • @merhawitaniko8283
      @merhawitaniko8283 4 ปีที่แล้ว +1

      Diyakon hawey mezimurika kulusae ye ziketatelo eziabher amlak edmen yienann yhabika emebrihan kea kabzi nilaeli xegia kitihibeka nay eziabher kudus fikadu ykun

    • @zemenfesamanuel6102
      @zemenfesamanuel6102 4 ปีที่แล้ว

      Nnml
      Pj

  • @ማርያመይመዝሙረይ-ኰ2ጐ
    @ማርያመይመዝሙረይ-ኰ2ጐ 3 ปีที่แล้ว +4

    Aseeeeeeeyyyyyy Ellllellllllll ዋሕሰይ ዝብላ ዝጽግዓላ ኪዳነ ምሕረት ማርያም አላ ኣሰይ በሓቂ መጸጊዕትና ሸሕ ግዜ ሰሚዔ ምጽጋብ ሲኢነያ ከም ማርያመይ'ሲ ፍጽም የለን ተጸጊዕካያ ሽግረካ ነጊረካያ ዘይትሕፍረ ኣደ ክብር ድያቆን ብርሃነ ሓውና ንስካ በሓቂ ብሩክ ኡካ ክብሪ ድንግለይ ኣብ ኩሉ መዝሙርካ ገሊጽካዮ መዝሙርካ ንዓና ውን ናይ ተስፋ ናይ ብርትዕ'የ እሞ መመሊሳካ ክትብረትዕ ኪዳነ ምሕረት ልሳንካን ብርዕካን ትባረክልካ ጥበባን ሚስጢራን ትግለጸልካ ከማካ የብዙሑ በረከታን ረዴኤታን ናይ ኪዳነ ምሕረት ምስ ኩሉና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን።

  • @shewittesfay2320
    @shewittesfay2320 4 ปีที่แล้ว +12

    ናይ ባሓቂ ንልቢ ትትንክፍ መዝሙር እያ እግዚኣቢሔር ጸግኡ የብዛሓልኩም የሕዋትና ነዊሕ ዕድመ ይሃበልና

  • @almazalema
    @almazalema 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ዋሕሰይ ዝብላ ዝፅገዐላ ኪዳነ ምህረት ኣላ ማርያመይ ኣላ ❤ፀጉኡ የብዘሐልካ ዳያቆነይ🙏

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
    @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ 3 ปีที่แล้ว +13

    አሜን አሜን አሜን ዝማሪ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን

  • @Temie_Gunners
    @Temie_Gunners 4 ปีที่แล้ว +7

    🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️ ወንጌል ዮሃንስ 19
    26፤ ኢየሱስ ነዲኡን ነቲ ዜፍቅሮ ወደ መዝሙርውን ኣብ ጥቓኣ ደው ኢሉን ምስ ረኣየ፡ ነዲኡ፥ ኣቲ ሰበይቲ፡ እንሆ ወድኺ፡ በላ። ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና። ብርኽቲ ሰንበት ይግበረልና: ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወልዳ ክኣ ናይ ስደት ዘመንና ተሕጽሮ።🙏🏽

  • @simreth3954
    @simreth3954 4 ปีที่แล้ว +17

    ልብካ ዘረስርስ ጣዑም ዝማረ ፡እመ ብርሃን ኣብ ዙርያኩም ትኩን ጣዕማን በረከታን ኣይፈለየና ። ዝማረ ቅዱሳን ዝተቀበለ ዝማረኩም ይቀበል ።

  • @Wedi_asmerom_abraham
    @Wedi_asmerom_abraham 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ።
    ብማዕበል ሓሳባት እንክጽፋዕ
    ብንፋስ ድምዒት እንክግፋዕ
    ኣብ ወደብ ርህራሄ ባሕሪ ከርሳ
    ማርያም ተዕርፈኒ ደባቢሳ
    💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥

  • @samuelmebrahtu6071
    @samuelmebrahtu6071 4 ปีที่แล้ว +208

    ተዋህዶ ሙኻነይ ሕጉስ እኳ እንተ ኮንኩ ብግብረይ ግን ኩሉ ግዜ ምስ ጉሃኹን ምስ ተጣዓስኩን የ እንተ ኮነ ጣዕሳይ መዝሙር ሰሚዐ ክሳብ ዝውድኣ ስለ ዝኾነ ናብ ነበርክዎ ሆይሆይታ ይምለስ ኣምላኽ ይቕረ ይበል ❤️❤️❤️🤲❤️😭

    • @semutekle9789
      @semutekle9789 4 ปีที่แล้ว +50

      ኩቡር ሃወይ/ ክብርቲ ሓብተይ ሂወተይ ብልክዕ ኣብዛ ጹሑፍካ/ ጽሑፍኪ ረኪበያ ብልክዕ ኣነ ዝነብሮ ሂወት ልብና ብሓቀኝ ጣዕሳ ክስበርን ናብ ንስሓ ክንበቅዕን አግዚኣብሄር ብምሕረቱ ይብጽሓና ።🙏🙏🙏❤️

    • @haleluyahaleluya8024
      @haleluyahaleluya8024 4 ปีที่แล้ว +38

      ሰላም እግዚኣብሄር ምስ ኩሉና ይኩን ብሩካት ኣሕዋተይ።ኣጆኩም ሓደ እካ ጻድቕ የለን ግን ከም ይሁዳ ዛይኮነ ከም ጰጥሮስ ዳኣ ንኩን ኣምላክና ኣብ ቀረባና ኢዩ።ኣጆና

    • @haleluyahaleluya8024
      @haleluyahaleluya8024 4 ปีที่แล้ว +17

      ፍቃድና ተኮንካኣ/ኪ ብከመይ ክረክበኪ/ካ? ከም ፍቃድ ኣምላክ ክንደጋገፍ

    • @ola1707
      @ola1707 4 ปีที่แล้ว +6

      Ane wen kemaka eye gin bebiqurub kinimles nikil ena amlak trah blibna nimeles....start with ur profile ... celebrities and music will never take us to good place sorry if I said bad things I am not here to judge, just I want you to start with little thing and change ur life ...I respect u as a brother/sister ♥️❤️

    • @Raki1204
      @Raki1204 4 ปีที่แล้ว +5

      Abkulatina eyu
      😭😭😭

  • @tsegayhaiysh9086
    @tsegayhaiysh9086 3 ปีที่แล้ว +1

    ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ድያቆነይ፡ እወ ዋሕሰይ ዝብላ ሂወተይ ሰላመይ ዕረፍተይ እወ ንጭንቅተይን ጸበባይን ትህድእ ማርያም ኣላ እወ ንሳ ኣደ ኩላትና ጸግዕና ዋሕስና ዋላ እንተበድልኩ ናዓኒ ወድይ ኣለኹ ምስኻ ትብለኒ በቃ ዕረፍትይ ናተይ ኣደይ ንድንግል ጽላለይ ኢሉ ዛኣምን እሞ ነዚ ንኽብራ ዝምምር ዘሎ ሓውና ድያቆን መታባቢዒ Lik ሃቡኒ ቡሩኽ ኣውዳኣመት ይግበረልና ረድየት ጸጋ ናይ ኩሎም ሃውርያት ኣይፈልየና

  • @teweldebrhanzeray2989
    @teweldebrhanzeray2989 4 ปีที่แล้ว +4

    Zmarie Melaekt Yesmalna Tebareku.
    Tum zmarie nay adina Adeneta Fluy eyu.

  • @sarahmohammed6895
    @sarahmohammed6895 ปีที่แล้ว

    ❤እግዚአብሔር አምላክ ክፈታችሁን አያሰማን እመብርሀን ቅድስት ቤተክርቲያንንና ህዝቦቿን ትጠብቅልን እኔ ኢትዮጵያነኝ ግን አሁን ስደትነኝ ኤርትራዊያንን በጣምነው እምወዳችሁ ግን እኮ😢😢ፖለቲከኞች አለያዩን እጅ እናንተም።እኛም አድ ኢትዮጵያዊያንነን ግን ምንይደረግ እስኪ ይሁን አምላክ ያስበን ዝማሬመላእክትን ያሰማልን❤

  • @teklezghiweldie1229
    @teklezghiweldie1229 4 ปีที่แล้ว +7

    Zimare melakti yesmaelna Diyaqon Brhane hawey nai zemen agolguletka amlak ybark 🙏🙏🙏

  • @kendeltekie7173
    @kendeltekie7173 3 ปีที่แล้ว +1

    Btami libka titnkif ab whshtka tatu mezmur!!!! fqri kidane mhret zelewo like ybeil

  • @hableyoutube5595
    @hableyoutube5595 4 ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወዲሜ ግሩም ድንቅ ዝማሬ ነው ዲያቆን ብርሃነ ፍስሀየ በርታልኝ ምልጃዋ አይለህ ወዲሜ
    ምስክርነቴ ልህወይቴ መጠጊያ ማርያም እያለች
    ዋሕስይ ዝብላ ዝፅገዐላ(፫) ማርያም አላ
    ኪዳነ ምህረት አላ!!!

  • @gdysguhdteyc9654
    @gdysguhdteyc9654 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብር ሓውና

  • @temesgenamlakey250
    @temesgenamlakey250 4 ปีที่แล้ว +4

    እልልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልልል ኣሰይይይይይ ዋሕሰይ ዝብላ ዚጽጋዓላ ኪዳነ ምህረት ማርያም ኣላ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዚማረ መላእክቲ የስመኣልና

  • @weynihagos5835
    @weynihagos5835 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜንንንንንንን
    ኣሜንንንንንንንን
    ኣሜንንንንንንንንን
    ዝማሬ መላእክት ድያቆን ሓውና።
    ጸጋኻ የብዝሓዮ።
    ዋሕስና ንብላ ንጽግዓላ ኪዳነ ምህረት ማርያም ኣላ።
    በረኸትን ኣማላድነትን ቅድስተ ቅዱሳን
    ኣይፈለኻ ኣይፈለየና።ካብ ተራዳእነት ቅዱሳና
    ኣየርሕቐና እግዚኣብሄር።

  • @WeldeMaryam185
    @WeldeMaryam185 3 ปีที่แล้ว +4

    ዝማረ መላእክት የስምዓልና። እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም። ቅድስት ድንግል ማርያም ትኹን
    ጸግዕኹም።

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 4 หลายเดือนก่อน

    ዋሕሰይ ዝጽግዓላ (3)
    ኪዳነ ምህረት ኣላ (3)
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዚማሬ መልኣክቲ የስመዓልና
    ኩቡር ሓዉና እግዚኣብሔር ኣምላክ የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ
    🙏🏩✝️🙏🏩✝️🙏🏩✝️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍💯👍💯👍💯👍💯😇😇😇

  • @searemichael1439
    @searemichael1439 4 ปีที่แล้ว +4

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ድያቆን ሓወይ

  • @latinasandiago2682
    @latinasandiago2682 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen qal hiwet yesmelna

  • @danielangosom5139
    @danielangosom5139 4 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስማዓልና ብጣዕሚ ጥዕም ዝማረ እግዚኣብሄር ኣምላክና ዝማረ ኣቦና ቕዱስ ዳዊትን ቅንየ ኣቦና ቅዱስ ያሬድን ዝተቀበለ ይቀበለልካን ይቀበሎልክሙን እግዝእተነ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ድማ ዘውትር ኣማላድነታ ናይ ቅዱሳን ኩሎም ደማ ተራዳእነቶም ኣይፈለኩም ።

  • @lidyakesete7336
    @lidyakesete7336 3 ปีที่แล้ว +2

    Ellllll dyakon hawna nay agolgulotka zemen ybarek bhaki kab kulu eto tzemerom mezmur hduat mkanom menfeska zerge amlk tegaka ybzhayo qlat yblayn temzgenka amlkey ab dyakon hawna haderga bmngedi mezmur gerka temhrena zelka 💯💯💯🙏🙏🙏❤❤❤👍👍👍💒💒💒

  • @መንበረፍቕሪYouTube
    @መንበረፍቕሪYouTube 4 ปีที่แล้ว +8

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኢክቲ የስምዐልና ፀግኡ የብዝሕ ክቡርሓዉና ድያቆን ኣሰይይየ ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ብሓቂ

  • @henokzemuykil7540
    @henokzemuykil7540 9 วันที่ผ่านมา

    እግዝኣብሄር ይሃበልና
    ዝማሬ መልኣኽቲ ይስምኣልና💜💛💚💙❤💜💛💚💙❤💜💛💚💙❤

  • @wegahtaweldeeysus2417
    @wegahtaweldeeysus2417 4 ปีที่แล้ว +9

    Diyakon hawey zmare melaekti ysmelna mezmurka kab mengedi xegam nab megedi Yemen u zmelseni nay egzabiher bxlalu yxllka zhawey

  • @shewittesfastion7658
    @shewittesfastion7658 4 ปีที่แล้ว +1

    Deyako hawey egzeabiher amlak naye agoligulet zemneka yebareklika xegeu yebzehalika🙏🙏🙏

  • @bisratghebre3899
    @bisratghebre3899 4 ปีที่แล้ว +3

    Aseyy Ellllllll Ellllllll zemare melaket yesman deyqen hawena Emden Tina yhabka naybhike kole mezmur k weshtka ateyoum yergagake dengel mareym ayteflyka🙏🙏🙏🌹

  • @maloanwr2236
    @maloanwr2236 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋሓሰይ ዝብላ ዝፀገዐላ ክዳን ምህርት ማርያም አላ ማርያመይ አላ ባሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክብር ሓወና እግዚኣብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከለካ ተስፋ አብ ዘቀረፁኩ ይስመዓ ብጣዒሚ እየ ብተስፍ ዝመለእ ሂወተይ እግዚአብሔር ይባርክካ አሜን አሜን አሜን

  • @itsmealeylovemom5243
    @itsmealeylovemom5243 4 ปีที่แล้ว +4

    Amennn amlak israel edimeka edime matisala ygbero, zmare zmaremelakti yesimalina dyaqon hawey 🙏🏻

  • @samrawitredae6418
    @samrawitredae6418 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesemealna

  • @meronteklu5410
    @meronteklu5410 4 ปีที่แล้ว +4

    Asseeyyy Elllllllllllllllllllllllll zemarie melaikt yesmealna dyaqon hawena

  • @hagosatesfamariam5061
    @hagosatesfamariam5061 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen ❤️ ዋሕሰይ ዝብላ ዝጽጋዓላ ክዳነ ምሕረት 💖 ማርያም 🤲🌹💯 አላ ማርያም አላ 👏🙏 አሜን 💒

  • @bietieleyob9222
    @bietieleyob9222 4 ปีที่แล้ว +5

    Zmarie Melaekt Yasemalna 🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️❤️❤️❤️

  • @mussiearaya6201
    @mussiearaya6201 6 หลายเดือนก่อน +1

    ASEY ASEY ASEY MARIYAMEY MEAREY AMIEN AMIEN AMIEN

  • @Lifes_lessons7
    @Lifes_lessons7 4 ปีที่แล้ว +4

    Zmarie melakt yesmelna diaqon hawey ❤️

  • @Wintana.Kibreab
    @Wintana.Kibreab 4 ปีที่แล้ว +2

    ድንግል ማርያመይ ተስፋ ናይ ሂወተይ❤️ ፍቕርኪ ሰሪጹ ኣብ መዓሙቕ ውሽጠይ
    ሰረቱ ኣብ ልበይ: እምንቲ ኢኺ’ወ ዋሕሰይ ዝያዳ ኩሎም🌹
    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና❤️

  • @rutamicheale3140
    @rutamicheale3140 4 ปีที่แล้ว +4

    Amen amen amen zmare melakit yesmalna diyaqon hawna egzabiher amlak xegu yebzhalka burukey 🙏🙏🙏

  • @samuelabraham4149
    @samuelabraham4149 4 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልል እልልልልልል እልልልልልልልልል ዝማሪ መላክቲ የስመዓንላ

  • @Kisanet91
    @Kisanet91 4 ปีที่แล้ว +3

    Wawwww bderfi alemawi rsey tenawixu endyu mezumur kab zeysemi newih gere entelemi gn nezia wili ente belkwa nlbey nab maryam kulih abilatni keyteredani ka nebaku 💕❤️❤️😘

  • @milimebrahtu2425
    @milimebrahtu2425 3 ปีที่แล้ว

    መልሕቀይ ወርዊረ ነብሰይ ዘዕርፈላ,ወደብ ናይ ዕረፍተይ ማርያም ኣላ 🙏🙏🙏Amen qle hiwet ysmalna ❤️kulkhum deqi Orthodox tewhdo xlala tnbrelkum🙏ab zelkhumo qsanet selman🇪🇷

  • @fithawighide6589
    @fithawighide6589 4 ปีที่แล้ว +7

    ጥዑመ ልሳን ድያቆን ብርሃነ ሓወይ። ስብከት ሓዘል መዛሙራትካ ሂወት ዝህብ ኢዩ እሞ፡ ኣጸቢቕካ መታን ክትሰርሕ በረኸታን ረዲኤታን ናይ ኣዴና ወላዲተ ኣምላክ ምስካ ይኹን።
    ንኹሎም ኣብዚ ስራሕ ዝሳተፉ ወላዲተ ኣምላክ ትባርኽኩም ኣሜን!

  • @hgf6568
    @hgf6568 ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልል ልልልልልል ልልልልልልል ልልል ዝምሬየ መላእኽቲ የስምዐልና ክብር ሓውና

  • @twentadese145
    @twentadese145 4 ปีที่แล้ว +4

    Aseyyyy aseyyy ellllllll elllllll egzabiher zemare melakti yesmalna

  • @HagossBerihu
    @HagossBerihu 5 หลายเดือนก่อน

    Amlakey emnetety tirah atenkireni ember kisab mot tekone eka misaka kigaz eye aboue🙏🙏🙏👏👏👏✝️✝️✝️✝️✝️✝️

  • @danikalete2204
    @danikalete2204 4 ปีที่แล้ว +3

    ዝማረ መላእክት የስማዕልና እግዚኣቢሔር ጸግኡ የብዛሕልኩም፡

  • @danaitokbit6581
    @danaitokbit6581 4 ปีที่แล้ว

    Neza mezmur ktserhu zhagezekum Amlak ymesgen .... qalat yebeleyn kglxa nza mezmur.
    Maryamey ❤❤❤ bzey qalat smeni

  • @michaelweldensea6089
    @michaelweldensea6089 4 ปีที่แล้ว +5

    Glory to the Mighty God Jesus Christ and His beloved mother Saint Mary . This is a very pleasant song that makes the heart ❤️ Rejoice. Zey meno degagimkayo. God bless you Deacon Birhane . Please keep it up and God bless you and the prayer of Saint Mary be always with you

  • @MhretKahsay
    @MhretKahsay 3 หลายเดือนก่อน

    ዝማረ ማለኣኽቲ የስምዓና ናይ በሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ቀጽሎእዚ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @ክብሪንኣምላክይኩን
    @ክብሪንኣምላክይኩን 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይ ንስካ እንቃዕ ናትና ኮንካ ባኣካ ሕቡን የ ድያቆን ሓወይ ኣምላክ ደጋጊሙ ይባርካ ።ዝማሬ ቁዱስ ያሬድ ዝተቀበል ዝማረካ ይቀበል።ኣብ ጾሎትካ ዘክረኒ ነዓይ ንድኩም፡ሓጥእ ሓውካ።

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ 3 ปีที่แล้ว +2

    እልልልል ዝማሬ መላክት የስምዓልና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽ብሓቂ ጸግኡን ጥበቡን ተብዝሓልካ ቅድስተ ቁዱሳን ኣዴና ኩቡር ሓውና ዳ.ን 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @teklesegid5078
    @teklesegid5078 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen 🙏❤🙏

  • @adebatekie5728
    @adebatekie5728 4 ปีที่แล้ว +2

    ዋሕሰይ ዝብላ ዝጽግዓላ
    ኪዳነ ምሕረት ማርያም ኣላ
    ❤️ማርያመይ ኣላ❤️
    ኣሜን (3)ዝማሬ መላኽቲ የስምዓልና 🙏

  • @autikoszsmu
    @autikoszsmu 4 ปีที่แล้ว +40

    ኣንታ ዲያቆነይ ኣነስ ናትካ መዝሙር እኮ ብኣካል ምስ እመ ብርሃን ትዛረብ ዘለረብ ዘለካ ኮይኑ ኢዩ ዝረኣየኒ ኣምላክ ኣቤቱ የንብርካ ድ፡ብርሃነ እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን ኩሉ ግዜ

    • @eyerusendriass8191
      @eyerusendriass8191 4 ปีที่แล้ว +4

      ናይ ብሓቂ ወዲ ድንግለይ።....ኣሜን።

  • @kokobmusye6901
    @kokobmusye6901 3 ปีที่แล้ว +1

    ተስፋ ረኪባ ነብሰይ ናብ ልበይ ዝመለሰት መዝሙር ኣምላክ ጸጉ የብዛሃልካ ሃወይ

  • @hayathaile8612
    @hayathaile8612 3 ปีที่แล้ว +4

    ዝኸበርካ ድያቆን ሓዉና ሓደ ብዉሽጠይ ዝስምዓኒ ክነግረካ ኣቀዲመ ግን ይቅሬታ ይሓተካ ጮግሪ ርእስኻ ከምቶም ካሎኦት ኣገልገልቲ ቤተከርስትያን ኣሕጽር እንተ ተብሎስ ጽቡቅ ኔሩ ።

  • @weinekassa3875
    @weinekassa3875 4 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን. ቃል ህወት ይዘምረና ድያቆን ብርሃነ ፍስሃየ ሐወይ ዕድመን ጥዕናን ጸጋን ይዓድልኻ እወ ብሐቂ. ድያቆን ሐወይ. ልቢኻ ዝትንክፍ መዝሙር እዩ ብሐቂ. ማርያምና. አደ ጎይታና አላትና አጆኻ ከምኡ ቀጽሉ. ድንግል ማርያም.ምስ ኹልና ህዝቢ. ክርስቲያን.ትኹን. አሜን. አሜን አሜን 🙏🙏🙏💘💘💘💖💖💖❤❤❤💜💜💜😍😍😍

  • @gebrigebri2293
    @gebrigebri2293 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መለኣክት የስመዓልና እዝግኣብሄር ኣምላኽ ዝማሬ ኣቦና ቁዱስ ዳዊት ከምኡ ዉን ዝማሬ ኣቦና ቁዱስ ያረድ ዝሰመዐ ኣምላኽ ዝማሬኻ ይቀበል መዝሙር ንሰማዕቲ ከኣ እዝግኣብሄር ኣምላኽ ኣብታ ትመጽእ መንግስቱ ምስ ቁዱሳን ኣቦታትና ይጸንብረና ምእንተ ኪዳነ ምህረት ኣዲኡ ኢሉ ናይ ንስሓ ዕድመ ሂቡ ናብ ስጋ ወደሙ የብጸሓና ::

  • @yafietamanuiel8195
    @yafietamanuiel8195 3 ปีที่แล้ว

    zimarie melaekit yesimialina , lueul egiziabihier abti zeywudae asbi menigisite semayat dima kem hatiatina zeykone kem mihirutu yitemitena Amen.................

  • @ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ
    @ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ 3 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂውት የስመዐልና ክቡር ሓውና እስይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልል🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🙏🙏🙏

  • @babeiloveyou6398
    @babeiloveyou6398 4 ปีที่แล้ว +2

    ፈውሲ ልቢ ❤️🙏🏽 መድሃኒት ኣእምሮ መዝሙር ❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @mistirfkrimami9461
    @mistirfkrimami9461 4 ปีที่แล้ว +1

    መኣዚን ኣትፈአ ክጠራጠር
    አምነተይ ጎዲሉ አንክስወር
    ኣንፈት ቅድስናይ ዘትሕዘኒ
    ዘይ ጸሎት ማርያመይ 'ታይ ኣሎኒ
    ፍርሓተይ በዚሑ ከስተንፍስ አንቅዓ ምህረት ተውህበኒ አህህታይ ሰሚዓ🙏❤🙏

  • @filimonberihu9717
    @filimonberihu9717 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmalna bruk hawey bereketu yebzhalka fetari⛪⛪

  • @weinekassa3875
    @weinekassa3875 4 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልል ቃል ዝማሬየ የስምዐነ
    ምስጋና ንማርያም ምስጋና ዓዳሊት ጸጋታት አደ መድኃኒና:: ንዒ ኦ ማርያም ንዒ እሞ ርድእና ንስኺ ኢኺ ርኀርኀቲ አደና ሕርኸርኸ ዘይብላ ንጽሕቲ ኀሊና
    አምላኸ ምስኩልና መደበ ንአዳም ከድኅኖ ንዓኺ መረጸ ክትኮንዮ እኖ ትሑት እሺታኺ ንሰብ ተስፋ ኾኖ::🙏🙏🙏❤❤❤💘💘💘💝💝💝

  • @meserethayle7212
    @meserethayle7212 3 ปีที่แล้ว +1

    Wahsey target Dngley maryamey nay bhaki semae ade qale hiwet yesmealna Dyakon Brhin hawey ❤❤❤❤❤

  • @ተመስገንአምላኬ-ቀ8ጐ
    @ተመስገንአምላኬ-ቀ8ጐ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ዋሕሰይ ዝብላ ዝፅግዓላ ኪዳነ ምህረት ማርያም ኣላ ማርያም ኣላ ማርያመይ ኣላ

  • @RozinaTesfahiwet-o1k
    @RozinaTesfahiwet-o1k ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላአክቲ የስማልና ድያቆን ሃወይ ብጣዕሚተስፋ ሓጎስ ትህብ መዝሙር አያ ናብ ንስሓ ተብጽሕ መዝሙር አያ አሞ ኩሉ መዝሙራትካ ቐጽሎ ዝሓወይ አመ ብርሃን ኩሉ ግዜ ምሳካ ትኩን

  • @تلتلتى
    @تلتلتى 3 ปีที่แล้ว +2

    አሰይ እልልልልልልልልዝማሬ መላኣክቲ የሰማአልና እግዝኣብሄር የብዝሓልካ አብ ዘለናዮ አመቤት ምሳካ ትኩን ዝሃወይ

  • @efremfsaha1477
    @efremfsaha1477 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርክ
    ዲያቆን ተለፎን ባ ኣብዚ ጸሓፍልና ክትሕግዙና ግን ምስ ሰናይ ይቅረታ

  • @تلتلتى
    @تلتلتى 3 ปีที่แล้ว +1

    አሰይ እልልልልልልልልል ቃል እዝጋብሃር ይስመአና

  • @amant222
    @amant222 ปีที่แล้ว

    አልልልል እልልልልል እልልልታ ቅድስተ ቅድሳን ድንግል ማርያመይ ኣላ ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ፉቕር ሓዉና ናይ ዕድመ ጸጋካ እግዚኣብሄር ይባርከልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏☦️

  • @ghirmaydebsh1730
    @ghirmaydebsh1730 3 ปีที่แล้ว

    ዋሕሰይ ዝብላ ዝጽግዓላ ዝጽግዓል ዝጽግዓላ ኪዳነ ምህረት ማርያም ኣላ ማርያም ኣላ ማርያመይ ኣላ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማኦኣልና

  • @rahwaabraha3806
    @rahwaabraha3806 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen
    🙏🙏🙏❤❤❤🙏🍀zmare melakt yesmealna edmemstieina yebzehelka fetari zhawey

  • @Zemenmisgna-m6k
    @Zemenmisgna-m6k 10 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ❤ ዝማሬ ❤መላኣክት የስማዓልና ❤ ኣደይ ማርያም ❤ጽላላ ተምብረልካ

  • @letebrhanasfawwoldearegay9028
    @letebrhanasfawwoldearegay9028 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmare melekti yesmalna❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏mary..am ala bhaki tsilal kulatna wahasey zbla.......🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @tsegatsehaye5781
    @tsegatsehaye5781 3 ปีที่แล้ว

    Kidanemhert Mariamey ala❤🙏 kemzi natey do yhlu keysemae zeywel.

  • @asefashteklemaryam1970
    @asefashteklemaryam1970 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen
    Wahsey zbla zxgeala Kidanemihret maryam ala .zmare melakt yesmalna

  • @loveisbornfromunderstandin1467
    @loveisbornfromunderstandin1467 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ኣምላክ ምስ ኩሉና
    ኣነ ሃውኩም መዝሙር ክዋዳደር ይደሊ እየ ድልየት ናይ ምዝማር ኣለኒ ሃንቲ እውን ኣላትኒ ሃጉዙኒ

    • @asbialo6681
      @asbialo6681  3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ንዓኩም ይኩን ክቡራት ስድራ እግዝአብሄር ብቁጽሪ ቴሌ 0032466483613 ክትረክቡና ትከኣሉ ኢኩም።

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Zmare Melaekt Yesmealna, Nay Bhaki Tium Muzmur
    Redietin Bereketin Nay Adena Kidisti Dingl Mariam Ms Kuluna Yikun,
    Nakum Yehwatina Xega Ab Lieli Xega Yebzehalkum Fetari

  • @luwammedhanie4032
    @luwammedhanie4032 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zemare melakti yesmalna ezgabher xegu yebzhalka 🙏💒🙏

  • @weinekassa3875
    @weinekassa3875 4 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልል ቃል ህወት ዝሚርየ የስምዐና ድያቆን ብርሃነ ፍስሃየ ሐውና ሩሑስ ብዐል ቁዱስ የውሃንስ ከምእውን ረሑስ ሐድሽ ዓመት ዘመን ሰላም ዘመን ፍቕሪ ዘመን ቕሳነት ዘመን ራህዋ ዘመን ስኒት ይግበረልና አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏❤❤❤💘💘💘💖💖💖💜💜💜💝💝💝💕💕💕

  • @afewerkitesfamariam2386
    @afewerkitesfamariam2386 3 ปีที่แล้ว

    Kalehiwet yesmealna kbur haw nay agolglot admeka amlak ybark.💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒

  • @aidaabraham2738
    @aidaabraham2738 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና እግዝኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣብ ዘለናዮ እመ ብርሃን ትሓልወና።

  • @tigistikibrom7968
    @tigistikibrom7968 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
    Zimare melaekti yesmealna
    Hawna diyakon kea Egziabher Amlak tsegu yebzhalka. Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @maranatajesus9607
    @maranatajesus9607 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣስይይይይይይይይይ ደስ ዘበል ዝማሬ.
    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና!!
    ዋሕሰይ ዝብላ ዝጽግዓላ(3)
    ኪዳነ ምህርት ማርያም ኣላ(2) ማርያመይይይይ❤❤❤ ኣላ!!!!

  • @gebartewelde9927
    @gebartewelde9927 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣኽቲ የስማዓልና ፈጣሪ ። በረኸትን ረዲኤትን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ድማ ኣይፈለየና። ሓዉና ድማ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ የብዝሓዮ ኣምላኽ። ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚኣቢሄር።

  • @selamteclemicael8550
    @selamteclemicael8550 3 ปีที่แล้ว

    Amen zimare melakti yesmolna dikon hawuna Amlak odemen tionan yehabka btaiom ab wishiti libika ziatu mezmure.

  • @genettesfay4254
    @genettesfay4254 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zemari malkti yasmalna barkatan radetan nay adena kedesti dengel mes keltna yeken

  • @tekeakifle1814
    @tekeakifle1814 10 หลายเดือนก่อน

    Hewey zemari Egzabeher tsegeu yebzahelka adey Maryam kidane mhret ntsgala amen❤❤❤