ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ክነፈ ርግብ"""""""""ክነፈ ርግብ በብሩር ዘግቡር ወገበዋቲኅኒ ሐመልማለ ወርቅ/2/ ኣንቲ ምስራቅ ወወልድኪ ፀሐየ ጽድቅ አማን በአማን አማን በኣማን/2/ ኢየኅልቅ ኪዳንኪ ወላዲተ ኣምላክተስፋ ኣዳም ኢኺ ዘርሓኽሉ ገነት ጸሓይ ርኢናልኪ ዘርሓቀልና ጸልማት ህዝቅኤል ዝረኣያ ዝወጸልኪ ብርሃን ጓል ኢያቄም ሃና ወሊድክልና መድሕን መርከብ ናይ ኖህ ኢኺ ማልዶትኪ ዕቅባና ካብ ኣይሂ’ዛ ዓለም ሳላኺ ኣምሊጥና ስልማት ናይ ልብና ህያብ ጎልጎታ ኣደ ክትኮንና ዝሃበና ጎይታ ትምክኽቲ ዶኪማስ ድንግል እመ ብርሃን ኪዳንኪ ኣሚኑ ዝሓፈረ የለን ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ዕዙዝ’ዩ ኣብ ልዕሌኺ ደቅኺ ዘክሪ ድንግል ሓደራኺ ምስ ኤፍሬም ሶርያዊ ንዓኺ ክንውድስ ሰላም ለኪ ኢልና ዜማኺ ክንደርስ ይለዓል ከበሮ ይቃነ በገና ማርያም ማርያም ኢልና ከነመስግን ኢና ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና ጸሎታን ኣማላድነታን ናይ ቅድስቲ ድንግል ኣይፈለየና ኣሜን።
Amen Amen Amen
ኣቱም ኣሓዋተይየ ፡ ኢቲ ሰእሊ ጎይታ ክርስቲ ከሙ ውን ቅድስቲ ማርያም መን ኢዩ "ጸዓዱ" ዝገበሮ? ጻዓዱ ባዕሎም ዶ ኣይኮኑን? መሳሪሒ ኩፉእ ምህዞኦም። በሉ ኣነስ " ንጸሊም ክርስቶስ፡ ንጸላም ማርያም ኢየ ዝሰግድ! " ኣምላክ ሓቂ ምስኩሉኽም ይኩን። ኣሜን።
Amen Amen Amen zmare meliakt yesmealna egziabher amlak
Mejemrta zemare melakiti yesemalna brukat yehawtey ,ezi clip gna kabzi nay alemawi entay zefeley alewo kedawnti emdkayeyarkum bota nab alemawi yetseiry alo mezamurna ab ketsali b hade aynet kedann botan ketemetsiuna tesfa yegbir welas alemawyan editor eyom zeserhuwo zelwu ezi edition plz ahwatey ab ketsali teazebuwa eza reiyoto
@@yohanneshagos8470 yoni haweymejerta emo kab alietnet wxae dehar nmntey qdsti bietekrstyan nezi seli teqebilato hteta emo ktmlselka eya. behaqi ztesehahate trgum zelewom asaiel alewu gn xeadu sle zkonu aykonun . hazeni, trgmom sle ztebelasewe eyu. kawu kea n eyesus krstos b camera eko aytesealen xelim keynblo wey xeada. ezi wedhanka zhawey mearey.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ፍትዋተይይ🥰🥰🥰🥰🥰ዕልልልልልልልልልል ፀጋ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፍትዋተይ ኣሕዋተይይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
💗ክነፈ ርግብ💗ክነፈ ርግብ በብሩር ዘግቡርወገበዋቲኅኒ ሐመልማለ ወርቅ/2/ኣንቲ ምስራቅ ወወልድኪ ፀሐየ ጽድቅ አማን በአማን አማን በኣማን/2/ ኢየኅልቅ ኪዳንኪ ወላዲተ ኣምላክተስፋ ኣዳም ኢኺ ዘርሓኽሉ ገነትጸሓይ ርኢናልኪ ዘርሓቀልና ጸልማትህዝቅኤል ዝረኣያ ዝወጸልኪ ብርሃንጓል ኢያቄም ሃና ወሊድክልና መድሕንመርከብ ናይ ኖህ ኢኺ ማልዶትኪ ዕቅባናካብ ኣይሂ’ዛ ዓለም ሳላኺ ኣምሊጥናስልማት ናይ ልብና ህያብ ጎልጎታኣደ ክትኮንና ዝሃበና ጎይታትምክኽቲ ዶኪማስ ድንግል እመ ብርሃንኪዳንኪ ኣሚኑ ዝሓፈረ የለንውህበት ጸጋ ኣምላኽ ዕዙዝ’ዩ ኣብ ልዕሌኺደቅኺ ዘክሪ ድንግል ሓደራኺምስ ኤፍሬም ሶርያዊ ንዓኺ ክንውድስሰላም ለኪ ኢልና ዜማኺ ክንደርስይለዓል ከበሮ ይቃነ በገናማርያም ማርያም ኢልና ከነመስግን ኢና
🙏🙏🙏🙏🙏 🤲 Ellllllll Ellllllll Ellllllll Zmare melaakti yesmaalna amen
elellllllllllllll eleeeeeeeeeellll amen amen amen
Gt
ዚማረ መላክቲ የስማና
@@yohanabeyene5048 ዝማርየ መላእክት የስምዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላእለም 👏👏👏👏👏ንብረለና
ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን ማነዉ እንደኔ የኤርትርያን መዝሙር የምወድ
አኔ ❤
❤❤
Ene 🥰🥰🥰
እኔ ❤
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና። እግዚአብሔር ኣብ ዝዓበየ ጸጋን ኣገልግሎትን የብጽሕኹም የሕዋት። ጸሎት፣ በረኸት፣ ረድኤት፣ ቃል ኪዳን ናይ ቅድስት ኣዴና ምስ ኹላትና ይኹን።
😘😘😘
amien.
❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን የሕዋት ኣሓት ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቲያን ትኹንክነፈ ርግብክነፈ ርግብ በብሩር ዘግቡር ወገበዋቲኅኒ ሐመልማለ ወርቅ/2/ኣንቲ ምስራቅ ወወልድኪ ፀሐየ ጽድቅ አማን በአማንአማን በኣማን/2/ ኢየኅልቅ ኪዳንኪ ወላዲተ ኣምላክተስፋ ኣዳም ኢኺ ዘርሓኽሉ ገነት ጸሓይ ርኢናልኪ ዘርሓቀልና ጸልማት ህዝቅእየል ዝረኣያ ዝወጸልኪ ብርሃንጓል ኢያቄም ሃና ወሊድክልና መድሕንመርከብ ናይ ኖህ ኢኺ ማልዶትኪ ዕቅባናካብ ኣይሂ’ዛ ዓለም ሳላኺ ኣምሊጥናስልማት ናይ ልብና ህያብ ጎልጎታኣደ ክትኮንና ዝሃበና ጎይታትምክኽቲ ዶኪማስ ድንግል እመ ብርሃንኪዳንኪ ኣሚኑ ዝሓፈረ የለንውህበት ጸጋ ኣምላኽ ዕዙዝ’ዩ ኣብ ልዕሌኺደቅኺ ዘክሪ ድንግል ሓደራኺምስ ኤፍሬም ሶርያዊ ንዓኺ ክንውድስሰላም ለኪ ኢልና ዜማኺ ክንደርስይለዓል ከበሮ ይቃነ በገናማርያም ማርያም ኢልና ከነመስግን ኢናወስብሓት ወለእግዚኣብሔርወለወላዲቱ ድንግል ማርያምወለመስቀሉ ክብር ኣሜን
ኣሜን ❤ ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና ❤ ኣደይ ማርያም ❤ ጽላላ ተምብረልካ ❤
_እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል__ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል_💐💐💐💐💐🌺🌺🌺🌺🌺🌸🌸🌸🌸🌸_ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም_🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
Amen amen amen zmarie melakit yesmelna fetari yhwatey mearey 🙏🙏🙏 xolotkum bereketkumun ayfeleyena 💒💒💒⛪⛪⛪
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ እልልልልልልልልል ዝማረ መላእክት የስማዓልና የሕዋተይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ኣደ ፍቕሪ ኣደ ትሕትና ትምክሕትና ዝኾነት ደንግል ማርያም ኣማላድነታ ኣይፈለየና ኣሜን !!!
Lbi ztinkif des zbl mezmur. Zmare melaikt yasemalign. EGZIABHIER AMLAK aezizu yibarkekum. AMEN.
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ስድራ ልዑል ኣምላኽ!
ዝሜሬ መላእክት ያሶማልን የስምዕልና ክቡር ሓዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። እግዚአብሔር ጸጋ የብዝሓልኩም። ብሓቂ ንዘልዓለም ከነመስግና ኢና ።
ተመስገን ፈጣሪ ነዚ ካብ መዓር ዝጥዕም ሙዑዝ ዝኮነ መዝሙር ዘስማዕካኒ ደቂ እመ ብርሃን ኣሕዋተይ ኣጆኩም በርትዑ ኣይትህመቁ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኢ ይብዛሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ🍀🍀🍀
kale hiwot yasemalen i am ethiopian orthodox tewhedo cherch follower but nothing stop to hear eriterian ortodox mezmur because we are one (ancient ethiopia)
ዓይንን ልብን ዝመልእ ፡ ብጣዕሚ ጥዑም ዝማሬ💕ክትጽብቁ አግዚኣብሄር ጸጋ በረኸቱ የብዛሓልኩም🙏🙏🙏ድያቆን ናሆም ሓወይ እንቋዕ ናትና ኰንኩም😊❤
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝማረ ምሕረት ናይ ጎይታ ጎይቶት ከምኡ ውን ኣማላድነት ናይ እመ ኣምላክ ተራዳእነት ናይ ቅዱሳን ኣይፈለየና ኣሜን።ንመጻኢ ግን ኩልና ሓደራ ካብ ያሬዳዊ ዜማ ከይንወጽእ ንመጻኢ ንጠምት ብፍላይ ብኸምዚ ተቀሪጹ ንዝጸንሕ/ንዝዝርጋሕ ጥራይ ዘይኮነስ ኩልና እቲ ኣብ ቤትና ንዝምሮ ጽባሕ ንግሆ ንደቅና ደርፍን መዝሙርን ምፍልላይ ዝስእኑሉ ከይከውን።
እሺ ክብረት ይሃበልና ብሓቂ ዓባይ መኽሪ
Zmere melakti yesmhalna D. nahoma aziya thmti mezmur eya mo egzabher ybarik
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 e llllllll ellllllll elllllllll zmarie melakt yesmealna xegu yebzhelkum fetari lbka zeresrs mezmur
እልልልልልልልል እጹብ ድንቂ መዝሙር!!! ዝማሬ መላእክት የስመዓልና!!! ደስ ዘብል ዕዮ ማሕበር!!! ሓውና ድያቆን ናሆም ድማ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ!!!
AmenAmenAmen
ዕልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልል ዝማረ መላአኽቲ የስማልና ጸጋ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ኣይፈለየኩም በረኸቱ የብዝሃልኩም ።
Ellllllll zemare melakti yesmealna
Nohoma amlak xega ybzh,zemene agelglotkum ke ybark,xbuq srah,qale nay hiwet yesmalna
ዝማሬ መላእክት የሰምዓልና ክቡራት ኣሕዋትና ስምኩምን ስምናን ኣብ ዓምደ ወርቅ ይጽሓፈልና በረኸታን ጸሎታን ኣማላድነታን ቅድስተ ቅዱሳን ንጽህተ ንጹሃን ወላዲተ ኣምላኽ ዝኾነት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምሳኹም ይኹን
*በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ**ክነፈ ርግብ በብሩር ዘግቡር ወገበዋቲሃኒ ሐመልማለ ወርቅ(2)**ኣንቲ ምስራቅ ወወልድኪ ፀሐየ ጽድቅ* *ኣማን በኣማን(2)*ኢየሃልቅ ኪዳንኪ ወላዲተ ኣምላክ(2)*ብስም *ስላሴ* ሓቢርና ንዘምር
Zmarie MelAkti YesmeAlna Yehwat Egziabhier Amlakna xegU yebzhalkum zemen hiwetkum ybark...embrhan thalkum Amen(3)...!
ብሓቂ እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩ ዘምንኩም ይባርክ በረከታን ጣዕማን ፍቅራን ይክፈለኩም ብሓቂ ደስ ትብል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
Amen🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የስመኣልና ስበሃት ለእግዛብሄር ለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሕዋተይ ጽቡቅ መዝሙር
ዕልልልልልል ዕልልልልልልል ዕልልልልልልል ዝማረ መላእክት የስምዓልና!!! እግዚኣብሄር ጸጋ በረከቱ የብዝሓልኩም።
💕💕💕🙏🙏🙏
AMEN AMEN AMEN ZMARA MELEKTI YSMALNA SDETNA YEHXRELNA
ቃል ሂወት የስመዓል፡ እግዚአብሔርን ናይ ጸጋ ዕድመኩም ይባርክ ።
አልልልልልልልልል አልልልልልልል አልልልልልልልልል ናይ ብሃቂ ተስፋና አኪ ማርያመይ
ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ ጎይታ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም ኣፍቀርቲ እመኣምላክ ኣኅዋተይ። እመብርሃን ኩሉ ግዜ ብጸሎታ ትደግፍኩም፡ ዋህስ ጠበቃ ትኩንኩም። ብድጋሜ ዝማሬ መላእክት የስምኣለይ። ተባረኩ ፍቁራተይ
Mrs Merry amen amen amen😇😇😇
Amen AmenAmen! Zamari nay ageglot zemnka yebarak🙏🙏🙏💒💒💒🤲🤲🤲
Amen amen zmarie melakit yesmelna
ኣሜን ዝማረ መላእኽት የስመዓልና፡ደቂ እመቤተይ
ዝማሬ መላእክት የስምኣልና .ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ 🙏🙏🙏
Zmari melaekt yesmalna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና. ኣምላክ ናይ ኣገልጉለት ዘመንኩም ይባርኽ🙏
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ደስ የሚል ዝማሬ ነው እግዚአብሔር ይጠብቃችሁ
Aseyyy kendey des zebel mezmur Amlak xegue yebzehalkum zemaria melakti yesmalna 🙏🤲🙏🤲🙏🤲💖🇪🇷
አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላክት የስማልና
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጥዕምቲ መዝሙር ድያቆን ናሆም
Elelelelelelelelelelele zemare melakti yesmalna amaladenat nayi kodese kodsan dengel mareyam ayifleyena nekolatena deki tewhado
አጥንት የሚያለመልም ዝማሬ መላእክት ያሠማል
Amen zmare melakti yesmalna egzabiher amlak xegakum yebzhalkum des zebl egzabiher b xolotkum yhalwena
Amen (3) qalehiwetu yesimialina kuburat ahiwatey
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የማልና ነቶም ብዘይ ምስትውዓል dislike ዝብሉ ሰባት ድማ ምስትዓሉ ይሃቦም ።
*ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስምዓልና ፡ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸገ በዲበ ጸጋ የብዝሓልኩም ኣሕዋት፡*
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልናናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባረኽ
አሜን አሜን አሜን ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጥዑምቲ መዝሙር ✝️🤲❤
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና! ብሓቂ ደስ ዝብል ዝማሬ! እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም!
bgjhmhj
ibjhjjjnjfmyjkkkjjjcim
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ጸግኡ ይብዝሓልኩም ኣሕዋት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማልና ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዘመርመልእኪት ይስመዓልና
እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ❤❤❤❤❤❤
ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝሜሬ መላእክት የሰመዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዝማሬ መልእክት የስምዓልና። እዝጋብሄር ባዕሉ ይሓግዝኩም ክብራት ኣሕዋተይ ኣሓተይ ሓሳብ ልብኩም ይስመረልኩም፡
ዘማረ መላእክት የስማአልና.እልልልልልልልልልልእልለልልልልልልልእልልልልልልልል
Amen Amen Amen zmare melakt yesmalna,egziabher amlak tsegu yebzhalkum
ኣሰይይይይይይ እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና♥️🌿🌿🌿🌿🥰🥰🥰
Asey orthodox tewahdo mukan ko kbri iyu asey elllllllllll zmare melakt yesmealna brukatey 😇😇🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ዝማሬ መላዕክትን ያሰማልን በጣም የምወደው መዝሙር ነው ግን በጣም አፈጠናችሁት ሩጫ ነው ቀስ አድርጋችሁ ዘምሩት እንደመናፍቃን አይሁን
ኣሚውን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም
Amen Amen AmenZmare melaekt yesmealna Dngle maryam mskulatna tkun tbarkena wn ርህርህቲ ኣዴና
Zemare malekti yesemalkum nay agolgulot zamenkum ybarek asyyyyy betami zhegus eyu ab sedat kemzi ketri abi xega eyu 💯💯💯❤❤❤🙏🙏🙏👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪⛪⛪
ቃለ ህይወት የስማዓልና በረከት ናይ እመ ቤታችን ምስ ኩላትና ይኩን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ፍቁራተይ ኣብ ቤቱ የንብርኩም !!!
Amen 🙏 qal hiwet yesmelna 🕊🙏🙏🙏
asssseyyyy zmare melakty yesmalna deki amebrhan
AmenAmenAmen Nlbi zeresrs zmarie meleakti yesmealna yhwat.
ኣልልልልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስማዓልና።
አንቲ ምስራቅ ወወልድኪ ዐሐየ ፅድቅ አማን በአማን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
Zimare melakty yesmealna egzabher amlak nay zemen agelgulotkum ybark abxelotkum zekuruna
Yahwitey abiey eyi ebu nagrun bajokim ab labey atiyen 18 gazhi semoy ko Talfon ebu sededley yahwitey kemio fakid amlki 🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒🙏🙏💒🙏💒
Ab Abu Dhabi eyu United Arab Emirates
Wela ane benut tebareku nay zemen agelgletkum ybark Amlake abewine. Hanti malti kea abta qdsti hagerna kmzi gerna knmesgen fqadu ykun!!! Enber ertrwyansi fah ilna
ኣሜን ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማን መላእኽቲ የሰምዓልና ኩቡር ሓወይ ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላኣኽቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ
ዝማሬ መላክት የስመዓልና : እግዚኣብሄር ይባርኽኩም የሕዋት
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና!!!
ዕልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና
ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና ሓወይ❤ ኣደይ ማርያም❤ ጽላላ ተምብረልካ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልየአገልግሎት ዘመንኻ እግዚአብሔር ይባርከልኻ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማኣልና እዚ እውን ህያብ እግዚኣብሔር እዩ ። ብርድኢት ውዕለት ኣምላኽን ምክንያት ድሕነትና ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያምን ተረዲእኻ እትገብሮ ኩሉ መወዳድርቲ ዘይርከቦ ፍጹም ሐጉስ እዩ ዝፈጥረልካ ኣብ ልብካ ። እዛ ናትካ መዝሙር ድማ ሐንቲ ካብተን ዝምስጣኒ እያ ። ኣነ ብዓቅመይ ዝመኽረካ እምበኣር ዝተዋህበኻ ጸጋ ኣለኻ ብውዳሴ ኸንቱ ከይተጥፍኦ ጥንቅ ብል እዚ መንፈሳዊ ምክረይ እዩ። ዘረባ ደኣ ኣብዚሔልካ እምበር እታ መዝሙር ጽብቅት እንተ ኮይናስ ደቃይቅ ውስክ ደኣ ኣብለላ ምክንያቱ እቲ እተሕልፎ መልእክቲ እቲ ዝሰምዕ ሰብ ከስተማቅሮ ኣለዎ ዝብል ርኢቶ ኣለኒ ። ሰላም እግዚኣብሔር ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን
Amen Amen Amen 🙏 zimar melaekit yesmalna
እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩምን ይቀድሰልኩምን
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራት አሕዋተና ፀጋኡ የብዘሐልኩም ክን እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና አሜን አሜን አሜን ረድኤትን በረከትን ኣማላዲነትን ናይ ኣዴና ቅድስት ቅዱሳን ንጽህት ንጹሃን ድንግል ማርያም ይሕደረና አሜን አሜን አሜን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና
ዕልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓና!!!!!!!
ዝማሬ መላእክት የ'ስምዓልና የ'ሕዋት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ቅዱሱ ኣምላክና ወሊድ ኣምላክ ምስ ኩላትና ትኩን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።
ዝማሬ ማላእክቲ ዝተቀበለ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ ንኩልኩም ኣብዛ መዝሙር ዝተሳተፍኩም ኣምላክ ጸግኡ የብዝዝሓልኩም
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና እይዚኣቢሄር ኣምላክ ናይ ኣገልጊሎ ዕድሜኩም ይባርከልኩም
አዝመራ መላእክት የስምዕ ለና🙏🙏🙏
እልልልልልልልልልልልልል ዝማርየ መላእክት የስማዓልና
Zemare melakt yasemalen 🙏Gn tnsh fetenebgn ykerta🙏
amien zmarie melaekt yesmealna fqurey tselotan bereketa nay adiena qdst dngl maryam mskulatna ykun.
ዝማሬ መላእክት የዝምዓልና። ዝማረኹም ይቀበለልም ፉቑራት ስድራ ክርስቶስ ይሕዋተይ።
Amen Amen Amen zemari Melakti yesmalena &god bless you orthodox tewehado church 💒⛪💒🙏🙏🙏
ክነፈ ርግብ
"""""""""
ክነፈ ርግብ በብሩር ዘግቡር
ወገበዋቲኅኒ ሐመልማለ ወርቅ/2/
ኣንቲ ምስራቅ ወወልድኪ ፀሐየ ጽድቅ አማን በአማን አማን በኣማን/2/ ኢየኅልቅ ኪዳንኪ ወላዲተ ኣምላክ
ተስፋ ኣዳም ኢኺ ዘርሓኽሉ ገነት
ጸሓይ ርኢናልኪ ዘርሓቀልና ጸልማት
ህዝቅኤል ዝረኣያ ዝወጸልኪ ብርሃን
ጓል ኢያቄም ሃና ወሊድክልና መድሕን
መርከብ ናይ ኖህ ኢኺ ማልዶትኪ ዕቅባና
ካብ ኣይሂ’ዛ ዓለም ሳላኺ ኣምሊጥና
ስልማት ናይ ልብና ህያብ ጎልጎታ
ኣደ ክትኮንና ዝሃበና ጎይታ
ትምክኽቲ ዶኪማስ ድንግል እመ ብርሃን
ኪዳንኪ ኣሚኑ ዝሓፈረ የለን
ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ዕዙዝ’ዩ ኣብ ልዕሌኺ
ደቅኺ ዘክሪ ድንግል ሓደራኺ
ምስ ኤፍሬም ሶርያዊ ንዓኺ ክንውድስ
ሰላም ለኪ ኢልና ዜማኺ ክንደርስ
ይለዓል ከበሮ ይቃነ በገና
ማርያም ማርያም ኢልና ከነመስግን ኢና
ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና ጸሎታን ኣማላድነታን ናይ ቅድስቲ ድንግል ኣይፈለየና ኣሜን።
Amen Amen Amen
ኣቱም ኣሓዋተይየ ፡ ኢቲ ሰእሊ ጎይታ ክርስቲ ከሙ ውን ቅድስቲ ማርያም መን ኢዩ "ጸዓዱ" ዝገበሮ? ጻዓዱ ባዕሎም ዶ ኣይኮኑን? መሳሪሒ ኩፉእ ምህዞኦም። በሉ ኣነስ " ንጸሊም ክርስቶስ፡ ንጸላም ማርያም ኢየ ዝሰግድ! " ኣምላክ ሓቂ ምስኩሉኽም ይኩን። ኣሜን።
Amen Amen Amen zmare meliakt yesmealna egziabher amlak
Mejemrta zemare melakiti yesemalna brukat yehawtey ,ezi clip gna kabzi nay alemawi entay zefeley alewo kedawnti emdkayeyarkum bota nab alemawi yetseiry alo mezamurna ab ketsali b hade aynet kedann botan ketemetsiuna tesfa yegbir welas alemawyan editor eyom zeserhuwo zelwu ezi edition plz ahwatey ab ketsali teazebuwa eza reiyoto
@@yohanneshagos8470 yoni haweymejerta emo kab alietnet wxae dehar nmntey qdsti bietekrstyan nezi seli teqebilato hteta emo ktmlselka eya. behaqi ztesehahate trgum zelewom asaiel alewu gn xeadu sle zkonu aykonun . hazeni, trgmom sle ztebelasewe eyu. kawu kea n eyesus krstos b camera eko aytesealen xelim keynblo wey xeada. ezi wedhanka zhawey mearey.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ፍትዋተይይ🥰🥰🥰🥰🥰ዕልልልልልልልልልል ፀጋ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፍትዋተይ ኣሕዋተይይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
💗ክነፈ ርግብ💗
ክነፈ ርግብ በብሩር ዘግቡር
ወገበዋቲኅኒ ሐመልማለ ወርቅ/2/
ኣንቲ ምስራቅ ወወልድኪ ፀሐየ ጽድቅ አማን በአማን አማን በኣማን/2/ ኢየኅልቅ ኪዳንኪ ወላዲተ ኣምላክ
ተስፋ ኣዳም ኢኺ ዘርሓኽሉ ገነት
ጸሓይ ርኢናልኪ ዘርሓቀልና ጸልማት
ህዝቅኤል ዝረኣያ ዝወጸልኪ ብርሃን
ጓል ኢያቄም ሃና ወሊድክልና መድሕን
መርከብ ናይ ኖህ ኢኺ ማልዶትኪ ዕቅባና
ካብ ኣይሂ’ዛ ዓለም ሳላኺ ኣምሊጥና
ስልማት ናይ ልብና ህያብ ጎልጎታ
ኣደ ክትኮንና ዝሃበና ጎይታ
ትምክኽቲ ዶኪማስ ድንግል እመ ብርሃን
ኪዳንኪ ኣሚኑ ዝሓፈረ የለን
ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ዕዙዝ’ዩ ኣብ ልዕሌኺ
ደቅኺ ዘክሪ ድንግል ሓደራኺ
ምስ ኤፍሬም ሶርያዊ ንዓኺ ክንውድስ
ሰላም ለኪ ኢልና ዜማኺ ክንደርስ
ይለዓል ከበሮ ይቃነ በገና
ማርያም ማርያም ኢልና ከነመስግን ኢና
🙏🙏🙏🙏🙏 🤲 Ellllllll Ellllllll Ellllllll Zmare melaakti yesmaalna amen
elellllllllllllll eleeeeeeeeeellll amen amen amen
Gt
ዚማረ መላክቲ የስማና
@@yohanabeyene5048 ዝማርየ መላእክት የስምዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላእለም 👏👏👏👏👏ንብረለና
ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን ማነዉ እንደኔ የኤርትርያን መዝሙር የምወድ
አኔ ❤
❤❤
Ene 🥰🥰🥰
እኔ ❤
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና። እግዚአብሔር ኣብ ዝዓበየ ጸጋን ኣገልግሎትን የብጽሕኹም የሕዋት። ጸሎት፣ በረኸት፣ ረድኤት፣ ቃል ኪዳን ናይ ቅድስት ኣዴና ምስ ኹላትና ይኹን።
😘😘😘
amien.
❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን የሕዋት ኣሓት
ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቲያን ትኹን
ክነፈ ርግብ
ክነፈ ርግብ በብሩር ዘግቡር ወገበዋቲኅኒ ሐመልማለ ወርቅ/2/
ኣንቲ ምስራቅ ወወልድኪ ፀሐየ ጽድቅ አማን በአማን
አማን በኣማን/2/ ኢየኅልቅ ኪዳንኪ ወላዲተ ኣምላክ
ተስፋ ኣዳም ኢኺ ዘርሓኽሉ ገነት
ጸሓይ ርኢናልኪ ዘርሓቀልና ጸልማት
ህዝቅእየል ዝረኣያ ዝወጸልኪ ብርሃን
ጓል ኢያቄም ሃና ወሊድክልና መድሕን
መርከብ ናይ ኖህ ኢኺ ማልዶትኪ ዕቅባና
ካብ ኣይሂ’ዛ ዓለም ሳላኺ ኣምሊጥና
ስልማት ናይ ልብና ህያብ ጎልጎታ
ኣደ ክትኮንና ዝሃበና ጎይታ
ትምክኽቲ ዶኪማስ ድንግል እመ ብርሃን
ኪዳንኪ ኣሚኑ ዝሓፈረ የለን
ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ዕዙዝ’ዩ ኣብ ልዕሌኺ
ደቅኺ ዘክሪ ድንግል ሓደራኺ
ምስ ኤፍሬም ሶርያዊ ንዓኺ ክንውድስ
ሰላም ለኪ ኢልና ዜማኺ ክንደርስ
ይለዓል ከበሮ ይቃነ በገና
ማርያም ማርያም ኢልና ከነመስግን ኢና
ወስብሓት ወለእግዚኣብሔር
ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም
ወለመስቀሉ ክብር ኣሜን
ኣሜን ❤ ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና ❤ ኣደይ ማርያም ❤ ጽላላ ተምብረልካ ❤
_እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል_
_ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል_
💐💐💐💐💐🌺🌺🌺🌺🌺🌸🌸🌸🌸🌸
_ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም_
🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸
💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
Amen amen amen zmarie melakit yesmelna fetari yhwatey mearey 🙏🙏🙏 xolotkum bereketkumun ayfeleyena 💒💒💒⛪⛪⛪
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ እልልልልልልልልል ዝማረ መላእክት የስማዓልና የሕዋተይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ኣደ ፍቕሪ ኣደ ትሕትና ትምክሕትና ዝኾነት ደንግል ማርያም ኣማላድነታ ኣይፈለየና ኣሜን !!!
Lbi ztinkif des zbl mezmur. Zmare melaikt yasemalign. EGZIABHIER AMLAK aezizu yibarkekum. AMEN.
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ስድራ ልዑል ኣምላኽ!
ዝሜሬ መላእክት ያሶማልን የስምዕልና ክቡር ሓዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። እግዚአብሔር ጸጋ የብዝሓልኩም። ብሓቂ ንዘልዓለም ከነመስግና ኢና ።
ተመስገን ፈጣሪ ነዚ ካብ መዓር ዝጥዕም ሙዑዝ ዝኮነ መዝሙር ዘስማዕካኒ ደቂ እመ ብርሃን ኣሕዋተይ ኣጆኩም በርትዑ ኣይትህመቁ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኢ ይብዛሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ🍀🍀🍀
kale hiwot yasemalen i am ethiopian orthodox tewhedo cherch follower but nothing stop to hear eriterian ortodox mezmur because we are one (ancient ethiopia)
ዓይንን ልብን ዝመልእ ፡ ብጣዕሚ ጥዑም ዝማሬ💕
ክትጽብቁ አግዚኣብሄር ጸጋ በረኸቱ የብዛሓልኩም🙏🙏🙏ድያቆን ናሆም ሓወይ እንቋዕ ናትና ኰንኩም😊❤
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝማረ ምሕረት ናይ ጎይታ ጎይቶት ከምኡ ውን ኣማላድነት ናይ እመ ኣምላክ ተራዳእነት ናይ ቅዱሳን ኣይፈለየና ኣሜን።
ንመጻኢ ግን ኩልና ሓደራ ካብ ያሬዳዊ ዜማ ከይንወጽእ ንመጻኢ ንጠምት ብፍላይ ብኸምዚ ተቀሪጹ ንዝጸንሕ/ንዝዝርጋሕ ጥራይ ዘይኮነስ ኩልና እቲ ኣብ ቤትና ንዝምሮ ጽባሕ ንግሆ ንደቅና ደርፍን መዝሙርን ምፍልላይ ዝስእኑሉ ከይከውን።
እሺ ክብረት ይሃበልና ብሓቂ ዓባይ መኽሪ
Zmere melakti yesmhalna D. nahoma aziya thmti mezmur eya mo egzabher ybarik
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 e llllllll ellllllll elllllllll zmarie melakt yesmealna xegu yebzhelkum fetari lbka zeresrs mezmur
እልልልልልልልል እጹብ ድንቂ መዝሙር!!! ዝማሬ መላእክት የስመዓልና!!! ደስ ዘብል ዕዮ ማሕበር!!! ሓውና ድያቆን ናሆም ድማ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ!!!
Amen
Amen
Amen
ዕልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልል
ዕልልልልልልልልልልል ዝማረ መላአኽቲ የስማልና ጸጋ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ኣይፈለየኩም በረኸቱ የብዝሃልኩም ።
Ellllllll zemare melakti yesmealna
Nohoma amlak xega ybzh,zemene agelglotkum ke ybark,xbuq srah,qale nay hiwet yesmalna
ዝማሬ መላእክት የሰምዓልና ክቡራት ኣሕዋትና ስምኩምን ስምናን ኣብ ዓምደ ወርቅ ይጽሓፈልና በረኸታን ጸሎታን ኣማላድነታን ቅድስተ ቅዱሳን ንጽህተ ንጹሃን ወላዲተ ኣምላኽ ዝኾነት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምሳኹም ይኹን
*በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ*
*ክነፈ ርግብ በብሩር ዘግቡር ወገበዋቲሃኒ ሐመልማለ ወርቅ(2)*
*ኣንቲ ምስራቅ ወወልድኪ ፀሐየ ጽድቅ*
*ኣማን በኣማን(2)*ኢየሃልቅ ኪዳንኪ ወላዲተ ኣምላክ(2)*
ብስም *ስላሴ* ሓቢርና ንዘምር
Zmarie MelAkti YesmeAlna Yehwat Egziabhier Amlakna xegU yebzhalkum zemen hiwetkum ybark...embrhan thalkum Amen(3)...!
ብሓቂ እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩ ዘምንኩም ይባርክ በረከታን ጣዕማን ፍቅራን ይክፈለኩም ብሓቂ ደስ ትብል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
Amen🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የስመኣልና ስበሃት ለእግዛብሄር ለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሕዋተይ ጽቡቅ መዝሙር
ዕልልልልልል ዕልልልልልልል ዕልልልልልልል
ዝማረ መላእክት የስምዓልና!!! እግዚኣብሄር ጸጋ በረከቱ የብዝሓልኩም።
💕💕💕🙏🙏🙏
AMEN AMEN AMEN ZMARA MELEKTI YSMALNA SDETNA YEHXRELNA
ቃል ሂወት የስመዓል፡ እግዚአብሔርን ናይ ጸጋ ዕድመኩም ይባርክ ።
አልልልልልልልልል አልልልልልልል አልልልልልልልልል ናይ ብሃቂ ተስፋና አኪ ማርያመይ
ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ ጎይታ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም ኣፍቀርቲ እመኣምላክ ኣኅዋተይ። እመብርሃን ኩሉ ግዜ ብጸሎታ ትደግፍኩም፡ ዋህስ ጠበቃ ትኩንኩም። ብድጋሜ ዝማሬ መላእክት የስምኣለይ። ተባረኩ ፍቁራተይ
Mrs Merry amen amen amen😇😇😇
Amen
Amen
Amen!
Zamari nay ageglot zemnka yebarak🙏🙏🙏💒💒💒🤲🤲🤲
Amen amen zmarie melakit yesmelna
ኣሜን ዝማረ መላእኽት የስመዓልና፡
ደቂ እመቤተይ
ዝማሬ መላእክት የስምኣልና .ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ 🙏🙏🙏
Zmari melaekt yesmalna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና. ኣምላክ ናይ ኣገልጉለት ዘመንኩም ይባርኽ🙏
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ደስ የሚል ዝማሬ ነው እግዚአብሔር ይጠብቃችሁ
Aseyyy kendey des zebel mezmur Amlak xegue yebzehalkum zemaria melakti yesmalna 🙏🤲🙏🤲🙏🤲💖🇪🇷
አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላክት የስማልና
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጥዕምቲ መዝሙር ድያቆን ናሆም
Elelelelelelelelelelele zemare melakti yesmalna amaladenat nayi kodese kodsan dengel mareyam ayifleyena nekolatena deki tewhado
አጥንት የሚያለመልም ዝማሬ መላእክት ያሠማል
Amen zmare melakti yesmalna egzabiher amlak xegakum yebzhalkum des zebl egzabiher b xolotkum yhalwena
Amen (3) qalehiwetu yesimialina kuburat ahiwatey
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የማልና ነቶም ብዘይ ምስትውዓል dislike ዝብሉ ሰባት ድማ ምስትዓሉ ይሃቦም ።
*ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስምዓልና ፡ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸገ በዲበ ጸጋ የብዝሓልኩም ኣሕዋት፡*
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና
ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባረኽ
አሜን አሜን አሜን ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጥዑምቲ መዝሙር ✝️🤲❤
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና! ብሓቂ ደስ ዝብል ዝማሬ! እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም!
bgjhmhj
ibjhjjjnjfmyjkkkjjjcim
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ጸግኡ ይብዝሓልኩም ኣሕዋት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማልና ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዘመርመልእኪት ይስመዓልና
እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ❤❤❤❤❤❤
ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዝሜሬ መላእክት የሰመዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዝማሬ መልእክት የስምዓልና። እዝጋብሄር ባዕሉ ይሓግዝኩም ክብራት ኣሕዋተይ ኣሓተይ ሓሳብ ልብኩም ይስመረልኩም፡
ዘማረ መላእክት የስማአልና.እልልልልልልልልልልእልለልልልልልልልእልልልልልልልል
Amen Amen Amen zmare melakt yesmalna,egziabher amlak tsegu yebzhalkum
ኣሰይይይይይይ እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና♥️🌿🌿🌿🌿🥰🥰🥰
Asey orthodox tewahdo mukan ko kbri iyu asey elllllllllll zmare melakt yesmealna brukatey 😇😇🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ዝማሬ መላዕክትን ያሰማልን በጣም የምወደው መዝሙር ነው ግን በጣም አፈጠናችሁት ሩጫ ነው ቀስ አድርጋችሁ ዘምሩት እንደመናፍቃን አይሁን
ኣሚውን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም
Amen Amen Amen
Zmare melaekt yesmealna
Dngle maryam mskulatna tkun tbarkena wn ርህርህቲ ኣዴና
Zemare malekti yesemalkum nay agolgulot zamenkum ybarek asyyyyy betami zhegus eyu ab sedat kemzi ketri abi xega eyu 💯💯💯❤❤❤🙏🙏🙏👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪⛪⛪
ቃለ ህይወት የስማዓልና በረከት ናይ እመ ቤታችን ምስ ኩላትና ይኩን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ፍቁራተይ ኣብ ቤቱ የንብርኩም !!!
Amen 🙏 qal hiwet yesmelna 🕊🙏🙏🙏
asssseyyyy zmare melakty yesmalna deki amebrhan
Amen
Amen
Amen Nlbi zeresrs zmarie meleakti yesmealna yhwat.
ኣልልልልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስማዓልና።
አንቲ ምስራቅ ወወልድኪ ዐሐየ ፅድቅ አማን በአማን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
Zimare melakty yesmealna egzabher amlak nay zemen agelgulotkum ybark abxelotkum zekuruna
Yahwitey abiey eyi ebu nagrun bajokim ab labey atiyen 18 gazhi semoy ko
Talfon ebu sededley yahwitey kemio fakid amlki 🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒🙏🙏💒🙏💒
Ab Abu Dhabi eyu United Arab Emirates
Wela ane benut tebareku nay zemen agelgletkum ybark Amlake abewine. Hanti malti kea abta qdsti hagerna kmzi gerna knmesgen fqadu ykun!!! Enber ertrwyansi fah ilna
ኣሜን ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማን መላእኽቲ የሰምዓልና ኩቡር ሓወይ ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላኣኽቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ
ዝማሬ መላክት የስመዓልና : እግዚኣብሄር ይባርኽኩም የሕዋት
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና!!!
ዕልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና
ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና ሓወይ❤ ኣደይ ማርያም❤ ጽላላ ተምብረልካ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልየአገልግሎት ዘመንኻ እግዚአብሔር ይባርከልኻ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማኣልና እዚ እውን ህያብ እግዚኣብሔር እዩ ። ብርድኢት ውዕለት ኣምላኽን ምክንያት ድሕነትና ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያምን ተረዲእኻ እትገብሮ ኩሉ መወዳድርቲ ዘይርከቦ ፍጹም ሐጉስ እዩ ዝፈጥረልካ ኣብ ልብካ ። እዛ ናትካ መዝሙር ድማ ሐንቲ ካብተን ዝምስጣኒ እያ ። ኣነ ብዓቅመይ ዝመኽረካ እምበኣር ዝተዋህበኻ ጸጋ ኣለኻ ብውዳሴ ኸንቱ ከይተጥፍኦ ጥንቅ ብል እዚ መንፈሳዊ ምክረይ እዩ። ዘረባ ደኣ ኣብዚሔልካ እምበር እታ መዝሙር ጽብቅት እንተ ኮይናስ ደቃይቅ ውስክ ደኣ ኣብለላ ምክንያቱ እቲ እተሕልፎ መልእክቲ እቲ ዝሰምዕ ሰብ ከስተማቅሮ ኣለዎ ዝብል ርኢቶ ኣለኒ ። ሰላም እግዚኣብሔር ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን
Amen Amen Amen 🙏 zimar melaekit yesmalna
እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩምን ይቀድሰልኩምን
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራት አሕዋተና ፀጋኡ የብዘሐልኩም ክን እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና አሜን አሜን አሜን ረድኤትን በረከትን ኣማላዲነትን ናይ ኣዴና ቅድስት ቅዱሳን ንጽህት ንጹሃን ድንግል ማርያም ይሕደረና አሜን አሜን አሜን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና
ዕልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓና!!!!!!!
ዝማሬ መላእክት የ'ስምዓልና የ'ሕዋት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ቅዱሱ ኣምላክና ወሊድ ኣምላክ ምስ ኩላትና ትኩን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።
ዝማሬ ማላእክቲ ዝተቀበለ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ ንኩልኩም ኣብዛ መዝሙር ዝተሳተፍኩም ኣምላክ ጸግኡ የብዝዝሓልኩም
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና እይዚኣቢሄር ኣምላክ ናይ ኣገልጊሎ ዕድሜኩም ይባርከልኩም
አዝመራ መላእክት የስምዕ ለና🙏🙏🙏
እልልልልልልልልልልልልል ዝማርየ መላእክት የስማዓልና
Zemare melakt yasemalen 🙏
Gn tnsh fetenebgn ykerta🙏
amien zmarie melaekt yesmealna fqurey tselotan bereketa nay adiena qdst dngl maryam mskulatna ykun.
ዝማሬ መላእክት የዝምዓልና። ዝማረኹም ይቀበለልም ፉቑራት ስድራ ክርስቶስ ይሕዋተይ።
Amen
Amen
Amen zemari Melakti yesmalena &god bless you orthodox tewehado church 💒⛪💒🙏🙏🙏