Tigray Media Network ህዝቢ ኤርትራ አጥሚና ለውጢ ነምፅእ// ደምበ ሸንኮለል Jun 24, 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 มิ.ย. 2024
  • #ethiopia #tigrai #eritrea
    Well Come To Tigray Media Network TH-cam Channel Like Share Subscribe
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 209

  • @elizabethtekle2368
    @elizabethtekle2368 3 วันที่ผ่านมา +16

    majorette eritrean people standing with our government 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Enjr2328
    @Enjr2328 3 วันที่ผ่านมา +13

    መርሓባ ናቱ ሓውና ናይ ሰላም አምባሳደር ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና 🙏

  • @nigistitesfamichael1150
    @nigistitesfamichael1150 3 วันที่ผ่านมา +7

    🇪🇷🇪🇷🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️
    Thank you, Natu

  • @bqse6142
    @bqse6142 3 วันที่ผ่านมา +14

    ናቱ ቅኑዕ ሰብ ደላይ ሰላም
    ኣጆኻ ኣብ ቃልካ ጥራይ ደው በል 🇪🇷✊🇪🇷✊👌

  • @LebasiDrar
    @LebasiDrar 3 วันที่ผ่านมา +4

    ከመይ ቀኒኻ ናትናኤል ሓውና ደላይ ሰላም ኢኻ እሞ ሰላምካ ይብዛሕ❤

  • @EYOBAMINE
    @EYOBAMINE 3 วันที่ผ่านมา +2

    ናቱ ሓወይ ብትገብሮ ዘለካ ናይ ብሓቂ ዘረባ ኢዩ ትዛረቦ ዘለካ እሞ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki2346 3 วันที่ผ่านมา +4

    ❤ናቱ ለባም ሰብ ቀጽሎ ጥራይ❤
    ሰላም ዝሰርሕ ኩሉ ፈጣሪ ባዕሉ ይሕግዞ ኢዩ። ኣጆኻ ኣይትሕመቕ

  • @Abrahamkiros-pb9hb
    @Abrahamkiros-pb9hb 3 วันที่ผ่านมา +6

    ጥምየት ከይመውት ኮ አዩ መንግስቲ ኤርትራ ንህዝቡ ኣማኤት ግድባት ሓንዝሉ :: Thank U natu

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 3 วันที่ผ่านมา +2

    ናቱ ኩብር ሐውና አቦ ሐቂ ን ሰላምን ኢካ ናቱ አንበሳ የቀኒየልና 🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽💕💕💕

  • @big_nate25
    @big_nate25 3 วันที่ผ่านมา +3

    Yes Anbesa Natu Anbesa Azmarino, Abo Selam, belom nezom GARBAGE anstarren Selam ❤❤❤❤

  • @senay6334
    @senay6334 3 วันที่ผ่านมา +13

    ሰልጠነ ርእሲ ድስቲ ደንቆሮ ካብ ጌግኡ ዘይመሃር ናይደናቁር ደግቆሮ ብኣኻ ዝርህዎ የለን ብኣኻ ዝጠምዮ የለን ይዋኣኻ

  • @siumtekeste4784
    @siumtekeste4784 3 วันที่ผ่านมา +6

    ናቱ ሐዉና ንቁሕ ዜጋ በርትእ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-cc5cq4jz1h
    @user-cc5cq4jz1h 3 วันที่ผ่านมา +3

    ሰልጠነ ወድ ቡላ መዐልትካ ተጸበይ ጸረ ህዝብን ሃገርን ረሳሕ ኩዕንትይ

  • @kidantekle2443
    @kidantekle2443 3 วันที่ผ่านมา +3

    Thanks God our people are not starving not only our families we are sending to our neighbors too.

  • @suleimansafi2547
    @suleimansafi2547 3 วันที่ผ่านมา +2

    ናትናኤል ብሓቂ ዓቢ ሰብ
    መስተዉዓሊ ዓይኒ አባይካ ይደፈን

  • @segeneasmara596
    @segeneasmara596 3 วันที่ผ่านมา +1

    ናቱ ጅግና አቦ ሰላም ቀጽሎ ኣጆኻ ሓደ ሓደ ዝርብሸዩ አለው ዋጋ ኣይትቁጸሮ ቅንኢ እዩ ስለትበልጾ ጥራሕ እዩ እዩ መልሲ ኣይትሃቦ ኢኻ ብስራሕካ ብሉጽ ምኻንካ ምልክት እዩ ኣብጎካ ኢና 🇪🇷❤️🇪🇷

  • @aklilughebretnsae295
    @aklilughebretnsae295 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Sing for love you do your best Nattai Go on .and contine don't stop only 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️✌️✌️✌️

  • @adriana3856
    @adriana3856 3 วันที่ผ่านมา +1

    Be Tigaru kemdemrhun mebzahtom Tigaru eyom ab Addis takibom zelewu adgi nhamedu.

  • @user-sh7ex4jk8j
    @user-sh7ex4jk8j 3 วันที่ผ่านมา

    Marhba❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elsag2834
    @elsag2834 3 วันที่ผ่านมา +1

    መርሐባ ናቱ ሐወይ ኩሉ ግዜ መትከልካ ንሰላም ስለዝክነ በርትዕ መመሊስካ::
    ነዞም ንከብዶም ዝነብሩ በሎም አቃላዓዬም ::

  • @user-xf9tn9cy2w
    @user-xf9tn9cy2w 3 วันที่ผ่านมา

    We like you Natu hakey all Eritrean ❤❤❤ so carry on bro . ❤❤❤

  • @elizabethtekle2368
    @elizabethtekle2368 3 วันที่ผ่านมา +1

    thank you natnael

  • @yemanegebreyohans5980
    @yemanegebreyohans5980 3 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @AA-xb7em
    @AA-xb7em 3 วันที่ผ่านมา +1

    Natu God bless you ❤

  • @gideyzeray8169
    @gideyzeray8169 2 วันที่ผ่านมา

    Thank you natu🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @teaby6258
    @teaby6258 3 วันที่ผ่านมา +1

    Natu jigna Thanks

  • @BahreNeGash
    @BahreNeGash 3 วันที่ผ่านมา

    Natu,,, Thank you for exposing the crimes & true colors of the death merchants making profits at the expense of the Tigray & Eritrean people's precious lives.
    Your voice speaking out for the voiceless masses will be remembered & honored by the Eritrean & Ethiopian people for many generations.
    Keep up the great work. 👍

  • @hanamasho3158
    @hanamasho3158 3 วันที่ผ่านมา

    Selamka yebzahlka natu hawena 🙏🏾🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏾🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏾🇪🇷❤️

  • @senaitfoto
    @senaitfoto 3 วันที่ผ่านมา +1

    Selam Selam NATUWA Ayney ❤

  • @user-yz3rw2xx8t
    @user-yz3rw2xx8t 3 วันที่ผ่านมา

    Thank you Natu

  • @mrsvip8324
    @mrsvip8324 3 วันที่ผ่านมา

    ናቱ አጆኻ እዚ ሰብ አይኮኑን ዕላማወን የብሎምን

  • @temeketuazeria8722
    @temeketuazeria8722 3 วันที่ผ่านมา

    Nati❤️❤️❤️❤️🇪🇷

  • @bicherzere6312
    @bicherzere6312 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 3 วันที่ผ่านมา

    ቀጽሎ ደኣ ናቱ💐

  • @muller738
    @muller738 3 วันที่ผ่านมา +4

    Nati bro. Thank you always.

  • @samuelaraya6636
    @samuelaraya6636 3 วันที่ผ่านมา +1

    Bravo Natu

  • @user-qv6yq4vf6d
    @user-qv6yq4vf6d 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @1979amanuel
    @1979amanuel 3 วันที่ผ่านมา +4

    ኣታ ናቱ ነብሲ ነዞም ከብቲ ምስ ከብቲ ዝዐበዩ ኣይትገደሰሎም ኣብ ዝበጽሕዎ የለን

    • @rutasolomon4569
      @rutasolomon4569 3 วันที่ผ่านมา +1

      Well said😁😁

    • @estifanosaskale1921
      @estifanosaskale1921 2 วันที่ผ่านมา

      Eti hasab natu aykonen tiezaz kab woy ane eyu ziwohabo,,,,

  • @tirrebelay9441
    @tirrebelay9441 2 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇹🇪🇷👏

  • @samuelzeray8804
    @samuelzeray8804 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @mimihassan5162
    @mimihassan5162 3 วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Lidia1312
    @Lidia1312 3 วันที่ผ่านมา

    Nateyee ❤❤❤❤💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚘️

  • @tesfitkudus9879
    @tesfitkudus9879 3 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብ ከብዲ ጽጉብ ጥሙይ የለን
    ሰክጠበ ብ ደም ጥራሕ ዘይኮነስ ብገንዘብ ንጹሃን ዝጠስጠሰ ሰብ አዩ።

  • @user-zs2fr1pw1v
    @user-zs2fr1pw1v 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @segen3476
    @segen3476 3 วันที่ผ่านมา

    Belom natu nhna abgonka alena 🇪🇷🇪🇷🙏

  • @himanteklemariam8749
    @himanteklemariam8749 3 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @MerhawiKesete-ek8pz
    @MerhawiKesete-ek8pz 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AlmazYohannes-zr5zb
    @AlmazYohannes-zr5zb 3 วันที่ผ่านมา

    Natu ane eritrawit eye gn Bitaemi eye zekbreka ajoka ❤

  • @nardoskiros7735
    @nardoskiros7735 3 วันที่ผ่านมา +1

    Niska dia aytigdefo kirdiom eba🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gabbygabriel6685
    @gabbygabriel6685 3 วันที่ผ่านมา

    Good for you tell it like it is

  • @HamudiHunu55891
    @HamudiHunu55891 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @hirtiwold1838
    @hirtiwold1838 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @keseteniguse527
    @keseteniguse527 3 วันที่ผ่านมา +1

    Wwwwwww❤❤

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 3 วันที่ผ่านมา +3

    ወስተርን ዩንዮንከ ጠጠዉ ተብሎ ደንቆሮ ወዲሐኻሪ አድጊ አብዚሕና ክንሰድድ ኢና።

  • @hussenhassan3189
    @hussenhassan3189 3 วันที่ผ่านมา

    Natu jogina 👍🌟👍❤❤❤

  • @Tekle-hz8oh
    @Tekle-hz8oh 3 วันที่ผ่านมา +1

    ናቱ! ሰብ ዝበለ እንተ በለ ! እቲ ኣነ ኣነ ከብለቅን እየ ተሓምበለ ::

  • @twenmebrahtom9115
    @twenmebrahtom9115 3 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @BiniBini-yx1yh
    @BiniBini-yx1yh 3 วันที่ผ่านมา +1

    ነዚኦም ተጋጊና ኢሎም መንግስቲ እተ ተቀቢልዎም ጸወታ ክራር ኢዩ ንስዉኣት ኣቦታትና ዝጸርፉ ንስለ ሃገር ዝሰንከሉ የሕዋትና ከናሽዎም ዝዉዕሉ ኣይንርሶን ኢና

  • @ibrahimsaid-saleh1601
    @ibrahimsaid-saleh1601 3 วันที่ผ่านมา +1

    SELTENE HIS END WILL END BADLY.

  • @yonassemon1628
    @yonassemon1628 3 วันที่ผ่านมา +2

    ዶንቆሮ ኮይኑ እምበር ክክክክክ ስብ ሐዋላ license legal ክምዝኾነ ይርድኦ ድዮ እብ USA

  • @zenithalem5503
    @zenithalem5503 3 วันที่ผ่านมา

    Natiti xbktii mkrtii brktiii wedi❤❤❤❤❤ Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️

  • @ghidegebremichael6470
    @ghidegebremichael6470 3 วันที่ผ่านมา +2

    Wedi hakaur adgi ane werhawi 3000 ysedd rapport gbereni anta adgi sahsah

  • @user-wv9ur2ik5v
    @user-wv9ur2ik5v 3 วันที่ผ่านมา

    🎉❤🎉❤🎉سلام ناتو

  • @rishanlady5041
    @rishanlady5041 3 วันที่ผ่านมา

    🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷❤️❤️🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @yohannesyemane8701
    @yohannesyemane8701 3 วันที่ผ่านมา +4

    ናቱ ጅግና ኩሉ ጻዕርታትካ ፍረ እናምጸአ ብዓንኻ ክትርእዮ ብምብቃዕካ ኣዝዩ ጽቡቕ ነገር ኢዩ። ደላይ ሰላምን ሓቂ ዝሓዝካ ሰብ ብምዃንካ ድማ ዝያዳ ዘንእደካ ስራሕ ኢዩ። ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት ክትዛረብ ከለኻ ብፍላይ ንህወሓት ዝምልከት ግን ካብዘይምስትውዓል ኢዪ ዝኸውን ኢለ ስለ ዝሓስብ ይርድኣኒ ኢዪ። ኣብ ርእይቶ መቐመጢ 'ውን ሓሳበይ ወስ የብል ኢየ 'ሞ ሕጂ 'ውን ገለ ክብል ደስ እብለኒ። ገለ ኢሊታት ተጋሩ ይኹኑ ሰበ ስልጣን ናይ ህወሓት ወይ ብልጽግና ብዛዕባ ንኣፍደገ ባሕርን ካልእን ዝምልከት ክዛረቡ ከለዉ "ዓቕሚ የብልኩምን ንሻዕብያ ኣይትኽእልዎን ኢኹም ወ.ዘ.ተ. ዝብል ዘረባታት ተዘውትር ኢኻ።እዚ ከኣ ብመሰረቱ ክብሃል ዘይግብኦን ዘይቅኑዕን ኣበሃህላ ኢዪ።እቲ ሕቶ ናይ ሕጋውነትን ዘይሕጋውነትን ዝምልከት ደኣ 'ምበር ናይ ሓይልን ብርታዐን ኣይኮነን።ናይ መትከል ጉዳይ ኢዪ። ስለዚ ወያነ ይኹኑ ብልጽግና ዝኽተልዎ ዘለዉ ኣገባብ ቅኑዕ ዲዩ ኣይኮነን ዝብል እምበር ምስ ዓቕሚ ተዛሚዱ ዝርአ ጉዳይ ኣይኮነን። ብመትከል ኢኻ ክትቃወም ወይ ክትድግፍ ዝግባእ። ከምኡ መረዳእታ ስለ ዘለካ ኣይኮንኩን ግን ከምዚኦም ዝበሉ ነጥብታት ስለ ዘስተውዓልኩ ኢየ። እቲ ጉዳይ ምስ ሓቅን ርትዕን ኣህጉራዊ ዶባት ሃገራትን ተዛሚዱ ዝርአ እምበር ምስ ዓቕሚ ምህላውን ዘይምህላውን ኣይኮነን። ንብድሕሪ ሕጂ ኣብ እትገብሮ ንጥፈታት ሓጋዚ ክኸውን ይኽእል ኢዪ ኢለ ስለዝሓሰብኩ ኢየ 'ሞ ናቱ ሓውና ሞሳኻ ብግብሪ እትርእየሉ ግዜ እናተቓረበ ኢዪ።ቀጽሎ።

  • @tsehayeasfaha6506
    @tsehayeasfaha6506 3 วันที่ผ่านมา +1

    ትግራይ ኣይፈልጣን እዩ ኣይትበሎ ናትናኤል፡ኣብ መዓስከር ኤረትራውያን ተዓቖምሉ ዝነበሩን ዘለአስዉን፡ኣብ ዘንቢል ገሩ ብዕንጨይቲ ኣብ ማእገሩ ተሸኪሙ እናሸጠ እዩ ኣብ ትግራይ የሕሊፍዎ።ትግራይሲ የዕቕባቶ እያ።

  • @gideyzeray8169
    @gideyzeray8169 2 วันที่ผ่านมา

    👌👌👌👌👌👌👌👌👍👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SelamawitYebio
    @SelamawitYebio 3 วันที่ผ่านมา +2

    Away neakas bka shnti koynka seltene denkoro

  • @gideyzeray8169
    @gideyzeray8169 2 วันที่ผ่านมา

    እዚኦም ንፋይ ወዲ ንፋይ ገጾም ትርሐቅ ዳናቁር ማሃይማት 😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-ni7ky4tn8w
    @user-ni7ky4tn8w 3 วันที่ผ่านมา

    Natty ! You make me laugh Gegnaw. I like Mahber, UKUB

  • @elizabethtekle2368
    @elizabethtekle2368 3 วันที่ผ่านมา

    i can’t not wraith until this guys want to Gail report too who is he we eritrean love ❤️ our country and esyas aforki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኤርትራውያን መዓስ ኮይኖም ንኤርትራ ክሰዱ

  • @aeqlitiray
    @aeqlitiray 3 วันที่ผ่านมา +1

    Zgerm. Zereba. Eiyu.nayzi seb Eizi msdemem. Eiyu Natu. Jgna. 🚁

  • @SelamawitYebio
    @SelamawitYebio 3 วันที่ผ่านมา

    Akmi yelen guhaf medanageri

  • @tekleredie9259
    @tekleredie9259 3 วันที่ผ่านมา

    Sakt yom Eziom natu

  • @regatgebrehiwotgebrehiwot8153
    @regatgebrehiwotgebrehiwot8153 3 วันที่ผ่านมา

    I feel bad for he’s kids they not lackey Selten

  • @regatgebrehiwotgebrehiwot8153
    @regatgebrehiwotgebrehiwot8153 3 วันที่ผ่านมา +1

    ሰልጠነ ናትካ ገንዘብ ኤርትራ ክአቱ አይፈቅድን ኢና ምክንያቱ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ብ ኤርትራውያን :: ስልጣንያ

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 3 วันที่ผ่านมา

    በዓል ሰልጠነ ኣቅሚ ስለዘይብሉ ምጽራፍ ምሕሳው ዘይተገብረ ምዝራብ ናቱ እዩ ።

  • @tsehayeasfaha6506
    @tsehayeasfaha6506 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ኣስመራ ኮይኑ ኣብ ኣጋይሽ መቐበሊ ደንደን ኣዳራሽ እዩ።

  • @user-bv6dr8ir6e
    @user-bv6dr8ir6e 3 วันที่ผ่านมา

    Nseraki sreko matezgi kiwerdo yibhal

  • @nastnetogubamicheal467
    @nastnetogubamicheal467 3 วันที่ผ่านมา

    Teqamaray

  • @danialamine2893
    @danialamine2893 2 วันที่ผ่านมา

    Hasab seltene dyu tefina tnegrena zeleka emo eritreawi aykonkun

  • @kidantekle2443
    @kidantekle2443 3 วันที่ผ่านมา +1

    For your surprise every week 3000 dollars are sending legally not black market denkoro🙈👿👿👺👺👺👿👿👿

  • @elizabethtekle2368
    @elizabethtekle2368 3 วันที่ผ่านมา

    he is crazy man

  • @user-oh5yh8xc9p
    @user-oh5yh8xc9p 3 วันที่ผ่านมา

    Ajoka abgonka alna

  • @user-ic1wo4kg3f
    @user-ic1wo4kg3f 3 วันที่ผ่านมา +1

    ሓዉ ንሰልጠነ ከም ዝመስከሮ፣ ሰልጠነ ንልዕሊ 15 ዓመታት ንቤተ ሰቡ ይተረፍ ክሕግዝ ደዊሉ ሰላም ኢልዎሞ ኣይፈልጥን እዩ።
    ናቱ : ኣይትገረም :
    ገና ብዙሕ ክትሰምዕ ኢኻ።🤔

  • @kidaneabraham
    @kidaneabraham 3 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ወዲ ደንቆሮ ምዃኑ ይሰምዕ ነረ ሕጂ ግን አረጋጊጸ : መንግስቲ ኤርትራ ብሐዋላ ዝመጽእ አይድግፎን ኢዩ : ሪያ : ወስትረን ዮንዮን ዝባሀል ሕጋዊ ትካላት አሎ ኩሉ ሰብ ብኡኡ ክሰድድ ይኽእል ኢዩ : አየ ድንቁርና ።

  • @amanueltesfamichael5776
    @amanueltesfamichael5776 3 วันที่ผ่านมา

    Natnael ezi eba hizbi eritrea guhifuwom bi hzbi tigray shekitu haftimu ezi abi chibiti eyu haziwo

  • @alemmahari9970
    @alemmahari9970 2 วันที่ผ่านมา

    Tell them to stop the game is over for ever 😂😂

  • @AT2405-d4q
    @AT2405-d4q 3 วันที่ผ่านมา +1

    እዛ ናይ ፋይናንስ ካብቲ ከብቲ ካልድ ዓብዱ እዩ ቀዲሕዋ ትምህርቲ ካልድ እያ።

  • @Eribes
    @Eribes 3 วันที่ผ่านมา +2

    እዚ ደንቆሮ ዚ : ኣቦካ ካብ ብ ሰብ ዝመውት ባዕልካ ባሕጭርካ ቅትሎ :: ስድራን ብ ወስተርን ዩንዬን እና ንሰደሎም ወዲ ጸሊም ዕዳጋ :: ካልእ ናይ ነብስካ ጥራይ ግበር ማለት እታ ቀያሕ መስመር ስለዝሓለፍካያ ንሰባት ኣይትለክም ደንቆሮ::

  • @user-oy7ux2xv4g
    @user-oy7ux2xv4g 3 วันที่ผ่านมา

    Seltene, Serakiy. Keyserhea Kemey gheru gheza geziau????????????????

  • @adirar7045
    @adirar7045 3 วันที่ผ่านมา

    Ignor sitene .do not talk to him. Let him talk to his shadow'

  • @busd7688
    @busd7688 2 วันที่ผ่านมา

    ነቱ እድመን ጠ እናን ይሀብካ

  • @tsehayeasfaha6506
    @tsehayeasfaha6506 3 วันที่ผ่านมา

    ናይ ተቓዋማይ ተቓዋማይ፡ ፍጮ እዩ ዝበሃል።

  • @MaezaTesfazgi
    @MaezaTesfazgi 3 วันที่ผ่านมา

    Serikwo ezia da entay hto yedlyo

  • @MaezaTesfazgi
    @MaezaTesfazgi 3 วันที่ผ่านมา

    Sdi below lemani hasawi entya hagizika anti lekbax lemani

  • @alganeshberhane3252
    @alganeshberhane3252 3 วันที่ผ่านมา

    Sdra eblun

  • @Enjr2328
    @Enjr2328 3 วันที่ผ่านมา +1

    መርሓባ ናቱ ኣንበሳ በሎም ነዝዖም ደንበ እንኽሊል ኣብ ገዝዖም ኾፍ ኢሎም ናይ መልሓስ ተቃለስቲ 🤣.

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o 3 วันที่ผ่านมา

    They dont know them