ንስነ ጥበበኛ ርእሶም ተ/ብርሃን ( ባራክዮ )እንታይ ገጠሞ # New Eritrean Video 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 1.3K

  • @tsegino5553
    @tsegino5553 4 หลายเดือนก่อน +297

    ኣቦና ወዲ በራክዮ ሓገዝ ዘድለይ እንተ ኮይኑ ኣጆኻ we can du ደቅኻ ኣለናካ ህዝብኻ ❤️🇪🇷🇪🇷❤️

    • @DawitAsmerom-b8m
      @DawitAsmerom-b8m 4 หลายเดือนก่อน +17

      ዋይ ሓወይ ኣንበሳዊ ቁስልካ ቁሲሊ ከልቢ ይግበረልካ ኣጆካ ኣብ ጎኑካ ኣለና

    • @simretaraya1969
      @simretaraya1969 4 หลายเดือนก่อน +5

      Omg my brother

    • @Bob-hj4ss
      @Bob-hj4ss 4 หลายเดือนก่อน +7

      ላግጺ ብታጋሩ ኣብዝሕካዮ ምስጥኦም እዩ ወሪድካ

    • @fitsumkelati8552
      @fitsumkelati8552 4 หลายเดือนก่อน +10

      እተን ኣሓትካ ተጨውየን ተኣሚጸን መወደእታ አካላተን እንዳተቆራረጻ ዝቕተላ ዘለዋ መን ላግጺ ስለዘብዘሓለን እዩ በጃኻ ወዲ ጠንቋሊት

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 4 หลายเดือนก่อน +3

      ሓርበኛ!
      ጎፋንዲሚ ንባራኺዮ ይከኣሎ ወዲ ሳሕለ የሕዋት! እታ ጋል ውን ዋጋ ክትከፈል ኣለዋ፡ ብይቅሬታ ጥራይ ምስንባት ፍትሓዊ ወይ ሰኒ ኣብነት ኣይኮነን🙏
      🤝❤🕊

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ሓወይ ሙሉእ ምሕረት የውርደካ ፡ጅግናን ጀበናን ዓዲ ምስ አተወ ይምውት ክቡሉስ ከምዚ ዩ፡😭😭😭🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷።

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 4 หลายเดือนก่อน +94

    ጅግና ተጋዳላይ ስነጥበበና ባራክዮ እንቃዕ አይሞትካና ሐወይ ናተይ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ዮኑ ከአ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @freweynimeles1953
    @freweynimeles1953 3 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ክቡር ሐወይ እንኳዕ በዚየሕለፈልካ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን 🙏
    ዮኒ ድማ የቐንየልና ስለኹሉ ትሰርሖ ዘለኻ ስርሐት ብጣዕሚ ነመስግን🙏

  • @Selammedia9385
    @Selammedia9385 4 หลายเดือนก่อน +43

    😢😢😢 በጃኹም Gofundme ንባራክዮ ዓቢን ብልጹን ኣርቲስት ባባ ርእሶም!!

  • @tekleghebrehiwet9846
    @tekleghebrehiwet9846 3 หลายเดือนก่อน +1

    ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ፈጣሪ ክቡር ኣቦናን ኣያናን❤🎉🎉🎉❤

  • @teklebrhankahsukahsu3732
    @teklebrhankahsukahsu3732 4 หลายเดือนก่อน +39

    ምሕረት የውረድ ቁስሊ ከልቢ ይግበረልካ ባራክዮ

  • @BerakiBereketab
    @BerakiBereketab 3 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የዉርድ ኣቦና ❤❤❤❤❤❤

  • @Niyetnatu
    @Niyetnatu 4 หลายเดือนก่อน +46

    እንቋዕ ኣምላኽ ኣውጸኣካ ባባ በራክዮ፡ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ❤❤❤

  • @DiyanaFish
    @DiyanaFish 3 หลายเดือนก่อน +1

    አንቋዕ ብህይወት ተረፍካ 😢😢😢 እግዚኣብሄር ምሉእ ምሕረት የውርደልካ

  • @semharsemhar-b9m
    @semharsemhar-b9m 4 หลายเดือนก่อน +49

    ኣምላክ ምሕረት የዉርድ ኣቦናን ባባናን ስነጥበቤና❤❤❤❤❤

  • @hayilehereity7883
    @hayilehereity7883 2 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የወርደልካ አምላኸ❤❤❤❤❤❤

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile2718 4 หลายเดือนก่อน +27

    ካብቶም ኣዝዮም ንፈትዎምን ነኽብሮምን ስነጥበባውን ባራክዮ፡ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ጅግና።❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @blasattmesgan4100
    @blasattmesgan4100 4 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ በራክዮ ሓውና 🙏🙏🙏

  • @fakaryoulibay8813
    @fakaryoulibay8813 4 หลายเดือนก่อน +37

    እንቋዕ ብሰላም ኣውጻኣካኩቡር ስነጥበበኛ ባራኪዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤ መርመራክግበረላ ኣለዋ ኣይፍለጥንዪ ልእኽቲክትከውን ትኽእልያ

  • @Habtom_fashion
    @Habtom_fashion 4 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ኣጋጣሚ በሉ እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብ ዘይሓሰብናዮ ሓደጋ ይሰውርና እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብ ኩሉ ይሰውረና ባራክዮ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኻ

  • @senaitbrhane-fl1qy
    @senaitbrhane-fl1qy 4 หลายเดือนก่อน +35

    ምሉእ ምሕረት በራኪዮ ጡዑም ዕላል መድሃኒት ዝኾነ ዕላል ኣለካ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤

  • @Akiteylove
    @Akiteylove 4 หลายเดือนก่อน

    ምሉእ ምሕረት እዝግኣብሄር ይግበረልካ ኣያናን ኣቦናን ዓቢ ሓውናን ባራክዮ ኣምላክ ጸጋ ምሕረቱ የብዝሓልካ፡

  • @bererahwaesu3179
    @bererahwaesu3179 4 หลายเดือนก่อน +22

    ምሕረት የውረድ ባራክዮ ፡ሓደጋ ወዝቢ ዩ እንቃዕ ኣትረፈካ ፡ እንቃዕ ከምዚ ኢልካ ወጻእካ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ።

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai8045 4 หลายเดือนก่อน +14

    ባራክዮ ሓወይ ብሩኽ ዘርኢ
    እንቓዕ ብሰላም ኣውጻኣካ ፈጣሪ

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r 4 หลายเดือนก่อน +17

    ገዲም ተጋዳላት ኣርካን ስነጥበባዊ ርእሶም ባራክዮ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ኣጆካ በርትዕ

  • @yacobnegerezghi32
    @yacobnegerezghi32 4 หลายเดือนก่อน +12

    ምሕረት የውርደልካ ቁስሊ ከልቢ ይግበረልካ ጅግና ስነ ጥበባዊ ተጋዳላይ ርእሶም ተወልደብርሃን(ባራክዮ)❤❤❤

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 4 หลายเดือนก่อน +26

    ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ጀግና ሓዉና ርእሶም ተወልደብርሀን !!!
    ❤ 🇪🇷 🎉 !!!

    • @MekonenAsheber
      @MekonenAsheber 4 หลายเดือนก่อน +1

      Ajoka barakyo jgna snetbebawi. mhret yewrdelka.. ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @2468justinbieber
    @2468justinbieber 4 หลายเดือนก่อน

    ኣባይካ....ኣነ ኳ፡ በታ ኣድሓኖም ዝያዳ እየ ዝፈልጦ ።ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ❤❤❤❤

  • @negussiesamson3020
    @negussiesamson3020 4 หลายเดือนก่อน +46

    ምሕረት የውርደልካ ክቡር ኣርካና (ባራኬ ) ዕድመን ጥዕናን የውርደልካ ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷

  • @قناةأقوالالعلماءالسلفين
    @قناةأقوالالعلماءالسلفين 4 หลายเดือนก่อน +9

    ኣቦና ኣጆካ ,ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ,,,,ሓገዝ እንተ ሓቲትካ ኣለናልካ ደቅካ ❤❤ ደቂ ሃገርካ

  • @asefbizen9013
    @asefbizen9013 4 หลายเดือนก่อน +19

    ዋይ ባርክዩ ኣያ ርእሶም ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ኣብ ደቂ ሰባት ከጋጥም ዝክእል እዩሞ እንቋዕ ሞት ኣይኮነ ኣምላኽ ዕድሜኻ ይባርኽ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ።

  • @letinagebreweld8296
    @letinagebreweld8296 4 หลายเดือนก่อน +12

    ባራክዮ ዓይኒ ስነ ጥበብ አናቃዕ ኣይተኮለፍካ ተመስገን

  • @yohannestekleab3226
    @yohannestekleab3226 4 หลายเดือนก่อน +21

    ምሕረት የውርደልካ ኩቡር ሰነ ጥበበና ርእሶም!

  • @ascia1236
    @ascia1236 4 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውረድልካ🙏🙏🙏🙏🇪🇷

  • @ketemahaile2493
    @ketemahaile2493 4 หลายเดือนก่อน +29

    ኣምላክ ምህረት የውርደልካ ባራኪኦ
    የናስ ናይባሓቂ ትምስገን ሰብ ኢኪኣ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ElliltaAbrehe
      @ElliltaAbrehe 4 หลายเดือนก่อน

      Mhret yewred fetari 🙏🙏🙏🙏

  • @Loveyouhem
    @Loveyouhem 4 หลายเดือนก่อน +14

    ጅግና ተጋዳለይ ባራክዮ እንቋዕ ኣምላኽ ኣውጻካ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ።

  • @andayweldab8386
    @andayweldab8386 4 หลายเดือนก่อน +18

    እንቛዕ ኣምላኽ ኣዋጽኦ ፈጠረልካ ባራኬ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ።እዚኣ ቖልዓ ግን ደስ ኣይበለትን ብሕግ ኪትሕዛ ኣለካ።

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 4 หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ እንቃዕ ብሂወት ኣትረፈካ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ።

  • @samifoto8469
    @samifoto8469 4 หลายเดือนก่อน +4

    ሙሉአ ምሕረት ይግበተልካ ጅግና ንፈትወካ ስነ ጥበባዊ ባራክዮ

  • @milkiastewelde6036
    @milkiastewelde6036 3 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት ይውረደልካ

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl 4 หลายเดือนก่อน +17

    ዋይ ሃወይ እንቃዕ እግዛብሃር ኣውጻኣካ

  • @natsnetnaxi
    @natsnetnaxi 4 หลายเดือนก่อน

    ❤ምህረት የዉረደልካ ሃዉና❤

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 4 หลายเดือนก่อน +5

    መሳኺን እዞም ተጋደልትና ፀቡቅ ከይርእዩ ከይጠዓሞም ተጎስቂሎም አብ ገፆም ትሪኦም ከም ዘይጣዓሞም ንኽምዚ እዪም ተጋዲሎም የህዝን።

  • @Temesgenamlakeesrael
    @Temesgenamlakeesrael 4 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኣብሄር ምሕረት የውርደልካ

  • @nebyatsolomun8296
    @nebyatsolomun8296 4 หลายเดือนก่อน +15

    ኽቡርን ሓያልን ኣቦና ንሕማቅ መዓልትሲ የለኹን በላ ይበሃል፡እሞ እንካዕ ኣቅለለልካ ፈጣሪ ነቲ ዘሎ ቁስሊ ድማ ቁስሊ ኸልቢ ይግበረልካ ፈጣሪ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☔️☔️☔️☔️

  • @okubitabraha9991
    @okubitabraha9991 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኩቡር ሓውና ባራክ ዬ ጎይታ ጋንባለ እንካዕ ኣይመትካ ኣምላኽ እታ እግርካ መባልዕትካ ይግበራ

  • @AboIkram182
    @AboIkram182 4 หลายเดือนก่อน +5

    ዋይ ሓወይ መሕረት የውሪደልካ እንቋዕ ካኣ ብኣ ሓለፈልካ፡ ባህር ተጋደልቲ ንበይኑ ኢዩ ።♥️♥️♥️😀

  • @ሻዕብያዊ
    @ሻዕብያዊ 4 หลายเดือนก่อน

    ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ክቡር ኣቦና ርእሶም ባራክዮ❤ we love you

  • @germatsionmesmer8992
    @germatsionmesmer8992 4 หลายเดือนก่อน +16

    እንቛዕ ከምዚ እልና ረኣናካ ጅግና ተጋዳላይ ባራክዮ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AlmazHaile-kh4ne
    @AlmazHaile-kh4ne 4 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውርደልኻ 🙏🤲💪💪💪🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕💕🌹🌹🌹🌹🌹🌹💝🎁🎁🎁💝💝💝

  • @awettekle5542
    @awettekle5542 4 หลายเดือนก่อน +19

    ኣምላኽ እንካዕ ኣትረፈካ ተመስገን

  • @ngusenegasi9278
    @ngusenegasi9278 4 หลายเดือนก่อน +2

    ምሕረት የውርድ ጅግና ❤❤❤

  • @adiiamadiiam6549
    @adiiamadiiam6549 4 หลายเดือนก่อน +9

    ሙሉእ ምሕረት ጀግና ሓውና ባራክዮ 🙏🏽❤️🇪🇷

  • @trhastewelde7873
    @trhastewelde7873 4 หลายเดือนก่อน +10

    ❤❤❤ስነ ጥበባዊ ርእሶም ❤❤❤ብዙሕ ንፈትወካ❤❤❤እንቋዕ ኣምላክ ኣዉጽኣካ 🎉🎉🎉🎉🎉 ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @brktirezene5144
    @brktirezene5144 4 หลายเดือนก่อน +11

    እዋይ ከመይ ዳምሰለ ሰብ ኣጥፊኣትልና ኔራ እንቓዕ እግዝኣቢሄር ኣውጽኣካ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
    @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ 4 หลายเดือนก่อน

    እግዝአብሄር ካብ ማአት አዉጺካ አሎ አባና ርእሶም። ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ። 🙏🙌 we love you .

  • @silvanamama4246
    @silvanamama4246 4 หลายเดือนก่อน +5

    እግዚኣብሄር ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ምስዚ ኩሉ ወሪድካ ዘሎ ጸገም እንዳሰሓቅካ ብህድኣት ምምላስካ ብዙሕ ትምህርቲዩ ንዓና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤

  • @tk-xx9lz
    @tk-xx9lz 4 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውርደልካ ባራኪዮ

  • @tirhasrussom885
    @tirhasrussom885 4 หลายเดือนก่อน +19

    እዋይ ኣምላኽ ጥዑም እንቃዕ ብድሓን ወጻኻ። ንስኹም ሲ እባ ንበሩልና ።❤❤❤

  • @rahwaberhe7474
    @rahwaberhe7474 4 หลายเดือนก่อน

    ምህረት የውርደልካ አያና ❤🤲!!

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 4 หลายเดือนก่อน +7

    ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ክቡር ስነጥበበኛ ኣቦና ርእሶም🙏🙏🙏🙏❤❤🙏🙏❤❤❤

  • @teklugerie1647
    @teklugerie1647 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ባራክዮ ጅግና ❤❤❤❤

  • @stighehanaghebreyesus1696
    @stighehanaghebreyesus1696 4 หลายเดือนก่อน +11

    ❤🎉❤እዋይ ሓወይ ምሕረት የውርደልካ❤🎉❤

  • @yohannesfiseha-mh8uz
    @yohannesfiseha-mh8uz 4 หลายเดือนก่อน +2

    ባራኪዮ ሓውና ጅግና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካን ነቲ ኣዝዩ ብሱል ስራሕካን እናመስገንና 🙏 ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውደልካ 🙏🙏🙏

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 4 หลายเดือนก่อน +21

    ባራክዮ ኣባይካ ኣባይካ!!
    ብሓቂ ዘሰንብድ ኣጋጣሚ !!

  • @DejenDeju-t8p
    @DejenDeju-t8p 4 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውርድ ኣቦና 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tesfayweldeabzghi5292
    @tesfayweldeabzghi5292 4 หลายเดือนก่อน +3

    ብራክዩ ምሕረት ይሀብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🙏✅🌴🌴🌺❤️❤️🌳🕌🌱💒🌲🍀🌿☘️

  • @henoktekle1209
    @henoktekle1209 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ሃወይ እዝኩሉ ገድሊ ዘየጋጠመካስ ህጂ? አጆካ ዘድሊ ዘበለ ኩሉ ንህና አለናካ እንዃዕ ካልዕ ኮይኑ አይመጸ።

  • @ሸጥማዓንጣ
    @ሸጥማዓንጣ 4 หลายเดือนก่อน +12

    ተባዕ :ጅግና: ናተይ ሐወይ እንቃዕ ብሰላም ካብ ሐደጋ ወጻኣኻ:: ጅግና ብኸምዚ ክትስእኖ ንሀገር ክሳራ እዩ:: አጆኻ አብ ኩሉ ነገራት ምሳኻ አሎና::ህዝብካ ሒዝካ ዋላሐንቲ አይትከውን ኢኻ:: ንበረልና

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 4 หลายเดือนก่อน

    ስነ ጥበበኛ ርእሶም ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Yosiefjose
    @Yosiefjose 4 หลายเดือนก่อน +7

    ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውረደልካ ኣያና ጅግና ተጋዳላይ ቡራክየ። እንቓዕ ኻኣ ሞት ኮይኑ ዘይመጸ ብሉጽ ሰብ።

  • @hagerabraha5186
    @hagerabraha5186 4 หลายเดือนก่อน

    Mulue mhret yigberelka barakiyo
    Egziabher awixika alo sesennayu

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina2085 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ኣባና ባራኪኖ ❤❤❤❤❤

  • @NuriaNuria-bv4yj
    @NuriaNuria-bv4yj 4 หลายเดือนก่อน

    ረቢ ምሕረት የዉርደልካ ኩቡር 🇪🇷🇪🇷

  • @ruta6479
    @ruta6479 4 หลายเดือนก่อน +3

    እዋይ ራአሲ ሀወይ ሙሉእ ምህረት ይግበረልካ አምላክ እድመን ትእናን ይሀብካ

  • @hdhugydydy8893
    @hdhugydydy8893 4 หลายเดือนก่อน

    ሐወይ ሙሉኦ ምሕረት ይግበረልካ ጅግና

  • @Kbri965
    @Kbri965 4 หลายเดือนก่อน +5

    ምቕሉል ኮሜድያዊ ዕላል፡ ወላ ነዚ ከቢድ ሓደጋስ ብልስሉስ ዕላል ናይ ብሓቂ ተውህቦ ስነ ጥበብ ባህሩ ንጹህ ተጋደላይ ዘንጸባርቕ ኣቀራርባ። ምሉእ ምሕረት እምነየልካ

  • @HelenWeldeslase
    @HelenWeldeslase 4 หลายเดือนก่อน

    Ohhh ባራክዮ ብጻየይ love you so much ዕላልካ ጥዑም እዩ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ❤️❤️🇪🇷💪❤️❤️❤️

  • @esutewelde1771
    @esutewelde1771 4 หลายเดือนก่อน +5

    እውይ ሓወይ ባራኪዮ እንቋዕ እግዚሄር ኣውጻካ ምሕረት የውርድ ኣጆኻ ባራኪዮ

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 4 หลายเดือนก่อน

    እንቆዓ እዘገህር አዉጸካ ሙሉእ ምሕረት የዉርዲ ሐወይ ናተይ ❤

  • @ErdiYosief
    @ErdiYosief 4 หลายเดือนก่อน +4

    ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ እግዚኣብሄር ባባ ባራክዮ እንቋዕ ብሂወት ወጻኻ እቲ ዓቢ ነገር

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 4 หลายเดือนก่อน

    ምሉእ ምሕረት ያአዝዝ አያና ባራኪኖ ዝደለካዮ አለና ልካ ደቅካ አጆካ ዘይ ትድገሙ አያታት አሐናልኩም አብ ጎንኩም።

  • @ሩፍታልበይኢኺማርያመ-ጐ6ዘ
    @ሩፍታልበይኢኺማርያመ-ጐ6ዘ 4 หลายเดือนก่อน +28

    😢ባባይይ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ኣዚና ንፈትዋካ ኢና ጅግና ኣቦና ፡ብኣኻ ዝመጸና ይንፈትውን ኢና ፡ሓደራ እዛ ጓል ግን ክይትገድፍዋ ክትሕተት ኣለዋ፡ ክትምሃረሉ ኣለዋ ፡ከሙኡ ከይጋጥም ፡

    • @clasicalman7984
      @clasicalman7984 4 หลายเดือนก่อน

      Intay ketehetet alowa anta seb unkae mot aykone ember donkoro fetiya kamey gera tewaelo agatami maetu koyna ember

    • @yo-yowel1305
      @yo-yowel1305 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@clasicalman7984Ja ketktsae alewa ewe geden bezey patente memrhi makina fekad zewira hiwet seb ketetfe da delika

  • @downdownw7374
    @downdownw7374 4 หลายเดือนก่อน

    ምሉእ ምሕረት አያና በራክዮ። ቁስሊ ከልቢ ይግበረልካ።

  • @mebrahtutekeste1170
    @mebrahtutekeste1170 4 หลายเดือนก่อน +7

    ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ሓርበኛ ሓውና ኣጋጣሚታት ዘተሓሰበ እንቓዕ ጥራሕ ኣብ ምንቅስቃስ በጻሕካ።

  • @rihanaabdu6061
    @rihanaabdu6061 4 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፣ፈዉሲ ምሕረት የዉሪድደልካ ❤

  • @senaitgerei
    @senaitgerei 4 หลายเดือนก่อน +4

    ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ኩቡር ኣቦና ባራክዮ ❤❤

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 4 หลายเดือนก่อน

    💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷💝💝💝 ሙሉእ ምሕረት 💝

  • @lemlemluulay6843
    @lemlemluulay6843 4 หลายเดือนก่อน +9

    ገዲም ተጋድላይ ክቡር ህቡብ ስነጥበባዊ ርእሶም ተወደብርሃን/ባራክዮ እንቃዕ ኣምላክ ኣውጻኣካ ዘይሓሰብካዮ ርከብ ኣይ መርገም ኣይ ምርቃ ዝብሃል ከምዚ'ዩ ጀጋኑ ተጋደልትና ካብዚ ኩሉ ኹናትን ሽግርን ወጺእካ ብኣልፍ ክትጠፍእ ሕማቅዩ ኔሩ ግን ዓቅሊ ምስ ትዕግስቲ ጌርካ ንኩሉ የሕሊፍካዮ ምሉእ ጥዕና ረኪብካ ኣብቲ ንቡር ስነጥበባዎ ስርሓትካ ተመሊስካ ክንርእየካ ድማ ምሉእ ዘይጉዱል ተስፋ ኣለና
    ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ermiaskidane9131
    @ermiaskidane9131 4 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውርደልካ

  • @geriekidane3529
    @geriekidane3529 4 หลายเดือนก่อน +3

    እዝጋኣቢሄር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ባራክዮ።

  • @aslihabtom4315
    @aslihabtom4315 4 หลายเดือนก่อน

    ፈጣሪ አንቃዕ፡ብሰላም፡ኣውጻኣካ ወዲ ባራክዮ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤ ኣምላክ፡ሙሉአ ምህረት ይግብረልካ❤❤❤❤❤

  • @AlayGere
    @AlayGere 4 หลายเดือนก่อน +4

    ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ጅግና ሓርበኛ ኣቦናን ኣያናን ወዲ በራክዮ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌳🌳🌳🌳🌳☘️☘️☘️🍀🍀🍀🍀🌾🌾🌾🌾

  • @tesfuandom6324
    @tesfuandom6324 4 หลายเดือนก่อน

    ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ፈጣሪ

  • @simonghebru7176
    @simonghebru7176 4 หลายเดือนก่อน +9

    ዋይ ሓወይ ምሕረት የውርደልካ

  • @AbelIssak-lq6zt
    @AbelIssak-lq6zt 4 หลายเดือนก่อน

    ሙሉ ጥዕና ይግበረልካ ባባ ባራክዮ❤❤❤❤

  • @schumayhaile6827
    @schumayhaile6827 4 หลายเดือนก่อน +3

    ባራክዮ እንቛዕ መዋጽኦ ፈጠረልካ። ምሉእ ምሕረት ድማ ይግበረልካ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌺🌺🌺🙏🙏🙏❤❤❤

  • @wediere2238
    @wediere2238 4 หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ ምሕረቱ ያኣዝዘልካ ርእሶም ጂግና ሓውና ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @1Nation9tribesER91-6zoba
    @1Nation9tribesER91-6zoba 4 หลายเดือนก่อน +4

    መሊኡ ምሕረት የውርደልካ ባራኪዮ♥️♥️♥️

  • @merhawitlayne7092
    @merhawitlayne7092 4 หลายเดือนก่อน

    ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ❤❤❤

  • @senayteklay3288
    @senayteklay3288 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኣምላክ ሙሉ ምሕረት ይግበረልካ ኣያና ባራኬኦ

  • @almazhadgu5704
    @almazhadgu5704 4 หลายเดือนก่อน

    ሙሉእ ምሕረትን ጥዕና አምላክ የዉርደልካ ሐውና ባራክዮ፡፡

  • @NatuG-tj4bm
    @NatuG-tj4bm 4 หลายเดือนก่อน +4

    ምሉእ ምሕረት የውርድ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ገዲም ተጋዳላ ባባ ባራክዮ

  • @tsegeredaghebre5758
    @tsegeredaghebre5758 4 หลายเดือนก่อน +2

    እዋይ ኣነ ሓወይ !!!እ/ር ምሉእ ምሕረት ይግበሩልካ። እንዃዕ ብሂወት አትረፈካ። ዝፈትወካ ስነ ጥቡባዊ ኢኻ።