ጀነራል ምግበይ ዳግማይ ታሪኽ ሰሪሑ ኣብ ሽረ መካይን ነዳዲ ይመላኣ ኣለዋ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 335

  • @ggfg5809
    @ggfg5809 4 หลายเดือนก่อน +28

    ወለም ዘለዎም ዘይትብል ጅግና ተቃላሳይ ኢካ ብሓቂ ናብራካ ማቻ ይኩነልካ❤❤

  • @KidaneGLIBANOS-me4qj
    @KidaneGLIBANOS-me4qj 4 หลายเดือนก่อน +6

    ዕድመን ጥዒናን ያሓብካ አብጎኒ ህዝቢ ትግራይ ዝከፈልካዬ አይርሳዖን

  • @User65432s
    @User65432s 4 หลายเดือนก่อน +6

    ኣያና መምህር ብርሃነ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ባዓል መትከል ትግርኛ ኩላትና ከማካ ዝበለ ስነ ልቦና እንተንውንን ኣብዚ ወዲቅናዮ ዘለና ናይ ዕንክሊልን ጥፍኣትን መንገዲ ኣይምወዳቅናን ኔርና። የቀኒየልና

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 4 หลายเดือนก่อน +5

    ብሬ ክብር ሓዉ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ❤❤❤❤

  • @Zerabruk-q9f
    @Zerabruk-q9f 4 หลายเดือนก่อน

    ናይ ኣግኣዝያን ሐድነት ይጠንክር። እንዃዕ ደስበለና።ምዕራብ ትግራይ ድማ ኣብቀፃሊ

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1ri 4 หลายเดือนก่อน +4

    ዋው ብሪሂን ወዲ ኣቦ ጽንዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @Amangebereyesus
    @Amangebereyesus 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ሓሳብ ኢኻ ተቅርብ ብፍላይ ብዛዕባ ትግራይ ተቅርቦ ትንተና ደስ ዝብል እዩ ሓድሓደ ሰባት ነቲ ጀግና ጀነራል ምግበይ ዝጻረፉ ሰባት ኣለዉ ግና ጀነራል ጀግና እዩ

  • @Gebrewmichael
    @Gebrewmichael 4 หลายเดือนก่อน

    ብርሃነ ሓውና የቐንየልና። ኩሉሻብ ኣብ ጎኒ ትግራይ ደው ኢልካ ንትገብሮ ተገዳስነት ብጣዕሚ ነመስግንድ

  • @MebrahtuGebrehiwet
    @MebrahtuGebrehiwet 4 หลายเดือนก่อน

    ድምፂ ፅቡቕ ኣሎ ተባዕ ተቃላሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 4 หลายเดือนก่อน +3

    Thanks our brother Berhane for the good news about the displaced coming. General Migbey i admire you much hero.

  • @tesfaygigk
    @tesfaygigk 4 หลายเดือนก่อน

    ጅነራል ምግበይ ጅግና ኩሎም ከመካ ይኩኑ ኣሑጎሲካኒ❤❤❤❤

  • @YbrahGebrealif-bd9ho
    @YbrahGebrealif-bd9ho 4 หลายเดือนก่อน

    አታ ጂግና ወዲ ወልደአብ ወ/ማርያም ቀፅለሉ ክትዕወት ኢካ ክንዕወት ኢና።

  • @Ashenafi-bz9pj
    @Ashenafi-bz9pj 4 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ሓው ብርሃነ ንዓክኻ እንካዕ ደስ በለካ

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 4 หลายเดือนก่อน +5

    ብርሂን እንቋዕ ኣሐጎሠካ። ንዓመታት ዝተቃለሥካሉ ዓወት'ዩ።

  • @chdy8227
    @chdy8227 4 หลายเดือนก่อน

    ዳሀይ መኒኢሰያት ብሪህን ዳሀይይካ ይጥዓም ድሚፂ ዉፁዓት ህዝቢ ትግራይ ወጋሕታ ፋና ነፃነት ይዋዝም አሎ ሐሪነትን ነፃነትን ህዝብ ኤሪቲራ ብድምፅኻ ኪንሰምዕ ሰብ ሙሉእ ተሲፋ ኢና አጆካ በሪቲዕ

  • @مهديابراهيم-ر7ط
    @مهديابراهيم-ر7ط 4 หลายเดือนก่อน +6

    እግዛኣሔር ዮመስገን ትግወይቲ ዝኾንኹ ተመስገን ፈጣሪ እካዕ ካባኹም ተፈጠርኹ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @UseurtimeNow
      @UseurtimeNow 4 หลายเดือนก่อน

      ሕስርቲ እኳዕ ዓጋመተይቲ ኮንኪ ኣይይይይ ምሽምሽቲ ተወጋሪት ገዛ ከፊትኪ ቑልጭ በሊ ንክትውገሪ ምሽምሽቲ ዓጋመ !!!!!

    • @مهديابراهيم-ر7ط
      @مهديابراهيم-ر7ط 4 หลายเดือนก่อน

      @@UseurtimeNow ሸይጣን ይወገርኻ ህግደፍ ሰራቒ ካልሲሃሃሃሁሁሁ

  • @DanielZewdu-g7e
    @DanielZewdu-g7e 4 หลายเดือนก่อน

    አየ ብሬ ሓወይ ብሓቂ ትግራዋይ ትግርኛ ተናጋሪ ሓውና።

  • @Luulfd
    @Luulfd 4 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓው! ምስ ከማኻ ዝበሉ ትስፉዋት መፃኢና ብሩህ እዩ ።

  • @HdhHdh-wk6rk
    @HdhHdh-wk6rk 3 หลายเดือนก่อน

    ❤ዕድመን ጥዕናንአብ ጎኒ ትግራይ ዝከንካ

  • @MulubirhanYikunom
    @MulubirhanYikunom 4 หลายเดือนก่อน

    ብርሃነ ሓወይ ሓደ መዓልቲ ብሓባር ኮፍ ኢልና መፃኢና ክነርህው ልዑል ተስፋ ኣለኒ!!!

  • @YemanHilu
    @YemanHilu 4 หลายเดือนก่อน +8

    ብርሂን ኩሉጊዘ ሀልወልና

  • @GRMHSAGRMHSA
    @GRMHSAGRMHSA 4 หลายเดือนก่อน +2

    ጅግና ሐዉና ንበረልና ዕድመን ጥዕናን ምስ ሙሊእ ስድራኻ ንበረልና፣

  • @ZeynebAdem-qi9fy
    @ZeynebAdem-qi9fy 4 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ደስ በለካ አብ ጎኒ ትግራይ ምኸንካ ነመስግን ።

  • @atsedemulubrhan8770
    @atsedemulubrhan8770 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና ሓውና እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤

  • @HilemelekotShiferaw
    @HilemelekotShiferaw 4 หลายเดือนก่อน +8

    ፅቡቅ ኣሎ

  • @AregawiGebrihans-c9d
    @AregawiGebrihans-c9d 4 หลายเดือนก่อน

    ከመይ ጠስሚ ልበይ ተስቲየኒ ብሬ ልክዕ ከም ጀነራል ምግበይ

  • @AmbachewFiseha-yv9mf
    @AmbachewFiseha-yv9mf 4 หลายเดือนก่อน

    ነመስግነካ ሓውና ብጣዕሚ ጎበዝ ኢኻ ቀፅለሉ ❤❤❤

  • @estifanosteklek
    @estifanosteklek 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉ስነ 21 ታሪኽ ትግራይ

  • @habtombezabih7084
    @habtombezabih7084 4 หลายเดือนก่อน

    አባ ፃህማይ ኩሉ ሻዓ ባኣኻ ንኾርዕ❤❤

  • @AmedAsre
    @AmedAsre 4 หลายเดือนก่อน +1

    ቀፅለሉ ኣያና ጅግና ብሬ

  • @Negasi-ot3zc
    @Negasi-ot3zc 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብርለነ ሐወይ አታ ጅግና

  • @Fache-f8u
    @Fache-f8u 4 หลายเดือนก่อน

    Ezi Jigna Wotru Hubun General Migbey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Enqae Tigreway Konka Esikasi Enqae Nay Baedi

  • @SemereAlema
    @SemereAlema 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብሬ ጅግና ድምፂውን ፅቡቅ ኣሎ

  • @Berheize
    @Berheize 4 หลายเดือนก่อน

    ሰሜን ምዕራብ እዩ ፀለምቲ ምዕራብ ትግራይ ኣይኮነን ክቡር ሓው።

  • @hajiahmednurabreha5888
    @hajiahmednurabreha5888 4 หลายเดือนก่อน

    ሠላም ብርሃነ ሐወይ አታ ተባዕ ብርቱዕ አንደበተ ሩቱዕ መስተወዓላይ ወሩይ ፈላጥ ምሁር ናይ ትግራይ አምዲ ሁቀ ስለዝኾንኻ ብዙሃት ተጋሩ ናትኻ ቃልሲ አሰር ሂዝና ነኽተለካ ኢና አጆኻ በርትዕ ናይ ዓለም ሙስሊማት ፀገምውን ብሐቂ ተንትን ሐጂ አህመድ አቡ ሠሚራ!!!

  • @solomonabraha756
    @solomonabraha756 4 หลายเดือนก่อน

    ብትክክል ኢልካ ብሬ ሓወይ ከም ምግበይ ዝበለ ቆራፅ እምበር ብስመ ዲፕሎማሲ ጥራሕ ዝጉተት መራሒ ኣየድልየናን።

  • @ZerayTesfa-z5j
    @ZerayTesfa-z5j 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብስራት አስሚእካና ብርሂነይ እድመን ጥእናን ይሀብካ

  • @TesfayGebru-m4k
    @TesfayGebru-m4k 4 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቕ እዩ ድምፅኻ ዝሓወይ ማዓረይ!!!!

  • @FevenFebu-mh9sp
    @FevenFebu-mh9sp 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብሂወት ሀልካ ክትርእይ ፅሎተይ❤❤❤❤

  • @MekonenBerhun
    @MekonenBerhun 4 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቆራፅ ትግራዋይ ኢኻ ብአኻ ተሓቢና።አና ወዲ ሑመራ አየ ምስ አተኹ ድማአቡኡ ያራኽበና።

  • @negasiGebretensae
    @negasiGebretensae 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዓቅካ ብዝፈቀዶን ብትክእሎን ኩሉ ገርካኣካን አብ ጎኒ ዝተበደለ ህዝቢ ክሳብ መጨረሻ የማን ፀገም ከይበልካ በፅንዓት ዝተቃለስካ ክብር ሓውና ክብረት የሀበልና ሓሳብ ልብካ ክሰምር ካብ ልቢ ንምነየልካ።

  • @genettassema2480
    @genettassema2480 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብርሂነይ ናዐኻ እንካዕ ደሰ በለካ ተካሸኻ ኢኻ እቱ ውጽኢትካ አዩ ክብረት ይሀበልና ወዲ ዐበይቲ❤

  • @dadid9182
    @dadid9182 4 หลายเดือนก่อน

    No no አይትጋገ ሀሙኡ ኢሎም ኢዮም አብሊዖምና ሓው ሕደግ ና ደብረፅዮን ጌጋ አይትድገም በሰላ ህዝቢ እዮም ጠንኪሮም ድወፀኡ

  • @meressatessema5365
    @meressatessema5365 4 หลายเดือนก่อน +2

    ከም ምግበይ ዘአምሠሉ ሠለስተ ወይ አርባእተ ተባኣትን ቆራጻትን ጀነራላት ተዝሕሉውዋ ትግራይ አብዚ ሒዚ ዘለናሉ ኩነታት አይምወደቅናን
    እቶም ካሎኦት ጀነራላትን መራሕትን ዝጭነቁ ብዛእባ አዲስ አበባ ዘሎ ሕንጻታቶም እዩ ቅድሚ ሕዝቦም።

  • @elsadade5439
    @elsadade5439 4 หลายเดือนก่อน +6

    ዓሽኩም TDF ንሶም ተቖሪፆምማ ኩላ ትሰምርያ ብሬ ሓውና ተባራክ ምስ ስድራቤትካ❤❤❤❤

  • @FishaGebremeskel-u2v
    @FishaGebremeskel-u2v 4 หลายเดือนก่อน

    ብርሃነ ተቃላሳይ ንስካውን እንኻዕ ደስ በለካ ቀፅለሉ፡፡

  • @fritasolomon3835
    @fritasolomon3835 4 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ንተጋሩ ግደፈሎም

  • @AsefaTafere
    @AsefaTafere 4 หลายเดือนก่อน

    ብርሂን ሐውና ተከታታሊ እየ የቀንየልና

  • @FesehayeGirmay-u4w
    @FesehayeGirmay-u4w 4 หลายเดือนก่อน +1

    አታ ብርሒን፡ከማካ፡ሰፊሕ፡ሰነ-አእሞሮ፡ዘለዎሞ፡ፈጣሪ፡የብዛሐዮሞ።አሜን!!!!

  • @ArayaMulugeta-r1j
    @ArayaMulugeta-r1j 4 หลายเดือนก่อน +1

    Kubur birahane haw hizb tigray kemey aleka equae nabzy absteka n❤ abstehnan mekele ab edi tigraway kitatu tela dewlelka neyre ❤ bihagoss ❤ hijewn ❤ nifetweka❤ hakegna eka ❤ megleati yebleyn ❤nihakinetka ❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AlemGebre-jx2jv
    @AlemGebre-jx2jv 4 หลายเดือนก่อน

    በራቮ ዳሃይ መናኣሰይ ኣብስደት ኮንካ እትገብሮ ዘለካ ቃልስ ብሓቂ ንፉዕ ኤትራዊ ሓውና

  • @EkubayAbadi
    @EkubayAbadi 4 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ ይስማዕ ኣሎ

  • @godbless-u8k
    @godbless-u8k 4 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን ዛሓወይ ናይመወዳእታ ይግበረልና ተመሰገን

  • @kidusgidey586
    @kidusgidey586 4 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ለባም ሓውና ኢኻ።

  • @AlemGedey-t7g
    @AlemGedey-t7g 4 หลายเดือนก่อน

    ብርሃነ ሐወይ በአካ ህዝቢ ይተአማመን እዩ አብ ጎንካ እዩ

  • @Gubae-q8w
    @Gubae-q8w 4 หลายเดือนก่อน

    ብሬ ሕጅና 🎉🎉ሓውና 🎉🎉🎉 3:59 ቀፅለሉ🎉🎉🎉🎉

  • @تمامالبناقي-ض3م
    @تمامالبناقي-ض3م 3 หลายเดือนก่อน

    ጀግና ቀፅለሉ ብሉፅ ትንታነ

  • @zenamariamia1557
    @zenamariamia1557 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤you are frontly straggler on tigray war. He give good politically & war explanation .he is my teacher & heroic so i will give respect for gornalist Birhan. I thank you stund with. Thruth.❤

  • @ፍትሒይንገስ
    @ፍትሒይንገስ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል'ዩ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሎሚ ኣንቢዕኻኒ ብሓቂ ብሬ ናይ ሎሚ ይፍለ እዩ ብሓቂ ግደ ነባራት ተጋደልትን መራሕትናን ዝርሳይ ኣይኮነን በፍፁም ነክብሮም ንፈትዎም
    ንገረልና ንዞም ባንዳታት

  • @kidanegebretensay6886
    @kidanegebretensay6886 4 หลายเดือนก่อน

    አብቲ ፀቢብ ግዘ ህሊናካ ዘይሸጥካን አብ ጎኒ ተበደልቲ ጠጠዉ ስለዝበልካ ፍስሃ ክስመዐካ ይግባእ። እዚ ባህርካ ድማ ብዘይ ዝኮነ ዓይነት አፈላላይ አብ ጎኒ ኩሎም ውፅዓት ክትኮን እግዚአብሔር ይሓግዝካ እናበልኩ አነ ከም ሓደ ትግራዋይ ንዝገበርካዮ ኩሉ ብሽም እተን የዋሃት አዴታት ተጋሩ የቀንየልና ንብል።

  • @BrfBr-zd5nc
    @BrfBr-zd5nc 4 หลายเดือนก่อน +1

    ንዓካ ዝከውን ቃላት ኣልሸ ሰእነያ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @FasilYohannes-l8b
    @FasilYohannes-l8b 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሃቦኛ ጀነራል ምግበይ ሕጅው ን ናይ ትግራይ መውፅእን መእተይን ክረክብ አለዎ ጆነሳይድ ዝፈፀመ ሠራዊት ትግራይ ክህልዋ የብሉንዐን Tdf አዚና ድጋፍ ንሃቦ ፀላእቲ ትግራይ እስካእ ኢዶም ዝህቡ ቃልስና ንሃይሎ።

  • @godbless-u8k
    @godbless-u8k 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብርሃነ ሓውና ብጠቕላላ ፃዕርኻን ንህዝቢ ትግራይ ደላይ ፁቡቅ ምኻንካ ነመሰግን ግን ውልቀ ሰባት አብነት ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ብድምር ውፂኢት ግን ናይ ሓባር እዩ እሞ ምናልበት ውልቀ ሰብ ናይ ኩሉ ሓሳብ ወኪሉ ክዝረብ ይኽእል እዩ እሞ መደምደምታኻ ሚዛኑ ዝሓለወ ክኸወን ይአምን

  • @addisalemmesfin4849
    @addisalemmesfin4849 4 หลายเดือนก่อน

    አቦና ወልደአብ ወልደማሪም ዘይወድእዎ አጀንዳ ክውድእ ብህልኽ ዝሰርሕ ዘሎ ጂግና !!

  • @BirhaneTsegay-co5cx
    @BirhaneTsegay-co5cx 4 หลายเดือนก่อน

    ብሬዋ አታ ሓቦኛ ስሚዕትካ ፈሊጠዮ ክንደየናይ ብትግራይ ሕምም ከም ትብል በል አጆኻ ምሳኻ አለና

  • @AbrhamTsehaye-m8n
    @AbrhamTsehaye-m8n 4 หลายเดือนก่อน +1

    ንስራሕኻ የቕኔልና ዝሓወይ

  • @kebedetilahun7940
    @kebedetilahun7940 4 หลายเดือนก่อน +1

    ትኽክል እኻ ብሬ ከም ምሩኽ ርእሶም አዲኒኖም እዬም ዝሕሽከሩ ዘለው ፈረሐት ጥበብ ዘይብሎም ተዋሪዶም አዋሪዶምና እዬም

  • @AbadiBirhanu-e3z
    @AbadiBirhanu-e3z 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @avielavi990
    @avielavi990 4 หลายเดือนก่อน

    I'm master of computer Bre but you are the very important to Tegaru not the computer thank you for your time

  • @alemadera1203
    @alemadera1203 4 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ ።አሎ❤❤🎉🎉

  • @ZekariasSesella
    @ZekariasSesella 4 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቕ ኣሎ ድምፅ ይሰማዕ ኣሎ

  • @estifanoskidane4650
    @estifanoskidane4650 4 หลายเดือนก่อน +1

    ፁብቕ ዜና

  • @Denber-zi1qc
    @Denber-zi1qc 4 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ እዩ ዘሎ

  • @gerezihergebremeskel3225
    @gerezihergebremeskel3225 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ብሬ ሓወይ!

  • @yitbarekgebreselassie3805
    @yitbarekgebreselassie3805 4 หลายเดือนก่อน +1

    ድምጺውን ጽቡቕ ኣሎ ብሬ

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari 4 หลายเดือนก่อน

    ብርሂን ክቡር ለባም ተባዕ ሓቀይና ሓው

  • @godbless-u8k
    @godbless-u8k 4 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ብርሃነ ሓወይ እምብዛ ግዲ ደሰ ኢሉኳስ ፅሪይ ዝበለ ዝተቐናጀወን ዝተዋደደን ሓሳብ ተቕርብ አለኻ የሐጊሰካና ዕድመ ወሲኹ ይሃብካ በቃ

  • @21youzer
    @21youzer 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላምኻ ይጥዓም ኩቡር ኣቦናለ ሓዉናለ ❤❤❤❤

    • @gebreyohanes9268
      @gebreyohanes9268 4 หลายเดือนก่อน

      Brhane, you are a freedom fighter, you struggle for justice and I wish you have lobg life

  • @Teklay-fz2iq
    @Teklay-fz2iq 4 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ እዩ ቀፅል

  • @segedberhane7542
    @segedberhane7542 4 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you berhane for the good news congratulations you have passed the right message

  • @misgnatekeste7249
    @misgnatekeste7249 4 หลายเดือนก่อน +2

    10Q እንቓዕ ደስ በለና ግን እዚ ኹሉ ትዛረቦን ትንትኖን ንመጻኢ ወለዶ እንታይ ተጽነሐሉ ትጽሕፎ ዶ መጽሐፍ ከ አለካ'ዶ ምኽንያቱ ሐንቲ ትድርበ ቃል ስለዘይብሉ

  • @WeldayGebremekel
    @WeldayGebremekel 4 หลายเดือนก่อน

    ብስራትካ ይጥዓም ብርሒን ሓውና

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣስማዕ ያ ዞል!
    ምግበ ወዲ ህወሓት፣ ታደሰ ህወሓት ፣ ሞንጀርኖ ህወሓት፣ ዋላ ጌቾ ፍርቂ ህወሓትእዩ። ብሓፂሩ ሱቕ ኢልካ ጨጉሪ ክትፍንፅሕ ግዘኻ ኣይተባኽን ቲዲኤፍ ሚእቲ ብ ሚእቲ ህወሓት እዩ።ህወሓት ዕላማ እዩ ፣ ካብ ዕላማ ህወሓት ወፃኢ ዝኾነ ትግራዋይ የለን ብዘይካ ሒደት ከደምቲ ሸዋ።

  • @dessalegntadele1626
    @dessalegntadele1626 4 หลายเดือนก่อน

    ፀለምቲ(ሰ/ምዕራብ እዩ) ብዝብል ይተኣረም ናይ ምዕራብ ትግራይ ገና እዩ።

  • @lomiayneyberhe8136
    @lomiayneyberhe8136 4 หลายเดือนก่อน

    ምግበይ ሎቕማፅ ሃዳሚ በሎ ።

  • @kidusgirma7909
    @kidusgirma7909 4 หลายเดือนก่อน

    ብሬ ሓዉና የቐንየልና❤💛

  • @elsadade5439
    @elsadade5439 4 หลายเดือนก่อน +5

    ጥዑም ይሃብካ ❤❤❤

  • @semerealemayehu-zr7cg
    @semerealemayehu-zr7cg 4 หลายเดือนก่อน +2

    የቀንየልና ኣዝዩ ዘፅናንዓና ሓሳብ ስለ ዝሃብካና

  • @ephraimtephraim9358
    @ephraimtephraim9358 4 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ሎቅማጽ ዓጋመ፡ ኣዝማድካ ብልመና እምበር መኣስ ብስሪኦም ተመሊሶም ኣብ መሬት ኣምሓራ።

  • @hagostsegay9654
    @hagostsegay9654 4 หลายเดือนก่อน +2

    Demeqe mekonen hadimu keywexie trah kgber alewo ab mierab tigray kqber u zelowo!!!

  • @TesfayGebru-m4k
    @TesfayGebru-m4k 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ምግበይ!!!!!

  • @r-hgman3651
    @r-hgman3651 4 หลายเดือนก่อน +2

    Wonderful Berhane. You are right and we agree.

  • @mustoffa-qd6bb
    @mustoffa-qd6bb 4 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራ ትግራይ ብሐደ!!!!

  • @halybali5714
    @halybali5714 4 หลายเดือนก่อน

    ክብረት የሃበልና ክቡር

  • @BereketEleni
    @BereketEleni 4 หลายเดือนก่อน

    ቀፅለሉ በርትዕ

  • @Men1109
    @Men1109 4 หลายเดือนก่อน

    እመንኑኒ ብጀካ ምግበይ ነዚ ህዝቢ ዝሓሊ የለን።

  • @kiros-tx8oe
    @kiros-tx8oe 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቐንየልና ክቡር ሓው

  • @mebrahtuasgedom
    @mebrahtuasgedom 4 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ዝብል ዝሐወይ

  • @YodanosYordi
    @YodanosYordi 4 หลายเดือนก่อน

    ጀነራል ምግበይ ማለት አቦ ፅንዓት መፅሐፍ ትግራይ ማለት እዩ