ሎማዕንቲ ንሃኒ ስርፕራዝ ገይረያ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 225

  • @hiwotbrhana7405
    @hiwotbrhana7405 2 ปีที่แล้ว +70

    ከምዚ ዓይነት ሰብኣይ ይሃብክን ኣሜን በላ ኣነካ ኣለኒ ዩ ኣሜን ኢለየ

    • @teklom1
      @teklom1 2 ปีที่แล้ว +2

      kkkk ንዓና እውን ከምዚአ ዓይነት ሰበይቲ ይሃበና👍🏻

    • @lulasemir4212
      @lulasemir4212 2 ปีที่แล้ว

      አሜን ያረብ

    • @nigigaltgray3705
      @nigigaltgray3705 2 ปีที่แล้ว

      አሜንንን ውድ😁🤭❤️❤️❤️❤️

    • @meharitweldegebriel99
      @meharitweldegebriel99 2 ปีที่แล้ว

      Amen

    • @mehareabrha3300
      @mehareabrha3300 2 ปีที่แล้ว

      አሜን

  • @guuf6600
    @guuf6600 2 ปีที่แล้ว +17

    ዋይ ቤትኩም ደስ ክብል ሰንገላት ከምዚ ዝበለ ፍቅረኛ ይሀበና አሜን በላ

  • @user-il5ee6oi8z
    @user-il5ee6oi8z 2 ปีที่แล้ว +10

    ትግራዋይነት ክቡር መንነት ኣብ ሓዳር ተከባቢርካ እዩ እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቡርክ ወድ ዞም ቡርካት ተጋሩዋይ መርዐው ተከባበሩ ወለዱ ዘምዱ ሰሱንልና

  • @user-kp7bp6bo2y
    @user-kp7bp6bo2y 2 ปีที่แล้ว +27

    ይልመድኻ ልሰበይቲኻ ምሕጋዝ ማሜዋ😁🥰ሃኒዋይለ ኢድ ይባርክ ኢልና ኢና😘❤🙏

  • @user-te3op2xb8l
    @user-te3op2xb8l 2 ปีที่แล้ว +17

    መርሓባ እንዳ ብርሃን ገፆም እንኳዕ ዳሕና መፃኹም ፅብቃተይ ኣቤት ዉሕልና ሃንየ ሽኮር ፍቅርኹም ከም ዋሓዚ ማይ ጃሕጃሕ ይበል ❤😘

  • @Abc-zl6ts
    @Abc-zl6ts 2 ปีที่แล้ว +25

    አይ ማሜ አነጋግራኻ ብጣዕሚ እዩ ለስሕቀኒ
    ምሕጋዝ እማ ግድን እዩ 👍👍👍😍😍😍

  • @aebyaeby0061
    @aebyaeby0061 2 ปีที่แล้ว +10

    ባንዴራ ትግራይ 💊❤️ ሪኣያ እስኹም ከ ተጋሩዋይ ደቂ ሓላል መሬት ደስ ክትብሉ
    ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበል 😍😍😍 ምቕራት

  • @vxnn4818
    @vxnn4818 2 ปีที่แล้ว +13

    ፅሩያት ሓዳርኩም ሓዳር አብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም አምላክ

  • @eldanakitchentube2369
    @eldanakitchentube2369 2 ปีที่แล้ว +18

    ነዞም ጥዑማት ላዛ አሕዋተይ ተኸታተልቲ ዝኾንኹም ኹሉኹም አሕዋተይ ንአይ እውን ትሓባበሩኒ subscribers ክትገበሩለይ ብአምላክ ስም ይልምነኩም ዝም አሕዋተይ🙏🙏🙏😍😍😍

  • @galltdf4622
    @galltdf4622 2 ปีที่แล้ว +13

    ተጋሩዋይ ሙቁራት ድሙቃት♥️👑

  • @temesgenamlakyetemesgenaml7164
    @temesgenamlakyetemesgenaml7164 2 ปีที่แล้ว +4

    ሃኒ ሎሚ ለይቲ ሓሊመያ ቀደም በረካ ኣባጊዕ ሒዘ ዘእፍረሉ ዝነበርኩ ኣብኡ ኣግንየያ ትፈልጥዮ ድኪ ናበልክዋ ሓዲረ ታይ ማለት ይከዉን።ፍቅርኩም ይብዛሕ

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 2 ปีที่แล้ว +24

    ውውውው ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ

  • @user-vk3nr9vf4m
    @user-vk3nr9vf4m 2 ปีที่แล้ว +8

    ዋውውውውውው ደቂ ትግራይ ፅርያት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🙏💕❤💛💝

  • @eldanakitchentube2369
    @eldanakitchentube2369 2 ปีที่แล้ว +4

    ውውውው ጥዑማት ላዛ ይበል ቡሩኽ ልጥዒና ይግበርልኹም ፍቅርኹምን ሓዳርኹምን ይባረኽ

  • @Abigiya21
    @Abigiya21 2 ปีที่แล้ว +6

    ዋዉዉዉዉ ደስ ባሃሎ ኢኹም ግን ገኒ ሽፎኖነይ ስፈይለይ ከይንዳባረ ገኒ

    • @duhesu3v441
      @duhesu3v441 2 ปีที่แล้ว

      ሙጭዋት ብጣዕሚ

  • @user-fc1fz3fr7d
    @user-fc1fz3fr7d 2 ปีที่แล้ว +3

    ይክኣል ተዝኾን ላይክ እናገበርኩ ምሓደርኩ

  • @user-bh4ho4ol3p
    @user-bh4ho4ol3p 2 ปีที่แล้ว +9

    እሰይ ሙቁራተይ ደስ ክትብሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adu8301
    @adu8301 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውውው ሰወዳቹ የኔ ማሮች ትግራዋይ ምካን ፁረይ ፍጥረት እዩ🥰🥰🥰🥰🥰ተጋሩዋይ Loveyou kulu gize

  • @user-zh8bk4xc9f
    @user-zh8bk4xc9f 2 ปีที่แล้ว +1

    ማሜ ዘረባካ ኩሉ ነገርካ ብጣዕሚ እዩ ዘስሕቀኒ
    ጎይታዋይ ቀፅልሉ😂😂

  • @user-kz1mt1sh4r
    @user-kz1mt1sh4r 2 ปีที่แล้ว +8

    እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሙቁራት እዙው ኢካ ❤️

    • @maspriv9s277
      @maspriv9s277 2 ปีที่แล้ว

      💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @kfkrimskulu1936
    @kfkrimskulu1936 2 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ተዓዲልኪ ስብኣይ ማለት ፈጣሪ ኣቦይ ከምዙይ ገይሩ ዝሕግዘኒ ስብኣይ ፍጠረለይ

  • @Reem-iy8pz
    @Reem-iy8pz 2 ปีที่แล้ว +1

    ዉይ ማሜ እኮ ሱቅ ኢልካ ፍቅሪ ኢካ ሓደ ከማካ ዝበለ እማ ኣልሸለይ ኢካ ቡዝኮነ ደስ በሃልቲ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣይፈላልየኩም

  • @user-xw7mq5ch6i
    @user-xw7mq5ch6i 2 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ኣሕዋተይ ማዓረይ ፍቕርኹም ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም💖💖😍😍😍

  • @user-js8td2ls5w
    @user-js8td2ls5w 2 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ኣኳሳትራ ገለ ዓይነት ክክክክ ኣኪድ ሃኒ ሃፍተይ ደጊማቶ እያ ትኸውን ዋይ ማሜስ ናማን ገዛ ፀሪግካ

  • @shewitgebretsadek1609
    @shewitgebretsadek1609 2 ปีที่แล้ว +1

    ውይ ሰሓቅ ሞይተ ሃንየ ሕጂስ ምሳኺ ዘይምነቦርኩ ነይረ ኣነ ክሕግዘኪ ነይረ ዋይ ማሜ ፅብቅቲ ሳፕራይዝ ጌርካላ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @user-np2tt6dx3g
    @user-np2tt6dx3g 2 ปีที่แล้ว +2

    ፅቡቃትና💚ድንን ኢልካ እዩ ዝስራሕ ኮ ነይሩ ዋ ጎበዝ ኢካ

    • @dhhdh9651
      @dhhdh9651 2 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክክክ

  • @user-iq9gt9zh4j
    @user-iq9gt9zh4j 2 ปีที่แล้ว +2

    ገዛኩም እውን ከም ባዕልኩም ፅሩይን ዘናጥን እዩ ውለዱ ክበዱ ሰሰናዩ ንኣኩም ይኩን❤❤❤

  • @LamLam-ch6pm
    @LamLam-ch6pm 2 ปีที่แล้ว +1

    ንፍዕ ንሰብትካ ምሕጋዚ ማለት ክብር ማሀብ እይ 😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e 2 ปีที่แล้ว +7

    ዋዉዉዉዉ ሽኮራት❤❤❤❤

  • @mulutube2992
    @mulutube2992 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውውው ክቡር ሓወይ ብጣዕሚ አድንቐካ ፈጣር ክብረት ይሃብካ

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v 2 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብዳሓን መፃእኩም ኣሕዋተይ ናተይ ብጣዕሚ ናፊቀኩም ነይር💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋👈

    • @rahwahadgu7201
      @rahwahadgu7201 2 ปีที่แล้ว

      ምቁራተይ ፍትውውው እየ ዘበለኩም

  • @user-ep6re8yc6j
    @user-ep6re8yc6j 2 ปีที่แล้ว +2

    ማሻኣላህ ፉቁሩኹም ያብዘሖ ሽኮራት😍😍😍😍😍

  • @user-br8ov6wr8t
    @user-br8ov6wr8t 2 ปีที่แล้ว +8

    እንዕኻ ዳሓን መፃእኩም 💛❤️😍

  • @user-ex2uu9wf3m
    @user-ex2uu9wf3m 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ፅርያት ናተይ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል💛❤🙏

  • @jeedhacity6513
    @jeedhacity6513 2 ปีที่แล้ว +1

    እሳኻ መፂኣ ትቦታትኖ እያ ክክክ ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበል ፁሩያት ተጋሩ

  • @medizeray3057
    @medizeray3057 2 ปีที่แล้ว +1

    ጣዕማማት ደቅ ሃገረ ትግራይ ፍቕሩኹም ያብዛሓዮ ♥♥♥♥♥♥♥💃

  • @user-jz9ti8dm9s
    @user-jz9ti8dm9s 2 ปีที่แล้ว

    ማሚዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሓጋዚካ ውለድ so ፍቅርኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርኮ

  • @user-mm4xf7ff8v
    @user-mm4xf7ff8v 2 ปีที่แล้ว +7

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ ምቅራት ❤❤❤

  • @zahraabdullah6076
    @zahraabdullah6076 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውው ምቅሩትይ

  • @user-js7ib8yw6b
    @user-js7ib8yw6b 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋውው ደስ ክትቡሉ ምቅራት😘❤

  • @user-bq8xi8zk7d
    @user-bq8xi8zk7d 4 หลายเดือนก่อน

    ዋዉዉ ደስ ክብል ጎቦዝ ሰብኣይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit9608 2 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩ ፁሩያት ፍቅርኹም የብዛሓዮ💛❤️💛❤️💛💛✊💊💊💊💛❤️💛❤️✊

  • @abdelkadirnegash6895
    @abdelkadirnegash6895 2 ปีที่แล้ว

    Wooow lbeynu aynet geat 🤍🤍👍👍Mamiy hawna hamaye eka geat tfetw 👍👍lenegeru lgeat ygato eyu lbehal 😉🙃

  • @user-wi8wj2tx2g
    @user-wi8wj2tx2g 2 ปีที่แล้ว +2

    ምቁራት ፍቅርኩም የብዛሓዮ🥰🥰🥰

  • @user-gc7gf1nd5q
    @user-gc7gf1nd5q 2 ปีที่แล้ว +1

    አሰይይ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓላላት💘 💊😘😘

  • @asmahsaen2015
    @asmahsaen2015 2 ปีที่แล้ว +3

    ማሻኣላህ ኣሕዋተይ 👌❤🌺

  • @jamutubeh999
    @jamutubeh999 2 ปีที่แล้ว +1

    አሳላሙአለይኩሙዎራህመቱላሕ ዎባራካቱሁ ሰላም መጥቻለው በላይክ

  • @nigigaltgray3705
    @nigigaltgray3705 2 ปีที่แล้ว

    ውዋዋ ደስ ባሃልቲ እግዚኣብሄር አይፈላሊኩም ሙቁራተይ🤗🤗🤗👌🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️💝💝💝💝💘💘💘💘💘💞💞💞

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም ዞም ሙቁራተይይ🏖🏖🏖🏖😘😘😘😘💘💘💘🙏🙏🙏

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 ปีที่แล้ว

    ዋው ማምየ ደስ እዮ ዝብል ብሓቂ ምክብባር ኩሉ ይፈትዎ እግዝኣብሔር የብዛሓዮ

  • @azozall1061
    @azozall1061 2 ปีที่แล้ว

    ወዉዉዉ ደስ ኪቲብሉ ፈቁሩኩም የብዛሓዮ

  • @user-uy3nd5qb5r
    @user-uy3nd5qb5r 2 ปีที่แล้ว +1

    አሰይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ዞሞ ናትና❤💛💊💊💉

  • @hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083
    @hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083 2 ปีที่แล้ว +2

    አስይይይ ምቅራት ደስ ክትብሉ😍😍😍😍😍

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 2 ปีที่แล้ว

    ይልመድካ ማሜዋ ቡሩከይ ሙቁራተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ

  • @user-nz4br8nd9u
    @user-nz4br8nd9u 2 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ ሙቁራተይ 💖💖💖💗💘💘💘💘

  • @user-gq5gx4iq9c
    @user-gq5gx4iq9c 2 ปีที่แล้ว

    እንዳ ማሜ ሃኒየ ፅሩያት ተጋሩዋይ ፍቅርኩም ብዝሕ ይበለለይ❤❤❤❤❤

  • @melitube7785
    @melitube7785 2 ปีที่แล้ว

    በእዉነት ፍቅርኹም የብዘሐዮ ገኒየ ከም አዴታትኺ ለባም ሰብአይኺለ ለዋህ እዩ ልመስል ገኒ ትሕይልዮ አለኺ ዲኺ

  • @user-jf7ts5wv6n
    @user-jf7ts5wv6n 2 ปีที่แล้ว +1

    ዎውውው,ፅቡቃት,ሰላምኩም,ይበዛሕ❤❤❤

  • @user-fu8vz4bw3z
    @user-fu8vz4bw3z 2 ปีที่แล้ว +1

    ፅዮን ክሳብ ዘለኣለም ምሳኩም ትኩን ፅሩያት💘💘💘💘

  • @segene3171
    @segene3171 2 ปีที่แล้ว +1

    አሰይይ ፍቅርኹም ይብዛሕ ሓላላት 💖💛

  • @mebigalmekele9054
    @mebigalmekele9054 2 ปีที่แล้ว +1

    ፍቅሩኩም ይብዘሐዮ ኣሕዋተይ❤♥️

  • @gebrekidanngus71
    @gebrekidanngus71 2 ปีที่แล้ว +1

    ፉቅሩኹም ይብዘሐዮ 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @tirhas6959
    @tirhas6959 2 ปีที่แล้ว +1

    ፍቅርኩም ይብዛሕ😍😍😍

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5h 2 ปีที่แล้ว

    ኣይይይ ደቂ ዓበይቲ ደስክትብሉ

  • @abigaltigray7411
    @abigaltigray7411 2 ปีที่แล้ว +1

    woww ደስ ትብሉ ፍቅርኹም ብዝሕ ይበል❤💛🥰

  • @user-vs2ww6vr7m
    @user-vs2ww6vr7m 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዳት ኣንሽትኩም ሓግዙ💊💊💊

  • @dwerdwwrf3492
    @dwerdwwrf3492 2 ปีที่แล้ว

    Asey des ktblu fkrkum ybzhayo 🥰🥰🥰

  • @albadr2531
    @albadr2531 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ሙቁራተይ አሰይይይይ ደስ ኩቱቡሉ ❤❤❤❤

  • @user-um8sj3nh9m
    @user-um8sj3nh9m 2 ปีที่แล้ว +1

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ 🙏

  • @user-us3iw8mf6p
    @user-us3iw8mf6p 2 ปีที่แล้ว

    ከማኻ ዝበለ ዝሓሊይ ልሰበይቱ ስብኣይ ኣማፅአለይ ወዲ ዓደይ

  • @user-ko2bb4fr1x
    @user-ko2bb4fr1x 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰለማት ተጋሩዋይ ነዚ ገዛ ገሻ እየ ሳብስክራይብ ኻኣ ገይረልኩም አለኹ

  • @thth800
    @thth800 2 ปีที่แล้ว +2

    ደሰ ዝብል ዝሓው ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-dx2cq2yx3t
    @user-dx2cq2yx3t 2 ปีที่แล้ว +1

    💊🌹ባንዴራና መለለይት መንነትና ምስ ርአኩዋ ብልቢ ተሓጉሰ ንመጀመርያ ጊዜ እየ ርኤኹም ተጋሩዋይ ፅሩያት እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፍቕርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበለልና♥️😍 ናትና ካብ ኮንኩም ሳብስክራይብ ኢለኩም ኣለኹ ኩሉ ጊዜ ኣለና ምሳኹም
    ሰላምን ቅሳነትን የዉርልና ፈጣሪ ኣካኽቦ ይፍጠረልና ስሰናዩ ንዓኹም ይሞቸኩም ምጩዋተይ😘😘😘😘😍😍♥️

  • @user-li5jf1pt1d
    @user-li5jf1pt1d 2 ปีที่แล้ว

    ፍቁሩኩም የብዛሓዮ ሙቁራተይይይ

  • @user-hb1id3vu4u
    @user-hb1id3vu4u 2 ปีที่แล้ว +1

    ፍቅርኹም የብዛሕዮ ሙቁራት

  • @ssbiyasook1549
    @ssbiyasook1549 2 ปีที่แล้ว

    ፍቁሩኩም የብዛሓዮ ኣሕዋትየ

  • @dhgsbvxhdhx4285
    @dhgsbvxhdhx4285 2 ปีที่แล้ว

    Acheraresu yastelal

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ፅሪያት ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣነስ ክፈትወኩም💟❤❤❤❤

  • @KhanKhan-on7yy
    @KhanKhan-on7yy 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውውው መክበሪ ኣዱኡ ቀፅሉሉ

  • @user-gl9bh9ly1m
    @user-gl9bh9ly1m 2 ปีที่แล้ว

    ብስሩ ካብ ደገ ለለና ላዝኡ ለይረሰዐ ማሜ ሪኤ ወዲ ሪመይ ወለላ❤❤👈

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v 2 ปีที่แล้ว +2

    ቀደማኩም ላኣይ ኣነስ ክፈትወኩም ደቅነይ💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @mashoaxusumawit2349
    @mashoaxusumawit2349 2 ปีที่แล้ว

    ዝፈትወኩሙ ክቡራት አሕዋተይ

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 ปีที่แล้ว +1

    ጥዑማተይይ😘😘😘💘💘💘🏖🏖🏖

  • @user-ju6db7tg1e
    @user-ju6db7tg1e 2 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ባሃልቲ🤴❤️👸🥰

  • @Channel-vj9tk
    @Channel-vj9tk 2 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ሽኮራት ደቂ ትግራይ

  • @bsratgalerob1973
    @bsratgalerob1973 2 ปีที่แล้ว

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️ፍቅርኩም ይብዛሕ ♥️♥️

  • @gualseyemtiadiyabo2889
    @gualseyemtiadiyabo2889 2 ปีที่แล้ว

    ፍቅርኩም ብዙሕ ይበል ደቂ ሪመይ ግን ካሜራ ይስተካከል

  • @user-hv9yb6pm9z
    @user-hv9yb6pm9z 2 ปีที่แล้ว +3

    ገን ጠፊእኩሙ🖇💖

  • @yute2286
    @yute2286 2 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋኒ ሽኮራት💛❤️💛❤️💛❤️

  • @ayu5264
    @ayu5264 2 ปีที่แล้ว +1

    ከቅንእካ ሙቁራት ፍጥረት❤️💛🥰

  • @user-up9xm9zd7h
    @user-up9xm9zd7h 2 ปีที่แล้ว +1

    አምላክ ምሳኩም ይኩን ኣሕዋተይ

  • @ሸረኒ
    @ሸረኒ ปีที่แล้ว

    ኣስይ ደቂ ሓላል መሬት💛❤️🫶💛❤️

  • @selam1341
    @selam1341 2 ปีที่แล้ว

    ሰለምደቂ አደይ ትግራይ

  • @shheehhr7242
    @shheehhr7242 2 ปีที่แล้ว +2

    ሙቁራት ፍጥረት😍😍

  • @ffgf6142
    @ffgf6142 2 ปีที่แล้ว

    ወዋ ደስ ብሃሎ ደቃ ትግራይ💓💓💓💓💓💓💕💕💕

  • @user-hp1jd9he9x
    @user-hp1jd9he9x 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይ ሸገታት❤💛💐

  • @SaS-oc1tn
    @SaS-oc1tn 2 ปีที่แล้ว

    des kibl eti gezakum tsuruyat

  • @user-rh4fr6rj5q
    @user-rh4fr6rj5q 2 ปีที่แล้ว

    ዋዉ ፍቅራኩም ይብዛሕ ምቂራተይ

  • @abcde8418
    @abcde8418 2 ปีที่แล้ว

    የኔ ፍቅር ትጋላበጥ ላ😂😂😁😂😁😁

  • @JemalEdris-sr9ri
    @JemalEdris-sr9ri ปีที่แล้ว

    Selam walakum ana kem asilamay hawikuom Kab music misimi piran simuio