Melsi_Tigrigna drama members_ኣባላት መልሲ ድራማ ጓል ትግራይ ምስ ብፃይ ሽላን ካልኦትን ደስ ዝብል ፃንሒት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
  • #melsidrama #tigray #tigrigna #tigrignamusic #tdf #foryou
    @auraentertainment @wazahagereseb @1 1 entertainment

ความคิดเห็น • 549

  • @Hareg675
    @Hareg675 9 หลายเดือนก่อน +39

    ሩሑስ ጋማ ጓል ትግራይ ሽኮር ሓዳርኹም ይባርኮ ከም ማይንፀባን ይፀንብርኹም🥰🥰🎉🎉🎉🎉🙏

    • @user-li7on6rw3y
      @user-li7on6rw3y 9 หลายเดือนก่อน

      አሜን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @BeriBeri-zl8xq
      @BeriBeri-zl8xq 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤​@@user-li7on6rw3y

  • @user-jw2ss8dz9u
    @user-jw2ss8dz9u 9 หลายเดือนก่อน +34

    ቀሊጢፍኩም ልቀቁልና ኣባላት መልሲ ፅርያት እንካዕ ደስ በለኪ ጋል ትግራይ ፅሪቲ🥰🥰🥰🥰

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 9 หลายเดือนก่อน +38

    ጋል ትግራይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልካም ጋብቻ 😍😍ግን ብፃይ ዓይኒ ምሸት ታኮይኑ ደቢርዎ😔😔

    • @TV-vh2im
      @TV-vh2im 9 หลายเดือนก่อน +7

      ኩሉ ግዜ ሰቅ እዩ ዝበል ሩጉዕ እዩ ዝመሰል ዘረባ ዘይፈቱ ሰብ ኳ ኣሎ ቡዙሕ❤

  • @rahealraheal1881
    @rahealraheal1881 9 หลายเดือนก่อน +24

    ኣነ ግን ጋል ትግራይ ንገፃባህርይ ኢላ ትሙት እምበር ሓቀኛ ኣብ ትግራይ ናተገበረ ስለዝኮነ ብጣዕሚ እየ በክየ ምስኪናት ኣዴናትና😢

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 9 หลายเดือนก่อน +4

    _ተመስገን ጓል ትግራይ ሽኮር ብህይወት አላእያ ሓቂ ይመስለን ነይሩ ክክክክ ዳሓርስካ ፈልጥናዋ ተመርዕኽ ርእየኪ ብጣዕሚ ታሓጉስ መርአያ ደቅ ኣንእስትዮ እኽ_

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 9 หลายเดือนก่อน +14

    በርትዑ ትግርኛና ኣዕብዩልና ብፍላይ ናይ ገጠርና❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-wo7zw5hk8l
    @user-wo7zw5hk8l 9 หลายเดือนก่อน +9

    እንኳን ደሓን መፃኪ ጓል ትግራይ🙏ኣነስ ፊልም ምዃኑ ናፈለጥኩስ ብጣዕሚ እየ ነቢዐ😢ግን እቲ ኩነታት ከምኡ ስለ ዝነበረ ፅቡቅ ስራሕ እዩ🙏❤️ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉

  • @TrhasTawese
    @TrhasTawese 4 หลายเดือนก่อน

    ጋል ትግራይ እንኳዕ ሰላም መፃኪ ❤❤❤❤❤❤ክላኩም ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም❤❤❤❤❤❤

  • @user-sd8fw7ll9r
    @user-sd8fw7ll9r 9 หลายเดือนก่อน +12

    ጓል ትግራይ ጀግና ርሑሰ ጋማ ይግበረልኪ ተጋሩዋይ ኣጆኩም ጎብዙልና 😍❤🌷

  • @user-eh9xb1cm1v
    @user-eh9xb1cm1v 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነስ ኣብ ዓይኒ ምሸት ዘሎ ትዕግስት ግርማ ከበሂገኒ ማዓት ዕደመን ጥዕናን ይሃብኺ ዚሓወይ❤❤❤

  • @user-fo1yy1gl3e
    @user-fo1yy1gl3e 4 หลายเดือนก่อน

    መባልዕተና መድረኽ ይግበሮ ይግበሮ ብፃይ ሽላ ቀፅለሉ

  • @titytity-vq3bn
    @titytity-vq3bn 7 หลายเดือนก่อน

    ዉይይ ጋል ትግራይ ማዓረይ እንዃዕ ብሰላም መፃእኺ ብሓቂ ዩ መሲልኒ አነ ግን ብጣዕሚ ዩ ጨኒቅኒ ነይሩ አብ ኤፍ ቢ ምስ ረአኹ የ ዛአመንኹ❤❤❤

  • @ሳሌም
    @ሳሌም 9 หลายเดือนก่อน +2

    welcome back ደቂ ትግራይ ሓላል ግን ሂዋን ዘይመጸት ኣነ ማራ ተሰሚዑኒ ኣሎ ❤️‍🔥ምሳኹም ክትመጽአ ነይሩዋ ኣዚና ኢና ናፊቅናያ ዘለና ብሓቂ so thank you so mauch ቀጽልዎ ኣጆኹም በርትዑ ኣብ ጎንኹም ኣለና አዚኣ ፊልም ቀጽልዋ ድያስፖራ ማራ ኢና ንፈትዋ ❤️❤️❤️❤️💛👏

  • @dfhf8186
    @dfhf8186 9 หลายเดือนก่อน +6

    እንኳዕ በሰላም ምፃእኽም ተጋርዋ ምቅርት ኣሰይይይይይ ጋል ትግራይ ጣዕማምዋ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🤲💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘✅✅✅❤❤❤❤❤❤

  • @Merihani
    @Merihani 9 หลายเดือนก่อน +11

    ተጋሩዋይ ተናፈቅቲ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-oe1vl4rh7c
    @user-oe1vl4rh7c 9 หลายเดือนก่อน +2

    እንካዕ ብስላም መፀኩም ደቂ ሓለል መሬት ትግራይ ❤❤❤ ጓል ትግራይ እንካዕ ብርሃን ረአኪ ቃል ኪዳን ኣብራሃ ሳራ ይግበረልኪ ፈጣሪ 😍😍

  • @user-hc6ms4rk1q
    @user-hc6ms4rk1q 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዓይኒ ምሸት ርጋዕታኡ ደስ ክብል ❤💛ተጋሩዋይ ሕበሩ እንዳሳሓቅኩም ንበሩ ንፎትዮኩም አና ጀጋኑና❤🌹💖

  • @alamsabiya9521
    @alamsabiya9521 9 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ እና ናፊቅናኩም ቀልጢፍኩም ምፁና 😘ንብፃይ ሸላ ውን ኣፍቂረዬ እየ ኔእኩ🥺😄

  • @user-id6zw3vc5e
    @user-id6zw3vc5e 9 หลายเดือนก่อน +9

    ሙቑራት ኢኩም በከርስኩም❤❤❤ ዓይኒ ምሸት ግን ከመይ ዝበለ ትዕግስቲ እዩ ዝኔሀሉ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-uh6ky7oe3x
    @user-uh6ky7oe3x 9 หลายเดือนก่อน +11

    ናይ ብሓቂ ኣነ ጓል ትግራይ ❤️ክትመወት ከላ ኣነ ንጣዕሚ እየ በኽየ እፍፍፍፍ 🥲🥲

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቱም ምቁራት ተናፈቅቲ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሳልሳይ ክፋል ኣብ ቀረባ ክትመፁና ተስፋ ንገብር
    ርሑስ ጋማ ይግበረልኪ ጓል ትግራይ ሽኮር❤🎉

  • @mlien5628
    @mlien5628 9 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይ ከዋኽብቲ ትግራይና ንፍትወኩም ብዙሕ ቅልጢፍኩም ምጹና plis ናፊቅናኩም 😍

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 9 หลายเดือนก่อน +8

    ጋል ትግራይ እንኳዕ ሰላም መፃኪ😍😘ሓቂ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ነይረ በክየ😢😢

    • @blackheart6830
      @blackheart6830 9 หลายเดือนก่อน +2

      ኣነ እውን ናይ ብሓቂ መሲልኒ ነይሩ ኣብ ፌስቡካ ለቂቃ ናይ መርዓ ምስ ራኣኽዋስ ኣላ ድያ ማዓዝ ተሲኣ ዚኣኸያ😢😂

  • @user-pw2od2xo4r
    @user-pw2od2xo4r 9 หลายเดือนก่อน

    ዋዋይ ጋል ትግራይ እማ ኣላ ድያ ናይ ባሓቂ ዝቐተላ መሽሉኒ ኔሩ 😜😜😅😄
    ንፉዓት ባሓቂ ኣጆኹም ❤❤❤❤

  • @rxjv4845
    @rxjv4845 9 หลายเดือนก่อน

    ኣይዘኩም ንኩልኩም 😂😂ብስላም የራክበና ሓላላት ደቂይ ትግራይ

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው እንዃዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ መልሲ ድራማ ጓል ትግራይ ምቅርቲ ብፃይ ሽላ ናፊናኩም ኔርና ሕጂ ግን ሃየ ከይትፈላለዩ ጓል ሓየት ሕሽዋ እልኩም ኣምፁኡዋ ደራሳይ ሲስ❤❤❤❤ ቀፅሉሉ
    ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ

  • @dnglmaryamadey
    @dnglmaryamadey 9 หลายเดือนก่อน +10

    እንካዕ ዳሓን መፃእኩም በጃኩም ቀልጢፍኩም ልቆቁልና ኢኩም😘ጓል ትግራይ እድብቲ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ብከምዚ ብስርዓት ቤተ ክርስቲያን ስለ ዝተሞርዐኪ ቤቲዋይ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም🥰🥀🙏

    • @FftDrr
      @FftDrr 9 หลายเดือนก่อน

      ዝናፍቀኩም እንካዕ ብሰላም መፃኩሙ ዞም ናተይ❤

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 9 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ዝብል መርዓ ጋል ትግራይ ናይ አብራሀም ሳራን ይግበረልኩም አሜን ውላድኩም የርኤና ውለዱ ተጋሩ ፍረዩ እቶም አሕዋትና ዝተሰውኡ ተክእዎም ብዝሑ ሰስኑ ተጋሩዋይ ።

  • @fewakonjo3453
    @fewakonjo3453 9 หลายเดือนก่อน +6

    ተመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ፅሩያት ደቂ ዓባይ ትግራይ ናፍቅናኩም ነርና ጋል ትግራይ ❤❤❤❤❤

  • @user-hp8oz8td3k
    @user-hp8oz8td3k 8 หลายเดือนก่อน

    አናኳዕ በስላም መፅእኺ ጋል ትግረይ❤❤❤

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y 9 หลายเดือนก่อน +7

    ተጋሩዋኒ እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ጓል ትግራይ ቆንጆ ናፊቀኪ ነይረ🙏❤❤❤

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz 9 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ኣባላት መልሲ ሩሑስ ጋማ ጋል ትግራይ ናፊቅናኩም ቀልጢፍኩም ሙፅና ኣቱም ኑፉዓት ተጋሩ ደቂ ሓላል መሬት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💊💊💊💊💊

  • @user-fo1yy1gl3e
    @user-fo1yy1gl3e 4 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ኣሕዋተይ ጓል ትግራይ እንዃዕ ብርሃን ረአኺ ቃሕ በሃሎ

  • @user-ts2mk2rq9c
    @user-ts2mk2rq9c หลายเดือนก่อน

    ባሃቂ ጠፊእኹም ጓል ትግራይ ሽላ መጅሙእ ኩለኹም ጠፊእኹም አይትጥፍኡ ይፈትወኩም የኽብረኩም

  • @merry3709
    @merry3709 9 หลายเดือนก่อน +4

    ጓል ትግራይ ጅግና ተፈታዊት ክትወፅእ የነበራይ ካባኩም ተፈልያ ብምቅራያ ቂር ይብለካን ከብደይውን በሉዓትኒ ክትዛረብ ከላን ብዝበለፀ ደሞ ናብ ዝተቀደሰን ዝተባረከን ሓዳር ምእታዋ ኣሐጊሱና ተመስገን ኣዚና ንፈትወኩም ኣባላት መልሲ

  • @1983kidusab
    @1983kidusab 9 หลายเดือนก่อน +2

    መጀመርያ ደራስን ዳይረክተርን ብጣዕሚ ጎቦዝ ኢኻ ሲስኮ ብምቕፃል ኩሎም ተዋሳእቲ ዝገርም ብቕዓት አለኩም ተጋሩ ድራማ ከም እንኽእል, ትግርኛ ድራማ ናይ ኤርትራ 'በር ናይ ትግራይ ትግርኛ ድራማ ዝስርሖ ዘይመስለና ዝነበረ ዝገርም ብቕዓት ኣለኩም ኩለኹም ቐፅልሉ ብዝበለፀ ኣስደምሙና::

  • @rhdbxhff5098
    @rhdbxhff5098 9 หลายเดือนก่อน +3

    ቀልጢፍኩም ልቀቁልና ተጋሩዋይ♥️ ጋል ትግራይ ሸኮር🎉🎉🎉

  • @user-ne6vi8wp8y
    @user-ne6vi8wp8y 9 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂይ ኣነስ ድራማ እናርኣክዎ ጋል ትግራይ ልክዕ ክም ዝሙተት ገይረ ትራኣይንይ እቲ ታርክ ትክክለኛ እዩ እና ገፅ ባህርያት እዪ

  • @user-hy5jn2eb2b
    @user-hy5jn2eb2b 9 หลายเดือนก่อน

    ንናይ ፅቫሕ ትግራይ ፊልም ኢንዳስትሪ እግሪ ተኸልቲ እንኳዕ ተፈጠርኩምልና። በርትዑ።

  • @user-vz8pf7vt9f
    @user-vz8pf7vt9f 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣባላት መልሲ ድራማ እንዃዕ ዳሓን መጻኹም ጋሻ እየ ነዚ ገዛ ጋል ትግራይ💛❤ ከኣ መርዓ ኣብራሃም ሳራ ይግበረልኪ ናይ ሓዳር ዘመንኪ ከኣ ይባረክ ማዓረይ ተጋሩዋይ ሰስኑልና ብብዙሕ እየ ድማ ዝፈትወኩም😍💟

  • @maharimengestab2192
    @maharimengestab2192 8 หลายเดือนก่อน +1

    ጓል ትግራይ ማዓረይ እኳዕ ብርሃን ረአኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kuhilwedigere5467
    @kuhilwedigere5467 9 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome to back melsi the best 👌 😊

  • @dnglmaryamadey
    @dnglmaryamadey 9 หลายเดือนก่อน +3

    ዓይኒ ምሽት ምስ መንጢላ ፉቁራት ክኮኑ ደስ ኢሉኒ ቡሱሩለ ይመስሉ እዮም 😊አቤት ዓይኒ ምሸት ዓቅሊ ትዕግስቲ🥰

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 9 หลายเดือนก่อน +6

    3ይ ምዕራፍባ ልቀቁልና ቀልጢፍኩም ተጋሩዋይ ሙቁራት❤🎉

  • @dgvh7060
    @dgvh7060 9 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋሩዋይ ፍቅርታት ብጣዕሚ እየ ለፈትወኩም ❤💛ጋል ትግራይ ሽኮር

  • @user-ny7yx5ue8d
    @user-ny7yx5ue8d 9 หลายเดือนก่อน +3

    ጋል ትግራይ እንዃዕ ብደሓን መፀእኺ ተጋሩዋይ ኣይ ትደንግአዩ😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤

  • @user-kn8yy7wy9d
    @user-kn8yy7wy9d 9 หลายเดือนก่อน +2

    ጓል ትግራይ ፅሪተይ ቃል ኪዳን አብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ንኩለኩም ተሳተፍቲ መልሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤

    • @user-kn8yy7wy9d
      @user-kn8yy7wy9d 9 หลายเดือนก่อน

      @kidentubeጌረልኪ ዛናተይ

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j 9 หลายเดือนก่อน +2

    ቀልጢፍኩም ቀፅሉልና በጃኩም ሃረር ኢልና ትፅቢት በዚሕና ምቁራተይ😟❤💛

  • @rfghjhhgc3429
    @rfghjhhgc3429 9 หลายเดือนก่อน +2

    ጋል ትግራይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልካም ጋብቻ ተመስገን እንኳዕ ብስላም መፆኩም ፅሩያት ደቂ ትግራይ ናፍቅናኩም ነርና❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray 9 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋሩዋይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም😘
    ኣብ ናይ 2ይ ክፋል ዝነበረ ስምዒት ኣብ ኩለና ዝነበረን ዘሎን እዩ ንጀጋኑ ሰማእታትና ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብሮም ኣክእሎ ይሃበና ህዝበይ
    ኣጆኩም በርትዑ ቀፅሉሉ

  • @Asqualgebrehiwot
    @Asqualgebrehiwot 9 หลายเดือนก่อน +1

    Asyyyyyy gal Tigray enka beslam mexki❤❤❤❤

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j 9 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዊኒ 3ይ ክፋል ብሰላም ምፁና❤❤❤❤❤❤
    እንኳዕ ደስ በለኪ ጓል ትግራይ ((በተልሂም ))

  • @user-sf2qd6cg9i
    @user-sf2qd6cg9i 9 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ደቅ ዓደይ ምዓረይ❤❤ ጋል ትግራይ ሽኮሮ ርሑስ ጋማ ይግበረልኺ❤❤❤

  • @selemawittadele3572
    @selemawittadele3572 9 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ደሓና መፃኹም እንዳ መልሲ ጓል ትግራይ ውን እንኳዕ ተመለስኪ ብጣዓሚ እና ንፈትወኹም ❤❤❤💊

  • @user-tg6xv6bh3k
    @user-tg6xv6bh3k 7 หลายเดือนก่อน

    I love UN so mach kb or shila &apprishet for all

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y 9 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብርሃን ረአኪ ጓል ትግራይ ሽኮር ውላድኩም የርእየና🙏❤❤

  • @user-xq8fy4cl9g
    @user-xq8fy4cl9g 9 หลายเดือนก่อน +2

    ሃለቃ ዲዩ ማለተይስ አኪልል ርእየ እዩ😢❤❤❤❤❤❤

  • @user-dj5wd9zb5h
    @user-dj5wd9zb5h 9 หลายเดือนก่อน +4

    ቤቲየይ እንኳዕ ደሰሰሰ❤❤በለኪ ወለላይ 🎉🎉🎉ቀሊጢፍኩም ሰደዱልና ተጋሩዋይ❤❤🎉🎉🎉

  • @Helentadese1912
    @Helentadese1912 9 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ሙቁራተይ ጋል ትግራይ እንኳዕ ደስ በለኪ ማዓረይ Please ናይ መርዓ ቭድዮ ባ ንእሽቶን ዘርጉሕልና መርዓ ምርኣይ ናፊቅና ሰደት ነዊሕና🥺 ወይ ናይ ጋል ትግራይ ስም f.b ንገሩና ኣብኡ ቭድዮ ናይ መርዓ ተረከብና🙈😂ደፊረ ተኾይነ ሶሪ 🙈

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 9 หลายเดือนก่อน +5

    ተጋሩዋኻኒ ፍቅርታት❤❤❤❤ሰላምኩም ይብዛሕ🎉🎉

  • @BriBrii-ku9my
    @BriBrii-ku9my 9 หลายเดือนก่อน +2

    ግና ብፅይ ዓይነ ምሸት ትኸይኑ ደብሩዋ🥺

  • @user-kq3dk6mf5w
    @user-kq3dk6mf5w 9 หลายเดือนก่อน +2

    ደስስስ ክትብሉ😊😊😊 ግንሲ ዓይኒ ምሽት እማ ሱቅ ኢሉ ደብርዎ ኣሎ

  • @BerihuHalal-ud2lo
    @BerihuHalal-ud2lo 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብሉፃት ቀፅልሉ ፅቡቕ ስራሕ❤❤❤❤❤

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer5540 9 หลายเดือนก่อน +2

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zarasosoo845
    @zarasosoo845 9 หลายเดือนก่อน +5

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ፅሪያት ዓለም❤❤❤❤❤❤

  • @raheltechane2605
    @raheltechane2605 9 หลายเดือนก่อน

    Congratulations Betty shekor❤️

  • @user-xq8fy4cl9g
    @user-xq8fy4cl9g 9 หลายเดือนก่อน

    ይቅርታ ዓለቃ ዱዩ ስብአያ ዋላስ ? እና እንኳዕ ደስ በለኪ ጋል ትግራይ ❤❤❤❤❤

  • @user-ox7hd8kh9y
    @user-ox7hd8kh9y 9 หลายเดือนก่อน +1

    ቤተልሂም እንዃዕ ደሰ በለኪ 🙏ርሑሰ ጋማ ይግበረልኪ 🙏💖💖💖💖💖

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 9 หลายเดือนก่อน +3

    ገርናልካ ብፃይ ሽላ❤❤❤❤በርትዐልና

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብፃይ ዓይኒ ምሽት ክንደይ ትዕገስ ትዓድልኻ ንኩላሞ ኣወዳት ኣካፍሎሞ ትዕግስትኻ👌

  • @user-fj2xu7oz7w
    @user-fj2xu7oz7w 9 หลายเดือนก่อน

    ጓል ትግራይ አምጽኡልና ዋላ አልዕልዋ 😊

  • @Lima-mj6ie
    @Lima-mj6ie 9 หลายเดือนก่อน

    እወ ገላፂት ድራማ እያ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 5 วันที่ผ่านมา

    ርሑስ ጋማ ጋል ትግራይ 🎉🎉🎉

  • @user-lx6lr7kf3i
    @user-lx6lr7kf3i 8 หลายเดือนก่อน

    እሰይ ኣይፈለጥኹይ ነይረ ኾይኑዋ ድያ ሞይታ እናበልኹ ነይረ ፅኑዕ ቃልኪዳን ይግበረልኪ ኩሉኹም ናብኡ የብቅዕኹም ሽኮራት

  • @Hlifit
    @Hlifit 9 หลายเดือนก่อน +2

    ዝፈትወኩም ደቂ ዓደይ እንኻዕ ሰላም መፃኩም🥰🥰🥰❤❤❤ጓል ትግራይ ሽኮር

  • @rahealraheal1881
    @rahealraheal1881 9 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ድሓን መፃኩም ደቅዓደይ ሂዋንከ ንምንታይ ዘየምፃኩምዋ ኣብቲ ድራማ እውን ኣጥፊእኩምዋ ኢኩም ኣምፅእዋ

  • @user-cm8ij9hd7s
    @user-cm8ij9hd7s 9 หลายเดือนก่อน

    ኣበይ ይርከብ መርዓ ጓል ትግራይ ኣበይ ቻነል ተፃዒኑ

  • @user-yh3yd7wo8u
    @user-yh3yd7wo8u 9 หลายเดือนก่อน +3

    ብኽያተይ ኣወዲእኹምኒ ኢኹም መልሲ ድራማ😢😢😢😢

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs 9 หลายเดือนก่อน +1

    ማራ ናፍቅናኹም ቀኒና እንኳዕ ብሰላም መፃኩም
    ጓል ትግራይ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃኪ
    ብፃይ ሽላውን እንኳዕ አሐጎሰካ❤❤❤❤❤❤
    መልሲ👌 ድራማ ቀልጥፉና በሉ❤❤❤❤❤

  • @user-rn7kr5qe8x
    @user-rn7kr5qe8x 9 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ዓለም የክብረኩም እየ ሲሰይ ኣቦ ጥበብ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ወው ዝፈትወኩም ኣባላት መልሲ❤❤ቤቲዋይ ሰናይ ሓዳር ይግበረልኪ❤

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 9 หลายเดือนก่อน

    ኡንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሃገረይ ማዓረይ ዱሙቃት ከዋክብቲ ትግራይና ጋልትግራይ ሽኮርርር ኡንካዕ ደስበለኪይ ዛናተይ ሩሑስስስ ጋማ ይገበረልኪ ሓዳርኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ይባርከልኩም

  • @titytity-vq3bn
    @titytity-vq3bn 7 หลายเดือนก่อน

    ሽላብጣዕሚ ዩ ሓዚኑ ሓዚኑ ዩ አሕዚንኒ😢😢😢

  • @hhhgvg4542
    @hhhgvg4542 9 หลายเดือนก่อน

    እንዃዕ ሰላም መፃኡኩም ተጋሩዋይ እንዃዕ ደሰ በለኪ ጋል ትግራይ❤❤❤ ኩለኩም ይፈተወኩሙ እየ ደቂ ሃገረይ

  • @user-pc6sw4gn8i
    @user-pc6sw4gn8i 9 หลายเดือนก่อน

    Enkae dehan metsakum tegaruway❤

  • @dhhdhd4121
    @dhhdhd4121 9 หลายเดือนก่อน

    ማራ ናፍቀናኩም ኣለና ብሰላም ምፅእና🥰🥰🥰ጓል ትግራይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኪ እግዛኣብሔር ኣምላኽ ሓደርኩም ይባርኮ🙏🙏🙏

  • @user-ev2ep2bc5y
    @user-ev2ep2bc5y 9 หลายเดือนก่อน

    እንኻዕ ናብዙይ አብፀኪ ዛሐፍተይ

  • @abuneymaateyotub6589
    @abuneymaateyotub6589 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዓይኒ ብሸት ታይ ኮይኑ ድዩ በቃ ከይተዛረበ ተወዲኡ ቪድዮ😮😮
    ፍቅርኩም የብዝሐዮ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @letaygebreyesus2703
    @letaygebreyesus2703 9 หลายเดือนก่อน +2

    ጓል ትግራይ እንዃዕ ብደሓን መፀእኺ 🥰🥰

  • @user-sd8bw7jx7u
    @user-sd8bw7jx7u 9 หลายเดือนก่อน

    እንኻዕ ብሰላም መፃኽም ተጋሩዋኒ ጓል ትግራይ እንኻዕ ደስ በለኺ ብድዮ ስደድልና ናይ መርዓ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @aedf4837
    @aedf4837 9 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ደቅ ሓላል መሬት ሽኮራት ኣሰይይ ጋል ትግራይ ምቅርቲ እንኳዕ ብርሃን ረአኽ ሓጎሰይ ወሰን የቡሉን❤❤❤❤❤

  • @SaraSara-mr8pi
    @SaraSara-mr8pi 9 หลายเดือนก่อน

    እንኩዓ ደስበለኪ ጋልትግራይ ጱሩይት ደስ ብሃልት ኩሉኩም ደቅ ትግራይ ዕ ዲመን ጲዕናን ይሃብኪም መጳእና ደማ ቡሩሁ እዩ ኹብሩ ንዓኹም 🙏🙏💪🇻🇳🌹

  • @AllBaad-xv2fe
    @AllBaad-xv2fe 9 หลายเดือนก่อน +1

    እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @mlatataklti4343
    @mlatataklti4343 9 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዓ ዳሓን መፀኩም አባላት መልሲ ድራማ ድርሰቱ ክምርጥ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ቀፅልሉ እሺ 🥰🙏

  • @user-ox7hd8kh9y
    @user-ox7hd8kh9y 9 หลายเดือนก่อน

    Aseyyyyyy tegaruwayyyy maareyyyy 🙏💖💖💖💖💖💊💊💊💊

  • @user-vy8wk8td8f
    @user-vy8wk8td8f 9 หลายเดือนก่อน

    ብፃይ ሽሊ ከም ዝደበሮ ቡዚሓት ትፅሕፉ ኣለኩም ግን ዝተዛረባ ዘረባ ኣስተውፅልኩም ዶ 🥺😢 ብዛዕባ ብፆቱ ዩ እኮ ዝዛረብ ዘሎ
    ዘሐጉስ ዘይኮነ ዘሕዝን ዩ ተዛራቡ ።
    እና ፅንዓት ያሃበና ተጊሩዋይ🥰
    ጓል ትግራይ እው ቃልኪዲንኪ እግዚአብሔር ይባርከልኪ ዛሓፍተይ ፅብቅቲ🥰

  • @ddgg5620
    @ddgg5620 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዓይኒ ምሸት አይናገሪ ድዩ❤❤❤ዋኝኝኝ ክፈትዎ ማዓት ኣነስ

  • @mareyhelsh5850
    @mareyhelsh5850 9 หลายเดือนก่อน +2

    ስላምኩም ይብዛሕ ደቂ ሓለል መሬት❤❤

  • @rahealraheal1881
    @rahealraheal1881 9 หลายเดือนก่อน +3

    ገይርናልካ ሽላዋ ሽኮር ግን ዓይኒምሸይ ታይ ኮይኑ ምንም ከይተናገረ ተውዲኡ ቱቪድዮ

  • @azmitigray1468
    @azmitigray1468 8 หลายเดือนก่อน

    Shkiornata jeganu❤❤