"ዋርሳይ" ብስራዊት ትግራይ ዝተዳለዋ ዝቀረበት ሓቀኛ ታሪኽ ፊልም ትግረኛ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • Subscribe
    © Copyright:ሜዳ ትግራይ - Meida Tigray
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #ሜዳ_ትግራይ
    #ሜዳ_ትግራይ #Meida_ Tigray

ความคิดเห็น • 159

  • @selu5346
    @selu5346 ปีที่แล้ว +25

    ኣበይ ኣለና ተጋሩ አሕዋተይ ላይክ ሼር ሳብስክራብ ገይረና ነተባባዓዮም ዞም ጀጋኑና ናይ ዞም ረሳሓት ድራማ ይትረፈና ንሃገርና ነተባባዓያ ተጋሩዋይ 💪💪💪💪 ትግራይ ትዕወት።💪💪💞💞💞💞❤

  • @vxnn4818
    @vxnn4818 ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ ከምዙይ ለበለ ክተባባዕ ዘለዎ ስራሕ እዩ ብጣዕሚ ሓቀኛን መሃርን እዩ ጀጋኑና ቀፅልሉ ብሓቂ ልብካ ዘድሚ ሓቀኛ ታሪክ 💔💛🙏💪

  • @galzomweyenti129
    @galzomweyenti129 ปีที่แล้ว +15

    እታ አብ መሬት ዘላ ሓቂ እያ አብ ትግራዋይ ዘይተሰምዐ እበር ዘይተገበረ የለን ግን አጀና ፅንዓት ንዘይተርፍ ዓወት💛♥✊✊💎🦁🌍🙏🌹😥👌😭💔💊😭

  • @user-pv6dm2fs2r
    @user-pv6dm2fs2r ปีที่แล้ว +19

    ዓሕ ዓደይን ህዝበይ ሰላምኪ ናፍቆዮ💔 ግን ኣጀና ዝምረረ ይምረር ትግራይ ትዕወት😭😭💔

  • @Tigray122
    @Tigray122 ปีที่แล้ว +7

    ሜዳ ትግራይ ክብሪ ትግራይ ሰላምኩም ይብዛሕ ልዑል እግዛብሄር ምሳኩም ይኩን 💎❤️💛🙏🙏🙏ብሓቂ ሑሉፍን ህልውን ታሪክና ትገልጽ ብፍላይ እታ ብሃርያት ኣቦን ኣዶን ትግራይ እህ እዋይ ትግራይና ዝጸወርክዮ መከራ ብሓደ ፈታዊ ከብዱ ንጹሃን ስድራ ሙሉእ ትከፍሊ ከምቲ ብዝሒ ጸላእትናን እከይ ግብሮምን ክንደይ ግፍዒ ተጻዊርኪ እህ እዋይ ቃንዛ 💔💛😭😭😭ብልጽቲ መግለጺ ኣልቦ ስራሕ ክብሪ ይሃበልና 💎❤️💛🙏🙏🙏ሰስኑ ዓንቡቡ ጸግኡ የብዝሓልኩም ልዑል እግዛብሄር 🙏🙏🙏

  • @tsgabteklay277
    @tsgabteklay277 ปีที่แล้ว +4

    እቲ ሓቀኛ ታሪክ ትግረዋይ እዩ ናይ እዞም ኣረመኔ ሰራዊት ሸዓብያ ግፍዒ መግለፂ የብሉን😢 ኣጆና ተጋሩዋይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ።ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ🥰 ትግራይ ስዒራ።

  • @helenfikade9515
    @helenfikade9515 ปีที่แล้ว +16

    ብጣዐሚ ቕስምኻ ዝስብሪ ፊልም 👆👆👆👆👆❤💛❤ ህዝበይ ራህዋኻ ይመልስልኻ 😭😭😭

  • @dfghgfvfaydh3201
    @dfghgfvfaydh3201 ปีที่แล้ว +9

    ብሓደ ገፅ ተሓጉሰ ትግራወይቲ ምካነይ ብሓደ ወገን ከኣ ንብዓተይ ምዕቃም ኣቢዩኒ ግና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ትግራይ ትስዕር ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ከኣ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @user-dv4pc1yp7k
    @user-dv4pc1yp7k ปีที่แล้ว +4

    ፅቡቅ ስራሕ ሓቀኛ ታሪኽ ትግራዋይ 💔💔😍😍😍🙏🙏🙏ብዓወት ተመለሱ

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j ปีที่แล้ว +6

    ኣይይይይይ ህዝብና ዝረከቦ መንከራ ጌታሆይ ምሕረትን ሰላምን ኣውርደልና
    ሓልን ፅንዓትን ልሰራዊት ትግራይ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @user-ei7em1fd6h
    @user-ei7em1fd6h ปีที่แล้ว +4

    አይይይ ዓደይ ሰላምኺ ይመለስ ክሉ ከም ፍቃድኻ ይክን አምላክ ትግራይ ትስዕር💊💊💊💊

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 ปีที่แล้ว +5

    ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና
    እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን
    አየካ ህዝበይ ኩሉ ክሓልፍ እየ ብጀጋኑ ደቅካ😭😭😭😭✊✊✊✊✊

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 ปีที่แล้ว +8

    ግፍዒ ፈሲሱ መሊኡ 🖤😭ግን ከኣ ዕረ ናጣዓመ ይሓልፍ እዩ

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan ปีที่แล้ว +10

    ፀሊም ታሪክ አራዊት ሰራዊት ኤርትራ ብደምቢ ሰኒድኩም አቀምጡልና አጆኺ ትግራይና ክወግሕ እዩ አብ ትሕቲ ፈጣሪ ብቅልፅም ደቅኪ💔🙏🙏💖💛💊

    • @emoneshilaentsytiblobelain7017
      @emoneshilaentsytiblobelain7017 ปีที่แล้ว

      ሰነድ ዶ ሐይካ ክትውሕጣ ኢካ ምሳኩም ብመንድቅን ኤሌትሪክ ክንዓጽዎ ኢና ዶባትና ደቅና ብሰላም ክነብሩ

    • @samilove8693
      @samilove8693 ปีที่แล้ว

      ጊና አዚ ብውሑድ አዮ ኣብ ልዕሊ ህዝበይ ዝወረደ ግፍዒ ብኣኩም ሰንድዎ ኣብ ትመጽሕዎ የብልኩምን game over 🇪🇷💪💪💪✊

  • @user-hx4uc3pv2d
    @user-hx4uc3pv2d ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ዘብከየትኒ ፍልሚ ግን አጆኩም ጀጋኑ ተጋድልትና እግዚአብሔር አምላክ ሓይሊ ጥንካሬ ብርትዐን ይሃብኩም ንሃገርና ትግራይ ድማ ሠለም ዓወት ፍቅሪ ቅሳነት የውርደልና ትግራይ ትስዕር ብሓይሊ አምላክና

  • @user-xu8vx9zx8z
    @user-xu8vx9zx8z ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋይይይይይይይይይይይ
    መሃርቲ
    ማሓርቲ
    የቅረባሃልቲ
    ጀጋኑ
    እንኳዕ ተጋሩኮንና💛❤️💛❤️

  • @fevenmehari8574
    @fevenmehari8574 ปีที่แล้ว

    ኣጆካ ህዝብየ ኩሉ ክወግሕ እዩ ብሓይሊ እግዚኣብሄር እንሕና እምንትና ኣብ ኣምላክና እግዚኣብሄር ምስ ውፅዕ ህዝብይ እዩ ዝኮን

  • @tsruytibrhanu8879
    @tsruytibrhanu8879 ปีที่แล้ว +4

    "ሓዘንን ሕራነን!"
    ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
    ደቃ ዝሓንዘፉላ ኣብ ቅድሚ ዓይና፤
    ሓዘን በርቲዑዋ ምኽኣሉ ስኢና፤
    ምንባር ፀልሚትዋ ወላድ መኻን ኮይና፤
    -ሞታ ዝለመነት ተደፊኣ ደኒና፤
    -ሰማዒ ዝሳኣነት ሓንቲ ጥይት ለሚና፤
    -ኩቡራት ደቃ ከየልበሰት ሓመድ ኣዳም፤
    -ሸው ኢላ ዝጠፍአት ንበረኻ ንግዳም፤ዓቢዳያ ኢሎምኒ ውነኣ ስሒታ፤
    ዕርቃና ወፅያ ፅምዋ ብሒታ፤
    ንዚ እናሰማዕኹ ዝቐስን ከመይ ጌረ እየ ሞ’ታ?!
    💛❤

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 ปีที่แล้ว +8

    Ajokum Nayna jeganu tegaru TDF defending its people of Tigray. Tigray The Land of Heroes

  • @tdftdf7914
    @tdftdf7914 ปีที่แล้ว +2

    እቲ ታሪኽ ብጣዕሚ እዩ ዝሕዝን ኣብ መገዛእ ዓድካ መሬትካ ገዛካ 😢💔ኣሕሕሕሕ ድማ እዛ ታሪኽ ናይ ባሓቂ ገላፂት እያ ኣጀኩም በርቱዑ

  • @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
    @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ ปีที่แล้ว +1

    እህህህ ትግራዋይ ምኳንካ የሐጎሰካ💓💛 ትኩላይ ግፍዕን በደልን ክትርኢ ካዓ ልብካ ይስበር እህህ😢💔😓💔 ህዝበይ ብሓቂ ናይ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ሓቀኛ ዛንታ ብትሕቲ ፈጣሪ ኣጆና ትግራይ ትስዕር Tdfey ብዓወት ተመለሱ ጀጋኑና💓💛💓💛💓💊💊💪💪👊👌

  • @user-dp1fg3du7v
    @user-dp1fg3du7v ปีที่แล้ว +3

    ጀጋኑና

  • @SadiqAli-se5cz
    @SadiqAli-se5cz หลายเดือนก่อน

    ፅብቅ ብጣዕሚ ደስ ይብል ቀፁሉሉ 🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤

  • @user-rk6rl8wz6c
    @user-rk6rl8wz6c ปีที่แล้ว +1

    አሕ ህዝበይ እዞምአረሜናት እምበር ደፊሮምካ አምላክአቦይ ምሕረትካ ልአከልና

  • @user-nf7ir2qt6j
    @user-nf7ir2qt6j ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ኣምላክና ነዝ ለዋህ ህዝቡካ ህዝቡ ትግራይ ብምሕረት ዓይንካ ጠምቶ ጌታየ ሆይ ዓወት ህዝቡ ትግራይ ኣሰመዐና ደሰታ እዝ ለዋህ ህዝቡ ኣርእየና ፅዮን ሆይ ሓደራ❤💛🙏🌹

  • @hiboobi9757
    @hiboobi9757 ปีที่แล้ว

    ኣሕ ትግራይ ዓደይ ስላምነና ይመለስ

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y ปีที่แล้ว

    ኣሕሕሕሕ ዓደይ ተበዲልኪ ብሓቂ ብጣዕሚ የሕዝን ኣጆኩም ቀጽሉሉ ኩሉ ክሰነድ ኣለዎ😥😥😥

  • @mkm4736
    @mkm4736 ปีที่แล้ว +5

    ዓደይ ኣጆኺ💔😭😭😭😭💔💔👏👏

  • @ddsd2475
    @ddsd2475 ปีที่แล้ว +1

    ዓደይ ኣጀኪ😢😢😢😢♥♥♥💛💛💛💊💪😢

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh1100 ปีที่แล้ว +2

    ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ዋይ😭😭😭😭💔💔💔💔😭😭😭

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu ปีที่แล้ว +2

    በጃኩም ተጋሩ ነተባብዐዮም ላይክ ሸር ንተሓባበሮም ናይ ባዕልና ምደያ ነዕቢይ

  • @user-yc4mf5ye4q
    @user-yc4mf5ye4q ปีที่แล้ว +3

    ኣሕሕሕሕ ህዝበይ ዓደይ ኣብ ትግራይና ዘይተነገረ እምበር ዘይተገበረ የለን😭😭😭😭😭
    ብጣዕሚ ቀስምካ ዝሰብር እና ኣጆና ኩሉ ዝተገበረ ግፍዕታት ከምዚ ክስነድ ኣለዎ ቀጽልሉ

  • @user-sc8zf2km3n
    @user-sc8zf2km3n ปีที่แล้ว

    ኣይይ ዓደይ ህዝበይ😢 እግዚአብሔር አምላክ ሰላሙ የሃበና ተጋሩዋይ💔😥

  • @tigraiwillwin
    @tigraiwillwin ปีที่แล้ว +5

    VIVA TDF JEGANONA 💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾💙💙💙💙

  • @assefageberhiwot6958
    @assefageberhiwot6958 ปีที่แล้ว +3

    ኣሕሕሕሕሕ ህዝቢ 💔💔😭😭💔😭😭💪💪❤️❤️💪💪💪😭💪💔😭💪💪❤️❤️💪💪❤️💔😭😭💪💪✊✊💪💪❤️💪💪💪😭😭💪❤️❤️💪

  • @user-tk6do9du6f
    @user-tk6do9du6f ปีที่แล้ว +2

    ህዝበይ ኣምላኽ ይሓልኽ

  • @tdf1948
    @tdf1948 ปีที่แล้ว +2

    ❤️💛💊እፍፍፍፍ ህዝበይ ማዓረይ 😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @Akezaabrha
    @Akezaabrha 2 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ካባኻትም ተፈጠርና ጅጋኑ እኩም❤❤❤❤❤❤

  • @mikihadush7621
    @mikihadush7621 ปีที่แล้ว +1

    Bhaki geganu ekum proud of u

  • @abrhakahsay4544
    @abrhakahsay4544 ปีที่แล้ว +3

    ኣጆኪ ዓደይ

  • @merigaltgray9831
    @merigaltgray9831 ปีที่แล้ว +1

    እፍፍፍ ኣየ ዓደይ መዓዝ ኮን ይኹን ሰላምኺ ክሪኦ😥😥💔💔💔

  • @Geni-23
    @Geni-23 ปีที่แล้ว +4

    አይይይይይ ልቤካ ዘሰብር 😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @albadralbadr1736
    @albadralbadr1736 ปีที่แล้ว

    ኣሕሕሕ ህዝበይ😭😭😭💔💔💔🖤

  • @yirgalembeyene4396
    @yirgalembeyene4396 ปีที่แล้ว +1

    ከብድኻ ትቖርፅ ፍልሚ!!
    ክብረኣብ❤ሰላመይ ኣጆኺ...❤❤ክብረኣበይ ኣይትመውትን ኢኻ....💔💔😭😭....ክብረኣብብብ .......💔💔💔😭😭😭እንትይ ኔይሩዎ ቀዲምካ ዘይምወሰንካ ዓሕሕሕሕሕሕ💔😭💔😭💔😭😭💔💔

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 ปีที่แล้ว

    ነገርስድራኮእዩ ኣሕሕሕ😥😥😥😥ህዝበይ ኣምላክ ሰላሙይሃብካ

  • @gfff539
    @gfff539 ปีที่แล้ว +4

    ልብካ ዘድሚ እዩ ቀፅልሉ ጀጋኑ

  • @aresmatekley95
    @aresmatekley95 ปีที่แล้ว +3

    It’s good starting keep up

  • @user-xs7kt4sh7g
    @user-xs7kt4sh7g 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ታጋሩዋይ

  • @zafu5786
    @zafu5786 ปีที่แล้ว +1

    ኣሕሕ💔🖤

  • @selamawit4081
    @selamawit4081 ปีที่แล้ว +4

    ዓኽኽ ህዝበይ😢💔

  • @genet6293
    @genet6293 ปีที่แล้ว +3

    ዘይተነገረ እንበር ዘይተገበረ ዶ እንኦ ክይኑ ዓድና ኣይይ ህዝብና

  • @user-sx1sr1jk7c
    @user-sx1sr1jk7c ปีที่แล้ว

    ህዝበይ😢😢😢💔💔💔

  • @fghv5329
    @fghv5329 ปีที่แล้ว +5

    ግን ክወግሕ ዶ ይኮውን ዝስዓት😭😭😭😭

  • @tklelema4143
    @tklelema4143 ปีที่แล้ว +3

    አሕሕሕሕሕ ኣጆና ተጋሩዋ ክወግሕ እዩ

  • @user-gc3ve9ho5t
    @user-gc3ve9ho5t ปีที่แล้ว +1

    ኣጀና እስቲ💔💔😭

  • @titglatigray8793
    @titglatigray8793 ปีที่แล้ว

    💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭እፉፉፉፉፉ ዓደይ ማዓረይ ፀላእይኪ ይድፍኣ

  • @galzomweyenti129
    @galzomweyenti129 ปีที่แล้ว +8

    ኩሉ ዶ ክኾን ከማይ ኤርትራውያን ሰብ ዘይመስሎ አራዊት ሰጣውቲ ኮአዮም መሲሎም ዝስሙዑኒ ኩሎም ህዝቦም መግስቶም ዲያስፖረኦም😏👌😭

    • @tsegagaltgray
      @tsegagaltgray ปีที่แล้ว +2

      እህህህህህ ሰይጣን ከማን ኣማዕቲብካ ስም እግዚአብሔር ፀዊዕካ ተርሕቆ

    • @bri7094
      @bri7094 ปีที่แล้ว

      Ehhhhh

    • @samilove8693
      @samilove8693 ปีที่แล้ว

      ንዓኩም ደኣ ይግባኣኩም አዮ ኤርትራውያን ሓደግቲ አንበር ረሳዕቲ ኣይኮናን 1998 -2000 ስቃይ ህዝበይ ዘክርዎ ንዚኣ ኢና ንጽበ ኒርና ሕጂ ኣብ ትበጽሕዎ ክንሪኢኩም ኢና ሻዕብያ ንብሃል 🇪🇷🇪🇷💪💪💪✊✊

  • @user-yg4kj8tc1l
    @user-yg4kj8tc1l ปีที่แล้ว +3

    ኣሕሕሕ😭🖤😭🖤😭

  • @Lomo.mdia7453
    @Lomo.mdia7453 ปีที่แล้ว +1

    እፉፉፉፉ ከማይ ንብዓቱ ዝወድአ አሎ ዶ😭😭
    ናይ ዞም 3ተ አሕዋት አብ ስምዕት አትየ😭

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 ปีที่แล้ว

    መን ከማኹም ደቂ ሓራስ ነብሪ እንካዕ ካባኹም ተፈጠርና።ትግራይ ትዕወት።
    ❤🧡💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @khanvai1509
    @khanvai1509 ปีที่แล้ว +1

    ዓሕ ዓደይ ንህዝበይ ግፋዓ እዞም ኣራዊት ኤርትራ ሰ ክርሰዕ ዶ ይከውን 😭😭😭😭

  • @malatkalayu8501
    @malatkalayu8501 ปีที่แล้ว +2

    ዘተገበረ የለን😭😭💔💔💔☝

  • @lmlmlmlm6138
    @lmlmlmlm6138 ปีที่แล้ว +1

    ኣሕሕሕ😭😭😭😭😭😭

  • @lemlem4809
    @lemlem4809 ปีที่แล้ว

    ዋይይይ ሕራረትት ኡፍፍፍ ኣይዞኩም ዞሞ ሓተይ 😥😥😥😥💔💔💔💔

  • @cucumberoct1156
    @cucumberoct1156 ปีที่แล้ว +1

    ቀፅልሉ

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5h ปีที่แล้ว

    እህህህህህህ. ህዘበይ ዘረክቦዶ ዙለዋህ ኣምላክ ኣቦይ ያሓልውኩም ህዘበይ

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x ปีที่แล้ว +3

    ግፍዒ መሊኡ ፈሲሱ ኣየ ዓደይ😭😭😭

  • @user-jh6nf8go7v
    @user-jh6nf8go7v ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @user-cz1pk3jw2p
    @user-cz1pk3jw2p ปีที่แล้ว

    አሕሕሕ ህዝበይ አግንይካዮ ንኢካ

  • @brigaltigray4563
    @brigaltigray4563 ปีที่แล้ว +3

    💔💔💔😭🙏

  • @sabiyasook8395
    @sabiyasook8395 ปีที่แล้ว

    ኣጀኩ ዓደይ ትግርይ ትስዕር

  • @selambrhane5825
    @selambrhane5825 ปีที่แล้ว +3

    🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsegawezam1814
    @tsegawezam1814 ปีที่แล้ว +3

    ክወግሕ እዩ ዓደይ ትግራይ

  • @sedihussain9253
    @sedihussain9253 ปีที่แล้ว +2

    💔💔💔💔😭😭😭😭😭

  • @emugalsele4920
    @emugalsele4920 ปีที่แล้ว

    አይይ ኣደይ😭😭😭💔💔

  • @meaza7313
    @meaza7313 ปีที่แล้ว

    ኣሕ ዓደይ ጎይና ኣብ ዘይነርክበሉ ርሑቅ ሰፍርና እንበር ልብና ሓሪና 💊💔😥😥😥

  • @user-ni4dm8hu9t
    @user-ni4dm8hu9t ปีที่แล้ว +1

    ኣሕሕሕሕ

  • @almirfa2742
    @almirfa2742 ปีที่แล้ว +2

    😭😭😭😭😭😭

  • @alexisgaltigray2849
    @alexisgaltigray2849 ปีที่แล้ว +3

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @titiaxmawit9778
    @titiaxmawit9778 ปีที่แล้ว

    💔😢

  • @user-lw9xf9cz9n
    @user-lw9xf9cz9n ปีที่แล้ว

    😭😭😭ዓህህህ

  • @mebrihithuluf2305
    @mebrihithuluf2305 ปีที่แล้ว +3

    🥰🥰🥰💊💊💊

  • @user-mk6gv2dr7v
    @user-mk6gv2dr7v ปีที่แล้ว

    ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @aaii3344
    @aaii3344 ปีที่แล้ว +1

    👊👊👊👊❤❤❤

  • @Samerh-fw7dp
    @Samerh-fw7dp 3 หลายเดือนก่อน

    😢

  • @ddsd2475
    @ddsd2475 ปีที่แล้ว +1

    ♥♥💛💛😭😭😢💊💊💪

  • @habu207
    @habu207 ปีที่แล้ว +1

    ❤️💛🥰😥

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ኤርትራ ሰራዊት ዝይርሳዕ
    ፀሊም ታራክ አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘውርዶ ግፍዒ ዋይይይይ

  • @user-ei7em1fd6h
    @user-ei7em1fd6h ปีที่แล้ว

    😭😭😭

  • @user-sy8vf3cj7o
    @user-sy8vf3cj7o ปีที่แล้ว +2

    አሕሕሕሕ አየ ህዝበይ አጀና ባንዳ ግን ክቅበር አለዎ

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 ปีที่แล้ว

    ካብ ደርጊ ዝኸፍእ ግፍዒ አሕዋትና ዝበልናዮም ብዘስካሕክሕ ግፍዒ ንህዝብና አሳቕየሞ።ሂትለር ይብል ሰብ ካብ ሂትለር ዝኸፍእ ንበጊዕን ንሰበን ብሓደ ካራ ዝሓርዱ አራዊት ምጵዮምና።ናይዚዕም በደንቢ ክስነድ ወለዶ ክምሃረሉ ዝግባእ እዩ።
    አጆኹም አጆና እዚ ግፍዒ በና ዘይኮነ ብኻልእ መገዲ ከም ድበጵሖም ጥርጥር የለን።እንተኾነ ነቲ ቢኢዱ ዝፈጰመ ንዑኡ ንርእሲኡ ክበጵሖ እግዛብሂር
    ይፍደየልና።
    አጆኹም አጆና ከም ንዕወት ጥርጥር የለን።
    እግዛብሂር ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ይፍጠረልም ትግራይ ትዕወት።
    God bless Tigray. ❤💛👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @Smira-mb9xr
    @Smira-mb9xr 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤😢😢💔💔💔💔💔😢😢😢😢

  • @nebyat1884
    @nebyat1884 ปีที่แล้ว +2

    እሕሕሕ ዓደይ ህዝብይ ቤተሰብይ ወደይ ዊልይም ሻካ ከመይ አሉ ዓጋመ ዓደይ ጨርቆስ ህፃን 06 ሕድሪ

  • @danielgebrehiwet6316
    @danielgebrehiwet6316 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩ የሕዋተይ ሓደ ነገር ክነግረኩም ኣብ ልዕሊ ህዝብኩም ዝወረደ ግፍዕን ስቃይን ይርዳኣኒ ኢዩ። ግን እዚ ኩሉ ኣብ ልዕሌኩም ዝፍጸም ዘሎ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ብዘይ ቶኩስን ኹናትን ንልዕሊ ርብዒ ዘመን ተፈጺሙን ዝቅጽል ዘሎን ኢዩ። ስለዚ ከምዚ ትብልዎ ዘለኩም እንተ ኮይኑ ምሉእ መዋእል ኣብ ደምን ቅርሕንትን ክነብር ኢና። እዞም ናኣሽቲ ወለዶ ልቢ ንግበር ኢየ ዝብለኩም ምስ ሰናይ ይቅሬቱኣ።

  • @hdrdr1936
    @hdrdr1936 ปีที่แล้ว +1

    💛⭐️❤️💋👑🦁

  • @eyasukflemariam8184
    @eyasukflemariam8184 ปีที่แล้ว +2

    😪😪😪💪🏽💪🏽💪🏽🙏❤💚💛👌

  • @SAmiSAMI-lc4tk
    @SAmiSAMI-lc4tk ปีที่แล้ว

    👈👈👈❤️💔💔💔😭😭😭

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 ปีที่แล้ว +2

    I cried while l was watching this video. It is very sad story. Banda should be punished. We shouldn't just forgive them like the way l watched on this video. I just don't like the way Tigeru treats our enemies. What kind of mercy is that? I called it foolishness.

  • @user-up5jm4du1p
    @user-up5jm4du1p ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @hiwethiwet6208
    @hiwethiwet6208 ปีที่แล้ว

    እዛም ሪኩሳት ዘርኢ መርገማት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👹👹👹👹🦵🦵🦵🦵