Orthodox mezumur Segirnayo beaka (ሰጊርናዮ ብኣኻ )

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 466

  • @oneday1472
    @oneday1472 ปีที่แล้ว +52

    እወ ሰጊርናዮ ምድረ በዳ ባሕሪ ኩሉ ሽግር
    ተመስገን ኣምላከይ ስለ ኩሉ ነገር❤

  • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
    @ሂወትለኩሉዮዳሄ 11 หลายเดือนก่อน +97

    በስመ ስላሴ በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ አሜን አሜን አሜን ሰጊርናዮ በአካ እቲ ምድረበዳ
    ሓሊፍና ብስምካ ቲ ናይ ባሕሪ ዕዳ
    ተመስገን ክነመስግን ኢና፪
    ረዳኢ ዘይብላ ዝተሰደት ኣጋር
    ንብዓታ ኣዉሒዛ ጭንቃ ንክትነግር
    ብፅምኢ ነቂፁ ህፃን እንክግዕር
    ማይ ኣፈልፊልካላ ኣብቲ ምድረበዳ
    ኣመስጊና ኣጋር ብርዉየት ናይ ወዳ
    ናይ ስደት መከራ ስደት ወሪዱና
    ወገን የለን ዘመድ ዘፀናነዐና
    ንስካ ግን ጎይታ ኣቦ ኣለካና
    ፀዊዕና ኣይሓፈርናን ዘይከምቲ ግብርና
    ቃልካ ረዲኡና ድምፅካ ሰሚዕና
    ኣምላክ ምሕረት ኣጋር ጎይታ ኩሉ ፍጥረት
    ቃልካ መጊብካና ኣብቲ ምድሪ ጎኖት
    ፀጋ ዘብዛሕካልና መንፈሳዊ ህይወት
    ንከፍሎ የብልናን ነዚ ዓቢ ዉዕለት
    ተመስገን ኤልሻዳይ ኣምላከ ኣማልክት
    ብባሕሪ ኤርትራ ብበትሪ ናይ ሙሴ
    ሎሚ ከም ናይ ጥንቲ በስመ ስላሴ
    ሃዲኡ ረጊኡ ማዕበላት ኣስፈተነ
    የለን ዝሓፈረ ንዓካ ዝኣመነ
    የለን ዝወደቀ ንዓካ ዝኣመነ
    ወስብሓት ለእግዚኣብሄር
    ወለወላዲቱ ድንግል
    ወለመስቀሉ ኩቡር አሜን አሜን አሜን

    • @OkbayTabot-kq8qx
      @OkbayTabot-kq8qx 11 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤

    • @DawitZeresenay-u9t
      @DawitZeresenay-u9t 5 หลายเดือนก่อน +4

      (1) ሰጊርናዮ ብኣኻ እቲ ምድረ በዳ
      ሓሊፍና ብስምካ ቲ ናይ ባሕሪ ዕዳ ተመስገን ከነመስግን ኢና ተመስገን ከነመስግን ኢና
      ረዳኢ ዘይብላ ዝተሰደት ኣጋር ንብዓታ ኣዉሒዛ ጭንቃ ንክትነግር ብፅምኢ ነቂፁ ህፃን እንክግዕር ማይ ኣፈልፊልካላ ኣብቲ ምድረበዳ ኣመስጊና ኣጋር ብርዉየት ናይ ወዳ
      ናይ ስደት መከራ ስደት ወሪዱና ወገን የለን ዘመድ ዘፀናነዐና ንስካ ግን ጎይታ ኣቦ ኣለካና ፀዊዕና ኣይሓፈርናን ዘይከምቲ ግብርና ቃልካ ረዲኡና ድምፅካ ሰሚዕና
      ኣምላከ ምሕረት ኣጋር ጎይታ ኩሉ ፍጥረት ቃልካ መጊብካና ኣብቲ ምድሪ ጎኖት ፀጋ ዘብዛሕካልና መንፈሳዊ ህይወት ንከፍሎ የብልናን ነዚ ዓቢ ዉዕለት ተመስገን ኤልሻዳይ ኣምላከ ኣማልከት
      ብባሕሪ ኤርትራ ብበትሪ ናይ ሙሴ ሎሚ ከም ናይ ጥንቲ በስመ ስላሴ ሃዲኡ ረጊኡ ማዕበላት ኣስፈተነ የለን ዝሓፈረ ንዓካ ዝኣመነ የለን ዝወደቀ ንዓካ ዝኣመነ

    • @diakonmaharitesfamichael4846
      @diakonmaharitesfamichael4846 2 หลายเดือนก่อน +2

      ❤❤❤❤❤

    • @AZebTAMR-o2n
      @AZebTAMR-o2n หลายเดือนก่อน

      ❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💖💖💖💖💖💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝

    • @AZebTAMR-o2n
      @AZebTAMR-o2n หลายเดือนก่อน

      ​@@DawitZeresenay-u9t🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💝💝💝💝💝💝💝💖💖💖💖

  • @DawitHagos-gu7tg
    @DawitHagos-gu7tg 6 หลายเดือนก่อน +22

    እወ ሰጊርናዮ እቲ ምድረበዳ ተመስገን ጎይታ ንዝተረፈና ከኣ ናባካ ንገድፎ ኣለና ❤❤❤❤

  • @TkTk-n7g
    @TkTk-n7g 9 หลายเดือนก่อน +12

    ሓልፊናዮ ብኣኻ እቲ ምድረበዳ ❤❤❤ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና❤❤❤ፀጉኡ የብዘሐልኩም❤❤❤

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi 11 หลายเดือนก่อน +7

    ባሓቂ ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ፉቁራተይይ

  • @DawitZeresenay-u9t
    @DawitZeresenay-u9t 5 หลายเดือนก่อน +22

    (1) ሰጊርናዮ ብኣኻ እቲ ምድረ በዳ
    ሓሊፍና ብስምካ ቲ ናይ ባሕሪ ዕዳ ተመስገን ከነመስግን ኢና ተመስገን ከነመስግን ኢና
    ረዳኢ ዘይብላ ዝተሰደት ኣጋር ንብዓታ ኣዉሒዛ ጭንቃ ንክትነግር ብፅምኢ ነቂፁ ህፃን እንክግዕር ማይ ኣፈልፊልካላ ኣብቲ ምድረበዳ ኣመስጊና ኣጋር ብርዉየት ናይ ወዳ
    ናይ ስደት መከራ ስደት ወሪዱና ወገን የለን ዘመድ ዘፀናነዐና ንስካ ግን ጎይታ ኣቦ ኣለካና ፀዊዕና ኣይሓፈርናን ዘይከምቲ ግብርና ቃልካ ረዲኡና ድምፅካ ሰሚዕና
    ኣምላከ ምሕረት ኣጋር ጎይታ ኩሉ ፍጥረት ቃልካ መጊብካና ኣብቲ ምድሪ ጎኖት ፀጋ ዘብዛሕካልና መንፈሳዊ ህይወት ንከፍሎ የብልናን ነዚ ዓቢ ዉዕለት ተመስገን ኤልሻዳይ ኣምላከ ኣማልከት
    ብባሕሪ ኤርትራ ብበትሪ ናይ ሙሴ ሎሚ ከም ናይ ጥንቲ በስመ ስላሴ ሃዲኡ ረጊኡ ማዕበላት ኣስፈተነ የለን ዝሓፈረ ንዓካ ዝኣመነ የለን ዝወደቀ ንዓካ ዝኣመነ

  • @Miley-t2x
    @Miley-t2x ปีที่แล้ว +13

    Amen (3)Amen 🙏 kale hiwet yesmana ❤🤲💒💒✝️

    • @menkemteum
      @menkemteum หลายเดือนก่อน

      Amen,❤❤❤❤❤❤❤

  • @farysayem1778
    @farysayem1778 11 หลายเดือนก่อน +10

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ተመስገን ብሓቂ

  • @Miley-t2x
    @Miley-t2x ปีที่แล้ว +5

    Elllllllll elllllllll aseyyyy zemra melakti yesmana ✝️❤🤲💒🙏

  • @BanaBana89
    @BanaBana89 ปีที่แล้ว +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተመስገን ኣምላኸይ ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና ሲስ

  • @AlaysolomunKeshi
    @AlaysolomunKeshi 4 หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና መድሃኔ ኣለም ኣቦይ ተመስገን ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይኩን ሰጊረዮ ብሳላካ ናይ ጸልማት ሽግር ኣውጺኢካኒ ኢካ ካብ ናይ ድነ ሞት ብምንታይ ኢየ ክኸፍሎ ዉዕለትካ

  • @محمد-ث2ك7ت
    @محمد-ث2ك7ت 24 วันที่ผ่านมา +1

    ኢድኪ ይባረክ ክብርቲ ሐፍተይ እግዚአብሔር ጥብቡ ይዓድልኪ

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ
    ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ
    ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ
    ኣሰይይይይይይይይይዩይይይይይይይይይ🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤❤❤🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🏻🙏🏻🙏🏻👏👏👏👏

  • @FiyoriGezae
    @FiyoriGezae 8 หลายเดือนก่อน +5

    ሰጊርናዮ ብኻ እቲ ምድረባዳ ተመስገን ከነመስገን ኢና እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ หลายเดือนก่อน +1

    _ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ ብሓቂ ደሰሰ ዝብል መዝሙር እኩም ንኩሉ ግዜ ተሰድና እሞ ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይቲ ኣግልግሎት ዘመንኩም ይባረኪ✝️✝️✝️_

  • @fxum-yu8uo
    @fxum-yu8uo 23 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለሕይወት የሰማዓልና ዝማረ መላአከት የሰማዓልና ናይ ኣግልገሎት ዘመን ይባረኸ

  • @MebrhititTesfamaryam
    @MebrhititTesfamaryam ปีที่แล้ว +4

    Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna

  • @bereketwerede8603
    @bereketwerede8603 23 วันที่ผ่านมา +1

    በረከታ ንድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ይኹን። ጽቡቕ መደብ።

  • @ተመስገንአምላክየ
    @ተመስገንአምላክየ หลายเดือนก่อน +2

    ስለ ኩሉ ነገር ስም እግዚአብሔር ኣምላኬ ይክበር ይመስገን ኣሜን ፫ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🌹🌹🌹🌹🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾ዝማሬ መላእክት ያስመዕልና 👏✝️

  • @RobelBerhe-u7g
    @RobelBerhe-u7g 22 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen zmarie meliakiti yesimialna🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @AdeyamWagnew
    @AdeyamWagnew 19 วันที่ผ่านมา

    እወ ሰጊርናዮ እቲ ምድረ በዳ ተመስገን ጎይታ እቲ ዝተረፈና ካኣ ናባካ እገድፎ ኣለና 🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤❤❤

  • @እንደፍቃድህኣኑረኝጌ-ረ9ቨ
    @እንደፍቃድህኣኑረኝጌ-ረ9ቨ 9 หลายเดือนก่อน +4

    ተመስገን ኣምላኬ አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🙏😥

  • @سلمىعتيني-ش1غ
    @سلمىعتيني-ش1غ 3 วันที่ผ่านมา

    ሰጊርናዮ እወ ኣምላከይ ብሳላካ ተመስገን ስለኩሉ ነገር ዝገበርካለይ ኣምላከይ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Tigdh-j5b
    @Tigdh-j5b 17 วันที่ผ่านมา +1

    ተመሲገነ. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ተመስገንፈጣሪኣምላኬ
    @ተመስገንፈጣሪኣምላኬ หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🥰🙏🙏🌻

  • @TeameHadgu
    @TeameHadgu 11 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ስለ ኽሉ ውዕሉታ❤❤❤

  • @Hairstyles8368.
    @Hairstyles8368. 23 วันที่ผ่านมา +1

    Yekenielna tium mezmur Amlak txega ab leli xega yhabkum. Bhaki semika zeymno mezmur.

  • @fnansamuel9061
    @fnansamuel9061 3 หลายเดือนก่อน +1

    Abay mezekerta ya ab hiwetey kab sawa Ms temelesna ab mahberey damickael mehramchira bhbret zemireya . Nhzbu zbjo yelen Kem amlak haleluya

  • @زينب-ر4ش3ش
    @زينب-ر4ش3ش 18 วันที่ผ่านมา +1

    መዲሀን ያለም ጠብቀኝ አሜን 🤲🤲🙏🙏🙏👏👏👏

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ หลายเดือนก่อน +1

    _ኣምላኼ መድኃኔዓለም ክርስቶስ ሆይ ስለ ጽድቅና ወይም ብሓይልና ዘይኾነ ብምሕረትካ ብቸርነትካ እዩ ባሕርን ሳህራን ዘሳገርካና እሞ ንዘለኣለም ቅዱስ ሥምካ ይክበር ይመስገን ጎይታይ ዝማሬ መላእክቲ የሥምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኹም/ክን ኣሜን ኣሜን ኣሜን💙_

  • @safsaf715
    @safsaf715 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላከይ እዚ ኩሉ ሓሊፉ ከምዚ ክትርኢ ከለካስ ክንደይ ምጥዓሙ🙏🙏🙏🙏 ክብርን ምስገናን ይብፃሕኪ ድንግል ምስ ፉቁር ወድኪ🤲🤲🤲🤲🤲🤲_🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ መላእክቲ የስምዕና❤❤❤❤❤❤❤ተመስገን ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Nebyat-dp2fi
    @Nebyat-dp2fi 4 หลายเดือนก่อน +3

    Amen (3) zmare meliakiti yesimialina

  • @VnjhVhgg
    @VnjhVhgg หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኪቲ የስምዓልና🙏🙏🙏❤️❤️❤

  • @HvVc-j4x
    @HvVc-j4x หลายเดือนก่อน +1

    በሰመ ሰላሴ በሰመኣብ ወወልደ ወመንፈሰ ቅዱሰ ኣሂዳ ኣምለኬ ኣሜንንንንን ብሰምካ ቲ ናይ ባሕሪ ዕዳ ተመሰገን ተመሰገን ተመሰገን ኣምላኬይ👏👏👏👏👏👏👏👏ኩሉ ከም ፍቃድካ እዩ🎉🎉🎉🎉🎉👏👏👏❤❤❤❤

    • @AsfHdu
      @AsfHdu หลายเดือนก่อน

      Amen Amen Amen ✝️👏👏👏

  • @SamiraS-n6g
    @SamiraS-n6g 4 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ዝሜሬ መላእክትን የሰምዐልና ተመሰገን አምላክይ🤲🤲🤲

  • @LuwamLuli-js1nm
    @LuwamLuli-js1nm 10 หลายเดือนก่อน +2

    Eza mezmur kulu segires ysema do ykewn eye zbl nere kem fqad egziabher kulu mdre beda bahri halifes ysema aleku temesgen fetari aboy🙏🙏🙏

    • @selamberaki659
      @selamberaki659 10 หลายเดือนก่อน +3

      Asey temesgen fetari kemaki yemaslna naena ka ab libya ye zeleku naey ndkmti haftukum ab xeletkum zekuruni 🙏🥺🥰

    • @እምነተይተዉሃዶግብረይባዶ
      @እምነተይተዉሃዶግብረይባዶ 9 หลายเดือนก่อน

      ኣጆኪ ኣምላክ ንመን እሊዎ ብሰላም ክታትዊ እኪ ❤❤❤❤❤❤

    • @እምነተይተዉሃዶግብረይባዶ
      @እምነተይተዉሃዶግብረይባዶ 9 หลายเดือนก่อน

      ​@@selamberaki659ብሪክቲ ሓብተይ😊

    • @henoze
      @henoze 6 หลายเดือนก่อน

      Ane wein kemaki betami eye zifetwa libka hasabka koulou zeneberkayo gizo libya mekraoun tezekierka egziabher mewaxio kemzfetreka timenka, netom zetrrfou ahwatna abou zelwo mewaxio yefterlom , mesgana niloul fetari egziabher amlakina kinger zeykil wileto sibaht yekouno ❤✝️🙏

  • @AllApp-c2b
    @AllApp-c2b ปีที่แล้ว +5

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና❤❤❤🎉🎉🎉

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc 27 วันที่ผ่านมา +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zoufanguesh9885
    @zoufanguesh9885 5 หลายเดือนก่อน +4

    እሜንእሜንእሜንዝማሬመላእክቲየስመዐልናተመስገንብሓቂ

  • @abinornoah237
    @abinornoah237 4 หลายเดือนก่อน +2

    Amen zemre mlakta ysmalena😢❤❤

  • @TiedrosTeklemikael
    @TiedrosTeklemikael 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን(3)🙏🙏🙏 ዝማሬ መላእክት የስምዓልና 🙏🙏🙏ተመስገንካ ኣምላኸይ

  • @JgHc-te9ik
    @JgHc-te9ik 24 วันที่ผ่านมา

    እዎ ሰጊርናዮ ብኣካ ተመስገን ኣምላኬ❤❤❤❤❤

  • @luwamFishation
    @luwamFishation 15 วันที่ผ่านมา

    ሰጊርናዮ አቲ ምድረ በዳ ተመስገን ኣምላከይ ሰለ ኩሉ ነገር❤❤❤❤❤❤

  • @ShewtShewt-c3k
    @ShewtShewt-c3k หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ስግሪናዮ ተመስገን እሕዋትና ሓድግናየን ድመፀኢና ብመየናይ ኢዱ ይቃበለን😢🙏🙏🙏

  • @HUBAWer
    @HUBAWer 8 หลายเดือนก่อน +4

    Aseyyyyyyyyyyyy Temesgen amlak 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Feven-b1x
    @Feven-b1x 2 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen zmarie meliakkiti yesimialna🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @GddVcff
    @GddVcff หลายเดือนก่อน

    ነይ ባሓቂ ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንንንንንን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bb5co7gs1l
    @user-bb5co7gs1l 21 วันที่ผ่านมา

    ተመስገን አምላከይ ሰለ ኩሉ ነገር ተመስገን ተመስገን ተመስገን ፈጣሪየ ኩሉ ዓለም🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪⛪💒💒💒💒💒

  • @MilatMm
    @MilatMm 9 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዛሓፍተይ ናተይ 😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏

  • @وناحزم
    @وناحزم หลายเดือนก่อน

    ስለ ኩሉ እዝጋቢሀር ይመስገን ምስጋና ንዓኻ ይኹን ኣምላኸይ
    እልልልልልልል
    እልልልልልልል
    እልልልልልልልል 👏👏👏👑👑👑👑🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒

  • @keshighebremichaelkeshighe1988
    @keshighebremichaelkeshighe1988 4 หลายเดือนก่อน +2

    እልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

  • @WeyniMurad
    @WeyniMurad 14 วันที่ผ่านมา +1

    Aemennnnnnn 🛐❤️🛐🛐❤️🛐👑💐👑💐👑💐🙏👏🙏👏🙏👏

  • @ChalachewMulie
    @ChalachewMulie หลายเดือนก่อน

    አሜን ናይ መልዓኽቲ ቓል ዝሰመዓልና❤❤❤

  • @DanielWeldeab-oc1hl
    @DanielWeldeab-oc1hl 3 หลายเดือนก่อน +1

    እልልልልልልልልልል ኩሉ ግዜ ከመስግን ክነብር እየ ናዓካ ሒዘ ኣይ ሓፍርን እየ 🙏🙏🙏

  • @HruyAinay
    @HruyAinay หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen segrnayo baka goytay temesgen knemsgin ina nzelalem kenemsgin ina❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ZaidWelday-w5o
    @ZaidWelday-w5o 29 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግሽ ሓዉና

  • @szazlzazm9647
    @szazlzazm9647 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
    እግዛብሄር ይመስገን ስለኩሉ ነገር 🙏🙏🙏

  • @JfgBch
    @JfgBch 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሰገሪንያዮ ብኣካ እቲምድረ ባዳተመሰገን ከነመስግን ኢና❤❤❤❤❤❤❤

  • @AsmeromTeklia-l2c
    @AsmeromTeklia-l2c หลายเดือนก่อน

    ወትሩ ክትዝምሩ ንበሩ ኣሜን ሃሌ ሉያ ደቂ ማሕበረይ፡፡

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 4 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️

  • @selam-wp2cc
    @selam-wp2cc หลายเดือนก่อน

    ተመስገንካ ፊጣሪ ስለ ኩሉ ነገር 🙏🙏🙏🙏

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መለአክቲ የስመዐልና ብሓቂ ተመስገን ክነመስግን አና🙏🥰

  • @AdhanomKiros
    @AdhanomKiros 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @KsanetLeake
    @KsanetLeake 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ewe segrnayo sahra midrbeda eti xelim bahri eda bahyilka getaye temesgen amilaky 🙏🙏💓💓💓💓💓💓💖

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna xegeu yebzhalki kbrti habtna xegeuyebzhalkum kuburat yehwatey xegeu yebzhalkumnayzemen agelgulotkum ybarkelkum🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤❤❤🙏🙏🙏🙏🏻🙏🏻🙏🏻👏👏👏

  • @HermonMsgna
    @HermonMsgna 20 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኤማ ሓወይ ብጥዕሚ መሳጢት ❤❤❤❤❤

  • @اللالل-ل8ض
    @اللالل-ل8ض ปีที่แล้ว +1

    አሰይይይይ ተመስገን ዕልልልልልል ዕልልልልል ዕልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @jamioj7497
    @jamioj7497 16 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና❤❤❤❤❤

  • @RutaBrhane-u9b
    @RutaBrhane-u9b หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen Zemarie Melakte Yesmalna 🙏🙏🙏

  • @BhhrtGfurf
    @BhhrtGfurf 5 หลายเดือนก่อน +1

    Nsybahaki Goytana Etilaul Amlak semayn mdrn zferere Temesgen Amlskey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TrhasMahrayAraya
    @TrhasMahrayAraya ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ማርታነኝMታናሽ
    @ማርታነኝMታናሽ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ተመስገን ኣምላኽይ 🥰🥰🙏

  • @WsKb-j6i
    @WsKb-j6i 2 หลายเดือนก่อน +1

    Egezabehra yemsgan Amelakey sela begakale keleu❤❤❤Temsgan

  • @MonalizaMonalizahagos
    @MonalizaMonalizahagos 4 วันที่ผ่านมา

    Aseyyy Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll amen Amen Amen qale hiwet yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤

  • @HUBAWer
    @HUBAWer 7 หลายเดือนก่อน +3

    Aseyyyyyyyyyyyy Elllllllllllllllllllllllllllllll Temesgen amlak 🙏🙏🙏

  • @deinemuta
    @deinemuta 2 หลายเดือนก่อน

    Temsegen amlakey nay bhagi segernayo baka❤❤❤❤❤

  • @semayneshfitwi6138
    @semayneshfitwi6138 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላአክት የስመዓልና

  • @ushuxdugdutdydhdh2933
    @ushuxdugdutdydhdh2933 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen zemare melekti yesmalna nay agelglot zebenkum ybarek ezgabher amlak 🙏💖❤♥💙💕

  • @GgCf-s5t
    @GgCf-s5t หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስመዐልን❤

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zmare melakti yesmalna 🥰♥️🙏🏾🙌🏾😇

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 5 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤❤❤Nay behaki kale zemare yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalkum 🙏🙏🙏❤️✝️♥️🙏🙏🙏

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690 4 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ❤🤲🙏
    ብሓቂ ሰግርናዮ እቲ ምድረ ባዳ
    🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @albadralbadr4808
    @albadralbadr4808 ปีที่แล้ว +2

    ተመስገን🙏🙏🙏

  • @زينب-ر4ش3ش
    @زينب-ر4ش3ش หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ኪናምሰግንየና እልልልልልል 👏👏👏 አሜን አሜን አሜን 🤲🙏👏👏👏👏👏

  • @مصطفىمحمد-ط1س7ج
    @مصطفىمحمد-ط1س7ج 3 หลายเดือนก่อน

    እወ ስጊርናዮ ነቲ ምድረ በዳ ነቲ ባሕሪ ዕዳ ብስለ ሓይሊ ኣምላክ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @LuwamAfom
    @LuwamAfom 6 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen zmarie meliakti yesmalna♥️♥️♥️⛪♥️♥️♥️🙏🙏🙏

  • @amaneultsegay9951
    @amaneultsegay9951 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና🎉🎉🎉

  • @AllApp-i1g
    @AllApp-i1g ปีที่แล้ว +1

    Elllllllll ❤️❤️❤️❤️❤️Zemrya mallet yesmlna my daes zibel zimrya mallet ysmalna 🙏🙏🙏🙏

  • @AbiGere-e8g
    @AbiGere-e8g หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MebratBerhane-m5n
    @MebratBerhane-m5n 3 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare melaekti. Yesmaelina Amen 🙏🙏🙏

  • @SamiHeran
    @SamiHeran 9 วันที่ผ่านมา

    ዝማረ መልኣኪቲ ዝተቀበለ ኣምላክ ዝማረኪ ይቀበለልኪ 🎉🎉

  • @NazreatUkbay-x4r
    @NazreatUkbay-x4r 2 หลายเดือนก่อน

    Amen 🙏 🙏 🙏 zemare melketi yesemealna

  • @BhhrtGfurf
    @BhhrtGfurf หลายเดือนก่อน

    Goytanan Medhanina Amlak Neti Abshgrn Mekeran Kab kelu Etom Haredn Sheyetn Ahzeb Kab Af gebel Zewxna goytana Nemesgneka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AAa-u2g7k
    @AAa-u2g7k หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Salihvdu
    @Salihvdu หลายเดือนก่อน

    ዕልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤❤

  • @SamuelYhdego
    @SamuelYhdego 2 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen 🙏 zmari malkiti yesimalna

  • @yemanetsegai4617
    @yemanetsegai4617 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላኣኽቲ የስመዔልና ተባረኪ።

  • @okubittsegay1067
    @okubittsegay1067 2 หลายเดือนก่อน

    Exactly what anthem
    Glory to God forever.

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 4 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን አምላክ🤲✝️⛪️
    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት አሕዋተይ🕯🤲✝️