EMN - 17 ክፋል - ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @kobekifle4724
    @kobekifle4724 2 ปีที่แล้ว +19

    ወዲ ጀበሊ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ ኩሉ ዘረባካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!

  • @munasiraj5611
    @munasiraj5611 2 ปีที่แล้ว +28

    የናስ ሓወይ እንቃዕ ወዲ ጀበሊ ኣምጻኻልና ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም ደቂ ኤረይ

  • @medaestif5671
    @medaestif5671 2 ปีที่แล้ว +18

    ወዲ ጀበሊ መምህር ሂወት ገላጺ ቱርጉም ሕልና♥️ .

  • @Ourvision971
    @Ourvision971 2 ปีที่แล้ว +10

    ጀበሊ ናይ ብሓቂ ካብ ምሑሮ ኣእሙሩ ልቦና መሊኢኳ እዩ እድመን ጥእና ይሓብካ EMN ክብረት ያሓብኩም።

  • @fithawitzenagebriel1953
    @fithawitzenagebriel1953 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣብየት ርእሲ ኣብየት ሓንጎል ገለ ዘይተበርበረ ፍልጠት ኣለካ ክቡር ኣቦና ወዲ ጀበሊ ተዋዛያይ ጥራይ ዘይኮንካ ወላ ናይ ስነ ልቦና ኣማኻሪ ኣፍልጦ ብጸጋ ተዓዲልካ ኢኻ ባይታ ኣይረኸበን እንበር ፍሉይ የእምሮ ኣለካ ቀጽሎ ንመሃር ኣለና ብልቢ

  • @sariigallasantishnanSOM
    @sariigallasantishnanSOM 2 ปีที่แล้ว +84

    ዮናስ ካብቶሞ ማራ ዝሙስጡን ጋዝጥኛ ጽን ኢሉ ምስማዑ
    ንውዲ ጅብሊ ናብ ነጥቢ ናቱ ክሳብ ዝምልስ ጽን ኢሉ ምስሙዑ ማር ኣድንቅዮ

  • @weldaynegash649
    @weldaynegash649 2 ปีที่แล้ว +2

    Eritrea Media Network des ybil tgbrwo zelkum ezi fiezo Trapp eyu
    Viva Eritrean people 🇪🇷💖🆗

  • @007dc7
    @007dc7 2 ปีที่แล้ว +14

    ወዲ ጀበሊ ዓርከይ.2022 .. አብ አምላክ ኣሚንካ.. ሓንቲ ተመርዖ.. ሐንቲ ወለድ.. እነተከጽሉ ጽቡቅ እንተ ዘይከጸለ . ንስኻን ሰበይትኻን ቆልዑዓ.. ንገድፍ ኢልኩም ሓዳር ትገብረልካ ጽቡቅ.. ብሕልፊ 40 ዝሓለፈት.. ሕራይ ትብል ኣይትስንን ኢኻ.. ብሕልፊ ብ ገንዘብ ሕጂ.. ዱካን ትገብረላ ንህግዘካ..
    ብዙሕ ሰብ ምተሓጎሰ...

  • @hareguadhanom7319
    @hareguadhanom7319 2 ปีที่แล้ว +7

    ብጣሚ ጽቡቅ ኣጋላልጻ 👍👌💞🇪🇷🌹🌹

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክቡር ኣቦና ብጣዕሚ ሃናጺ ምኽርን ትምህርትን እዩ ቀጽልዎ

  • @YONADAB2010
    @YONADAB2010 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ጀበሊ ምኽርኻ ሓቂ፤ ምዕዶኻ በርቂ. ገለ በለና ብዛዕባ መስተ

  • @fshamehari3214
    @fshamehari3214 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን🙏 ኣሜን🙏 ኣሜን 🙏

  • @yirgaberhane203
    @yirgaberhane203 2 ปีที่แล้ว +4

    ወድ ጀበሊ ሽኮር bless you more 🙏

  • @fithawitzenagebriel1953
    @fithawitzenagebriel1953 2 ปีที่แล้ว +6

    ኤህ ምስኪናይ ወዲ ጀበሊ ብዙሕ ጸቕጢ ኢኻ የሕሊፍካ ብሓቂ ግን ደሓን ኣይትዘክሮ ሂወት ኮምኡ ያ ኩርካሕ

  • @danielweldesilase8313
    @danielweldesilase8313 2 ปีที่แล้ว +28

    Yonas is a great Journalist! He is well disciplined, and with great ethics. I remembered you with Aboy Niway for kids.
    I wish you all the best and your success in your life.

  • @birhanetekleab9907
    @birhanetekleab9907 2 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 2 ปีที่แล้ว +5

    መርሐባ ደቂ ኤረይ ሰላምኩም ይብዛህ ወዲ ጀበሊ ፈጣሪ እድመ ይሐብካ በሊኽ ሰብ ኢኻ ካባኻ ብዙህ ኢና ንማሐር 🇪🇷🇪🇷

  • @michaelkeleta5016
    @michaelkeleta5016 2 ปีที่แล้ว +4

    ናይ በሓቂ ናይ ወዲ ጀበሊስ ቃላቱ ኣዛናይን መሃሪን ኩሉ ኮታ እንታይ ክወጾ ኣብ ባህሪ ናይ ወድሰብ ጋሕጊሑ ዘዘንቱ ሓቀኛ ምስሊ ወዲ ሰብ ክማኻስ ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዚ ናትካ ተረካቢ ዘረባ ዘይመውት ቅርሲ እዩ ንዘንቲ እለት ንውልድ ወለዶ ዝመሃር ታሪኽ ኢኻ ተዘንትወልና ዘለኻ ክብሪ ንዓኻ ይኹን፡

  • @solomonhabtetsion9522
    @solomonhabtetsion9522 2 ปีที่แล้ว +17

    ሰላም ኩቡር ሓውና ጋዜጠኛ ዮናስ ፡ወዲ ከረንን፡ወዲ ጀበልን በበይኖም እንተትመጹና ይሓይሽ ይብል፡ምኽንያቱ ተጸገብቲ ኣይኮኑን።

  • @belayneschbegazion3286
    @belayneschbegazion3286 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣንታ ዮናስ ከመይ ኣለኹም ብሓባር ወዲ ጀበሊ ውን ሰላም አዚ መደብኩም አና ሰማአኩ ኣብ ስደት ኣላህ ክብል ኣብ መስጊድ ሰመዕ ኣብ ዓደይ ዘለኹ ተሰሚዑኒ ደስ አሉኒ የቀንየለይ ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @smerwedihagerezuz1081
    @smerwedihagerezuz1081 2 ปีที่แล้ว +12

    ወዲ ጀበሊ ውርዙይ ሰብ

  • @helenkidane763
    @helenkidane763 2 ปีที่แล้ว +13

    ዮናስ አነ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ አቓራርባኻ ዘረባኻ ንፉዕ ጋዘጠኛ እኻ ንወዲ ጀበሊ ድማ ብጣዕሚ ማሃርን አዛናጋዕን እዪ ቐጽልዎ🙏🤝😘✅✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @eritreanme3415
    @eritreanme3415 2 ปีที่แล้ว +26

    ብሓቂ ስማርት በሊሕ ሰብ ወዲ ጀበሊ 🥰

  • @asmoromminasie8457
    @asmoromminasie8457 2 ปีที่แล้ว +6

    Merhaba dkey halal mrat ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚

  • @meseretmessi6141
    @meseretmessi6141 2 ปีที่แล้ว +2

    Edmen tenan yhabkum fetari deki ereyyy mareyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤💖💖💖🦅🦅🐅🐅🐅🐪🐪🐪👍👍👍🌹🌹🌹🙏🙏🙏

  • @tasfutewolde6516
    @tasfutewolde6516 2 ปีที่แล้ว +19

    ጽቡቅ አሎኻ ወዲ ጀበሊ።
    ቡዙሕ ነገር አሎ ግን ገና ካባኻ ንጽበዮን ናማሃረሉን ክብርብረካ አለዎ ዮናስ ሰላም ቅኔ ሓቢቢይ።

  • @banawelday1032
    @banawelday1032 2 ปีที่แล้ว

    አዋይይይይይይይይይይይይይ ወዲ ጀበሊስ ትሕትናካ ፡ለውሃትካ፡ ቅንዕናካ፡ምቕሉልነትካን ይገርመኒ በቃ።!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!1000ዓመት ይሃብካ ።

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe210 2 ปีที่แล้ว +8

    እቲ ኣብ ጥቅሚ ዘይወዓለ ፕሮፈሰር ወዲ ጀበሊ ፡ ብሉእ ትሕትና ፡ፍቅሪ እምነት ፡ ኩሉ ዘካተተ ብሉጽ ባይታ ኣይረከብካን ። ልብና ከባቢና ክንርኢ ኣብ ዘይንክእለሉ ደርጃ በጺሕና ምዕራባውያን እንታይ በሉ ክንብል

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael7226 2 ปีที่แล้ว +4

    ወድ ጀበሊ ብሩኽ ♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹

  • @nobelgomida5488
    @nobelgomida5488 2 ปีที่แล้ว +2

    I proud of you

  • @fatmaabdulkader4215
    @fatmaabdulkader4215 2 ปีที่แล้ว +3

    Yonas hawey 18 kfal aytdongyena🇪🇷❤

  • @neenee6244
    @neenee6244 2 ปีที่แล้ว +4

    Very smart men 100%

  • @Annn496
    @Annn496 2 ปีที่แล้ว +3

    ዓድመ ጥዕና የሃብካ

  • @macmac1932
    @macmac1932 2 ปีที่แล้ว +3

    Wede Jebeli i said it before i will say it again he is a professor of life. Yonas good journalist pls keep on doing the good work. Yonas Arkey does Jebeli Speak Amharic. Because i heard him in some interview using some words. Proud to be an Eritrean

  • @habtetareke9215
    @habtetareke9215 2 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብዳሓን መጻኹም ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ቅንያት ልደትን። ናይ ብሓቂ ነታ ጓል ዝሃባ ምኽሪ ምስ ታሪኽ ሂወትካ ብምትእስሳር ን ንዓና ብሓፈሻ ኣብ መንጎ ስድራቤታት ዘሎ ፍልልያትን ምቅርራባትን መበገሲታቶምን ዝሃብካዮ ኣረኣእያን ብጣዕሚ ዝናኣድ ትምህርቲ ቀጽልዎ።

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 2 ปีที่แล้ว +3

    Welcome deki erey 🇪🇷❤️🇪🇷🙏🇪🇷

  • @khairioibrahim4586
    @khairioibrahim4586 2 ปีที่แล้ว +2

    Ynas hwena ykenalna.kab wede jebel. Bozeh ina nemahar edemen tenane Hedblom Amen

  • @mhrettesfagergish9248
    @mhrettesfagergish9248 2 ปีที่แล้ว +2

    Welkome deki Erey we love you

  • @freedomfreedom447
    @freedomfreedom447 2 ปีที่แล้ว +5

    I love the show very much it's give in me confidence special this kind of story and programme thanks EMN.

  • @gidonhagos6151
    @gidonhagos6151 ปีที่แล้ว +1

    Zeymeno mehari ❤❤❤

  • @tasfutewolde6516
    @tasfutewolde6516 2 ปีที่แล้ว +4

    ንበረልና ወዲ ጀበሊ ዓቢይ ሰብ

  • @embayetewelde4336
    @embayetewelde4336 2 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ጀበሊ ብዘይ ቀልዓለም ዓቢ መጽሓፍ ኢኻ

  • @Eri2626eritra
    @Eri2626eritra 2 ปีที่แล้ว +11

    ❤️🇪🇷❤️

  • @merhawiberhe4462
    @merhawiberhe4462 2 ปีที่แล้ว +2

    I don't have words wede jebeli I am happy with you guys

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 2 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ጀበሊ ብጣዕሚ ኣድኒቐ ንኣድናቓይ የ ዝህበካ። እዚ እትገብሮ ዘለኻ ዕላል ምኽሪ ማዕዳ ኣስተምህሮ ሓያልን ምስ ሰባት ብኸመይ ከም እትዋሃሃድ ዝመክር ተራኚ ዝዓይነቱ ክሳብ ክንደይ ሰባት ከም እትምህርን እትመክርን ብምህላወካ ተሓበን ኩራዕ ኣሽሓት ቤተ-ሰብ መስሪትካ ኣለኻ።
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @awetzemuy8685
    @awetzemuy8685 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላኽ ዓድመን ጥዓናን ይሃብኩም
    ከምዚ ዓይንት ልቦና ዘለዎ ዓሙቕ ሙቕሉል ኣቦና ሓወና
    ብኽብሪ ንክታትልኩም ኣለና ዮናስ ደማ ጽቡቅ ሰርሕ ኣብ ኹሉ ትግብሮ
    ብፍሉይ ደማ ወዲ ጅብሊ.
    ኣብ ናይ ሓዳር ናይ ቀድመን ሎመን ዘሎ ኩንታት ኣዙይ ኣግዳሲ አዩ አሞ ብፍላይ ኣብ ደገ ንዝሎ ሕብረትሰብ ከም ሓገዝ ብዝይዳ ኣብርህልና 🙏🙏🙏

  • @peaceundlove3045
    @peaceundlove3045 2 ปีที่แล้ว +8

    ዮናስ ነብሲ
    ወዲ ጀበሊ ነብሲ
    እዚ ትሰርሕዎ ዘለኹም ስራሕ ብዙሕ ሰብ ዝምህር ዘንቅሕ ቅዱስ ተግባር እዩ ።
    ወዲ ጀበሊ ዓቢ ሰብ ብዛዕባ ሓብትና ዝሃባ ምኽሪ ዓቢ ናይ ሕልና ዕረፍቲ ዝህብ እዩ ። በዚ ኣጋጣሚ ብዙሓት ኣብ ስደት ዘለና የሕዋትና መንእሰያት ባህሪኦም ቀይሮም ክሳብ ካብ ዝነብርሉ ገዛ ወጼም ደገ ምንባር ዝመርጹ ኣለዉ ካብ ምንሻዉ ጸገሞም ተረዲእና ናብ ንቡር ክምለሱ ንሓግዞም ዋላ ምኽሪ ዓባይ ትምህርቲ ከም ወዲ ጀበሊ።

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael7226 2 ปีที่แล้ว +4

    ወድ ጀበሊ ሽኮር ማይ ጭሎት እዮም ዝወዱካ ኢልካያ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣♥️♥️🌹🌹🌹

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 2 ปีที่แล้ว +2

    well come you guys. we love you and always follow you.

  • @salihsalih4586
    @salihsalih4586 2 ปีที่แล้ว +2

    Bitami Xubukti qaal xeliyumni ko aykonuun🤩🤩💯

  • @beyenhagos1490
    @beyenhagos1490 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲጀበሊ እድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @kbrikbri7956
    @kbrikbri7956 2 ปีที่แล้ว +3

    ♥️♥️♥️♥️🔥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsigeredaocubamiceal1671
    @tsigeredaocubamiceal1671 2 ปีที่แล้ว +1

    Great thanks 👍🎉♥️🇪🇷

  • @awetfessehaye4224
    @awetfessehaye4224 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ጀበሊ ተባዕታይ ዓቢ መልእኽቲ እዩ ዘለኻ ኣስሊ ።

  • @earlybird4298
    @earlybird4298 2 ปีที่แล้ว +2

    ❤🤝🇪🇷

  • @aboodi2068
    @aboodi2068 2 ปีที่แล้ว +2

    ዉደ ጀበሊ ዓቢ ሰበ ከማኻ መ ምህር የለና

  • @berket190
    @berket190 2 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቕ ፕሮግራም እዩ የቀንየልና ስለቲ እትሁቡና ትምህርቲ!! ቀጽልዎ ድማ"

  • @yowhanayowhanies8831
    @yowhanayowhanies8831 2 ปีที่แล้ว +6

    🐪💖🇪🇷✊✊✊✊

  • @wedigoitom5364
    @wedigoitom5364 2 ปีที่แล้ว +2

    He is very brilliant

  • @danielkidane1258
    @danielkidane1258 2 ปีที่แล้ว +4

    Wed jebeli zerebaka mehari eu kexlo, seb keybleni aytbel 👍

  • @meletweldehawariat4719
    @meletweldehawariat4719 2 ปีที่แล้ว +3

    Wede Geble Amlke edme yhbkum nkulom sedra 💯💯💯🌹Azena ena Nfetewka ❤❤❤❤🌹🙏🏾

  • @Asmrey291
    @Asmrey291 2 ปีที่แล้ว +3

    Yoni Hadsh amet bsehaq girka kebday aksilkayo
    So thank u edmen tenann yehabkum fetari

  • @yonastsehaye4397
    @yonastsehaye4397 2 ปีที่แล้ว +3

    ፕረስደንት ሃገረ ኤረትራ ወዲ ጀበል

  • @blasattmesgan4100
    @blasattmesgan4100 2 ปีที่แล้ว +7

    👍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @meronkflom4198
    @meronkflom4198 2 ปีที่แล้ว +1

    Zey mno seb 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙌🙌🙌

  • @tesfaywelde1581
    @tesfaywelde1581 2 ปีที่แล้ว +1

    Philosophy " God bless you all time.

  • @salihsalih4586
    @salihsalih4586 2 ปีที่แล้ว +3

    Naybahaki muhur kab muhurat nilaliy😍😍😍

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 2 ปีที่แล้ว +1

    Edmen tenanen yehabkum kuburat abotate. Seb dess yebelo. AMLAK ESRAL YEHEGOSE

  • @salahh3618
    @salahh3618 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ጀበሊ ሃብታም ዘይተበርበረ ቆፎ ታሪኽ እንተበልኩኻ ብጣዕሚ ደስ ይብለኒ

  • @lettyabrha9491
    @lettyabrha9491 2 ปีที่แล้ว +1

    WOW !

  • @zebibaahmed8045
    @zebibaahmed8045 2 ปีที่แล้ว

    Betame abie temrte well done

  • @semerebrhane1978
    @semerebrhane1978 2 ปีที่แล้ว +6

    ዮናስ ብተቅርቦ ኩሉ ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ ወዲ ጀበሊ ዋዛ ምስ ቁምነገር ብዙሕ እዩ ዘለዎ ሐደ ግዜ ኣብ ሱዳን ዝበለኒ.እዞም ሰባት ተመርዖ ተመርዖ ይብሉኒ እንካ ተመርዖ ግን ዝብል ረኺበ ኣይፈልጥን.አነ ጽውጽዋይ እየ ዝኽእል ቆልዓ ወሊደ ጽውጽዋይ ዘይሰምዕ እንታይ ከብልዖ.ኢልኒ ኔሩ እም ሕተቶ።
    2.ምስ ሓደ ሰፋይ ክዳን ተጻሊኦም አነ ክዓርቀኩም ምስ በልክዎ ዳሓን ኢልኒ መኽንያቱ ንሱ ክዳን እዩ ዝሰፊ ኣነ ድማ ስፉይ እየ ዝኽደን ስለዚ ይትረፈኒ ኢልኒ.ሕተቶ

  • @tekila1high836
    @tekila1high836 2 ปีที่แล้ว +2

    Today's program is very especial.

  • @xxcxd880
    @xxcxd880 2 ปีที่แล้ว +5

    መርሓባ ዩንስ መስ ወዲ ጅበሊ
    ኣነ መስ ወዲ ጅበሊ ዳርጋ5 ገዜ ይኹውን ጉፍ ኢለ ኣሎኹ ሓንቲ ማዓልቲ ናዓይ ዩኹን ውይ ነ ኣዓሩኽተይ ገንዘብ ሓቲቱና ኣይፍለጥን ፡
    ዋላ እታ ነጋብዙ በስክፍታ እዩ ዘጥለባ ፡
    ውላ ኣብ መገዲ ርኺብካዩ ስላም ኢሎካ እዩ ዘሓልፍ ሻሂ ኣስቲየኒ ክብል ስሚዕዩ ኣይፍልጥን ብሓቂ ባዕለና ለሚና ኢና ነውስዱ ብሓቂ؛؛

  • @hiwettiakabo2751
    @hiwettiakabo2751 2 ปีที่แล้ว +5

    Merhaba deki Erei aytsaanu dahaikum taanbb lki Asmera kem zelena tesemiuna brukat

  • @yorsiweldu5578
    @yorsiweldu5578 2 ปีที่แล้ว +1

    Eway btaemi motivational zereba . Amlak edmen tenan yhbka fetari …

  • @newyear1949
    @newyear1949 2 ปีที่แล้ว +5

    ወድ ጀበል የቀንየለይ ንቁሕ ሰብ ቐጽሎ ካባኻ ብዙሕ ተማህረ።

  • @okubaytekeste5946
    @okubaytekeste5946 2 ปีที่แล้ว +1

    Wel come wedijebeli &bro yoni

  • @filmontsehaye
    @filmontsehaye 2 ปีที่แล้ว +5

    ወዲ ጀበሊ ኣስለይ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ኣብ ዝመጽእ ክፋል ብሃንቀውታ ን ጽበየካ ኣለና

  • @Kellytelly10
    @Kellytelly10 2 ปีที่แล้ว +2

    Kkkkkkk hatare sereee sebe Regime waweee wede gebelii edemene tenane yemenielka😍😍

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 2 ปีที่แล้ว +3

    Nice

  • @missfreedom2143
    @missfreedom2143 2 ปีที่แล้ว

    Love ❤❤❤❤

  • @abutawfikmualim7888
    @abutawfikmualim7888 2 ปีที่แล้ว +3

    مرحبا ودي جبلي الله يطول في عمرك

  • @isaiasmender1468
    @isaiasmender1468 2 ปีที่แล้ว +7

    Wendi jebeli, Anoka ketslo tray, abkikana.

  • @aboodi2068
    @aboodi2068 2 ปีที่แล้ว +3

    ዉዲ ጀበሊ ሸከር አነቀዐ በሰላም መጸአካ

  • @xxcxd880
    @xxcxd880 2 ปีที่แล้ว +2

    🎙✔👍🤚👏👏👏👏

  • @redseacamels2819
    @redseacamels2819 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝውዳእ ኣይኮነንወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ

  • @khairioibrahim4586
    @khairioibrahim4586 2 ปีที่แล้ว

    Mesalah. Wede jebel Mohr nay mohrat

  • @charliemy1072
    @charliemy1072 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ጀበሊ ኣቢ ሰብ

  • @yygentertainment4290
    @yygentertainment4290 2 ปีที่แล้ว +21

    ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ኣብዛ ሓዳስ ዓመት ገጽ ስድራካ የርእየካ ኣምላክ ብሩካት ኣሕዋት ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ በጃኩም

    • @Mewarsti123
      @Mewarsti123 2 ปีที่แล้ว +1

      ቻነልካ ፈትየያ subscribe ጌረያ 👍

  • @samimami5698
    @samimami5698 2 ปีที่แล้ว +3

    😍✊👏🙏

  • @moasmera9176
    @moasmera9176 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ጀበሊ ሃበቢብካ ባሓቂ 18 ሽሕ ኣብ 10 ሳዓት ይግባኣካ ኢዩ

  • @selamawitberhe4283
    @selamawitberhe4283 2 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamawitkidana3554
    @selamawitkidana3554 2 ปีที่แล้ว +2

    💕❤💕

  • @gualnakfa1802
    @gualnakfa1802 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉 IDMEN TIENAN YHABKA 🇪🇷🎉🇪🇷🎉

  • @menalnur7038
    @menalnur7038 2 ปีที่แล้ว

    Merhab

  • @mahmudtaha1362
    @mahmudtaha1362 2 ปีที่แล้ว +8

    መርሓባ ዳሃይካ ኣይታሓባእ

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 2 ปีที่แล้ว +1

    🌺🌺🌺🌺❤️❤️❤️❤️

  • @medhaniebaire60
    @medhaniebaire60 2 ปีที่แล้ว

    Welcome EMN enqe dihan mexakum kexlwo medbatkum xebuk alo

  • @yodittesfay7690
    @yodittesfay7690 2 ปีที่แล้ว +2

    Enqae dehan mexakum