EMN - 20 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 294

  • @astank9391
    @astank9391 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ጀበሊ ያሆ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝተመሃረ ሰብ ከማካ ኣይከዉንን እዩ❤❤❤❤❤

  • @rutayemane9397
    @rutayemane9397 2 ปีที่แล้ว +53

    መምህር ጥራሕ ዘይኮንካስ'
    ናይ መምሃራን መምህር ኢኻ 'ሞ'
    ንዓኻን መሳርሕትኻን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም.👍🙏👍🙏👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kahsayteclehaimanot3999
    @kahsayteclehaimanot3999 2 ปีที่แล้ว +14

    ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ ወዲ ጀበሊ ብሓቂ ተውህባዊ ክእለት ምዕዶካ ምኽርኻ ኣዚዩ ጠቃሚ ምንባሩ እንዳሐበርኩ ምስጋናይ ውስን የብሉን

  • @mahmudtaha1362
    @mahmudtaha1362 2 ปีที่แล้ว +13

    መርሓባ ወዲ ጀበሊ መምህር ስነልቦና ብጣዕሚ የድንቀካ 👍👍👍🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @almazarefe2246
    @almazarefe2246 2 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ በሊሕ መምህር ልክዕ ጌርካ ፈሊጥካዬም ከማካስ የለን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼🙏🏼👍

  • @ፈጣሪዓለሙ
    @ፈጣሪዓለሙ 2 ปีที่แล้ว +28

    ፖው ገሊጽካዮም ንምዕራባውያን ብዝግባእ ወዲ ጀበሊ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዕሙቅ ዝበለ ፍልጠት ኣለካ ። እዚኣ እባ መልሰለይ ተገዲስካ መንእሰያት ኣብ ስደት ዘለና ከመይ ጌርና ኣብ ስደት ተወዳደርትን ዕዉታትን ንኸውን ምስጋናይ ኣይተሳዕኩን።

  • @heri3588
    @heri3588 2 ปีที่แล้ว +174

    ወዲ ጀበሊ ክሳብ ሕጂ ብነጻ ወይ ብዘይ ክፍሊት'ዩ ክምህረናን ኩዛናጋዓናን ጸኒሑ። ክሳብ ሕጂ ውን የስሕቐናን ይምህረናን ኣሎ። ስለዚ ዓዓቕምና ገለ ተገበርና ከመይ ይመስለኩም?

    • @meryosanane3683
      @meryosanane3683 2 ปีที่แล้ว +10

      ናይ በሓቂ ኪድገፍ ዘለዎ ሓሳብ ኢዩ

    • @osmanibrahim4972
      @osmanibrahim4972 2 ปีที่แล้ว +6

      Subuk hasab so njemro

    • @lilberhane3233
      @lilberhane3233 2 ปีที่แล้ว +4

      People should open go fund me he’s genuise

    • @tesfomtes4465
      @tesfomtes4465 2 ปีที่แล้ว +13

      ኣጆና ኣናብስ ንበገስ ጥራይ
      ምክንያቱ ክንደይ ሂወት አዩ ኣድሂኑ ዘሎ

    • @selass3651
      @selass3651 2 ปีที่แล้ว +10

      ናይ ብሐቂ ወዲ ጀበልን ወዲ ከረንን ኣምላኽ አዩ ሰድዱልና ክንምሃር ❤❤❤❤❤❤

  • @awetfessehaye4224
    @awetfessehaye4224 2 ปีที่แล้ว +9

    መምህረይ እንቋዖ ብሰላም መጻኻና ምስ ዩኒ ሓዉና ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ደቂ ኤረይ ሓላላት ኤርትራዊ ክቡር መንነት ።

  • @kiflomghedam8035
    @kiflomghedam8035 2 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ብዘይ ዶሞዝ መምር ኣብ ገዛና ቆጺርና ዕድመን ጥዕናን ንወዲጀበሊ ይሃበልና ፈጣሪ ቀጽልዎዚመደብ!

  • @Hellokitty-lr1eg
    @Hellokitty-lr1eg 2 ปีที่แล้ว +35

    My home eritrea 🇪🇷 and my people sending you love and respect from my heart. 🇪🇷 is a unique country in the planet. And time will come all your pain and the suffering we faced from enemy, will come to pass. #Eritrean🇪🇷And eritrea strong for ever. I love this show and a really appreciate the presentation and the content of the message. Keep it up guys.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @yordanostafla4557
      @yordanostafla4557 2 ปีที่แล้ว

      Bravo, Inaal Gibre Sodem.

    • @yordanostafla4557
      @yordanostafla4557 2 ปีที่แล้ว

      Bravo, Inaal Aboouk Gibre Sedoom. I agree with you.

    • @yordanostafla4557
      @yordanostafla4557 2 ปีที่แล้ว

      Yep Fetretawi Zeykone, Techinikawwi Tray Konu Terfiouu.

    • @yordanostafla4557
      @yordanostafla4557 2 ปีที่แล้ว

      Nay Mafia Film Indarieanna, Sirki normal koyioynou Yirayeyanaa.

    • @yordanostafla4557
      @yordanostafla4557 2 ปีที่แล้ว

      Techinkawii is Sebawii, it is Robootic.

  • @RimesRemo
    @RimesRemo 2 ปีที่แล้ว +29

    መምህር ወዲ ጀበሊ ምስ ኩቡር ጋዜጠኛ ዮናስ well come 🇪🇷🇪🇷🥰🥰

  • @Lidia1312
    @Lidia1312 2 ปีที่แล้ว +5

    Thank you again 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 please keep it up! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ተስፋኤርትራና
    @ተስፋኤርትራና 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ዋላ ፕሮፈሰር ብጻሕ ብስነ ልቦና ህዝብኻን ባህልኻን ስነ ምግባርካን እንተዘይ ተኾስኩስካ መሳርሒ ምዕራባውያን ከም ትኸውን ጽቡቕ ኣብሪህካዮን ገሊጽካዮን መምህር ወዲ ጀበሊ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።yoni dma thank you very mach.

  • @teklezgiberhe3350
    @teklezgiberhe3350 2 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ጀበሊ ናይብሓቂ ምሉአ(ውዱአ)መምህር።

  • @selass3651
    @selass3651 2 ปีที่แล้ว +6

    ን ወዲ ጀበሊ ን ን ወዲ ከረን ኣምላኽ አዩ ሰድዱልና አብ ወጻኢ ዝነብር ሰብ ከም ዝሓስብን ዘስተ ት ን ን ጌሮሞ Respect my people 🌷🌷🌷🌷👍

  • @sahleamanuel9435
    @sahleamanuel9435 2 ปีที่แล้ว +2

    ኤርትራውያን የሕዋት ነዞም ክልተ መማሃራና ወዲ ጀበሊን ወዲ ከረንን gofaund ዘይንገብረሎም ክሕገዙ ዘለዎም ሰባት ኢዮም።እቶም ከፊትኩም ትኽእልዋ ገለ ግበሩ ምትሕግጋዝ ባህሪ ኤርታዊ ኢዩ ።ብገንዘብ ዘይርከብ ትምህርቲ ኢዮም ዝሂቡና ዘለዎ፡ዕድመን ጥዕናን ያሃቦም ፈታሪ።❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ዑቅባይኪዳነ
    @ዑቅባይኪዳነ 2 ปีที่แล้ว +22

    ወዲ ጀበሊ yaho ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ብዙሕ ምህርካና ኢካ

  • @berhanegebremehari449
    @berhanegebremehari449 2 ปีที่แล้ว +19

    That's the truth, but our people don't understand the systems, we try to polish our beautiful culture
    Thank you

  • @yobelokbazgi2664
    @yobelokbazgi2664 2 ปีที่แล้ว +2

    Wow very nice 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsigahanesabrahagebremeske6951
    @tsigahanesabrahagebremeske6951 2 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ባሓቂ ጺቡቅቲ መደብ ኢያ የናስ ሓዊና ቀጺልዎ ፡ ወዲ ጀብሊ ክንሪኢ አከለና ኣስናና ኢዩ ዚኪፈት ዕዲመን ጥናን ያሃብኩም።

  • @yirgaberhane203
    @yirgaberhane203 2 ปีที่แล้ว +7

    ወዲ ጀበሊ ሽኮር !!!!!!!! ጻዓዳ ሕዚ ክትቦልዕዮ ጥራይ ዝብላ አለዋ :: ሰብ ዘጋግያ ን አብ ሓጥያት ዘእትዋን አለዋ :: I enjoyed your teaching. ❤ Welldone!!!!!!!

  • @fithawitzenagebriel1953
    @fithawitzenagebriel1953 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ እዛ ሓዳር ምስ ሓበሻ መን ነጊርካ ብጣዕሚ የ ዝግረም ዘለኹ እዚ ናትካ ሓንጎል ክቡር ኣቦና ወዲ ጀበሊ ብጣዕሚ ቲ ትዛረቦ ዘለኻ ኣብዛ ስደት መን ነጊርዎ ይብል ብወገነይ ኩላ ከየጉደልካ ትገልጻ ኣለኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @henoktesfalem5644
    @henoktesfalem5644 2 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ብሓቂ ንቁሕ

  • @fortosawa6274
    @fortosawa6274 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጀበሊ ብሐቂ ሐያል ሰብ ፡ናይዞም ምዕራባውያን ባህሪ ፡ካብዞም ንነብረሎም ደለና ንላዕሊ ገሊጽዎ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሉጽ መምህር፡ቀጽልዎ።

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael7226 2 ปีที่แล้ว +6

    ወድ ጀበሊ ሽኮር ♥️ከይተሓለልኩም ጥራይ እቲ አብ ባይታ ዘይወድቕ ዋዛ ምስ ቁም ነገር ጥራይ ቀጽልዎ እምበር እዚ ንኡስ ወለዶ ዋላ ይውሓድ ናብቲ መንነቱ ክምለስዩ በጃኹም ስለ ሓቂ ብነጻ ዓብን ኩብርን ኢኹም ተማሃላልፉ ዘለኹም 🙏♥️♥️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷

  • @jamilazainalabid2798
    @jamilazainalabid2798 2 ปีที่แล้ว +11

    I'm always happy 😊 too see you.great man .everything you say is very true Allah yeetek Saha ❤️👍

  • @eriiistars3089
    @eriiistars3089 2 ปีที่แล้ว +6

    ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣተናትና

  • @rutahagos1514
    @rutahagos1514 2 ปีที่แล้ว +10

    👏Always I'm proud of u my king 🤴 brother 🤩keep strong 💪Yes u r right ✅💯 💎🎁🙏🏻👍

  • @tsigebeyenebeyene9856
    @tsigebeyenebeyene9856 2 ปีที่แล้ว +3

    Thank you guys all EMN Media 🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @nigistikiflom1724
    @nigistikiflom1724 2 ปีที่แล้ว +6

    ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷😍👍😘 God bless you thank you.

  • @selemungehbremeskel2939
    @selemungehbremeskel2939 2 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ጀበሊ መምህር ብታአሚ ዝህጉስ አስተምህሮ 👍👍🙏😍

  • @eriboy1532
    @eriboy1532 2 ปีที่แล้ว +8

    Marhaba wed Jebeli shikor

  • @rezenehabtegerish8294
    @rezenehabtegerish8294 2 ปีที่แล้ว +5

    ወዲ ጀበሊ and ዮኒ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ወዲ ጀበሊ ጅነስ man ብሓቂ

  • @belayneschbegazion3286
    @belayneschbegazion3286 2 ปีที่แล้ว +6

    መርሓባ ወዲ ጀበሊ ምስ ዮናስ ኤርትራው ክቡር መንነት ይከንየልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meharikebede980
    @meharikebede980 2 ปีที่แล้ว +15

    ብሚሒር ፍቶት እዛ መደብ ዝደንጎይትኒ ኩይኑ ይስማዐኒ wellcom ተሀርፍቲ መሀርቲ።

  • @ONELove-q6n
    @ONELove-q6n 2 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ጀብሊ ምንጪ ሳሓቀይ እንቃዕ ብሰላም
    መጻኩሙና።

  • @nigistitesfamichael1150
    @nigistitesfamichael1150 2 ปีที่แล้ว +3

    Thank you yonas always I enjoyed your show keep up
    👍🏾👍🏾🙏🏽🙏🏽😍⭐️⭐️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷God bless you 🙏🏽

  • @ahferomgebremedhin3289
    @ahferomgebremedhin3289 2 ปีที่แล้ว +5

    The best interview

  • @aboodi2068
    @aboodi2068 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጀበሊ መምህር ናይባሓቂ

  • @shbaykidane834
    @shbaykidane834 2 ปีที่แล้ว +3

    Yess 100%100

  • @freedomfreedom447
    @freedomfreedom447 2 ปีที่แล้ว +4

    Very good programme all the time.

  • @ambesajrsemere723
    @ambesajrsemere723 2 ปีที่แล้ว +1

    ያ ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነብሲ ወከፍ ኣርእስትኻ ዝድርበ ዘይብሉ ናይ ዘመና መጽሓፍ ኢኻ ኣብ ገሊኡስ ዝተጓነፈኒ እዩ።

  • @maazaaraya8776
    @maazaaraya8776 2 ปีที่แล้ว

    ተዓወት ወዲ ጀበሊ ኑሱ ኢዩ ኤቲ ሓቂ ካብ ባህልናን ታሪኽናን ከም ነጥፍእ እዮም ገይሮምና ምዕቡላት ዓለም ተበለጽቲ ግሓላሉ ብሃበርገር ገዚኦምና።👏👏👏👏👏💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏

  • @Senay999-n3p
    @Senay999-n3p 2 ปีที่แล้ว +11

    Frist comment welcome ወትሩ ወዲ ጀበሊ & ዮኒ

  • @user-mnbar
    @user-mnbar 2 ปีที่แล้ว +16

    ወዲ ጀበሊ ፈታሒ ጭንቐት

    • @aboodi2068
      @aboodi2068 2 ปีที่แล้ว

      ነይ በሐቂ

  • @trhishsultan2794
    @trhishsultan2794 2 ปีที่แล้ว +3

    🖐🙏ሰላም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት 🌹🇪🇷❤👍🏼

  • @almazarefe2246
    @almazarefe2246 2 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሐቂ ❤️❤️❤️🥰😊

  • @geriekiflay6711
    @geriekiflay6711 2 ปีที่แล้ว

    Nay bahaki Ab Alem zelo akayda kulu eika tflto edmen tenan yhabka ❤❤❤

  • @yosiefabraha4576
    @yosiefabraha4576 2 ปีที่แล้ว +4

    Bravo 👏

  • @meseretmessi6141
    @meseretmessi6141 2 ปีที่แล้ว +1

    Merhaba deki ereyyy mareyyy edmen tenan yhabkum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💯💯💯💯💯💯💯🌹🌹🙏🙏🙏🐪🐪🐪👍👍👍

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 2 ปีที่แล้ว +2

    Eritrean
    Selam
    Merhba
    Eritreawian

  • @senaitteklehaile8358
    @senaitteklehaile8358 2 ปีที่แล้ว

    Memhir nay hiwet 🤩 grma hager wedi jebeli. Idmen tinan yhabka.
    Yonas hawina kbret yhabelna n kulu medebat ab EMN tekrbo medeb
    Meliskum sesnu deki hagerey🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ንሕናንዕላማናን
    @ንሕናንዕላማናን 2 ปีที่แล้ว +1

    ቡሱል መልእክቲ , የቀንየልና ወዲ ጀበሊ

  • @habtom5113
    @habtom5113 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ጀበሊ ያሆ 🇪🇷👌👌🙏

  • @DantePirlo-nr4lr
    @DantePirlo-nr4lr 8 หลายเดือนก่อน

    ኣቦታትና ወራዙት ሊቃዉንቲ ኣርካናት።
    ከይተማሃሩ ሙሁራት ' ቡዙሕ ቡሉጽ ሓሳብ ትገድፉልና ኣለኹም ምስጋና ይግባኣኩም ዩ። ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናና ያሃብኩም። ሃገርና ይባርኸልና ፈጣሪ ኩሉኹም ኤርትራዊያን የሕዋተይ።❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ሰላም ብምእማንካ እቲ ዝያዳ ዘሐጎሰኒ ሓሳብ ብዙሕ አመስግነካ።

  • @filmontsehaye
    @filmontsehaye 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጀበሊ ፍላስፋ ሃገርና

  • @filmonmenghis9011
    @filmonmenghis9011 2 ปีที่แล้ว +12

    Welcome እስታዝ መሓመድ ሳልሕ( ወዲ ጀበሊ)።

    • @beraki100
      @beraki100 2 ปีที่แล้ว

      Zebire akria?

  • @سعيدحبشي-س6ت
    @سعيدحبشي-س6ت 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋውው ማራ እየ ዘድንቀኪ ወዲ ጀበሊ

  • @Kokob-xy3hs
    @Kokob-xy3hs ปีที่แล้ว

    Waw thanks God

  • @tsegayberhe8010
    @tsegayberhe8010 2 ปีที่แล้ว

    selam selam selam nkem mekerat ertrwyan
    medebkam betam xebuke ey defalo
    mebel 21 gen degotna ala

  • @jamilazainalabid2798
    @jamilazainalabid2798 2 ปีที่แล้ว +5

    Thank you 😊 again Yonas . For making this great show 👍

    • @husseinnoor5763
      @husseinnoor5763 2 ปีที่แล้ว +1

      Good point Sister Jamila. Well done

  • @habentekle4865
    @habentekle4865 2 ปีที่แล้ว

    Great man!!!

  • @thomasberhe6351
    @thomasberhe6351 2 ปีที่แล้ว +2

    Kemey alekum, xbuk medeb alekum...entekone eza msggar areesti aytftewwa...

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528 2 ปีที่แล้ว +2

    ብዙሕ ዝምስገን ኣዘራርባ እቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ሕቡእ ምስጢር ንኣህዛብ ዝርምስ ተልእኾታት ስለዘሎ እቲ ብቐሊል ክንርድኦ ዘጸግም ኢዩ ብወዲ ጀበሊ ዝዝረብ ዘሎ።
    ዝኾነ ሰብ ክብሎ ክገልጾ ዘይክእ ኢዩ ዝዛረቦ ዘሎ ብጣዕሚ ዝምስገን ኢዩ። ኣብ ሃገርና ምሁር ዝብሃል ደፊሩ ክገልጾ ዘይክእል ኢዩ ዝምህረና ዘሎ ፡ንነብስኻ ምንዓቕ እቲ ኣባና ተለሚዱ ዘሎ ክንእርሞ ዘሎና ኢዩ እቲ ዝብሎ ዘሎ። ንኣብነት ኣብ ሽወደን ሰብ እነተባኢሱ ክዕረቁ ኣይድለን ኢዩ። ምኽኒያቱ እቶም ነቲ ምትዕራቕ ዝምዘዙ ሰባት ዝነውሐ ጊዜ ክወስድ ከምስራሕ ስለዝወስድዎ ንዕርቂ ናብ መፈጸምትኡ ምብጻሕ ባህጊ የብሎምን። ድሓር ድማ ቅልውላው ዘለዎ ስድራቤታት ምስ በዝሐ ሳይኮኖጂታት ስራሕ ይፈጥረሎም በዚ ምኽኒያት ስራሕ'ዩ እቲ ሰላም ምህላው ስራሕ ኣልቦ ስለዝገብሮ ባዕላቶም ብደቕኻ ኣቢሎም ወቒዕካዮ/ኮሪኻሉ ብምባል ዘይትፈልጦ ነገር ይፈዝጥሩልካሞ በዚ ነገር ይጅምር።

  • @semeremehari8761
    @semeremehari8761 2 ปีที่แล้ว +2

    Nay bhaki belih seb Eka 👍👍👍👌👌👌👌👌❤️🙏

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 2 ปีที่แล้ว +5

    ወዲ ጀበሊ ማለት ንዓለም ከም ማጅላን ከይዘራ ብዕምቀት ፍልስፍናን ኣተሓሳስባን ግን ጽቡቕ ጌሩ ዘማሓድራ ሰብ'ዩ::

  • @adoniaseyob2688
    @adoniaseyob2688 2 ปีที่แล้ว

    You are very intelligent man thanks 🙏

  • @elsatsegay5192
    @elsatsegay5192 2 ปีที่แล้ว +1

    Edman tenane ehbkuemi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfaygeriye7981
    @tesfaygeriye7981 2 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ጀበሊ አርከይ ምጾታት እዋን በጺሕና

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 2 ปีที่แล้ว +13

    ወዲ : ጀበሊ : ሎሚ - ዘቅረቦ : ዕላል : ዓቢ : አስተምህሮ : ዘለዎ : እዩ : እሞ : ዮሀና : ክብሎ ይፈቱ ።
    ብሕልፊ : እዚ : ብምዕራባዉያን : ዝዉሀብ : ትርህቲ : አመልኪቱ : ዘተዛረባ : ብልክአዕ : እዩ : ገሊጽዎ ። ተማሂርካ : ንረብሓ : ናታቶም : ከምተገልግል : ከምትአምን : ጌሮም : ዝወጠንዎን : ዝሓንጸጽዎን : እዩ ።
    ንሰምዖ : ነንብቦ : ንርእዮ : ንኸዶ : እዉን : አየና : ይጠቅመና : አየናይከ : አይጠቅመናን : ምምማይ : ከምዘድልየና : ዝገለጾ : እዉን : ከምኡ ።

  • @abrahamadonay5551
    @abrahamadonay5551 2 ปีที่แล้ว

    ኣነ ብጣዕሚ እንድየ ዘድንቀካ ናይ ሎሚ ካኣ ፊሊቲ ብዛዕባ ምዕራባውያን ሓሳባቶም ኣብ ኣፍሪቃ ብፍላይ ኣብ ኤረይይ ዘለዋም ጽልኢ ደትገልጾ እዞም ሓሳደት

  • @habtomgebrehiwet3697
    @habtomgebrehiwet3697 2 ปีที่แล้ว +1

    Kab ❤ nemesgn aziu mehari u mo qexlwo
    Wetru texbayka ye kulu gzi ka hadishn meharn hasb 🤙❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danielhb4975
    @danielhb4975 2 ปีที่แล้ว

    Smart man

  • @belayneshwoldegebriel1779
    @belayneshwoldegebriel1779 2 ปีที่แล้ว +1

    God bless you🙏

  • @ዓብደላ
    @ዓብደላ 2 ปีที่แล้ว +4

    Welcome back Deki abayti

  • @AlganeshTeclay
    @AlganeshTeclay ปีที่แล้ว

    Hei tusen takk for det ha en fin dag videre alganesh teclay 🎉😢😮

  • @edenhabtemichael3102
    @edenhabtemichael3102 2 ปีที่แล้ว +1

    Well come

  • @banawelday1032
    @banawelday1032 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጀበሊ መግለጺ ንዓካ ዝበቅዕ የለን።

  • @godaiftv8319
    @godaiftv8319 2 ปีที่แล้ว +2

    መርሓባ ❤️

  • @abdelaromodan6912
    @abdelaromodan6912 2 ปีที่แล้ว +3

    I'm always happy with your idea ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰👌👌👌😂😂😂😂😂

  • @Kokob-xy3hs
    @Kokob-xy3hs ปีที่แล้ว

    Good 👍 took

  • @yohanaghebrihiwot6654
    @yohanaghebrihiwot6654 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcom

  • @salahomerali1626
    @salahomerali1626 2 ปีที่แล้ว +1

    ما شاء الله

  • @elyasfishaye499
    @elyasfishaye499 2 ปีที่แล้ว +2

    welcom

  • @eliaskeleta9962
    @eliaskeleta9962 2 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ጀቢል ብሓቂ ዘለናዮን ንነብሮን ዘለና ሕልና ኣልቦ ሂወት ብትኽክል ኣብርህካዮ ወይ ገሊጽካዮ :
    እንተኾነ ናይዝ ወነንቲ ከይጨዊካ ጥንቅ በል ::

  • @abduali2
    @abduali2 2 ปีที่แล้ว

    ካብ ምህሮ ይአምሮ ዝባሃል ከምዚ አዩ ናይ ብሓቂ ወዲ ጀበሊ ክብረት ይሃበልና በጃኻ ዮናስ ቀጽልዎ ካይ ትቅርጽዎ

  • @godaiftv8319
    @godaiftv8319 2 ปีที่แล้ว +6

    ወዲ ጀበሊ ማራ ንቑሕ ሰብ ኢኻ።

  • @eyobdegafichelseaandparis6790
    @eyobdegafichelseaandparis6790 2 ปีที่แล้ว +3

    Welcome back deqi ereyyyyyyyy

  • @khairioibrahim4586
    @khairioibrahim4586 2 ปีที่แล้ว +1

    Merhaba memehry edemen tenane yehbkom

  • @selamaraya5711
    @selamaraya5711 2 ปีที่แล้ว +1

    Merhaba deqi eri❤️💙💚💯

  • @charliemy1072
    @charliemy1072 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ጀበሊ wel come

  • @almazabraha8450
    @almazabraha8450 2 ปีที่แล้ว

    Btaemi memhr nay Silelibona eya eka Edimen tienan yihabka❤🙏

  • @zereghebreyohannes5143
    @zereghebreyohannes5143 2 ปีที่แล้ว

    Naybakaki tsbuk medebatku ktslwo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @efemtes9155
    @efemtes9155 2 ปีที่แล้ว +18

    ብመጀመርታ ብጣዕሚ አዚና ነመስግነኩም ንኹሉኹም አዳለውቲ e,m,n
    መቸም እዚ ወዲ ጀበሊ ዝገብሮ ዘሎ ሰሙናዊ ቡዙሕ ቁም ነገርን መሀርን ኢዩ አነ ሐደ ካብቶም ዝጽበይዋ ኢየ።
    ከሙኡ ውን ናይ ወዲ ከረን ካብቶም አብ ሂወተይ ዘስሐቑኒ ብፍላይ አብታ ትስክም አቢሉ ሐፍ ምስ አበሎ ሞባእ ኢየ ትብል ዕላሉ።

    • @zowdikidane3760
      @zowdikidane3760 2 ปีที่แล้ว +1

      Me to you are right 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏👍💯💐💐💐it is for you

    • @efemtes9155
      @efemtes9155 2 ปีที่แล้ว

      @@zowdikidane3760 ብጣዕሚ የቐንየለይ

    • @aboodi2068
      @aboodi2068 2 ปีที่แล้ว

      @@efemtes9155 ❤️❤️❤️👍👍

  • @yohannesgebrekristos4161
    @yohannesgebrekristos4161 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcom brhan gexom

  • @eritrealove2204
    @eritrealove2204 2 ปีที่แล้ว

    Professor Jebeli Bella aleka enasehaqka mihro girm eyu zello gazetegnan etom nezi medeb kiwun zgebru akalat misgana ybtsahayom gazetegna lieeli kulu ambesa ezni alewo hito teketatelti b gluts zmilis zhalefe ewan n jebeli mis kereney zerkibkalna zeyrsae agatami eyu kibret yhabelna ..viva Eritrea and Eritrean !!

  • @majornamen7150
    @majornamen7150 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ጀበሊ መቅሰን ቀጺለ ሐወይ

  • @rahelembaye7241
    @rahelembaye7241 2 ปีที่แล้ว

    Exactly

  • @AlganeshTeclay
    @AlganeshTeclay ปีที่แล้ว

    Hei thanks lott my wodi hagi 🎉❤😢