EMN - 7 ይ ክፋል - ኣደናቒ ትንታነ ወድ ጀበሊ ኣብ ባህርያት ደቂ ሰብ ። - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ต.ค. 2021
  • / officialeritreanmedian...
    ****************************************************************
    EMN - 7 ይ ክፋል - ኣደናቒ ትንታነ ወድ ጀበሊ ኣብ ባህርያት ደቂ ሰብ ። - Eritrean Media Network
    / officialerit. .
    eritreanmedianetwork.org/
    / eritrea_emn

ความคิดเห็น • 372

  • @peaceundlove3045
    @peaceundlove3045 2 ปีที่แล้ว +277

    ወዲ ጀበሊ ካባካ ብዙሕ ትምህርቲ ወሲደ የቀንየልና ።
    አነ ብወገነይ ወዲ ጀበሊ ናይ ክብሪ ዶክትረይት ምሃብክዎ።
    ናይ ክብሪ ዶክትረይት ይግቦ ትብሉ እስኪ like

  • @wedidemaskahsay9069
    @wedidemaskahsay9069 2 ปีที่แล้ว +38

    ክቡር ሰብ ወዲ ጀበሊ
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
    ክንከስበካ መምህር ሂወት
    ከም ለበዋ በጃኩም ኣብ ቀጻሊ ክፋላት ኣምጹኡልና እዚ መምህር ኣይምኖን ዩ

  • @filmonalemshet1843
    @filmonalemshet1843 2 ปีที่แล้ว +90

    ኣነ ወዲ ጀበሊ Google ኢለ'ኳ ኣለኩ ። ምኪንያቱ ዝተፋላዩ ተምርቲ ሰለ ትቅስመሉ።👍❤️🙏

  • @zenawimehari2004
    @zenawimehari2004 2 ปีที่แล้ว +21

    ናይ ወዲ ጀበሊ ዕላል ብጣዕሚ ምሃርን ኣዛናጋዕን ኢዩ ተተኻኢሉ ወላ ምዓልታዊ ተዝኸውን ኣይምጸላእናን።

  • @ferafiroi2912
    @ferafiroi2912 2 ปีที่แล้ว +12

    ወዲ ጀበሊ ያሆ ስጋዕ ብዓይነይ ዝርእየካ ናፊቀካ ናፊቀካ ሐደ ማሊዪን ሰላም

  • @dalcod
    @dalcod 2 ปีที่แล้ว +59

    ፍርሕስ ከም ስትራተጂ(ድፋዕ) ናይ ናብራይ ጌረዮ - ወዲ ጀብሊ ከይተማህረ ኪኢላ ስነ-ልቦና።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว

      ናይዞም ጀጋኑ ንቐርኒ ኣፍሪካ ፈጥፈጥ ዘብልዋ ዘለዉ ሃበርም ተጋድሎ ወየንቲ ትግራይ በሉ ረኣዩ። ዘገርም እዩ፡ ካብዚ ኩሉ ኣህዛብ ናይዚ ከባቢ ፡ ተጋሩ ጥራይ እዮም ሓቦን ሓሞትን ናይ ሎምን ቀዳሞትን ኣባሓጎታቶም ዝወረሱ። ምኽኒያቱ ተጋሩ ነቶም ኣንጻር ቱርኪ ፣ ዓረበ ግብጺን ኢጣልያን ዝመከቱ ኣቦታቶም የኽብሩ። እቶም በዓል ከንቶመንቶ ግና ብናይ ሓሶት ናይ ክራይ መንነት የውደኽድኹ። ንሰራዊት ኢትዮጵያ ፣ ኤርትራን ኣምሓራን ውን ዘረጥረጥ ክምዝብሉ ጌረሞም። ስምዑ እሞ፡ ጨመተ ተዅሲ ፣ ነጎድጓድ መዳፍዕን ህርመት ቦምባታቶም ጥራይ ኣይኮነን ዘርዕድ ፤ ወርወር ቃና ቃላቶም ውን እዩ ፡ ከም፥ "ናይ ዓቕሊ ጽበት ጻሕተርተር ፣ ህይወትኩም ብላሽ ኮይና ከይትጠፍእ ፣ ወዓል ሕደር ከይበልኩም ኢድኩም ክትህቡ ... "፡ ይብሉ። ፨፨፨

    • @eritreanhiwot4667
      @eritreanhiwot4667 2 ปีที่แล้ว +1

      @@zegdagmawi275 ህዝብኻን ህዝቢ ከባብኻን ኣብ መከራ ኣውዲቕካ ጽባሕ ምስ መን ከም እትነብር ሕሰብ። እምበር እቲ ለይትኻስ ገና እዩ።

    • @rezenenegash9292
      @rezenenegash9292 2 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 0

    • @rezenenegash9292
      @rezenenegash9292 2 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 000000⁰0

  • @tigowedisamray8925
    @tigowedisamray8925 2 ปีที่แล้ว +13

    ኣኽብሮ ንወዲ ጀበሊ ኣቦና እዩ ዮናስ ሓወይ😊❤ ብጣዕሚ ብዙሕ ተማሂረ ኣነ ካብ ወዲ ጀበሊ የቐንየልና ኣይትዶንጉይና ኻኣ ወልጢፍኩም ስደዱልና ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @medhanealemeritreaybark3478
    @medhanealemeritreaybark3478 2 ปีที่แล้ว +10

    ዬናስ ብጣዕሚ ነመስግነካ ትገብሮ ኩሉ ዕውት ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሓብኩም

  • @Sara-tb4ty
    @Sara-tb4ty 2 ปีที่แล้ว +5

    Wow ኣንታ ኣበይ ኔሩ እዚኹሉ ዓመታት ከማኻ ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር መምህር ስነ-ልቦና💕💕

  • @user-be6cy3cw8c
    @user-be6cy3cw8c 2 ปีที่แล้ว +54

    8 ክፋል ግበሩልና በጃኩም

    • @Eri-Beauty
      @Eri-Beauty 2 ปีที่แล้ว

      ወዲ ጀበሊ ጀሳይነሳዊ

  • @yordanoskidane5394
    @yordanoskidane5394 2 ปีที่แล้ว +12

    Welcome Deki Erey....
    Selam selam Deki Halal Meret
    Bebizelekumo Fkrn selamn ymneyelkum.

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማኻ ቅኑዓትን ለባማትን የብዝሓልና

  • @medaestif5671
    @medaestif5671 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣምላኽ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ጀበሊ🙏.

  • @firewoiniseyum6284
    @firewoiniseyum6284 2 ปีที่แล้ว +10

    Behaki I zereba ka MAHRI kubur hawey tebarek❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🍀🌿🌼🌻

  • @eritreanyoung4468
    @eritreanyoung4468 2 ปีที่แล้ว +23

    ኣድነቅቲ ወዲ ጀበሊ ኣብዚኣ ላይክ ረጊጽኩም ሕለፉ ጹቡቅ ማዓልቲ ለይቲ ንኩላትና ::

  • @meron5303
    @meron5303 2 ปีที่แล้ว +89

    ክቡር ሓዉና ዮናስ ወዲ ጀበሊ ብዛዕባ መርዓ እንታይ ይሓስብ፧ ተገዲስካ ሕተተልና ይቅሬታ! ናይ ፋይናንሻል ጸገም እንተኾይኑ፡ ንወዲ ጀበሊ ዘይከውን ኤርትራዊ ስለ ዘየለ ሓጋዚት ካልኣይቱ መጻምዲ ትኾኖ ዘድልዮ ሰዓት ሕጂ ኮይኑ ይስምዓኒ።

    • @chamejohn6593
      @chamejohn6593 2 ปีที่แล้ว +7

      ጽቡቅ ሓሳብ👍👍

    • @user-ui7ob4zo5r
      @user-ui7ob4zo5r 2 ปีที่แล้ว +2

      bihaqi

    • @hannasequar1767
      @hannasequar1767 2 ปีที่แล้ว

      አዝኦም ተዛረብት ኣብ ሓዳር ንፉዓት ኣይኮኑን ኣይትሓዘለይ

    • @meron5303
      @meron5303 2 ปีที่แล้ว +13

      @@hannasequar1767 ጌጋ ርድኢት ሃና ሓፍትና። ክትሓስብዮ ውን ኣይግብኣን፡ መጀመርያ ትርጉም ሓዳር ክልተ ኣንጻር ጾታ ብቃል ኪዳንን ፍቅርን ሓደ ኣካል ምዝኾኑ ጥራሕ እኹልዩ። ተዛራባይ ስለ ዝኾንካ፡ ስኡን ስለ ዝኾንካ፡ ስንኩል ስለ ዝኾንካ ሓዳር ኣይምልከተካን ወይ ድማ ብቁዕ ኣይኮንካን ማለት ኣይኮነን። ስለዚ ሰብ ነናቱ ውሽጣዊ ጸገማት ክህልዎ ስለ ዝኽእል፡ ንሕና እቶም ዓቅሚ ዘለና ከም ኤርትራውያን መጠን ክቡር ባህሊ ውን ስለ ዘለና፡ ንዝተሸገሩ ጸገማቶም ኣለሊና ነቶም ከም ናትና ዕድላት ዘይረኸቡ ብኸመይ ንሕግዞምን ነተባብዖምን ክንሓስብ ጥራሕ ይግባእ።

    • @selahnour
      @selahnour 2 ปีที่แล้ว +2

      @@meron5303 well said and respect full ...thanks meron

  • @erinabella5455
    @erinabella5455 2 ปีที่แล้ว +23

    ዮናስን ወዲ ጀበልን እተቅርብዎ ቁምነገር ሓዘል አዘናጋዕቲ ትሕቶታት ብሃንቀውታ ኢና ንጽበየኩም : የቀንየልና ደቂ ኤረ ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @selass3651
    @selass3651 2 ปีที่แล้ว +1

    100/100 exactly ❤❤❤❤❤
    ኣተዐ ባብያ ቢጣዕሚ ዓቢ ተራ አብ ሂወት ይጻወት ደድሕሪካ ሙሉእ ሂወትካ ይስዕ በካ ሓዳር ምስ ገበርካ አታ ክፍእቲ ጠባይ ተሸግረካ ትነብር
    በጃኹም ቆልዑት ብጹቡቅ ነዕብዮም ሓደራ 🌹🌹🌹❤❤🌹🌹

  • @mamaafrika111
    @mamaafrika111 2 ปีที่แล้ว +33

    እዋይ እንዳ ዘከርናዮ ደበኽ ኢሉ
    ወዲ ጀበሊ ያሆ
    Like ኣዘቅቡብኒ !!!!!

  • @munasiraj5611
    @munasiraj5611 2 ปีที่แล้ว +13

    ብጣዕሚ ተሐግሰና ኣለኻ የናስ ሓወይ ወዲ ጀበሊ ካኣ ብጣዕሚ ትምህርቲ ትምህረና ኣለኻ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ሓላኣላት

  • @f.t8710
    @f.t8710 2 ปีที่แล้ว +8

    MERHABA DEKI EREY ENKOE DHAN MEXAEKUM EDMEN TENAN YHABKUM FETARI 👍🤜🤛💪🇪🇷💚❤💛💙

  • @hygytth6tsjtj395
    @hygytth6tsjtj395 2 ปีที่แล้ว +7

    ወዲ ጀበሊ መምህር ስነ ልቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦ ንውላዱ ከም ዓርኩ ጌሩ ከዕብዮ አለዎ እትብል ዘረባኻ አስሚረላ አለኹ

    • @merharik767
      @merharik767 2 ปีที่แล้ว

      ምሳካ ይሳማማዕ እየ

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 2 ปีที่แล้ว +3

    ወድ ጀበሊ ናይ ብሓቂ ብዘይካ እቲ ዝህቦ ትምህርቲ ከም ኮሞድያን'ውን ሓያል ተውህቦ ዘለዎ ሰብ'ዩ ስለዚ እንተዝሰርሓሉ ብኮሜዲ መልክዕ ብዙሕ ሰብ ክምህር ዝኽእል እዩ::

  • @JESUS-711
    @JESUS-711 2 ปีที่แล้ว +5

    Yonas hawna nwedi Gebeli bjaka hadar kgeber tezarebo knhgzo ena 🇪🇷❤️

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 2 ปีที่แล้ว +73

    ፕሮፌሶር መሓመድ ወዲ ጀበሊ:ማህደር ትግርኛ:ዲክሽነሪ ናይ ትግርኛ ዊሒጥካ ኢኻ።
    ~ክቡር ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብርሃም ተቐይመልካ ኣለኹ።ክክክክክ እንዳዘንጠልካዮ:ፕሮፌሶር ወይ ዶክተር ኢልካ ጸውዓዮ።

    • @Lidia1312
      @Lidia1312 2 ปีที่แล้ว +1

      Exactly agree 💯💯💯🇪🇷🇪🇷

  • @majidmohammednoor3050
    @majidmohammednoor3050 2 ปีที่แล้ว +5

    مشتاقين والله يا عمنا ربنا يحفظكم ♥️🇪🇷✌

  • @esutekie360
    @esutekie360 2 ปีที่แล้ว +6

    ወዲ ጀበሊ ሓወይ ናይ ብሓቂ ዓብይ መምሂር
    ኢካ ኪብረት ይሃበልና❤️❤️❤️❤️💪🏾

  • @user-op6sw1bt7b
    @user-op6sw1bt7b 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው ወዲ ጀበሊ መምህር ህይወት፡ ዓቢ ፍልስፍና እዩ ዘሎ ኣብ ውሽጥኻ። ኣምላኽ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ።

  • @haileab9738
    @haileab9738 2 ปีที่แล้ว +2

    በርቲዕ ወዲ ጀበሊ ኮርዒዳ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ!!!!
    ቀጺሎ ዓቢዩ ትምህርቲ ኢዩ!!!

  • @ASMTV
    @ASMTV 2 ปีที่แล้ว +6

    ዓቢ መምህር ሕብረተሰብ ወዲ ጀበሊ ኢለዮ ኣሎኹ ዓቢ ላይክ (Like)እስኪ ሃቡለይ።

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 2 ปีที่แล้ว +3

    ደቂ ሓላል መሬት እንቃዕ ብዳሓን መጻካም ናብራ ስደት ስራሕ ጥራይ ኮይና 🇪🇷🙏❤️🇪🇷🙏❤️ደኑጉየ ዕድመ ጥዕናን ይምነየሉኩም🇪🇷🙏❤️

  • @peaceundlove3045
    @peaceundlove3045 2 ปีที่แล้ว +8

    ከምዚ ወዲ ጀበሊ ዝበሎ ኣብ እንስሳታት ክብሪ ይሃልወና።
    ንኣብነት ከም ኣድጊ ን ወዲ ሰብ ዘገልግሎ የለን ግን ንጸርፊ ንጥቀመሉ ኣድጊ ኢልና ንጻረፍ
    ኣንበሳ ግን በንጻሩ ሰብ ኣይገጽፍ እንስሳታት ብዓመጽ ዝበልዕ ዓማጺ እንስሳ ክንሱ ንሕና ግን ን ንፉዕ ሰብ ኣምበሳ ንብሎ።
    በብክፍሊ ዓለም ደቂ ሰባት ነናቶም ባህልታት ኣለዎም ።
    ወዲ ጀበሊ ገና 100 ክፋላት ክንጽበየካ ኢና

  • @salihosmansom1827
    @salihosmansom1827 2 ปีที่แล้ว +19

    በላሓት “ሰባት”ናይ ነገራት ምግላጽ ሓይሊ ዘለዎሞ በይኑ ኢዩ። ነቲ ኩላትና ንነብሮኖ ንፈልጦኖ ነገራት፣ኩላትና ድማ ክንገልጾ ዘይንክል ፣ብምስትወዓልን ብደቂቁን ናይ ምግላጽ ትክእሎ ማሻላሃ ማሓመድ(ወዲ ጀበሊ)

  • @asliegtasleep998
    @asliegtasleep998 2 ปีที่แล้ว +2

    Wellcome bro Bravo Kexilo Bertieee kabaka buzuh Ena nimehar Zelena Thanks bro ✌️🇪🇷

  • @nusey3423
    @nusey3423 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጀበሊ ናይ ብሓቂ ዘይምኖ ዕላል ኣሎ ምሳኻ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ

  • @trhastsige2295
    @trhastsige2295 2 ปีที่แล้ว +3

    Memher eka neska ny behkie 🥰🥰🥰👑👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇺🇸

  • @samuelteame7210
    @samuelteame7210 2 ปีที่แล้ว +1

    Tenx all,Please continue Always

  • @Erinashuker2009
    @Erinashuker2009 2 ปีที่แล้ว +3

    You are so generous wdi gebeliii thank you for everything

  • @hshjdud6526
    @hshjdud6526 ปีที่แล้ว

    ወዲ ጀበሊ ፍቅር ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ❤

  • @dawitbeimnet3396
    @dawitbeimnet3396 2 ปีที่แล้ว +2

    HIS a gifted naturally is more than masters degree. I Seen so many masters they can not express like you

  • @forceforgood4669
    @forceforgood4669 2 ปีที่แล้ว +8

    ስነ ኣእሙራዊ ኣፍልጦስ ለካ ዲግሪ ምጽዓን ኣይኮነን። አገናዕ መምህር ሳልሕ።

  • @tsigewynitesfay7855
    @tsigewynitesfay7855 2 ปีที่แล้ว

    Thank you 🙏🏻 l like your topic god’s bless you you are a teacher

  • @berhaneaster2399
    @berhaneaster2399 2 ปีที่แล้ว +3

    You're incredible one

  • @simoaron6600
    @simoaron6600 2 ปีที่แล้ว +1

    Thanks 👌 8

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael7226 2 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ጀበሊ ኣጆኻ ውሽጥኻ ግን ቡዙሕ ብቅዓት ኣለኻ 💪 ነቲ ትፈልጦ ህዝብኻ ክንድዚ ኣይትሰከፎ በጃኻ 🙏🙏

  • @user-qy4od9fs4u
    @user-qy4od9fs4u 2 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ባሕቂ አንስሳ ፍቅርዩ

  • @aagh819
    @aagh819 2 ปีที่แล้ว +2

    God bless you all

  • @mki998
    @mki998 2 ปีที่แล้ว

    Yonas ur programme so nice.
    We learning alot. Thx.

  • @tekleyohanes8798
    @tekleyohanes8798 2 ปีที่แล้ว +10

    ዮናስ ስለ እቲ ኩሉ እትገብሮ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን።
    ን ወዲ ጀበሊ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ፡
    ኩሉ ጊዜ ክስሕቅ እንከሎ ብጣዕሚ ከቢድ ዝመስል ሳዓል ይስዕል፡ ማለት'ሲ ከምዚ ዓባይ ሳዓል ዘላቶ ይመስል።ወይ ዝኮነ ናይ ሽጋራ ወልፊ ከይህልዎ እሞ ካብኡ ዝብገስ ከይከውን እቲ ሳዓል።ካብ ወልፍታት ከመይ እዩ ወዲ ጀበሊ ፡እዚኣ ሕተተልና ኣብ ዝመጽእ ቃለ መሕትት

  • @merhawiyemane2531
    @merhawiyemane2531 2 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ መሃሪ ትምህርቲ ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልካ እግዚብሄር ኣምላክ

  • @jamilazainalabid2798
    @jamilazainalabid2798 2 ปีที่แล้ว

    Salam Wade jabale . Haway kamay nice 👍 to see love ❤️ from Jamila UK 🇬🇧

  • @jamiesaeed
    @jamiesaeed 2 ปีที่แล้ว

    Amazing!!!

  • @meseretmessi6141
    @meseretmessi6141 2 ปีที่แล้ว +1

    Www Thanks yoni & wedie jebeli enqae bselam mexakum

  • @asmawitmehari2100
    @asmawitmehari2100 2 ปีที่แล้ว +2

    Welcome back!!♥️♥️♥️🇪🇷

  • @saras382
    @saras382 2 ปีที่แล้ว +13

    ኣነስ ይገርመኒ እዩ ኩሉ ጊዜ ኣብ ኣስመራስ ፈረስ ኣፈቆዶ እንዳ ጓሓፍ ኮለል ክብል ይሪኢ እሞ ከብደይ ይበልዓኒ💔💔💔😪😪😪 ስለምንታይ ከምኡ ይከውን ኢለ ምስ ዝሓትት ዋንኡ ደርብይዎ እግሩ ምስተሰበረ ካብ ስራሕ ወጻኢ ምስ ኮነ ደርብይዎ ይብሉኒ💔😪 ግድን ድዩ ክድርበ ዘለዎ? እንታይ እዩ እቲ ጸገም?

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 2 ปีที่แล้ว +1

      denakur koinom enber ab geterat zegelgeleka enssa ytref bhiwetu enkelo kitguhfo ms mote keman akbirka eka tikebro

    • @HiHi-zg1sz
      @HiHi-zg1sz 2 ปีที่แล้ว

      Nay bhaki

    • @NOnonon89325
      @NOnonon89325 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@emteemte3985wow des zbl ayu😢❤

  • @ahmedtahiradem1570
    @ahmedtahiradem1570 2 ปีที่แล้ว +3

    ክክክክክክክክ ኣነስ ክስሕቅ ኢቲ ብድሕሪኡ ዘሎ ይሓልፈኒ ኣሎ ክክክክክክክክ ላይክ ኢስከ ሃቡሎይ ፈተውቲ ወዲ ጀበሊ 👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eri-boy8727
    @eri-boy8727 2 ปีที่แล้ว +3

    Good Job pls keep it up

  • @Eritrea-hl2zm
    @Eritrea-hl2zm 2 ปีที่แล้ว +2

    You are so funny and brilliant
    My Allah bless you

  • @zaidworqi5871
    @zaidworqi5871 2 ปีที่แล้ว +2

    Yenas
    Kemeu wede jabal
    Selam Selam

  • @omerstar8501
    @omerstar8501 2 ปีที่แล้ว

    👍👍👍❤ thanks

  • @eritreagasmasken2029
    @eritreagasmasken2029 2 ปีที่แล้ว +2

    Jabli Yahoo

  • @gobromm9662
    @gobromm9662 2 ปีที่แล้ว +2

    Merhbaaaa deki erey🇪🇷❤

  • @mulueokubay5478
    @mulueokubay5478 11 หลายเดือนก่อน

    ዋውውውውው ብጣዕሚ ቡሉጽ ❤

  • @furtunahabte
    @furtunahabte 2 ปีที่แล้ว +4

    💕❤️💕

  • @romamekonnen8108
    @romamekonnen8108 2 ปีที่แล้ว +1

    You're the best br

  • @selamhayle9581
    @selamhayle9581 2 ปีที่แล้ว

    God bless you

  • @selamdebas2033
    @selamdebas2033 2 ปีที่แล้ว +2

    god bless u oll.

  • @aagh819
    @aagh819 2 ปีที่แล้ว

    Wonderfull Man

  • @fyruzrahwa8993
    @fyruzrahwa8993 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ`የ ዝፈትወኪም ጽቡቓት

  • @mulugetakidene4681
    @mulugetakidene4681 2 ปีที่แล้ว

    ይበል ማዕዳ ወድ ጀበሊ እግዛብሄር ዕድመ ይሃብካ

  • @asmeraeritrea1241
    @asmeraeritrea1241 2 ปีที่แล้ว

    ወድ ጀበል አንበሳ we love You

  • @nazrietabrha8613
    @nazrietabrha8613 2 ปีที่แล้ว +18

    ወዲ ጀበሊ ማለት መኣዲ ፍልተት
    ኩሉ ዝርኮቦ መገዲ ናይ ሂወት
    ቀ ጽሎ ኢካ ኣለናልካ ተማሃሮ
    ብህጂ አና ከነአቢ በዚ ናትካ ተመክሮ
    ኣምላክ ይክፈተልና ናትና ኣአምሮ

  • @nasserabdurhman6696
    @nasserabdurhman6696 2 ปีที่แล้ว +2

    Kxbykum kenie enka bdehan mexakum ❤❤❤🤝🤙🤙

  • @maryomuse8163
    @maryomuse8163 2 ปีที่แล้ว

    መምህር ።

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 2 ปีที่แล้ว

    ብራቮ ዮኒ ሓውና ጽቡቅ መደብ መሃሪ ሓውና ወዲ ጀበሊ ጎበዝ ዝገርም እዩ የፈልጦ እየ ኣነ ኣብ ከተማ ዝገርም ታሪክ ዝውንን ሰብ ገሪምኒ መሃሪ ታሪኩ ፍልጠቱ ዕድመን ጥዕናን ይሃበረካ 🇪🇷💪🏿🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️

  • @ezratesfom9350
    @ezratesfom9350 2 ปีที่แล้ว +10

    ናይዚ ሰብኣይ ዘረባ ኣዝዩ ዝድነቅ እዩ
    እዞም ሙሁራት ኢና ዝቡሉ ከምዚ ጌሮም
    ንሂወት ኣይገልጽዋን እዮም።

  • @semereeyob1861
    @semereeyob1861 2 ปีที่แล้ว +8

    ወዲ ጀበሊ ዓቢ ሰብ ካብ ምህሮ የእምሮ ከምዝባሃል በሊሕ መስተውዓሊ መክበሪ ሰብ ተቀዲሑ ዘይውዳእ ፍልጠት አለዎ፡ ብዛዕባ አመልካቲቶ አጻባዕቱ እንታይ ረኪብዎ ብዛዕባኣ ገለ በለልና፡

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝኸበርካ ወዲ ጀበሊ በቲ ዘሎካ ግዱስነት ክብሪ ኣብ ሕብረተሰብና/ ክብሪ ኣብ ነብስኻ ብጣዕሚ ኢየ ዝንእደካ። ፈጣሪ ጸጋ ጥዕና ይሃብካ።

  • @tesfaldetberhe2034
    @tesfaldetberhe2034 2 ปีที่แล้ว +2

    የቐንየልና ቀዳምነት ንዮናስ ተገዲስካ ንወዲ ጀበሊ ተቅርበልና ዘለኻ እናሳሓቅና ዓቢ ትምህርቲ ንማሃር ኣለና ወዲ ጀበሊ ዘይናዓቅ ሰብ ኢዩ ኣምላኽ ዕድመ ይሃቦ ብምቅጻል ብዛዕባ እቲ ፈረስ ዮናስ ሓወይ ገለ ግበሩ ዘሕዝን ኢዩ ።

  • @tigowedisamray8925
    @tigowedisamray8925 2 ปีที่แล้ว +12

    በጃኻ ዮናስ ሓወይ ነቲ ዋና ፈረስ ኣብ ሕጊ ክቐርብ ከም ዘለዎ ግበሩ፡ መሰል እንስሳ ይተሓሎ። ብጣዕሚ ኢና ኻኣ ነመስግን ብስእልን ቪድዮን ጌርካ ናይቲ ፈረስ ዘቕረብካልና ናይ ባሓቂ ማሃሪ መደብ እዩ ቀጽልዎ ደቂ ሓላል ሜሬት🇪🇷❤

    • @TheDanihaile
      @TheDanihaile 2 ปีที่แล้ว

      ሰብ ዘይከብረሉ ዓዲ እንስሳ ክኽበር ትጽበ አሎካ

    • @tigowedisamray8925
      @tigowedisamray8925 2 ปีที่แล้ว

      @@TheDanihaile ኣይትጋገ ዛዓርከይ! እሞ ሰብ ዘይተኸብረሉ ዓዲ ኢልካስ እንስስ ክኸብር የብሉን ትብል ኣለኻ፥! መጀመርታ እንስሳ ኽሓስብ ኣይክእልን እዩ። ዝሓስብ ተዝኸውን ከማና ዓዲ ስደት ምመጸ፡! ስለዚ እንስሳ ክኸብር ይግቦኦ እዩ።

    • @etimeshaqeliwedi2005
      @etimeshaqeliwedi2005 2 ปีที่แล้ว

      @@TheDanihaile ወዲ ጀበሊ ክዛረቦ ዝጸንሐ ኣይሰማዕካዮን ዲኻ ንማለቱ ኢኻ ትሰምዕ ዘለኻ ተመሊስካ ስምዓዮ

    • @jwow8821
      @jwow8821 2 ปีที่แล้ว +1

      ልክዕ ከምዚ ነዚ ፈረስ ራህሪህናሉ ዘሎና : ነቶም ንሰላሳ ዓመታት ብዘይፍርዲ ተሞቂሖም ዘለዉ ኣሕዋትና ውን ኣብ ፍርዲ ንኽቐርቡ ንሕተተሎም ::

  • @debesayjonatan2502
    @debesayjonatan2502 2 ปีที่แล้ว +5

    ኢዚ ፈረስ ዋንኡ ብጣዕሚ ጨካን ኢዩ ።

  • @marybrhan4922
    @marybrhan4922 2 ปีที่แล้ว

    great job

  • @eriboy1532
    @eriboy1532 2 ปีที่แล้ว +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @atobrhanyemneab7207
    @atobrhanyemneab7207 2 ปีที่แล้ว +1

    Wawww memhr

  • @teklitbereket8263
    @teklitbereket8263 2 ปีที่แล้ว +9

    መርሓባ ወዱ ጀበሊ ብርሃን ገጹ፡ፍላስፋ ናይዞም ዘይተማሃርና፡ግን ብስነ የእምሮ በላሕቲ ሰባት ዝኮንካ።ወዲ ጀበሊ ተቀርቦ ኣዛናጋዕትን፡መሃርትን፡ማዕዳ ዝተሓወሶ መደረ ብምቅራብካ ወትሩ ክትዝከር ክትነብር ኢካ።ምክንያቱ ናይ ወዲ ጀበሊ ዘረባ መስሓቅ ጥራይ ኣኮነን፡ኩሉ ጽን ኢልካ እንተሰሚዕካዮ ካብቶም ናይ ሳይኾሎጂስቲ ሙሁራት ንላዕሊ ኢዩ።ንሳቶም ንስነ ሂወት ብትምህርቲ ኢዮም ዝፈልጥዋ።ንሕና ኤርትራውያን ግን ብተግባር ወይ ብኣካል ስለ ንፈልጦ ዝኮነ ኣይጽግመናን ኢዩ።ብፍላይ ከም ናይ ወዲ ጀበሊ ኣስተምህሮ ምስ ትውስከሉን፡ትሰምዕን ዝያዳ ትምዕብልን፡ትምሃርን።እዚ ብዛዕባ እምስሳታት ከኣ ኣባሓጎታትና ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት፡ሕጊ ናይ እንስሳታት ነይርዋም።ከም ኣብነት ገጫብ ወይ ዝቆሰለ ዝጸዓነ ይቅጻዕ፡ሓንካስ ብዕራይ ዝሓረሰ ይቅጻዕ፡ሓራስ ላም ኣብ ሕዛእቲ ንኣስታት(1) ወርሒ ይፍቀዳ፡ናይ ማንታ ጠለቤጊዕ ክሳብ(6) ኣብ ሕዳእቲ ይፍቀደን •••ወዘተ፡ከምዚኦም ዘኣመሰሉ ናይ ሕልና ሕግታት ነይሮሞም።ስለዚ መርገም ናይ ጹጉም ሰብን፡መርገም ናይ እንስሳታት ይሰደካን ኢዩ።ብፍላይ ናይ ከልብን፡ዱሙን፡ገመል።ስለዚ እዞም ከምዚኦም ዓይነት ሰባት፡ብሕጊ ሓለዋ እንስሳታትን፡ሓካይም ናይ እንስሳታትን ሉዑል ማዕዳን፡ኣስተምህሮን ክዋሃቦ ይግባእ።ካዉ ዝሓለፈ ከኣ ዝግብኦ መቅጻዕቲ ክወስድ ወይ ክዋሃቦ ኣለዋ።ምክንያቱ ወዲ ሰብን፡እንስሳታትን፡ኣትክልትን ተማላልኦም ዝከዱ ሂወታውያን ኢዮም።እቲ ናይ ቆልዓ ከኣ ኣባሓጎታትና ክምሱሉ ከለዉ(ቆልዓ ብኑኡሱ፡ቆርበት ብሩሑሱ) ይብሉ ክምሱሉ ከለዉ።ሕዚ ይዝከረኒ ኣባሓጎይ፡ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ፡ዕፉን ክዘርእ ከለና።ኣብ ማእከል ጉዕ በርበረ ዝሽከል ዕፉን ይህበና'ሞ፡ኣቀዲሙ ዝወደኤን ምሳይ ቡን ክሰቲ ኢዩ ይብለና።እቶም ጎራሓት ብሓንሳብ ኣብ ሓንቲ ጉድጎድ ካብ(5 ክሳብ 6) ፍረ ብሓንሳብ ንደፍኖ።ቀልጢፍና ከኣ ንውድኦ እቲ ዝተዋሃብናዮ'ሞ ቡን ዝያዳ ንሰቲ።እቶም ድሓን ዝኮና ከኣ ክሳብ ዝውደኣ በቢሓደ ክንደፍኖ ክንብል ለመም ንብል ኔርና፡ግን ካብቲ ቡን ምስታይ ኣይንክላእ፡ናእዳን፡ውደሳን ግን ይተርፈና።ድሓር ግን ኣብ ምብቖል ክከዉ ከሎ ግን፡እቲ ሓቀኛን፡መዳናገርን ይፋላለ፡በዚ ከኣ ብንእሽቶና ከለና መን ኢዩ ንፉዕን፡ጉዱስ ይፈልጡናን፡ይምዝሙዙናን ነይሮም።ስለዚ ቆልዓ ካብ ንእስነቱ ሓብሒብካን፡ሓቁፍካን፡ታሪኩን፡ዛንቱኡን፡ሃይማኖቱን፡ባህሉን፡ልምዲ ሕብረተሰብ ኮስኩስካ ምስ ትዕብዮ።ንጉስ፡ጳጳስ፡ካህን፡ሸኽ፡ሙስሌነ ወይ ኣማሓዳሪ ዓዲ፡ዳኛ፡ወይ ሙሁር ናይ ኣካዳሚ ይከዉን ምስ ዓበየ።ስለዚ ኣባሓጎታትናን፡ኣባታትናን፡ኣዴታትናን ከም ገረብ ጽሕዲ(ምራራ) መልሙሎምን፡ኪስኩሶምን ኢዮም ዘዕብዩ ስድራቤታት ኤርትራውያን።
    ብዝኮነ ፍላስፋ ወዲ ጀበልን፡ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብርሃም ስለቲ ከምዚ ጌርኩም ህዝብናን፡መንእሰያትን ብምሃርኩም ልባዊ ምስጋናይ ይብጻሕኩም።

    • @dalcod
      @dalcod 2 ปีที่แล้ว +2

      Tsibuqn meharn riEto hibka thanks

    • @danielweldesilase8313
      @danielweldesilase8313 2 ปีที่แล้ว +2

      Thank you brother!

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 2 ปีที่แล้ว

      ብፍላይ እዛም ምዕራባውያን ፈረንጂ ኣይኮነን ሕጊ ትራፊክ ናይ ኣጋርን ብሽክለታን ምክባር መሰል እንስሳታት ምሕላው ውን ምጽዳቆም ሰኒ ዝግብኦምዩ

    • @teklitbereket8263
      @teklitbereket8263 2 ปีที่แล้ว

      @@dawitgebrat1878 ክክክክክክክክክክክክክ

  • @neenee6244
    @neenee6244 2 ปีที่แล้ว +1

    Very smart men

  • @fithawitzenagebriel1953
    @fithawitzenagebriel1953 2 ปีที่แล้ว +9

    እንቃዕ ደሓን መጻኹም ትጽቢት ነዊሕና ቀንዩ ናይ ደሓን ጠፊእኩም

  • @muzeimogos9652
    @muzeimogos9652 2 ปีที่แล้ว +1

    ❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏

  • @Diaconhaben
    @Diaconhaben 2 ปีที่แล้ว

    Kabzom Comedian hatew ketew zbluzi, natka mehari nihbrete seb azenagai 👍👍👍👍 thanks ❤️

  • @mekerebrhane6043
    @mekerebrhane6043 2 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @elsaghirmatsion3956
    @elsaghirmatsion3956 2 ปีที่แล้ว

    Edme tenan yehabka azyu des zebel!!👏 zedrbe zeyblu zerba💐❤️🥰

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 2 ปีที่แล้ว

    ሕልና ብሓቂ ዓቢ መግለጺ ናይ ወድሰብ።
    ሕልና ዘይብሉ ሰብ እንኳን ንእንስሳ ወላ ንሰብ ከምኡ እውን ኣይድንግጽን እዩ።
    እቲ ሕልና ዘለዎ ሰብ ግን እንኳን ንዘገልገሎ እንስሳ ዋላ እውን ንዘየገልግሎ እንስሳ ክጓዳእ ኣይደልን እዩ። ብሓቁ ቁኑዕ ሰብ ኢኻ ኩቡር ሓው ወዲ ጀበሊ።

  • @Sellu5956
    @Sellu5956 2 ปีที่แล้ว +2

    💗😍💖🇪🇷🙏

  • @robelzeratsion7172
    @robelzeratsion7172 2 ปีที่แล้ว

    Pls kexelewa eza medeb good job 👏 we are waiting part 8

  • @jamalkadir2748
    @jamalkadir2748 2 ปีที่แล้ว

    mohamed my brother you are very integenet

  • @eriboy1532
    @eriboy1532 2 ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍

  • @user-od2dz5eb8i
    @user-od2dz5eb8i 2 ปีที่แล้ว +13

    ወዲ ጀበሊ ማለት =ዛራ ፍልጠት

  • @biniamhadgu3694
    @biniamhadgu3694 2 ปีที่แล้ว

    Nice

  • @forceforgood4669
    @forceforgood4669 2 ปีที่แล้ว +22

    ነቲ ውጹዕ ፈረስ ስኢልካ ምቕራብካ ምሃሪ እዩ። ብዝዳ መሃሪ ከኸውን ግን፤ ብሕጊ እንዳባ እንሳ መሰል ኣለዎ። መሰሉ ከሕለወሉ ድማ ዋና ኣብ ሕጊ ከቅርብ ይግባእ።

    • @gaimkobrum3394
      @gaimkobrum3394 2 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ብሓቂ ኣደንጊጽኒ

    • @henoktekle3685
      @henoktekle3685 2 ปีที่แล้ว

      እዝጊ ኣዛረበካ ሕጊ እንዳባ 1996 ምስ ኣጥፍእዎ ኣብ ፈቀድኡ ጠፊእና። ብርግጽ ሕጊ እንዳባ ዋሕስና ኢዩ ሞ ናብ ቦቱኡ ክምለስ ኣለዎ❤❤❤🌿🌿🌿

    • @forceforgood4669
      @forceforgood4669 2 ปีที่แล้ว

      @@henoktekle3685 የቐንየለይ። ኣይትሰከፍ፤ ብጾምን ብማይን፤ ቆሎ እናተመገቦ ዝጸፍዎ ኣገባባትና ፤ ንመዋላት ንከይጠፍእ ኣብ ፍቐዳ ጸድፊ እናዳሓኾሩ ዝዓቆብልና ብቐሊሉ ኣይጠፍእንዩ። ተዘክሮታትና ነዊሕ ዩ። ሎሚ ግዳ ሳላ ቴክኖሎጂ።

    • @dayday7683
      @dayday7683 2 ปีที่แล้ว

      @@henoktekle3685 እስኺ ንገረና ኣበየናይ ምዕራፍ ነይሩ፡ ተሰዲድኻ ሕጂ ሕጊ እንዳባ ትብል ሰሚዕኻ ሃለውሎው ትብል

    • @forceforgood4669
      @forceforgood4669 2 ปีที่แล้ว

      @@dayday7683 ሃለውለው ዶ ኢልካዮ፤ ንዘይትፈልጦ ሰብ ዘየኽበርካሞ ናይ መሰል እንስሳ አንቀጽ እንታይ ክገብረልካ።

  • @Eri2626eritra
    @Eri2626eritra 2 ปีที่แล้ว +2

    👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️