ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ወዲ ጀበሊ ሽኮር ቀጽሎ ደስ ዝብል እዩ ዕላልካ
ዝባን ሕዚባ 100 ክፋል ኣብጽሕዋ
እዋይ ወዲ ጀበሊ ብሳሐቕ ሞተ 😂😂😂😂ሐትነኻ ድማ ሽኮር አምጻየን ዝገበርካ ገርካ 😘😍❤🌹🌹🌹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👍
ቀጽልዎ ብጣዕሚ ጽቡቕ ግን ኣብ ሃገርና ብዙሕ ጽቡቕ በታታት ከም ባሕሪ ዲጋታት ከንኩም ክትሰርሑ ባህታ ስለ ዝፈጥር ንግረመገድኹም ውን 2 ስራሕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
Emo Nay taxi kiea wes mibal aynhmek enber b egrom dea kindey bota kibexhu hahahha
😂😂😂😂😂
ዝኸበርኩም ስድራ ቤት ።ምስግናና ወሰን የብሉን ። ንኹልና ዝሓየሸ ጊዜ ይመጸና ኣሎ ፡ ተመስገኑ።
ወዲ ጀበሊ መምህር ፍቅሪ ሓኪም ጭንቀት ጥዕና ይሃብኩም ❤️🌹❤️🇪🇷❤️🌹🇪🇷🇪🇷
He is my Legend. ደሓን ዝኾነ ስነምግባርን፡ኣረኣእያን ኣጥርየ እንተደኣ ኮይነ፡ ሳላ ወዲ ጀበሊ ዩ። ንሱ ዩ መምህረይ ንሱ ነዳቒየይ።የቐንየለይ ስታዝ።
ዮናስ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ ኣይተቃርጾ
Kndti ዕላሉ aykewnn u gofundme kefitna ነመርዕዎ nwedi jebeli
Btaeemi xbuk hasab
ክገርመኩም ወዲ ጀበሊ ኤሪትራ ካብ ዝከሰረቶም ክምሃሩ ዝግብኦም ሕጻናት ሓደ ኮይኑ፡ ክንዲዝ ሂብዎ ዘሎ ዕድማ ተማሂሩ ነይሩ እንተዝከውን፡ እንታይ ዓይነት ዕብየት ንነብሱን ንህዝቡን መምጻአ ምግማቱ ኣየሸግርን እዩ። ወዲ ጀበሊ በዓል ሰፊሕ ልቦና ትምህረና ኣሎካ፡ ትምዕደና ኣሎካ ቀጸሎ ክብለካ ይደሊ፡ ከሙ ውን ገዘጤና ዮናስ። ዕድማ ይሃብኩም።
Nay bhaki
ቡሩክ ሐወይ ። ወዲ ጀበሊ ተዝምሃር ነዚ ተውህብኡ ዘሎ ሕጂ ሃናጺ ምክሪ ኣይትረክቦን ኢካ ምክንያቱ ድክቶር ምኮነ ኣብ ሕክምና ምምህር ተዝከውን ክምህር ምረክብካዮ ምክንያቱ ኣቦዋት ከይተማህሩ ምሁራት ከም ዝነብሩ ኣይትስሕቶን ኢካ ሰለዚ ትምህርቲ ተውህቦካ ዝጥፍእ እዩ ። በቃ ወዲ ጀበሊ እንቋዕ ኣይተማህረ እዚ ናይ ኣምላክ ተውህቦ እዩ እሞ ንኣምላክ ድማ ተምስግን ይብል ኣነስ።
Zitemahru entay kigebru riEna. 75 percent are out of country. Kab mihro yeEmro.
ወዲ ጀበሊ እዋይ ንስኻስ እንቓዕ ናትና ኾንካ: ከም ሎሚ አይስሓቅኩን ምዓንጣይ ክሳብ ዝፍሓስ ኻዕኻዕ አቢልካኒ😂😂😂 ወዲ ጀበሊ ልብኻ ብሓጎስ ይምላእ ስሓቅ ይግበረልካ የቐንየልና ወዲ ኤረ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ane wun nay behaqi Sihiqe.
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ፡ የናስ ወዲ ጀበሊ ቀጽልዎ፡ ተኺኢልኩም ሓትንኡ ተምጺኹሞን፡ብጣዕሚ ደስ ይብለኒ፡ ጓል 97 ዓመት ስለ ዝኾና ብዙሕ ታሪኽ፡ ናይ ዕድመ ተሞክረአን ካብአን ክንመሃር ምኻኣልና።
ግርም ስራሕ ዕድመን ጥዕናን
I am obsessed to his joke it is so refreshing to watch.
Kkkkk ወዲ ጀበሊ ሽኮር በጃካ ምስ ሓትነካ ከኣ ምጸና የኒ ከኣ ን ወዲ ጀበሊ ስለ ተቅርበልና ደለካ thank you.
ወዲ ጀበሊ ሽኾር መምህር ሂወት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ምስ ዩኒ ዓቢ ሰብ ።
ን ወዲ ጀበሊ ሓትኖ ኣቅርበልና ርግጸኛ ኢየ ካብ ወዲ ጀበሊ ኣይትሰንፍን ኢያ ከም ዝመስለኒ🙏❤✌
ኣነስ 1/18 ክፋል ተኸታቲለካ ካባኻ ብዙሕ ተማሂረ ኣምላክ እድመን ጥዕናን የሃብካ ኣደይ እንተመጺኤ በኣካል ክረክበካ ኢየ ጥራይ ጥዕና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና በዓል ልቦናን መስተውዓልን ኢኻ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓና ኣብ ስደት ዘለና ከኣ ጥዕናን ሓጎስን ተካፉልና ኣለኩም
መረሓባ ወዲ ጀበሊ ምስ ዮናስ እንኳዕ ብድሓን መጻእኩም 👍👍👍🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ሰበኣይ ብጣዕሚ talented iyu
I i am proud of you guys. ብዛዕባ ሓዳር ብዙሕ ጽቀጡላ ስድራበታት ቅብ ደጋ ሃገር ዘለዋ ፡ክሳብ መቐተልቲ ኣብ ደቀንስትዮ ኣሕዋትና የጋጥምን ኣሎ ሳኣን ፡ኮፍ ኢልካ ስኣን ምዝርራብ ፡
መርሓባ ደቂ ኤረይ !! ወድ ጀበል መቅሰን ኢካ መድሃኒቲ ናጭንቀት ኢንተበልኩስ ኣተጋነን ኣጋልካና ካብ ቡዙሕ ሓሳባት ቀጽልዎ በጃኩም ዮናስ ኣብርሃ ጽቡቅ ሰራሕ ነመስግነካ 🙏🏾👍🏾🇪🇷🇪🇷💕Thanks 🙏🏾♥️🇪🇷
Btami xbuk sihkna edmen tenan yhabkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 😍
ወዲ ጀበሊ ትመርዓወካ ተትረክብ ምተመርዓካ ዶ ተገዲስካ መልሰለይ ዝሐሰብክዎ ስለዘለኒ
Hasabki yebzhe wow good 👌
ተመርዓዉ ክልቴኩም 😂😂
Yes I would
ምድሃኒት ወዲ ሰብ 👏👏👏👏👏👏👏👏
Welcome EMN enqe dihan mexakum kexlwo medbatkum xebuk alo
Thank you 🙏 Yonas for sharing this beautiful moment with wade jabali ❤️❤️👍
ብሓቂ ነዚ መደብኩም ብደምቢ ኢየ ዝከታተሎ ቡዙሕ ተማሂርና እንተ ኣቃሪጽኩሞ ነካብ ስምዒት ከም ዘቆረጽኩሞ ኢዩ ስለዚ ኩሉ ግዜ ክቅጽል ከይቃረጽ ይላበወኩም !🙏🙏🙏😍😍😍
👌👌💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 good job deki ERI 👍👌👌💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Thank you ❤️🙏❤️🙏❤️❤️❤️❤️❤️💖
ወዲ ጀበሊ ንየማነ ባርያ ብቀረባ ትፈልጦ ኢኻ ወላውን ዓርክኻ ነይሩ ሰሚዔ ብዛዕባ ባርያ ኣብ ሱዳን ዘሕለፍክሞ እተትዕልለና ጽቡቅ ነይሩ
Ya man
Nay bahaki Tsebuk hito
Ya xbu hasab eu
This series is Epic, period. Thank you both & EMN.
በሓቂ ዓቢ ኣበርክቶን ኣስተምህሮን ተማሓላልፉ ኣለኹ። ኣምላኽ ጥዕና ሂቡ ዕድሜኹም የንውሓዮ፡ ንሃገርናን ህዝብናን ድማ ኣምላኽ ይባርኮን ይሓልዎን ካብ ጠበርትን ሸሓጥትን ይሓልዎ፡ ብኣፎምን እግሮምን ይቐይዶም።
Kkkkkkkkkkkkkkk ወዲ ጀበሊ ኣስሒካኒ ትማሊ ጽማቕ ሰቲና። ይመልኣልካ ኩቡር ኣቦና ካልእ ከማን ይግበኣካ ።
Am obsessed with this program ❤️❤️❤️Love it 🥰
Very good programme at all the time EMN.
حفظك الله ورعاك اخي ❤❤
I appreciated to your lesson!!!!!Thank you
I never see like you. Your are very clever wed jebely we are learning a lot from you please continue
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯🙏🙏🙏
ንኩሉ ግዜ ክኽጽል ዘለዎ ጥዑም መደብ። ዋዛ ምስ ቁምነገር። EMN ድማ Thanks
My best friend wade jabale god bless him I miss you so much inshallah we will meet again ❤️❤️
Wawwwwwww btami xbuk srah eyu
🤣🤣🤣🤣🤣❤💛💙💚والله العظيم أحبكم جميعا 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
እንቋዓ ብሰላም መጸኹም
መርሐባ ደቂ ኤረይ አይትሳአኑ መቅሰናት ወዲ ጀበሊ ፈዉሲ ጭንቀት ንበረልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Anta ezi shikor sebay ❤️❤️❤️
مراحب مراحب يا اجمل الحلوين ويااجمل ناس ليكم وحشه 👏👏👏👏❤💛💙💚👍👍👍👍👍❤💛💙💚👍👍👍👍👏👏👏👏👏👏👏
ብጣዕሚ መሃርን አዘናጋዕን ቀጽልዎ 18 ክፋል አይኮነን ክሳብ 1800 ክፋል ቀጽልዎ አብሽር።።።።።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 zebenkum ybareki deki za halal meret.
ዮናስ ንፉዕ ጋዜጠኛ ናይ በሓቂ ጹብቅ መደብ መሃርን አዘናጋዕን አለካ ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🇪🇷🌷🇪🇷❤
Enuqae biselam mesakum deqi hager egizabher yebarukum ajokum yehewatey
You are a teacher I like it
So funny . I really enjoyed it.❤❤❤❤❤❤❤❤
ወዲ ጀብሊ ዮናስ ሽኮሪናታት ኣብ ዘለኩሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኮም።
Nice
Wellcome burukat amlak tana adme yhbkum mharti
Grattis yoni & M.w/jebli GBU
ወዲ ጀበሊ!
ወዲ ጀበሊ አላህ የዕጢየካ ዓፊያ
Very timely "negdi metelale" Nay behaki astewsy eka!
ኤርትራዊ ኩቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Btami mehari medeb GBU all
👍👌👌🇪🇷 right point😍😘
qexlwo zeymno elalkum 💖💓💗💕
Zeymeno ❤❤❤❤❤
ወዲ ጀበሊ 👍👍💯💯✅✅
We'd Geble edme yhbka Yonas Thanks 🌹🌹🌹🌹🌹💯💯💯🙏🏾
Nic one guys God blees you go ahead thanks
Titl. Abiytot 💐💐🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
Welcome Eritrea 🇪🇷 😘
Mara Leziz Wede brother Mohamed Wede Jebeli 🙏🥳👍👏👋💯
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
Waw Amazing show your smart.
👌100%🇪🇷🇪🇷👍
ብጣዕሚ'የ ዘመሰግነኩም EMN ጽቡቅ መደብ ቀጽሉዎ ወዲ ጀበሊ ናይ ብሓቒ እዪ ዘዘናግዓካ እሞ ሕጂ ኽኣ ን ሓትንኡ እንተተቅርበልና ጽቡቕ ኔሩ.
Well come back
Very important
Hii 🇪🇷🇪🇷❤👍🏿👍🏿
Wed Jebeli bhaki nmehar alena kabaka.Tena ysabka.
Welcome back Deki Er
Dessss zebelu abotatey. Betami betami betami Sean kemziom zebelu adelyeti
Wdie jeblie Yahoo nice one 👍 👌 🥰🥰🥰👏
🎉❤anes wedy jebely fetyeka kab Anerica abey trekeb bkultuf melsy shikore adiu.
He's so funny !🤣🤣🤣🤣👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጹቡቅ መደብ ዮናስ። ሰእሊ ናይ ካሜራ ይጎድለኩም ኣሎ ሃየ ካሜራታትኩም ፈትሹ።ሰሰናዩ!
💯💯💯🙏🙏🙏
አወይ ደሰ ከትበለ ወደ ጀበሊ መምህር
Wwwww smart man
👏👏👏❤️❤️❤️🙏🙏
ወዲ ጀበሊ ኣቢ ሰብ well come
ወዲ ጀበሊ ሽኮር ጹቡቅ መደብ ቀጽሎ
😄😄😄👍🙏Brilliant!❤
👍👍👍💔💔💔
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Jebeli meglexi albo teacher without certificate eka naturaly nedeyn aboyn kem memhir mkonkayom abey emo tezriuka 😁😘❤❤🌹
ሰብ ኑጉስ ነፍሱ ክኸውን ኣለዎ አንበር ባርያ ነፍሱ ክኸውን የቡሉን :: ዘረብዛ አያ ወዲ ጀበሊ 🙏
Ewey moyte dye gele bejakum kexlwo welfi gerna beka nay libna ko nshek alena amlak ybarkikum
ከምዚ ናዚ ወዲ አነውን አጋጢምኒ እዩ ፤ምስ ናይ ቀደም ዓርከይ ቴለ.ደዊልለይ አብ ጸገምኣትየ ነይረ ግን ..........
❤❤❤❤
👍👍👍💐💐💐🙏🙏🙏🤲🤲
ወዲ ጀበሊ ሽኮር ቀጽሎ ደስ ዝብል እዩ ዕላልካ
ዝባን ሕዚባ 100 ክፋል ኣብጽሕዋ
እዋይ ወዲ ጀበሊ ብሳሐቕ ሞተ 😂😂😂😂ሐትነኻ ድማ ሽኮር አምጻየን ዝገበርካ ገርካ 😘😍❤🌹🌹🌹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👍
ቀጽልዎ ብጣዕሚ ጽቡቕ ግን ኣብ ሃገርና ብዙሕ ጽቡቕ በታታት ከም ባሕሪ ዲጋታት ከንኩም ክትሰርሑ ባህታ ስለ ዝፈጥር ንግረመገድኹም ውን 2 ስራሕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
Emo Nay taxi kiea wes mibal aynhmek enber b egrom dea kindey bota kibexhu hahahha
😂😂😂😂😂
ዝኸበርኩም ስድራ ቤት ።ምስግናና ወሰን የብሉን ። ንኹልና ዝሓየሸ ጊዜ ይመጸና ኣሎ ፡ ተመስገኑ።
ወዲ ጀበሊ መምህር ፍቅሪ ሓኪም ጭንቀት ጥዕና ይሃብኩም ❤️🌹❤️🇪🇷❤️🌹🇪🇷🇪🇷
He is my Legend. ደሓን ዝኾነ ስነምግባርን፡ኣረኣእያን ኣጥርየ እንተደኣ ኮይነ፡ ሳላ ወዲ ጀበሊ ዩ። ንሱ ዩ መምህረይ
ንሱ ነዳቒየይ።
የቐንየለይ ስታዝ።
ዮናስ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ ኣይተቃርጾ
Kndti ዕላሉ aykewnn u gofundme kefitna ነመርዕዎ nwedi jebeli
Btaeemi xbuk hasab
ክገርመኩም ወዲ ጀበሊ ኤሪትራ ካብ ዝከሰረቶም ክምሃሩ ዝግብኦም ሕጻናት ሓደ ኮይኑ፡ ክንዲዝ ሂብዎ ዘሎ ዕድማ ተማሂሩ ነይሩ እንተዝከውን፡ እንታይ ዓይነት ዕብየት ንነብሱን ንህዝቡን መምጻአ ምግማቱ ኣየሸግርን እዩ። ወዲ ጀበሊ በዓል ሰፊሕ ልቦና ትምህረና ኣሎካ፡ ትምዕደና ኣሎካ ቀጸሎ ክብለካ ይደሊ፡ ከሙ ውን ገዘጤና ዮናስ። ዕድማ ይሃብኩም።
Nay bhaki
ቡሩክ ሐወይ ። ወዲ ጀበሊ ተዝምሃር ነዚ ተውህብኡ ዘሎ ሕጂ ሃናጺ ምክሪ ኣይትረክቦን ኢካ ምክንያቱ ድክቶር ምኮነ ኣብ ሕክምና ምምህር ተዝከውን ክምህር ምረክብካዮ ምክንያቱ ኣቦዋት ከይተማህሩ ምሁራት ከም ዝነብሩ ኣይትስሕቶን ኢካ ሰለዚ ትምህርቲ ተውህቦካ ዝጥፍእ እዩ ። በቃ ወዲ ጀበሊ እንቋዕ ኣይተማህረ እዚ ናይ ኣምላክ ተውህቦ እዩ እሞ ንኣምላክ ድማ ተምስግን ይብል ኣነስ።
Zitemahru entay kigebru riEna. 75 percent are out of country. Kab mihro yeEmro.
ወዲ ጀበሊ እዋይ ንስኻስ እንቓዕ ናትና ኾንካ: ከም ሎሚ አይስሓቅኩን ምዓንጣይ ክሳብ ዝፍሓስ ኻዕኻዕ አቢልካኒ😂😂😂 ወዲ ጀበሊ ልብኻ ብሓጎስ ይምላእ ስሓቅ ይግበረልካ የቐንየልና ወዲ ኤረ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ane wun nay behaqi Sihiqe.
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ፡ የናስ ወዲ ጀበሊ ቀጽልዎ፡ ተኺኢልኩም ሓትንኡ ተምጺኹሞን፡ብጣዕሚ ደስ ይብለኒ፡ ጓል 97 ዓመት ስለ ዝኾና ብዙሕ ታሪኽ፡ ናይ ዕድመ ተሞክረአን ካብአን ክንመሃር ምኻኣልና።
ግርም ስራሕ ዕድመን ጥዕናን
I am obsessed to his joke it is so refreshing to watch.
Kkkkk ወዲ ጀበሊ ሽኮር በጃካ ምስ ሓትነካ ከኣ ምጸና የኒ ከኣ ን ወዲ ጀበሊ ስለ ተቅርበልና ደለካ thank you.
ወዲ ጀበሊ ሽኾር መምህር ሂወት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ምስ ዩኒ ዓቢ ሰብ ።
ን ወዲ ጀበሊ ሓትኖ ኣቅርበልና ርግጸኛ ኢየ ካብ ወዲ ጀበሊ ኣይትሰንፍን ኢያ ከም ዝመስለኒ🙏❤✌
ኣነስ 1/18 ክፋል ተኸታቲለካ ካባኻ ብዙሕ ተማሂረ ኣምላክ እድመን ጥዕናን የሃብካ ኣደይ እንተመጺኤ በኣካል ክረክበካ ኢየ ጥራይ ጥዕና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና በዓል ልቦናን መስተውዓልን ኢኻ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ንዓና ኣብ ስደት ዘለና ከኣ ጥዕናን ሓጎስን ተካፉልና ኣለኩም
መረሓባ ወዲ ጀበሊ ምስ ዮናስ እንኳዕ ብድሓን መጻእኩም 👍👍👍🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ሰበኣይ ብጣዕሚ talented iyu
I i am proud of you guys. ብዛዕባ ሓዳር ብዙሕ ጽቀጡላ ስድራበታት ቅብ ደጋ ሃገር ዘለዋ ፡ክሳብ መቐተልቲ ኣብ ደቀንስትዮ ኣሕዋትና የጋጥምን ኣሎ ሳኣን ፡ኮፍ ኢልካ ስኣን ምዝርራብ ፡
መርሓባ ደቂ ኤረይ !! ወድ ጀበል መቅሰን ኢካ መድሃኒቲ ናጭንቀት ኢንተበልኩስ ኣተጋነን ኣጋልካና ካብ ቡዙሕ ሓሳባት ቀጽልዎ በጃኩም ዮናስ ኣብርሃ ጽቡቅ ሰራሕ ነመስግነካ 🙏🏾👍🏾🇪🇷🇪🇷💕Thanks 🙏🏾♥️🇪🇷
Btami xbuk sihkna edmen tenan yhabkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 😍
ወዲ ጀበሊ ትመርዓወካ ተትረክብ ምተመርዓካ ዶ ተገዲስካ መልሰለይ ዝሐሰብክዎ ስለዘለኒ
Hasabki yebzhe wow good 👌
ተመርዓዉ ክልቴኩም 😂😂
Yes I would
ምድሃኒት ወዲ ሰብ 👏👏👏👏👏👏👏👏
Welcome EMN enqe dihan mexakum kexlwo medbatkum xebuk alo
Thank you 🙏 Yonas for sharing this beautiful moment with wade jabali ❤️❤️👍
ብሓቂ ነዚ መደብኩም ብደምቢ ኢየ ዝከታተሎ ቡዙሕ ተማሂርና እንተ ኣቃሪጽኩሞ ነካብ ስምዒት ከም ዘቆረጽኩሞ ኢዩ ስለዚ ኩሉ ግዜ ክቅጽል ከይቃረጽ ይላበወኩም !🙏🙏🙏😍😍😍
👌👌💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 good job deki ERI 👍👌👌💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Thank you ❤️🙏❤️🙏❤️❤️❤️❤️❤️💖
ወዲ ጀበሊ ንየማነ ባርያ ብቀረባ ትፈልጦ ኢኻ ወላውን ዓርክኻ ነይሩ ሰሚዔ ብዛዕባ ባርያ ኣብ ሱዳን ዘሕለፍክሞ እተትዕልለና ጽቡቅ ነይሩ
Ya man
Nay bahaki Tsebuk hito
Ya xbu hasab eu
This series is Epic, period. Thank you both & EMN.
በሓቂ ዓቢ ኣበርክቶን ኣስተምህሮን ተማሓላልፉ ኣለኹ። ኣምላኽ ጥዕና ሂቡ ዕድሜኹም የንውሓዮ፡ ንሃገርናን ህዝብናን ድማ ኣምላኽ ይባርኮን ይሓልዎን ካብ ጠበርትን ሸሓጥትን ይሓልዎ፡ ብኣፎምን እግሮምን ይቐይዶም።
Kkkkkkkkkkkkkkk ወዲ ጀበሊ ኣስሒካኒ ትማሊ ጽማቕ ሰቲና። ይመልኣልካ ኩቡር ኣቦና ካልእ ከማን ይግበኣካ ።
Am obsessed with this program ❤️❤️❤️
Love it 🥰
Very good programme at all the time EMN.
حفظك الله ورعاك اخي ❤❤
I appreciated to your lesson!!!!!
Thank you
I never see like you. Your are very clever wed jebely we are learning a lot from you please continue
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯🙏🙏🙏
ንኩሉ ግዜ ክኽጽል ዘለዎ ጥዑም መደብ። ዋዛ ምስ ቁምነገር። EMN ድማ Thanks
My best friend wade jabale god bless him I miss you so much inshallah we will meet again ❤️❤️
Wawwwwwww btami xbuk srah eyu
🤣🤣🤣🤣🤣❤💛💙💚والله العظيم أحبكم جميعا 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
እንቋዓ ብሰላም መጸኹም
መርሐባ ደቂ ኤረይ አይትሳአኑ መቅሰናት ወዲ ጀበሊ ፈዉሲ ጭንቀት ንበረልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Anta ezi shikor sebay ❤️❤️❤️
مراحب مراحب يا اجمل الحلوين ويااجمل ناس ليكم وحشه 👏👏👏👏❤💛💙💚👍👍👍👍👍❤💛💙💚👍👍👍👍👏👏👏👏👏👏👏
ብጣዕሚ መሃርን አዘናጋዕን ቀጽልዎ 18 ክፋል አይኮነን ክሳብ 1800 ክፋል ቀጽልዎ አብሽር።።።።።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 zebenkum ybareki deki za halal meret.
ዮናስ ንፉዕ ጋዜጠኛ ናይ በሓቂ ጹብቅ መደብ መሃርን አዘናጋዕን አለካ ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🇪🇷🌷🇪🇷❤
Enuqae biselam mesakum deqi hager egizabher yebarukum ajokum yehewatey
You are a teacher I like it
So funny . I really enjoyed it.
❤❤❤❤❤❤❤❤