Tv Sened BG Tekeste haile Interview 5 March 2022 Part 47

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 97

  • @mohammedturky8860
    @mohammedturky8860 2 ปีที่แล้ว +12

    ብጻይ ተኸስተ መጀመሪያ ሰላም ይብለካ ድሕሪኡ
    ብዛዕባ ስውእ መ/ኑር ሃሽም ጽቡቅ ገሊጽካዬ አነ ካብቶም ዝከታተሉኻ እየ ንአቡ ሀሽም ምዓብይቱን ምቃልስቱን ስለዝኾንኩን ብዛዕቡኡ ትደልዬ ሓበረታ እንተሎ ብውልቀ ከትድውለለይን ስእሉ ከሰደልካን እኽእል

  • @tesfalemberihu5109
    @tesfalemberihu5109 2 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ሃይለ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፥ ኣብዚ ኩሉ ኢንተርቪው ሓደ መጽሓፍ ከም ዘንበብና እዩ ዝቁጸር።
    ቲቪ ሰነድ ከኣ ጽቡቅ ስራሕ ካልእ ከም ወዲ ሃይለ ዝበሉ ጀጋኑ ዓድሙ ፥ ካብዞም ልጓም ዘይብሎም ጥራይ ተጠንቀቑ።👍❤❤

  • @dendengebrengus289
    @dendengebrengus289 2 ปีที่แล้ว +16

    ሰላም እንቋዕ ብዳሓን መጻኹም ክቡር ጀነራል ተኸስተን ሓው ኣንተዮ ተስፋይን።
    ስለቲ ትገብሩዎ ዘለኹም ዝኽሪ ሓርበኛታት ዓቢ ክብርን ምስጋናንን ይግባኣኩም።

  • @wedieri588
    @wedieri588 2 ปีที่แล้ว +7

    ውዲ ሃይለ ጅግና 🥰❤️💪👍

  • @onetow9425
    @onetow9425 2 ปีที่แล้ว +6

    He is Humble,intelligent,smart,hero

  • @samsondebesay154
    @samsondebesay154 2 ปีที่แล้ว

    May the good God grant you more of heath and grace dear B.General wedi Haile. i am always impressed by your reasonable, fair, and precise presentation and this shows me how inteligent and wise you are. You deeply admire and honour your comrades- this shows me you are a person with a sound and secured personality. Thank you for your unbiased, to the point and considerate presentation, you are great morethan your rank can tell. May the good Lord keep you, save you and protect you in the years to come. I salute you sir, with a sincere respect, blessings.

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 2 ปีที่แล้ว +5

    ዝሓለፈ ሰሙን ብምጥፋእኩም ሓደ ካብቶም ኣዚዮም ዝተሻቐሉ ሰባት ሓደ ኢየ ሞ ፣ ድሃይኩም ኣይትሓባእ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም።

    • @B.R.H-G.z.E.i8246
      @B.R.H-G.z.E.i8246 2 ปีที่แล้ว

      ስቅ በል ደርቲ መሃይም።ካብ 20 ሽሕ ኪሎ መተር ጠፊእስ ናበይ ኪጠእ ደሊካዮ።ነዚ ዱሁል ጀነራል ተሻቅልካሉ።

  • @teklitrussom
    @teklitrussom 2 ปีที่แล้ว +1

    Kem wetru blux treka BG Thanks 🙏

  • @aliali-ru2gu
    @aliali-ru2gu 2 ปีที่แล้ว +1

    Wonderful BG & Antonio

  • @singersamimario6898
    @singersamimario6898 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ጀጋኑ ኣያታት ኣቦታት እንቃዕ ድሓን መጻኩም መዛግብቲ ታርክ ሃገሪና ጀ/ተከስተ ሃይለ & ጋዜጤኛ ኣንቶንዮ ተስፋይ ፣ ሎሚ ካብቲ ደስ ዝበለኒ ኩሉ ግዜ ዘተሓሳስበኒ ዝነበረ ናይ ጀ/ ወዲ ሃይለ ተመሪዑ ,ዶ ወሊዱ, ዶ ኣብቲ እዋን ቃልሲ ናበልኩ ብዙሕ ያሓስብ ነይረ ። ምክንያቱ ከባቢ 7 ግዜ ዝከውን ከቢድ መውጋእቲ ከጋጥሞ ከሎስ ናይዚ ጀ/ሃይለ ሓድጊ ነይሪዎ ዶ ይከውን ኣብቲ ሽዑ ናበልኩ የስተንትን ነይረ ። ሕጂ ግን በጋጣሚ ወዱ ንወዲ ኢሳቅ ብዘቅሪበሉ ምስጋናን ሕቶን ወዲ ሃይለ ከም ተመርዓወነ ኣብ 1990 ወዲ ወሊዱ ድሕሪ ናጽነት ወን ክልተ ኣዋልድ ከም ዘለውዎ ምስ ገለጽ ነዛ ኢንተሪቪው ካብቲ ኘጀመርያ ክሳብ ሕጂ ካብ ዝሰማዕክዎ ዝያዳ ብሓጎስ ነዚ ዛንታ ጅግንነት ሰሚዕዮ ። ኣቦና ጀ/ ወዲ ሃይለ መሊሰ ባኣካ ታሓቢነ እንቃዕ ኣምላክ ብውሉድ ባረከካ ። እዚ ማህደር ጀጋኑ ጅግንነትካን ክስነድ ኣለዎ ብመጽሓፍ ሓወልቲ ዝኮነ ታርክ እዩ ።
    የቀንየለይ

  • @Esunosamsom
    @Esunosamsom 2 ปีที่แล้ว

    I would like to appreciate Antonio for your ways and methods of your interview. You are showing great respect to your guest. Moreover, you are knowledgeable. Thanks so much bro for your hard work.

  • @weyseblomi5895
    @weyseblomi5895 2 ปีที่แล้ว +2

    Nay behaki jigna kulu nebsu tarik eyu ❤💯

  • @efremberhe4259
    @efremberhe4259 2 ปีที่แล้ว

    Thanks wedi Hayla

  • @007dc7
    @007dc7 2 ปีที่แล้ว +21

    ኣነስ ንወዲ ሃይለ... ን thank u... ሓደ go fund me እንተገብርና ሰናይ ኮይኑ ይስምዓኒ... ወዲ ሃይለ እኮ.. No ከይትብል እየ ዝምሕጸን... ግን antonio ሓውና..
    ጽቡቅ እንትኮይኑ... ይድገፍ ሓሳብ በለኒ ኣብዛ comment reply.. Ok intilka...
    Go fund me ምግባር ቀሊል እዩ
    Thank u ወዲ ሃይለን ኣንቶንኦ ን

    • @tes1geb
      @tes1geb 2 ปีที่แล้ว

      Great Idea! Please send a notification when the GoFund Me stars. Thanks.

    • @TtTt-hz1xf
      @TtTt-hz1xf 2 ปีที่แล้ว

      Tsubuk hasab nbona , bebiakmna …!

    • @benniebb6877
      @benniebb6877 2 ปีที่แล้ว

      Good idea, very small thing all we can do.

    • @adamw8973
      @adamw8973 2 ปีที่แล้ว

      Great idea. It would be good if Antonio can open that. It is a symbol of our collective appreciation for the history he has been narrating us. Buying a gift is also another option after the money is generated.

    • @007dc7
      @007dc7 2 ปีที่แล้ว

      Yes if antonio can open.. Go fund me for ወዲ ሃይለ.. Everyone will fund

  • @ghenethaile2803
    @ghenethaile2803 2 ปีที่แล้ว +5

    Sela Amlak nakum kbur Abona G. Keste Haile ms gasetegna Antonio❤❤❤

    • @jossy2714
      @jossy2714 2 ปีที่แล้ว

      ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ እዩ ሽሙ። ብከሰተ ከይትኸደኪ።

  • @libeymidrebeda2580
    @libeymidrebeda2580 2 ปีที่แล้ว

    Kbur Genral Daniel siym (wedi siym) gele teflto ente aleka gele beleni So thx

  • @goitommaru275
    @goitommaru275 2 ปีที่แล้ว +1

    አጆኻ ጅግና አቦና

  • @johnkidane7164
    @johnkidane7164 2 ปีที่แล้ว +1

    ነመስግነኩም!

  • @RussomGhenregiorghis
    @RussomGhenregiorghis 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤Our Hero of the battle of Denkelia❤❤❤❤

  • @berea.5579
    @berea.5579 2 ปีที่แล้ว +3

    Really admirable,astonishing history of heroism.your analysis were very astute as always,you should have been the leader of the mission

  • @veronicaeyob3150
    @veronicaeyob3150 2 ปีที่แล้ว +3

    Nice to see you again BGTH I find it so touching when you called your troupes and operators your kids. That shows that your loving and how kind you are.” Dekey hize keyde” I liked the jokes as well “ tesfan hafan”🤣🤣 thank you deki Eri jeganu. Journalist Antonio good questions you asked. God bless you both.

  • @amanuelabraham4006
    @amanuelabraham4006 2 ปีที่แล้ว

    yekeniyelna Gen. Wedi Haile, Zedeniq Agelalixa.

  • @chaytekle3918
    @chaytekle3918 2 ปีที่แล้ว

    Wellcom jigna tegadaley general tekeste haile

  • @hailetekle6023
    @hailetekle6023 2 ปีที่แล้ว

    Selam kubur, general.
    Habtu Gebrendiras abeyenay amete mhret teseIfu kon ykewin, Thank you

  • @wedihaile6997
    @wedihaile6997 2 ปีที่แล้ว

    እወ B/G Tekeste Haile ወዲ ሃይለ ጽቡቕ ትትርኾ { ተዘንትዎ } ኣለኻ እሞ ክብረት ይሃበልና ።

  • @yonaskifleyesus3230
    @yonaskifleyesus3230 2 ปีที่แล้ว +3

    Welcome

  • @JY-pz7ju
    @JY-pz7ju 2 ปีที่แล้ว +9

    ጋሕሮ ዩ ዝባሃል ጋሕረ ኣይ ኮነን
    ብዓፈር መብዛሕታኡ ዓድታት ብ 7ይ ፊደል ዩ ዝዛዘም፧
    ግልዓሎ
    ፎሮ
    ኣፋምቦ
    ነብሮ
    ኣርዓኖ
    ጋሕሮ ?

  • @tegadelketsali5184
    @tegadelketsali5184 2 ปีที่แล้ว +6

    ብዛዕባ ህዝባዊ ደገፍ ዝጥቀስ ኣበርክቶ ኔሩ ምባል ምግናን ወይ ኣምሰሉነት ከይከውን ጥንቃቐ የድሊ።ህዝቢደንከል ኣብልዕሊ ውሑድ ምዃኑ ተበቲኑ ዝነብር ህዝቢዩ ።ምስቲ ብረታዊ ቃልሲ ዝነበሮ ምትእስሳር ውን ክጥቀስ ዝከኣል ኣይነበረን ።ህዝቢ ጢዖ ንባዕሉ ምንም ኣበርክቶ ኣይነበሮን ኣመት ናብርኡን ምስቲ ዘመሓድሮ ዝነበረ መንግስቲ ዝወገነን እምበር ምንም ድሌት ይኹን ኣፍልጦ ዝነበሮ ውን ኣይመስለንን ።እቲ ሓቂ ኸኣ እቲ ህዝቢ ቅድሚ ነጻነት ዝነበሮ ሂወትን ድሕሪ ነጻነት ዝጎነፎ ሂወትን ሰማይን ምድርንዩ ።ከምኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ናብፍጹም ድኽነትን ውርደትንዩ ተቓሊዑ ።

  • @hailemichaelmekonnen417
    @hailemichaelmekonnen417 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ጽቡቕ ርዱእ መግለጺ!
    ኮይኑ ግና ድሕሪ ሩባ ገሓረ ሸንተረር ሰንሰለታዊ ሓጸርቲ ጎቦታትን ሩባን ደረብ ታሪኻዊ ቦታታት ጀግና ስዉእ ዓብደቃድር ሮመዳንን ጀግና ስዉእ ዓሊ መሓመድ ኢብራሂም ኣባላት ሰውራዊት ባዕቶ ምስ ኣርባዕተ ተጋደልትን ዝተሰውእሉን ዝተቐብርሉን ቦታ እዩ። ነዚ ምስ ሰገርካ ጎልጎል ብሕትን በይሉል ይመጽእ።
    ብበይሉል መንገዲ ሕጅካ ንዓሰብ ክትስጉም ብወተሃደራዊ ዓይኒ ቀሊል ኣይኮነን። ሰራዊት ህዝባዊ ግንባር ብሰሜናዊ ምዕራብ ተበጊሱ ንደቡባዊ ምብራቕ ንዓሰብ ገጹ እዩ ዘጥቕዕ ዘሎ። ዋው እዝዩ ሓደገኛ!
    ልኽዕን ቅቡልን ወድዓውን መብርሂ ምኳኑ ትዕዝብይ ክገልጽ ይፈቱ።
    በይሉል ኣብ ጎልጎል ብዓርኮብኮባይ ዝተሸፈነት ሓውሲ ንእሽቶ ወደብ እያ። ካብ በይሉል ንጸጋም ማለት ንዓሰብ ገጽካ ክትጥምት ከለኻ ( ወይ ሰሜን ) በይሉል ባሕሪ እዩ። ኣብ በይሉል ኴንካ ንዓሰብ ክጥምት ከለኻ ዝተደራረቡ ሓደ ልዕሊ ሓደ ዝተሓሓዙን ዝተኣሳሰሩን ሰንሰላውን ጎቦታት ኣለዉ። ካብታ በይሉል እትብሃል ንጸጋም ሸነኽ ሰሜን ቀይሕ ባሕሪ ኣሎ። ርሕቐቱ ካብ ሽዱሽተ ሸውዕተ ኪሎሜትር ጥራሕ እዩ። ጸላኢ ብባሕሪ ብኣጋር ንኸውርድ ዓቢ ተኽእሎ ኣለዎ። ኣብ ባሕሪ ኮይኑ ብርሕቅ ከጥቕዕ ኣዝዩ ምቹእን መቓልዕ ቦታ
    እዩ። ልኽዕ ከምቲ መግልጺ ካብ በይሉል ንዓሰብ ገጽን ንሸነኽ ደቡብን ምዕራብን ድቡባዊ ምዕራብን ካብ በይሉል ሽዱሽትት ሸውዓት ኪሎሜትር ሓሊፍካ ሓላፍ ዘላፍ ጎቦታት ኣሎ። ኣብዚ ጎቦታት ሒጁ ጸላኢ ዓቢ ረብሓን ንምክልኻልነ ምጥቃዕን ተፈጥራዊ ሓገዝ ኔርዎ። ንበይሉል መሊሹ ምቁጽፃር ምሓዝን ተኽእሎ ኣሎ። በይሉል ከም ሰባር ጻሕሊ ጌርካ ክትወስዳ ትኽእል። ከም ጽቡቕ ኣማራጺ ብር ኢቶይ ብዝቕልጠፈ ድሕሪ እዚ ተወሳኺ ሓይሊ ጸዊጵኻ ንደቡባዊ ምብርቕ ዓሰብ መንገዲ ኮምበልሻ ደሴን ኣዲስ-ኣበባ ጽርግያ ዓጊትካ ሕጅካ ንዓሰብ ዝኣቱ ሰራዊት ሞዕጋትን ምምላስን እንተዝግበር ጽቡቕ ኣማራጺ ኔይሩ። ብዝወሓደ መስዋእትን ዓቢ መኽሰብ ዓወታት ምስ ተሓፍሰ። መንገዲ ዓሰብ እንተ ዓጺኻ እቲ ዓሰብ ኣትዩ ዘሎ ጸላኢ ኢድካ ሃብ ምኾነ። ብወገነይ እንኳዕ እግዚኣብሔት ኣውጽኣካ ካብዚ ዓቢሓደጋ መጻወድያ።
    መንግስተ ሰማያትን ዝኽርን ንስዉኣትና!!

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl 2 ปีที่แล้ว

    አንቃዕ ብሰላም መጻኹም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @robiaraya463
    @robiaraya463 2 ปีที่แล้ว

    Selam zekeberka Br tekste halie bezaba gerzger wedi meresie bezihu aytentenkan???

  • @berea.5579
    @berea.5579 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome back

  • @godismyshepherd304
    @godismyshepherd304 2 ปีที่แล้ว +4

    You are our Icon ,General Tekeste Haile.

  • @mohamedomeralijame8181
    @mohamedomeralijame8181 2 ปีที่แล้ว

    Anbsa wedi Eritrea

  • @fekarnemanbar4027
    @fekarnemanbar4027 2 ปีที่แล้ว

    Nice BG TH bezadba habtu ke entey tebel

  • @joehatu7130
    @joehatu7130 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome Wedi Haile 🌹🌹🌹

  • @ChristianoRonaldo-z7h
    @ChristianoRonaldo-z7h 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hassenonturaibrahim2223
    @hassenonturaibrahim2223 2 ปีที่แล้ว

    Izi seb intay iu xegmu kan tekelen haylen izia and Tom kaliot ke memakirti diyom neyrommmmm

  • @samsonsariam5763
    @samsonsariam5763 2 ปีที่แล้ว +1

    Merhaba jignay natey naybeyney mulue kibet aelony aebaka aboy miaerey

  • @huruymesfin63
    @huruymesfin63 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰኣን ከምዚ ጌርካ ታርክናን ታሪኽ ኣቦታትናን ንህዝቢ ብፍላይ ን ሓድሽ ወልዶ ምዝንታው፥ ጅጋኑ ታሪኽ ይሰርሑ እምበር፥ ዝገበርዎ ኣይዛረቡን ኢዮም ትብል ሓረግ ትሓቢኩም ። ከም ውጽኢቱ ክኣ ብዙሓት መንእሰያት ታሪኮምን ታሪክ ጀጋኑ ኣቦታቶምን ኣብ ዘይፈልጥሉ ደረጃ በጺሖም። ብ/ጀ/ ተከስተ ካብ ልቢ ነምስግነካ።

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም እንቋዕ ብደሓን መጻኹም
    ኩቡራት ኣሕዋት🕊️🕊️🕊️🕊️

  • @tsegaytewelde1560
    @tsegaytewelde1560 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣብየት መግለጺ ስቡሑ ከም ሓኸለ ኩቡር ወዲ ሃይለ

  • @rbisa1362
    @rbisa1362 2 ปีที่แล้ว

    Hero

  • @007dc7
    @007dc7 2 ปีที่แล้ว +1

    ጠፍኩም ስ.. ተሽኪልና... ብዙሕ ሓሳብ መጺኡና. ገለ ዶ. ንጅግና ኣሕዋይና.. ኣንቶንኦን ወዲ ሃይለን.. ኣሕርኮሞም ኢልና..

  • @Eri-blue
    @Eri-blue 2 ปีที่แล้ว +1

    ብ/ጀ ወዲ ሃይለ፡ ኣንቶንዮ ምስጋና ይብጻሕኩም። ብምቕጻል ሕቶ።
    ስብሓት ኤፍረም ኣብዚ ምስ ኤምባሲ ሚድያ ዝገበሮ መግለጽታት ናብ ዛዛሚ ኲናት ደንከል መሪጽና እቶም ብሉጻት ሓለፍትን ተጋደልትን ኢና ሰዲድና ይብል። ንቻይኒዝ ፡ ውጩ ወን ይጠቅስ፡ ብሉጽ ከምዝነበርካ ይምስክር ኣሎ ማለትዩ፡ ግን ስለምንታይ ሓላፍነት/መዓርግ ከምዝድለ ኣይነበረካን? ካብ ጀብሃ መጽዮም ሓለፍትኻ ክኾኑ በዓል ኣብራሃለ ቅቡል ኮይኑ ኣይስመዓንን'ሞ ገለ በለኒ።
    ብተወሳኺ ኣንቶንዮ ተጋዳላይ ጀብሃ ኢኻ ኔርካ፡ ታሪኽካ ክንሰምዕ ምደለና ።

    • @kemey2169
      @kemey2169 2 ปีที่แล้ว

      Halafinet tebedilu maletka deka? merah birged neru , debezhu kea birgader general tewahibom etom nay she o, merahti berged zeneberu. Beal men eyom kab jebha metsea om seltan zetewehabom . hade abrehaley kifle eyu esu kea brigader general eyu meargu.

    • @Eri-blue
      @Eri-blue 2 ปีที่แล้ว

      @@kemey2169 SO, he was there from 02.1973.till 1991, which is 18 years. injured 8 times. look for example china 1974 and azazi gnbar koynu ab 1989. and abrahale kifle came from jebha azazi kifleserawit

  • @biniamtekleshifta9647
    @biniamtekleshifta9647 2 ปีที่แล้ว +5

    ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ታሪኽ ይሕመቕ ይጸብቕ ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ከምዘለዎ ክዝንቶን ክዕቀብን ኣለዎ ፣ምኽንያቱ ካቡኡ ኢኻ ትምሃር ፣ ስለዚ ንስኻን ኣንተንቶን ክትምስገኑ ይህባእ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይስብኩም ፣ ኣበርቲዒኹም ቀጽልዎ ።

  • @habtommaheri5436
    @habtommaheri5436 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ክቡር ጀነራል ተቀሪቦ መደብ ጽቡቅ ኣሎ
    ናይ አማረ ረደሃይ (ወዲ ረደሃይ) ትፈሊጡ ኣንተ ከንካ ገለ በልና ኣጆኩም ቀጺልዋ።

    • @shabaymender9126
      @shabaymender9126 2 ปีที่แล้ว +1

      Ask Amare redhey , he is still alive

  • @fesehesionhailo8945
    @fesehesionhailo8945 2 ปีที่แล้ว

    Jeneral tekeste admen tanann yhabkum

  • @romadanmohammed2288
    @romadanmohammed2288 2 ปีที่แล้ว

    Welcome ato general Keste Haile.

  • @degotv4575
    @degotv4575 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሰላም
    ኩቡራት ተጋሩን ኤርትራውያንን ነቲ ኣብ ትግራይና ኣብ ማሕበረ ዴጎን ኣኽሱምን ካልእን ዘጋጠመ ኣስካሕካሒ ግፍዕታት ጸላእቲ ብዝግባእ ክንጽብጽቦ ምስ ሰብ ሞያ ጋዘጠኛታት ብምዃን ኣብ ምቅርራብ ኣሎና"ሞ #ሽርን #ላይክን ሳብስክራይፕን ብምግባር ሓገዝኩም ኣይፈለየና።
    th-cam.com/channels/orOc9VH8N3Ayjfq99VL29A.html

    • @kemey2169
      @kemey2169 2 ปีที่แล้ว

      ezi nay Eritreawyan eyu , wutsea

  • @wediali8024
    @wediali8024 2 ปีที่แล้ว +1

    ከምዚ ዝበከ ሻቅሎት ይለን ወዲ ሃይለ ከም ሚሌኑ ዳዕሮ ዓደቦ ደዩቡ እልና
    እቃዕ ብደሓን መጻኩም

  • @eritimes
    @eritimes 2 ปีที่แล้ว +5

    This is interesting conversation and very educational. But Antonio please do not repeat statements again and gain. Make them concise. Keep the good work guys!

  • @negasegebresilasie5883
    @negasegebresilasie5883 2 ปีที่แล้ว

    ሓብተይ ኣብ ቤሉል ተሰዊኣ
    እንታይ ኣፍልጦ ኣለካ ኣቦና ተክስተ
    ኣስቴር እያ ስማ

  • @Robeltk
    @Robeltk 2 ปีที่แล้ว +2

    Merhaba mehderi shih general

  • @ramadanmohamed8176
    @ramadanmohamed8176 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ኡንቃዕ ደሓን መጻኩም ብ/ጀነራል ተክስተ ሃይለን!
    ጋዜጥይኛ አቶ ተስፋይ አንተንዮን!
    መረምታ ንዓካ አቶ አንተንዮ?
    ጋሓሮ ኢያ ከምትይ ዝገለጽካያ አይኮነትን ጛሓር አይኮነትን ሽይም ምቅያር ኢዩ ኢሞ ገጋ?

    • @ramadanmohamed8176
      @ramadanmohamed8176 2 ปีที่แล้ว

      TV ሰነድ ጋዜጥኛ አቶ አንተንዮ ተስፋይ!
      ጽብቅ ብጣኢም ኢየ ዝጽበየኩም!! ዕድመብ ጥዕባን ይምነየልኩም!

  • @maakenhabtom9988
    @maakenhabtom9988 2 ปีที่แล้ว

    Brhan aynka babiyu ka hiwetka zwefeka jigna abona nberelna eske

  • @merihhabte9006
    @merihhabte9006 2 ปีที่แล้ว

    ንኣስታት 40 ክፋል ይከታተል ኣለኹ። ብጣዕሚ ረዚን ሰብኣይ ጽቡቕ ኣገላልጻ ፡ንዘሎ ከም ዘለዎ ምቕራብ ብጣዕሚ ኣጋንኖ ዘይተሓወሶ ፡ ዘጉህየካ እዚ ኩሉ ሓሊፉ ኣብዚ ምውዳቕና እዩ ። በዚ ሎሚ ግዜ ህዝብና ይሳቐ ኣሎ ድርቂ ኣሎ መጠኑ ዝሓለፈ ኣምላኽ ንህዝብና ይርአ እምበር ተጠሊሙ እዩ ህዝቢ ኤርትራ

  • @berhnihadgu1525
    @berhnihadgu1525 2 ปีที่แล้ว +1

    አቲይ ጥፍኩሞ

  • @teshememsgane3008
    @teshememsgane3008 2 ปีที่แล้ว

    100%

  • @zeromwedihamele2230
    @zeromwedihamele2230 2 ปีที่แล้ว +1

    ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ተሪኽ ገድሊ ኤርትራ ተቀቢሩ ከይጠፍእ ትገብሮ ዘለኻ ታሪኽ ኣብ ምስናድ ናይ ብሓቂ ክብሪ ይግባኣካ እዩ ።ቲቪ ሰነድ ኤርትራ ውን ምስ ጋና ይግባኣኩም እዩ። ኣነ ግን ሕቶ ኣለኒ ብ/ጀ ተኸስተ አብ ታሪኽ ገድልሊ ኤርትራ ቆጺርካ ዘይውዳእ ታሪኽ ተፈጺሙ እዩ ።ሓንቲ ኣነ ቁሩብ ቂር ተብለኒ ብብዛሓት ሓለፍቲ ታሪኽ ኣብትገልጽሉ እዋን መራሕ ቦጦሎ ጅግና ኮስቶ መራሕ ሓይሊ ኩስቶ ተጋዳላይ ኩስቶ እንዳበልኩም ተገልጹ ።ኣነ ዝገርመኒ ግን ኣብ ሰውራ ኤርትራ እቲ ናይ ብሓቂ ምስጢር ሰውራ ኤርትራ ኣብ ርእሱ ሰቲሩ ታሕተዋወት ሓለፍቲ ዘይፈልጥዎ መስጢራት መልእኽቲ ናይ ቀረባ መማኽርትኹምን ኦፒረተራትኩም ጅግንነት ብግብእ ክትገልጹ ኣይትስምዑን እም ድማ ካብቲ ዝለዓለ ክሳብ ዝታሓተ ንስኹም ትፈልጥዎ ሚስጢር ዝፈልጥ ዋላውን ድሕሪ ናጽነት ውን ከምዛ ዘይትፈልጥዋ ኣብ ዶሞዝ ኮነ ማዓርግ ዝተሃሰየ ንሱ እዩ ስለምንታይ እዩ ትብል

  • @efremberhe4259
    @efremberhe4259 2 ปีที่แล้ว

    Bizaba sewue zakariyas nigusa kal balna

  • @brhanetsigehalslasetsige576
    @brhanetsigehalslasetsige576 2 ปีที่แล้ว

    Behal hantay keflsrawit 61 tezay tegagy entay naru abrkutom xebuk garka glxalna

  • @natantomi1769
    @natantomi1769 2 ปีที่แล้ว

    ብመጀመርታ ሰላም ተኸስተ ሃይለ ብምቕጻል እዚኩሉ ተቃሊስካ ግንካኣ ፍረ ናይዚ ኩሉ ቃልስኻ ኣብ ስደት ምህላውካ እንታይ ይስመዓካ ነዚ መንእሰይ ከ ካብ ሑሉፍ ተሞኩረኻ እንታይ መልእኽቲ ትህቦ ምስ ሰናይ ይቅረታ።

  • @ሱቕጥዑም-አ5ሠ
    @ሱቕጥዑም-አ5ሠ 2 ปีที่แล้ว

    ብ/ጀ ተኸስተ፡ ይቕረታ ግበረለይ ካብ ኣርእስቲ ወጻኢ ይሓተካ ስለ ዘለኹ። ኣብ ዝሓለፈ ሓንቲ ተጋዳሊት ኤርትራ መድያ ነትዎርክ ፡ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ተኾሊልና ኢና ዶር ምሕጹን ኮሊሉና ትብለ ነይራሞ፡ ንስኻ ጥራይ ኢኻ ብድፍረት ዝነበረ ብዘይ ሻራን ዕጥይጥይ ዘይብሉ ትምልስን ሓቂ ታሪኽ ትነግር ሞ፡ በዚ ጉዳይ እንታይ ትብል፡ መብራህካልና ዶ ፡ኣብ ግዜኹም ነይሩ ድዩ ምኹላል ንኽጋደል ዝመጻ ደቂ ኣንስትዮ። እንተ ነይሩ ንምንታይ ዕላማ፡ ምውራድ ፡ ድንቁርና ክቓለስ እና በልካ ናይ ድሕረት ስራሕ ምስራሕ ዶ ኣይኮነን። ድያቖናት ወይ ኣቕሽቲ ነይሮም ድዮም ኣብ ገድሊ ዝምርዓውወን፡ እንታይ ደኣ ሞ ክንብል ገሪሙና ኮ። ክጽበይ የ መልስኻ ተባዕ ምኻንካ ስለ ዝፈልጥየ ሓቲተ፡ ትፈልጦ ከም ትምልስን ትነግርን ስለ ዝኣምንን

  • @biniamtesfazion5440
    @biniamtesfazion5440 2 ปีที่แล้ว

    Wellcome G.tekeste ms ato antionio tefikumna qenichum

  • @abrahamelma4504
    @abrahamelma4504 2 ปีที่แล้ว

    Des,debleka deymno tarik

  • @yohanneszeratsion1128
    @yohanneszeratsion1128 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ከዳዕ ክዳውንቲ አንዳ ቀያየርካ ንሓንቲ ሰዓት ኢቲ ክዳዕ ጋዜጠኛ በሃላይ ገጹን መልክዑን ዝምስክረሉ ኤርትራዊ ዘይኮነ : ካብ ስግር ዶብ መጺኡ ኣብ ኤርትራ ንዓመታት ዝተቐመጠ ወደባት ዘይኮነ : ነቲ ናይ ሓሶት ልቅላቐ : ኣብ ሓደ ግዜ ኣብ ሓደ እዋን ተገይሩ ከሎ ኢናቆራረጽካ ክዳውንቲ ኣናቀያየርካ ኣብ ዝተፋለለየ ግዜ ከም ዝ ተገብረ ከተምስል : ዕላምኡ ከአ ናይ ዕሱብነት ገንዘብ ከተብዝሕ : ሰብ እዚ ሓድሽ ሓሶትዩ ኢሉ ምእንቲ ክሮእዮ ትኽተሎ ዘለኻ ሽጣራዩ ::
    ንስኻን እቲ ሓሳዊ ጋዜጠኛን ምስሊ ህዝቢ ኤርትራ ንምድዋን ጥልቅልቅዎ ዘለኹም ሓሶት ይስፈርዩ ዘሎ :: እቲ ጌዜ ከኣ ርሑቕ ኣይኮነን ::
    VIVA ERITREA

  • @peteronlyeritreaforever6078
    @peteronlyeritreaforever6078 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ካብ መጀመርታ እየ ድከታተሎ ግን ብዙሕ ጽልኢ ወይ ደይኮነ ጸለመ ኣብ ዉጩ ኣሎዎ
    1 ሰኪሩ እዩ ድእዝ ኢሉዋ ኣብ ድሓለፈ
    2 ነቶም ምስኡ ድነበሩ ዲዘርባ መጺእዎም ንኣና ግን ኣይመጸናን ደሃር ግን ሪዘርባ ኢሉና እንታይ ገደሰኒ ኢለ ትም ኢለ መክንያቱ ዲዘርባ ስለ ድነበርኩ ኢሉ
    3 ንካሪካረ 98 አይንእወትን ኢለዮ እፈልጥ እየ ካባካ ክሰምእ ደልየ እምበር ከም ድበሎ እሞ ካሪካረ ከኣ ካልኣይ ዉጩ እዩ እንታይ ኮይኑ ደይወሰነ ወይ ንላእላዎት ደይሓበረ እንድኢ
    4 እታ ሓንታ ቦቶለኒ ክትእለም ትጽናህ ኢልዋ ዉጩ ምስ ወዲ ኤፍሬም ተረዳዲኡ ንሕና ግን አይተሓበርናን ኢልካ እንታይ ኮይኑ
    ብድኮነ ኣሕዋት ወለድና ናይ ክልተ ከይ ሰማእካ አይትፍረድ እዩ
    ንኩላትኩም ኣብ eri tv ናይ ፈንቅል ኩሎም ሓለፍቲ ኢንተርቪው እገብሩ ኣለው ክትሰምእዎም እላወበኩም 2 embassy media ሳልሳይ ኣዋልድ ኣይነበራን ኢሉ ኔሩ ማለት ኣብ ደንከል እዚ ውን 3 Eritrea media network alokum

    • @robrahk1432
      @robrahk1432 2 ปีที่แล้ว +2

      1ይ/ዉጩ ድፍረትን ግርህናን ነቲ ዝተዋህቦ ትትእዛዝ ድማ ብዘይ ሕቶን ርኢቶን ከም ዘተግብርን ይፍለጥ እዩ።እንተ ምምዝዛንን ብቕዓት ሜላን ከምዘይብሉ ኩሉ ዝፈልጦ እዩ።እንተ ስኽራን ድማ ሃገር ብሃገሩ ዝፈልጦ እዩ።
      2ይ/"ከምዘይንዕወት 98%ርግጸኛ እየ"ኢልዎ ንካርካረ ወዲ ሃይለ"እሞ ካሪካረ ካልኣዩ እንድዩ ንዉጩ ዝበልካዮ፡እሞ ኣብ መጠረሽታ እኮ ገሊጽልካ እዩ፡እቲ መጥቃዕቲ ከምዘይዕወቱ ፍሉጥ እዩ ኔሩ እንታይ ደኣ ኣብ ግንባር ደቀምሓረ ዝነበረ ሓይሊ ሚዛን ጸላኢ ንምድንጋር(መናቡራ)"ከምዝነበረ ድሒሩ ተሓቢርዎም ወይ ተረዲእዎም እዩ።ገለ ጌጋ ክህሉ ይኽእል እዩ ምኽንያቱ ናይ ግዜ ንዉሓት ኣሎ።

    • @zemenesigntir1736
      @zemenesigntir1736 2 ปีที่แล้ว

      Kale ke entay semieka, N wuchu hiyaway, tebae seb kbele alewo kserh alewu betkn snkn wuchu ayhmen yu bzkealo kuluEyu zkrbelka bflay nsleya ahadu ksab tahti weridu entay alo zgodele elu eyu zhatit wey zketatel zbelo ke semiekayo do? Neten fucho tray lekimkayen!!!

    • @filimontsegay9289
      @filimontsegay9289 2 ปีที่แล้ว +3

      ውጩ ጅግና አዩ
      ውጩ ደፋር አዩ
      ውጩ ሓርበኛ አዩ
      ውጩ ስኽራም አዩ
      ውጩ ብዕሉግ አዩ
      ውጩ ኣዋራጃዊ አዩ
      ኣይኮነን ዝብል ሰብ አንድሕር ኣሎ
      ሓቂ ደፊኑ ወገንንት ዘጥቅዓ ሰብ ጥራይ አዩ

    • @negodatatselam443
      @negodatatselam443 2 ปีที่แล้ว

      Ziweale Yinger Zikebere Yerdie Zibhal Alo Hiji Nisikasi Lielti Abti Ginbar koinu Qunat Zimerih Ziweale Wedi Haile nWuchu Tifelito Malet Diyu . Hilikus Suki Elika Temahar .Wuchu Dea Kemzi Hilala Adgi Endiyu Neru Entay Riesi Alewo .Ab ginbar Alitena Mereb Werar Weyane Kelo Halafiyey Eyu Neru .bjeka Sikran kale Hanti Ayfeltin Eyu .

    • @peteronlyeritreaforever6078
      @peteronlyeritreaforever6078 2 ปีที่แล้ว

      @@negodatatselam443 ሎክማጽ ሓሳዋ ታሪክ ታሪክ ከማካ ወዲ ከማካ ኣይክይርዋን እዮም ስዲ

  • @yonaskifleyesus3230
    @yonaskifleyesus3230 2 ปีที่แล้ว +2

    Welcome

  • @yonasgebreyohannes4522
    @yonasgebreyohannes4522 2 ปีที่แล้ว

    Welcome back