@@hagostesfamarian2753 he is still defending for Eritra how he can be keda? Isias sle dxerefe keda kbehal? Isias bhaki nejis ftret eyu i love serawit hzbi Eritra but ezi seytan sebay bhaki kebih xelai hzbi Eritran meretan eyu.
Waw! Yes. He answerd the most reality answer. We got to leav the place or Gimbar 71 at 28. 05.2000 and we got to stop at 37 Denkel. And the War was started at 03. 06.2000. Fnished at 11.06.2000. Sorry? They saied the war fnished at 10.06.2000. Sorry for that? Becase, the war finshed at 11.06.2000.. "ንዓብ ክሕዝ ዝደሊ ጸላኢ፣ ናዓና ረጊጹ ይሓዛ። " ሳልሕ ዕስማን 28.05.2000
Ane mara zgermeni H.G D.F. zjemera Wediewa i feltni eu ' hiwet seb tiray eu zehlf !! Kab kulu medebatu Astebhlulu Hanti neger Kab A_ Z Axafifu serihu i feltn eu . Xbuk neger ka a ifetun eu Buda mengsti !! Gn ka a wala Adetatna i hagezanan . Mexikaley do kxbe wuoile enda bela Nzi wedi kelbi ' ndeken ka a na Kunat sedidenan Donkoro zkone hzbi !! Kurb zdyskoro kezi Hzbi ezi keman yelen ' lomi ngebro tefiena Beka 🤔🤔
God bless ERISAT and Henoc interviewed with General Tekeste Hale I appreciate you both but the Eritrean people are confused migrant tragedy life and death in the Mediterranean sea and deserted to go to Europe everywhere in the world refugees after the independent about Badme after we changing Isayas Afewki Temporary Eritrean government will doing it is small village Gebrhiwot GEBRETNSAI uk England and thanks
ክቡር ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ እንቓዕ ብደሓን መጻእካ ! ብቀዳምነት ንእትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ኣንጻር ወጽዓ ህዝብኻ ኣብዚ እዋን ፕላስ ሕሉፍ ጅግንነታዊ ቃልስኻ ኣብ ሰዉራ ብሓቂ ህዝባዊ ክብሪ ከምዘለካ ብምግንዛብ ልዑል ክብርን ሓበንን ክስማዓካ ይግባእ ! ኣሕዋትካ ፡ደቅኻ ብሓፈሻ ህዝቢ ናትና እንብሎ ተባዕ፡ ዉፉይ ፡ ሓርበኛ ብምኻንካ ብጣዕሚ ኩርዓትን ሕቡናትን ኢና !! ንኹሉ እትህቦ ዘለኻ ጽጹይን ጽፉፍን ወድዓዊ ዉዕለት ታሪኽ ህዝቢ(ሰራዊት) ኤርትራ ብልቢ እንዳ ኣመስገና ኣጆኻ በርትዕ ፡ ጽናዕ ፡ ቀጽሎ ኣብ ጎድንኻ ኣለና !!!! ክብርን ሞጎስን ነቶም ምእንቲ መሬቶምን ርስቶምን በጃ ንዝሓለፉ ሰማእታት ኤርትራ !!! ።
.., ,p
eyob tes ኣብ ዝሕሸካ ተቀሚጥካስ ሰለቶም ንመረቶም ዝሓለፉ ሰማእታት ትብል ብዛዕባ እንታይ ድዩ ዝዛረብ ዘሎ ኣበይ ኮይኑ ድዩ ዝዛረብ ዘሎ፡ናዓካ ከ መረትካ ዶ ኣይኮነትን ንስለክብረቶም ከ ዘይትሕልዋ ዳኣ ተን ዘለካየን ሃገራት ከም ኤርትራ ኣሰዌአን የ ኮፍ ኢልካለን ዘለካ ስለዚ ሓላፍነትካ ዳኣ ግበር እምበር ብዛዕባ ዝሓለፉ እንዳዘከርካ ርእስካ ኣይተደቅሶ
African giliya kunetat eritra tifelto edika kulu hizibi ertra ab sdet eyou zelu. Niska gin kabtom timika zeleka Eka .
@@ሰደተኛምኳንሕሱም
ካብቶም ኣዳከረቲ ኢካ ንስካ ብቀደሙ ኣፍረቃውያን ጊላ ናይ ጻዓዱ ዝብል ሽም ዝሓዝካ ካባካ እንታይ ጽቡቅ ክንጽበ ደንቆሮ ።
@@debrihalf7512 ሓወይ ምሕረት የውረደልካ ጥራይ በሎ ጸማም እዩ ኢዚ
ክቡር ጀነራል ተኽስተ ብዙህ መውጋእቲ ዘህለፈ ጅግና ክብረት ይግባኣካ
ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ክቡር ኣቦና ብ/ጀነራል ተኸስተ
ኩቡር ኣቦና ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ሰብኣይ ናይ ስብኡት ኢለካ ኣለኹ።
He also went to law school
the problem is not isayas , it's our fault to worship him like a God, from the beginning.
ኣያ ተኸስተ ዘሎዎ ናይ ጥዕና ሽግር ንምፍዋስ ኣነ ብቅድሚት ኣሎኹ!!!! እውራ ድማ ኣስናኑ ብህጹጽ ክዕረ ኢደይ ኢድካ ንበል!!!!
ትማሊ ሃገር ንምድሓን ሓይልታት ምክልኻል መሪሑ ዘርኣዮ ጅግንነት መግለጺ ምስጋና ኢዩ::
ሃገር ንምድሓን ክክክክክ ኣብ ሃገርካ ዲኻ ትነብር ዘለኻ
ብዙሓት ሓለፍቲ ወይ ጀነራላት ኢንተርቪው ኪገብሩ ሰሚዐ ኣለኩ ግን ኩሎም ክጀሃሩን ዘሎን ዘየሎን ዓጀውጀው ክብሉን እምበር ከምዚ ሰብኣይ ሓቂን ዝብላዕ ዘረባ ክዛረቡ ሰሚዕ ኣይፈልጥን።
ናይ ብሓቂ ክገርመካ ከሙኡ ክብል ጸኒሐ
Aygerm wala ane smart eyu bell eyu✌
Selam nay bake ezia hake yzram
ዝኸበርካ ብሪጌደር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ንሰኻ ዓቢዬ ሃገራዊ ሰነድ ሰለ ዝኾንካ እቲ ኩሉ ንስኻ ትፈልጦ ብመጽሐፍ መልክዕ እንተዝኸውን ንመጻኢ ወለዶ ክንደይ ጽቡቅ ምኾነ ።
ajoka tesnedu alo wegeney
እዞም ኣብ 20ታት ዘለናስ ተበድልና እና ታርኽ ኣቦታትናን ሃገርናን ዘይንፈልጥ እዞም ውሑዳትን ተበዓትን ታሪኽን ባህሪ ህግደፋውያን እትነግርና ዘለኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ::
ጽቡቕ ሓሳብ ዩ ስለዚ ምክትታል ዩ ንምፍላጥ ሽኮረይ
"Ee:
ኣብ 1991 ቢትወደድ ኣብርሃ ዝተኣሰረሉ ምኽንያት እንተ ሃልዩ'ዉን ,,ዓሰብን ትሕዝቶኣን '' ንኢትዮጵያ ኣሕሊፉ ስለ ዘይሃበ ኢዩ። ስለ'ዚ ብሰላም ንዓሰብ ክትርከብ ካብዘይኮነሉ ኣቶ ኢሰያስ ብኲንያት ኣሳቢቡ ንዓሰብ እብ 2000 ከረክባ ዝሓሰበ ይመስል። ሳላ ካልኦት ቢትወደዳት ዓሰብ ዳግማይ ድሒና!!😉
ሓሳዊ።
ሓቂ100%።
Brgx Hawey mearey
Pp]p]pppAl0qqqqqqqqqqqqlqlqlqllql00l0ql0l00l0l0l0qllq00lqqqAQqqQQq00000000!aLlalaA
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ።ኤሪሳት ከኣ ጽቡቕ ስራሕ።
This is very important information for all Eritreans. So many thanks General Tekest and ERISAT
😊😊😊
ሓበሬታ ብዛዕባ ህዝባዊ ግንባርን ህግደፍን ብዝተፈላለዩ ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ተገሊጹ’ሞ፣ ግን ከም ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብንጹርን ጌሩ ዝገለጾ የለን እንተ-በልኩ ዝተጋነነ ኣይኮነን። ስለዚ ኣባላት ኤሪሳት ንብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ዝተፈላለየ ኣርእስትታት ኣዲሊኹም ክትዕድምዎ ይላቦ። ንንቕሓት ህዝብና ኣዚዩ ከበርኮ ዝኽእል ሰብ ኢዩ።
ከዳዕ እዩ !
Entay malet eu kedae
@@hagostesfamarian2753 he is still defending for Eritra how he can be keda? Isias sle dxerefe keda kbehal? Isias bhaki nejis ftret eyu i love serawit hzbi Eritra but ezi seytan sebay bhaki kebih xelai hzbi Eritran meretan eyu.
I absolutely agree with you. There are those (even some commentators) who do not want this kind of concrete and truthful history to be revealed..
@@hagostesfamarian2753 ata resah wedita gahba
ሰላም ኤሪሳት ሓበን ሃገርን ህዝብን!!!
ክቡር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ(ወዲ ሃይለ) ናይ ብሓቂ ከምዚ ዓይነት ኣያን ሓዉን ስለዘለኻኒ ኰሪዐ። ነቲ ዉዕሎ ግን ከኣ ኣዝዩ ዘሕምመና ምረቱ ስንብራቱ ክንዝክሮ ዘሳቕየና ፍሽለት ባድመ ብዉሕሉልን ብልዝቡን ሚዛኑ ዝሓለወ መብሪህን መግለጽን ምሃብካ ኰሪዐን ተሓቢበን። ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ሰማዕትን ተኻታተልትን ኩሉኹም ብፍላይ ንፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ እትቃልሱ። ኣብ ዝተፈላልየ ማስ መዲያ እትነጥፉ ። ካብ ኣያና ብዙሕ ነገር ተማሂርና ክንከዉን ተስፋ ይገብር። ስለዚ ናቶም ኣብ ዓዲ ይኹኑ ኣብ ደገ ንዘለዉ ኣያታትና ተጋደልቲ። ክብሪ ሚዛን ናትና እዮም እሞ ፣ ብኽብሪ ንሓዞም። ዕሱባት ናይቲ ዕሱብ ሓንከር እግሪ መንደዓት ሕቖ ዝኾኑ እንተ ኣባጨዉሎም ግና ኣይግረመና።
ክቡር ጅግና ብ/ ጀነራል ወድ ሃይለ
እስኻ ዘይትፈልጦ ወተሃደራዊ ስርሒትን ምስጢርን የለን ይብል መዋእልኻ ኣብ ዓውዲ
ኩናት ስለዘሕለፍካ ዕድመኻ ኣብቲ ትገልጾ ዘለኻ ልዑል ኣክብሮትን እምነትን ኣለኒ ቀጽሎ
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ፡
ክቡር ብ/ጀነራል ተከስተ ናይ ብሃኪ ኩሉ ገሊስካዮ ኣምላክ አድመን ትናን ይሃብካ
ጀነራል ተከስተ ትክክል ዝኩን መልስ ምስጋና የቅርብ 💝💝🙏🙏🇪🇷✅
ምስጋና ህችዊን የቅርብ ።ERISAT
እዚ ኩሉ ስልጣን ተሰኪምኩምሲ ሓደ ሰብ ከም ድሌቱ ይጻወተልኩም ንዓይስ ናታትኩም ነገር እዩ ጌሪሙኒ ዘሎ።
ተፈጥሮ ኸልቢ ውሰድ...ከልቢ ንጎረቤት ይነክስ ንሰራቒ ይነክስ ንቐሺ ይነክስ "ጅግና" እዪ.ንዋንኡ ምንካስ ግን ኣይሓስቦንዩ ! ኣስኩት እንድሕር ኢልዎ እቲ ዋንኡ, ኣምሪሩ ክነብሕ ጸኒሑጭርኡ ዶጉሊሉ የስቅጥ...The same psychology applies to them..ቾብላ ክብሃሉ ከለዉ ዝነኽሱ ጥራይ እዮም ኔሮም !
ብጣዕሚ እዩ ዘገርም ክሳብ ሕጂ እውን ደፊሮም ብዙሓት ኣለው ክዛረቡ ዘይክኣሉ ከምዛ ኣብ ማይ ዝኣተወት ኣንጭዋ እንታይ ዓይነት ስነ ኣእምሮኣዊ ሕጽቦ ከምዘካይደሎም ሕንቅልሕንቅሊተይ እዩ ንኣዳም ገረሞ ዶ ንበሎ ካልእ ዝበሃል ንግዚኡ ንግደፎ።
ኩሉ ግዜ ኢዩ ዝገርመኒ
ኩሉ ግዜ ኢዩ ሕቶ ትኾነኒ
1ሰብ ዶ ክንዲዚ ይጻወተልካ ኢዩ
እሞ ኸኣ ከምኦም ተጋዳላይ 🤔
@@soli856 ንቶም ሓለፍቲ ነንባዕሎም ከምዘይይታኣማመኑ ሰለዝገበሮም እዩ እቲ ምስጢር።
ብጣዕሚ የምስግን ኤሪሳት ብ፡ጀነራል ተከስተ ምስልዑል ምስጋና ስሚዕካ ዘይምና ታሪክ ፡እንታይ ዝበልዎ ዕንወት እዩ ተጌሩ መጨረስትኡ የጸብቀልና ፈጣሪ ።
ጀነራል ተከስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ዘረባካ ኑጹሩን ብሩህን ኢዪ
Truthful and detailed 👌 👍
መውሓስ ሃገር ብ. ጀነራል ጀነራል ተኸስተ:
ጽፉፍ ኣገላልጻ: ከማኻ የብዝሓዮም :: ክብሪ ድማ ንዓኻ:::
እንተ እዚ ድሁል ጋዜጠኛየ በሃላይ : ለክባጥ ለሐሲ ትፋእ ወያነ ስለዝኾነ : ቀዳማይ 2 3 ወራር ከይብል ብዙርያ ተኪእዎ!??? 🤮
Ewae kemey kemey dea eyu yeah werar kibil nerwo tikikil gin nay weyane eyu elkayo
@@whatabouttomorrow1990 ሓዉ ኢዪ እዚ ላሓሲ ሽሕ ግዜ ንእሰያስ ንጽላኣዮ እቲ ሓቂ ግን ኣይንጽላኣዮ ዝተረረ ክሳብ 3 ወራር ኣይወርርን ኢዩ ባድመ ሽግር ኔራ እንተትከውን ብባድመ ጥራይ ምኮነ ኔሩ እቲ ውግእ ንምንታይ ተደለየ ብዓሰብ ምካድ።
ብመጀመርታ ኩቡር ኣቦናን ኣያናን እንኳዕ ብድሓን መጻኻ። ግን ኣብዚ ዝተሰማዓኒ ክሳረብ ኢንተኾይነ ንዓና ንስኹም ኢኹም ሃሲኹምና ሕጂ ኢዚ ትዛረቦ ዘለኻ ኢንታይ ይዓብሰልና መሊሹ የጒሄና ኢምበር ።ኣሰራርሑኡን ተግባሩን ክትከታተልዎን ክትቆጻጸርውን ነርኩም።ክስብ ዝቆጻጸረኩን ዝጭፍልቐኩም፡ስኽ ኢልኩም ሪኢኹሞ ድኣ ንሱ ኢንታይ ዘይገበር"""""ኢንታይ ኢዩ ኸ ባህሪያቱ ኢዩ """ኢልካ ሰብ ዶ ኣይኮነን ኢዩ ብሕጋዊ መንገዲ ኣይሰማዓኩን ብዝርድኦ መንገዲ ከተረድኦዎ ነርኩም።ሕጂ ኢዚ ዘርባ ኢዚ ንዓና ኢንታይ ይዓብሰልና ፡ሃገር ፋሕ ፋሕ ምስ በለት ዝቕተል ምስ ቀተለ ዝእሰር ምስ ኣሰረ ።ክሳብ ኣብ ርእስኹም ዝሽነልኩም ትም ኢልኩም ርኢኹሞ ድኣ ኢንታይ ዘይገበረ። መንገዱ ምስ ቀየረ ንስኹም ውን ክትቅይሩ ነርኩም ።ንዓና ንስኹም ኢኹም ሃሲኹምና። እዚኹሉ ጅግንነትኩም ታኣምር ስራሕኹም ንዓለም ዘገርመ ኣብ መወዳእታ ኣይክኣልኩሞን """ውልቀምልክነት"""ኮይኑ ተሪፉ ።ብዝኾነ በዚ ሕጂ ኣበጊስኩሞ ዘለኹ ሓሳብ ፡ ኣብሓቲ መስመር ተጠርኒፍና ኢንተሰሪሕናን ኢንተተጓዒዝናን ከምንዕወት ዋላ ሓደ ዘጠራጥር የለን ኣብ ጎንኹም ኣከና።
Really
ሓቂ ባህርያቱ ናኡ ኢሳያስ ኢልካ ዘረባ ኣሎ ሃገር ሙሉእ ሓላፍነት ተዋሂቡካ
@@koala10ish ane neti zbelo hasab sle zsemamealu ye really eleyo neti zxehafo maletey eye
ጅግና ኤርትራዊት ማህጸን ዘፍረየቶ መርኣያ ኩሉ ትብዓትን መተካእታ ኣልቦ ገን ክኣ ቅርሲ ኤርትራዊ ትውልዲ ሰለ ዝኾነ ተ/ ተኸስተ ሃይለ ንሱ ኩሉ እንትንኡ ንስለ ህዝቢ ኤርትራ ሂወቱ ንምውፋይ ከይተ ሰውኤ ብሂወት ከሎ ዝተሰውኤ ሂወቱ ንምዕቃብ ዘይኮነስ ምስ ተሰውኤ ዝወጠኖን ንህዝቢኤርትራ ከበርክቶ ዝግበኦ ከይበኩር ድኣምበርንሂወቱ ንሓንቲ መዓልቲ እውን ትኹ በቖቑን ነፊጉን።ዘይፈልጥ ምኻኑን ቅርሲ ከምዝኾነ መንእሰይ ተረዲኡ መንእሰይኤርትራ ክርደእ ይግበኦ ።
ብሓቂ ኩነታት ግንባር ቡሬ ትክክል ገሊጽካዮ ኣለካ ክብሪ ይሃብካ ሓርበኛ ኣቦ።
PLEASE IF YOUWERE THERE OR SOME BODY WHO WERE EXPLAIN IN DETAIL.
@@kiflemariamgebretsadik6509 ምናልባት ብትግርኛ እንተትሓቶ 'ዶ ምሓሸ?
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ጀነራል ተኸስተ ሃይለ
ክብረት ይሃብካ ኩብር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ብዓሰብ ጥራይ ኣይኮነ እት ትእዛዝ ካብ ዓይጋ ክስብ ከባቢ ኣክራን ብዝይ ገለ ነገር ካብ ድፍዑ ወጽኡ ናይ ብእቂ ጽውጽዋይ ዝኮነ ስራሕ ግዝኦ ሓልዩ ክግለጽ እዩ እንዳበለ ናብ ዑና ቀይርዋ ሃገር
እንኳዕ ዕድመ ሃበካ ክቡር ኣያና ጀነራል ነቲ ብወረ ወረ ብትሒም ትሒም ንሰምዖ ዝነበርና ብጭቡጥ ኣብሪህካልና የቐንየልና፡ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይወስኸልካ ንዓና ክሕሸና።
ናይ ብሓቂ ብሱል ዘረባ ኩሉ ክሰምዖ ዘለዎ ኤርትራዊ። ከምዚኦም ጸለውቲ ሰባት ኣብ መሪሕነት ዝነበሩ ከምዚ ጌሮም ምስጢራት ነቲ ምስኪን ህዝቢ ምንጋር ማዕረ ክንደይ ነቲ ኣብ ውሽጢ ዘሎ ሕብረተሰብ ከእምኖ ይኽእል እዩ። ተራ ናይ በዓል ዓንደብርሃን እዩ ተሪፉ ዘሎ
እዋይ ወዲ ሃይለ
ኣብ 1999 ኣብ ክ/ሰ 36 መራሒ ክፍለሰራውትና ኔሩ
ማራ ጡዑይ ሰብ እዩ ኔሩ
Ewa betam thoay nero an gen enda 38 nira wed ahday do tkuon/e
@@abdusiad8729 Enda 38 aseb do nerkum haqey?
ናይ ብሓቂ ጀነራል ብሱል ዓቃል፡ግዜ ዘይፈትሖ የለን ኢሰያስ ውን መዓልቲ ኣኺሉ ዩ፡ኣጆና ደቂ ኤረ ሃገርና ናብ ደቃ ክትርከብ ያ።
Ybelo amlak entenefiena kea ajokum xegem yelen kmles u
ክቡር መ/ጀነራል ተኸስተ ስለ እቲ ሓቀኛን ትብዓትን ዝመልኦ መግለጽን መብርሂን ኣዝየ የመስግነካ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናኤርትራና ከኣ ይዘክራን ካንቲ ዘላቶ የናግፋ።
ኣጆኻ ኣያና ክብርኻን ጂግንነትካን ዝቅንጥጦ የለን ክምለስዩ ኣብ ግዚኡ ፥፥
መንአሰይ ንምጥፋኤ ንምጥፋኤ
ፓለትካ ኤርትራስ ጸላኢቲ ውን ዘለውና ኣይምስለን ቀንዲ ጸላኢቲ ህዝባዊ ግንባርን ህግደፍን ኢዩ ምኽንያቱ ንህዝብና ከጽንቱ ከልኹም ጸላኢ ኢተዝህልወኩም ንህዝቢ ሓልዮት ምሃለወኩም ብዝኮነ ህዝባዊ ግንባርን ህግደፍን ካብዛ ምድሪ የጥፍኩም መድህናኣለም
Kubur Hawina hizibawi genibar Wedi hizibi eyu .etom ab wushitu tahabiom korbot begie tekedinom zimetsuna tselaeti hizibi Eritrea gin higidef eyom. Waga edom gin kirekibiwa eyom ab nebisomin dekomin kitibetsih eya . Mis hizibi teratsimu ziteawete yelen. Tarik shaebiyan , jebihan gin tarik hizibi Eritrea eyu. Arbaete netibi.
No More ጽቡቅ ኣለኻ
@@nomore5845 öl my GOD entay tbl🤔
ወዲ ሃይለ (ጀነራል) ኣብዛ ናይ ዓሰብ ነጥብስ፡ ኣነ ብሓቂ እሰማማዕ እየ።
እሰያስ ለክባጥ ን ዓሰብ ን ኢትዮፕያ ኣሕሊፋ ክህባ ክንደይ ግዜ ፈቲኑ እዪ ' ግን ደቀባት የሕሊፎም ኣይህቡን እዮም '። ንድሕሪ ሕጂ ውን ዓሰብ ኢትዮፕያ ክረክባ ማለት ዘበት እዪ ኣቢይ መንባህቂ ምስ እሰያስ እንፋቀር እንካፈሎ ዓሰብ ይሆናል ዝበሎ ክትድከር ኢካ ምባሉ መንእሰይ ኤርትራ ክስሃሎም እዪ ።
Issayas eritrawi sle zeykone kulugzei nhzbi Eritrea ketsnto eyu zhasb
Tsbuk aleka abnenhidom kem zeytamamenu eyu zgebrom
ኩቡር ብርጋጀር ጀነራል ተከስተ ብጣዕሚ ኑጹር መብርሂ ብማሀብካ ብጣዕሚ ክትምስገን ይግባአካ ዕድመነን ጥዕናን ይሀብካ👌👍❤👏
ክቡር ኣያና ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ ኣገላልጻኻን ኣቀራርባኻን ህዱእን ትሑትን በቲ ደኺመ ከይበልካ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት እትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ክተነኣድ ይግብኣካ እዩ ኣጆኻ እታ ትብህጋን ትሓልማን ኤሪትራ ክዉንቲ ትኾነሉ ጊዜ ርሑቕ ኣይክኸዉንን እዩ።
ብጣዕሚ ብሱል ዘረባ ጽቡቕ ኣገላልጻ ዕድመን ጥዕናን.
በሊሕን ተባዕን ተኸስተ ወዲ ሃይለ ከምኡ ስለ ድኮንኩም ዮም በበላሕትኹም ኣጽንቶሙኹም ጥዕና ይሃብካ በል
Thank you kubur birigader general and erisat
ዝገርመኒ ነገር እንተልዩ ዝሃደመን ዝኸድዕን
ኢሳያስ ኢሳያስ ይብሉ እዚ ኩሉ ጅግኒነት ሰርሕካስ
ምስ ተጣላቀኻ እቲ ዝነበረ ሽግር ንኢሳያስ ከተጸግዖ ምፍታንሲ ናትኩም ዝነበረ ድኻም ምግምጋም ዶ ኣይምሓሸኩምን ካብ ጉድለትካ ክትሃድም እድካ ናብ ካልኦት ምውጢዋጥ ከም ባህሪ ተወስዱ በዞም ኣብ ደገ ኮኖም ዝትንትኑ ዝገርምዩ
Ayakum...Outsmarted You all. Well done Ayakum.
ምሽክናይ ኢሱ: ስስዐ ስልጣን ኣዕቢዱካ ጉዙእ ናይ ስልጣንካ ኮይንካ: ነታ ብኽብረት ክትሓልፋ ዝግብኣካ ዝነበረ ህይወትካ እዉን መንገዲ ጥፍኣትን ሕስረትን መሪጽካላ ከም ኣንጭዋ ካብ ህዝቢ ተሓቢእካ ሸኾርተት ትብል ኣለኻ:: ሙሉእ ዕድሜኻ ኣንጻር ሕልናኻ ጭርጭር ዓበደ እንዳተጻወትካ ከኣ ናብታ ብውርደት ትነብረላ ዘለኻ ዘመን በጺሕካ:: ምሽክናይ ኢሱ ውርደት ካብ መረጽካ ድኣ ተዋረድ እንበር::
ሃለውለው ተዋሳእቲ ኦሪታውያን። ኣየ ተኸስተ ኩነታት ዓሰብ ንክትፈልጥ ኣብ ዓሰብ ክትነብር ኔሩካ።
ድፋዕና ካብ ዓሰብ ክሳብ ዶብ ጂቡቲ እዩ ኔር ብወገን ጸጋም። ብወገን የማን ከኣ ብቻይና።ስለዚ ሀለውለው ኣይትበል ሓሳዊ።ክብርኻ ሸጥካዮ እንዲኻ ውርደተኛ።
አየ ወዲ አፎርቂ አይተኻለን ብሐቂ ዝገርም ዩ ወሳኒ ዩ ዘረባ የላን ፈጣሪ ቦሎ ወዲሀይለ
ኣይተዓደልናን ን ጀጋኑኣ ዘይተኽብር ሃገርን ህዝቢን ዩ ዘሎና ፥፥
Thank you kubur brigadier general Tekeste Haile for the clear honest and humble interview.
ኤርትራ ጅግናን ሓቀኛ ሰብን ኣይትፈቱን ኢያ ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ብ/ጀነራል ወዲ ሃይለ bra jobbar.
Thank you for your service General
Erisat ንአቦና ቃለ ምሕተት ምግባርኩም ድሕጉስ እዩ ሕጂውን አብ ህዝቢ ዘለኩም ዕንቅፋታት ኣመዓራሪኹም ድሓየለን ብዙሓት አብደገ ዘለዉ ቓለ ምሕተት ክትገብሩሎምን እቲ ሓቂ ህዝቢ ክፈልጦን ክተኣኻከብን ይምህጸነኩም ስለምታይ ግዜ አርብጂ ከይኮነ ግዜ መድያታት እዩ ነዚ ጉሒላን ሰዓብቱን ክትዕብልልዎ ተስፋ ይገብር ኣብሓጺር ግዜ ነዚ ኩሉ ንድሕሪት ዝተጎተተውን ብሰንኪ መዲያ ሕጽረት ሳዕቤናት ዘይምፍላጥ እዩ ሓይሊ ጌርኩም ኩሉ ህዝቢ ኣብሓደ ከተምጽዎ አምላኽ ምሳኹም ይኹን
Welcome erisat bahke .ab dakmhra nebrat nhlwo nerna mashenat nay .nay marmo .nay semnto .nero belke erba
Thank You B/G Tekeste Haile.
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀነራል
Eri Sat pls nab wishati adi ahwlfwo ,,betaEmi agedasi megletsi eyu ne halfti serawit ...tsebeuq agelaltsa Bergeder Tekeste Hayle thanks
General Tekeste you are very honest man Eritrea need a bold man like you.
nay bhaki harbey jigna abo eritrawi alena dekika kinhlu ena teba abo eka nberelna kubur eka baka hbunat ena thanks
ሰራዊት ኤርትራ ሰራዊት ወያኔ ወይ ከኣ ሰራዊት ሓተላ ኣይኮነን ብድሕሪት ዝውቃዕ ፡ ክቡር ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ ኣብ ቃልዕ ዓው ኢሉ ትብዓት ሰራዊት ኤርትራ ገሊጽዎ እዩ ፡ ዘይከኣል ኮይኑ እምበር ሓሞት ኣብ ስቃጥላ ሓሓቲምና ንሰደድ ምላኣኽና ኢሉ ጅግነነት ኤርትራዊ ብሓበን ኣብቲ ቦታ ጅግንነት ሳዋ ኮይኑ ኣረጋጊጽዎ እዩ ፡፡ ግን የእዛን ሓተላታት እሞ መዓስ የቃልባ ኮይነን ።
ዓወት ንሓፋሽ ኣታ ፡ ዓወት ንሓፋሽ ! ! !
ማዓስ እሞ ክሕተት ከይተ ሓተተሉ ኣሪጉ ።
Dear B/ jeneral Tekeste thank you for sharing the true story. Bless you
ፐእ ክጽለኣካ እዚ ታሪኾም ሓደ ሰብኣይ ከምዚ ክገብሮም ባህርያት ኢሳያስ ዶ ገለዶ ዝበሃል ምኽንያት እባ ጽልኡለይ ባህርያት ሓደ ውልቀ ሰብ ዶ ወደይ ሃገር ሙሉእ ክቆጻጸር ተፍቅደሉ ኢኻ? ብዙሕ ጉድለት ኔርኩም ትጫረቑ ኔርኩም ብኢሳያስ ውሳነ ንሱ ግን ሕርሕራይ ጌሩ ኣጫሪቑኩም። ኢሳያስ ከምድልየቱ ናብ ታሕተዎት ሓለፍቲ ትእዛዝ ከሕልፍ ከሎ እቶም መራሕቲ ክፍለ ሰራዊት ንኢሳያስ ውሳነ ዘይተቐበልኩሞ ሰራዊትኩም ኣኪብኩም ሆ ዘይትብሉ በቃ መራሕቲ ብርጌድ ዝፈጸምዎ ምርሻን ንስኹም ክፍለሰራዊት ፈሪምክምሉ ንምንታይ ትፍርሙ ሙሉእ ክፍለሰራዊት ሰራዊትኩም ሒዝኩም ከለኹም ስጉምቲ ዘይትወስዱ እዚ ምርሻን እኮ እቲ ዝበዝሕ ድሕሪ ወራር ወያነ እዩ ዝነበረ ብተዛማዲ ውግእ ኣይነበረን ስጉምቲ ምውሳድ ምኸኣልኩም ሰኣን ስጉምቲ ምውሳድ ሃገር ሙሉእ ህዝቢ ሙሉእ ኣብሪስኩሞ ናብ ስደት ርግጸኛ እየ ሰራዊት ኣብ ጎንኹም ደው ምበለ። ዝኑባት ኢኹም ኔርኩም ሓቂ ይሓይሽ ገለ ደኣ ዘዐንዝዝ ፈውሲ ይገብረልኩም ኔሩ ከይከውን? ኡይ እዩ ዘብል ግን እንታይ እሞ ከማኻ ጌሩ ከኣ ነቲ ሓቂ ዝገለጾ በዓል ስልጣን ናይ ህግ የለን ነቲ ሓቅነትካን ግልጺ ልብኻን ነመስግነካ ጅግናና ኢኻ ይርደኣና እዩ ገለ ሓሰውቲ ኣግዲዖምኩም ግን ክትብድህዎም ኔርኩም ኣብኡ እዩ እቲ ጌጋኹም ኩሉሻዕ ግርህነት ካብ ገድሊ ኣትሒዝኩም ግርህነት ግርህነት ግርህነት ኣበይ ክነሽርፎ?
This men is smart ✌✌
General you are the lion of lions you are my hero the most intelligent general.
ሓው ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብሓቂ
ሓያልን ዓቕለኛን ጂግናን ሰብ ኣኢኻ።እዚ ትገ
ብሮ ዘለኻ ቃለ መሕትት ኣብ ዝተፈላለየ መዲ
ያታት ኣገዳስን መሃርን ምኻኑ ርዱእ እዩ በዚ
ኽኣ ኣባኻ ዝላዓለ ኣኽብሮት ኣለኒ። ኣብ ርእሲ
ልብኻ ሓንቲ ነገር ክላበወካ ዝደልያ ኣዚ ኹሉ
ታሪኽ ኣብ መጽሓፍ እንተተስፍሮ ብሓቂ ብዙሕ
ሰብ ምተምሃረሉ ዝብል እምነት ኣለኒ።
ዘረባኻ ንጹርን ግሉጹን ኢዩ፡ እቲ ዘገርም ግን እዞም ጀነራላትን ሓለፍትን ኤርትራስ ክትሓምቁ ብሓደ ሰብኣይ እንሳተጸፍዓኩም መጺኹም ህዝብን ሃገርን ለኪምኩሞ ንምዃኑ ጀጋኑ ዲኹም ጃናታት ኮ ምርዳእ ኣብይና ንኣዳም ገረሞ ብሓደ ጓና ሰብ ክንድዚ
ስለዚስ ኢሰያስ ጥራይ ኣይኮነን ደመኛና።
Thank you Erisat for documenting history of this honest B General.
እዝ ጀነራል ተኸስተ ዝህቦ ዘሎ ብዛዕባ ኢሳያስ ኩሉ ሓቂ ኢዩ ከመይ ኣብ 2001 ኔርትራ ሰበይ ክሪኢ ኸይደ ንሓደ ዝፈልጦ ሰብ ንሽሙ መዓርግ ኮሎነል ሰሎዎ ስማዕስከ ንስኻ ኮሎነል ኢኻ እዚ ኩሉ ጸይቅታት ሓላፍነትኩምዶ ኣይኮንኩምን ንሃገር ዝጠቅምን ዝጎድእን ክትከላኸሉሉዶ ኣይኮንኩምን ስልጣን ኮሎነልን ጀነራልን ተዋሂቡኩም ሃገር እናጠፊኢት ስቕ ኢልኩም ትርእዩ እንታይደኣሉ ሓላፍነትኩም ምስ በልኩዎ ስማዕ ኣነ ስማዊ ኮሎነል ኢየ ከመይ ኣነ እንታይ ይብል እንታይ ይገብር ሃ ኢሎም ሁ ዘይብሉ ንዓይ ይኹን ከማይ ንዝበሉን ሰለይቲ ብቐጥታ ናብ ኢሳያስ ዘብጽሑ ስለዝኾነ ደቅና ክነዘኽትም የብልናን ስለዚ መዓስ ይጣየስ ኢዩ ትጽቢተይ ኢሉኒ እወ እዛ ሰልፊ ትበሃል ብሓለፋ ዝተወደቡ ቀንጸልትን መበጻጻሕትን ኢዮም ብሓጺሩ ጀዋሲስ ኣብ ማእከል ውፉያት ሃገራውያን ኢዮም
ናይ ብሓቂ ብርጋዴር ጄኔራል ተከስተ ይዝከረኒ ብስራሕ ኣብ እቲ ትካል ማርሞ ናይ ብዓል ስዬ አብርሃ ዝነበረ 1995 ይኸይድ ኔረ ሓቲተላውን መልሲ ግን ኣይረኸብኩላን። እቲ ዝተጸርበ ማርሞ ከኣ ብሰንዓፈ ኣቢሉ ናብ ዕዳጋታት ዓለም ብባጽዕ ይኸይድ ነይሩ!!!
Kbru abona edmen teana yehabka fetari❤👍
ኣብ ውግእ ምስ ወያነ ኢሳያስ ዝሓሰቦን ዝተጸበዮን ከም ኲናት ምስ የመን ተዛቢጥና ናብ ሕጊ ክንከይድ ኢና ዓለም ኩሉጊዜ ስለዘይትውጽዓና ክትፈርደናያ፣ ኢሉ ምስ የመን ውግእ ተጌሩ ኤርትራ ንሓንሽ ከሲራ እቲ ውግእ ተዛዚሙ ተዓጽዩ። ኢሳያስ ልክዕ ከምዚኣ እዩ ተጸብዩ ኔሩ ማለት ንወያነ ብውግእ ኣፎም ነትሕዞም ፣ናብ ፍርዲ ንቕረብ ከም ናይ የመን ብፍርዲ ክዕጾ ክንገብር ኢና ኢሉ ነቲ ምስትኹታኹ ብውግእ ዓጽዩ ብቤት ፍርዲ ክሳብ 4 እንተ ተበዝሐ 5 ዓመት ክፍደርዩ ስለዚ ኢሉ ነቲ ውግእ ዝኣተዎ ይመስል። እንተ ራ ኣኻ ወያነ ከም የመን ኣይኮኑን ፣ነገር ነኺሶም ሒዞሞ 5 ዘይኮነ ኣንተ ዝኽእሉ ንዘለኣለም ክፍርስዎ ዝከኣሎም ጽዕሮም ፣ ንወዲ ዓድዋስ ወዲ መቐለ ይፈልጦ ፣ስለዝፋለጡ ክልቲ ኦም ጎራሓት ስለዝኾነ ተጠማጢሞም ኣብ ሞንጎ መንእሰይ ኤርትራ ረጊፉ ህዝቢ ከኣ ከም ስገም ተሓስዩ። እቲ ዝገርም ድሕሪ ሰላም ኢሳያስ ትኽ ኢሉ ናብ ጉዳይ ባድመን ምሕንጻጽ ዶባትን ዝርርብ ዝጅምር ኣብይ ብዘይ ቅድመኩንት ተቐቢለዮ እናበለ ኢሳያስ ዶብ ግመ እዩ ፣ይጽነሓልና ህዝቢ ይራኸብ ኢሉ ዶብ ከፊቱ ጽንሕ ኢሉ መሊሱ ካብቲ ቐደም ብዝኸፍኣ ርግጥ ኣቢሉዎ መወዳኣታ ዘይብሉ ሽንኮለል ሽኩሽኳ፣ ምስኪን ህዝቢ ኤርትራ። ቁጠባ ኤርትራ ፣ጉዳይ ዶብ ፣ኩሉ ምስ ህላወ ወያነ ተኣሲሩ ኮፍ። ዝገርም ፖለቲካ ፣ያዕ ዝብል ከኣ ዘየለ።
ዘይሕሱ ሰብ ፍሉጥ ዩ ንዘረባ ብትኽ ብትኽ ዩ ዘብላ ግን ገለ ገለ እውን ኣለው ንኸይጋገዩ እእእእ ዘብዝሑ
ጽቡቅ ኣገላልጻ ብርጌደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ
Excellent Interview.
ኣየ ብቅዓት ደስ ዝብል
ሰላም ከመይ ኣለካ ብረገደረ ጀነረላ እንተይ ይዓብስ ሕጀ
General tekeste, thank you.
Waw! Yes. He answerd the most reality answer.
We got to leav the place or Gimbar 71 at 28. 05.2000 and we got to stop at 37 Denkel. And the War was started at 03. 06.2000. Fnished at 11.06.2000. Sorry? They saied the war fnished at 10.06.2000. Sorry for that?
Becase, the war finshed at 11.06.2000..
"ንዓብ ክሕዝ ዝደሊ ጸላኢ፣ ናዓና ረጊጹ ይሓዛ።
"
ሳልሕ ዕስማን
28.05.2000
ኩቡር ኣያና ብ/ጀነራል ተከስተ ሃይለ ንምንቲ ኤርትራና ንእስነትካ ዘሃብካ ጅግና ኢኻ ገና ነታ ጅግንነትካ ከየድፈርካ ሕጂ እውን ኣዘንታዊ ታሪኽና ብምዃንካ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ናዓኻ። ነቶም ከማካ ዝተቃለሱ እሞ ትብዓት ብምስኣን ስብእነቶም ሸይጦም ታሪኽ ተተርኢሶም ዘለው ፍርሒ ኣወጊዶም ከምዚ ናትካ ክትሩኹ እላቦ ሰብ ሓላፊ እዩ ታሪኽ ግንነባሪ እዩ።
ሐስዊቲ አብ ኤርትራ ንዋርሳይ ገዛኩም ዝስርሐልኩም ነደቃይ ትስዱ መሻርፍና መኪና ገርኩም ገዛኩም ትወስዱ ሐለፍቲ አብ ስደት ወጽኩም ከአ አስያስ ትራይ ትብሉ ኩሉኩም ሐደ ሰርቅቲ
ክቡር ሓው ብሪ. ጀነራ ተኸስተ ሃይለ
አዚ ሎሚ ትገልጾ ዘሎካ ብዛዕባ ምግባት ስልጣን ናይ እሳያስ ቕድሚ ነጻ ምውጻእ. ኤርትራ ኣብ ሳሕል ኣብ ጉድጓድ ሳሕል ተሓቢኡ ንሻዕብያ ከም ሓደ ሳታላይት ይዝውራ ኔሩ ካብዚ እንታይ ንጽበ ብሓቂ ኤርትራ ዕድል ኣይገበርትን ክምዚ ዓይነት ውድብ ንባዕሉ ነጻ ዘይወጸ ንሃገር ንጽነትን ፍትሕን ከምጽኡ.
Bikielotu hira y bibahieiyatu hayilessilaseu
ኢስያስን ወያነን ሓደ ሰልዲኢዮም ንህዝቢ ኤርትራ
ትክክል ወዲሃይለ ሪኢናዮ ብዓይንና
ኣያና ጭራ ሓቂ ኣባካ ትቅልቀል ኣላ በጃካ ክትቅጽሎ ብትሕትና ይሓተካ ስለ ክብርቲ ሃገርካን ህዝብካን ማዓር ወለላ ዝጥዕም ሓቂ ዝዋዓለ ይንገር ዝሰምዐ ይቅበር ዝብል ምስላ ኣቦታት ኣዛካኪርክኒ ድስ ኣቢልካኒ ደስ ይበልካ $$$$
Kobur br. General sle ti hakegna miskrnetka yekenyelna❤️ gin sgumti kitwesdlu nerkum n Eseyas menti signet hizbi::
ዓቢ ክጋገ ኮሎስ ክከፍእ ቀዳማይ ነገር ኣብኡ ኣይነበረካን ካልኣይ ድማ ንዓሰብ ትፈልጦ ኣይመስለንን ክትቃወም ትኽእል ኢኻ ግና ኣብኡ ዝነበርና ምስ ሰነዳትና ብሂወት ኮለናስ ዓይንና ክትደፍነና ክትቃወም ትኽእል ኢኻ ታርኽ ግና ኣይትጠዋዊ ቀዳማይ ናይ ግምባር ዓሰብ ምንሰሓብ ዝተገብረሉ ማይ ብድሕሬኻ ጌርካ ወያነ 40 ኪሎሜተር ካባማይ ርሒቆም ይመጹ ስለዝነበሩ ባህሪ ኳጋኢ ተብሂሉ ዝተገበረ እምበር ዓሰብ ግደፋው ኣይተብሃላን ንዓሰብ ንምድሓን ካብ ከበሳ ክ/ስ 525,29,22,13,27 ንሓመድ ድበበ ወያነ ዝመጻ ከ ንመን ክትህበን ደልኻ
ካልኣይ ኣብ ባድመ መጀመርታ ዝኣተና ናይሽዑ ኮር 2001 2, እያ ኔራ
ብዛዕባ ናይ ሰላም ድማ ለሚናዮም ኣብ ዮ ዘይ ኮናን ናብኪናት ኣቲና
ሕጂ ጸሓይና ምስ በረቀ ጸሓይ እቶም ሸሓኒ ተልምጸሎም ምስ ዓረበ ከሲርካ ጥራይ እየ ዝበላክ
ኪድ ለኽባጥ ኣብ ዓሰብ ከማን ኣይነበርካን ክትሕስው ከምኣመልካ ኢኻ መጺኻ ከዛብ
ዝኸበርካ አያና ጀነራል ተኸስተ ብዳሓን አንቅዕ መጸኻ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መግለጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎይታ ። ታሪኽ ታሪኽ ምኻኑ ሓቂ አዩ ንድሕሪ ሕጂ ስኑድ ታሪኽ ምኻኑ ከማኻ ዝቦሉ መረሕቲ ዝነበሩ ክገልጹ ተዝመጹ ብጣዕሚ ጽቡቅ። ሄኖክ ሓዉና ድማ ብጣዕሚ ጽቡቅ ብሉጻት ሰባት ዓዲምካ ከተዘራርብ ምኽአልካ ቀጽሎ ሄኖክ ሓወይ።
Jigna GR wedi haile heroooo👑
Thanks ጄኔራል ብሓቂ ኩሉ ገሊጽካዬ ..ሓታታይ ግን እንታይ ምኳኑ አይፈልጥን ነዛ "ወያነ " ወይ ክኣ "ወራር ወያነ" ከይብል ልዑል ጥንቃቀ ይገብር ኔሩ።
@@nomore5845 ሓወይ" ወያነ" ዓዲ ዓውዲ አይኮነን ልክዕ ከም ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ አብ ምብዳል ኢዱ ዝነበሮ ውድብ እዩ ..ግዜ ምስተረጋግኣ ክኣ ህዝቢ ኤርትራ ክሓቶን ክጸባጸቦን እዩ እንድሕር ጸኒሑ.....እንተ ዓጋመ ምባል ግን ጽብቅ አይኮነን.. ንሕና ውን ዓጋመ ዘይበለ አይበልናን.. ምስ ሕዝቢ ጸገም ስለዘይብልና ..
አብ ወዲ ፍርዙ እዮም ብዙሓት ተረሽኖምና እንዳ36 ወዲ ሃይለን ወድሊቀን አብ ሰራዊት ዝሙጉስ አሰላልፋን አመራርሓን ነይሩኩም ክማኹም መራሕቲ ይተንስኡ
ወዲ ፍርዙን ወዲ ቀሪን ሰብ በሊዔም ኣብ ክ/ሰ36 ወዲ ሃይለ ካብዚታት ነጻ እዩ ሓቂ።
ኣብቲ ናይ ዓሰብ ክልተ ክፍለሰራዊት ነርና ክ/ሰ 39 ክ/ስ 19 ንሕና ክ/ሰ 39 1ብርገድ ዘይርስዕ ኣብ ቱሩጉም ዘይቡሉ ኩናት ኣቲና ብዕለት 21/05/2000 ኣብ ግንባር 71 ኮሮሽ ዝባሃል ቦታ ኣብ የማናይ ግንባር ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝነካ ቡዙሕ መስዋትን መዉጋትን ኣጋጢምና ብድሕሪኡ እቲ ተመኒና ዝሰራሕናዪ ድፋዕ ገዲፍኩሞ ዉጹ ተባሂልና ሽዑ እቲ ዝባሃል ዝነበረ ምክናይት እቲ ናይ ሰላም ዕርቂ ስለ ዝተፈራረሙ 25ክለሜትር ራሕቁ ተባሂልና እዩ ኒሩ እቲ ምክንይት ሽዑ ኣብ 37 ዓሪድና ወያነ ሽዑ ብዕለት 03/06/2000 መጥቃዕቲ ፈጺሞም፡ ኣቲ እዋን መራሒ 39ክ/ሰ ሳልሕ ዕሱማን መራሕ ክ/ሰ 19 ሓድሽ ኤፍሬምን መሬትና ገዲፍና ኣይንከይድን ኢሎም ወይ ረጊጾምና ይሕለፉ ኢልም።
Ane mara zgermeni H.G D.F. zjemera Wediewa i feltni eu ' hiwet seb tiray eu zehlf !!
Kab kulu medebatu Astebhlulu Hanti neger Kab A_ Z Axafifu serihu i feltn eu .
Xbuk neger ka a ifetun eu Buda mengsti !!
Gn ka a wala Adetatna i hagezanan . Mexikaley do kxbe wuoile enda bela Nzi wedi kelbi ' ndeken ka a na Kunat sedidenan Donkoro zkone hzbi !!
Kurb zdyskoro kezi Hzbi ezi keman yelen ' lomi ngebro tefiena Beka 🤔🤔
ኣነ ዘሕዝነኒ ጉዳይ እንተሎ ብዓል ብሬጋደር ጀነራል ወዲ ሃይለ ከምዚ ዓይነት ኣፍልጦን ታሪክን ዘለካ ጅግና ተጋዳላይ ክንስካ ምስ ካልኦት መጋድልትካ ኬንካ ነቲ ኣካይዳ ኣብ ምቅያር መስዋእቲ ክትከፍልን ሰዓብቲ ከተፍርን ምሓሸ እብል ሕጂ ኣብ ድያስፓራ ከምዚ ኔሩ ከምዚ ባ ምባል ከም ርእይቶይ ተቀባልነት የብሉን
ideman teinan yehabka fetari kubur general.
God bless ERISAT and Henoc interviewed with General Tekeste Hale I appreciate you both but the Eritrean people are confused migrant tragedy life and death in the Mediterranean sea and deserted to go to Europe everywhere in the world refugees after the independent about Badme after we changing Isayas Afewki Temporary Eritrean government will doing it is small village Gebrhiwot GEBRETNSAI uk England and thanks
ጀነራል አሰያሰ ንኤሪትራ ንምጥፋእ ኢዩ እቲውግእውን ነመንእሰይ ኣጥፊእካ ነኤርትራ አድኪምካ ሓንቲ ደክምቲ ኤሪትራ ምልማሰ ኢዩ ምክንያቱ ቀንዲጸላኢ ህዝቢ ኤሪትራ ኢዩ
Kubur B/General tekeste haile sele eti zantaka bitami eye zemesegneka yezekero eye G-15 ab zeteaserlu bi Botelonitat metsena shu zebeluna entay tebelu bezaba ezom G-15 shu eti serawit ferihu nikey zareb miknyatu eti kimetseka sele tefereh nayzi tsegem kia tegadelti nifuat ekum geganu ekum gina neti warsay gigna gina regetsekemo ekum betami bedelkumo ekum ferihu gagiyu ne nihd hidu kemzeyteaman gerkumo ember gega warsay merekakebelom neru gina mewedatu ezi koyunu terifu ezi tarina gina thanks so much gbu
btaemi tsbuk agelaltsa b/general tekheste haile edmen tienan yhabka fetari
ኣሽሓት ክኢላታታት ዘትዮምን መኺሮምን ኢደይ ኢድካ ኢሎም ከሳልጥዎም ዚኽእሉ ዓበይቲ ዕማማት ፡ ብሓደ ውልቀሰብ ንኪፍጸም ፡ ብመሰረቱ ናይ ተፈጥሮ ሕጊ ዘይፈቕዶ ምዃኑ ፡ ናይ ግናይ ባህሪ ነገር በዚ ክውንነት'ዚ ኪቕየድ ዘይክእል መራሒ ፡ ህዝብን ሃገርን ክልክም እምበር ብምንም ተኣምር ኬፍሪ ከምዘይክእል ዚዝንግዕ ኣካል እንተሎ ፡ ጥዕና ዘለዎ ስነ'እምሮ ዘይብሉ ፡ ወይ ናይ ሕልና በተኽ ዚኾነ ሰብ ጥራሕ'ዩ ።
ክቡር ሰብ ብ ጀ ወድ ሃይለ ክብረት ይሃበልና ግን ኣነ ዝገርመኒ ን ሞት ፊት ንፊት አንዳ ገጠምኩማ ዘይፈርሃኩማ ካብ ምንታይ አኩም ዳኣ ትፈርህዎም