ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ክቡር ሓወይ ወሲኩ ጥበቡን ምስጥሩን ይግለጸልካ ናይ እግዚአብሔር ጥበብ እኮ ድንቂ እዩ ኣብ ደቂ ሰባት ሓዲሩ ክንደይ ጉሩም ድንቂ ይሰርሕ ጸጉኡ የብዘሐልካ ዝሓወይ❤❤❤🎉🎉🎉
Welcome ❤
Bertie....❤
ኣብ ክ/ስራዊት ፀሓይ ብራቕ ክፈሊ ኢንዶክትርሽን ዓብይ እጅም ዘበረክተካ ብፃይ ❤❤❤❤
wow....Teamrawi bhaki
Ambasa. Hawena. 🙏😁👍👌✔️💊✔️
ንፉዕ። ኣብ ዓቢይ ደረጃ በጺሕካ ከም እንርእየካ ተስፋ ኣለኒ፡፡ ሓሳብካ'ውን ጽቡቕ ትገልጽ ኢኻ። እዙ ኣብ ትግራይ ብፍላይ ኣብ ተጋደልቲ ተኣታትዩ ዘሎ ኣማ*ርኛ ከም ትግርኛ ገርካ ምጥቃም ግን ኣባኻ'ውን ታዓዚበ ኣለኹ እሞ ንዘን ቃላት ብ ኣማርኛ መግለጺ ክትህብ እንከለኻ ጥራይ ተጠቀመን። እንዳለ ፣ ቢያንስ፣ ማርያምን፣ ዙሮ ዙሮ፣ ዝብላ ቃላት ኣብ ተጋሩ ክሰምዕ እንከለኹ ናይ ምስማዕ ሸውሃተይ ይዕጾ። ጸላዕላዕ ይብለኒ።
Gerie jigina abo snetibeb