Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 42 December 17 - 2021

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 42 December 17 - 2021 ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 42 መጥቃዕቲ ጢዖ ክፋል 42 ታሕሳስ 17 - 2021 Support - Tv Sened Tv Sened Eritra is an Independent media, sharing the eritrean common history, to bring positive and constructive ideas to improve and promoting truth and understanding.
    Tv sened run programs on TH-cam since 2007 and now it is time to support. Thank you for your contribution in advance.

ความคิดเห็น • 182

  • @Tv.senedNews
    @Tv.senedNews  2 ปีที่แล้ว +21

    Support - Tv Sened Tv Sened Eritra is an Independent media, sharing the eritrean common history, to bring positive and constructive ideas to improve and promoting truth and understanding.
    Tv sened run programs on TH-cam since 2007 and now it is time to support. Thank you for your contribution in advance.

    • @edrismussa3688
      @edrismussa3688 2 ปีที่แล้ว

      Yes I agree TV sened is very important
      For all eritrean special thanks to Antonio
      For his hard work.

    • @mercinegash8202
      @mercinegash8202 2 ปีที่แล้ว

      yes🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @user-pg1nl1mg4v
      @user-pg1nl1mg4v 2 ปีที่แล้ว

      Exactly

    • @Luliymoss
      @Luliymoss 2 ปีที่แล้ว

      Hiiiii antanyo kemay tekowean betgebero serah kelu geza hegusat ena nabenan ayenan General takesta amesgenelna zeyenfelto bezh yefletana alo zekeal entekoyenu abeza profeyel zelo tegedaley yewehanns keseta kefla serawet 85 zenbera ab semeher zetesewea deyou tegedeska eba hetetelna

  • @jonnyleo5355
    @jonnyleo5355 2 ปีที่แล้ว +23

    ክቡር ባባ ተከስተ የቀነየለና ሙሉ ጥእና ይምነየልካ 🌷❤️

  • @yohannesyemane8701
    @yohannesyemane8701 2 ปีที่แล้ว +14

    ወዲ ሃይለ ናይ ምዝካር ክእለትካ ናይ ብሓቂ ዝድነቕ ኢዩ። ልዕሊ ኩሉ ከኣ ኣስማት ሰባት ዘይትርስዕ ምዃንካ። ኣብዛ ናይ ጢዖ መጥቃዕቲ ኣብታ ንስኻ እትመርሓ ብርጌድ ኢየ ነይረ።ኣብ ቦጦሎኒ ወዲ ኪዳነ። ካብ ሕርጊጎ ኢና ተበጊስና ቅድሜና መካናይዝድ ቅድሚ ክልተ ሰለስተ መዓልቲ ተበጊሶም።ንሕና ግን ፎሮ ኣይወዓልናን ምሉእ ለይቲ ክንጓዓዝ ሓዲርና ወጋሕታ ገለዓሎ ኣቲና። ንምሸቱ ከኣ እዚ ዝጠቐስካዮ ነይሩ። እንደገና ብመሬት ክንብገስ ከለና ሰዓት 3 ዘይኮነ ሰዓት 1 ናይ ቀትሪ ኢና ተበጊስና። ንጽባሒቱ 9 30 ከኣ ካብ መካይን ነጢርና ናብ ህጁም ኣቲና። ናይ ጢዖ ኩነታት ኣዝዩ በዳሂ ኢዩ ነይሩ ግን እቲ ዝነበረ ተጋዳላይ ዝጸዓድ ሰብ ኣይነበረን።

    • @user-rd9rw9jc1d
      @user-rd9rw9jc1d 2 ปีที่แล้ว +5

      ንዝተጋገዮ እቶም ትዝኩሩዎ ኣብቲ ኩነታት ዝነብርኩ ከምዚ እንዳ ተኣራረምኩም ታሪክ ስለ ዝኮነ ኩቡራት ኣሕዋት god pls you all

    • @yohannesyemane8701
      @yohannesyemane8701 2 ปีที่แล้ว +4

      ምናልባት እዛ ጢዖ ዝወዓልናላ ንትግራይ ንምኻድ ካብ ጢዖ ተበጊስና ፎሮ ውዒልና ኔርና።ካብ ፎሮ ዓዲ ቐይሕ ካብ ዓዲ ቐይሕ ዓዲ ኣቡን ትግራይ ውዒልባ።ንምዝኽኻር ይጠቅም ይኸውን ኢለ ኢየ ዝምልእ ዘለኹ።

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 2 ปีที่แล้ว +10

    # ካብ ሽሕ ሓጎስ ክሻ ሓደ ወዲ-ሃይለ ጥሕሻ#

  • @user-cw5vn8ht8g
    @user-cw5vn8ht8g 3 หลายเดือนก่อน

    Hawoboyyy jigna

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl 2 ปีที่แล้ว +9

    አንቃኦ ብሰላም መጻኹም
    ወዲ ሃይለ.ክንዲ ሽሕ.ንበረልና ጅግና .🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @yemanezigta9775
    @yemanezigta9775 2 ปีที่แล้ว +7

    Thank U , ወዲ ሃይለ ፡ ናይ ጅግና ራያ ሽሙ ሙሉጌታ ኢዩ ፡ ንግዚኡ ናይ ኣቡኡ ስም ረሲዔዮ ኣለኹ

  • @eritreanerena7332
    @eritreanerena7332 2 ปีที่แล้ว +5

    ዘይምኖ ጅግንነት ዝመልኦ ዕላል እዚ ግዜ ከመይ ከምዝሓልፍ ዘይፍለጠካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ሓርበኛ

  • @abrahammsgna4395
    @abrahammsgna4395 2 ปีที่แล้ว +7

    ቲቪ ሰነድ ብትገብርዎ ስራሕ እንዳ ኣመስገንኩ ክቡር ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ ብምልኡ ክፋላት ገድልኻ ብተመሳጥነት ተከታቲለዮ'የ ብሂወት ምእታውካ ይሕጎስ ኣብ መወዳእትኡ ፍረቃልስኻ ብዉልቃውያን ተገቢቱ ኣብ ስደት ምስፋርካ ከኣ ብጣዕሚ ይሓዝን ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos6239 2 ปีที่แล้ว +16

    ሰላም ዝኸበርኩም B.G. ተከስተ ሃይለን ከምኡ'ውን ጋዘጠኛ ኣንተንዮ ተስፋይን! ነቲ ዘይነጽፍ ምንጪ ታሪኽ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤሪትራ ኣብ ምዝንታው ንእትገብሩዎ ዘለኹም ኣስተዋጽኦ ኣድናቖተይ ይገልጽ። *ሕቶ ኣላትኒ*፡ ንሳ ድማ ብዛዕባ ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ኢያ። ኣብ መወዳእታ 1984 ዓ/ም ብርጌድ 58 ን ብርጌድ 4 ተኽሊጥ ብምግባር ክ/ሰ 96 ኣብ ዝቖምናሉ እዋን፡ ውጩ ኣብቲ እዋን'ቲ ክ/ሰ 85 ንምቛም ካብ ብርጌድ 4 እቶም ብዓይነት ኣለዉ ዚብሃሉ ስታፋት ናይ'ቲ ብርጌድ 4 ብብዝሒ ሒዙዎም ናብ ክ/ሰ 85 ከይዱ፡ ይዝከረኒ ንነዊሕ ግዜ ኣብ ኣኼባታትን ኣብ ኖርማል ግዜን ብወግዕን ብዘይወግዕን ከምኡ'ውን ኣብ ተራ ዕላል ስለምንታይ ውጩ ከምኡ ጌሩ እናተባህለ ንነዊሕ ግዜ ብማዕዶ ይሕመ ምንባሩ ናይ ቀረባ ተዘክሮይ ኢዩ፡ ምኽንያቱ ኣብቲ ኣሃዱ ርኡይ ዝኾነ ድኻምን ህጓፍን ኣስዒቡ ኢዩ። ኣብቲ ግዜ'ቲ ክፍለ-ሰራዊትና ምስ ክ/ሰ 85 ብምንጽጻር ከነወዳድረን እንከለና ኣብ ኣሃዱና ርኡይ ዝኾነ ኣብ ኲናትን ካልእ ንጥፈታትን ሃጓፍን ድኻምን ኔሩና'ዩ፡ ኣሃዱታት ህዝባዊ ግምባር ገሊአን ድኹማት ክ/ሰ 85 ግን ሓያል እንታይ ማለት'ዩ እዚ? ከምኡ ስለዝነበረ ድማ ነዊሕ ግዜ ንውጩ ንወቕሶ ኔርና። ካብተን ኣብ 1986 ዓ/ም ተዋጺኤን ብርጌድ 22 ብምቛም ናብ ክ/ሰ 85 ዝተጸምበርና ኣሃዱታት ምንባርና እኳ እንተኾና፡ ከም ትዝክሮ ድሕሪ ምድምሳስ *ናደው እዝ* ካብ ደጀን ማለት ካብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ብኢደ-ዋኒኖም ውሑድ ዘይኮነ ቁጽሮም መንእሰያት ተጋደልቲ ኣበይ ኣላ ኣሃዱ ናይ ውጩ እናበሉ ብዘይ ኣገባብ ይምደቡን ገሊኦም ድማ ናብ ቦትኦም ይምለሱ ምንባሮም ይዝክር። ዉጩ ካብኡ ዘይፍለዩ ካልእ ስራሕ ዘይነበሮም ናቱ ናይ ኣካዳሚ መማህራኑ ነይሮሞ፡ ከምኡ ናይ ኣክዳሚያዊ ትምህርቲ ሕጽረት ዘለዎም ሓለፍቲ ህዝባዊ ግምባር ብዙሓት'ዮም ከም ናቱ ሓለፋ ግን ኣይነበሮምን ሕጉሳት'ውን ኣይነበሩን፡ ፉሉይ ሓለፋ ኣብ ውጩ እቲ ምስጢር እንታይ ኢዩ ኔሩ ትብል? ዉጩ ዘማዊ (ሴክሳም) ምንባሩ'ውን ኣይርሳዕን እቲ ዘገርም መሳኺን ደቂ ኣንስትዮ ውሑዳት ዘይኮና ብዘይካ ምግብናን ከምኡ'ውን መርወዪ ስምዒቱን እምበር ካልእ ስራሕ ዘይብለን ኔረንኦ፡ ምስ'ዚ ኣብዚ ክፋል'ዚ ኣብ ናይ ወፍሪ ደንከል ክትገልጾ ዝጸናሕካን ምስ'ቲ ኣብ ላዕሊ ጭልፋ ካብ ባሕሪ ጠቒሰዮ ዘለኹን ካልእን ብምትእስሳር ናይ ውጩ ባህሪያት ማለት ኣብ ዲሲፕሊን፡ ኣብ ዝና፡ ኣብ ጅግንነት፡ ኣብ ሓፈሻዊ ብቕዓቱን ስለ ታሪኽ ኢልካ ብምሉእ ሕልናኻ ኳሕኲሕካ ን ዉጩ ብኸመይ ትገልጾ፧?

    • @yonaskinfe6164
      @yonaskinfe6164 2 ปีที่แล้ว

      ሓዲሽ ተካታታላይ ኢካ መስለኒ ክብረተይ፡ ምክንያቱ ብዙሕ ግዜ ገሊጽዎ ኣሎ ምልስ ኢልካ ምርኣይ ከድልየካ እዩ።

    • @tomasmogos6239
      @tomasmogos6239 2 ปีที่แล้ว +1

      @@yonaskinfe6164
      ናይ ገዲም ገዲም ተኸታታሊ'የ፡ እንተኾነ ግን ወዲ ሃይለ ልቢ ግዲ ኣዕቢዩ ንውጩ በዓል በትሪ ከምቲ ዝድለ ኣይገለጾን። ወይ ድማ ንውጩ ውሽጡን ውሻጥኡን ንፈልጦ ስለዘለና ንዓና እንተዝገድፈልና ካብ ዝብል ሓሳብ'ዩ!።

    • @yonaskinfe6164
      @yonaskinfe6164 2 ปีที่แล้ว +1

      @@tomasmogos6239 ንሱ እቲኣ ዝፈልጣ ተዛሪቡ ኣሎ ከምቲ ልኩሎም ዝፈልጦም መዓስ ተሰሊሶም ዘበርከትዎ ሕማቅን ጽቡቅን ዝመጹሉ ቦታ ዘተሰውእሉ ቦታን ዕለትን ወዝተረፈ......። ከምቲ ወዲ ሃይለ ዝብሉ ኩሉ ግዜ "ናታማላላእካ"፡ በዓልካ እንዶ ደሕድሓዮ እቲ ዘይተገልጸ ዝበልካዮ ማስ ሜድያ ኣለካ ክብረተይ😍

    • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
      @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 2 ปีที่แล้ว

      @@tomasmogos6239 ሰላም ኣታ ሓውና ንሱ በታ ዘላቶ ዓቅሙ ታሪክ ይነግር ኣሎ, ንስኻ ግን ጽልኢ ኢኻ ከተምሓላልፍ. ከይ ጀመርካ 'ባዓል በትሪ 'ኢልካ ስለዚ ፍቅርን ሰላምን ተማሃር ይብለካ ከም ርእቶይ.

  • @gabrieltekie9164
    @gabrieltekie9164 2 ปีที่แล้ว +4

    Brave, eloquent guy. He has a lot to offer. Glad you survived to tell a story. I hope you write a book on this.

  • @user-jd5zd6zt6f
    @user-jd5zd6zt6f 2 ปีที่แล้ว +1

    የቐንየልና ኣያና ብ,ጀ ተኽስተ ሃይለ።

  • @khalfeyukulu3053
    @khalfeyukulu3053 2 ปีที่แล้ว +3

    የቀንየልና ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ እዞም ንኣሽቱ ወለዶ ታሪክና ብ ጡቅልሉ ውቓው ናደው ውግእ ደንካልያ ገለ ክባሃል እምበር ብዝርዝር ኣይተገልጸን ነዚ ክትገብር ምብጋስካ ብጣዓሚ የመስግነካ ።ብዝያዳ ከኣ መጽሓፍካ ብ ሃንቀውታ ንጽበ ። ካልእ ግን ክበርሃለይ ዝደሊ ፍቓደኛ እንተኮይንካ ኣብ ህግ ብርጌድ ክንደይ ዓቅሚ ሰብ እዩ ዝሕዝ ነይሩ ?

  • @Teklinoo
    @Teklinoo 2 ปีที่แล้ว +2

    thank you both of you!!

  • @immanuelbereket
    @immanuelbereket 2 ปีที่แล้ว +5

    BG T. Haile's presentation rests at the summit of leadership. Whenever in error, admit mistake, correct it and move on. Outstanding.👏

  • @michaelestifanos4467
    @michaelestifanos4467 2 ปีที่แล้ว +4

    I have big respect ✊ B/G Wedi Haile 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🙏🙏☝️☝️👌👌

  • @eyobtes5588
    @eyobtes5588 2 ปีที่แล้ว +5

    Welcome TV sened Antenio Tesfay
    And great hero B/J Tekeste Haile ! .

  • @rafaelgebre8907
    @rafaelgebre8907 2 ปีที่แล้ว +6

    How is this man so brave and at the same time so smart and articulate memories

  • @henokthededicated2732
    @henokthededicated2732 2 ปีที่แล้ว +2

    Thanks our brave father B/G Tekeste Haile.

  • @teshememsgane3008
    @teshememsgane3008 2 ปีที่แล้ว

    ኢዚይ አብ ስእሊ ንሪኦ ዘለና ርእሱ ብርሕ ዝበለ ተጋዳላይ መን ኢዩ ንጎሩና ምስ ናይ ይቅረቱኡ

    • @user-et1ls7pk8k
      @user-et1ls7pk8k 3 หลายเดือนก่อน

      ሙልጌታ ገብረህይወት (ራያ)

  • @Segen91
    @Segen91 2 ปีที่แล้ว +2

    Thank you as always!

  • @amanaraya6423
    @amanaraya6423 2 ปีที่แล้ว +6

    ኩቡር ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ, ራያ ዝበልካዮ, ኮለነል ኮይኑ አብ 2000 ዓ /ም አብ ክ /ሰ 35 ምስ ገብሪኤለ ኣዛዚ 2ይ ብርጊድ ኮይኑ, አብ ከባቢ ገልዓሎ, ዓኬሎ, ሱሙቲ, ማእበለ, ዊዓን ክሳብ 2004 ኣዛዚ ብርጌደይ ኔሩ:: ሸሙ ከኣ ሙልጌታ ይበሃል (ሽም ኣቡኡ ኣይፈለጥኩዎን ):: ብ ሰራዊት ድማ ኣዚዩ አዚዩ ፉቱው ኔሩ :: ምስ ገብሬኤለ ምስምማእ ኣይነበሮን :ኣብ 2004 ናብ ክ /ሰ 32 ከባቢ ደማስ ተቀይሩ::
    በዚ ኣጋጣሚ ብጣዓሚ እየ ዘኸብረካ ኩቡር ጂግና ኣቦ 🙏🙏🙏🙏🙏 ካብ ወድኻ ኣማን ( ትሪባ )::

  • @dawithaile1606
    @dawithaile1606 2 ปีที่แล้ว +3

    I want to thank you for everything you do. It is valuable history that we get here. What I like most is that B / G is objective even if some who are narrow minded see in the same way as they see everything else. You Antonio as a diplomatic and with patience ask questions. I wish you a Merry Christmas and a Happy New Year.

  • @edrismussa3688
    @edrismussa3688 2 ปีที่แล้ว +3

    Thank you Antonio and B/G Tekeste
    For presenting our history.
    Criminal Isyas his time is up.
    Good things coming to Eritrea.

  • @teweldekesete9286
    @teweldekesete9286 2 ปีที่แล้ว +5

    ክቡር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ስለ'ቲ ሚዛናውን አሩምን ኣገላልጻካ ካብ ዝኮነ ካልአ ተጋዳላይ ዘይረኣናዮ ትሕትናካን ብሓቂ ኪትምስገን ዝግባኣካ ክቡር ሰብ ኢካ ምሰናይ ይቅሬታ መሲሕ ርኢሶም ካብ ኣባላት መንካዕ ኣፍልጦ ተለካ ገለ በለና

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣንተኖ ኦድለኛ.ኣኻ.ምስ በዓል ወዲ ሃይለ ክማኡ ውን ብዝሐት ጀጋኑ ምርካብካ ንሶም ውን ንዓኻ ምርካቦም.ሰሰናዩ ንዓኹም ደቂ ኤረይ ምዓረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @boezteame6935
    @boezteame6935 2 ปีที่แล้ว

    እቶም ብመሬት ብዓሳዒላ ቦያ ስምቲ ዓዳይቶ ጌርና ዝኸድና ኣብ እቲ ናይ ኩናት መስመር ምስ ኣተና ቅድሚ ኩናት ምጅማርና ክልተ ነፈርቲ መጼናና ክድብድባና እዳተጸበና ከይተኩሳልና ተመሊሰን ። ስለምንታይ ከይቶኰሳልና ተመሊሰን? ብዛዕባ እዚ እንታይ ሓበርታ ኣሎካ ?

  • @dejenghermay5459
    @dejenghermay5459 2 ปีที่แล้ว +5

    ብመጀመርያ ልፍንታዊ ምስጋናይ ፡ ንቲቪ ሰነድን ወዲ ሃይለን የቕርብ ፡
    ብምቕጻል ፡
    1.ውጩ ስለምንታይ ኢዩ ብተደጋጋሚ ውጽኢታዊ ዝኮነ ሓሳብካ ዝነጽግ ኔሩ ፡ ምስቲ ኣቐዲምኩም ዝሓለፍኩሞ ቂምታ ኔርዎ'ዶ ትብል ፧
    2. ካሪካረ ብዛዕባ ሰቲኻ ምእዛዝ ናይ ውጩ ፡ መልእኽቲ ናብ ላዕለዎት መራሕቲ ኣሕሊፉ'ዶ ፡ ነኖ ተኾይኑ ስለምንታይ ፧
    3. ሚኒስተር ጴጥሮስን ጀነራል ዑቕበን ብድሕሪ ኢብራሂም ዓፋ ኣብ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ካብ ወትሃደራዊ ጉዳያት ተሳሒቦም ፧ ኢብራሂም ዓፋ ተዝነብር እቲ ምቕይያር ምተረፈ 'ዶ ትብል ፧
    ንትቡኒ መልሲ ኣቐዲመ የመስግን ።

  • @danaygdey3960
    @danaygdey3960 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ዝሓለፈ ክፋላት ወዲ ሃይለን ፡ ወዲ ስሑልን አቶም ሓንቲ ዓይነም ዝሰንከሉ ክነሶም ፡ ካብ ርሑቅ ኩሻፋ ዝርኡ ምኻንኩም ነጊርካና ነርካ ፡ ጅግና ወዲ ሃይለ ። እዚ ንባዕሉ ታሪኽ እዩ።

    • @yonaskinfe6164
      @yonaskinfe6164 2 ปีที่แล้ว

      ወዲ ሓንቢር ከኣ ምስኦም እዩ መስለኒ❤

  • @kalMHe
    @kalMHe 2 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki eyu B.G azeraribiu des zibil. Nebari tarik eyu tezentiwo zeleka tarik !!! Thank you !!

  • @ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ
    @ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ 2 ปีที่แล้ว +8

    መርሓባእ መሕደሪ ሽሕ እንታይ ዝዓብስ ድቃስ እዩ። ነዚ ካብ ወለላ መዓር ዝምቅርን ህያው ታሪኽናን ክሰምዕ ኣ ጸጋ እዩ።

  • @yonasthomas
    @yonasthomas 2 ปีที่แล้ว +1

    Kbret yehabeley aya Tekeste sle eti tegedasnteka nay Manaja zmeleskaley thank you so much

  • @samuelmussie3056
    @samuelmussie3056 2 ปีที่แล้ว +1

    Kubur abona BG Tekeste, we love you !

  • @user-pm3fb9er7l
    @user-pm3fb9er7l 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank you wedi hayle

  • @aliali-ru2gu
    @aliali-ru2gu 2 ปีที่แล้ว +2

    Respect and love to BG ........ Antonio you are professional bro.
    Keep up

  • @nakfa8195
    @nakfa8195 2 ปีที่แล้ว

    Selam selam tv sened eritrea bi et gebrwo bzuh tarik hagerna aziye endiye zhben thank you tooo for tv sened eritrea kemu wun alena media tvi ;bwegen tv sened eritrea antonyo hawey jigna eka bisrahka ezia dma fre srahka eya ane aybeka ayegudlela msaka zelewu niska tfeltom msaka Dew elom zhguzuka wun msgana jigninet habeley :bwegen alena media tv dma ayana redie mehrie kemza natka msgana tkunom ajokum nikuntal dnsh hanti dnish eya temeshmsha mo ajokum mushmushna kinsergo ena mushmushna kea flut eu so ajokum ::eseyas tekula eritrawuyan ayatatna kenetifie ente bswur ente bigahdi get mal eu mo kisenu

  • @user-oh5oj4zc8l
    @user-oh5oj4zc8l 6 หลายเดือนก่อน

    C/l mulue geta teklesenbet bserawit futuw neru

    • @user-oh5oj4zc8l
      @user-oh5oj4zc8l 6 หลายเดือนก่อน

      C/l mulue geta teklesenbet ab k/t 35 kab zneberu azezti beragid futuw azazi neru gele kab bariyatu abalatu nab tahadso msdad ayfetun eti .Ezi brged meten hayltat bqereba entekoynu mulue malti ab eaten gantatat endazere bqereba amegagbaka moralka xegemka zkatatl .hwusazazi Eyu ab wi a colona etom koblilom tebahilom teasirom zneberu ausurat agatami khalf Ms raywo raya---elom ma chederu shigara b steak gezau.sedidlom etom kemau zbelu.azezti btratka kemau ayshqun hade gze ab.gelaelo.nay.eten seleste beragid tray nerom ausurat nay raya Malet 2y brged gn ayneberen slezi neti serawit kab bmeqxaeti bmela khzo ydeli neru

  • @amantesema9427
    @amantesema9427 2 ปีที่แล้ว +2

    Tv sened btaemi tsbuk mehari tarik nab hzbi bmkrabkum nemesgnekum

  • @tesfa7382
    @tesfa7382 2 ปีที่แล้ว

    Nabka Ktwe Kefyuwo miskinay Bota Aymerexkumn

  • @mercinegash8202
    @mercinegash8202 2 ปีที่แล้ว +2

    welcome kbur harbegna General wedi haile aba treg our hero🌷🌷🌷🏅🏅🏅🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @TopTube-ey5uc
    @TopTube-ey5uc 2 ปีที่แล้ว +2

    ክቡር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ፡ ዋሕዚ ኣዛናትዋ ተሪኽካ ብሓቂ ሰሚዕካ ዘይሙኖ ኢዩ እሞ ኣብ መጽሓፍ ተጻሒፉ ክውረቕ ከኣ ተስፋ ይገብር። ልክዕ ከም ናይ ክቡር ኣቦና ተኪኤ በየነ ( ካብ ሪቕ ሕፍንቲ)። ከማኹም ይብዝሑ እንተ ነቶም ብዝተፋላለየ ምኽንያት ታሪኾም ካብ ምንጋር ሱቕ ኢሎም ዘለዉ ኸኣ ልቢ ይሃቦም።

  • @berhetensea451
    @berhetensea451 2 ปีที่แล้ว

    Thank you again.

  • @asmaralondon8912
    @asmaralondon8912 2 ปีที่แล้ว +1

    You're very clever and good memory thank you wed haile

  • @hamedmahammedsid4680
    @hamedmahammedsid4680 2 ปีที่แล้ว +2

    ኩቡር ብሪጋደር ጀነራል ወዲ ሃይለ.
    ሕቶ ሓቲተካ ነይረ ካብ ኣርስቲ ወጻኢት ኣይኮነትን.
    ስለምንታይ ክትምልሳ ዘይደለካ ኣይተረዳኣንን.
    እታ ሕቶ ክኣ ሸልሸል ዝብሃል ኣብ ግንባር ግንዳዕ መራሒ በጠሎኒ ዝነበረ መን እዩ? ሽሙ ዓብደላ ሳጉኡ ድማ ሸልሸል ዝብሃል ሓወይ ስለ ዝነበረኒ እዩ .ኣብ ግንባር ግንዳዕ ከም ዝነበረ ኣብ ደቀምሓረ ከም ዝተሰወአ እዮ ሓበረታ ዘለኒ ግን ንጽር ሓበረታ ኣይኮነን. መራሒ በጠሎኒ ከምዝነበረ ውን ተነጊሩና.ስለዚ እዚ ሸልሸል መራሒ በጠሎኒ ምሳኩም ዝነበረ ኣብ ግንባር ግንዳዕ ንሱ ዶ ይከውን? ንሱ እንተኮይኑ ከ ቅሩብ ብዛዕብኡ ክትነግረና ትክል ዶ?
    በጃካ ተገዲስካ መልሰለይ .ወዳሓንካ.
    ሰሰናዩ
    ኒሳልሳይ ግዘ እየ ዚሓትት ዘለኩ.

  • @user-cw6kk2id2v
    @user-cw6kk2id2v 2 ปีที่แล้ว +2

    ኩቡር ኣቦና ብ/ ጀ ተከስተ ሃይለ ስለ እቲ ኩሉ ሚዛናዊ ዝኮነ ታሪክ ህዝብን ግንባርን ሃገርና ኤርትራ እትህቦ ዘለካ ከየድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን። እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ነቲ ሓቅን ቅኑዕን ዝኮነ ታሪክ ህዝብና ካብ ምትራኩ ግን ድሕር ኣይትበል፡ ንምንታይሲ ታሪክ ዝፈጸምኩሞ ናባና ናብ ደቅኩም ክመሓላለፍ ኣለዎ። ካብ ታሪክ ጎረባብትና ምፍላጥ ታሪክ ጀጋኑ ኣቦታትና ክንፈልጥ ብጣዕሚ ዓቢይ ግደን ታራን ትጻወት ኣለካ።

  • @thebabel-mandebproject2170
    @thebabel-mandebproject2170 2 ปีที่แล้ว +1

    Sebay sebut respected MEN !!

  • @mokonenbrhane8992
    @mokonenbrhane8992 2 ปีที่แล้ว +5

    ክብረት ይሃብኩም እዚ ፈጺሙ ክይርከብ ዘይክእል ዶክሞንታሪ እዩ

    • @kflaymeles6835
      @kflaymeles6835 2 ปีที่แล้ว +1

      ኩቡር ሓውና ኣንቴኖ እዚ ሒዝካዮ ዘለኻ መደብ ታሪኸ ገደልን ፍጻመ ወይ ዝነበሮም ጅግንነትን ናባና ንምብጻሕ ዝገበርካዮ ጻዕሪ ።ከምኡ ካኣ ኣቦናን ኣያናን ኩቡር ብገዳል ጀነራል ተኸስተ ሃይለ የመስግን
      ኣነ ዝሓተሉ ስውእ ጅግና ሳሙኤል ሙኑይ( ወዲ ሙነይ) ገለ ክትብና ዝካኣለካ እንተ ኮይኑ ብእትህቡኒ መልሲ ኣቀዲመ የመስግን

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 2 ปีที่แล้ว +4

    ኩቡር ታጋዳልይ ወዲ ሃይለ ስላምምም

  • @mustofaidris1017
    @mustofaidris1017 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ብዛዕባ ሕቶታት ዝምልከት እቲ ክትምልሶ ትደልዮ መልሶ
    እቲ አገዳሲ አይኮነን ትብሎ ግደፎ
    እንተ እዚ ሓድሽ ወሎዶ ወላ ሓንቲ ብዛዕባ ህግሓኤ እፍልጦ የብሉን
    እንተ ሓተተ ብቅንዕና ምዃኑ ክም
    ርዱእ ክውሰድ እላቦ
    ካብ ዝቀርብ ዘሎ ሕቶታት ተበጊስካ ርድኢት መንእስያት አብ ምምእዛን ክጠቅም ይኽእል ዝብል እምነት አለኒ
    ስለዚ ዝኾነ ሕቶታት ክሕተት እንተንዕገስ ጽቡቅ ኮይኑ ይስማዓኒ

  • @risomlegese387
    @risomlegese387 2 ปีที่แล้ว +1

    የቀኔልና ወዲ ሃይለ ቁኑዕ ሰብ

  • @eri-boy8727
    @eri-boy8727 2 ปีที่แล้ว +3

    Wwww I admire you abona b/g wedi haile especially yhe way how you apologies keep it up👌
    I wish long live to you

  • @tes7513
    @tes7513 2 ปีที่แล้ว

    THANK YOU LIKE ALSWAYS B.G

  • @wedihaile6997
    @wedihaile6997 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ዝገርም ስብእነት ኢዩ ተኻይዱ
    B/G ወዲ ሃይለ : ብሳላኻን ብሳላ እቶም ግዱሳትን ንሰራዊት ግቡኡን ሓላፍነቱን ትከታተልዎ ዝነበርኩም ባህ ዘብል ሱሩዕ ኣከያይዳ ኢዩ :
    ብምቕጻል ሕቶ ኔራትኒ እሞ ሕቶይ ድማ ከምዚ ትመስል :
    እተን ክልተ { 2 } ታንኪ ኣብታ ክሳድ ንኣርዓኖ ክጥቅልቀ ከለኻ ዝተሃረማ ኣለዋ እሞ እዚአን ናትና ዲየን ወይስ ናይ ጸላኢ ?
    ምኽኒያቱስ { E R } ተጻሒፍወን ስለዝራኣኹወን እየሞ መልስኻ ይጽበ :
    ንእትህበኒ መልሲ ድማ ብኣኽብሮት ይጽበ ።

  • @redseapegasus7648
    @redseapegasus7648 2 ปีที่แล้ว +4

    ኩቡር ጀነራል ወዲ ሃይለ ፍቓድካ እንተኾይኑ ኩነታት ናይቶም ሓደስቲ ተጋደልቲ ማለት ናይ 90 ኣብ መጥቃዕቲ ደንከል ከመይ ነይሩ የቐንየለይ።

  • @bashailema9043
    @bashailema9043 2 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቕ መሃሪ መደብ ቀጽልዎ:: ንወዲ ሃይለ ክኣ የቐንየልና ንብል።ሕቶ ኣላትኒ:: ኣብ ጊዜ ናጽናት ኤርትራ ኣብ ግንባር ጊንዳዕ ነይሩ እንታይ ከብዝተሰመዖ'ባ ሕተተለይ::

  • @veronicaeyob3150
    @veronicaeyob3150 2 ปีที่แล้ว +1

    Klite aynis megayexi 😁😁it has a message also funny. Bhaki nihsger BG Tekeste Haile you’re a hero. Journalist Antonio good finish God bless you both deki Eri 🇪🇷

  • @mlikasmilkiaspro944
    @mlikasmilkiaspro944 2 ปีที่แล้ว +2

    በለዛ(ብርሀነ ተኣገስ )አዩ ሽሙ ምስ መኮናን ገብራኣብ ድቂ ሀውብታት አዮም

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 2 ปีที่แล้ว +5

    ሰላም ኩቡራት ኣሕዋት
    እንቋዕ ብደሓን መጻኹም።
    ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ
    ነዚ ማይ ክትሰትዮ ከሎኻስ
    እቲ ጽምኢ ናይ ሳሕልን ደንከልን
    ክሳብ ሕጂ ዘይወጸልካ ኢኻ ትመስል
    Just for fun 🤣🤣🤣🤣👍👍👍👍

  • @tedrosgebremaryam3101
    @tedrosgebremaryam3101 2 ปีที่แล้ว +2

    Raya mulgeta teklhaymnot eu zibhal wedi haile gigna

  • @kidaneserteyonas1939
    @kidaneserteyonas1939 2 ปีที่แล้ว +1

    Wedi Haile, I really admire u how u hv unique memory to remember ur military events u have passed in ur life.
    I really appricate u are the one and the most detailed history of our eplf struggle for independence u are doing. God bless u hv god health my comrade.
    Always proud of u our brave veteran Hero fighter.

  • @teweldemedhinmogos3259
    @teweldemedhinmogos3259 2 ปีที่แล้ว +2

    ናብ ዝኸበርካ ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ፥
    ነዚ ትገብሮ ዘለካ ቃለ-መሕተት ንመእሰይ ኤርትራ ሓላፍነት ከስክም፡ ሓረግ ቃልሲ ወይ ድማ ምትክኻእ ገድሊ ክቅጽል ክሕግዝ ዝክእል ኾይኑ ይስማዓኒ። እዚ ወለዶ victimization mentality ዝወደቐ ኾይኑ ይስማዓኒ፡ ከምቲ ደሃብ ፍቲንጓ ዝደረፈትሉ "ኣያ ዝበደሎ" ወለዶ ተባሂሉ ኣሎ። እዚ ከይኣክል ድማ፡ ኣብ ክንዲ ናይ ሓባር ሃገራዊ ፍታሕ፡ ውልቓዊ ፍታሕ ነናዲ፡ ግና ስቓይና ይበዝሕ ኣሎ። ብዝኾነ ክላበዎ ዝደልይ ጉዳይ፥
    1) TV Sened ኣብ ክንዲ ወዲ ሃይለ ከምቲ ዝብሎ፡ እሱ ዝነነሮ ሓንቲ ፍጻሜ፡ ሓንቲ ቦታ፡ ምስ ውሱን ክ/ሰ ወይ ጉጅለ እዩ ዝዝንተው ዘሎ እሞ፡ ኣብ'ቲ ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ ዝነነሮ፡ ካልኦት ኣብቲ ቦታ ዝነበሩ ምዕዳም፡ ነቲ ታሪክ ፡cross check እንተኾይኑ ዝያዳ ተቐባልነት ይህልዎ። ድሕሪ ወዲ ሃይለ ምስኡ ዝነበሩ ክትዕድም እንተትክእል ጽቡቅ ኔሩ፡ ድሕሪ ገለ ክፍል፡ መመላእታ/መኤረምታ ክህቡ ዝክእሉ ተምጽእ ይላቦ።ንኣብነት ኣብ'ዛ ክፍል ሃብቶም ጉርጃ ተጠቒሱ ኣሎ፡ ኣብ ስውድን ምሳካ ስለዘሎ፡ ትዕድሞ ጽቡቅ ኔሩ።
    2) እዚ ቃለ-መሕተት ከም።መጽሓፍ ኣብ ዝጻሓፈሉ ኣብ ክንዲ ታሪክ ወዲ ሃይለ ዝኸውን ነዚ ንምስናድ ከም project ተታሒዙ ገንዘብ ካብ ህዝቢ ተዋጺኡ፡ ክእላታት ዝሳተፍዎ፡ እተን ዝነበረን ናይ ክልቴኤን ክ/ሰ ታሪክ ተባሂሉ እንተዝጻሓፍ፡ ኣብ ክንዲ ናይ ሓደ ሰብ ታሪክ ናይ ሃገር ታሪክ ሙዃነ ዝብል እምንቶ ኣሎኒ።
    - ሓንቲ ንእሽቶ ሕቶ፡ ኣብ'ዚ ናይ ደንከል መጥቓዕቲ ብ/ጀ ቢተወድድ ኣብርሃ ፍጽም ኣይተጠቅሰን እሞ፡ ምናልባት ኣብ ዳሓር ዝተሓወሰ እንተኾኑ፡ ግና ቁሩብ ብዛዕብኡ እንተትፍእመልና፥ 2) ተስፍ እገብር ዓሰብ ምስ ኣተኩም፡ ሓደ ክፍል ትፈልጦ ኣብ ጉዳይ ብልሽውና ተባሂሉ ዝተኸሶ? ኾታ ካልእ ታሪክ ቢተው ብወገነይ ይጽበ።
    ወ .ዳሓንካ
    ዳር ሞጎስ ያቆብ
    ካናዳ

  • @user-qj5rb6sy5e
    @user-qj5rb6sy5e 2 ปีที่แล้ว +1

    ኩብር ኣቦና ብሪጋደር ጀነርል ተከስተ ሃይለ ከቢድ መውጋቲ ከምዘለካ ዝፍለት ዩ ንፍሉይ ሓይሊ መርሕካ ደንከል ክትብገስ ምስቲ ሃለክለክን ጽንክርነት ናይቦታን ጉዕዞን ዝበድሃካ ኣጋታሚ ነሩዶ ፡ደንከል ክትብገስ ኮሎካከ ኣካላዊ ብቅዕትካ ሙሉአዶ ነሩ ዋላስ ቃንዛካ ዊሕትካካ ተበጊስካ ፡ጸገማትካ መሪሕነት ናፈለትዎ ናብ ኣዚዩ ጽንኩርን ሃለክለክ ዝቦዝሖ ቦታ ምምዳብካ ግር ስለዝበለኒዩ ተተብርሃልና ወይስ ሙሉአ ብምሉአ ሓዊካካ ፡ዝደከምክምላ ሃገር ንዘላለም ትንብር።

  • @mulugetaembaye2151
    @mulugetaembaye2151 2 ปีที่แล้ว +1

    Guss what i gave tumbs up enenthough before the interview

  • @user-pg1nl1mg4v
    @user-pg1nl1mg4v 2 ปีที่แล้ว

    Respect ወዲ ሃይለ

  • @danieldawit8890
    @danieldawit8890 2 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️

  • @amanuelabraham4006
    @amanuelabraham4006 2 ปีที่แล้ว +1

    Edmen Tienan yihabka, Jigna Wedi Haile.

  • @zuzunatey4678
    @zuzunatey4678 2 ปีที่แล้ว +1

    Tekle manjus eyu klte ayni megayexi zbl

  • @johnhaile4682
    @johnhaile4682 2 ปีที่แล้ว +7

    Here is another day with the most respected B/G Tekeste to hear all the detailed history from his endless memory , You are all history by your self. I am proud to be Eritrean because this nation give birth to such amazing heroes.

  • @betizehabeniagube.3997
    @betizehabeniagube.3997 2 ปีที่แล้ว

    Selam Amlak msakum ykun Tv.sened batgebrwo zelekum bzuh andamesgenku
    Ndhrit temelise yreyo aleku nzaba mesih Rusom wedi kebabai mendefera
    Gin krekbo eykealkun
    Abeyenay kfal ykewin ztekeso wedihayle
    Nhutey degimka ktmlseley behankewta ytsebe hatati Zemenfes mknyatu bkemey meytu kfelt delie B.G abona tekeste akea natna konka
    Tv.sened win kab lbi kbret yehabelna.

  • @boezteame6935
    @boezteame6935 2 ปีที่แล้ว

    ነቶም ብመሬት ክንከይድ ዝተመደብና ንኣጋር ይኹን ንመካናዝ ኣብ ጋላዕሎ ብሚጀ ርጀንራል ውጩ ጢዖ ክነጥቅዕ ምዃና ተሓቢርና ኢና ። እቶም ብባሕሪ ክትከዱ ተመደብኩምኩም ዝነበርኩም ምሳና ፡ ምስቶም ብመሬት ክንከይድ ተመደብና፡ ኣይነበርኩምን ድኹም ? እተነርኩም'ከ ረሲዕካያ ድኻ እዛ ንብሙሉኡ እቲ ሰራዊት ዝተዋሃበት ሓበሬታ ?
    ዶ ወይስ ነቶም ብባሕሪ ክኸዱ ዝተመደቡ ሰራዊት በይኖም ኢኹም መግለጺ ሂብኩምዎም?

  • @binyamyemane5969
    @binyamyemane5969 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ወዲ ሃይለ ናይ 42 ፓርቲ ብጣዕሚ ጽቡቅ ተሪኽኻ ቀዳማይ ኢድ ብወዓልቱ ዝትረክ ሓቅነቱ ኣዝዩ ውሑስ ስለዝኮነ የቀንየልና ንብለካ ናይ ኩልና ኤርትራዊያን ብፍላይ ካአ ናይ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነዛ ሃገረ ኤርትራና ክንመልስ ክብረታ ሉእላውነታ ባሕራን መሬታን እሞ ኻአ ናይዘለኣም ካብ ውሉድ ናብ ውሉድ ትሰጋገር ክብርቲ ሃገረ ኤርትራ ብዓወት ዘምጻናያ ኣዝና ንኮርዓሉን ንሕበነሉን ጂግና ወለዶ ኢና ። ኩላ ሓለፍታን ተጋደልታን ከም ማይን ጸባን ኮይና ነቲ ገድሊ ኣብ ፍጹም ዓወት ዘብጸሔት ብጣዕሚ ዘደንቅ ጂግንነት ሓቦነት ትብዓት ዝሰነቀ ክትዛረበሉ እውን ንባዕሉ ዘስደምመካ ጂግንነት ብምኳኑ ክብርን መጎስን ነቶም ገና ብሂወት ዘለውን ከም እውን ዘለኣለም ዝኽሪ ነቶም ዝሓለፉ ። እዚ ሓቂኛ ታሪክ ትስንዶ ዘለኻ ናይ ኩልና ስለዝኮነ ዓቢ ምስጋና ኣለና ። ሓንቲ ግን ሕጂ ከነስተብህለሉ ከለና ካብ ዝለዓለ ክስብ ዝተሓተ ኣባል ህዝባዊ ግንባር ብጣዕሚ ከመይ ጌሩ እዩ ክንድዚ ኣራእስ /ኣታሓሳስባ/ ሰባት ኣብ ሓደ ከተንፍሱ ጌሩ ። እዛ ስደራቤት እኮ ምስ ናይ ባዕላ ውልዳት ትበኣስ ዘይምስምማዕ ባህርያት ትገብርሲ ፡ ናይ ህዝባዊ ግንባር ዝገርም እዩ ብስኒት ብፍቅሪ ብሓልዮት ዝተነደቀ ። ወዲ ሃይለ ኣብቲ ዓቢ ናይ ኩልና ታሪክ ትትርኮ ዘለካ ገለ ገለ ከም ምስ መሳርሕትኻ ዘይምርድዳእ ኣብ ኩሉ ኣሎ ፡. ስለዚ ናብቲ ዓቢ ትትርኮ ዘለካ ከተተኩር በዚ ኣጋጣሚ ይላወበካ ። ኣደን ውላዳን ከማን ከይተባኣ ኣይውዕን እዮም ነንዶ ብዝመሸ መጺኡ ኣብ ሓደ ተጠርኒፉ ክሳብ መስዋእቲ ዝሓትት ብሓንሳብ ክሰርሕ ። ደጊመ ግን ንህዝባዊ ግንባር የደንቆ ።

  • @yemanegebremedhin1841
    @yemanegebremedhin1841 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣንበሳ ወዲ ሃይለ

  • @yonassimon74
    @yonassimon74 2 ปีที่แล้ว +3

    ስላም ዝኸበርካ ኣቦና ኩቡር ጀነርል ተኸስተ ሃይለ
    ኩቡር ወዲ ሃይለ ዝካ ኣል እንተ ኮዩኑስ ሑቶታት ነረናኒ
    1/ ሓረበኛ ሱዉኡ ውጩ ኣብዚ ኤን ክልተ ግዜ ጥራይ ድዩ ሰትዩ ኣጋጢሙካ እቲ ምንታይ ሲ ካልኦት ሂወቶም ንክውፉዩ እንዳ ተቃዳደሙ። ኑሱ ኣብ መስተ ክርከብ እንታይ ጽልዋ ኣሎዋ
    2/ ብ ወታሃደራዊ ዲዲፒልን ከ ክታሓዝ ዶ ኣይተኻ እለን ። እቲ ምንታይ ኣብ ባጽዕ ዑቑበ ኣብርሃ ን ጴጥሮስ ስሎሙንን ተዛሪቦሞ እንተ ኢልና። ስለምንታይ። ወታሃደራዊ ስጉምቲ ክውሰደሉ ዘይካ ኣለ ዶ ሓለፍቲ ክም ድሌቶም ክኾኑ የፍቅድዩ ?
    3/ ከምዚ ዓይነት ምጉዳል ድስፒልን እንዳ ሃሎዎ። ናብ ሓልቃ ስታፍ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ምብጹሑ ቁኑዑ ኮዩኑ ዶ ይስማዓካ ?
    ክርምን ሞጎስን
    ዕድመን ጥዕናንን ይሃበልና

    • @semerehadgu7031
      @semerehadgu7031 2 ปีที่แล้ว +1

      ጽቡቅ ሕቶ! ግን ኣብ ዘይ ሰምዓካ ደብሪ ኣይትማህለል ዝነበረ ግዜ ኢዪ ዝመስል ክንደይ ግዚ ተኸሲሱን ተረቲዑን ብዝኮነ ን ለባም አንፍተሉ ኢዩ ንግዜ ንሃቦ ። ክብሩ ኣቦና ጅግና ብር. ጀነራል ሃይለ ብምስክርነትካ ንሕሉፍ ጌጋና ተናሲሕናሉ ንጅግንነትካ ከአ ተሓቢናሉ። ምሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሃንካ ፈጣሪ።

  • @adhanomdebas5512
    @adhanomdebas5512 2 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ጽብቕ መደብ
    ጥዖ መኣስ ኢያ ናጻ ወጽኣ
    ሃወይ 27/3/1991 ተሰዊኡ
    ምስዚ ትብሎ ዘለካ ሓደ ዶ ይከውን

  • @ademabdela5539
    @ademabdela5539 2 ปีที่แล้ว

    Merhaba kubur abo abshirka

  • @kaprino
    @kaprino หลายเดือนก่อน

    ብርጋዴር ጀነራል ዛኣክል ሰብ ሲ ምስዞም ዘይየቅሙ ናይ ዩቱብ ተቀለብቲ ኮፍ ኢልካ ክትዝርዘረሎም የዋርድካ ዳኣ ንስካስ።

  • @lulyabereke7848
    @lulyabereke7848 4 หลายเดือนก่อน

    Gin zikeberka wedi hayle .wuchu eti bira kabaey amxiuwo .ab hizbawi ginbar meste nieru diyu yifiked diyu ke .
    Serawit may ziste sienu halefti kea meste .saebienu ke ?

    • @yonasafeworki5568
      @yonasafeworki5568 4 หลายเดือนก่อน

      ካብ እንዳ ሜሎቲ እምበር

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 2 ปีที่แล้ว +1

    ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ ንትገብሮ ዘለካ ትረካ ብዙሕ ኣድናቆት ኣለኒ ። ኣነ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ክትመልሳን ከይትመልሳን ግን ኣባካ ይምርኮስ ብኣክብሮት።
    ብዛዕባ ገረዝጊሄር ዓንደማርያም ( ውጩ ) ብዙሕ እዩ ዝዝረብ ገርሂ ምካኒ፡ ምእዙዝ ምካኑ፡ ዓሻ ምካኑ ግበር ምስዝብሃል ከመዛዝን ኣይክእልን'ዩ ብዘላታ ምትግባር፡ ሓንቲ ዕላል ውን ኣላ " መስፍን ሓጎስ ኢሰያስ መጋባይ ኔሩስ ንውጩ ኪድ ቅጫ ሃብኒ በሎ ክከልኣካ'ዩ በሎ ኢሉ ሊኢክዎ ፡ ከምዝተባህሎ ኢሰያስ ቅጫ ሃበኒ ምስ በሎ ንሱ ክኣ ሰሊዑ ምስ ሃቦ እንታይ ድኣ መስፍን ክከልኣካ'ዩ በሎ እንድዩ ኢሉኒ ፡ ዝብሉ ብዙሕ ዕላላት ኣሎ። ብዙሕ ሓለፋ ብኢሰያስ ዝግበረሉ ምካኑ ይሕበር እዩ ንሕና ኣብ ንዕዘቦ ውን ኣብ ዝኮነ ንኢሰያስ ጽንኩር ዝነበሩ እዋን ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኒ ኢሰያስ ዝኮነ ውሑዳት ሰባት ኣለዉ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ'ዩ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ጉዳይ ሳምሶም ወዲ-ቀሺን ፍቅረን ብ/ጀ ስምኦን ዝነበረ ትራጀዲ ቀንዲ ተዋሳእን ኣዋፋርን ከምዝነበረ ይፍለጥ ግን ሂወት ክልተ ሰብ ስምኦን ውን ብጥይት ፈተነ ቅትለት ክግበረሉ ኮሎ እዚ ውን ሸለል ተባሂሉ ዕበጦ ዕበጦ ብትሒም ትሒም ተሓሊፉ ክሳብ ሕጂ ዘይተፈትሐ ግድል ኮይኑ ኣሎ። ስለምንታይ እዩ ግን ክሳብ ክንድዚ ሓለፋን ስምን ዝግበረሉ እዚ ወተሃደራዊ ጅግንነቱ ኣብ ቦትኡ ኮሎ? ምስ ምሉእ ኣክብሮት!
    ወዲ-ሃይለ ካብ ጀርመን

  • @mulugetaembaye2151
    @mulugetaembaye2151 2 ปีที่แล้ว +2

    What a memory አዋይ ናይ መዘኻር ተመከሮ

  • @chaytekle3918
    @chaytekle3918 2 ปีที่แล้ว

    Tiena yhabelna kubur jigna tegadaley general tekeste haile

  • @tesfittekle7535
    @tesfittekle7535 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም አምላኽ ምሳኹም ይኹን ።
    ራያ ምሉእ ጎይታ እዪ ዝባሃል አብ 2000 ዓ/ም ምስ ምቋም ክ/ስ 35 መራሒ 2 ይቲ ብርጌድ ዝነበረ ።አብ ገልዓሎን ከባቢኡን
    ንሱ እንተ ኾይኑ ካብ የማነይቲ ኢዱ እታ አመልካቲቶ አጻብዕቱ ቆራጽ።

  • @tesfalemtewolde8352
    @tesfalemtewolde8352 2 ปีที่แล้ว +2

    Wedi haile jigna abi tmhrti jigna

  • @eritreakoekoe1887
    @eritreakoekoe1887 2 ปีที่แล้ว +1

    Kubur Haw TEGADALAY B/G wedi Haile,
    BaAl WUCHU meste edna setyu( ab ageba meste kseti dengu u y atu ,meste set u azizu)zet Halafnetwi sirah enda serHu, hiwet TEGADELTI ab Hadega ( direct and indirect).
    Entay fuluy kElet sle zelewo shelel tbahilu, walas eti ganin Adi halo ab u kof abilwo?

  • @kuflomteame9865
    @kuflomteame9865 2 ปีที่แล้ว

    Bmejemerta thank you so much sleti sefihn mesatn elal tarikka kbur abona Brigader General Tekeste Haile ( wedi haile ) mnalbat tfelto ente konka hawey neruni sfh zbele habereta yebleyn gn Kab Saudia mexyu eyu ab 1990 teselifu ab Baxe eyu wn tesewiu Smu Tekle Teame ybhal

  • @huruymesfin63
    @huruymesfin63 2 ปีที่แล้ว +1

    ዓይንካ 15/07/79 ከም ዝትሃረምካ ገሊጽካ ኣለካ እሞ ፥ ፍቃድካ እንተኮይኑስ ኣበይ ቦታ ኣብ ከመይ ዝበለ ኩነታት ዩ ኔሩ ተትገልጸልና ጽቡቅ ኔሩ? ከም ኩሉ ግዜ ታሪክ ኣቦታትና ክንፈልጥ ከይትሓለልካ ንትገብሮ ዘለካ ጻዕሪ የመስግነካ።TV ሰነድ ውን ንትገብርዎ ዘለኩም ጻዕሪ ነመስግነኩም።

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 2 ปีที่แล้ว +3

    እንቋዕ ደሓን መጻኩም ጀነራል ወዲ ሃይለን ጋዜጠኛ ኣንቶንዮን ከም ርኢቶ ኣብቲ ኣገዳሲ ኣርእስቲ ብቪድዮ ወይ ስእሊ ዝተሰነየ እንተኮነ ነቲ ታሪክ የመቅሮን ይድርዖን ኢዩ።

  • @futsumgful
    @futsumgful 2 ปีที่แล้ว

    👍 proud

  • @Hanibal77777
    @Hanibal77777 2 ปีที่แล้ว +1

    jegna wel come

  • @mulugetaembaye2151
    @mulugetaembaye2151 2 ปีที่แล้ว +2

    I wish mesfun hagos come clean to tell us the truth but the truth

  • @robelmehretab9442
    @robelmehretab9442 2 ปีที่แล้ว

    God bless you hero ...lion

  • @zekariassahle5979
    @zekariassahle5979 2 ปีที่แล้ว

    Selam B/G Tekeste Adaylo kab tio nmrab zey konet nab debub eya trkeb kal btami xbuk tarik

  • @alekueyezebl701
    @alekueyezebl701 2 ปีที่แล้ว +1

    እንቃዕ ሰላም መጻኻ ኣያና ብ/ጀነራል ወዲ ሃይለ መመላእታ ኣላትኒ ነቶም ምኽትላት ሓለፍቲ ግን ኣብቲ ምጥቃስ ኣስማቶም ይጥቀሱ የለውን ኣብዝቅጽል ኣሽማቶም ክጥቀሱ ንደሊ ኣለና

  • @keseteyakob5895
    @keseteyakob5895 2 ปีที่แล้ว

    Gigna abona niberelna

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ኤርትራ ዘይተፈጸመ ግፍዒ የለን። ገለ እሞ ፈጺሙ ተረሲዑ ግን ዝቕጽል ዘሎ እዩ። ኣብ በዓል ጀብሃ ናይ መንነት ጽንተት ወይ ጀኖሳይድ ተፈጺሙ እዩ። ኣብ ኣፍሪቃ ንመጀመርያ ግዜ ናይ ገዛእ ርእስና ቋንቋታት ፈንፊና ፡ ብሓዊ ዘንደድና ንሕና ኢና። እዚ ማለት፡ ናትና ባህልን መንነትን ነብስና ፈንጂርና፡ ነብሰ ቕትለት ፈጺምና ማለት እዩ። እቶም ሓሰውቲ በዓል "ንዘይ ስንኻ ሑጻ ቖርጡመሉ" ተበለጽቲ ፡ ሰብ ፈሊጥዎም እዩ። ሓደ ሰብ መንነቱ ቋንቋታቱ - ትግረ ትግርኛ (85% ኤርትራ ) - ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ በቲ ኣብ ባርነት ዓረብ ዝነብር ሰንፈላል ርእሱ፣ ንገዛእ ርእሱ ገና ካብ ዓረባውነት ሓራ ዘይወጸ ፡ ንኤርትራ ሓራ ከውጽእ ብቕዓት የብሉን። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን መንነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ

    • @user-xx6cd2qr1g
      @user-xx6cd2qr1g 2 ปีที่แล้ว

      Zeg Dagmawi ኩቡር ጻሓፊ እዚ ኣብዚ ኣምጺሽካዮ ዘለካ ኣርእስቲ፡ንምንታይ ዕላማን እንታይ ንምባልን መጺኡ ከምዝርሎ ብውልቀይ ኣይተረዳኣንን።ስለዚ ዕላማ ናይ ጽሑፍካ ብንጹር እንተ ተቀምጦ ኣንባቢ ብቅልል ዝብርለ መንገዲ ምተረድአካ ኮይኑ ይስመዐኒ ምስናይ ይቅረታ።

    • @eritreanhiwot4667
      @eritreanhiwot4667 2 ปีที่แล้ว

      መሰረት ጽሑፍካ ስነ ሓሳብ ኣግኣዝያን ምዃኑ ግሉጽ እኳ እንተዀነ ብዙሕ ናይ ሃውሪ ዘረባታት ደርቢኻ ኣሎኻ። ጆኖሳይድ ተፈጺሙ ኢልካ። መዓስን ኣበይን? ቋንቋ ኣንዲድና፡ ብኸመይ? መንነቱ ዝፈንፈነ፡ ዓረባዊ፡ ብምንታይ መርትዖ?
      ኣብ ዝዀነ ሕብረተሰብ ውሑዳን ብሄራት ኣለዉ። ውሑዳን ብምዃኖም ጥራይ ግን፡ ተክኒካዊ ጸገማት እንተ ዘየልዮም፡ መሰሎም ኩሉ ክኽበር ይግባእ። እኳ ድኣ ባህሎምን መሰሎምን ብሰንኪ ዋሕዶም ተዓብሊሉ ከይድቆስ ብዝያዳ ምትብባዕ ክግበረሎም ይግባእ። ስኒትን ስምረትን ብኸምዚ ኣተሓሳስባ እምበር ዘየለን ዘይነበረን እናምጻኻ ብምዝርራግ ኣይኰነን።

  • @kemmenbibu8246
    @kemmenbibu8246 2 ปีที่แล้ว +1

    ክሳብ ሕጂ ዘይተረዳኣኒ አብ ህ•ግ ሓደ ታሕተዋይ ንላዕለዋይ ሓላፊ ክነቅፍ አይክእልን ጥራይ ዘይኮነስ ገጽ ከማን አይዋህብን እዩ ኔሩ። ከምቲ ዝበልካዮ ዲክታተርነት ካብ ሜዳ ኢኹም ተሰኪምክሞ አቲኹም። ክልተ ግዜ ናብ ውጩ ዝቐረበ ሕቶ አቕሪበ ኢልካ ። ካብ ናይ ውጩ ዝዓቢ ጌጋ አብ ልዕሊ መንካዕን የሚንን ካልእን ኔሩ እንድዩ ስለምንታይ ከተልዕሎን ክትሓተሉን ዘይከአልካ። በቲ ኻልእውን ውጩ ካብቶም ከይተማህሩ አብ ላዕሊ ጽፍሒ ዝበጽሐ እዩ ኢልካ ግን ድማ ጅግና ተዋጋኣይ እዩ ኢልካዮ። ጀግንነት ሓደ ቀንድን ወሳንን እዩ አብ ኲናትን ውግእን።

  • @teshememsgane3008
    @teshememsgane3008 2 ปีที่แล้ว

    100%

  • @mlikasmilkiaspro944
    @mlikasmilkiaspro944 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም

  • @teweldekesete9286
    @teweldekesete9286 2 ปีที่แล้ว +2

    ስም ናይ ራያ ምሉጌታ ገብረሂወት ኢዩ ዝብሃል

  • @tumaygebre9487
    @tumaygebre9487 2 ปีที่แล้ว

    100 part ketbxh alwa hzbi eritrea 🇪🇷 buzh eu zemhar zelo beflay kulu nay hemamay astwel

  • @betizehabeniagube.3997
    @betizehabeniagube.3997 2 ปีที่แล้ว

    Selam neakum sened Tv hto hatite neyre gin kmleseley eykealen.
    Mnalbat zeyfelto kikewin ykeal eu
    Ms nay menka znebere asur poletika
    Mesih Rusom
    Bmtay kemzimete zkone habereta yeblnan
    Aflto tehaliwo khbreni
    Bthtna ymhten

    • @Tv.senedNews
      @Tv.senedNews  2 ปีที่แล้ว

      selam kubur Haw Hawti bezaEba teHato zeleKa tezeribulu eyu. ab zHalefe kefal temeliska reyo.