Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 51 May 28 - 2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 178

  • @Tv.senedNews
    @Tv.senedNews  2 ปีที่แล้ว +23

    GoFundMe, መጻኢት ታሪኻዊት መጽሓፍ ብጀ ተኸስተ ሃይለ ንምሕታም ንተሓጋገዝ፡ኣብ'ዚ GoFundme Link ብጥዋቕ ዝከኣለኩም ወፈያ ክትገብሩ ንሕብር።
    GoFundMe,
    I thought you might be interested in supporting this GoFundMe, htt
    facebook.com/1375479556026594/posts/3217186165189248/?sfnsn=mo
    Even a small donation could help Tv Sened Eritrean reach their fundraising goal. And if you can't make a donation, it would be great if you could share the fundraiser to help spread the word.
    Thanks for taking a look!

    • @robrahk1432
      @robrahk1432 2 ปีที่แล้ว +2

      ዘገርም እዩ!!!ብኽንደይ መስገደል ኣብ ኣዝዩ ኣገዳስን ኣብ ኣፍ ዱርኩኺት ናጽነትን ምስተበጽሔ ነቲ ብኣዝዩ በሊሕ ላማ ዝተሳሕለ ኣሃዱ ስለያ ምፍራሱ እስያስ ናጽነት ኤርትራ ክዕወት ይደልዮ ከምዘይነበረ ካብዚ ዝዓቢ ምስክርነት የለን።እስያስ ንኤርትራዊ እንታይ ዓይነት ስራይ ጌሩ እዩ ደፊንዎ ተኣምር እዩ።
      እወ እቶም መራሕቲ በጦሎኒ ህ፡ግ ኣዝዮም በላሕቲ እዮም ኔሮም።ምኽንያቱ እቶም ወሰንቲ ሞቶር ናይቲ ግንባር ንሶም እዮም።

    • @temesghenmehari2057
      @temesghenmehari2057 2 ปีที่แล้ว +1

      ሰላም ኣዳለውቲ ቲቪ መደብ ሰነድ። ኣብ USA ንእንቕመጥ እቲ ክፍሊት ናይ gofundme ዘርእየና ብናይ SEK ዝብል ብሙኻኑ ከመይ እቲ እንደልዮ መጠን ገንዘብ ክንፍል ንኽእል ብ Dollar?። ንእትገብርዎ ዘለኹም ኣዝዩ ዝነኣድ ታሪኻዊ ሃገራዊ ፍጻመታት ምዕቃብ ዓቢ ጽፍዒት ንፍሽሽታዊ ህግደፍ ኣብ ርእሲ ሙዃኑ : ከም ሕብረተ-ሰብን ሃገርን ድማ : ንኽብርና ዝሓፍናዮን ዝኸፈልናዮ ብዝግባእ ይስነደልና። ብ.ጀ ተኸስተ ድማ ጥዕናኻ ሓልዩ ዕድመ ይሃብካ።

    • @andebrhanteame2234
      @andebrhanteame2234 2 ปีที่แล้ว

      ወዲ ሃይለ እድመን ትእናን ይሃብካ ፈታሪ
      አንተንዮ ደስ ዘብል አከራርባኻ ዝምስገን እዩ ሞ ምስግንታ ይግበአካ እዩ

    • @negodatatselam443
      @negodatatselam443 2 ปีที่แล้ว +3

      @@temesghenmehari2057 Xubuk Aleka Ane ab USA eye Zikimet Abti nay sherfi Genzeb / currency Exchange / Zibil Kitrieyo Tikiel Eka Ane nbaeley Kemeu Eye gere $ 100 Dollar - 1006.00 SEK .Kr gexu Eyu .kab natey tebegise Malet Eyu .102 Dollar - 1010.00 SEK .Kr Koinu Malet Eyu Kurub Meredaeta Rekibika Kitkewn Tesfa Yigebir

  • @fthitekle9354
    @fthitekle9354 ปีที่แล้ว +3

    Brilliant mind. How could he remember everything? Days, years and dates

    • @Fnan-rg5wj
      @Fnan-rg5wj 4 หลายเดือนก่อน

      Bad time people not forget it always.I remember everything brother what I have bad days

    • @fthitekle9354
      @fthitekle9354 4 หลายเดือนก่อน

      @@Fnan-rg5wj there are untold stories behind every one from eritrea. Be strong

  • @adhanomghebreyohannes9990
    @adhanomghebreyohannes9990 2 ปีที่แล้ว +1

    ክብረት ይሃበልና ክቡራት መምህራንና።

  • @HabtomYemane-yp7lw
    @HabtomYemane-yp7lw 14 วันที่ผ่านมา

    ኩቡር አያና ስለት ሩጡብ ዕላልካ ኣነ ኩሉግዝየ ዕጉብ የ.

  • @GereNecho
    @GereNecho 4 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ብርጋደል ጀነራል ወዲ ሃይለ እቲ ትገልጾ ታሪኽ ብጥዓሚ ኢየ ዘድንቀካ

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 2 ปีที่แล้ว +1

    God blessing you TV sened and BG tekeste Haile

  • @ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ
    @ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ 2 ปีที่แล้ว

    ይቀንየልና ኣያይ ማዓረይ መን ይንገር ዝዋዓለ አዩ ነገሩ

  • @Aradomtella
    @Aradomtella 2 ปีที่แล้ว +11

    ወዲ ሃይለ፡ ብዘይ ስንኻ ፍሽኽታኻን ሰሓቕካን ናፊቕናዮ።

    • @jossyaferhom305
      @jossyaferhom305 2 ปีที่แล้ว

      @Gaba-1 day
      Kkkkk hakika Anewin nafekeyo Wedi Haile kulu zesebikelu nay behaki Abnetawi wetahader EPLF edmen tienan yehabo

    • @weditkabo5716
      @weditkabo5716 2 ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂😂 anes mara tahagose ስን mgbaru

  • @sabameberhtu9316
    @sabameberhtu9316 2 ปีที่แล้ว

    Hi selam bzeba Dr Bemenet mahmud tflto hberta plise habena tenk you

  • @---js5vd
    @---js5vd 2 ปีที่แล้ว +2

    መጸ ኪኣኒ ኢዚ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ሃየበል ኣጎዲግዶ ኢዝኒና ጸሊና ንጽበየካ ኣለና

  • @halamadrid7779
    @halamadrid7779 2 ปีที่แล้ว +1

    Merhaba deki sewra Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤝❤❤❤

  • @እቲስውእሰሚዑዶይኸውን
    @እቲስውእሰሚዑዶይኸውን 5 หลายเดือนก่อน

    abo haqi nberlna b.g.wedi haile 👑

  • @habenerihabeneri
    @habenerihabeneri 2 ปีที่แล้ว

    Kubur gegna yegbaka eyu.❤️Kibret yehabom netom selmat zehabu🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @fishzeweldi8739
    @fishzeweldi8739 2 ปีที่แล้ว

    Thanks

  • @abrahamblata8183
    @abrahamblata8183 2 ปีที่แล้ว

    Kem beal ezi jeganu kzntyu kelewu msmae bahta yfetrelka, mknyatu zweale ynger sle zkone.

  • @maicoyohannes8553
    @maicoyohannes8553 2 ปีที่แล้ว

    Very interesting.

  • @thebabel-mandebproject2170
    @thebabel-mandebproject2170 2 ปีที่แล้ว +1

    Hello Tv sened Please please Ask brigadier general Wedi haile about enda 72 how powerful was And about iseyas filansa wedi flansa

  • @eri-boy8727
    @eri-boy8727 2 ปีที่แล้ว +1

    Bhankawta eye zxebiyekum kaxilulna 🙏 kab sirah mis tfedesku kesemi eye

  • @yonasmichale4947
    @yonasmichale4947 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ሓርበኛ ብርገደር ጀረናል ተኸስተ ሃይለ ኣነ ኣድናቆተይ በየናይ መገድ ከም ዝገልጾ ጠፍኢን ኣሎ. ቀጽለ ብዛዕባ ሓፋሽ ውድባት ኣስፍሕ ኣብልካ ከምኡ. ውን ሃንደሳ ዉድብ ኣበርክትኡ ከመይ ነሩ ካብ ሰሜን ንደቡብ እንዳተስጋገረ ዚገብሮ ዚነበረ ስራሓቱ ?

  • @samites2073
    @samites2073 2 ปีที่แล้ว +4

    እንቃዕ ዳሓን መጻኩም ኣብዝ ገዛ ዓቢ ትምሕርት እና ቀስምና ኣቦይ ብ\ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕና ይሃበልና 🥰❤️🇪🇷

  • @ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ
    @ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ 2 ปีที่แล้ว +1

    መርሓባ መሕደር 1000 ኣሰናይ እብድሓን ምጻእካ። ሃንቀውታናይ ነዚ ረዚን ታሪኽ ንምስማዕ ወትሩ ኣብ ምክትታል ኢና።

  • @ahmedsaid3050
    @ahmedsaid3050 2 ปีที่แล้ว

    God bless you all,

  • @mera0410
    @mera0410 8 หลายเดือนก่อน

    In your own account during the recent interview, which was number 50, you recounted a meeting where everyone gathered to discuss strategy for the upcoming battles. You collectively devised plans for both the initial and subsequent engagements. Despite this, there seems to have been a lack of discussion regarding deviations from Shabia's conventional approach to warfare, shortages in supplies, and gaps in war field intelligence. Why were these topics not addressed?
    Do you not believe that attributing all shortcomings to Wutchu and China is an attempt to evade responsibility on your account as a BG?

  • @habenhager8658
    @habenhager8658 2 ปีที่แล้ว +4

    ሐውአንቶንዮ ተስፋይ ሐንቲ ሐሳብ አላትኒ ንብርጋዴር ጀነራል ተከስተ ፍሽክትኡ ማለተይ አስናኑ ከነስርሐሉ ዓዓቅምና አዋጺእና እንታይ ይመስለኩም

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 7 หลายเดือนก่อน

      ካበይ ዥመፃካ ኽዳሚ በክቲ ዘይት ስብ አራዊት ሳህል ፋራ ውፅእ ገፅ ናይ ክረምቲ ሓርኢ መንነትካ ዝሽጥካ ንኡሳያስ ነቲ እሱን ሀይለስላሴ stupid out

  • @Dermastekluar
    @Dermastekluar 8 หลายเดือนก่อน

    ብዛዕባ እቶም ኣብ 2001 ኣብ እንገርነ ዝበሃል kebabi barerntu ብ 5ይ መስርዕ ተቀቲሎም ዝተባህለ ኮ/ል ተስፋማርያም ኣስፍሃ (ጉልቡብ)ን ብጾቱን እንታይ ትብል ናይ ብሓቂ ከ 5ይ መስርዕ ድዮም .????????

  • @chaytekle3918
    @chaytekle3918 2 ปีที่แล้ว

    Mexkaley do jgna tegadaley general tekeste haile

  • @thomgood2278
    @thomgood2278 2 ปีที่แล้ว +4

    How far is your book BG ? We can't wait to see and read your book 👍

  • @dendengebrengus289
    @dendengebrengus289 2 ปีที่แล้ว +2

    Wel come Brigadier General T.Haile and our brother Antonio.
    Thank you for the begning and and long lasting historic explanation.

  • @moed1964
    @moed1964 2 ปีที่แล้ว +2

    Thanks BG Tekeste...history is told so that it can pass to generations

  • @samsonadhanom692
    @samsonadhanom692 2 ปีที่แล้ว

    Address habuna

  • @negodatatselam443
    @negodatatselam443 2 ปีที่แล้ว

    Antonio Abzi Nay Lomi Kidmi Mijimarka Si 10 minutes Akaxilika Silezi Kindey gize Aytetfaalna pls bzey nisu Eti gize haxirina Endabelina Si . Haxiratini Entebelikus Tedebira Tisiesie Diyu Zibhal kkk

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ኣሕዋት
    ከምኩሉ ግዜ ሕጂውን
    እንቛዕ ብሰላም መጻእኩም
    ኩሉ ግዜ ሰላምኩም ይብዛሕ💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @AwetHaben
    @AwetHaben 3 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rebecaeyasu5862
    @rebecaeyasu5862 2 ปีที่แล้ว

    Hero wedi meret....

  • @dawaentertainment6791
    @dawaentertainment6791 2 ปีที่แล้ว

    እንድሕር አብ ኩሉ ግንባራት እንተ ኔሩ ንምንታይ ዕላማ ይመስለካ?

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 7 หลายเดือนก่อน

    በዚ ዝግለጽ ዘሎ መሰረት: ብዘይንቡርን ዘይተለምደን መንገዲ'ሲ: እዚ ናይ ከባቢ 'ዓሰብ' ኩናት ግን ስለያዊ መጽናዕቲ ይኹን ካልእ ኩሉ ናይ ሎጂስቲክስ ኤምዳድን ካልእን ዝተጓደሎ ወይ ዘይብሉ: ርእይቶ ናይ ዝትሓቱ ሓለፍቲ ዘይስምዓሉ: ብዉጩን ቻይኒስን (ኣዛዚ ሜካናይዝድ)ዝተመርሐ: ብጅግንነት ናይ ካብ ብርጌድ ሓለፍቲ ንታሕቲን ተጋደልቲን ጥራይ ዝተዓወተ ምንባሩን: ሽዑ-ንሽዑ ክኣ እቶም ተባዓት ኣዘዝቲ ብርጌዳትን (ወዲ-ሃይለ ዘለዎም ማለት'ዩ) ቦጦሎኒታትን ብዘይ ርዱእ ምኽንያት: ብህጹጽ ክቅየሩ ምግባርን ኣዝዩ ከየተሓሳሰበካ ዝሓልፍ ኣይኮነን። ናይ 'ውድብ' (ኢሳያስ ኣፍወርቂ ወይ 'ሻዕብያ' ማለት'ዩ) ድኽመትን ጌጋን ሙኻኑ'ውን ተኣሚኖም።
    Thank you.

  • @GebrehiwetWeldeluul
    @GebrehiwetWeldeluul 4 หลายเดือนก่อน

    ንምንታይ እዩ እዚ ክንድዚ ሃተፍተፍ

  • @jonnyleo5355
    @jonnyleo5355 2 ปีที่แล้ว

    Tv Sened ✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️

  • @meref3302
    @meref3302 2 ปีที่แล้ว +1

    aqmin jigninetin wedi itay ab sewra kulu tegadalayin merhati dergin yfelto eyu arha kunat eyu wedi itay jigna.

  • @resomoscar6112
    @resomoscar6112 2 ปีที่แล้ว +1

    እቲ ምድፍፋር ኔሩ ትብሎ ዘለካ መን ምስ መን እንታይ ከ ተባሃሂሎም እንተትገልጾ ጽቡቕ ኔሩ ዕድመን ጥዕናን ካኣ ይምነየልካ።

  • @nakfashell1573
    @nakfashell1573 2 ปีที่แล้ว

    Welcome 🙏 back

  • @wedibatse1991
    @wedibatse1991 2 ปีที่แล้ว

    Srhit jeganu bklte antenyon tekesten kedat enkglex.

  • @dahlak8721
    @dahlak8721 2 ปีที่แล้ว +7

    ዉጩ ዉጩ1ክሳብ 50ፖዉ ሕሜታ ቆናኖ ።ንገድሊ ድወጻና ኮ ገድሊ ገድሊ ሙኻኑ ኣሚንና ኢና ወፃ ዛኹላ ጀጋኑ ዘሓለፉ ዘሓለፋ ናይ ሕመታ ከይተርፍ ግን ኣነ ጅግና የ ነረ ባዓል ዉጩ ኢዮም ዉጩ ዉጩ ወጩ

    • @peteronlyeritreaforever6078
      @peteronlyeritreaforever6078 2 ปีที่แล้ว +5

      ዳህላክ ትም ጥራይ ኢልና ንስማእ ትምህርቲ እዩ 1 ክሳብ 51 ውጩ ወጩ እያ ደላ እዚ ግን ኣቢ ትምህርቲ ክሳብ ክንድዚ እንተ ኮይኑ እቲ ንደንከል ንምንታይ ተመሪጽ ኣነ ምሽ ካብ ኤርትራውያን ሓለፍቲ ካብ ኢትዮጵያዊ ሓላፊ ሰሚዐዮ ኣሎኩ ማሞ ምሩክ ኣብ ኤምባሲ መድያ ኣሎ ስምእዋ ጀነራል ስብሓት ወረደ ዳኒኤል (ወዲ ዳኒኤል ) ወዲ ትኩል .....ወዘተ ግን እዚ ኩሉ እንታይ አድለየ ምስ ሕልናካ ምብኣስ እዩ። ውጩ ደይክየር ጅግና እዩ ሓደ መኣልቲ ምሳካ ድነበሩ ከኣ ቃለ መሕትት ክገብሩ

    • @wedibatse1991
      @wedibatse1991 2 ปีที่แล้ว

      Wchu bjeganu eyu jigna mkanu zglex ember bkedat kem wedi hayle da entay delika. Jigna wchu betom jeganu tegelixuyu

  • @shumayguesh9553
    @shumayguesh9553 2 ปีที่แล้ว

    Goog

  • @abrahaletesfay4983
    @abrahaletesfay4983 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ኪቡራት ኣቦታት እንቛዕ ብደሓን መጻእኩም !!!!!!
    ብምቕጻል ኣነ ካብ 1ይ ክፋል ኪሳብ ዛ ኪፋል ተካታቲለኩም ናብሓቂ ሰብ ኪድዚ ጽንዓት ክህልዎ ኪግምቶ የጸግመኒ ኪቡር ኣርካን ወዲ ሃይለ 1000 ጊዜ መስዋእቲ ከፊልካ እሞ ድማ ሞሳኻ ዘይትረክበሉ ከመይ ዝበለ ዓላማ ነሩኩም ምርዳእ እዩ ኣብዩኒ መቸም ሓሊፍኩሞ እንቛዕ ድማ ኪትጸውዩሉ በቓዕኩም ሕቶታተይ ብዙሕ እንድዩ ግን ካብ ብዙሕ ብውሑዱ 2 ሕታታት ኪሃተካ
    1ይ ፡ ኣብ 1973 ምንቅስቃስ ቢመንካዕ ዝፍልጡ ምሁራት ጀጋኑ ከሲርኩም በደል ዘይብሎም ጨላቅዕ ብኢድ ኣሕዋቶም ተሓኒቆም
    2ይ፡ ኣብ ማእከልኩም ሕብእቲ ሰልፊ ከምዘላ እሞ ድማ ንረብሓኩም ዘይኮነስ ኒምፍራስኩም ትሰርሕ ከምዘላ እናረኣኹማ ከም ርዱእ ኒመስዋእቲ ተውፊኩም ምህላውኩም ትኣምኑ ኢኹም ስለምንታይ ተበግሶ ዘይትወስዱ? ካብ ጸላኢኩም ኪትብርቲዕ ከምዘይ ትኪእል እየ ዝግምት
    3ይ ውጩ ብዙሕ ግዜ ሰኪሩ ኪእዚዝ በዚ ምክኒያት ከኣ ማዕረማዕሪኡ ኪሳራ ኪህሉ ናይግድን እዩ ። እዚ ሰብዚ ግን መን ዩ ገለ ሰብ ተዛሪብካ ተባኢስካ ተባሂላ ትእሰር እዚ ከኣ ኪፍለ ሳራዊት ምሉእ ኣብሓደጋ ዘእቱ ግዕዙይ ስራሕ እናሰርሐ ከመይ ብሓላፍነት ይቕጽል ኔሩ

  • @negodatatselam443
    @negodatatselam443 2 ปีที่แล้ว

    Antonyo Eti Zereba Tidegagimo Aleka geleu bFilay nuxur Endahalewe kitenawiho Kitibil Aselchawi Keykewn Tinkake Yedilyeka Eyu .

  • @zeromwedihamele2230
    @zeromwedihamele2230 2 ปีที่แล้ว +1

    ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ናይ ብሓቂ መግለጺኻን ታሪኽን ኣብነታዊ ተጋዳላይን ተባዕ ተጻዋሪ ንዕላማ ቅድሚ ወልቀ ግዳይ ካብ ዘቀድሙ ሓርበኛታት ኣያታትና ኢኻ ።ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ቢተወደድ ኣብራሃ ኣብ ምሕደራ ቆጠባ ውን ሓያል እዩ ኔሩ ንነፍስወከፍ ሰብ ክንደይ ሓሩሽ ኮነ ሽኮር ይግቦእ ንወርሒ ን ህ,ግ ካብቶም ዘዳለዉ እዩ እዮም ዝብሉ ዝነበሩ ከመይ ትግምግሞ ሓፋሻዊ ተመክሩኡን ኣብ መሕደራን ዘለዎ ብስለትን?

    • @kemey2169
      @kemey2169 2 ปีที่แล้ว

      Ezi hayal zebil aykonen. 10000 seb ente alo , bani kab sheduste ne hade seb ne meamti ay halifin eyu. Slezi 60000 bani ne mealti, newerhi ke kindey , kali asbeza kea kem o. Ezi si buzuh kebid ay konen.

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 2 ปีที่แล้ว

      @@kemey2169 ቢተው ኣብ ኩሉ ጸብለል ዝበለ እዪ፡ ኔሩ ነብስኻ ምምዕባል ዝብል ኣታሓሳስባ ኣብ መንእሰያት ኣስሪጹ ፡ ኣብ ቁጠባ ፍሉይ ክእለት ኣታኣታትዪ እዪ ን ኣብነት' እታ ኣሃዱ ክንደይ ዓቀን እዪ ዘድልያ ሽኮር ሓርጭ ዓደስ ኩሉ ማዕረ ካብ ትወስድ ሽኮር ዝበዝሕ ዓደስ ዝውሕድ ወይ ውን ካልእ ኣዛኒቕካ ዘርብሓካ ክትወስድ ብከምዚ ኣብቲ ቁጠባ ኣዝዪ ምዕቡል ኣሰራርሓ ኣታኣታትዪ ፡ ኣብ ከተማታት ምምሕዳር ፍሉይ ክእለት ዝነበሮ እዪ ፡ ኣብ ሰራዊት ምውዳብ ካብቶም ፍሉጣት ኔሩ ሓዳስ ክ/ሰ ትምስረት ተልያ በቲ ውድብ ክውድብዋ ካብ ዝርቁሕ ቢተው ሓደ ኔሩ፡ ኮታስ ኣዝዪ ፍሉይ ተውህቦ ዝነበሮ ሓርበኛ እዪ ኔሩ ፡ ልዕሊ ኩሉ ትምህርቲ ይፈቱ ኔሩ መጽሓፍቲ ምንባብ !

  • @ወዲዕትባን
    @ወዲዕትባን 2 ปีที่แล้ว

    welcome jigna wedi haile❤

  • @kewanisium2643
    @kewanisium2643 2 ปีที่แล้ว

    Wawww snika bitami des zbl kubur ayana

  • @ahmedadam6836
    @ahmedadam6836 2 ปีที่แล้ว

    Welcome wadi haile ,sabay asebot

  • @keletafutur6658
    @keletafutur6658 2 ปีที่แล้ว

    🤩👌🙏🙏 kubur abo Gbu

  • @kuwameyhabuni1351
    @kuwameyhabuni1351 2 ปีที่แล้ว

    kbur B/General abona tekeste haile nhzbi eritrea tariku bzey meten negirkayo ika mo mosa ysemaka 📔tarika nebari eyu edmen tenant yehabena nhzbi eritrea 👁️ aynu kefitkalu eka 💯💯💯

  • @simonhabtom9780
    @simonhabtom9780 2 ปีที่แล้ว

    Eza metewi derfi nay wedi amir dya. Des elatini derafia nigeruni bekakum

  • @aynealem6220
    @aynealem6220 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሃይለ ናይ ክፍለ ሰራዊት ስለያ ክግበር ኣይከኣልን ዲዩ ነይሩ ከም ግዝያዊ ፍታሕ?

  • @freedomfreedom447
    @freedomfreedom447 2 ปีที่แล้ว +1

    He is very respectful general and bravery truethfull man.

  • @sabaweldeyesus9022
    @sabaweldeyesus9022 2 ปีที่แล้ว +2

    ሽልማት ናይ ቢንያም ኣብ ሕድሪ ስው ኣቱ ተኪኡ ንዓዱ ኣብ ዓለም ዘፍለጠ ጅግና አዩ ምስትኪ ናትካ ናይ ክድዓት ሓገር ሕድሪ ስ ው አትካ ዝጠለምካ ሓደ ኣይኮነን ሽብልማት ክድዓት አዩ ናትካ ወዲ ሓይለ ካብ ሒሮ ናብ ዘሮ ዝተቐየርካ ኢካ።

    • @yonaske4500
      @yonaske4500 2 ปีที่แล้ว

      Tim beli welfas wedi haile kedem hero hiji hero biakin wedi kemakin zilaal akonen

    • @teameneguse9717
      @teameneguse9717 ปีที่แล้ว

      @@yonaske4500 seket kedade wedi kedae.wedi komarit

  • @mnbarnzelekamfkar6123
    @mnbarnzelekamfkar6123 2 ปีที่แล้ว

    ❤✍✍✍❤❤❤❤❤

  • @menbmen1215
    @menbmen1215 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ኣንቶንዮ ን ብ\ጅ ተኸስተ ሃይል ብእትገብርዎ ታሪኽ ኣብ ምስናድ እናመስገንኩ! ሕቶ ኣለኒ ን ብ\ጅ ኣብ ዝሃለፈ ግዜ ምኽትል መራሒ ጋንታ እንከለኻ 1ይ መራሒ ጋንታ ዝነበረ በርሀ ዓማ ኢልካ ዝገለጽካዮ ሓዊ ገብረኣምላክ ኢሳቕ ድዩ ? ገብረኣምላክ ኢሳቕ ማለት ኢቲ ሓደ ካብ ምሁራት ኮይኑ፡ ካብ ሶቪት ሕብረት ከይዱ ዝተሰለፈ፡ መንካዕ ተባሂሉ ድማ ዝጠፈኤ ( ዝተቀተለ) ጎሲኻዮ ሓሊፍካ፥ መን እዩ በርሀ ዓማ፡ ኣበይ'ከ ተሰዊኡ?

  • @danielfitwi3007
    @danielfitwi3007 2 ปีที่แล้ว

    Daniel (wedi memher )
    B/G wedi Haile mchem aberkitoka agelalitsaka awedadka kalatka zihalefkayo mesgedl gedlawi tesatfoka emo key qaretska mis zelka sinklinaka 8 gizye mahremti wey mewgati teamratwi Seb malet zetitsad zeytisnef zeytibdah gigna Nay geganu eka lebam futur : tezekrotatka hayal eka emo kibret yihabka
    Edmen tinan emneyelka hitoy ab kemzi akebata bikinena Kab temokurotatka atalaliya akebatat kibret zihbu bizytglabanet semiom kigbukum zikilu merhati nimen tedink kalay hitoy ab gebha zinebere Hadish welldegergis kemey tigeltso entedea tifelto koynka ab gizye Raya azobo nihzbi eritrea himak kigebru zimetsu aberkito natu kemey neru mis wekdenkiel hail xubuk mithgivaz neruwom neruwom yibaha ab debub ab gizye kunat ni tselai midmsas
    Entedea afkuto haliyuka kitgeltslna bikibri yihatit

  • @emitiemiti1419
    @emitiemiti1419 2 ปีที่แล้ว +2

    Eti tarik mengar ko xebuk te kone ab nay Wechu zetzarebkayo kab 1 segab 51 xebuk aynberen behxer zebele bekue aynberen yu desmie, ewe hansab ketniedo semieka nere gen betzawari mengedi gen ab kulu interview zegberkayo bekue aynberen yu desmie.

    • @helennegash4593
      @helennegash4593 2 ปีที่แล้ว +1

      Tsli key halewo ayterfn kab tiezbtey aninet eu ezi kulu zemtsio zelo hadami kurmuy zikone sebay

    • @emitiemiti1419
      @emitiemiti1419 2 ปีที่แล้ว

      @@helennegash4593 ayy xerfi aydlen eyu kebri ne kulom jeganu bemaere yu zebxhom, ab kulu sele denkefo ye tekawime enber neay kulom tegadelti Eritrea zeydgemu hebreteseb yom neay.

    • @travesjk6343
      @travesjk6343 2 ปีที่แล้ว

      Kenashu enber tarik knegr aymetsen

    • @travesjk6343
      @travesjk6343 2 ปีที่แล้ว

      The whole point is wuchu jigna ayneberen kibl eyu deliyu.

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ወዲ ሃይለ ንኩሉ ትገብርዎ ብጣዕሚ ነመስግን `፣ ርእይቶ እየ ክህብ` ኣብዚ እንታይ ተዓዚበ ኣብዚ ክልተ ግዜ ዓበይቲ ኣኬባ ዝገበርክሙሉ ኣብታ 1ይቲ 4 ስዓት ኣብታ ካልአይቲ ከኣ 5 ስዓት ዝወሰደ ሰፊሕ ኣኬባ ኣካይድኩም ኣብ ደንከል '፣እዞም ኩሎም መራሕቲ በራጊድን መራሕቲ ቦጦሎኒን ኣብ ውሽጦም ዝነበረ ዘይምዕሩይ ኣመራርሓ ከውጽዎ ተራእዮም ዘለዎም ነቀፌታ ሓቢሮም ሓደ ኮይኖም ጽዕንቶ ፈጢሮም ` እዚ ካብ ምንታይ ዝመጸ እዪ? ምስቲ ቢተው ኣቡኡ ተመዲቡ ብምምጹኡ ተስፋ ጌሮም ዶ ይኾኑ ክሳብ ክንዱኡ ድፍረት ጌሮም ዝነቕፍዎም ኔሮም !?

    • @wireless1959
      @wireless1959 2 ปีที่แล้ว

      Qendel ናይቶም አዘዝቲ ክፍለ ሰራዊ ብመሪሕነት ዝነበሮም ጸቅቲ አይንፈልቶን እና. እዚ ኩናይ አብ ግዚእ ወጋህታ ናጽነት እዩ . ሓደ ነገር ግን አሎ ዝፈልጦ. ዉጩን ጃይንስን ክልተ አቡዖር ተባሂሎም ሱቅ እሎም ከምዘይከዱን ፣ መሪሕነት ከአ ገጋ እንዳገበሩ በዓል ዊጩን ጃይንስን ሱቅ ከምዘይብሉ ግና አረጋጊጸ ይፈልጥ

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl 2 ปีที่แล้ว +1

    አንቃኦ ብሰኣም ምሰኩም ንዓመታ ብሰላም ኣብ ሃገርና ማልቲ ናጽነት ነኽብር ይግበረልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @teklitberhane6136
    @teklitberhane6136 2 ปีที่แล้ว

    Thanks thanks jeneral tekste your service..Eritrean hero always..

  • @user-tv6tf4ll7y
    @user-tv6tf4ll7y 2 ปีที่แล้ว +2

    ብርጋደር ተከስተ ሃይለ ጂግና ኤካ ሞ ግን ከማካ ጀጋኑ ሐለፍትካ ከተናሹ ምፍታን ንታሪኽ ምብልሻው ኤዩ ንስኻ ከም መራሒ ብርገድ ብዘ ይ ስለያ ከመይ ገርና ኽትብል አትኽል ዲኻ ታሪኻ አይተባላሹ

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 7 หลายเดือนก่อน

      ነየናይ ታሪክ ንናይ እቲ እሱብ ሀለስላሴ ቻ በሎ ከም ውጩ አይን ስውር ዘይተማህረ ንኩትክስ እላማ ከይተረድኦ ዝተቃለስ ንየህዋቱ ይርሽን አብ ፎርኖ እንዳእተው የህዋትና ነዚ ገልጣም ኢሳያስ ፋኖ ህልሙ መቃብሩ ክኩእት አለዎ ስለዚ አይትለካበጥ መገስም

  • @lasksegid8926
    @lasksegid8926 2 ปีที่แล้ว +1

    ብፍሉይ 06/05/1998
    ብቃጻ ንክራድድእዮም ኣብ ከባቢ ባድመ ብወያኒ ዝተቀንጸሉ ኣባላት ሓምኤ ኣፍልጦ እንተለዎ ንክብር ብ/ጀ/ተኸስተ ሃይለ
    ክቲሓቶ ክንደናይ ጽብቕ ምካነ ኣብቲ ጻጥቃን ዝሃቦ መልሲ ብረት ኣውርዱ ተባህሎም ምውራድ ብምእባዮም በዘይፍቃድ ከይሓበሩ
    ንዝኣተዉ ስምምዕ ኣቀድሙ ብክልተን ሃገራት ከምኡ ብምንባሩ ብረቶም ምርጋፍ ኣብዮም ስጉምቲ ተውስድሎም እዩ ዝብል

    • @misghinagheb9692
      @misghinagheb9692 2 ปีที่แล้ว

      Kondafat agame.

    • @negodatatselam443
      @negodatatselam443 2 ปีที่แล้ว

      Afilito Zelewo Ayimeslenn Eti Nay Mejemeriya Ziteketilu Natna Ahadu Eyom Nerom nay K/S 2001 - 2 Birged -1 botoloni Eyom Nerom Ab T.V Eri bzaebeu Awxeomo Alewu Kitrieyo Tikiel Eka Abzi kereba gize Eyom Tezaribom bkelilu kitrekibo Tikiel Eka .Wedi Haile Misana Silezeynebere Eye .ab Enda 161 kor Eyu Neru Wedi Haile .Ezea Wedihanka

  • @tsegaygoytom8339
    @tsegaygoytom8339 2 ปีที่แล้ว +3

    ቢተው ጅግና ! ምአሳር ቢተው ስቕታ ሚኒስተራት አዚ ኩሉ ክሳራታት ኣስዒቡ!?

  • @nakfa8195
    @nakfa8195 2 ปีที่แล้ว +1

    Arha hagerawnet ane mechem niwedi haile eta ab hiwetey megletsi zeirekbela ezi jigna zi wedi haile enkae eritrawi kone tray endiu zbhal wala kaleot ayatatna entelewu gn nay b/général wedi haile hlif zbele tray zeikone ms dereja gigninetun dereja hakinetun ade welida timken :niwedi haile zweledet ade 1000 kem zweledet eya emo kisen wedi haile jigna ayana tray eye zbleka :: melsi ab comment hatite nere number 1 kusri wedi haile téléphone msganana ni tivi sened antoniyo tesfa kulu hibe gn erdana eu bzu srah alekum dkam alo yegdas eti comment binsur riekum.sm d'amour misnay ykreta drejatat seriekum habuna melsi ane ta zdelia telephon ayana jigna wedi haile eye ta kedameiti nay anteniyo enkolay so i love all ayana b/jeneral trkeste haile gn bfului kisen kisen kisen kisen enkae eritrawiyan kona kulu bsmka nihben nikorie mehderie 1000 kab zmewut 1000 emutu eka ta jigna wedi halle

  • @jonnyleo5355
    @jonnyleo5355 2 ปีที่แล้ว

    My beautiful soul Father good to see you.I love love you so much!

  • @ወዲከረን-የ3ጰ
    @ወዲከረን-የ3ጰ 2 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብድሓን መጻእኩም

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝገርም'ዩ! ክቡር ወዲ-ሃይለ ግን ንኹሉ ሕሰምን ክፋእን ናይ ሻዕብያ ኣብ ዝባኑ ተሰኪሙ ዘሕለፈ ህያው ናይ ተባዓት-ተባዕ ሓርበኛ ምርካብ ዓቢ ጸጋ'ዩ! 'ኣኽኢሉዎ'! ጥዕናን ዕድመን መሊኡ ይመልኣሉ!
    Thank you.

  • @geryetewelde4841
    @geryetewelde4841 2 ปีที่แล้ว

    Enqae dehan mexaka brgedar Jeneral Tekeste Hayle bzaeba haknetkan jgnnetkan naka zgelx akmi yebleyn Amlak edmen teanan ksanetn ymneyelka

  • @aronhidray69
    @aronhidray69 2 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ እንታይ ዓይነት ብሩህ ኣእምሮ ኣለካ ናይ ክንደይ ዓመታት ታሪክ ሓንቲ ብሓንቲ ትዝክሮ ኣለካ!

  • @veronicaeyob3150
    @veronicaeyob3150 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome back Jeganuna. Thank you both for your time. 🙏

  • @MogosHabtaMBD
    @MogosHabtaMBD 2 ปีที่แล้ว

    We proud of you as usually Brgader general tekeste Haile hero keeping up it.

  • @tesfamexai5699
    @tesfamexai5699 2 ปีที่แล้ว

    Nay bihaki nay bihaki
    abay hiyab ,Hager nmimxae nesnetkan gziekan malet hiwetka wefikala endika ms btsotka jigna kalie ygbeo
    ygbeaka eyu des zbl hyab kea !!!.

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 ปีที่แล้ว

    Kemzi ayne zeyegabet ente neruka entay ketgber xenihk .aqedimka zeyhademka.hasawi kulu felitukn EU kedae mukuanka

    • @letigebrekristos3282
      @letigebrekristos3282 2 หลายเดือนก่อน

      ወያል
      ንስኻ ንቓልሲ ተሓቢእካ
      ዘሕለፍካያ ኢኻ ትመስል
      እምበር ንሜዳ ዝጠዓማ
      ከምዚ ናትካ ሑሱር ርእይቶ
      ክህብ ተሞክሮኡ ኣይፈቕደሉን እዩ።
      ስለዚ ንስኻን ሑሱር ርእይቶኻን
      ኣብ ናይ ታሪኽ ጎሓፍ ኢኹም ትኣትዉ።

    • @teameneguse9717
      @teameneguse9717 2 หลายเดือนก่อน

      @@letigebrekristos3282 tewegarit

  • @yohanneszeratsion1128
    @yohanneszeratsion1128 ปีที่แล้ว

    ኣንቱም ከድዓት ንውጩ ከኣ ኣልዒልኩሞ :: ኣንታ በጅባጅ ዓጋመ :: ውጩኮ መለዓልትኻ ኣይኮነን :: ውጩኮ ጅግና ጅጋኑዩ :: ሓመድ ድበ ናደው ረስዕካዮ ዲኻ :: ኣንታ በጅባጅ ውጩኮ ፍትንፍትዩ ዝገጥም : ከማኻ ድሕሪ ኢንተርነት ተሓቢኡ ሓሶት ኣይሽይጥንዩ :: ኣንታ በጅባጅ ዕሱብ ::
    VIVA ERITREA

  • @wedihaile6997
    @wedihaile6997 2 ปีที่แล้ว

    እወ ብርግጽ ክትዛረበሉ ከለኻ ቀሊል ይመስል ይኸውን ነቲ ከምዚ ከማኻ ትኣምር ዝሰርሕ ዝነበረ ግን እንድዒ ኣነስ ገሊጸ ኣይምወዳእኩዎን !
    እስከ በጃኻ { ኣምቶንዮ Antonio } ባዕልኻ እዛ መልእኽተይ ኣብጽሓለይ ን- B/G Tekeste Haile ካብቶም ቀንዲ ተኸታተልቲ እዛ መደብ ኢየ እሞ የቐንየለይ ።

  • @weldehiwettsegu
    @weldehiwettsegu 2 ปีที่แล้ว +1

    ክትሰምዖ ከለኻ ቀሊል ይመስል እምበር እዚ ናይ ደንከል ኲናት ካብ ውድብ ክረኽቦ ዝግበኦ ዝነበረ ቀረባት ይኹን ናይ ስርዓተ-ሓበሬታን ስለያን ውህበት ምብታኹ፡ ልክዕ ከምዚ ዝተቖርጸ መትኒ ክትብሎ የድፍረካ። እቲ ኣብቲ ሰራዊት ዝነበረ መሪሕነት ብዓቢኡ ከኣ ተወፋይነት ናይቲ ተራ ሰራዊት እንተዘይነብር ኔሩ፡ ካብ ውድብሲ ግዳይ እዩ ኮይኑ ኔሩ። ብጣዕሚ የስደምመካ።

  • @musieamine4930
    @musieamine4930 2 ปีที่แล้ว

    Wedi haile Ente xewiyeka kibretka wey jigninetka key tinkifo enda ferahku ye aboy mearey kihateka fililiy nay e.p.l.f higdef kifelto mideleku tewwsaki afmito nay vaynak wey wedi bula kifelit mideleku

  • @wediali8024
    @wediali8024 2 ปีที่แล้ว

    እቓዕ ብድሓን መጻኩም ሰብ ታሪክ

  • @tesfalemtewolde8352
    @tesfalemtewolde8352 2 ปีที่แล้ว

    Brgader general Tkeste haile Wedi haile jigna edmen tenan yhabka amlak yekenelna

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 ปีที่แล้ว

    Hasawi mekuanka si felut.qelbaebae ena belka tzareb

  • @michealyikealo5720
    @michealyikealo5720 2 ปีที่แล้ว

    First of all thanks to bigader general tekeste haile and Antonio
    I want information about my onkel mulugeta Haddish teferi, he joined in 1973 in tplf and he died in 1976 in Denden (nakifa).
    I want to hear something from you, if you know him.
    Thank you for helping me and I appreciate you
    Thanks

  • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
    @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 2 ปีที่แล้ว

    ክቡር ብ ጀ ኣባኻ ክብሪ ኣለኒ. ግን ከም ርኢቶይ ኣብገለ ገለ ኣብ ኣዘራርባኻ ቁሩብ ዘይ ንቡር ነውሪ ይመስል, ከም ባህልና ነውሪ ዝባሃል ኣሎሞ ኣቀዲምካ ሓንቲ ኣደ ብቀደሙ ርእሲ ምራኽ ርእሲ ኣድጊ አላቶም ዝብለ ሕጂውን ክለተ ኣቡዑር ዝብል ካባኻ ኣይተጸበክዎን እሞ ቅኑዕ እየ ዶ ትብል? ዉጩ ዳሓን ኢሉ ሸለል ተዘይብል ሳዕቤን ኣይምሓሎዎንዶ? ብዝተረፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ.

    • @kidanehagos7457
      @kidanehagos7457 2 ปีที่แล้ว

      ደጊምካ ስምዓያ.."ኢሉዎም"ዩ ዝበለ

    • @negodatatselam443
      @negodatatselam443 2 ปีที่แล้ว

      Ata hawey kunuin Ferekan Ember Zinebere Abti Akeba kemzelewo Yigelxelika Alo Entay Eyu Xegemika .Beka Xubuk Tiray Kitsemie Tideli Kemeu Zibhal Tarik Yelen Kulu Kitikibelo Aleka .

  • @Hmars2018
    @Hmars2018 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ሃይለ ሽልማት ኣይኮነንን ካልእ ይግባካ !!!!
    በቲ ን እሰያስ ዝተቃውምክያ ደይ ኮነስ በቲ ዓቢ ኣስተዋጾ ዝግበርካዮ ኣብ ሰውራ ኤርትራ !!!!!!

    • @nas2023
      @nas2023 2 ปีที่แล้ว

      ዘይ ከነ እካ ትብል ደይ ከነ ኣይከነን

  • @dawaentertainment6791
    @dawaentertainment6791 2 ปีที่แล้ว

    አብቲ አኼባ መራሕቲ ቦጦለንን ብርጌድን ክፍለ ሰራዊት ዝተገብረ አኼባ ንምንታይ ስለያ ዘይነበሩና ዝብል ሕቶ ምስ አቅረቡ ዉድብ አየፍቀደልና ዝብል መልሲ ብመርሓቲ ተዋሂብዎ። አብቲ ናትኩም ግንባር ጥራሕ ድዩ ስለያ ዘይነበሩስ ዋላ አብ ካልእ ግንባራት እውን እዩ?

    • @yonassbhatu8
      @yonassbhatu8 2 ปีที่แล้ว

      Kemzrdani bhafeshu abti nay denkel serhit kemti lmud bslyawi zkeyd aserarha ayneberen. Sle komu eyu dma, bzuh kbdetn teqaweomn mexiu.

  • @amanuelberhane6897
    @amanuelberhane6897 2 ปีที่แล้ว

    መርሓባ ኣያና ወዲ ሃይለ ማህደር ጀጋኑ ከምኡ ውን ኣያና ኣንተንዮ አዚ ኹሉ ዝገበርኩሞን ትገብርዎ ዘለኹም ጻዕሪ ንራህዋ ህዝብና አንዳመስገና ነቲ ዘይተርፍ ዓወት ኣሳልጦ አንዳ ተመነኹ ኣያና ተኸስተ መጽሓፍካ ብሃንቀውታ አንዳ ተጸበናያ ኢና አሞ ኣስልጥ ኣብለልና ኢኻ ኣነ ብወገነይ ድማ መጽሓፍካ ትሕዝቶኣ አካ አንተ ዘይነበብክዋ ኣርአስታ ግን "አቲ ሕድር ን ሓደራን ሒዙ ብሂወት ዝነብር ዘሎ ስውአ " ኢለ ኣጠሚቐያ ኣለኹ አዚ ክብል ከለኹ አቲ ሕድር ን ሓደራን ዝብሎ ዘለኹ ሱዋኣትና ዝወደቕሉ ዕላማ ን ራኢን ሰለዘረዳካና ኢየ አቲ ብሂወት ዘሎ ስውአ ድማ ምስቲ 6 ግዜን ልዕሊኡን ዘጋጠመካ መውጋአትን ክገልጽ ስለ ዝደለኹ ኢየ ።ብዝኾነ ከምዚ ከማይ ን ጀነራል ተኻታተልኩሞ ካብቲ ዝሰማዕክሞ ታሪኽ ውዕሎ ጀጋኑ ኣርአስቲ መጽሓፍ ብ/ጀ አንታይ ምሰሞኽማ አስከ ሪኢቶኹም ሃቡ ቡጾት

  • @ምስልናትማልንሎምን
    @ምስልናትማልንሎምን 2 ปีที่แล้ว

    ክቡር ጀነራል ተኸስተ ድሕሪ ናይ ጥዖ ምሓዝ ሓደ ቦጦሎን ናይ 07 ኮማንዶ ጸላአ 18ኛ ብ ዓድኻላ ስለዝወፈረ ንራማ (ዳዕሮ ተኽሊት )ተመሊሳ ተን ዝተረፋ ናይ 07 ካብ ግንባር ደቀምሓረ ዝመጻ ነረን ድሕሪ መጥቃዕቲ ራማ ኩልና ብርገድና ንደንከል ተበጊስና ብዘይካ ታ ሓንቲ ሓይሊ ንኣዲስ አበባ ዝኸደት ስለዚ 3 ቦጦለንታት ምስ ኣጋር ከቢድ ብረት ቦጦሎን ነርና.
    ሳሙኤል ክማረኽ ከሎ ምስኡ ሓዱሽ ዝባሃል ቁጦባ ብርገድና ነሩካብ አደን ኣምሊጡ ኣነ ኦፕረተር ረድዮ ናይ ሳሙኤል ኣብኡ ምንባረይ ዝኽረይ ኣዝዩ ብዙሕ ዩ
    ቶም ሙሩኻት ሰለስተ ዮም
    ሳሙኤል ኪዳነ
    ኣብርሃም ቀሺ ገብረኪዳን ናይ 07 ስሙ ተመስገን
    ወዲ ዓፋርን አዮም ብዙሕ ዝኽሪ ኣሎኒ ዝያዳ ናይ በሉል ብዛዕባ ኣሃዱና 07 ማለተይ የ
    ብዓል ኣዛዚ ሓይሊ ፍጻሜ
    ኣዛዚ ሓይሊ ኣፍንጫ ዓተር
    ኣዛዚ ሓይሊ ወያነ
    ከምኡውን ብዙሓት ዝተረፉንን ኣዘዝቲ ሓይልን ጋንታን መሳርዕን ታራ ኣባላትን ቁጽሪ የብሎምን.ገድፍናዮም ዝመጻና ሱዋኣት

  • @danitesfai5669
    @danitesfai5669 2 ปีที่แล้ว

    Baba tekeste haile jigna ajoka keribna ena

  • @aynealem6220
    @aynealem6220 2 ปีที่แล้ว +7

    "ክልተ ኣቡዑር ተጸሚድኩም ክትሐርሱ ዘይትኽእሉ ትመርሕዎ ኩናትኢዩ" ወዲ ኢሳቅ መሪሕነት ከቢድ ብረት ግንባር ዓሰብ ጉንበት 19, 1991 ኣብ ዝተገበረ ኣኼባ መራሕቲ ክፍለ ሰራዊት, መራሕቲ ብርጌድን መራሕቲ ቦጠሎኒን ዘሳተፈ ንናይ ዉጩን ቻይንስን ሩኡይ ክርእዩ ዘይክእሉ ዘይብቑዓት መራሕቲ ኩናት ሙኻኖም ዝተተቐመሎም ነገረ-ኣምሳል ዘረባ ኢዩ. ቀሊል ዘረባ ኣይኮነን. በላሕቲ ቁልጡፋት ተዓጻጸፍቲ ተጻወርትን ሰባት ኣኪብካ ዝመስረትካዮ ኣሃዱ ብምስሉያት መራሕቲ ክትእዝዞ ምፍታን ዘየድሊ ክሳራ ኣስዒቡ. ዝኸፍአ ኩናት ዝተጻወሩ ተጋደልትና, ሓሶት ክሕደት ምስሉይነት ናይ ኣዘዝቶም ምጽዋር ስኢኖም. ድኹም ትእዛዝ ኣሪሞም, ዘተጎናጸፍዎ ዓወታት ኣብ ክንዲ ሞጎስ ዝቕበሉ ገጽ ንገጽ ምስ ከሓድቲ ኣዘዝቶም ክፋጠጡ ውዒሎም.

    • @wireless1959
      @wireless1959 2 ปีที่แล้ว

      Hiji wuchu yelen chayns yelen. haqi teliwo kedem kemtso nerwo kelewu. Gizie halika mfsawu trgum yebulun. Nay wedi hahle gud ybezh kab natom shaebya libi yeabiom gna suq elom alewu

    • @aastersamuel4175
      @aastersamuel4175 2 ปีที่แล้ว

      Gedili abzi ni Eri abxuhuwa hiji

    • @teameneguse9717
      @teameneguse9717 ปีที่แล้ว

      Hiji wechu si kunat kmereh kemzykel eka tngrena zeleka.
      Zbenehrebit Mai neaqeb eko kemzi eu

  • @zerhansdebesay6525
    @zerhansdebesay6525 2 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ ኣቦታትና ኣጆኩምምም ቀጽልዎ

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 ปีที่แล้ว

    Wegenawi leba mukuanka terah EU zebreh

  • @amlakamen
    @amlakamen ปีที่แล้ว

    እዛ ስብኣይ ሓሶት እንዳ መለት እያ ትትርክ

  • @zemenesigntir1736
    @zemenesigntir1736 2 ปีที่แล้ว

    Dmtsu nay wedi haile desaybelenn kunetat tienu tsbuk khlu tesfa ygebr btaemi yeshakleka? Hteteley bejaka
    Snu sle zereyo ksab zlemdo eyu ktbleni tesfa ygebr ::
    Msnay akbrot
    Yekenyeley

    • @dahlak3739
      @dahlak3739 2 ปีที่แล้ว +1

      ስነ ጌሩ ሎ ሓወይ ወላ ኣነ ከሙኡ ኢለ ድሃር ግን ኣስተውዒለሉ ናቱ ዩ

  • @merhawigrmay7347
    @merhawigrmay7347 2 ปีที่แล้ว

    Bzkone yeknilina hnber Bitew ci Xhay Key Harebe iyu kunetat ztereduo.

  • @fessehazeru1946
    @fessehazeru1946 2 หลายเดือนก่อน

    ብኽድዓት ሽልማትዶ
    ይግቦኦ አዩ?

  • @samuelsaleh464
    @samuelsaleh464 2 ปีที่แล้ว +1

    Will come buck Gerenal Tekeste Halile And TV Sened WE Love You Gerenal Tekeste God blessing YOU and The Best of The Best Explian Eritrea people's PAST Struggle

  • @Seare200
    @Seare200 2 ปีที่แล้ว

    ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ
    ብ/ጅ ተኸስተ ሃይለ ናይ ቢተወደድ ኣብርሃ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ብዝሕ ኣበርክቶ ነይርዉ አዩ ገለ ትፈልጥ አንተ ሃሉ ንገርና ቢተውደድ ጀግና ምኻኑ ንፈልጥ አና ግን ክንደይ ከኣ ኣለው ታሪኽ ናይ ቢተወደድ ዘይፈልጡ ኣለው እሙ ትፈልጡ ታሪኽ አንተ ኣሉ በጃኻ ንገርና ።

  • @wedigerye556
    @wedigerye556 2 ปีที่แล้ว +4

    Bitow jegna