EMNA ድሕሪ መስዋእቲ ዕንድኩር፡ ገድሊ የለን ERITREAN HISTORY ERITREAN MEDIA NET ASMERA

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 122

  • @emnaentertainment
    @emnaentertainment  ปีที่แล้ว

    "ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልቲ'ዛ ቻነልና። ኣብ'ዚ መደባትና ሃገራዊ ደርፍታት እነብዝሓሉ ምኽንያት፡ ሃገራዊነት ዝኹስኩስ ምዃኑ ብምግንዛብ እንገብሮ ዘሎና ምዃኑ ክትርድኡልና ንደሊ። ነቶም ደርፊ ዘሰልችወኩም ተኸታተልትና ድማ፡ ዝበዝሕ ነቲ ሃገራዊ ደርፍታት ይፈትዎ ስለዘሎ፡ ክትዕገሱና ምስ ኣኽብሮት ንሕብር። EMNA"

  • @ዋርሳይወዲይከኣሎ
    @ዋርሳይወዲይከኣሎ ปีที่แล้ว +19

    😭😭ኣጆኪ ሳላ ከም በኣል መብረሃቱ ሰለ ዝከፍልና እና ሃገርና ከም ሃገር ትክጽል ዘላ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️❤️❤️💕💕💕❤️❤️❤️💕❤️💕❤️🇪🇷 ወትሩ ዓወት ንሃፍሽ ጅግና ኣይነብርን እዩ

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 ปีที่แล้ว +3

    Eternal glory to our martyrs and victory to the masses 🇪🇷 🐪 🫡

  • @user-Eri
    @user-Eri ปีที่แล้ว +11

    ወትሩ ዝኽሪ ንሰማእታትና።ክብሪ ንህሉዋት
    ዋዕሮታት ኣሓትናን ኣያታትናን ኣባይኪ ይንባዕ ኣጆኺ ።🇪🇷

  • @Hzbawit
    @Hzbawit ปีที่แล้ว +8

    Wetru ab Seret Jeganuna💐
    Kibrn mogesn- N-Yekalo-Warsay-kem’wn -Mendelay🤝🇪🇷🫶📚🎖📚📝🏗️🐪
    Yqenyelna kubur Gazethena EfreM💐

  • @okbaynashih333
    @okbaynashih333 ปีที่แล้ว +8

    Wetru Ab Aserkum alona❤❤❤

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 ปีที่แล้ว +11

    God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @edentecle818
    @edentecle818 ปีที่แล้ว +6

    Glory to our martyrs Awet nhafash💪🇪🇷❤️

  • @bitanyahadasalem6878
    @bitanyahadasalem6878 ปีที่แล้ว +4

    ብዘይ ሃገር ክብረት የለን ዘላኣለማዊ ዝዕርን ሞጎስን ንሰማኣታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤

  • @user-li3rx4oh9b
    @user-li3rx4oh9b ปีที่แล้ว +6

    😭😭😭 መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ሓርበኛ ኣይነብርን ታሪኩ'ዩ ዝዉረስ 🙏🙏🙏 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷

  • @eriwedihezhez
    @eriwedihezhez ปีที่แล้ว +10

    ወትሩ ዝክሪ ንስዋአት ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 ปีที่แล้ว +3

    አሜን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ዝዓበዩ ዝናአሱ ሃገር ዘዊሕሱ ዘሎዉ። ኣጆኪ : ጂግና ።ኤፍረም ትግቢሮ ዘሎካ ቡሉጽ ስራሕ ቀጽሎ በርብሮም ድአ ጀጋኑ ታሪክ አስማዓና።ክብሪ ይሃቢካ ።🙏🙏🙏😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️🌷🌷🌷🌷🌷

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 ปีที่แล้ว +13

    Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @seumtsegai3698
    @seumtsegai3698 ปีที่แล้ว +5

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    Efrem gdey tawet nfetwo hawna mebrahtu menges texawetay texarakay tebae feximu zey

  • @tedrosabraham739
    @tedrosabraham739 ปีที่แล้ว +5

    Glory to our Martyrs.🇪🇷

  • @teweldemebrahtu9901
    @teweldemebrahtu9901 ปีที่แล้ว +13

    ዘልአለማዊ ክብርን ዝኽርን ምእንታና ምእንቲ'ዛ ሐላል መሬት ዝተሰወኡ ተጋደልትና , መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ጅግና ተ/ጋ መብራህቱ ።
    ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷❤💐

  • @chantellecox3415
    @chantellecox3415 ปีที่แล้ว +1

    Because of them we are here Awet ne hafash💪✊

  • @sunnysideup5150
    @sunnysideup5150 ปีที่แล้ว +4

    EMNA thank you so much for airing this video sahilu and mebrahitu are my family, I feel bad I don’t even know thier heroic story, I know they were jeganu tegadelity,🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷💪🏾💪🏾👍👍❤️🌹❤️🌹❤️🌹🙏🙏🙏

  • @medajhon1274
    @medajhon1274 ปีที่แล้ว +6

    No word to describe our martyrs ❤❤❤❤❤

  • @eriwedihezhez
    @eriwedihezhez ปีที่แล้ว +11

    አቶ ኢፋሬም ብጣዓሚ ዘይንፎልጦ አፋሊጥካና ።ዓወት ንሓፋሽ ❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kiflesolomon6333
    @kiflesolomon6333 ปีที่แล้ว

    MARHABA EFRIEM GIDE!!!
    KIBRN ZIKRN NETOM HIWETOM ZIHABU HARBEGNATAT ERITREAN!!!
    EGZIABHIER AMLAK ERITREAN HZBAN YBARK!!!

  • @nesredingebres2861
    @nesredingebres2861 ปีที่แล้ว +2

    Victory to the masses
    Eritrea persists for ever as the great nation

  • @senay6334
    @senay6334 ปีที่แล้ว +2

    ክብሪ ነቲ ዘይከኣል ከምዝከኣልኀህያውኀጌርኩም ዝሰነድኩም ክፍሊሰነድ ኤሪ ቲቪ ክብርን መጎስን ንሰማእታትኔ ❤🇪🇷❤

  • @ahlam946
    @ahlam946 ปีที่แล้ว +5

    الله يحفظ الشعب الارتيري 🌸🇪🇷🌸🇪🇷🌸🇪🇷🌸🇪🇷🌸🇪🇷🌸🇪🇷🌸

  • @ksanetnegash8053
    @ksanetnegash8053 ปีที่แล้ว +3

    Thank you so much, kbret yhabelna EMNA media neti biakal zeynfelto jigna Mebrahtu Menges (akoy jigna ) tariku zemseakulmna btaemi nemesgnekum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 ปีที่แล้ว +10

    ኣጆኺ ኣንበሲት ንሶም ስለ ዝሓለፉ ብጹኣን ጀጋኑ ያ ኮ ኤርትራና ክትቅጽል ክትርከብ ክትኩላዕ ዝበቐዐት ብሓፈሽኡ ንስኽን ከማኽን ዝኣመሰሉ ስለ ዝተጋደሉ ሃገር ብርሃን ኮይና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ወትሩ መንፈሶም ኣብ ልብና እዩ።
    ወትሩ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታት ኤርትራ

  • @ዋርሳይወዲይከኣሎ
    @ዋርሳይወዲይከኣሎ ปีที่แล้ว +9

    ጅግና ነብሱ ከምዚ እየ ኣይብልን እምበር እሲኪ እሲ እንታይ ይጎድለኪ ድዩ መኣረ እንድኩር እኪ ጅግና እሱሲ ሰብኣይ ከማን ተጋደልቲ የህዋትና'ከ ደኣ ምስ እዚ ኩሉ ተፍትራዊ ብድሆታት ተጻዊርክን መኣረ መኣሪኦም እንዲኪን ትወድካ ነርኪን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕❤️💕❤️💕❤️🇪🇷💕❤️✅✅✅✅✅✅✅✅✅

  • @user-lb8mb2rm7g
    @user-lb8mb2rm7g ปีที่แล้ว +7

    ኡንዱኩር and ተባራታእ were greatly loved and admired by the people of Seharti in the 70s.

  • @tesfatekle7252
    @tesfatekle7252 ปีที่แล้ว +2

    ዓወት ንሓፋሽ 💪💪💪 ኣጆኹም ኣለና ዉሉድኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷!!!

  • @henokandom8124
    @henokandom8124 ปีที่แล้ว +2

    ሰሚዕካ ዘይፅገብ ታሪክ ጅግና ናይ ጀጋኑ ክብሪ ይሃብኩም

  • @galaxy7056
    @galaxy7056 ปีที่แล้ว +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @GhideDebesay
    @GhideDebesay 2 หลายเดือนก่อน

    Jgna wedie erey ❤❤❤❤❤ abhagerun zwedk jgna abaserka alena

  • @zahaykassette8094
    @zahaykassette8094 ปีที่แล้ว +6

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 ปีที่แล้ว

    Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸❤️

  • @RussomGhenregiorghis
    @RussomGhenregiorghis 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ነባሪ ዝክርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @michalemichale5880
    @michalemichale5880 ปีที่แล้ว +1

    🎉Thank you EMNA !

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 ปีที่แล้ว +3

    ሰሚኦካ ዘይ ጽይገብ ታሪክ ጀጋኑ ክቢሪ ይሃቢኩም ።
    ❤❤❤😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @atobrhantekie5799
    @atobrhantekie5799 ปีที่แล้ว +3

    ሓድጊ ጀጋኑና ሃገር ኢዩ። ግምባርካ ንዓረር እሞ ከኣ ምስ ሽሾ ሰራዊት ገጢምካ ብህይወት ክትተርፍ ማለት ትእምርቲ ኢዩ። ሳህሉን ብጾትኪን ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይትምነየልኩም። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና! ውውትሩ ዓወት ንሓፋሽ።

  • @mhreteabbrhanetesfay4296
    @mhreteabbrhanetesfay4296 ปีที่แล้ว +1

    Glory to our martyrs 🇪🇷🐪❤️

  • @sawrawidegans2900
    @sawrawidegans2900 ปีที่แล้ว

    Thanks wedi amoy and eko Ayleston eye bjgnetu gn koria

  • @biniamhabte6148
    @biniamhabte6148 ปีที่แล้ว +1

    Glory to our martyr jigna iki ajoki sala zitegadelki hagern hizbin selam rekibu 😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @solomonkidane2230
    @solomonkidane2230 ปีที่แล้ว +3

    Efreim......enduqur harbenga yu...kem kokhob. Demiqkhu.zwezelu.masawa_ seyishi .year 1977......harbenga aynebrenyu. Tarikhuyu zweres.....thanks 🇪🇷🙏

  • @almazberhe5654
    @almazberhe5654 ปีที่แล้ว +5

    👏🇪🇷🇪🇷💐💕💖💜💗🇪🇷🌹🌷

  • @jonath.211
    @jonath.211 6 หลายเดือนก่อน

    Efrimm hawey nska bluxi hagerawie ika zelemawi zkierire nswtna❤❤❤❤

  • @user-uq7dz1in9t
    @user-uq7dz1in9t ปีที่แล้ว

    ኢፍርዮም ግደ ኮርዒዳ !! በርባሪ ገድላዊ ቃልስና ብስመይ 👉🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🙏🙏🙏

  • @eritrearussom29
    @eritrearussom29 ปีที่แล้ว +5

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🙏🙏👍👍❤️🇪🇷🇪🇷

  • @meronzecarias6939
    @meronzecarias6939 ปีที่แล้ว

    Grmeso grmeso wedi ch****** we proud of you bro

  • @aronhenok6131
    @aronhenok6131 ปีที่แล้ว

    🇪🇷✊🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷🇪🇷✊🏽✊🏽🇪🇷🇪🇷

  • @rigatgirmay8848
    @rigatgirmay8848 ปีที่แล้ว +4

    ኤርትራዉነት ክቡር ዋጋ ዝተከፍሎ መንነት ክብርን ዝክርን ንስዉኣትና
    ኣብ ሕድሮም ንጽናዕ
    ዓወት ንሓፋሽ

  • @jaynjonas
    @jaynjonas ปีที่แล้ว +7

    ንስዉእ ዕንድኩር ድሕሪ ናይ 1977ዓም ውግእ ናይ ዓዲ ሓወሻ ኢየ ዝፈልጦ። መፍለጥየይ ድማ ሓንቲ ውፍይቲ ናይ ሕግሓኤ ጓል ቤት መኻእ ስማ እዝጎም ትባሃል ብዓፈንቲ ናይ ደርጊ ትህደን ስለዝነበረት ሃዲማ ንርእሲ ዓዲ ትመጽእ። ኣነ ምስ መተዓብይተይ ናይ ሕግሓኤ ስሩዓት ስለዝነበርና ካብ ጀማሂር ተጋዳሊት ሳጓኣ ሸሪፎን ካብ ብኣፍሮ ዝፍለጥ ስሙ እንተ ዓለም ወይ ድማ ብርሃነ ኢዩ። ግዜ ስለዝነውሓኒ ረሲዔዮ። ካብኡ ኣፍሮ ከምዚ ይብለና እዛ ሓፍትና ብዓፈንቲ ትድለ ስለዘላ ብድርፎ ጌርና ንሰሓሪት ዓዲ ዝግብ ከይንወስዳ መንገዲ ስለዝነውሓ ንስኻትኩም ብእንዳ ኣቡነ ኣረጋዊ ጥቓ እንዳ ኮካኮላ ምስ ኣተኹም ቁጽሪ 2 ኣውቶቡስ ተሰቒልኩም ንሹቕ ምስ በጻሕኩም ካልእ ንጎዳይፍ ትኸይድ ኣውቶቡስ ተሰቕልኩም ብብሎኮ ደቀምሓረ ተውጽእዋ። ኣነ ምስ ክልተ ስዉኣት መታዓብይተይ ንእስ ዝበለት ደርሆ ዓዲግና ኣብ ብሎኮ ደቀምሓረ ምስ በጻሕና በቲ ኣባት ጦር(ብግዜ ንጉስ ሃይለ ስላሴ ወታሃደራት ኔሮም ጡረታ ዝወጹ ደሓር ደርጊ ስልጣን ሒዙ ክሉ ናብ ግንባር ኢሉ ምስ ኣወጀ ክብ ጥሮታ ተመሊሶም ፈቐዶ መፈተሺ ነቑጣ ዝሕልዉ ዝነበሩ ኢዮም) ዘዕርፋሉ ኣነ ፈሊጠ ናብቲ ፈንጂ ዘሎዎ ነታ ደርሆ ከምቲ ሃድም ይገብራ። ስዉእ ከሰተ ነታ ደርሆ ዝመልስ መሲሉ ነተን ኣባት ጦር ኣቓልቦኣነ ናባና ከምዘይገብራ ገበረን። ካብኡ ውፍይቲ እዝጎም ደርሆይ ኣጥፊእካለይ ኢላ ፈሊጣ ንዓይ ድክር እንዳበለት ካብታ መፈተሺ ኣሽኪዕና ናብ ዝግብ ናብ ሓንቲ ትብለጽ ትባሃል ጀማሂር ነረክባ። ካብኡ ንሕና ጅግንነት ዝፈጸምና መሲሉና ንብዓል ስዉእ ዕንድኩር ክንስለፍ እንተ በልናዮም ሕግሓኤ መውዓሊ ሕጻናት የብላን። በዚኣ ጌርኩም ንኣስመራ ተመሊስኩም ከምዚ ንእዝጎም ንኸተውጽኡዋ ዝገበርኩሞ ጅግንነት ከምኡ ዘድለይና ኢሉ ክልተ ተጋደልቲ ጸዊዕ ንኣስመራ ቅጥቅጥ ኣቢሎም ይመልሱና ይብለኩም። ስዉእ ዕንድኩር ኣብ ሳሓርቲ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ኣዝዩ ፍሉጥ ኔሩ።
    ዘልዓለማዊ ክብርን ሞገስን ንስዉኣትና።

    • @ksanetnegash8053
      @ksanetnegash8053 ปีที่แล้ว +2

      Thank you so much

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 ปีที่แล้ว

      ጋዘጠኛ ኢፍረም ምስዚ ሓርበኛ ዋርሳይ ይከኣሎ ስነጥበባዊ ከየላለየና ረሲዑ፡ ሰኒ👍🏼
      ዓወት ንሓፋሽ! 🇪🇷🐫💐

    • @natnaeldawit1212
      @natnaeldawit1212 ปีที่แล้ว

      ሰላም ሓወይ እዚ ኣፍሮ ዝበልካዮ ፍሰሃየ ሃይለ (ኣፍሮ) ኣመሓዳሪ ዞባ ማአከል ዘሎ እዩ መስለኒ።

  • @user-gk2cd4ib7o
    @user-gk2cd4ib7o 5 หลายเดือนก่อน +1

    ✊️✊️✊️✊️😇😇😇🙏🙏🙏

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 ปีที่แล้ว +1

    Zelalmeiwi zekern kebrn neswatna 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 ปีที่แล้ว +2

    ኤርትራዊ ማለት ንቕያን ንታሪኽን ንጅግንነትን ዝተፈጥረ:ብሉጽ ዘርኢ ኢዩ።

  • @hybirdgenetic7096
    @hybirdgenetic7096 ปีที่แล้ว +3

    እዛ ሃገር ከቢድ ዋጋ ኣኽፊላትና ፡ ነዞም ዘለና ኻኣ ከቢድ ሕድሪ ተሰክመና ፡ ዓወት ንሓፋሽ ፡ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና

  • @ksanetfisseha4314
    @ksanetfisseha4314 ปีที่แล้ว

    Ewe jeganu Abotatinan Adetatinan haben hager sematitna kisanu zelalemaw zikiren nisematatnav❤wetiru ab blibna🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @stellaberhane1053
    @stellaberhane1053 ปีที่แล้ว +1

    ከም ኤርትራዊ አሎ ዶ ጅግና አብ ዓለም 🇪🇷🙏🏾🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽

  • @biniamestifanos8300
    @biniamestifanos8300 5 หลายเดือนก่อน

    Bselame erafe gegna adi nefas🎉

  • @akliluhabtemaria9628
    @akliluhabtemaria9628 ปีที่แล้ว

    ወዲ አሞይ ጅግና ብሰላም ዕረፍ

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 ปีที่แล้ว +1

    😭😭😭🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 zelalemawi zkri nswatna.

  • @sirakemhazion2733
    @sirakemhazion2733 ปีที่แล้ว

    Mama shale jigina 🎉🎉🎉❤

  • @mehamedali3092
    @mehamedali3092 ปีที่แล้ว +5

    🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab7906 ปีที่แล้ว +4

    😭😭😭😭 ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ 💪💪♥🇪🇷 ዝገርም ጅግንነት😢😢 እዞም ዕንድኩር ዝበሃሉ ጀጋኑ ግን ሓደ ጥራይ ድዩ ዋላስ ክልተ ኢዮም ? ብዙሓት ተጋደልቲ ስሙ ክጠቕሱ ይሰምዖም ኢየ ግን ህሉው እምበር ስዉእ ይመስለኒ ኣይነበረን 😭 መኽንያቱ ንስሙ ዕንድኩር ጥራይ ኢሎም ክሰምይዎ እምበር ስዉእ ክውሱኹላ ሰሚዐ ስለ ዘይፈልጥ 😢 ብፍላይ ኣብ ናይ 1977 ኲናት ከባቢ ኣስመራ ብዙሓት ንጅግንነቱ ከዘንትዉ ሰሚዐ ኣለኹ ። ስዉእ ምዃኑ ግን ሎሚ ቦኹሪ እዝነይ እዛ መሬት ኤርትራስ ዓይነት ሰባት ዉን መሪጻ ኢያ ወሲዳትልና 😢😢😢 ኣብየማኑ ይቀበልኩም ንብምልእኩም ጀጋኑ ስውኣትና 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥♥♥

    • @minaszemui4622
      @minaszemui4622 ปีที่แล้ว

      INDKUR AB 1977 -79 MERAHI BOTOLONI INDA 51/2 MIS ALI NYRU AB SEHARTI

  • @senait4255
    @senait4255 ปีที่แล้ว

    ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 💝😍🤩🥰🌄🇪🇷‼️

  • @teamehadish758
    @teamehadish758 ปีที่แล้ว

    Good job

  • @TesfuGerye-cn5dp
    @TesfuGerye-cn5dp ปีที่แล้ว +6

    ኤርትራውነት ኩቡር መንነት

  • @teamehadish758
    @teamehadish758 ปีที่แล้ว

    ሓርበኛ ኣይነብርን አዩ ።ታሪኩ አዩ ዝዉረስ፡

  • @kiflesolomon6333
    @kiflesolomon6333 ปีที่แล้ว

    KIBRN ZIKRN NETOM HIWETOM ZIHABU HARBEGNATAT ERITREAN!!!!
    EGZIABHIER AMLAK ERITREAN HZBAN YBARK!!!

  • @alganeshhabte7432
    @alganeshhabte7432 ปีที่แล้ว

    Endukur it's a history we wos yang but we heard a lot about him he hero.

  • @a.t5699
    @a.t5699 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😢😢😢

  • @arsemamsghnna8802
    @arsemamsghnna8802 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301 ปีที่แล้ว

    ኤርትራዊ ኩቡር መንነት

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 6 หลายเดือนก่อน

    ንናጽነትናን መንነትናን ዝኸፈልናዮ ከቢድ ዋጋ፡ ከም መብራህቱን ካልኦትን ዝኣመሰሉ ጅግንነታዊ ተግባራት እውን ማእለያ የብሎምን!!ኣፈ-ታሪኻዊ ፍጻሜታት ወይ ተግባራት ንዘልኣለም እንተዘይኮይኑ ኣዝዩ ነዊሕ ግዜን ንዝመጽእ ወለዶታትን ክዝከር ኣለዎ!!! ዘልኣለማዊ ክብርን ዘልኣለማዊ ምስጋናን ንሰማእታትናን ጀጋኑናን መስዋእቶምን ተጻዋርነቶምን።
    🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏✨️💫

  • @fashumdnash2880
    @fashumdnash2880 หลายเดือนก่อน

    አምላኽ ኩሉ ግዜ ምሳኹም እዩ

  • @habtomissak3967
    @habtomissak3967 ปีที่แล้ว +1

    Harbegna Aynebrn Tariku Eyu Zwres

  • @rezeneasfaha2612
    @rezeneasfaha2612 ปีที่แล้ว +1

    መጀመርያ ነዚ መደብ ዚ ንእተቅርቡ ልዑል ምስጋና። ሳህሉ ሓቂ ዩ ንዝነበርካዮ ናይ ገድልን ገደሉን ንኩሎም ንመስገደላቱን ክትርኽ ከሎኻ ብውልቂኻ ክትገልጾ ወይ ነቲ ቦታ በይንኻ ክትከዶ ኣዝዩ ከቢድ እዩ።
    ኣብዛ ሕጂ ሳህሉ ወልደንኬል ትገልጾ ዘላ ነቲ ብኣካልን መንፈስን ኣብኡ ኣብቲ ቦታን እዋንን ብሓሳብ ተመሊሳ እናተራእያ ስለትትርኾ ዘላ ሎሚ ኣደኮይና ክትነብዕ እንከላ እቲ ናይ ቅድም ዝነበረ ንብዓት ናይተጋዳላይ ብጽንዓትን ጅግንነትን ኒሕሕ ንደገ ተውጽኦ ኣላ ንዕኣን ንኩሎም ብጾትን እናዘከርካ ምሳኻ ዝነበሩ ሽዑ ወይ ድሕሪኡ ዝነበሩ እንተዝህልዉ እዚ ንብዓት ዚ ኣብቲ ናይቀደም ቦትኡ እምበር ንደገ ኣይምወጸን ። ግን እቲ ንብዓት ተራ ንብዓት ኣይኮነን። እቲ ናይ ቀደም ናይ ጽንዓትን ናይ ጅግንነትን ውሽጣዊ ረቂቕ መንፈሳዊ ሓይሊ ትብዓት ዘዕጥቕ መለኮት ዩ። ሳህሉና እዚ ዝኽሪ ዚ ኮ እየ ክሳብ ሕጂ ኤሪትራና ከም ትህሉን ከምትቅጽልን ነረጋግጸሉ መንፈስን ሕልናን ዩ ናጽነት መጺኡ ዋርሳይ ሃገር ኣውሒሱ መንደላይ ንሰላማን ሰላም ዞባናን ዘረጋግጽ ዘሎ። እቲ ጽቡቕ ነገሩ ግን ተረፍ ስለዘሎኹምና ንደቅኹም ነዚ ሕልናዚ ስለዘዕጠቕኩም እዩ ሞ ክብርን መጎስና ንጀጋኑና ።
    ምስ ናፍቆቱ ንዓኽን ንኹሎም ብጾትን።

  • @sikufish620
    @sikufish620 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @zehayeberaki60
    @zehayeberaki60 11 หลายเดือนก่อน

    What a wonderful time they were throwing bombs to their enemies, but now we end throwing rocks on ourselves.

  • @maekeleyuel7855
    @maekeleyuel7855 ปีที่แล้ว

    Ewey eza adey adi geganu😭😭😭😭😭

  • @misghinagheb9692
    @misghinagheb9692 ปีที่แล้ว +1

    ERITREAWI MUKUANEY NIBEAT HABEN NEBIEYE,ADINFAS SEFER JIGNIBET KURAE ERITREAWI 🇪🇷 .

  • @rezeneasfaha2612
    @rezeneasfaha2612 ปีที่แล้ว +4

    ሳህሉን ተወልደን ሰብ ቀደም ገጽኩምን ድምጽኹምን ምርኣይናን ምስማዕናን ገለ ተሰሚዑና ነዚ መደብ ናይ ትረኻ ስለዘይውዳእ ወላ እዚ ዝሓልፍዎ ዘሎዉ ታሪኽ ስለዘይ ውዳእ ኩሉ ርእሱ ዘዝኸኣለ ዓቢ ምዕራፋት ዘይውዳእ እዩ ሞ ብዝተፈላለየ ኣገባብን መልክዕን ክትቅጽልዎ ምስ መጎሱን ምስጋናን ክትድህስስዎ ይላቦ። ኣስማት ዝጠቅስዎም ናይ ስዉኣት ነናይ ውልቆምን ውዕሎኦምን ካብ ምስላፎም ክሳብ ግቡኦም ዝፈጸሙላ , ተሪኽካ ስለዘይውዳእ ኣድቂቅካ ንኩሎም ዝካየዱ ንጥፈታት ገድልን ገደሉን ናይ ሓደ ዓመት ዘይኮነ ናይ ሓንቲ ኣጋጣሚ ውን ተሪኽካ ስለዘይውዳእ ከሎዉ ምጉያይ ከድሊ እዩ። ሓደራ።

  • @zerukeshi9936
    @zerukeshi9936 ปีที่แล้ว +2

    ኣባይኪ ይንባዕ ዋዕሮ!! ውላድ ሓድጊ እኳ እንተኾነ ብዓቢኡ ግን ዓለም ዝፈልጣ ኤርትራ ትበሃል ሃገር ፈጢሮም እዮም ሓሊፎም ሰማእታትና ወትሩ ድማ ኣብ ልብና ኣለው።

  • @dl4055
    @dl4055 ปีที่แล้ว +1

    Zelalemawi kbrn megosn nsemaetatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 salakum hager koyna koriena nhben alena,🇪🇷🇪🇷

  • @okbakidane9178
    @okbakidane9178 ปีที่แล้ว

    Sahlu haftey firki akalatki hibki kab bsul tire wexieki ajoki jeganu tarik serihom halifom eyom kbirn mogosn nsematatna ykun

  • @Nnn-t
    @Nnn-t ปีที่แล้ว

    Ajoki niski wun jigna eki abyki yinbae ade eritrea 🇪🇷

  • @zereslaseweldemaryam3770
    @zereslaseweldemaryam3770 ปีที่แล้ว +2

    ሰውራ ኤርትራ መዘና ኣልቦ ጅግንነት መወዳድርቲ ዘይርከቦ የቀኔልና ጀጋኑ ኣያታትና ኣሓትናን.

  • @eritreanieritreawyan4488
    @eritreanieritreawyan4488 ปีที่แล้ว

    Efar plz eza jigna adena part 2 gberelna sfih bzbele plz Wala nezi abona

  • @girmayhaile8430
    @girmayhaile8430 ปีที่แล้ว

    መንም ሰብ ክስዋእ ዝሕጎስ ሰብ የለን ግና እትመስዋእቲ ስለሐገር ስለዝኮነ እይንግሕን

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 ปีที่แล้ว +1

    💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭

  • @weredebrhane9751
    @weredebrhane9751 ปีที่แล้ว +1

    ኣየወ ገድሊ ኤርትራ ብከምዚ ከምድመጸ ደይ ፈልጥ ኣሎ ሞ ብከምዚ ነፍልጦም ኣብ ምዕቃብ ውን ከምኡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🌹🌹🌹🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇱🇾🇷🇺

  • @tesemadesta3026
    @tesemadesta3026 ปีที่แล้ว

    ኣጀኹም ኣርካናት ጀጋኑና፡ ዋላኻ እቲይ ምረትን ሕስምን ገድሊይ ጥንኩርን ሓያልን በዳህን ከምዝነበረ እውን እንተኮነ ግን
    ክኣ " ዘራጊይ ማይ እንከሎስ ጽሩይ ማይ ነይስተ" ከምዝብሃል ንጥፍኣትና ዝምነዩን ንህላውነትና ክብሪታትና ደምሲሶም ሃገር ከም ሃገር ክድምስሱና ዝሓሰቡ ብዘይ ሕሪያና ናብ ሰውራ ከነላዕል ዝገደዱና ተገዲድና ቀያሓቲይ ኣሰዊኣና ኣሰንኪልናን ክሳብ ሕጂይ ክኣ ክሕስዱና
    ልኡላውነትና ክዳፈሩናን ሰለም ኣይበሉን፡ ግን ብሳላ ጽንዓት
    ይክኣሎ ምስ ዋርሳይ ንልኡላውነትናን ክብሪታትናን ካየድፈርና ንዓና ጉድጋድ ዝኩዓትዎ በዓላቶም ከምዝኣትዋ ጌርናዮም፡ ስለዚይ መስዋቲይ ኤሪትራውያን ንውሉውአለዶ መጽሓፍ ኣብ ልዕሊይ መጽሓፍ ዋጋን ሞሳን መስዋትነቶም ክንደርሰሎምን ክንዝይመሎምን ክንትርከሎምን ኣለና፡ ኣብነታውያን ስውኣት ከም ብዓል ተጋ/ስውእ ዕንድኩር እንተዘይ ነሰውእ እዚይ ዝረኸብናዮ ሰላም ብርሃን ናጽነትን ኣይምረኸብናዮን፡ ስለዚይ መስዋእቲይ ብጾትና ዋጋ ሓርነት ኢዩ፡ ኣብ ንጹር ዕላማኻን መትከልካን ብጅግንነት ምሕላፍ ክኣ ኣብ ነፍሲይ ወከፍ ንውሉድ ወሎዶ ኤሪትራውይ እንዳተዋራረሰ ክነብር እዩ።
    ዘላኣለማውይ ዝኽሪ ንስውኣትና
    ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ኤሪትራ ምስ ጀጋኑ ኣርካናት መራሓትናን ህዝቢይ ኤሪትራን፡
    ዓወት ንሓፋሽ!
    ሞትን ቀብርን ንጸላእትና፡

  • @russomghebregiorghis1459
    @russomghebregiorghis1459 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kibromteklab1368
    @kibromteklab1368 ปีที่แล้ว

    Selam kemey alekum kulatekum daqe eriy endehr kielka koneral kahsay ande (wedi ande )absemera konu buzuh desrho neger sele delo tetekrbelnas tsebuki naru

  • @robibana1849
    @robibana1849 ปีที่แล้ว

    Is the singer tegadalay Bereket Araya?

  • @robelamanuel3108
    @robelamanuel3108 ปีที่แล้ว +1

    ጋዜጠኛ ኤፍረም ግደ ብእተቕርቦ ዘለኻ መደብ፡ብዙሕ መንእሰይ ታሪኽ ይማሃሮን ይፈልጦን ኣሎ።ምስጋና ንዓኻን መሳርሕትኻን።
    ንምቕጻል ኣብ መሰጋገርን መጀመርን መደብ ፡ጽንዓትና መኸተና ወይ ከም'ኡ ዝኣመሰለ ሳሓቢ ሜሎዲ ሙዚቃ እንተትገብሮ ጽቡቕ ምኾነ።

  • @amanueltesfamichael5776
    @amanueltesfamichael5776 ปีที่แล้ว

    Mesdemem tarik hizbawi ginbar jeganu yenibie tegadeliti hizbawi ginbar hakenga semaetat

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere9427 ปีที่แล้ว

    መን ከም ኤርትራዊ፣ መስተንክራዊ ቅያ ሰሪሖም ሓሊፎም ነባሪ ታሪኽ ገዲፎም ጀጋኑና፣ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ፣ ብትንፋስኩም ነስተንፍስ ኣለና ህያው ኢኹም ንዘልኣለም።

  • @samuelbiede6574
    @samuelbiede6574 ปีที่แล้ว +2

    Bmejimerta neza mchiwtn bdem bluxatn jeganun zmxet adey amlak xlalu kenbrela andatemenku an khbo delye zeleku hasab bzaaba tarikawyan saltatna ayu tka ashuk zdekeses keydekese yhadere kemzbehal azo kuruhat kelewu kndeyenay keyndks dro ako gele saltatna natna kblwo jemirom alewu azmedeb mar xbukn meharn ayu ab mewedaata nayzi treka hanti sealn sealian measn abey kunetatn ke tesealet teznger xbuk ayu ntom zeynfelto nfelto azom kuruhat kea kebdum mtekerxu ashok bnashuteu mekutkut xbuk ayu neti zeyxiad serawitna senay andatemeneku awet nhafashe ybl

  • @mesitube5641
    @mesitube5641 ปีที่แล้ว +1

    Jeganuna ab abzitesewulu bota endakedkum keziteriuna tarikom entetnegrunas kindey mixebeke

  • @fashumdnash2880
    @fashumdnash2880 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑ ናይ ሀገርና ኢኺም ኩሉ ጊዜ አብልና ኢኹም።

  • @rigmeb3294
    @rigmeb3294 ปีที่แล้ว

    እዋይ አታ እዛ ሽኮሪና ተጋዳሊት ብሂወት አላ ድያ ፥