EMN - ምስጢራዊ ስርሓት ህዝባዊ ግንባር ብልሳን ተጋዳላይ ዳኒኤል ብርሃነ - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 140

  • @solomon8
    @solomon8 3 ปีที่แล้ว +14

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተጋዳላይ ዳኒኤል ብርሃነ ።ብሓቂ ተመሲጠ ኩሉ ዛንታ ክሰምዖ ዉዒለ ።ዛንታ ኣቦታተይ ዛንታ ዋዕሮታት ኣዴታተይ ሙኻኑ እዚ ዘይብሃል ሓበን ተሰሚዒኒ። ኣብ ስደት ወጺኻ እታ ቀንዲ ተጋጥመካ ሽግር መን ሙኻንካ እንታይ ዓይነት ታሪኽ ኣለካ እዩ። ጽቡቅ ታሪኽ ኣቦታትካን ሃገርካን እንተለካ ብሓበን ኮሪዕካ ተስፋ ተሓንጊጥካ ኩሉ ዕዮታትካ ትፍጽም ፡ብስደት ኣይትደሃልን ብማንም ጻዕዳ ድማ ኣይትድነውን ኣይትድንደንን። ሕማቕ ታሪኽ እንተለካ ግን ኩቱር ነብሰምትሓት ተሰሚዒካ ብነብስኻ እናሓፈርካ ትነብር ። ስለዚ በቲ ንስኹም ዘበርከትኩሞ ቅያን መስዋእትን ንሕና ደቕኹም ኣፍልብና ነፊሕና ከም ንገብር ጌርኩሙና ። እዚ ክብል ከለኹ ግን ብዙሕ ኤርትራዊ ታሪኹ ስለዘይተነግሮ ርእሱ ኣድኒኑ ዝኸይድ መሊኡ ኣሎ። ስለዚ eritrean media network በጃኹም ከምዚ ናይ በዓል ዳኒኤል ዓይነት ዛንታት እናምጻኹም ነዳዲ ሃቡና ። ክብረት ይሃብኩም ስለቲ ኩሉ ግዜ ብሉጽ እንግደትኩም ። Thanks 🇪🇷👏

  • @ጋልኤረይጻዕዳአስመራዊት
    @ጋልኤረይጻዕዳአስመራዊት 3 ปีที่แล้ว +31

    ሰብ ቅያ ከማኹም እካ አይድገምን እዩ ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም 🙏🇪🇷

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 3 ปีที่แล้ว +2

    ዒደመን ጥዒና ይትምነየልካ አያና ዲንኤል🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @temesgenamlak6912
    @temesgenamlak6912 3 ปีที่แล้ว +24

    መን ክመስለኩም ጀጋኑ ኤረ ሰላምን በረከትን እግዝአብሄር ምሳኩም ይኩን

  • @georgonemariam3302
    @georgonemariam3302 3 ปีที่แล้ว +30

    ብጻይ ዳኒኤል ጅግና ካብ ዋህዮ ስጋብ ዉፉይ ዘብጻሕኪኒ ካብቶም ዝሕበነልካ ዕቢ መምህረይን ብጻየይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።እታ ናይ ትራክ ቢ ምሸት ጉዳይ ስንካ ምድ ጠቐስካያ ቡዙሕ ዘኪረ ዳኑ ጅግና ሕጂ ውን ሸጥ ማዓንጣ ኣብ ዘዘለናዮ ብጻይካ ጆርጆ

    • @negodatatselam443
      @negodatatselam443 3 ปีที่แล้ว +1

      Selam Jorjo telephone nay Daniel Aleka do yikewin Kabtom wufuyat nay ketema Asmara Zigelexom Eti Hade Swue Hawey Eyu Emo Kihato Silezideleku Thanks .

    • @georgonemariam3302
      @georgonemariam3302 3 ปีที่แล้ว

      @@negodatatselam443 selam ኣይፈለጥኩኻን ሞባይልካ ጻሓፋለ

    • @gulsiumnhameda2029
      @gulsiumnhameda2029 3 ปีที่แล้ว

      🥰🥰🥰

  • @elk5824
    @elk5824 3 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአቢሔር ንኤርትራን ህዝባን ይባርኽ ጅግና ሓውና ዳኒኤል ዕድመን ጥዕናን ምስ ስድራ ቤትካ የቀንየልና ደቂ ኤረይ

  • @almazgegish6616
    @almazgegish6616 3 ปีที่แล้ว +2

    So proud to be Eritrean mezena alo jgnnetn tewefaynetn Eritreawiyan 🇪🇷💪🇪🇷

  • @simretashebir5933
    @simretashebir5933 3 ปีที่แล้ว +21

    የከንየልና ተጋዳላይ ዳንኤል ብርሃነ

  • @yordi1683
    @yordi1683 3 ปีที่แล้ว +4

    Wow nay jeganu deki Ery feximu zeywidae abey ke tetenkifu 👍🏾👍🏾👍🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
    @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 3 ปีที่แล้ว +1

    Ezi tarik jeganu si semikayo zeymeno mesedmem eyu.🇪🇷❤🙏

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 3 ปีที่แล้ว +6

    SHABIYAWIAN SHABIYAWINET
    ERITREA RESILIENT AS EVER
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @isseyerione2738
    @isseyerione2738 3 ปีที่แล้ว +8

    What a story I am so proud of you Sir Daniel
    Thank you EMN

  • @Flower12347x
    @Flower12347x 3 ปีที่แล้ว +3

    Jeaganu Tarik nay Ertrawyan teterku zeywida Eyou keep it going ♥️🌹❤️💕

  • @tsegaandemicael711
    @tsegaandemicael711 3 ปีที่แล้ว +4

    Ertrana nmmxae deytenegre ember zeytegebre jgnnet yelen , kebrn megosn neakum ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @naodmekonen2047
    @naodmekonen2047 3 ปีที่แล้ว +4

    Good job Eritrean media 🇪🇷🇪🇷🙏

  • @Alemino01
    @Alemino01 3 ปีที่แล้ว +3

    What a great history to tell a great hero Amazing person, God bless and your family. I hope to see one day?
    Never Knell down Eritrea.

  • @dawedgherense7580
    @dawedgherense7580 3 ปีที่แล้ว +11

    EMN በጃኹም ከምዚ ዓይነት ናይ ጅግንነት ታሪኽ ንመጻኢ መደብ እንተ ትሓስብሉ ነዛ ሓዶሽ ወለዶ ትምህርቲ ምኾነ።

  • @wedidemaskahsay9069
    @wedidemaskahsay9069 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጀጋኑና ምስጢር ዓወቶም , ምስጢራዉያን ምኳኖም'ዩ ።

  • @yonatanbokere2181
    @yonatanbokere2181 3 ปีที่แล้ว +3

    Men kem shabai 🥰🇪🇷💪🙏

  • @meron5303
    @meron5303 3 ปีที่แล้ว +17

    የቀንየልና ክቡር ተጋዳልይ ዳንኤል ብርሃነ ህዝባዊ ግንባር ማለት ኣብ ክንዲ ህዝቡን ሃገሩን ግንባሩ ዝውፊ ጅግና ኣብ ስርቅን ቀጠፍጠፍን ዘይኮነ ኣብ ሓድነትን ፍቅርን፡ ብሃይማኖትን ኣውራጃን ዘይፈሊ ነቅ ዘይብል ስርዓትዩ።

    • @kesetexegu3882
      @kesetexegu3882 3 ปีที่แล้ว +1

      Kubur Abona Neti Hawi Zkone niesinet Bedhika nab Ggninet tewefaynet nab awet Enkae Nezi areayeka 🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊🙏🙏

  • @fiyoritsegay7691
    @fiyoritsegay7691 3 ปีที่แล้ว +1

    Wow 🇪🇷🇪🇷🙏dani jegna ♥️💪💪👍👍tegadaley malet eko nebi maleti eyu💪💪💪👍👍👍🇪🇷🇪🇷

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 3 ปีที่แล้ว +2

    ክቡር ተጋዳላይ ዳንኤል እንቃዕ ናጽነት ክትሪእን ስርሒት ጅግንነት ከተዘንቱ ኣብጽሓካ🙏: ኤፍሬም ግደ ፍቱው ጋዜጠኛና ብጣዕሚ ነመስግነካ ነዚ መሳቲ ዕላልጥ ረዚን ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራውያን ስለዘቕረብካልና (EMN ) ነመስግን: ታሪክና ወትሩ ይነገር: ወትሩ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና 🇪🇷💖::

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 3 ปีที่แล้ว +2

    Thank you EMN for helping our heroes to open their mouth and share their stories.

  • @tedroszegherghish9062
    @tedroszegherghish9062 3 ปีที่แล้ว +9

    ጽፍፍቲ ማዕዳ ብ'ተጋዳላይ ዳኒኤል ብርሃነ !
    "ኤርትራዊ ስነ-ምግባር ክሳብ ዝዓቀብና ጅግንነት'ሲ ኤርትራዊ ባህሊ እዩ"

  • @akilehab377
    @akilehab377 3 ปีที่แล้ว +6

    Simply Amazing. Resilient As Ever!

  • @abogida669
    @abogida669 3 ปีที่แล้ว +10

    We are proud of shaebiya and we have full respect for them 💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪

  • @alemtewlde8080
    @alemtewlde8080 2 ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 3 ปีที่แล้ว +6

    Progressive out look for Future of Eritrean Generation is needed now.
    Thank you for your program, it is good timing though was too late.
    Continue Forecasting like this programs, but reserve some secrcey.

  • @freweininegash765
    @freweininegash765 3 ปีที่แล้ว +1

    ብዙሕ ከርተትን ሂወት ፈተነ ብልሕን ተወፋይነትን ኣብ ውሽጢ መስመር ጸላኢ እቲ ዝኸበደ ገድሊ። ብጻይ ዳኒኤል ምጽብጸቱ መስተንክር ስራሕ ታሪኽን ጽንዓትን መግለጺ ትስእነሉ። ኤርትራዊ ምኻንካ ትኾርዕ። ኣብ መወዳእታ መሳጥነቱ ድማ ጽንዓት ኣብ ቃልስን ኣብ ሓደርን ደስ ዘብል ተሪኽ። ስለዚ ታሪኽ ምብርባርኩም እናመስገንኩ ቀጽልዎ። ምስግዜ ተቃዳደሙ። የቐንየልና EMN work.

  • @ermiaskidane1558
    @ermiaskidane1558 3 ปีที่แล้ว

    Batami kubur abona jegnantekum bahki medrgti yeblun edmen tena yhabka. Hazbwi genbar nekdmti alena werstu nezentelta.❤❤❤❤

  • @embayetewelde4336
    @embayetewelde4336 3 ปีที่แล้ว +21

    ህዝባዊ ግንባር ክንብል ከለና ኣፍና ዝሃበና ክንዛረብ ከለና ብቁርጹ ኣወዳድባኡን ብጽፉፍ ኣሰራርሕኡን ብርዝነቱን ብርግኣቱን ብተወሳይነቱን ብጅግነቱን አቲ ዝዓበየ ንናጽነት ንምምጻአ ዝተገብረ ህዝባዊ ተሳትፎን ፖለቲካዊ ንቕሓት ድምር ኩሉ መትከላት ህዝባዊ ግንባር አዩ ።

    • @berihuhadish2729
      @berihuhadish2729 3 ปีที่แล้ว +2

      ኣየወ ኣምበሳየ ልበይ ረኺብካያ !!!
      ብጽፈት ኣዋዳድብኡ ኩሉ ግዜ ምስተደነቕኩ አየ።

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 3 ปีที่แล้ว

      ንፉዕ ካድረ ትጥዕም ቃላትካ

    • @solomonhaile8418
      @solomonhaile8418 3 ปีที่แล้ว +2

      @@weldenegodguad4974 ata mushmush moowut Agame🛌, shiftta nai Tigraionline, abzeybotaka chinnin endabelka kabtsaqe- bikha teriffuka😁😁😁 Ayyeee nabrra Ahbay Dedebit🤔🙊🙈🙊🐒

  • @tesfafremebrahtom3999
    @tesfafremebrahtom3999 3 ปีที่แล้ว +6

    ሰላም ሰላም ኤፍረም ግደ ግርም ስራሕ ግን ናይቀደም ስእሎም እንዳሰንኩም እንተቅረብኩሞም ብዝያዳ ምማረጋ።

  • @ermiastesf7298
    @ermiastesf7298 3 ปีที่แล้ว +10

    It is supposed to be confidential, our heroes, thank you for your service 🙏

    • @aggt4390
      @aggt4390 3 ปีที่แล้ว +1

      I agree with you

  • @l.4290
    @l.4290 2 ปีที่แล้ว

    Desale “Halefa AdiU “ u being obedient to your mother and that is why you are successful to your “ SRIHIT” Al
    All and everybody must listen to a mother ‘s advice.
    Thank you HUBUN JIGNA Desale

  • @tecletecleab2090
    @tecletecleab2090 3 ปีที่แล้ว

    አብ ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ህይወት ዝሐትት ጀግንነት ዘይተገብረ ነገር የለን፣ ገይና ዘይተበርበረ ታሪኽ ስለዘለና፣ ከይሐለፉ ከሎው እቶም ኪኢላታት ሃየ አርክቡዎም፣ ታሪኽና ብጎረባብትና ንስረቕ አለና፣ ጅግና ተጋዳላይ ዳንኤል ከአ የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፣ ከምኡውን EMN ቀጽልዎ ምስጋናና ወሰን የብሉን።

  • @Hagere214
    @Hagere214 3 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤👍💪

  • @wolduyemane1147
    @wolduyemane1147 3 ปีที่แล้ว +1

    ፍልይቲ ስድራ እያ ደቂ ብርሃነ ቁሸት ሓዉ ን ኣዋጅ ብርሃነ ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።

  • @habtegajateklay2888
    @habtegajateklay2888 3 ปีที่แล้ว +2

    Mashallah daniel enqae abhago konka fre kalska you

  • @Hzbawit
    @Hzbawit 3 ปีที่แล้ว +1

    👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪

  • @yodit1991
    @yodit1991 3 ปีที่แล้ว +1

    ክብሪ ይሃብኩም ጋዜጠኛታት ነዞም ጀጋኑ ታሪኽ ጅግንነት ክገልጹ ዝገበርኩም

  • @natnaelberhane5999
    @natnaelberhane5999 3 ปีที่แล้ว +2

    Deki hamsien Serahti kiya 🇪🇷🇪🇷 dekikum kurat eina biakum

  • @georgonemariam3302
    @georgonemariam3302 3 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ኩሉኹም ሑቡናት ሃገራውያን መጽሓፍ ብጻይ ዳኒኤል ብርሃነ ስርሒት ሓፋሽ ወድባት ውፍያትን ኣብ ውሽጢ መስመር ጽላኢ እተዘንቱ ተውዲኣ ክትዝጋሕ እያ ኢድይ እድካ ኢልና ንግዛኣያ

  • @mussieghirmai9979
    @mussieghirmai9979 3 ปีที่แล้ว

    We proud of you very smart you the best what you did all this job Daniel you gegna I am proud ertirea we have people like

  • @abrahamtesfai4941
    @abrahamtesfai4941 3 ปีที่แล้ว +2

    Unbelievable! In a thin Line of life and death for the sake of Eritrean liberation. Tegadalai Daniel, your service and sacrifice with all your comrades is immeasurable.

  • @meharifrezghi212
    @meharifrezghi212 3 ปีที่แล้ว +9

    ኤርትራዊያን ኢና ዋላንተመረረ

    • @natnaelberhane5999
      @natnaelberhane5999 3 ปีที่แล้ว

      Hasawi abi Eroupa enda neberka wela temerere tibil macdonal endabeliaka lokmax adi zelo keman merirni aybelen abi goni mengstu alo. Ata lahasi

    • @meharifrezghi212
      @meharifrezghi212 3 ปีที่แล้ว +1

      @@natnaelberhane5999 ኦቲ ፍርዲ ሰሚዔዮን ርኤን ኣሎኩ ግን ንዓይ ዝምልክት ኣይኮነን ስለ ዘይንፋለጥ ንጂግና ጂግና ክብል መለሰለይ ዩ ኤርትራውነት ምስልን መንነትን ብተግባር ተወንዝፈዮ ስጋብ መቃብር ይጉዓዝ ስጋብ ዘሎኹ ኣበየናይ ጫፍ ዓለም ኣሎኩ ብዘይገድስ
      ክድቅስን ክትስእን ብዛዕባ ሃገረይ ይሓልም
      ሕልሚ ጥራሕ ዘይኮነ ከምቶም ኩሎም'ቶም ሃገራውያን ኣብ ድያስቦራ ዘሎው የሕዋትን የሓትን ዘማሉኡዎ የማልእ
      ሃገረይ ሂወት ኢንተ ሓቲታትኒ ውን ቁሩብየሞ
      ዘይ ምጥርጣር
      ማንነተይ ሓቢኤ ዝነብር ኤርትራዊየ
      ሽሙ ሓቢኡ ዝነብር ኤርትራዊ ኣይኮንኩን ኡሞ
      ቅድም-ቀዳድም ንኣፍንጫኻ ኣጽርያ ነፋጥ እንተይለካ ንኣፍንጫኻ ክይትሕዝ ንሱስ ቀልጢፉ'ዩ ዝጸሪ
      ዘይጸርስ ረሳሕ ኣታሓሳስባኻዩ ተማሃር ክትጸሪ
      ደይመላዕልትኻ ኣይተልዕል

    • @awettesfandrias3395
      @awettesfandrias3395 2 ปีที่แล้ว

      Yes yes 👍

  • @amanuelgebrenugus2604
    @amanuelgebrenugus2604 3 ปีที่แล้ว +2

    ኤርትራውነት ዘይብተኽ ሰንሰለት

  • @asmerashikor6640
    @asmerashikor6640 3 ปีที่แล้ว +6

    06ን 09ን ምስ በዓል ቫይናክን ትሪንዳድን ርክብ ኔሩዎም ዶ እዚ ብመጽሓፍ ተተጻሒፉ ዝበለጸ ምኮነሞ ኤፍሬም እዚ ኣፍካ ዝኸፍት ታሪኽ ጀጋኑና ቀጽሎ ግን ህውኽ ኣይተብሎ ንቀጻሊ ብክፋላት ክቀርብ ብዝሰፈሐ ንጽበየካ ናይዚ ኩሉ ሃንዳሲ ግን ን ክቡር ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ተትውከሰልና ሻለቃ ዳዊት ውን እቲ በሊሕ ሰብ ክብል ይዝክሮ እዩ ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rahwamehari8297
    @rahwamehari8297 3 ปีที่แล้ว +2

    Am proud of u as always

  • @berekethagos8369
    @berekethagos8369 3 ปีที่แล้ว +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @romayabraham8737
    @romayabraham8737 3 ปีที่แล้ว +2

    የቐንየልና ኤፍረም ንሓርበኛ ዳንኤል ዘቕረብካልና። ዘገርም ታሪኽ ኢዩ። ኤፍሬም፡ እንተኺኢልካ ንፍትዊ መስፍን ( መሓመድ) እንተተቕርበልና ጽቡቕ ነይሩ። ፍትዊ መስፍን (መሓመድ) ንቢሮክራሲ ተኪኡ ዝሰርሕ ዝነበረ ሓርበኛ ኢዩ።

  • @dahlakdahlak9695
    @dahlakdahlak9695 3 ปีที่แล้ว

    👍Waww..What a Golden contributions and huge sacrifices and challenging countless odds to rid off the enemies for our independent .
    The rest and the future is for the present and next generation !
    ወርቃዊ፡ አበርክቶን ፡ በዳህቲ፡ መሰናኽላትን፡ እዩ፡ ተሰጊሩን፡ ንሐርነትን፡ ንናጽነት፡ እንቛዕ፡ ከአ፡ ተተረኸሉ፡ በቶም፡ ዝተረፍኩም፡ ብዛዕባ፡ "ቶም ፡ ዝሐለፉን፡ ዝነበሩን ።
    ዝተረፈ፡ ናይ፡ ዘለውን፡ ዝመጽእ/ዝቕጽል፡ ወለዶን፡ እዩ !

  • @optimisticman3412
    @optimisticman3412 3 ปีที่แล้ว +1

    ዘይድገም ናይ ጅግንነት ታሪኽ

  • @giromkidane2994
    @giromkidane2994 3 ปีที่แล้ว +2

    ኩቡር ተጋዳላይ አነ ሕቶ አላትኒ ብዛዕባ እቶም አብ እንዳ ማሪያም 4 ተጋደልቲ በቲ ክሕግዞም ኢሎም አብ ገዝዩ ዝኸዱ ንሱ ድማ ንደርጊ ነጊሩ ዘትሓዞም ምስ ሓዞም ቐሊሎም አብ ማርሻበዲ ንሰሙናት ዝአክል ዝደርበይዮም ንሰብ ክሪኦም ኢሉ ካብ አቶም እቲ ሓደ መምህር ተወልደ ዝተባህለ ሓደ ድማ ዓረምረም ይብሃል መስለኒ ቆልዓ እየ ነረ ግን ይዝከረኒ ኮሙኡ እውን ሓደ ኪሒዱ ዝ አተወ ሕሲዩ ነዞም ስሩዓት ዝነበሩ ብዓል ኢንጂኒሪ መስፉን ሓፋሽ ውዱባት ብሓንቲ ለይቲ ትሽዓተ አብ ማሪያም ግቢ ድ ሓቆቁ ንቫይናክ ጽቡቅ ገረ እየ ዝፈልጦ ነረ ፈዳይን ድንገር ቡዙሕ አሎሞ እንተተመልስካና ደስ ምበለና ቡዙሕ አሎ ተቀኒየልና ናይ ብሓቂ😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @awetawita4115
    @awetawita4115 3 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ዘኹርዕ ታሪኽ ብሓቂ ውፉያት ።
    ጋዜጠኛ ግን ዓንሰባ ኔርና ክብለካ ከሎ ኣበይ ኢልካ ከተብስሎ ኔርካ ይመስለኒ ምኽንያቱ እቲ ቦታ ታሪኽ ውን ኣገዳስነት ኣለዎ፣ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ

  • @FetariSdetnaYhxrelna16
    @FetariSdetnaYhxrelna16 3 ปีที่แล้ว +3

    Wow jeganu

  • @layneteshome7090
    @layneteshome7090 3 ปีที่แล้ว

    Wres tewarares ember Astewel menesey eziom eyom hager amtsiom mekab nabakum👍♥️🇪🇷

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi9707 3 ปีที่แล้ว +6

    He is in the book commando

  • @Dont_Lie_please
    @Dont_Lie_please 3 ปีที่แล้ว

    Thank You

  • @gebrehiwetabraham7399
    @gebrehiwetabraham7399 3 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ዘገርም ቅያታት እዚ ኣብ መጽሓፍ ሰፊሩ ካላኣይ ወለዶ ክመሃረሉ እንተዝግበር ጽቡቕ ኔሩ!!

  • @temesgenmersha9060
    @temesgenmersha9060 3 ปีที่แล้ว

    Excellent interview nice

  • @habtumshambok5886
    @habtumshambok5886 3 ปีที่แล้ว

    Waaw Merhaba please ezom EMN kemzie aynet gerkum tarikna aflutina abzie sdet bzuh eka tsemie nezie tarik ayatatnan ktsemie keleka dima tihbel so I am so proud of our hero

  • @jakientertainment7217
    @jakientertainment7217 3 ปีที่แล้ว

    😍😍😍😍😍😍🙏

  • @tsehayeatobrhan6569
    @tsehayeatobrhan6569 3 ปีที่แล้ว +3

    seb zi tarik ezi ina eritreawiyan!ezom tekawemti temesilkum tarik zeybulkum, tarik eritreana aytekalulu.

  • @darashawmotashaw8171
    @darashawmotashaw8171 3 ปีที่แล้ว

    wow amazing story.

  • @negodatatselam443
    @negodatatselam443 3 ปีที่แล้ว

    Kubur Hawi Daniel Brhane Nemesgineka Kabtom 5- abalat wufuyat nay Ketema Nisika Zineberkayom Hade Swue Goitom Nega / Maadi / Zibelokayo Hawey Eyu Eti Hade Tewelde Zeweldi Zibelikayo Wn ab godayif Mimhidar Ziserih Zelo Wn Zemedey Eyu .Edmen Tienan Yomineyelika Kbrin Mogosin kea Neton Mienti Eza Hager Kubur Hiwetom Zewefeyu Jeganu Semaetatina ♥️🌷💐

  • @dragonblakawatra632
    @dragonblakawatra632 3 ปีที่แล้ว

    Zegerm zanta beteklala asfhka telel bemukanka adnikeka 👍

  • @gennettekeste6301
    @gennettekeste6301 3 ปีที่แล้ว +1

    Daniel mis bixotika jeganu halalat thanks itom zitrefikum idimen tinan yihabikum itom zihalofu biselam yiqisenu srehiti qiya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @selameyob4258
    @selameyob4258 3 ปีที่แล้ว

    kbret yhabelna tegadalay Daniel Berhane , tarik hzbi eritrea nksned sle zhagezka

  • @shishayzemichaelhaile1699
    @shishayzemichaelhaile1699 3 ปีที่แล้ว

    Edmen tenan yhabka bana harbena tegadaley Desale

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 3 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ታሪኽ'ዚ ብመልክዕ መጽሓፍ እንተዝዳሎ ከመይ ጽቡቕ ኔሩ።ብጀካ እቲ ጅግንነት ናይ ብዙሕ ዓመታት ታሪኽ ኣብ ኣእምርኡ ተሰኒዱ:ብዘይ ስግኣት ክትርኾ ብጣዕሚ ኢዩ ዘደንጹ።ሰብ ቅያን ሰራሕቲ ታሪኽን:ጀጋኑና ከይሓለፉ ከለዉ:ከምዚ ጌርኩም ኣቕርቡልና።

  • @Semharlili
    @Semharlili 3 ปีที่แล้ว +2

    ወልደርፍኤል ወዲ ቀሺ ኣፈወርቂ ከምዚ ከማኻ ንዓና ደቂ ኣስመራ እውን ጽልዋ ይገብረልና ነይሩ። ደሓር ምስ ህግ ኣብ ባረንቱ ተሰዊኡ።

  • @mussieghirmai9979
    @mussieghirmai9979 3 ปีที่แล้ว

    We need to fall you this generation

  • @senayasenay9807
    @senayasenay9807 3 ปีที่แล้ว

    💪🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴💪

  • @letina1242
    @letina1242 3 ปีที่แล้ว +4

    Jeganuna mistir bmekabkum ab awet betsihkum awet nakum

  • @bejahizbi2763
    @bejahizbi2763 3 ปีที่แล้ว

    ነበረያ ነበረ።

  • @keshitecle6550
    @keshitecle6550 3 ปีที่แล้ว +3

    ጋዜጠኛ ግን ኣተሓታትታ ፕሮቶኮል ናይ ቃላቱ ኣይማርኽንዩ ምምሕያሽ ንምግባር ክትሰርሓሉ ይግባእ ፣ ንእትገብሮ ዘለኻ ተበግሶ ግን ዝምስገን`ዩ

  • @berihuhadish2729
    @berihuhadish2729 3 ปีที่แล้ว +3

    እዚ ኩሉ ፍሉይ ቅያ ህዝባዊ ግምባር ኣብ መጽሓፍ ምስ ዝሕተም ንወሎዶታት ኤርትራ ዓቢ ናይ ብርሃን መንገዲ ንዓኹም እቶም መምህራና ካኣ ሕልናዊ ቅሳነት ክፈጥረልኩም እዩ።

  • @ኣጆኺኤረይ
    @ኣጆኺኤረይ 3 ปีที่แล้ว +1

    Baba desale edmen tinan yhabka

  • @Tarikeritrea
    @Tarikeritrea 3 ปีที่แล้ว +1

    ከምዚ ዓይነት ታሪኽን ኣተራርኻን፡ዝምስጥ የለን ብፍጹም

  • @mongudaeritrea7780
    @mongudaeritrea7780 3 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑ ኣያታት ኣውሪስኩም ኢኩም

  • @Rakibella17
    @Rakibella17 2 ปีที่แล้ว

    ከም ጸባ ዘጽግብ ታሪኽ

  • @selaemnewxeu4738
    @selaemnewxeu4738 3 ปีที่แล้ว

    Hallo abrhet gal ankre eba aqerbulena mesnaey yeqrtea

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi9707 3 ปีที่แล้ว +3

    He had very big Afro

  • @amanmulugeta7322
    @amanmulugeta7322 3 ปีที่แล้ว +8

    ሓደ ዘይረብሕ ሊስትሮ ዓዲ ቐይሕ ኣብ ሊብያ ምስ ሰምሰርቲ ብ መግቢ ተባኢሰ ኢሉ (ውፉይ) ኢሉ ንነብሱ ምስ ጠምቃ እንድየ ትርጉም ናይ ዉፉይ ስኢነላ ነይረ ፡
    ክብሪ ይግበኣኩም እዩ ጀጋኑና ፡ ዋላ ኡዃ ናይ ሓሳብ ፍልልይ ተለኒ ኣባኩክም ዘለኒ ክብሪ ግን ሙሉእ ዘይጉዱል።

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 3 ปีที่แล้ว

      ንስኻኸ ደፋኢ ዓረብያ ካርነሽም/ጎንደር ዲኻ?????

    • @solomonhaile8418
      @solomonhaile8418 3 ปีที่แล้ว +3

      @@weldenegodguad4974 @WELDE NEGODGUAD ata mushmush moowut Agame🛌, shiftta nai Tigraionline, abzeybotaka chinnin endabelka kabtsaqe- bikha teriffuka😁😁😁 Ayyeee nabrra Ahbay Dedebit🤔🙊🙈🙊🐒

    • @senaittesfazgi9707
      @senaittesfazgi9707 2 ปีที่แล้ว

      @@weldenegodguad4974 game over

  • @TesfamichaelOgbaendrias
    @TesfamichaelOgbaendrias 8 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ተጋዳላይ! እንታይ ኾይኑ'ዩ 2፥1 መንእሰይ ተሰዲዱ? እነ ዝተጣይስኹ መሃንዲስ'የ፡ካብ 05/2005 ስራሕ ኣልቦ ምኹነይ ስለምታ?

  • @aronkahsay7834
    @aronkahsay7834 2 ปีที่แล้ว

    edmen tinan yhabka ayana desale gedim tegadalay

  • @followtruthh.o.a68
    @followtruthh.o.a68 3 ปีที่แล้ว

    ቦካሳ ኮለኔል በርሀ ረዘነ ይበሃል።

  • @georgonemariam3302
    @georgonemariam3302 3 ปีที่แล้ว +3

    Daniel jgna

    • @asgodomnegede156
      @asgodomnegede156 3 ปีที่แล้ว

      Gergeo selam.gebremikael bahta tfelto do?

  • @fessehahabte637
    @fessehahabte637 3 ปีที่แล้ว

    Dbretsyen do aykonkan tewlidka::

  • @danielmehari227
    @danielmehari227 ปีที่แล้ว

    ዘረባ አይበዝሐን ዶ?
    ምስጢር ምዝርዛር በዚሑ!!
    እትዮዸያ ተዋጊእና ጋና አይደቀሱን ዓቕሚ ሲኢኖም እምበር ዋእ!!

  • @marspluto3382
    @marspluto3382 3 ปีที่แล้ว

    DANIEL JIGNA HAFASH WUDUB

  • @danieltsegay2301
    @danieltsegay2301 3 ปีที่แล้ว +1

    Bzabu hiluf tiray endyu koinu zereba hiji eyu eritrea mewati zedlya zolo meknyatu ab hiluf tinebr hiwet yelan!!!!! Timali zeteserhe n timali tewedue!!!!! Lomi ke????

  • @filmonhaile5911
    @filmonhaile5911 3 ปีที่แล้ว

    ድሁል!

  • @HenokHiyabu
    @HenokHiyabu 7 หลายเดือนก่อน

    ይግርም እዩ፡ኣብ ኤርትራ ሓደ ኤርትራዊ ሓደ ታሪክ ኤርትራ ኣሎ።

  • @HenokHiyabu
    @HenokHiyabu 7 หลายเดือนก่อน

    ከሉ ንኤርትራ

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 3 ปีที่แล้ว

    Werhi Arba-ite is it December or April?

  • @hadishanan695
    @hadishanan695 3 ปีที่แล้ว

    shafatu shaebya seb kemay gerka.yektel nefeat ekum hager kamay.geyra temhader gen.zeiro

  • @asmaraeritrea7702
    @asmaraeritrea7702 3 ปีที่แล้ว

    "11:40?"
    "Bmuluom srut ab Asmara zneberu nkwesu hizbawi gnbar zetehalefwo gieze iyu neiru mesleni ezi tblo zelekha-tezey tegagye."

  • @asmaraeritrea7702
    @asmaraeritrea7702 3 ปีที่แล้ว

    "35:55?"
    "Lagin srah gemiru"
    nezom menesyat trguma...
    "Lagin malet, n Sudan seb zesigru (genzeb tekefilom...) zneberu malet iyu.
    (bzuhat genzebom wesidom, abti kebabi Asmera gedifomom zkedu, b
    wethaherad ztasru, bzuhat iyom)
    "Kulu yhalf, zbleo haki iyu!"

  • @hanivalberhe9162
    @hanivalberhe9162 3 ปีที่แล้ว

    Hasawi lekbat