Wow betaemey Des zeble interview naru Nayzom Jaganu abotatenan adatatenan Tarkie kezerzar alwo mentana kartate zebalu zesankalu zetasaweun i'm so proud to be un Eritrean really we appreciated you'll for given as a freedom you paid the consequences for Eritrean people to have there Freedom there for we Honor you we Dignity and respect. Because you Deserve it.Thank you so much and God Blessed you❤
"3:41...?" "...zeberketun, leeli sebom zdekhemu, ZETEWEFEYU, beja zehalefun...?" Efrem tegagikha! "ZETEWEFEYUN, BEJA ZEHALEFUN...!" B MIBAL KITJIMIR NEYRIK! I TALK TO VAYNAK FOR UPTO 10MINUTES...I WISH...BECOME CLOSER ONCE I HEARD WHAT TYPE OF PERSON HE WAS. R.I.P!
@simonmichael8489.dumb azz agame..because you and your leaders are inherently theives (correct defination of shifta), liars and criminals your destiny was and is a perpetual misiery..nothing is going to change ..as we speak what is happening in tigray killil.
Where is all the G15,all the journalists all the oppositions where is the whole eritrean ppl and where is the all heros and efream gede why you Lai what ever you say no more hgdf and supporters in eritrea game over hgdf mf berged nhamedu is on the way you will see very soon no more hgdf
ወ ያከ ትፈትወ ብጻይካ ካብ ጎንኻ ቦግ ይብል ነዚኦምሲ ይጥለም ኣምላክ ያጥሎሞም ደቒዛ ሓሳዳት ኣብ መወዳታ ኤፍረም ናይ ወድትኩል ኣጋብዘና ወትሩ ዓወት ናሓፋሽ
ሰማእታትና ወትሩ አብ ልብና ዘላአለማዊ ክብርን ዝክርን ንስውአትናን❤❤❤❤❤❤
Welcome wide Eritrean great job keep going God bless Eritrean Amen Amen 👏 👍 🙌 🙏 ❤❤ ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Eritrean Thanks Berther
ክብርን መጎስን ንተጋዳላይ/ት :: ⭐️
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ::🕯️
ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊️🇪🇷
ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
The strong rock will not be broken. Be united and cultivate the fruit of freedom in eritrea.
what freedom is that? Is this why you run away and chose to live in the West?
ኣቤት ጅግንነት ትሕትና እሶም ግባ ናትና ከኣ ሓዝዎ ከይስዋእ ቫይናክ ናብ ሞት ትሰደኒ ኣለካ
Proud of you Eritrean defens forces ♥️💪🇪🇷🇪🇷♥️💪♥️🇪🇷💪♥️🇪🇷💪♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Proud to be Eritrean ✅✅🌺🇪🇷🇪🇷🌺✅✅❤️🍀🌹💕💕🌹🇪🇷✅✅
Wow betaemey Des zeble interview naru Nayzom Jaganu abotatenan adatatenan Tarkie kezerzar alwo mentana kartate zebalu zesankalu zetasaweun i'm so proud to be un Eritrean really we appreciated you'll for given as a freedom you paid the consequences for Eritrean people to have there Freedom there for we Honor you we Dignity and respect. Because you Deserve it.Thank you so much and God Blessed you❤
wwwww ናይ ብሐቅ ጽብቅ ታርኽና ንመሃርን ንፈልጥን ኣለና ኤፍሬም ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣኣለና❤❤❤❤❤
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸👍
ኣቦታተይን ኣያታተይን መራሕቲ ደቂ ህዝብ ወትሩ ኣብ ልብና❤❤❤
Thank you Efrem Gide for thet
Really herowik story❤Eritrea
My birth pleace Hager semaetat, victory to the masses.
Betami xubq u Nabhaki history
Jigna iynebrn u tariku eu znebr ,zelealemawi kbrn megosn njeganu sweatna Awet nhafash ✊️ 🇪🇷 ❤❤❤
Proud to be eritrean❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷
Eritrawinet kubur meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Proud to be eritrean ❤❤❤❤
Merhaba Deki Eriay jeginu Awet Nihafash 🇪🇷🇪🇷🌹🌹💕💕💕🇪🇷🌹🌹🌹🍀🍀🍀🙏🌺🌺🌺🍀🌹🇪🇷💕❤️✅✅✅
ተጋ. ግርማይ ከኣ እንቃዓ ነቲ ዝነበረ መሰክሕ ኣዝዩ ሕልኽላኽ መድረኽ ንክትገልጽ ኣብቃዓካ፣ 👋👋👋👋👋👏👏👏👏👏👍👍👍👍👍👍✅✅✅✅
ኣዝዩ ጽፉፍ ውዱን ኣዝዩ ዓቢ ሃገራዊ መልእኽቲ ብምምሕላፍካ 👋👋👋❤️❤️❤️❤️💐💐💐 ሓው ኤፍርየም፣ እዚ ዩ ቲ ሕምረት መግለጺ። ኣብዚ ዝኣምን ከኣ ላይክ ካብ ምሃብ ሰገጥ ተጋ. ኣይትበል ክቡር ህዝበይ።
ኣዝዩ ልዑል ክብሪ ነዚ ኹሉ ዝተበጀው ተጋደልትን ህዝብን።
ከም ወትሩ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ
ኣየወ ምልስ ኢልካ ታሪኽ ጀጋኑና ክትዝክሮን ክትርእዮን ከለኻ እታ እንኮ ሂወቶም ከፊሎም ዘንበሩናን ዘኹሩዑናን ንዘልኣለም ይዘከሩ። ኤፍሬም ግደ እትገብሮ ዘለኻ ኣቀራርባ ድማ ብቐሊሉ ዘይርኤ ሓያል ስራሕ እዩ እሞ ን EMNA ኣዳለውቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀጽልዎ።
ERi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪 dignity proud Eritrean story መወዳአታ ዘይብሉ ቀቀያ ተጋዳላይ
Www des zeble tarki keslwo🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪❤️❤️❤️❤️
ቫይናክ ጅግና ምበሳ ቫይናክ ጅግና ምበሳ
ኣብ ማእከል ኣስመራ ኣብ ማእከል ጸላኢ ዝገብሮም ኣርሳሳ
ንኹሎም ጸላእቱ መሬት ሰተርኣሳ።
ሓሊፍካ ዶ ጀግና ቀሰን በል ቅሰን
ኣታ ዱልዱል ዕርዲ ኣታ ሓላው ወሰን
መቃብርካ ማይ ይፈልፍል ብሳዕሪ ተለሰን።
❤💐💐💐🇪🇷🎖️🌸🎖️🇪🇷🍃🍃🍃💪💪💪❤!!!
Eritrawi Kbur Mennet
Thankyou Efrem Gide ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
❤
Glory to our beloved martyrs. We follow their footsteps till our last breath.
My people still suffering under they devil dictator hopefully this dictator and his groups is coming to an ending 😮😮😮😮😮
Eritreawnet kibur menenet enka kabakum teftrena tewldna eri adi jeganu Eritrea nezelalem tenber ketnber eya dema zelalemawi zekeri nesmatatna Awet Nehfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗💗🇪🇷💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ነፍሲ ወከፍን ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን፡ ተጋደልትና ናጽነትናን መንነትናን ክህበና ጥራይ ዝኾነ ሰብ ከየገድዶም ብወለንታኦም ንኤርትራ ዘቕርቡላ ኩሉ ሂቦም። እዚ እዩ ብገለ መልክዑ ኣብ ካልእ ሃገር ዘይትርእዮም ፍሉያት ጀጋኑ ዝገብሮም!!! 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏❣️🙏🙏🙏
ህዝባዊ ግንባር መዳርግቲ ኣልቦ ጅግና ናይ ዓለምና ምሉእ'ዩ።🫡🇪🇷🐪✊🏿
👋👋👋👋👋👋👋👋
Jigna Aynebirin Eyu
Zelialemawi Zikiri Niswaatna!
Mengsti Semay Yewarusom siwuatna!
Sabia Sabia
Ikahlo
Nizehleme
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrea jeganu etfer Hager awet ne hafash zelalemawi zekri nesematatna
ኣኺሉዎ ኣይከይድኒለዮም ክብልወዲኡዋ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍👍
በትሪ ሻዕብያ በትሪ ሓቂ'ያ :ኣይትስበር ኣይትሓቅቅ በካይዳ ጎብየ ንኹሉ ከዳዕ ተርክበሉያ::ጥራይ ተጸበ ወይለኻ ከዳዕ ኣብ ኣውሮፓን ኣመሪካን ኴንካ ትዓፍር ዘለኻ ኩርኩር ወያነ ነበር::
Aye eza timkhti eza tarik shabya nay hizbi u
@@duhberhe9991 ሻዕብያ'ውን ኣካል'ቲ ህዝቢ'ዩ ወዲ ሓወቦይ ኣይትተሃመል ኤርትራዊ እንተኮይንካ::ኖ ትምክሕቲ ሻዕብያ ብግብሪ::
@@duhberhe9991ተግባር ከ? ተደለይ አራት ኪሎ ተደለየ ሽረ /መቀለ.
❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Semahtata
Kisenu
Ikahlo
Nizehleme
Halhal!!!
♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Abyet jignnet, Amlak edmen ti'enan yhabka
Eritrawi serahi qiya beal metkel
"3:41...?"
"...zeberketun, leeli sebom zdekhemu, ZETEWEFEYU, beja zehalefun...?"
Efrem tegagikha!
"ZETEWEFEYUN, BEJA ZEHALEFUN...!"
B MIBAL KITJIMIR NEYRIK!
I TALK TO VAYNAK FOR UPTO 10MINUTES...I WISH...BECOME CLOSER ONCE I HEARD WHAT TYPE OF PERSON HE WAS.
R.I.P!
ክቡር ሓውና ኤፍረም በዚ ተቕርበልና እንዳ አመስገንኩ🇪🇷🐪👮 ነዚ ጅግና ተጋዳላይ ድማ ብልቢ የመስግኖ ምክንያቱ በቲ ዝፎትዎን ንዓይ ካርታ ናይ ኤርትራ ንመጀመርታ ዘርአየኒ ስዉእ ጀነራል ቫይናክ ፈዳይን ኮሎ ቖልዓ ከይ በለ ሽዑ እየ መን ሙኻነይ ዘፍለጠኒ ቆልዓ ኮይካ ትፎልጦ ስለ ዘይ ነበረካሞ ብዛዕባ ፋይናክ ዝተነገረ ብዙሕ የለንሞ ሓደራ ክብለካ ኤፍረም ሓወይ አምጽ አልና እቶም ምሱኡ ዝነበሩ ክፈላሊ ኢለ አይኮንኩን ግንከ አሎ አብ ውሽጥኻ አቲዩ ዘይ ድምሰስ ብዛዕባ ሃገራውነትን ታሪኽ የሕዋትናን የቐኒየለይ ተጋጊየ እንተ ኮይነ ምስናይ ይቕረቱኡ ዓወት ንሓፋሽ ውድኸት ንፈሽፋሽ ስዋአትና ወትሩ ይዘከቱ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪💞💞💞💞
👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯👍
Plus (Kebid Bret)
❤❤❤❤
Eritrawnet kubur mennet ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
,💞💞💞💞💞💞💞💞
ጋዜጠኛ ኤፍሬም እታ መእተዊት ደርፊ ደስ ትብል ኢያ ንሱ ኢዩ እቲ ሓቂ።
በዓል ፍሉይ ዝኾኑ ቫይናክ፡ ብፍሉይ ብጃምላ ከምዝቕዘፉ ተጌሩ። እምበር ካብ መዓስ መራሕቲ ኤርትራ ብዘይ መኪንኦም ዝኸዱ፧ ስለዝተኣልመሎም እምበር። ኣበይ'ሞ 2018 ኔሮም እንተዝኾኑ ገለ ምገበሩ፡ኣይከሰርናን፡ ህዝቢ'ዚ ሓደ ኢዩ፡ ንስኻ ኢኻ ክትመርሓና፡ መፍትሕ ሂበካ ኣለኹ፡...ብምባል ልቢ ኤርትራዊ ራዕ ዘበሎ።
ግደፎ ጥራይ እቶም ዘስግእዎ ኣጸጊዕዎም ኢዩ።
@amora. ገና ክሳብ ሕጂ ካብዚ ድንቁርና ዝመልኦ ሕሱር ፕሮፖጋንዳ ኣይወጻኹምን ? ኤርትራ ደኣ ካብ ክባን ዕጽዋን ሰቢራ ስዒራ ወጺኣ ። ንስኹም ገና ኣብ ሕሱር ፕሮፖጋንዳ ኣለኹም።
@@tehabenhizbey2778 ትሩፍ ድሕሪ ደጊም ኤርትራ ድማ ዕጽዋን ክባን ኔርዋ ዝገደደ።
Selam nikulkum deki eza helal merit 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏🙏🙏 ajokum ajona neza kurub gize kem kedamina tarik hizbawi ginbar ni maeil kineber eyu 🇪🇷♥️🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰውራ ኤርትራ ሐደ ካብቶም ሰልጡናንን በሊሕን ውድብ እዩ ኔሩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Boluwo ske atum ANABS KEMAKUM YBZAH THANKS EFREM GIDE BETI TIGEBRO ZELEKA keyemesgenkuka kihalf aydelin Awet neti smur kalsina sala SHAEBIYA abzi betsihna alona ERITRAWINET KUBUR MENINET
Barged (4)
እንትይ ኮይንካድኣደምሲስካያ እታ ናይ ጋል ዓንሰባ ዝነበረት ዛንታ
ደቂ ኤረይ ሰሚዕኩም ላይክ ሸር ንግበር በጃኩም👮✊ታሪኽና ንዘርግሕ
ሸር ላይክ ሳብስክራይብ ኣይንሕመቕ👍👍🇪🇷👍👍ክቡር ጋዜጠኛ ኤፍሬም ክኣ ኣይትሕመቕ ኣጆኻ
ደገፍቲ ህግደፍ ፡ በቲ ኣብ እስራኤል ዘጥረይዎ ሞያዊ ተምክሮን ገንዘብን ፡ ነቲ ዝፈትዉዎ ህግደፍ ንምሕጋዝ ናብ ነፋሪት ተሰቒሎም ናብ ኤርትራ ክኸዱ ይቃዳደሙ ኣለዉ ፡ ዝበሃል ሓቂ ኣለዎ ድዩ፧ ወይስ ኣይፋሎምን ፡ ናብታ ንካናዳ ትኸይድ ዘላ ጥራይ እዮም ብኽያት ኣሰንዮም እናለምኑ ክስቀሉ ዝልምኑ ዘለዉ?
ሓቂ ብሓቂ ኤርትራዊ ሎምን ጽባሕን ንዓዱ ዓጋመ ንመቀለ.
@@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ ወይስ ኣይፋሎምን ፡ ናብታ ንካናዳ ትኸይድ ዘላ ጥራይ እዮም ብኽያት ኣሰንዮም እናለምኑ ክስቀሉ ዝልምኑ ዘለዉ?
Gale go sewra
Ni kulu fithi shatter agame mbal gega
Ab Ertrawinet qechewchew zebil sikifta zelewom bimricha agame koinom eiom..nay hade hager zega nihagerun,,,hizbun,, betesebun xibuq zihasib ember gudiaat zihasib kikhewin ayikielin..
ኩሉ ኒኣደይ ለምለም ኩንለይ አርትራዊነት ኩቡር መኒነት
እንታይ'ሞ ተረኺቡ ህዝባ ዝበተነት
ሕጊ ኣልቦ ሃገር
ሃገራዊ ባይቶ ዘይብላ
ናይ ባዓል ህበይ፡ ክሻ፡ ቻርሊን ዘምህረትን እንዶ ወደቐት።
ኣበይ ኣለዉ ኣርካናት ሰውራና ባዓል ጴጥሮስ፡ ዑቅበ፡ ብርሃነ፡ በራኺ፡ ሸሪፎ፡ ኣስቴር፡ ፎርኦን ,,, ወዘተ
መን እሞ በትንዎ ስርዓት ትግራይ ካምፕታት ከፊቶም ምስ ምዕረባዉያን
ተሻሪኾም ዝገበርዎ ዩ:: ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ተጋሩ ብሽም ኤርትራ ወረቀት ወሲዶም ተሰዲዶም:: እዚ ዉዲት ከ ትዛረበሉ ዶ??
እንታይ ረኪቡ ህዝቢ ቡዳታት ጠላማት ሀስውቲ ብላሽ ....
Birged ni hamedu eritrawyan yom kalie tezareb
🙉🙉🙉
Aye beal kopia.
ኤርትራውነት ብመንነት ኣይኮነን ዝግለጽ ብመትከልን ግብርን እዩ። ምስ ደቂ ኣርብዓን ዕሱባትን ኮይኖም ኤርትራዊ ክብርታትን ፌስቲቫልን ብኣእማንን በበትርን ፋሕ ዘብል ትግራዋይ እዩ።
ብርጌድ ናብ ሓመዱ ዳኣ በል. ብርጌድ ንኸብዱ ንጥሕሎ.
ካብ ብዛዕባ ዝሞቱ ተጋደልቲ ትዛረቡ ሃገራውያን እንተ ኮይንኩም ብህዝብኹምን ብሃገርኩምን በቶም ጀጋኑ ሓርበኛታት ንኤርትራ ሃገር ዝገበሩ የሕዋትኩም ብዘይ ምኽንያት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዒራ ዒሮ ብስቅያት ዝበልዩ ዘለዉ ደቂ ሃገር ገበን ይሃልዎም ኣይሃልዎም ብዘየገድስ ስለምንታይ ከም ታኣስሩ ተነጊሮም ናብ ፍርዲ ዘይቀርቡ ኢልኩም ዘይትዛራረቡ ካብ ብዘየለዉ ክትዛረቡ ግዜኹም ትብዓኹኑ ::
ጽቡቕ ዝገበረ ጽቡቕ እንተ ዝፍደ ብዕራይ ዱቃ ምሰተየ ዝባሃል ምስላ ኣሎ ::
እዛ ምስላ ነቶም ኣብ ዒራ ዒሮ ቤት ማእሰርቲ ዝበልዩ ዘለዉ ጀጋኑ ዘይ ከም ባዓል ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሓጎስ ክሻ የማነ ገ/ መስቀል የማነ ማንኪ ወዘተ ሙሽሙሻት ናይ ሓሶት ጀጋኑ ጽቡቕ ገይራ ትገልጽ ምስላ ኢያ ::
ከም ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዋላ ጋንታ መሪሑ ዘይፈልጥ ብጥይት ተተንኪፉ ዘይፈልጥ ግን ክጃሃር ንኤሪትራ ሓንቲ ዘይገበረላ በቶም ጀጋኑ ተጋደልትን ህዝቢ ኤሪትራን ናጻ ዝወጸት ሃገር ኣነ ኢየ ንኤሪትራ ናጻ ኣውጺአያ እንዳበለ ብናይ ሓሶት ቃላት እንዳተጃህረ ከም ቆርበት ተገቲሩ ንህዝቢ ኤሪትራ ብሓሶት ከእምን ልቡ ዝነደደ ከም ባዓል ሓጎስ ክሻ የማነ ገ/ መስቀል መንእሰይ ኤሪትራ ንናጽነት ብጥይት ክቃሻመድ ብቦምብ ክቃጸል ከሎ ንናጽነት ኤሪትራ ሓንቲ ጥይት ተኩሶም ዘይፈልጡ ክሳብ ናጽነት ኤሪትራ ኣብ ኣመሪካን ዓዲ እንግሊዝን ተሓቢኦም ንሞት ዘሽኹዑዋ ሕጂ ከም ሃገራውያን ተቖጺሮም ኣብ ኤሪትራ ገበርትን ሓደግትን ኮይኖም እቶም ናይባሓቂ ሰብ ቅያ ወነንቲ ጅግንነት ድማ ብጸለመ ከዳዓት ተባሂሎም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሳቐዩ ኣለዉ ::
ዘበነ ግሪምቢጥ ማይ ንዓቐብ ::
ወዲ ሰብ ሓንሳብ ኢዩ ዝፍጠር ::
ክሳብ ዘሎ ድማ ዝመጸት ትምጻእ ንሓቂ ደው ክብል ሰብኣዊ ሕልንኡ ይግድዶ ኢዩ ::
ንድሕነት ህዝብናን ንሃገርናን ሓቢርና ንቃለስ ::
ሃገርናን ህዝብናን ኣሕፍና ንጓኖት ኣይንሃብ ::
ነዞም ጓኖት ህዝብና ኣጽኒቶም ሃገር ዑና ገይሮማ ዘለዉ ኢደ ኢድካ ኢልና ናብ ጓሓፍ ንደርብዮም ::
ህግደፍ ጎዱፍ መአከብ ጓሓፋት ::
ህቶ ንምንታይ ጠራእጠራእራእ ትብል ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንስካ አይትምህረናን አፀቢቅና ንፈልጥ ኢና ብጀካ ህልሚ ጎንደር ኢሳያስ ናይ ትግርኛ ዘርኢ የብሉን ብጀካ አዲኡ ኩሎም አብ ጎንደር ተቀቢሮም ኩሎም ሽሞም ናይ ትግርኛ ሽም ወፂኡሎም ኢሳያስ ትግርኛ ክማሀር ትግራይ ሀወብኡ ሂዝዎ ከይደ አመታት ተቀሚጦም ትግርኛ አፅርዩ አብ ደሴ ተማሂሩ ቀፂሉ ንኤርትራ አብ ትውልዲ አደይ ፀሎት 2መረባእ ስሪሁ ወዲ ፀሎት እየ ጀሚሩ ብካልእ ምስ ሚሊሊክ ወስናቸው አብ ቃኘው ይራከብ ብሓፂሩ ዝፀንሄ ተንኮል እዩ ስለዚ እዚ ቻ በሎ ክንቀብሮ ኢና
Denkoro beal newih melhas tarik nay wanatatuyu abzeymketeka ayteato
ምሽ ዶ ወዲ ቂም በቀል
ካብዞም ደቂ ከድዓት ድኻ
@@peacefuleri1805
ኣብ ዓዱ ኣሎ ናቱ ዩ እቲ ዓዲ
ዒም ዝበለ ይተሓጎም
Zigebir nediu neynegir.
What ever you say no more hgdf and supporters in eritrea game over hgdf mf shefatu
@simonmichael8489.dumb azz agame..because you and your leaders are inherently theives (correct defination of shifta), liars and criminals your destiny was and is a perpetual misiery..nothing is going to change ..as we speak what is happening in tigray killil.
@simon ህግደፍ እኮ ብብረታዊ ቃልሲ እይ ተዓዊቱ። ንስኻ ኣብ ጥዑም ስደት ኮይንካ ክትፍክር ብሐቂ ብርጌድ ንኸብዱ ኢኹም።👹🐍🐍🐒🐒🏃🏿♂️🏃🏿♂️🏃🏿♂️🏃🏿♂️
ስእሊ ናይ በላዒ ሰብን ፈታዊ ነብሱን ፍሊጶስ ንምንታይ ተምጽኦ። ሰማዒ ክትስሕብ
"ለኽባጥ" ዊዒጊን፣ለማኒ "
ንደርግን ጀብሃን ቆሽሚዱ ዘባረረ ጅግና ዩ:: ንወያነ ኣይጽልልቲ ኣይጥዕይቲ ጌሩዋ ጎብለል ዩ:: ካብቶም ጥልቁያት እንተ ኾንካ ክኣ
ገበነኛታት ዮም ናይ ኢዶም ረኺቦም
ገለ ዶ ኣቦኻ ምልሻ ስርናይ ኔሩ ፡ ሻዕብያ ቁልቁል ኣፉ ደፊኣቶ ኮይና ፡እምበር ኤሪትራውያንሲ እዚ ታሪኽ ከም ጸሎት ኢና ንደጋግሞ
Where is all the G15,all the journalists all the oppositions where is the whole eritrean ppl and where is the all heros and efream gede why you Lai what ever you say no more hgdf and supporters in eritrea game over hgdf mf berged nhamedu is on the way you will see very soon no more hgdf
ኣታ ጎሓፍ፣ዓጋመ ሓቒ እንተሎካ ኬድካ/ርኸቦም !
@@zularedsea3134ትማሊ ዓዘፍዘፍ, ሎሚ ደርገፍገፍ ጽባሕ ዓንደፍደፍ.
እዚ EMN ተቕርበልና ዘላ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራውያን ተጋደልቲ ብ ERI TV ነብስወከፍ ኤርትራዊ ክፈልጦን ክሰሞዖን ኣለዎ :: ነዚ ዘይፈልጡ ብዙሓትዮም :: ስለዚ ጅግንነት ኤርትራውያን ብቐጻልን ኩሉን ብ ERI TV ክዝርጋሕ ኣለዎ ብምባል ሓደራ እብለኩም::
እንበኣር ስውኣትን ስንኹላት ኢልኩም ክትዛረቡ ተቢዕኩም ኣንቱም ሓሰውቲ መንደልሓቅቲ። ንስኻትኩም ዶ ኣይ ከንኩምን 1994 ንሱንኹላት ሓርበኛታት ኮማንዶ ሰዲድኩም ዝተሳሃልክሞም ኣብ 2002 ንኣባላት ባይቶ ማለት ሚንስተራት ከምኡ ውን ጋዘጠኛታት ንልዕልና ሕጊ ስለ ምትግባሩ ሓቲቶም ብዘይ ፍርዲ ዘክለቅክሞም ሃገር ካብ ዝነበረቶ ደረጃ ንቁልቁል ዘህተፍኩማ: ስድራቤት ስውኣትን ደቆምን ካብ ሃገር ዘባረርኩም: እሞ እዚ ድዩ ሕድሪ ስውኣት ነክብር ኢና ኢልኩም ከይ ሓፈርኩም ትዛረብሉ: ህዝቢ ብምፍርራህ ሓለንጊ ሰውራ እንዳበልኩም ዘጀጀኩሞ ይኣክል ኢሉ ነቲ ፍርህን ራዕድን በታቲክዋ ልዕልና ሕጊ ይሓት ኣሎ። እዚ ናይ ሎሚ ዓጀው ጀው ፍርሂ ዘንቀሎ ኢዩ ደጊም ይኣክለኩም ይብል ኣሎ እዚ ንኡስ ወሎዶ ተናስሑ ምስ ህዝብኩም ዕርቂ ክትገብሩ ፈትኑ ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️