ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ክብርን መጎስን ንጀጋኑ፣ ዘይትድገሙ ኣርካናት ገድልና፣ ክብረት ይሃበልና ኤፍሬም ግደ
ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ ሃገረ ሰማእታትን ጅግንነትን ኤርትራና ግዜኪ እዩ ሕጂ❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊✊
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
ፈጻምታት ገድሊ ፍጽም ዘይድገም ታሪኽ ሰማታት ቁዱስ ቃል አዩ 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
ክብርን መጎስን ንኤርትራዊ ተጋዳላይ ::ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ::ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊️🇪🇷
❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️💯💯💯🌹🌹🥰💯💯🌹🥰🥰 welcome deki Eria
Thanks again
God Bless Eritrea!! 🇪🇷🙏🇪🇷
I am proud of you 👌👌👌
You take us back thank you our independence it didn't cane easily ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
Merhaba. Wedi ereyselamn ksanetn nhzbi erotrea zelalamawi kbrn mogosn nsematatna awet nhafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷
ኤርትራውነት ክቡር መንነት። ክብርን ሞሳን ንተጋዳላይን ንተጋዳሊትን ኤርትራ።ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤.
ኤርትራ ንዘልኣለም ትንበር!! 🇪🇷🙏🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless Eritrea 🇪🇷 and the people “ AWET NIHAFASH “ ✌🏽
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏
❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🖐️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🌹❤️😘🤲🤲🤲
Ayani kubr jgna Edmen tenan yhabka wedi Ande
❤
Tegadeltna kirsi hagernan welodonan eyom bzigeberwo terik dma nhbenin nkorein ena Edmen tienan yhabom ❤❤🥰🇪🇷🙏
First
🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷Thank you🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ኣብ ጀጋኑ ኤርትራ ብፍላይ ስውኣትን ህሉዋት ሓርበኛታት ዓሚቕ ኣኽብሮት ኣለኒ ንምንታይሲ ኣሕዋተይ ስለዝኾኑ ክብረተይ ስለዝኾኑ። ግን?
Most of our brothers they have been martyred at this time.
ወዲ ዓንደ ጅግና ናተይ ሞዴል EMANA Media ከኣ ናይባሓ ፊሒራ ሚድያ ኢኹም
abuelaberid tewgia near dahray 82 abroad huday teswea
Hzbwi gnbar
እቶም ንኤርትራን ኤርትራውነት ንምጥፋእ ምስጉጅለ ወያነ ዀይኑ ወሽለኽለኽ ዝበለን ዝብል ዘሎን መዓልቲ ውርደቱን ሕስረቱን ርሑቅ አይኸውንን ‘ዩ።ሓሕዋትናን አሓትናን ዘረከቡና አሕሊፍና ከምዘይንህብ ጃንዳ ወያነን ተለአየኺ ጃንዳን ይፍለጥ።ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንስውአትና!❤ERITREA!
Is bel iske hankas nananana aitibel tim ilka👎iti fithi aimilketekan iyu baria men ika nisika tiferid ita ertra nikulina iya ni beinika aitibixahakan iya halay
Ajokooum, Kibouraat Jegaanoou
azekirukmni nay suwuetii hafuty uya uza beruged
እግዚኣብሔር ኣቦይ በጃኻ ንዓይን፡ ንህዝበይ ምስትውዓል ሃበና። እዚ ሕቶይ፡ ንኹሉኹም ተጋደልትን ፡ ንህዝበይን እዩ። ክቡር ሓውናን ብምጀመርያ ስሌኻን ስለቶም ካልኦትን፡ ካብ ክንደይ ፡ ኩሉ መዓትን ወጥርን ፡ ካባይ ንላዕሊ ንስኹም ትፈልጠዎ፡ ኣነ ሰማዒት እየ ፡ ንስኻትኩም ግን ብሓዊ ተደቲንኩም ስሓለፍኩም ተረፍ ውጻእ መዓት ኢኹም። ብህይወትን ሰንኪሎም ዝኣተዉን፡ ነቲ ፡ ኩሉ ብእግዚኣብሔር ኣምላኸና ብሓይሉ ጽንዓት ሓሊፍኩም፡ ሓለዋ ኣምላኽ በዚሕልኩም ኣብዚ ዝበጻሕኩም፡ ንእግዚኣብሔር ክብሪ ይህቦ፡ ንስኻትኩም'ውን ክብሪ ሃብዎ፡ ክብሪ ዝግብኦ፡ ኣምላኽ ስለዝኾነ። እሞድኣ፡ እዚ ኩሉ ሓሊፉ ሕጂ ከምዚ እቶም በዓል ናይ ኤርትራ ህዝቢ ዘይግድሶ ጸረ ክርስቶስ መንፈስ ዘሎዎም፡ እንታይነቶም ዘይፍለጥ ክልተ ገጽን ሕቡእ ልብን ዘሎዎም፡ እሞኸኣ ክንደይ ኣቦታትናን፡ ኣዴታትናን፡ የሕዋትናን ኣሓትናን፡ ሰቡእትናን ኣንስትናን ደቅናን ዝለሓሰት ነጻነት ኤርትራ ፡ ሕጂኸ ከመይ፡ እንታይ ድኣ ንብል ኣለና በዓል ፈርኦን ኣብ ኢትዮጵያ ከይዶም፡ ናይ፡ ልቦም፡ ሕቡእ ምስጢሮም ተማሊኢልና ኢሎም ፡ ኣፍልቦም እንዳሃረሙ፡ ሃጸይ ሃይለስላሴ ዝጀመሮ መደምደምታ ኽገብረሉ፡ ብኣኻን፡ በቶም ካል ኦትን፡ ክቡር ተዛራባይ ሓውና እንታይ ትብሉ ኣሎኹም። ሰዓብቲ ኣብዚ ኤርትራ ዘሎ ፈርዖን ድኻ፡ ወይስ ኣብ መርገጽካ ኣነስ ኣይፋል ምስቲ ውጹዕ ህዝበይ ትብል ኣለኻ። ስለዚ ሕጄን እቲ ብርጌ ተላዒሉ ኣሎሞ ፡እዚ ብርጌድ'ዚ፡ እታ ስም ተሰምዩ ፡ ነቲ ልዑል እግዚኣብሔር መሪሑ ጌይሩ ተላዒሉ ኣሎሞ፡ ክቡር ህዝበይ ሕጂውን ንዓ ተበገስ፡ ንዚ ንኽንደይ ዓመት፡ ካብ ጀብሃ ጀሚሩ፡ ህዝብና ዘጽነተ ክፉእ መንፈስ ቃኤል ፡ መንፈስ መሳፍንቲ፡ መንፈስ ናዚ፡ መንፈስ ሄሮዶስ፡ መንፈስ ጆኖሳይድ፡ መንፈስ ጸረ ክርስቶስ ፡ ደም፡ ህዝብና ሰትዩ ዘይረዊ፡ ስጋ ህዝብና በሊዑ፡ ዘይጸግብ፡ ብሓይሊ ኣምላኽን ብቓሉን ብመንፈስ ኣምላኽን ክትዋጋእ ተላዓል። እዚ ከኣ ጸሎት ዓብይ ሃይሊ ኣሎዎ፡ እዚ ብርጌድ'ዚ ፡ ናይ ኣግዚኣብሄር ሰራዊት ክብሎ ይቐለኒ፡ ብጸሎት ነዚ ክፉእ መንፈስ'ዚ ብሓይሊ ኣምላኽ ቃሉ ተዓጥቕና ንካብ 60 ፡ ዓመት፡ ንላዕሊ፡ ዘጥፍኣና፡ ደቅና ብዕሸላቶም፡ ገና ከይሸወቱ ዝበልዓልና ህዝባን ኢሎኖሚኣን፡ ዘባልዔን ዘጥፍኤን ፡ መንፈስ ጆኖሳይድ፡ ናይ ሞትን ጥፍ ኣትን መንፈስ፡ በቲ ሓያል ስምን ቅልጽምን እግዚኣብሔር ካብ ሱር መሰረቱ ሚሒና ናቲ ጥልቂ መዓሙቕ ክንድርብዮ ብሓደ ልብን ሓሳን መንፈስን ንበገስ፡ ሓድነት ሓይሊ ኣሎዎ። ኣምላኽ ሰማይ ከኣ ክረድኣና፡ እዩ። ተባርኹ።
Hahhhhh ከም ከመይ ዝበለት መንፈሳዊት መርዚ ድኣላ እዛ ጽሕፈት?
donkoro shebya kednzi mesweti kefilka xelai zeblkayom nedkom kedhen deki dekeka kefilkalom kem shabia denkoro ab alem yelen
Esss Nejis srah emo kabiu Tezareb xahxahi abey konka eka ke kemu kitbil
ወይ ጉድ ድኽነት ናይ ሓንጎል እንተሃልዩካ ከምዚ ናትካ እዩ ዝብል፡ ርእስኻ ሃሰስ በላ ኣላ የላን ክትፈልጥ፡ ዘይትፈልጦ ታሪኽ ካብ ምቑሻሽ፡ ኣነ ኸ ኣብ ሂወተይ እንታይ ጌረ ኢልካ ነብስኻ ሕተት ንቕድም። ዳሓር ተዛረብ።
ቆንዳፍ ዓጋም ‼️‼️‼️
wexae ata resah kelbi Adwa Tarik nay deki Eri merat Wedi Temben
ክብርን መጎስን ንጀጋኑ፣ ዘይትድገሙ ኣርካናት ገድልና፣ ክብረት ይሃበልና ኤፍሬም ግደ
ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ ሃገረ ሰማእታትን ጅግንነትን ኤርትራና ግዜኪ እዩ ሕጂ❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊✊
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
ፈጻምታት ገድሊ ፍጽም ዘይድገም ታሪኽ ሰማታት ቁዱስ ቃል አዩ 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
ክብርን መጎስን ንኤርትራዊ ተጋዳላይ ::
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ::
ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊️🇪🇷
❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️💯💯💯🌹🌹🥰💯💯🌹🥰🥰 welcome deki Eria
Thanks again
God Bless Eritrea!! 🇪🇷🙏🇪🇷
I am proud of you 👌👌👌
You take us back thank you our independence it didn't cane easily ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
Merhaba. Wedi ereyselamn ksanetn nhzbi erotrea zelalamawi kbrn mogosn nsematatna awet nhafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷
ኤርትራውነት ክቡር መንነት። ክብርን ሞሳን ንተጋዳላይን ንተጋዳሊትን ኤርትራ።ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤.
ኤርትራ ንዘልኣለም ትንበር!! 🇪🇷🙏🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless Eritrea 🇪🇷 and the people “ AWET NIHAFASH “ ✌🏽
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏
❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🖐️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🌹❤️😘🤲🤲🤲
Ayani kubr jgna Edmen tenan yhabka wedi Ande
❤
Tegadeltna kirsi hagernan welodonan eyom bzigeberwo terik dma nhbenin nkorein ena
Edmen tienan yhabom ❤❤🥰🇪🇷🙏
First
🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷Thank you🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ኣብ ጀጋኑ ኤርትራ ብፍላይ ስውኣትን ህሉዋት ሓርበኛታት ዓሚቕ ኣኽብሮት ኣለኒ ንምንታይሲ ኣሕዋተይ ስለዝኾኑ ክብረተይ ስለዝኾኑ። ግን?
Most of our brothers they have been martyred at this time.
ወዲ ዓንደ ጅግና ናተይ ሞዴል EMANA Media ከኣ ናይባሓ ፊሒራ ሚድያ ኢኹም
abuelaberid tewgia near dahray 82 abroad huday teswea
Hzbwi gnbar
እቶም ንኤርትራን ኤርትራውነት ንምጥፋእ ምስጉጅለ ወያነ ዀይኑ ወሽለኽለኽ ዝበለን ዝብል ዘሎን መዓልቲ ውርደቱን ሕስረቱን ርሑቅ አይኸውንን ‘ዩ።
ሓሕዋትናን አሓትናን ዘረከቡና
አሕሊፍና ከምዘይንህብ ጃንዳ ወያነን ተለአየኺ ጃንዳን ይፍለጥ።
ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንስውአትና!
❤ERITREA!
Is bel iske hankas nananana aitibel tim ilka👎iti fithi aimilketekan iyu baria men ika nisika tiferid ita ertra nikulina iya ni beinika aitibixahakan iya halay
Ajokooum, Kibouraat Jegaanoou
azekirukmni nay suwuetii hafuty uya uza beruged
እግዚኣብሔር ኣቦይ በጃኻ ንዓይን፡ ንህዝበይ ምስትውዓል ሃበና። እዚ ሕቶይ፡ ንኹሉኹም ተጋደልትን ፡ ንህዝበይን እዩ። ክቡር ሓውናን ብምጀመርያ ስሌኻን ስለቶም ካልኦትን፡ ካብ ክንደይ ፡ ኩሉ መዓትን ወጥርን ፡ ካባይ ንላዕሊ ንስኹም ትፈልጠዎ፡ ኣነ ሰማዒት እየ ፡ ንስኻትኩም ግን ብሓዊ ተደቲንኩም ስሓለፍኩም ተረፍ ውጻእ መዓት ኢኹም። ብህይወትን ሰንኪሎም ዝኣተዉን፡ ነቲ ፡ ኩሉ ብእግዚኣብሔር ኣምላኸና ብሓይሉ ጽንዓት ሓሊፍኩም፡ ሓለዋ ኣምላኽ በዚሕልኩም ኣብዚ ዝበጻሕኩም፡ ንእግዚኣብሔር ክብሪ ይህቦ፡ ንስኻትኩም'ውን ክብሪ ሃብዎ፡ ክብሪ ዝግብኦ፡ ኣምላኽ ስለዝኾነ። እሞድኣ፡ እዚ ኩሉ ሓሊፉ ሕጂ ከምዚ እቶም በዓል ናይ ኤርትራ ህዝቢ ዘይግድሶ ጸረ ክርስቶስ መንፈስ ዘሎዎም፡ እንታይነቶም ዘይፍለጥ ክልተ ገጽን ሕቡእ ልብን ዘሎዎም፡ እሞኸኣ ክንደይ ኣቦታትናን፡ ኣዴታትናን፡ የሕዋትናን ኣሓትናን፡ ሰቡእትናን ኣንስትናን ደቅናን ዝለሓሰት ነጻነት ኤርትራ ፡ ሕጂኸ ከመይ፡ እንታይ ድኣ ንብል ኣለና በዓል ፈርኦን ኣብ ኢትዮጵያ ከይዶም፡ ናይ፡ ልቦም፡ ሕቡእ ምስጢሮም ተማሊኢልና ኢሎም ፡ ኣፍልቦም እንዳሃረሙ፡ ሃጸይ ሃይለስላሴ ዝጀመሮ መደምደምታ ኽገብረሉ፡ ብኣኻን፡ በቶም ካል ኦትን፡ ክቡር ተዛራባይ ሓውና እንታይ ትብሉ ኣሎኹም። ሰዓብቲ ኣብዚ ኤርትራ ዘሎ ፈርዖን ድኻ፡ ወይስ ኣብ መርገጽካ ኣነስ ኣይፋል ምስቲ ውጹዕ ህዝበይ ትብል ኣለኻ። ስለዚ ሕጄን እቲ ብርጌ ተላዒሉ ኣሎሞ ፡እዚ ብርጌድ'ዚ፡ እታ ስም ተሰምዩ ፡ ነቲ ልዑል እግዚኣብሔር መሪሑ ጌይሩ ተላዒሉ ኣሎሞ፡ ክቡር ህዝበይ ሕጂውን ንዓ ተበገስ፡ ንዚ ንኽንደይ ዓመት፡ ካብ ጀብሃ ጀሚሩ፡ ህዝብና ዘጽነተ ክፉእ መንፈስ ቃኤል ፡ መንፈስ መሳፍንቲ፡ መንፈስ ናዚ፡ መንፈስ ሄሮዶስ፡ መንፈስ ጆኖሳይድ፡ መንፈስ ጸረ ክርስቶስ ፡ ደም፡ ህዝብና ሰትዩ ዘይረዊ፡ ስጋ ህዝብና በሊዑ፡ ዘይጸግብ፡ ብሓይሊ ኣምላኽን ብቓሉን ብመንፈስ ኣምላኽን ክትዋጋእ ተላዓል። እዚ ከኣ ጸሎት ዓብይ ሃይሊ ኣሎዎ፡ እዚ ብርጌድ'ዚ ፡ ናይ ኣግዚኣብሄር ሰራዊት ክብሎ ይቐለኒ፡ ብጸሎት ነዚ ክፉእ መንፈስ'ዚ ብሓይሊ ኣምላኽ ቃሉ ተዓጥቕና ንካብ 60 ፡ ዓመት፡ ንላዕሊ፡ ዘጥፍኣና፡ ደቅና ብዕሸላቶም፡ ገና ከይሸወቱ ዝበልዓልና ህዝባን ኢሎኖሚኣን፡ ዘባልዔን ዘጥፍኤን ፡ መንፈስ ጆኖሳይድ፡ ናይ ሞትን ጥፍ ኣትን መንፈስ፡ በቲ ሓያል ስምን ቅልጽምን እግዚኣብሔር ካብ ሱር መሰረቱ ሚሒና ናቲ ጥልቂ መዓሙቕ ክንድርብዮ ብሓደ ልብን ሓሳን መንፈስን
ንበገስ፡ ሓድነት ሓይሊ ኣሎዎ። ኣምላኽ ሰማይ ከኣ ክረድኣና፡ እዩ። ተባርኹ።