Sometimes we miss to be a dead person by chance, L/col Zeremariam, you are one and you are convinced about your love to Eritrea joined the strugle to freedom, you never give up and you see a free Eritrea
Hi EMNA THE STORY OF ERITREANS ARE GENUINELY BRAVERY AND HEROIC GOD BLESS ERITREA AND ERITREAN WE WILL NEVER EVER FORGET WHAT HAPPENED AND WE WILL NEVER EVER ALLOW SUCH CRIME TO HAPPEN AGAIN ። THANKS EMNA FOR BRINGING ERITREANS HISTORYS DURING ARMED STRAGGLE ! Glory to our Martyrs and Victory to the Mass !!! 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
You are our HERO ❤🌷. Ezom qursusat budatate mdreleba Agame qedem hgi tselaati Hzbey . Since and then they are our enemy. Thanks Efrem hawey TEBAREK please bring our HEROS heros we need to knew their story. ❤
❤❤❤ thanks brother ERITREA 🇪🇷. VERY good job. Thanks for your savings the country of ERITREA 🇪🇷.. YOU are absolutely lucky to see the freedom of ERITREA 🇪🇷✨ ❤❤❤🎉🎉🎉. It's very sad history those have been suffering and killed by the wrong regime army of ETHIOPIA 🇪🇹 .God bless the soul amen. Thank to all ERITREAN freedom fighter and people of ERITREA 🇪🇷. ❤❤❤🎉🎉🎉. Thanks very good show keep up the good job brother from ERITREA 🇪🇷. . We all waiting more videos and wonderful photos 📷 with out standing history ❤ 💙 🎉. Love you all ERITREA ❤❤❤ 🇪🇷
ኤሪትራዊት ኣደ ጅግናያ ትወልድ ዕድመን ጥዕናን እሃብካ ጅግና ኣቦና።
ዘገርም ታሪክ። ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ።
ኩቡር ሓርቤኛ ገዲም ተጋዳላይ ሌ/ኮ ኣቦናን ኣያናን ክብርን መጎስን ስለ እቲ መሪር ስቃይ ዘሕለፍካዮ በጃ ሃገር🙏❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
re 😂😊🎉😊1¹11hqq🎉
5😅t😮😅😅😅
Wonderful story thanks EMNA1
የቀንየልና EMNA ኩሉ ታሪክና ትነግሩናን ትምህሩናን ታሪክና ታሪክ ኤርትራ ትስኑዱን ዘለኩም። ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ እዩ ታሪኽና ብጣዕሚ ዕድለኛ ኢኻ ዘርኢማርያም ሓወይ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ጅግና❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንቛ እግዛኣብሔር አውጻአካ ንምዝንታው እዃ በቒዕካ
Well come Deki Erey !
Sometimes we miss to be a dead person by chance, L/col Zeremariam, you are one and you are convinced about your love to Eritrea joined the strugle to freedom, you never give up and you see a free Eritrea
እንቃዓ ኣብዚ ኣብቃዓካ 💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣያናን ኣቦናን ሌ/ኮ ዘርኢማርያም ሳላኩም ኮሪዕና ንነብር ኣለና፥መንእሰያት እዛ ብደም ሰማእታት ዝመጸት ሃገረ ሰማእታት ዝኾነት ኤርትራ ሃገርና ብግዝያዊ ረብሓታትን ትሕተ ሃገራውነትን ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ክንእትዋ ሕድርን መብጽዓን ጀጋኑ ኣያታትና ኣይፍቅድን እዩ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome deki Erey 🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
የቐንየልና ኤርትርያን ሚድያ ኔትዎርክ ስለ'ቲ ደጊምኩም ንሌተናል ኮሎኔል ዘርእማርያም ዘቕረብኩሙልና።
ጅግና ኩሉ ኣጋላልጻኻ ደስ ክብልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 👑👑👑👑🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤ ኣምላክ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ይሃብካ!❤❤❤❤❤
ዘገርን ዘንታ ሰብ ብዘይማዓልቱ ኣይጠፍእን እዩ እምበር ካብ ኣፍ ዝብእ ክምዝድሓነት ኣድጊ እምበር ካብ ዝኩሉ ፈተነ ወጺኢካስ ተጋዲልካ ታሪኻ ከተዘንቱ እንቓዕ ኣብቃዓካ ለዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኩቡር ሓርበኛ ሄሮ ኣያና። ኣቕራቢ መደብ ይቐንየልና
ኤርትራዊያን ታሪኽ ንምስራሕ ባሃራት ታሪኽ ኣብ ምንጋር ግን ሓፋራት ክሕሰበሉ ኣለዎ
Hi EMNA THE STORY OF ERITREANS ARE GENUINELY BRAVERY AND HEROIC GOD BLESS ERITREA AND ERITREAN WE WILL NEVER EVER FORGET WHAT HAPPENED AND WE WILL NEVER EVER ALLOW SUCH CRIME TO HAPPEN AGAIN ። THANKS EMNA FOR BRINGING ERITREANS HISTORYS DURING ARMED STRAGGLE ! Glory to our Martyrs and Victory to the Mass !!! 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
Io
O
Onn
B
Jigna ewe jigna wedi Erey kibrn mogesn niAka yikun proud of you 👍🏾🇪🇷👍🏾thank you for sharing
🎶ደም ረሃጸይ ነዓኺ🎶ዓጸመ ስጋይ ነዓኺ 🎵ኩለንትናይ ነዓኺ🎶 ንሃገረይ ንሃገረይ ንህዝበይ!🎵 🇪🇷✊🏿🐪
❤❤❤❤❤❤❤❤እድመን ጥዕና ይብካ ፍጣሪ
Awet,nhafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zelealemawi kbrn megosn njeganuna Awet nhafash ✊️ 🇪🇷 ♥️
ሰላም፡ ኤፍረም፡ ግደ፡ ትትገብርዎ፡ ፈነወ፡ ኣዙዩ፡ጹቡቅ፡ አዩ።
ብዛዕባ፡ ልቓሕ፡ ጉጉይ፡ ረአይቶ፡ gdrar ድጋፈይ፡ ንዓኹም፡ ዩ፡ ኣጆኻ።
ሓበንን ምስጋናን ንተወፈይቲ ሃገራውያን፡ ኣሽሓት ከም ሌ/ኮ ዘርኢማርያም ኣለዉሞ፡ ሓደራኹም እዚ ከቢድ ስራሕ ተሸኪምኩም ተባዓት ብጾት EMNA ኣኻኽቡልና፡ ይቐንየልና
Eritreawinet kbur meninet 💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪👍👍🙏🙏👍👍
ብጣዕሚ ዝገርም ታሪኽ : ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሌ/ኮ ዘርኢማርያም ምስ ስድራ ቤትካ።
Efirem great job
Kibrin mogosn nisematatna ❤.
ዓወት ንሓፍሽ ጅግና ኣቦ እዚ እዩ ኤረትራዊ ማለት ❤❤❤❤❤ ጽንዓት መዳረግቲ ዘይብሉ እንኻዕ ን ኤረይ ክትርኢ በቃዕካ ኩቡር ሓርበኛ ተቃላሳይ።
❤❤❤💪💪💪xubuk sarah
Nay bhaki zegerim sinkisar egzabher zey weseda satki akilu zeybela tnfas manim yelen zikiyra
Thanks afrem Gide keep up
ሌ ኮ ዘርአማርያም እቶም ወሊድካዮም ዘለኻ ኣምላኽ ይሕደገልካ ንዓኻ ዕድመን ጥዕና ይምነየልካ ከምኡ EMNA 1 ብጣዕሚ ጹቡቕ ቀጽልዎ ዓወት ንሓፋሽ❤
Amen thank you ❤🇪🇷
ጅግንነት ኤርትራዊ መን ሙ ክወዳደሮ ጅግና ኢኻ ታሪኽ ካ ታሪኽ ኩሉ ኤርትራዊ ዩ ቀጽልዎ Thank you
ምዝካርኩም ደስ ዘብል ታሪክ ስቅያት ኤርትራውያን😪
ኣብ ሃገርና ጓኖት ኣትዮም ስጋብ ሎሚ ክንርሰዖ ዘይንክእል በሰላ እዮም ገዲፎሙልና ድሕሪ ሕጂ ኢትዮ ድዮም ተጋሩ ተንከስ ኢሎም ኣብ ሃገርን ከይመጹ ኩሉግዜ ምጥንቃቅ ኣሎ።
እዛ መእተዊት ደርፊ ናይ ሰናይት ደበሳይ ከብድካ ትበልዕ ልዕሊ 20 ዓመት ብዘይ ፍርዲ ዳሃያ ኣጥፊኣ ምስ ሓዋን ብጾታን ኣዚዩ የሕዝነካ😌😭😭😭
ሰላም ኤፍሬም ግደ ገጽካ ክትረኤይ ዝካአል እንተ ኮይኑ ሰላም ንዓካ ንሌ/ኮ.ዘርእሰናይ ዕድመን ጥዕናን ብጣዕሚ ዝምስጥ ዘሕዝን እንተኮነ ናጽነት ረኪብና ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zereimaryam ❤🌹🕊👏🏼👏🏼
You are our HERO ❤🌷.
Ezom qursusat budatate mdreleba Agame qedem hgi tselaati Hzbey . Since and then they are our enemy.
Thanks Efrem hawey TEBAREK please bring our HEROS heros we need to knew their story. ❤
Thankfully our heroes stayed for ever.
ታዓወት ታዓወት ታዓወት ወጺእካያ ዘርእማርያም ዕድለኛ ኢኻ ብሓቂ ጎይታ ማሳኻ ደው ኢልልካ ብሓቂ ዕድለኛ ኢኻ። ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🇪🇷🇪🇷❤🎉!!!
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏‼️‼️
Awet n Hafash!❤❤ mezi hiyaw n kigebru Zihalefu sematat ertrea kibrin mogosen ykynom ab libina eyu seferom.
Enough respect
Jgna abona idnam Tena yehbka eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ for ever
Egzabiher n hagernan hzbnan mengstnan ybarkelna amen amen amen 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏 egzabiher edmen teanan yhabkum deki ERI adlewti medeb Emna1❤❤❤
God bless Eritrean 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🐠🐠🐠🐠🐠🐠🐠🐠🐠🐠🐠🐠🐠🐟🐟🐟🐟🐟🐟🐟🐟🐟🐟🐟🐟🐟💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸
Merhaba wedierey mearey 🌹🕊👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼
Wetru ab Seret Jeganuna🤝🇪🇷🤝🎖📚🎖🐪🏗️🫶
Eritrea For Ever!! 🇪🇷✊️🇪🇷
I am proud of you Uncle God bless you
ህዝቢ ኤርትራ ጸዋር 🇪🇷🇪🇷 🌹🌹❤️ ኣምላኽ ዳንኤል ምስኻ አዩ ህዝበይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🙏🙏🙏🙏🙏
ጅግና ዘርኢት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በዓል ምሉእ ተስፋ 🇪🇷🇪🇷 🥰🥰
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤💐💐💐
Jignnet malet ezi eu nay eritrawi jignnet meglexi yeblun❤
ኩቡር ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ሌ/ኮ ዘርእማርያም ኣቦናን ኣያናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ኣቦና። 🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷
Thanks Ephrem so much
Thanks kubur jigna abona ekuae xamaka arayeka nezi qale mehtt zekayedkum azina nemesgnekum kexlwo ane hanti hto alatni net abun adiun zkebere police ka ente twkrbulna kndey mstemaharna ?
Selam nkulkum bhabar.
ብሻዕብያ ዝተረሸኑን ዝሰንከሉን ዝተሰደዱ ካብ ቤቶም ምስተወስዱ ዘይተመልሱ ኣብ ኣንደራትን ቤት ማእሰርትን ብርሃን ጻሓይ ዝሓረሞም ምስ ተወልዱ ዘይተሓቕፉ ወሊዶም ዘይሓቖፉ ኣብ ሕጂ ይበዝሕ ኣብ ቅድሚ ህግደፍ ደርጊ ፍትሓዊ ኢዩ።
መታለልቲ!!
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ተጋዳላይ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራ ንዘልኣለም ተኸብራን ተሓፍራን ትንበር!! 🇪🇷✊️🇪🇷
Inlightinig person /dignified 🙏
Betami zegerm zenta U
thanks
ክብርን ሞገስን ንዓኹም ጀጋኑና ::
ኤፍሬም ግደ ብትገብሮ ዘለኻ ስራሕ ኣዚና ሕጉሳት ኢና :: keep it up ❗️
. 🇪🇷🇪🇷ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ዘሮኦም ጽጋ ጥዕና ይህብካ ናይ ወክድባ መመሊሱ ዝሕደስካ በስላ አዩ😂😂😂😂😂፡🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
ጊፋዒ አባና ዘወረደ😢😢 ጸብብቆ አይወደአን እዩ መትከል ዓወት ንሐፍሽ 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወይ መከራ ህዘይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
Amazing!!!
Ahhhhh ezom chekanat😭😭😭😭😭😭😭😭
Great job efram tsbuk medab eyu
Jigena Ayana konerele Zeremareyam Thans❤🌹💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤⛪🕌🌹🌹
In our own country, kindizi chicane nai Amharan tigrayin gexom tirihak . Geganu Deki Eri. 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘደንቅ ድፍረት ጅግንነትን ኤርትራውያ ኣሓትናን ኣሕዋትና ኣብ ማርያም ግምቢ ክንደይ መንእሰያት ብኳሬንቲ ሓሪሮም ብሞቁሕ እግሮምን እዶሙን ክሳብ ዝምሽምሽ ይእሰሩ ከብዲ እግሮም ይህረሙ ኣፎም ብጨርቂ ዎቲፎም ክሳብ ልቦም ክሳብ ዝጠፍኦም ይዕበሱ።
እንታይ ዘይረኸበ መንእሰይ ኤርትራ
ኣብ መጨረሻ ድማ እዚ ኹሉ ይርሸን።
ሌ/ኮ ዘርኢማርያም ናይ ብሓቂ ውጻእ መዓት ኢኻ። ክንድዚ ተጋዲልካ ብሂወት ምእታውካ'ውን እቲ ሳልሳይ ዕድል እዩ። ሓያልን ዉፉይን ኣኮ ማለት ዳንኤል ድማ ኣብ ዝኸዶ ሰናይ ጥራይ ይጕነፎ።
Long life big man with a big history. ❤❤❤
Kbrin Mogesn nAkum jeganu abotatna❤🇪🇷🙏
🇪🇷🇪🇷❤❤
Amlak Eritrean hezban mengestan ❤
الحمدالله شمس اريتريا لن تغيب سوف نستمر الي الأبد نحن اليوم اريتريين غدا اريتريين الي الأبد اريتريين عاشت اريتريا حره
እንቓዕ እዚ ኩሉ ስቓይ የሕሊፍካ ከምዚ ገርካ እዚ ኹሉ ታሪኽ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎ኽብር ሞጎስን ንስዋ አትና ዓወት ንሓፋሽ❤👍✊🥀🙏🇪🇷💎🐪🐪🐪🐪🐪
** ሕጅውን ኣብ ዝኸፈዐ ስቅያት ህግደፍ'ዩ ዘሎ **
ኣብ ጊዜ ደርጊ ይሕሸና ኔሩ ጉዳይና ብ'ቤት ፍርዲ ይረዓየልና ኔሩ ፣ ጠበቃታት ጌርና ንካታእ ፣ ሰድራና መግቢ የምጹኡልና ፣ ንርዖም ፣ ኔርና 😅 አብ ጊዜ መግዛእቲ ደርጊ ጨካን መግዛእቲ ኢትዮጵያ !😅😅
ሕጅ'ከ አብ ጊዜ ወዲ መድሕን በራድ ? አብ ጊዜ ህግደፍ ፣ አብ ጊዜ ናጻ ሃገረ ኤርትራ ??
ጥሪት ህግደፍ አሰተውእል ዘረባ ✅✅
ሓቁ'ዩ ተስፋይ ፊሂራ *ቀደም ጽቡቅ ኔሩ ኢሉ ዝደረፈ * ቀደም ጽቡቅ ኔሩ ከይተረዳኣና ኹሉ ተቀይሩ * ንሜዳ ወሪድና ተቃሊስና እንታይ ሂዝና መፂና ፣ ሰብ ጥኡይ መሲሉና ተመን ተሃንጊር አቲና ** ቀደም ጽቡቅ ኔሩ ብተጋዳላይ ተስፋይ ፊሒራ ✅ *ጥሪት ህግደፍ ተማሓር ፣ ለብም ✅✅✅🇪🇷👍
Edmen tienan yihabka fetari abona ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘልኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንሰማእታትናን ጀጋኑናን ንኹላትና ኤርትራውያን ናጽነትናን መንነትናን ንኽህበና ዝገበርዎ ኩሉ መስዋእትን ጽንዓትን፣ ንዝመጽእ ወለዶታት ድማ ኩሉ ዕዳኦም ኣሎና።
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Welcome back 🇪🇷❤️🇪🇷❤️
የቀኒይአልና ስለዝክሉ ተቅርቦ ዘለካ ከምኡ ዕድመን ጥዕናን ነዓካን ንዝርኢማሪያም ሓውና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ
ZeiTenegre ember ab meret 🇪🇷 zeiTegebre GIFIE yelen 😭😭..
Jegenu deki Eritrea 🇪🇷. Xenatkum mewadadrti yeblum seb METKEL jeganu 🇪🇷🇪🇷💯💯💪💪💪💪
God bless my Eritrea 🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷
ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ጀጋኑ ተረርቲ ክጽሕፍ አክአልኩን 😭😭😭😭😭😭😭😭መግለጺ ትስእነሉ ክንደይ መስገደል ሐሊፍካ እንካዕ ውሉድካ አርአየካ ጂግና ሐወይ
❤
ናጽነት ዋጋ ዝሓተት መንእሰይ ኤርትራ ንናጽነቱ መንነቱ ጸኒዑ ተቂሊሱ ተጻዊሩ ዓወት ዘመጹኡ ኽብርን ሞጎስን ጀጋኑና
ዕድመን ጥዕናን ሓርበኛ
Great story
Patriotic 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ambesa
ኤርትራውነት❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤ thanks brother ERITREA 🇪🇷. VERY good job. Thanks for your savings the country of ERITREA 🇪🇷.. YOU are absolutely lucky to see the freedom of ERITREA 🇪🇷✨ ❤❤❤🎉🎉🎉. It's very sad history those have been suffering and killed by the wrong regime army of ETHIOPIA 🇪🇹 .God bless the soul amen. Thank to all ERITREAN freedom fighter and people of ERITREA 🇪🇷. ❤❤❤🎉🎉🎉. Thanks very good show keep up the good job brother from ERITREA 🇪🇷. . We all waiting more videos and wonderful photos 📷 with out standing history ❤ 💙 🎉. Love you all ERITREA ❤❤❤ 🇪🇷
Thanks!
ዘገርም ታሪኽ ብሓቂ ዕድለኛ ኢኻ ከምዚ ኢልካ ክትጸውየሉ ምኽኣልካ፣ ኤፍሬም ግደ ብሉጽ ጋዜጠኛ ዓቢ ሰነድ ትስንድ ኣለኻ፣ ገና ዘይተበርበረ ታሪኽ ኣሎ እሞ ቀጽሎ ሓደራ፣ ሌ/ኮሌነል ዘርእማርያም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ታሪኽካ ኣብ መጻሕፍቲ ክሰፍር ብሃንቀውታ ንጽበ።❤❤❤❤
❤❤❤ ayey tebetay edmen tinan yhabka
Ezia Tarikawit Filim kitxehafin kitsirahn alewa
እዚ ኩሉ ታሪኽ ብኩቡራት ወለዲ ዘሕለፍዎ ኩሉ መከራን ሽግራርን ዝሓለፈ ኩሉ ታሪኽ ንስለ ኤርትራ እዩ እሞ ጀጋኑ ሰማእታትና ንዘላለም ክዝከሩ። ክነብሩ እዮም ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና።ኩቡር ጂግና ተጋዳላይ ኮለንል ዘርእማሪኣም እዚ ኹሉ ዘዥህለፍካዮ ናይ ምእሰርቲ ኣብ ስዳይ ዝወርድ ዝነበር ኩሉ ዘርከብናሉ ሽቁረራን ፍርሓትን ሕጂ ኮይኑ ይረኣየና ኣሎ ሳላ ዝጸናዕኩምን ዝተጋደልኩምን ናጽነት ኣረኪብኩምና ብሰላም ክነብር ጊፍኩምና ኩራዕ ተሓበን እስኽ ቡዝሕ ግዜ ስተውልደ ሰለ ኤርትራ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ!!!!!
* ሽቁረራን ፍርሓትን ህጅ ኸይኑ ይሰማኣና'ዶ በለካ 😅😅😅😅😅😅
** ጥሪት ህግደፍ ህጅባ ገዲዱ ፣ ኮለኔል ዝብለካ ዘሎ ኣይተረዳኣካን እምበር
በቲ ጊዜ ደርጊ መሰል ኔሩና ፣ ቤት ፍርዲ ፣ ጠበቃ ፣ ቤተሰብ ይበጽሁና ፣ መግቢ ይመጻዓና ፣ ስጋብ ብፍርዲ ዝውሰን መሰላትና ህሉው ኔሩ ይብለካ'ሎ 😂😂
* ህጅ'ኸ አብ ጊዜ ስማዊ ናጽነት 😅 ኣብ መግዛእቲ ዲክታቶር ኢሳያስ ወዲ ተንቤን ኸመይ አሎና ???
*ጠበቃ ፣ ቤት ፍርዲ ናበይ አበላ 😅😅😅😅😅 ጥሪት ህግደፍ መዳመቂ ጥራይ ኮንካ ተሪፍካ ሎክሳስ አድጊ ለካቲት * ኮንቴነር ፣ ዊዓ ፣ ተሰሩሁ ሳላ ስውኣትና😅😅😅 ኤርትራዊነት ክቡር መንነት ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪምካ ነዚ'ዮም ሰውኣትና ሂወቶም ከፊሎም ??? ክንድመርን ፣ ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብሓደ ክንቅበር 😅😅😅
ምእንቲ ኢትዮጵያ ከይትበታተን ??? **ንህግደፍ ክትድግፍ ድንቁርናኻ'ዩ ዘገድደካ **
** ኢትዮጵያ ዎላ ብትን ተበለት እንታይ' ከይተርፈና ** ወዲ አባት ጦር**😅😅😅 ኤርትራና ትህበብ ኣላ 😅😅
ኣባል ጪፍራ ወያናይ እስኻስ ናት ትግራይካ ጥራሕ ገበር ሓገር ከተፍርስ ከደቀስካ ትሓድር ሰብ ኢካ ባርያ ወያነ ኢኻ ንስኻ
@@wedihdri9031 Never im always for my beloved eritrea 🇪🇷👍
** ጥሪት ህግደፍ ተበራበር **
ወያነ ፣ ኢትዮጵያ እንዳበልካ አይትህመም ንኣና ጸገም አይኮኑን ፣ ከም ናይጀሪያ ፣ ኬንያ ኬርካ ረዓዮም ካልእ ጎረቤት ሃገር ንኣና አይምልከተናን !
,ኢሳያስ ዓጋመ ግና ብሰላም ክነብር ስለዘይክእል ኢድ ናይ ወያነ ይብለካ'ሎ ጸማም ጥሪት ህግደፍ ድማ አሚንካ'ዮ
* ንህግደፍ ክትድግፍ ዘገድደካ ድንቁርናኻ ጥራይ'ዩ 🤣🤣
ኩቡር ሐውና ኤፍሬም ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ የቐንየልና ቀጽሎ🌹🇪🇷❤️🐝🐢🐪💚❤️💛💙
😍🌺👍👋👏👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ታሪኽ ኢዩ ፡ ነፍሲ ወከፍ ስድሪ መሬት ኣፍ ኣዉጺኡ ተድዛረብ ፦ ኤርትራ ሃገረይ ዓዲ ሰራሕቲ ቅያ ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጂግና ሓርበኛ ሌ/ኮሎኔል ዘርእማርያም
መሳጢ ዛንታ ብሓፋሽ ውድባት ንስለ ናጽነት ዝተኸፍለ መስዋእቲ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ። ከምዚ ዓይነት መደብ ክሰፍሕ ኣለዎ።