ጓንታናሞ እቲ ገሃነም ናይ መሬት

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 84

  • @nazrawitv8854
    @nazrawitv8854 4 ปีที่แล้ว +21

    ንለውጢ ዝጽዕር ሰብ ክብሪ ይግብኦ እዩ።
    ንሕና ከኣ ካብ ታሪኽ ንመሃር ንለወጥ ድማ
    ፍትሒ ንውጹዕ ህዝቢ

  • @user-ln7gj6nl6x
    @user-ln7gj6nl6x 4 ปีที่แล้ว +26

    ፍናን ሓቢቢ ካብ ብዓል ዒራዒሮ ትራክቢ ሓሽፈራይ ዝከፍእ ኣሎ ኣብዛ ዓለም ?

  • @habtomtewelde5433
    @habtomtewelde5433 4 ปีที่แล้ว +15

    ወርቃዊ ቃላት ሓርበኛ ቢትወደድ ኣብርሃ ክሰምዖ ከሎኩ ሓበን ይስማዓኒ፡ ፡ኣብዚ ዝሓለፈ 28 ዓመታት ኣብ ሃገርና እንታይ ዓይነት ሕግታትን ክብሪ መንነትን ኣንጺፉ ምሃለው ነይሩ እንዳበልኩ ካኣ የስተንትን ዓለቅቲ ከሎ ግን ጽሩይ ማይ ኣይስተን ኮይኑ ዕድልና ኤርትራውያን የሕዋት ዓሕሕሕሕ ፡፡

  • @e.s1438
    @e.s1438 4 ปีที่แล้ว +9

    2k21 biteweded president hagere Eritrea tbl 👉👉👉👍👍👍

  • @nzmfamily
    @nzmfamily 4 ปีที่แล้ว +16

    መደባትካ ጽቡቅ መነቃቅሕን መዘናግዕን ኮታ ዛ ቻነልካ ብታዕሚ የ ዝጽበያ ብ ኩሉ ትሕዝቶታታ፡
    1 ምሳና ዘሎ ዝከፈኤ ስለ ንፈልጥ ካልእ ዝከፍኤ እንተ ኣሎ ዉን ሕጊ ዘማልኤ ይከዉን ዩ ወይ ዝግበኦም ዝእሰርሉ ይከዉን፡ ብዝኮነ ዓንቀርና ዝበጽሕ መሪር ጸገማትና ብዘይ በደል ሂወት ዝቀዘፈን ዝቀዝፍን ዘሎ ምሳና ስለ ዘሎ ልዕሊ ዓንቀርካ ከኣ ምሕናቅ ጥራይ ዩ ክከዉን ዝክእል ብዝኮነ ንፉዕ ሰብ ኢካ በሓቂ ፡
    2 ኣብ ጉዳይ ምንቅቃሕ መንእሰይ ሒዝካዮ ትመጽእ ቪድዮ ከኣ ፋኒ ሓዉና ኣብቲ ዝጸሓፈካ ኮመንት ላይክ ክትህብ ኣለካ ከም ካለኦት ቻነላት ኣብ ምንቅቃሕ መንእሰያት ዝነትፋ ማለተይ የ ላይክ ምግባር የሰልችወካ እንተ ኮይኑ ግን ,,,,,,,,

    • @bibuyenatey3023
      @bibuyenatey3023 4 ปีที่แล้ว

      natu dyom zbluka ab amerika kali u zgber n alem mlu tekotsasira gantanamo dea wlke seb zeserelu endiu hagerat zfersa zelewa Milionat sebat zefrsa zelewa men dyen haki ztezareb gal amitska elom b hasot zetfewom zelewu kem abnet wikileaks kemzi ekum tmneyu wekaru like kitekbu b kebdkum aytteasebu meskinay menesey gohalalu rekibemo shabya forever weshalk .

    • @nzmfamily
      @nzmfamily 4 ปีที่แล้ว

      @@bibuyenatey3023 ata seb bzey ajewjew hasabka arami tblo ktxhif akmi aleka dyu wela nay xerfi b maedo ente koyna akmuka kexlo fre xamaka u

    • @bibuyenatey3023
      @bibuyenatey3023 4 ปีที่แล้ว

      @@nzmfamily wereja maedo aytkun keyfetena tesarfuna deleyti tsbhi dyom elemukum hakom yom B melhs Demokratie kitdelywa aytfetnu b hasot ktftewu aytdleyu meskinay menesey eta kurub teflatnetkum riyu ztefi zelo yehzneka

    • @nzmfamily
      @nzmfamily 4 ปีที่แล้ว

      @@bibuyenatey3023 xbuk aleka wereja kereba

  • @assaberitrea9047
    @assaberitrea9047 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣብዚ ቤት ማእስርቲ ዝእስሩ ሰባት ጸላእቲ ኣሜሪካ ክኾኑ ከለው
    ኣብ ኤርትራ ዝእስሩ ግና ዋላ ሐንቲ ገበን ዘይብሎም ፈተውቲ ሀገሮምን ዕድሚኦ ሙሉእ ንሀገሮም ዘገልገሉ እዮም ።

  • @musietecle5908
    @musietecle5908 4 ปีที่แล้ว +1

    ንዞም ሰቅ ስባት ዝቀቱሉ ዘለዉ ዝሓሩዱ ዘለውይ ዉሑዱዎም ክማና ዓለም ሕማም ክይኖማ ዘለዉ ደዓሽ ሉኡካቶ

  • @user-ym5db8vs6g
    @user-ym5db8vs6g 4 ปีที่แล้ว +40

    ኣብ ዓለም ዝኸፍአ ቤት ማእሰርቲ ኣብ ኤርትራዩ ዝርከብ ከይበደልካ ብይኸውን ጥራሕ ክሳብ ሂወትካ ትሓልፍ ትቕጥቀጠሉ ብይጽንሓለይ ወዲ ሰብ ዕድሚኡ ምሉእ ዝእሰረሉ ካብዚ ዝኸፍእ ቤት ማእሰርቲ ኣብ ዓለም ከቶ የለን

    • @tesfahagerey5625
      @tesfahagerey5625 4 ปีที่แล้ว +7

      ኣነ ነዛ ናትካ ሪኢቶ ክጽሕፋ ኢለ ኣትየ ነታ ኣርእስቲ ናይ ፍናን ምስ ራኣኽዋ፡ እንተ ኾነ ግን በሊሕ ሰብ ቀዲምካኒ!!!!!! ብዝኾነ ኣብዚ ዝበልካዮ 100% ይሳማማዕ እየ።

  • @far7690
    @far7690 4 ปีที่แล้ว +10

    ፍናን ሓውና ተቃውሞ ኣሎኒ ፥ ጓንታናሞ ዝኸፍአ እስሪ-ቤት ዓለምና ኣይኮነን ።
    ዒ ራ ዒ ሮ ኢዩ ዝኸፍአ እስሪ-ቤት ዓለምና !

  • @dani-oo4zi
    @dani-oo4zi 4 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ፍናን 🙏🙏🙏😍😍👌👌👌👏👏👂👂👂🇪🇷🇪🇷

  • @user-cj1up5gk1c
    @user-cj1up5gk1c 4 ปีที่แล้ว

    ክብር ሃወይ እንቃዓ ብሰላም መጻካ

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 4 ปีที่แล้ว +8

    ንወዲ መድህን በራድ ሩጉም ዓጋመ ከምዚኣ ተድልዬ ነዚ ወዲ ጋሕባ ተረዋኢ ሑሱር

    • @Meley-p1x
      @Meley-p1x 4 ปีที่แล้ว

      Aynxaref eba hawey plss

  • @amanuelhagos1071
    @amanuelhagos1071 4 ปีที่แล้ว

    i like it.

  • @teklebitew2082
    @teklebitew2082 4 ปีที่แล้ว +2

    ጥዑም ቤት ማእሰርቲ የለን
    ብዘይ ፍርዲ ምብላይ ጽላእ

  • @merhawiguesh258
    @merhawiguesh258 4 ปีที่แล้ว +7

    ብዛዕባ Area 51 ግዳ ገለ ዘይትብለና ፍናን bro

  • @eskiasbayru2831
    @eskiasbayru2831 4 ปีที่แล้ว

    Esurubet Gantanoma !!!

  • @dragonbaba410
    @dragonbaba410 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣሜሪካ ትፍጽሞ ገበን ንህላውነት ህዝባን ሃገራንዩ
    ህግደፍእኮ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራዩ ዘጥፍእን ዝፍርስንዩ

  • @amanuelhagos1071
    @amanuelhagos1071 4 ปีที่แล้ว

    Good job fnan app lnfotech.

  • @adhanomferejay657
    @adhanomferejay657 4 ปีที่แล้ว +3

    bsm fnan app like xqetuley

  • @biniamtsegay2518
    @biniamtsegay2518 3 ปีที่แล้ว

    👌

  • @yohannesteshome219
    @yohannesteshome219 4 ปีที่แล้ว

    Fani bra danke für deine Lehre

  • @hegdefmendefxirehezbi7368
    @hegdefmendefxirehezbi7368 ปีที่แล้ว

    👍👍👍

  • @abrahamokbu4398
    @abrahamokbu4398 4 ปีที่แล้ว +5

    Lomi kedamay yexheif alku yehwat

  • @teklomabbas4546
    @teklomabbas4546 4 ปีที่แล้ว

    shakat.....! aderset.... hasheferay ......... gontanama normal eyou abe qdemi ezian

  • @dejenmehari3432
    @dejenmehari3432 4 ปีที่แล้ว

    Waww

  • @user-iy1rp5xj7m
    @user-iy1rp5xj7m 4 ปีที่แล้ว +3

    መባእስትኻ ለባም ይግበረልካ ይበሃል
    ኣብ ኤርትራ እኮ እንተተጠርጢርካ ጥራይ ፌሮ ኤለክትሪክ ኣእትዮም ንዘይገበርካዮ ጌረዮ ከምትብል ዮም ዝገብሩኻ
    World worst hell while you are alive!

  • @siemiseyas7371
    @siemiseyas7371 4 ปีที่แล้ว +3

    እቲ ዝኸፍአ ቤት ማእሰርቲ ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ኮይንካ ፡ ከም ኤርትራዊ ምንባር ኢዩ ።

  • @wecan9686
    @wecan9686 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣብ 2ይ ዝስራዕ ዓዲ ኣቤቶ ምሳይ ዝሳማማዕ

    • @nzmfamily
      @nzmfamily 4 ปีที่แล้ว +1

      Eti fetfitna nfelto ykefie adiabeto

    • @user-tf4ti3cv8o
      @user-tf4ti3cv8o 4 ปีที่แล้ว

      ናይ ዓድና ካብ ጓንታናሞ ዝሓይሽ ዝገብሮ ብሕዉሕዱ እሱር ምስ እሱር ይዘራረብ እዩ በይኑ እንተ ኮይኑ ክኣ ዓይኑ ኣይሽፍንን እዩ። እዝኑ ኣይዓጽውዎንን ኣፍነጭኡ ውን ኩፉት እዩ ። ናይ ጓንታናሞ ሽግር እኮ እዘን ሰለስተ እየን።

    • @Iwillcallyoulater1991
      @Iwillcallyoulater1991 ปีที่แล้ว

      @@user-tf4ti3cv8o ማይስርዋ እንዳ ማስኬራ እንተትሪኦ ምገረመካ

  • @yosieftesfayeritreaasmara5314
    @yosieftesfayeritreaasmara5314 4 ปีที่แล้ว

    Fnan Naytom tereweti aslam kelay amxalta biflay jeberti amexaxiom

  • @daniehagos3312
    @daniehagos3312 4 ปีที่แล้ว

    Nic bro

  • @user-ym5db8vs6g
    @user-ym5db8vs6g 4 ปีที่แล้ว +11

    ኣብ ኤርትራ ልዕሊ 500.000 ኡሱራት ከም ዘለዉ ትፈልጡ ዲኹም

    • @alenialeni5521
      @alenialeni5521 4 ปีที่แล้ว +1

      Aywehadun kulu hzbi Eritrea esur endiu

    • @nzmfamily
      @nzmfamily 4 ปีที่แล้ว +2

      Eziaom etom ab af mot zelewu xehayin nfasin zeyfeltu yom kkonu ente ti esur tray kbehal ente dea koynu gin eti zelo ab eritrea esur edyu kulu

    • @liverpoolever2850
      @liverpoolever2850 4 ปีที่แล้ว +1

      Shit life

  • @babilontv139
    @babilontv139 4 ปีที่แล้ว

    Abe alem melo hezba zetasera hager Eritrea mekana tefalto do ?

  • @niyatsami6926
    @niyatsami6926 4 ปีที่แล้ว +1

    Fani nfue

  • @girmayrussomrussom9837
    @girmayrussomrussom9837 4 ปีที่แล้ว

    እታ ዝደልያ ዝነበርኩ

  • @eritreawnetkuburmennet805
    @eritreawnetkuburmennet805 4 ปีที่แล้ว

    Ay fnan hawey kab nay higdef betmaserti entezey hishu si aykefien eyu

  • @natimessi1502
    @natimessi1502 4 ปีที่แล้ว

    Nay dawit Isak amxelna ba

  • @timesoferitrea9
    @timesoferitrea9 3 ปีที่แล้ว

    ሃገረይ ኤረትራ ገፋሕ ጓንታናሞ አያ ብዙሕ ዘገርም የብለይን ብ ንአሽቶይ ኤረትራ ጎንታናሞ ፡ተተካኢሉ fnan app ብዛዕባ ዒራ ዒሮ ኣቅርበልና

  • @gdfxxc275
    @gdfxxc275 4 ปีที่แล้ว +1

    ፍናን ሓውና ኣብዚኣስ 2 ይቲ እያ በላ ዒራዕሮ ከ ዳ

  • @samuelhadgu3205
    @samuelhadgu3205 4 ปีที่แล้ว

    Yakhe tim bel bejakha kab nay eritrea bet maeserti zikhefie yelen

  • @Meley-p1x
    @Meley-p1x 4 ปีที่แล้ว

    Qexlo fnan ayney

  • @henrynatey308
    @henrynatey308 3 ปีที่แล้ว

    🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺✌️

  • @Deju-tso1
    @Deju-tso1 4 ปีที่แล้ว

    An qexali nay CIA aqrbelna eka pls

  • @likezeylmncommentereye7057
    @likezeylmncommentereye7057 4 ปีที่แล้ว

    The fittest will survive

  • @teklomabbas4546
    @teklomabbas4546 4 ปีที่แล้ว

    fnan hasheferay ke leli 700 esurat zelewo

  • @awethabte9045
    @awethabte9045 4 ปีที่แล้ว

    Atum sebat entay ekum eritrea eritrea teblu nesu zezarb zelo abza medab bezaba guantanamo Please give respect to fnan

  • @helenblessed3268
    @helenblessed3268 4 ปีที่แล้ว

    Wwwwwwww kemey dika funotey ane natka tekatatelay eye kexlo

  • @user-zo9yy4yg6g
    @user-zo9yy4yg6g 4 ปีที่แล้ว

    2020.😂😂😂💒🤣🤣🤣

  • @meseretokbazghi7514
    @meseretokbazghi7514 4 ปีที่แล้ว

    Welkome

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 4 ปีที่แล้ว +1

    እቲ ድከፍኤ ቤት ማአሰርቲ ኤርትራ እዩ

  • @selnai7192
    @selnai7192 4 ปีที่แล้ว +2

    forget others' Guantanomo, and talk about you own Guantanamo!

  • @jesuisfierdenoir9430
    @jesuisfierdenoir9430 4 ปีที่แล้ว

    Thanks fani Habibi
    Bzeaba Eiffel tour Paris gelé ktblena bthtna yehatt

  • @asmeracity8784
    @asmeracity8784 4 ปีที่แล้ว +1

    Ne isis deamo entye ketgebrom the world best cleaning for dangerous people

  • @robitete3838
    @robitete3838 4 ปีที่แล้ว +6

    *😀😀😀 ቤት ማእስርቲ ኤርትራ ምርኣይ ዶ ሰኣንካ: ጓንታናሞ ደኣ ናርማል*

  • @eriwalltashow5260
    @eriwalltashow5260 4 ปีที่แล้ว +2

    1st me

  • @samieyab790
    @samieyab790 4 ปีที่แล้ว

    ኣጅኻ ፋና ሓዋና

  • @azebnatey969
    @azebnatey969 4 ปีที่แล้ว

    Kem sebay gda serihka zeytbele tm elka halewlew enabelka zeykone hasabet nsebat thb

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ዓለም ዝከፈአ ቤትማእሰርቲ ሓሽፈራይ 'ዓደርሰት ' ግሎፕ ' ፕሪማ ' ማይ ስርዋ ' ዓዲ ኳላ ' እዩ ኣብ ኤርትራ ዘስካሕክሕ እስርቤት ኣሎ ' ፍናን ግን ዘይኮነ ኣይትዛረብ ብዓል ስውር ዕላማ

    • @samsomtesfamaryam2138
      @samsomtesfamaryam2138 4 ปีที่แล้ว

      ይገርመካ እዩ ፖው
      እዚ ወዲ ሓሳዊ እዩ ለክባጥ በሎ

    • @habibihabibi583
      @habibihabibi583 4 ปีที่แล้ว

      Aderset zkefie

  • @user-tb2ge8pu6f
    @user-tb2ge8pu6f 4 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክ ኣየ ሓበሻ ለዋጢን ዘይራክሞን ዘይትፈልጥዎን ሲ ክድዚ ኣበት እስከ ትም በሉ ከምይ ናኩም ሲ ፍሊት ገርካ ምውዳኩም ጋንታናሞ ኣይኮነን ኩስትሞኩም ኣይትፈልጥዋን ደጋላት ባእ

  • @agimie2291
    @agimie2291 4 ปีที่แล้ว +1

    አቦታትና ሐዋርያት ማለትካ ድዩ አብ መጽሐፍ-ቅዱስ እዩ ዘሎ
    ሉቃስ 6 (Luke)
    42፤ ወይስ ንስኻ ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጕንዲ ዘይትርኢ፡ ንሓውካ፡ ሓወይ፡ ካብ ዓንይኻ በሰር ከውጽኣልካስ ሕደገኒ፡ ክትብሎ ኸመይ ጌርካ ትኽእል፧ ኣታ ግቡዝ፡ ቅድም ነቲ ጕንዲ ኻብ ዓይንኻ ኣውጽኣዮ፡ ድሕርቲ ኣብ ዓይኒ ሓውካ ዘሎ በሰር ንምውጻእ ኣጸቢቕካ ኽትርኢ።

    • @user-tf4ti3cv8o
      @user-tf4ti3cv8o 4 ปีที่แล้ว +1

      ሓዋርያት ኣቦታትና እዮም ኩሉ ነገር ካበሰኦም ይብገስ ንሕና ድማ ንደግሞ ስለዚ ኣቦታትና ክንብል ከለና ብቀንዱ ንዕኦም የመልክት ነገር ግን ሙስሊም ናቶም ምዕራፍ ክገለጹልካ ይኽእሉ ካልእ ሃይማናት ከምኡ እቲ ዝሓሸ ኣቦታት ኢልካ ምሕለፍ ዝበለጸ እዩ።

  • @azebnatey969
    @azebnatey969 4 ปีที่แล้ว

    Ata drbay finan dyom zbluka wela gufnun zeytgedfena entay ena eba gernaka

    • @ronaldothebesst5820
      @ronaldothebesst5820 4 ปีที่แล้ว

      pow hazinelka

    • @user-tf4ti3cv8o
      @user-tf4ti3cv8o 4 ปีที่แล้ว

      ኣዜብ ዲኺ ወላ ኸዛብ ንፍናን ተፍቅርዮ ኢኺ ምሽ

  • @efreamwedi7008
    @efreamwedi7008 4 ปีที่แล้ว

    ኣታ ጠፋሽ ከመይ ጌርካ ድኣ ሎሚ ዝኸፍአ ናይ ዓለምና ቤት መኣሰርቲ ጋንትናሞ ኢልካዮ ኤርትራ ዶ ትብል ኣይነበርካን ዕሩቅ ኢለካ ኣለኹ