ፖል ፖት ልዕሊ 2 ሚልዮን ህዝቢ ሃገሩ ካምቦድያ ዝጨፍጨፈ ምንኣስ ድያብሎስ ምዕባይ ኢሰያስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 มิ.ย. 2019

ความคิดเห็น • 248

  • @shimetbrhane4815
    @shimetbrhane4815 5 ปีที่แล้ว +116

    እዛ ናይ ኣቦና ቤትወድድ ዘረባ መጽሓፍ ምልእቲ እያ !!!
    ፍናን ሓወይ እግዚአብሔር ኣእምሮኻ ይባርኽ
    ሰለ እቲ ዘይጽዓድ ጻዕርኻ ዓስቢ ጻማኻ ርኽብ

    • @tsegaysemere9495
      @tsegaysemere9495 5 ปีที่แล้ว +1

      Hade hade gizes zerebaka nay kolea eyu Buzuh ab Polotica aytedhib Iseyes Afewerki hade seb eyu zitekimn zetekimn iseyas aytbel

    • @onlygodcanjudgemechik4666
      @onlygodcanjudgemechik4666 5 ปีที่แล้ว +4

      @@tsegaysemere9495 entay dea thlekelu kurkur wedi medhn dika

    • @shimetbrhane4815
      @shimetbrhane4815 5 ปีที่แล้ว +5

      @@tsegaysemere9495
      ጸጋይ ፓሎቲካ ዶ ተዛሪበ እየ ናይ ኣቦና ወዲ ኣብርሃ ዘረባ መጽሐፍ ምልእቲ እያ ምባለይ ፓሎቲካ ዲዩ ክክክክክ ኣነስ እቲ ርእሰኩም እምኒ ዲዩ መልኡ
      እስያስ ደአ ኣይኮንንን ዶ ክዝክሮ ሽሙ ከማን ከልዕሎ ዑዑዑ እዩ ዘብልኒ ገበናኛ ሰብ ደአ እንታይ ክልዕሉሉ

    • @user-gv4zd2md5r
      @user-gv4zd2md5r 5 ปีที่แล้ว +7

      @@shimetbrhane4815
      ክክክ ንፉናን ኢዩ ሓሲብዋ ዝኸውን Comment ኣበይ ከም ዝጻሕፍ ውን ጠፉእዎ ኣሎ መስለኒ እንታይ እዮም ከ ክንዲ ሓደ ኢሰያስ ዝሕለቑ ጎንፊ ሒዝዎም ኣሎ እዞም ደገፍቲ ሲ

    • @shimetbrhane4815
      @shimetbrhane4815 5 ปีที่แล้ว +4

      @@user-gv4zd2md5r
      እቲ ርእሶም እምበር ዘይሰርሕ ኮይኑ
      ናይ ኣቦና ቢትወድድ ደአ መሬት ዘይዓልብ ወርቃዊ ቃላት እንዲዩ
      ነዚ ቃል እዚ ክርድእዎ ኣይክኡሉን እዮም እዞም ንሕና ንሱ ሓብርና ንሓሱ

  • @biniamgoitom2433
    @biniamgoitom2433 5 ปีที่แล้ว +21

    ሓድሽ ሃገራዊ መንነት!
    ጽቡቅ ትዕዝብቲ እዩ ፍናን ሓውና ኣጆካ ቀጽሎ::

  • @user-jj5tu7ck2l
    @user-jj5tu7ck2l 5 ปีที่แล้ว +17

    ናይ ፍናን ኣድነቅቲ ኣበይ ኣለኩም ፍናነይ ኩሉ እትሎቆ ማሃራይ እዮ ቀፅልሉ

  • @Sharon.91
    @Sharon.91 5 ปีที่แล้ว +7

    ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረስ የለን፡ ኩሎም ዘይፍትሓውያንን ጨካናትን ከምዚ ኢሎም ክትሓዙ የርእየና።

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +5

    ፍናን ጅግን ካባካ ብዙሕ ኢና ንምሃር ኣጆካ በርትዕ ' ሳላካ ብዙሕ ዘይንፈልጦ ፈሊጥና ቀጽል

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 5 ปีที่แล้ว +5

    We need more innovate Eritrean young youth men and lady heroes language is worth off everything likewise we have to share our beautiful knowledge involved pls respect to Eritrean lady

  • @meazahabte6238
    @meazahabte6238 5 ปีที่แล้ว +3

    hji rekibkayo memhr nay esseyas ane ka kideli eye tsenihe

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 5 ปีที่แล้ว +1

      Meaza Habte search I know a lot of dictatorship

  • @gidifamily7001
    @gidifamily7001 5 ปีที่แล้ว +11

    ካብ ዓቀን ንላዕሊ ተስፋስልጽዮን ትሰምዖ ኣሎካ ኩሉ ርእስካ ብ ኡ ትጸልዩ።

    • @nohnoh4127
      @nohnoh4127 5 ปีที่แล้ว

      ንተስፋጽዮን እንተሰምዖ እንታይ ኢዩ እቲ ጸገም።

    • @isreal3223
      @isreal3223 5 ปีที่แล้ว

      Gedewom estifanos tegtmki eki jeberti eki bezy ዓድን ቃንቃን ክትናብሪ eki

  • @dawitabraham9059
    @dawitabraham9059 4 ปีที่แล้ว +1

    You Are doing great brother Fanan at infotek God bless you i appreciate you you are super Talented

  • @danielkesetegirmay3266
    @danielkesetegirmay3266 5 ปีที่แล้ว +10

    • @user-sw5cr8ul6r
      @user-sw5cr8ul6r 5 ปีที่แล้ว

      Daniel kesete Girmay entay du ከብበልካ ፀኒሑ እምኒ ሩባ

    • @dahlakkebir6736
      @dahlakkebir6736 5 ปีที่แล้ว

      Daniel kesete Girmay tarik bahli atifieika hadish meninet mftar malet yu

  • @isreal3223
    @isreal3223 5 ปีที่แล้ว +1

    Beetaw jegna ኣምላኽ mawxiti yeftralu

  • @wedibrhane1734
    @wedibrhane1734 5 ปีที่แล้ว +4

    Fnan App eza derfi keytekyra eka okay do Thanks ka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-gv4zd2md5r
    @user-gv4zd2md5r 5 ปีที่แล้ว +19

    ፊኒ ጅግና እንቓዕ ዳሓን መጻኻ ናይዚ ሰባኣይ ካብ ናይ ኢሰያስ ጭኻነ ዘፍሊ የብሉን ኢሰያስ ውን ክንደይ ጀጋኑ ኤርትራያን ጋዜጠኛታት ሃገርናን ካልእን ከም ዑኑቒ ከም ዝጠፉኡ ገሩ ኢዩ ፍርሓት ኣምላኽ ደይብሎም

    • @merhawitecle6574
      @merhawitecle6574 5 ปีที่แล้ว +1

      Bite ቢትወድድ መርሓባ ዝዓርከይ

    • @user-gv4zd2md5r
      @user-gv4zd2md5r 5 ปีที่แล้ว +1

      @@merhawitecle6574
      መርሓባ ዓርከኒ ጠፊኢኺ ካኣ ክክክክ

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 5 ปีที่แล้ว +1

      Bite ቢትወድድ frhat Amlak zebhal yelen Mes dictatorships eritreawi buddy

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 5 ปีที่แล้ว +6

    Eritreaweyan at this time we don’t have to worry about higdef dictatorship already higdef is death wiz his parents :: just eritreaweyan at this time we have to fix our problems and we need more innovate knowledge

  • @shewitfsahaye6492
    @shewitfsahaye6492 5 ปีที่แล้ว +2

    Thank you brother

  • @raniahamdi6402
    @raniahamdi6402 5 ปีที่แล้ว +3

    Eza ab mewedita zibelkaya amen

  • @nahomkiflay7593
    @nahomkiflay7593 5 ปีที่แล้ว +3

    Well-done Fani hero but hgdef they don't learning from this it's shameful

  • @onegod6726
    @onegod6726 5 ปีที่แล้ว +1

    Thanks Gaby bro you are hero❤️❤️💪👍👍

  • @user-tj4bk8bw8r
    @user-tj4bk8bw8r 5 ปีที่แล้ว +9

    Wellcom fnan bro
    nic job
    Keep it up

    • @tsegaysemere9495
      @tsegaysemere9495 5 ปีที่แล้ว

      Ok niska aleka belih tibebena Solomun zikonka wedi Dawit maletka eka xbuk nerkas nidhrit maletey xerfi yxnhalka melhas buzuh eya tizerg n fikiri kulu gize

  • @kalMHe
    @kalMHe 5 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Jossy, bhaki mesatin meharin tarik. Amlak msaka ykun bro ! Kemaka yibzihu !!

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +4

    ዓርኪ ወዲ ኣፈጨርቂ ተረኪቡ

  • @hakitinges4305
    @hakitinges4305 5 ปีที่แล้ว

    fani abi seb thank you

  • @arounadembele303
    @arounadembele303 5 ปีที่แล้ว +2

    Where is sebhat Efrem

  • @habtomgebre1523
    @habtomgebre1523 2 ปีที่แล้ว +1

    excellent bro kndey ketilka aykonen kndey mihirkau

  • @eriadeinafike6567
    @eriadeinafike6567 5 ปีที่แล้ว +1

    Please tarik Betweded Abrha eba amxalna

  • @negasimdhen6291
    @negasimdhen6291 5 ปีที่แล้ว

    Thanks. Fenen Heway

  • @yonasnegash8346
    @yonasnegash8346 5 ปีที่แล้ว

    Thanks Fnan Bro

  • @grumzawdi3398
    @grumzawdi3398 5 ปีที่แล้ว +1

    Ahh ezi wedi shermuta natna wn kab beal ezi eyu temahiruwo tsbah nguho ms tetahze wn tegagye eyu kiblena.
    Eti zgerm gn nayzom kemziom
    aynet merahti zezbelwo zgebr hizbi eyu endareaye endaseme ahwatu zetfe
    Always thank you fnan bro!!!

  • @ermile2091
    @ermile2091 5 ปีที่แล้ว

    tanks u brather.

  • @abalsofi6768
    @abalsofi6768 5 ปีที่แล้ว +2

    Nimegemerta gzai Nummer eins

  • @wediharestay5381
    @wediharestay5381 5 ปีที่แล้ว +12

    ናብ ማሕበር ኣግኣዝያን ዶ ትጸሪ ኣለኻ ሓቀይ ክክክክክ ግን ጽቡቕ ጌርካ።

    • @abielt962
      @abielt962 5 ปีที่แล้ว

      Wedi Harestay
      Yenkihaka alo Fetiyu aykonen lif zibil zelo

    • @zionvideos8016
      @zionvideos8016 5 ปีที่แล้ว

      Hake behake kkkkkkk

  • @BereketTesfamichael
    @BereketTesfamichael 5 ปีที่แล้ว +5

    በጃኹም እባ ብገለ ሰባት ስፍሓት ኢፊሬም ሕተትዎ

  • @msgnanguse6069
    @msgnanguse6069 5 ปีที่แล้ว +1

    Welcome fnan bro

  • @nahinon311
    @nahinon311 5 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏 yeriyena ykewn eba wedey

  • @ABEL13ize
    @ABEL13ize 5 ปีที่แล้ว

    thanks bro

  • @nahershow5113
    @nahershow5113 5 ปีที่แล้ว

    Thank you fnan hawna nayzi natna ganen keman keriba eya weylom etom degefti enber

  • @eyobtekleeyob8407
    @eyobtekleeyob8407 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣብ ናይ ትማሊ መደብ ርኢቶይ ኣታ ፍናን ሓወይ ቁሩብተይባ ነቲ ነገራት ኣስፍሕ ኣቢልካ ራኣዮ "ጌጋ ብጌጋ ኣይእረምን እዩ" ንሕና ንሻዕብያ ንቃወሞምኮ ናጽነት ስለደምጹልና ኣይኮነን እንታይ ደኣ ካብ ደርጊ ደይሓሸ ዲክታተራዊ ምሕደራ ስለዘታኣታተዉ እዮም ደርጊ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጌጋ ፈጺሙ መራሕቲ ህግደፍ ከኣ ጌጋ ዝኾነ ኣካይዳ ይኸዱ ኣለዉ። ኣብ ኢትዮጲያውን ተመሳሳሊ ነገር ኢዩ ኣጋጢሙ ኣመራርሓ ደርጊ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢትዮጵያ ጌጋ ኢዩ ነይሩ ወያነውን ነቲ ጌጋ ኣብ ክንዲ ዝእርሞ ዕምሪ ስልጣኑ ከናውሕ ክብል ነቲ ህዝቢ ብቤሄራት መቓቒሉ ንሓድሕዱ ከምዝናቖት ጌርዎ እዚ ሕጂ ዝረአ ዘሎ ውጽኢት ናይቲ ዝሓለፈ 27ዓመታት ጌጋ ምሕደራ እዩ እቲ ህዝቢ ቅድሚ ሃገር ነቲ ብሄሩ ደው ከምዝብል ጌሩ እዩ ተሃኒጹ which was wrong ኣነ ሽሕ ጊዜ ንመራሕቲ ህግደፍ ይጽለኣዮም ምሕደራ ህወሓት ብዓበይቲ ጌጋታት ዝተመልአ ኢዩ ነይሩ። ሕጂውን ብኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ መንግስቲ ኣብ ብሄር ዘተኮረ ስለድኾነ ጌጋ ኣካይዳ ኢዩ። ብዝተረፈ ትግራዎት ኣሕዋትና ከኣ ኣብ ትሕቲ ወያነ ክሳብ ዝሃለዉ ንሃገርና ኤርትራ ጽቡቕ ነገር ክፍጠር ኣይክእልን ምክናይቱ ንሳቶምውን ካብ መራሕቲ ህግደፍ ዘይሕሹ ብጽምኢ ስልጣንን ገንዘብን ዝሰኸሩ እዮም። i am among the victoms of deportation. ድንጋጸ ዘይብሎም ጨካናት መራሕቲ እዮም። ሓደ ቋንቋ ስለንዛረብ ሓንቲ ሃገር ጌርካ ኣይትራኣየና ካልኦት ብሄራትውን ኣለዉ ምስ ኤርትራ ተመሳሳሊ ቋንቋ ዝዛረቡ ዓፋር ሳሆ ኩናማ። ኣብዚ ጊዜ ኣስላም ኣሕዋትና ኣብ ጀርመን ምንቅስቓስ ኣስላም (islam movment) ዝብል ውድብ ኣቒሞም ኣለዉ ሕጂኸ ንሕና ነዚኦም ክንቃወሞም ዲና ትግራይ ትግርኚ ዝብል ኣተሓሳስባ ስለደሰክፎም ናቶም ናይ ኣስላም ውድብ መስሪቶም ስለዚ ንስኻ ከም ኣካል ናy ሚድያ ንኹሉ ኣብ ግምት ዘእተወ ኣቃራርባ ክህልወካ ኣለዎ። የቐንየለይ

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  5 ปีที่แล้ว +1

      መርሓባ ሓወይ ብዛዕባ እንታይ ትዛረብ ኣለኻ ክሕዘካ ኣይከኣልኩን

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว

      ስማዕ እንዶ ተጋሩ እኮ ብመንነቶም ዝሕበኑን ናጻ ሃገር ዝነበሩን እዮም ታይ ኣምሲሎም ዳኣ ምስ ኢትዮፕያ ምልእቲ ሕውስውስ ዝብሉ ' ታይ መንነቶም ኣጥፊኦም ኢትዮፕያ ጥራይ ክብሉ ደሊካ ' በል ክትፈልጥ ብጣዕሚ እዮም በላሕቲ እንኳዕ ክልል ፈለዪ እንኳዕ ኩሉ ሕውስውስ ኣይኮነ ተጋሩ ሓቂቆም ምተረፋ ኔሮም ።

    • @eyobtekleeyob8407
      @eyobtekleeyob8407 5 ปีที่แล้ว

      @@fnanappinfotech ፍናን ሓወይ ኣቐዲመ በቲ ተቕርቦ መደባት ከየመስገንኩኻ ኣይሓልፍን። ክብሎ ዝደለኹ ኣብዝኾነ ክፋል ናይ ዓለምና ዝተፈጥሩ ኣምባ ገነናውያን መራሕቲ ዝገብርዎ እቲ ቀንዲ እከይ ተግባር ነቲ ዝመርሕዎ ህዝቢ ጎጃጂልካ ንሓድሕዱ ከምዝናቖት ብምግባር ዕምሪ ስልጣኖም ምንዋሕ ኢዩ።ስለዚ ኢዩ ከኣ ኣጋኣዝያን ዝብል ውድብ ንህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ትግርኛን ሓደ ብምግባር ኣንጻር ተኸተልቲ ምስልምና ዝኾኑ ካልኦት ብሄራት ኤርትራ ኣነዋሪ ዝኮነ ጎስጓስ እንዳካየድካ ፍልልይ ናይቲ ሓደ ህዝቢ ብምስፋሕ ንሓደ ዕላማ ብሓደ ከይሰምር ምግባር ኢዩ።እዚ ኣካይዳ ዘሰከፎም ኣስላም ኣሕዋትና ከኣ ኣብ ዝተፋላለይ ኩርናዓት ዓለም እስላማዊ ምንቅስቓስ ኤርትራ ዝብል ውድብ ይምስርቱ ኣለዉ። ኣብክንዲ ብሃይማኖት ብሄር ኣውራጃ ዘለና ፍላልያት ኣወጊድና ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ንቃለስ ኣብ ካልእ ሓሽውዬ ኮለል ንብል ኣለና። እዚ ከኣ ንመራሕቲ ህግደፍ ንንውሕ ዝብለ ጊዜ ካብ ኮርሻ ስልጣኖም ከይወርዱ ክሕግዞም ኢዩ።ስለዚ ፍናን ሓወይ ኣነ ከም ሓውኻ ክምዕደካ ዝደልዮ ነገር ንስኻ ዋና ናይዚ youtube channel ስለዝኾንካ እቲ ኩሉ ተቕርቦ መደባት ኣብ ኩሉ ሰዓብትኻ ጽልዋ ስለዘሕድር ኣብቲ ተቕርቦ መደባትካ ብዙሕ ጥንቃቐታት ክትገብር ኢዩ።ኣብ ትማሊ ዘቕረብካዮ መደብ ትግራዎት ኣሕዋትና ሕልፊ ኩሎም ከምዝቐርቡና ጌርካ ምቕራብ እዋኑ ኣይኮነን ንሳቶም ከም ጎሮቤትን ኣሕዋትን ሰላምን ቅሳነትን ክወርዶም ንትምነ ኢና ካቡ ወጻኢ ግን ንሕና ምስኦም ጥራሕ ኣይኮናን ብዶብ ንራኸብ ምስ ህዝብታት ዓፋር ሳሆ ከሙኡውን ኩናማ። ስለዚ ንሓን ብዛዕባ ተጋሩ ጥራሕ ኣሕዋትና እንዳበልና ንዛረብ እንተኰና ህዝቢ ዓፋር ከኣ ኣብ ክንዲ ምሳና ምስ ህዝቢ ዓፋር ናይ ኢትዮጵያ ኣሕዋተይ እንዳበለ ምሶኦም ጥራሕ ዝምድናታቱ የደልድል እዚ ከኣ ነቶም ኣብ ኢትዮጵያ ንነዊሕ ጊዜ ህዝቢ ዓፋር ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሓደ ህዝቢ ኢዩ ናትና ናይ በይንና ዝኾነት ሃገር ክንምስርት ኢና ዝብል ውድብ ገፊሕ ባብ ምኽፋት ኢዩ ስለዚ ኩሉም ህዝብታት ኢትዮጵያ ኣሕዋትና ኢዮም ሰላም ከኣ ንትምነየሎም ንበል እምበር ንሓደ ብሄር ፈልኻ ብምስማይ ሓወይ ትብል እንተኰንካ ካልኦት ብሄራት ከኣ ነቶም ንዖዖም ዝመስሉ ብሄራት ኣሓዋትና ክብሉ ኢዮም ማለት ኢዩ። ኣብክንዲ ንሕና ኤርትራውያን ንሓድሕድና ሓወይ ሓወይ ንበሃሃል ናብ ካልእ ብምኻድ ፍልልያትና ከምዝገፍሕ ጌርና ኣንጻር ዲክታተራዊ ስርዓት ዘሎ ቃልስና ሓድነትና ብምዝራግ ጠጠው ከይነብሎ። የቐንየለይ

    • @tesfaytesfay8863
      @tesfaytesfay8863 5 ปีที่แล้ว

      Eyobtekle Eyob ሃለው ለው ኣይትበል ተጋሩ ኣሕዋተይ እንተበለስ ኣሕዋትካ ኣይኮኑን ክትብሎ
      ንስኻ ኣሕዋት ክትመርጸሉ ኣሕዋት ምዃን መሪጽካ ድዩ ሕውነት እኮ ብደምን ስጋን ቋንቋን ባህልን ክብርታትን ማሕበራዊ ምትእምማን ዝተኣሳሰረ እዩ
      ፍርሒ ሓሶት ከም ትዛረቡ ገርኩም ተካል ግዜ

  • @daniehagos3312
    @daniehagos3312 5 ปีที่แล้ว

    Nic fine bro

  • @mussiegezaei3316
    @mussiegezaei3316 5 ปีที่แล้ว

    Danke fnan App

  • @solomonmehari1690
    @solomonmehari1690 5 ปีที่แล้ว

    Wel come fnan app

  • @user-mo5qv4zh7c
    @user-mo5qv4zh7c 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @rezenehabtegerish8294
    @rezenehabtegerish8294 5 ปีที่แล้ว +1

    Fnanom ane nnewih gze tektatileka eye.zgermeni eti dmska(voice) mewedaderti yeblyn .nabnet albert anstain zkrebkaya lili 20 gze smiaya. Kalie nluli 30 amet zgebra nska ab hasir gize 150 shih sabscrab aleka ezi kea eti mare kndey blhnetka eu . Slezi mare kndey selawi mkanka fkut eu. Ab mewedata eti nay abraham aforki kem fkti ttkemela zneberka hji kea nay bitweded amskayo aleka slezi btektatali entetmsalna sbuk neru bflay nay bitweded.thanks good luke
    B

  • @ghirmay5141
    @ghirmay5141 5 ปีที่แล้ว +2

    Fnan hawna bezi ethbena zeleka temhrti betami u zemsgneka agoka kexlo ab gonka alena .

  • @rimkesete9414
    @rimkesete9414 5 ปีที่แล้ว

    Well cam Fnan smart ♥️😍✌

  • @semharsolomon9406
    @semharsolomon9406 5 ปีที่แล้ว

    Amazing fnan app💗

  • @costinnasleman702
    @costinnasleman702 5 ปีที่แล้ว

    Wel come

  • @yonasokubay6512
    @yonasokubay6512 5 ปีที่แล้ว +8

    ኣታ ኣነስ እዛ አጀማምራ ደስ ኢላትኒ ቢቲ ጅግና ጽሩይ ኣየር ተትንፍሰሉስ ይርኢ ዶ ይከውን ኣሕ

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 5 ปีที่แล้ว +1

      Yonas Okubay ajoka eritreawi Intellgent we will see him soon baba biteweded is the perfect teacher king of king

  • @germayhayle8151
    @germayhayle8151 5 ปีที่แล้ว

    Amen fanu hawey

  • @haremecho2215
    @haremecho2215 5 ปีที่แล้ว

    Well come Fnan Ma Lovelly Frend

  • @haileandemichael8612
    @haileandemichael8612 5 ปีที่แล้ว

    Fnan Anbesa enqa beselam mexaka 🇪🇷👍🌟🌟

  • @debesaygebrehiwet6064
    @debesaygebrehiwet6064 3 ปีที่แล้ว

    My hero nice one

  • @dawitlove
    @dawitlove 5 ปีที่แล้ว +2

    Yekenyelna Fnan leli kulu bkalt eti tebae harbena Biteweded mjmarka..
    kexile ezi sebay arki ezi nay Eritrea dyablos kkewn alewo. Kulu zgebero hade eu ms nay dyablos isias. Bzkone hde haki Eritreawyan knkblo zelena alo srat ezi gezay hgdef ms tefe bzuh hmak tarik ktrek eu ab hagerna, aemurona kenedalwo alena kulna beeu keynhamm. Ezom tedakru zelekum kea aseru ktsebu ekum.

  • @gebrielyebio2007
    @gebrielyebio2007 5 ปีที่แล้ว

    Wawwwwwww fani bro btaemi xubuq agelalxa hawey

  • @godblesseritreaforever3058
    @godblesseritreaforever3058 5 ปีที่แล้ว

    Fnan fantastic .

  • @sibhattesfazghi9683
    @sibhattesfazghi9683 5 ปีที่แล้ว +1

    ፍናን ሓወይ መደባይካ ኩሉ ይከታተሎ እየ።ኣዝዩ ጽቡቕን መሃርን። ተብዓት ጥራሕ እዮም ስቓይ ህዝቦም ምፍትሒ ዘምጹኡ።

  • @dani-oo4zi
    @dani-oo4zi 5 ปีที่แล้ว +1

    ፍናን 😍😍😍🙏🙏🙏🙏👌👌👌👌👌👂👂👂👂👂💯💯💯🤝🤝✔️ኣጆኽ ቀጽሎ

  • @tecleghebreslasie7782
    @tecleghebreslasie7782 5 ปีที่แล้ว

    ሃየ ሰንድ ጽሓፊ ደራሲ ንዳሕርዎት ዝኸውን መወከሲ ።

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +2

    እውይ ጭካነ ናይዝስ ክኣ ፍሉይ እዪ

  • @eritreamusic1110
    @eritreamusic1110 5 ปีที่แล้ว +2

    fnan hawey btaemi xbuk medeb bflay ab tarikna bahlinan tigbro yemesgneka

  • @michaeleyohannes1419
    @michaeleyohannes1419 5 ปีที่แล้ว +1

    Ayxelakwan eza nay bitweded behaki

  • @dejensemere5851
    @dejensemere5851 5 ปีที่แล้ว

    Welcome

  • @tsegittsegit7312
    @tsegittsegit7312 5 ปีที่แล้ว +1

    Qetilo fani hawey bzuh ena nmehar kbaka
    Mebay iseyas zelo aymeslenn neru
    Beaka gn feliten zedlyeni wn temahire alku.

  • @michaelme2549
    @michaelme2549 5 ปีที่แล้ว +1

    Fnan hawey ezia dea entay Eritrea zeytbla

  • @Reason1993
    @Reason1993 5 ปีที่แล้ว +1

    Isayas si mineas mineasu iyu nsheytan malet iyu

  • @tarik6595
    @tarik6595 4 ปีที่แล้ว

    ፍናን ሓወይ ብርዕካ ይሰስን ኣጆካ

  • @oneofakind3231
    @oneofakind3231 5 ปีที่แล้ว

    Well Done Bro

  • @andomsibahtu
    @andomsibahtu 5 ปีที่แล้ว +8

    እዚይ ትብሎ ዘለካ ሕጂይ ኣብ ኤርትራ ብዕሊይ ተጀምሩ ኣሎ
    ኣምላክ ጥራይ ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና።

  • @adhanomtesfay2514
    @adhanomtesfay2514 ปีที่แล้ว

    ❤❤

  • @semereshambel6662
    @semereshambel6662 5 ปีที่แล้ว +2

    ፍናን ሽኮር ናፍቀካ ቀንየ እቃዕ ዳሓን መጻእካ

  • @megos-
    @megos- 5 ปีที่แล้ว +9

    Jstudio ቅድሚ ወርሒ ኣውሪድዋ ኔሩ።

    • @harhuh3283
      @harhuh3283 5 ปีที่แล้ว +1

      ኣውርድዋ እሞ ሕጂ አንታይ እካ ትብል ዘለካ?? ናይ fnan app ጥራይ ንርኢ ኣለና

    • @easymachineasyfactery4661
      @easymachineasyfactery4661 5 ปีที่แล้ว

      Me Against The World So what it’s history any one can load it . It no’t music or movie

  • @satan6319
    @satan6319 3 ปีที่แล้ว

    Nic work bro ! Gele aba belena bzaba hbret Africa and tntane natkan 🤔

  • @kibretbeyn2346
    @kibretbeyn2346 5 ปีที่แล้ว

    Betami b teqribo kulu neger qexilo fnan hawina eti semiu zridaie seb bhaqi bzuh u zmhar edmen teinan yhabka kubur hawi.

  • @hallomaialba8229
    @hallomaialba8229 5 ปีที่แล้ว +4

    Fnan hawey schkorr edman tanan yhabeka ezghbar kelkum diek eri schkorr 👍💖💖💖😘💖

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 5 ปีที่แล้ว

    Welcome fnan Intellgent hero eritreawi I appreciate you so much you are the most intelligent hero eritreawi fnan Iam so proud of you Yh guys pls don’t past wizout like comments :: and pls Appreciate to fnan eritreawi hero at this time we wanna like fnan hero more and more bcs fnan is the best educate men you see how his intelligent who share at this time knowledge it’s to hard to find like fnan but just few people knows this things

  • @semhartesfamariam5560
    @semhartesfamariam5560 ปีที่แล้ว

    ፍናን ሓወይ አድመን ትአናን ያሃብካ በዚ ኣጋታሚ አተን ሃገራት ምስመን ምስመንን ከምዝዳበባን ኣበየናይ ከምዝርከባን ኣስፍሀ ኣቢልካ ግለጸልናን

  • @zenaighidey6119
    @zenaighidey6119 5 ปีที่แล้ว

    Willkommen finan hawey kulu gize ab mesmer

  • @melakebekuretsion4497
    @melakebekuretsion4497 5 ปีที่แล้ว

    Fnan jgna kexlo eske❤

  • @eseyaskidane7822
    @eseyaskidane7822 5 ปีที่แล้ว +12

    ፋኒ ሓወይ ተገዲስካ ክትምልሰለይ፡ኮምኒስት ማለት ከመይ ዓይነት ምሕደራ ኢዩ ኣስፍሕ ኣቢልካ ኣቅርበልና።

    • @eritreanhabesha2095
      @eritreanhabesha2095 5 ปีที่แล้ว

      Communism malet dea Cuba Eritrea Russia China. ..zikteleo aynet amarariha

    • @eritreanhabesha2095
      @eritreanhabesha2095 5 ปีที่แล้ว

      Communist malet malet dea kem Beal Cuba China Russia Eritrea. ...zikteleo aynet amarariha

  • @yonasmichael2889
    @yonasmichael2889 5 ปีที่แล้ว

    Amlak Israel mhretu ayfelyena ( fano hawey nay behaki sultun menesey ketslo)

  • @dawittsegu8095
    @dawittsegu8095 5 ปีที่แล้ว

    Emo ezi dea seb aykonen

  • @wegiheritrawit1533
    @wegiheritrawit1533 5 ปีที่แล้ว +1

    Naa da hawey haki si nfto da eseyas aforki mzi zerkb yblun haki nfto wela da nxlayo enber nseb zeynatu mhab hatyat eyu ezi ko seb aykonen haseka koxli belikum elu dsyf seb eyu so

  • @maebelstudentlife2706
    @maebelstudentlife2706 5 ปีที่แล้ว +1

    Fananey meley mexkaleydo anita niaka entay eye kishlmeka bejaka birthday ka meas eyu gift kinsedelka
    Miseu dima post code telay
    Bet wededey
    Haile diruuey
    Wedi flansa
    Abrham tewelde
    Wedi afa
    Senayitey
    Betrror selemuney
    Melueley eski ja jemiaa

  • @loveandpeace1349
    @loveandpeace1349 5 ปีที่แล้ว +1

    ስድራቤታት ትግርኛ ብኸመይ ዳግም ይስስናን ይትከላን፡
    //ደቅ ኣንስትዮና ብስም ኣገልግሎት ዕድመአንን ሞራለንን ተጸንቂቑ ባህለን ቀንጢጠን ክብረተን ክሳብ ዝወድቕ ፎቖዱኡ ናይ መራሕቲ በራዩ ኮይነን ይማስና፡
    //ኣወዳትና ብስም ኣገልግሎት ኣብዚ ምዕቡል እዋን ትርጉም ዘይብሉ እምኒ ከንከራርዉ ዝወለድዎ ዘየዕብዩ ብ ቁጠባ ተረሚሶም ፡ መንነቶም ጠቕላላ ኣጥፊኦም
    ብስም ርሑቕ ገጠራት ቀቢላታት ከመሓይሹ መጋበርያ ማሕበራዊ ህንደሳ ሓድሽ መንነት ኮይኖም
    መምህር ብጥርሑ
    ሰራዊት ብጥርሑ
    ሓኪም ብጥርሑ ፡ ሂወቶም ምምራሕ ሲኢኖም ወዶም ጓሎም ስደት የምርሑ
    //ወለዲ ብ ትእዛዝን ምፍርራሕን ስእነት ምሕደራን ድኽነትን ጽምዋን ፡ ደቆም ዘይብሉ ዓዲ ገረውረው ኢሎም ኣብ ጭቆና ይነብሩ፡
    //ካህናት ተካኢ ዘይብሎም ኩሉ ጸኒቱ ፡ታቦት ዝዓጥንን ዝሳለምን ሲኢኑ፡
    //እቲ ዘርካቡ ካኣ ፡ በቲ መርዚ ሓድሽ መንነት፡ ኩሉ ወግዑ ባህሉ ኣጥፊኡ ፡ ሃገራውነትና ኦሪታዊ ክብርታትና ስነ ስርዓትና ዓንዩ ንፋስ ዓውዲ መሲሉ፡
    እዚ ኩሉ ብሰንኪ ምፍጣር ሓድሽ ኤርትራዊ ናይ 9 ብሄራት መንነት ፡ ዝብል ዕላማ ህግደፍ እዩ፡
    ን ትግርኛ ብ መንነቱን ሂወቱን ቁጠቡኡን በጃ ጌርካ፡ ዝስራሕ ፖሊሲ እዩ፡
    ///
    እንባኣር ናብ ንቡር ክንምለስ፡ ኣብ ሓደጋ ኣትዩ ዘሎ ወለዶናን መንነትናን ክድሕን
    ባይቶና ሕጊ እንዳባና ካብ ሞት ክምለስ፡
    ቋንቋና ባህልና ስነ ምግባርና ኣብ ግቡእ ክብሩ መልክዑ ክምለስ
    ሕጋዊ ናይ ብዙሓትን ደቀባትን ናይ ሰብ ርስቲ መሰልና ክዕቀብ፡
    ግድን ቁመና ስድራቤታትና ድሕነተን ክረጋገጽን ናብ ንቡር ክምለስን ኣለዎ፡
    እዚ ንምግባር ህዝቢ ትግርኛ፡ ፖሊሲ ህግደፍ ደው ንክብል ክጽዕር ኣለዎ፡
    ትግርኛ ብ ኣጋጣሚ ኣይኮነን መንነቱን ሂወቱን ዝዓኑ ዘሎ፡ ውራይ ኢልካ ብ መንግስቲ ዝስራሓሉ ብኹሉ መልክዕ ፈንጢሕካ ንምስርሑ ጸረ ኣግኣዝያውነትና ብዝተኣወጀ ፖሊሲ ህንጸት ሃገር እዩ ግዳይ ኮይኑ ዘሎ፡
    መታን ስዱድ ክምለስ ፡
    ቁጠባ ሃገርና ክሕይል ስራሕ ክንፈጥር ኣለና፡ ቆጠባ ክንፈጥር ካኣ ሓያል ዕላማ ዝህበና ሃገራዊ ጉዳይና ብ ሕጋዊ ኣገባብ ዝምልስ ኣግኣዝያዊ ስርዓት ክንተክል ኣለና፡
    ብድሕሪ እዚ ናብ ንቡር ሂወት ክንምለስን ቀጻልነትናን ድሕነት ሃገርናን ክረጋገጽ ይኽእልን፡
    መንእሰይና ካኣ ናብ ዓዱ ክምለስን እቲ ኣብ ዓዱ ዘሎ ሓዳር ክገብርን ፡ ክንስስን፡ ባህልና ባይቶና ዳግም ክጥጥዕን ይኽእል፡

  • @asmarafanuseritrea7518
    @asmarafanuseritrea7518 5 ปีที่แล้ว +1

    ዘገርም ኢዩ, ንስልጣን ኢልካ ክሳብ ክንድዚ! አንታይ ዝዓብስ ስልጣን ኢዩ🤔🤔

  • @davidabraham6184
    @davidabraham6184 5 ปีที่แล้ว +3

    ሰይጣን እንታይ ገባሪ ስሙ ዳኣ መሪሩ እምበር ካብ እዚን እቲ ናትና ውን ወሲኽካ ዝከፍእ ሰይጣን የለን!!!!!

    • @tarik6595
      @tarik6595 4 ปีที่แล้ว

      ጽብቕ ኣሎካ ዝዎርዶ ሸጣን ካብ ሸጣን ዝገድድ ሰብ ኮሎስ ሰብ ንሽጣን የማርር

  • @yasminlove5351
    @yasminlove5351 5 ปีที่แล้ว

    ፍናን ተባዓታይ ሰብ

  • @asgodomgebreab3619
    @asgodomgebreab3619 5 ปีที่แล้ว

    Abzi enhele zereba

  • @esseyasefaw9714
    @esseyasefaw9714 5 ปีที่แล้ว +1

    Hi
    bnatay arauy mengste Cambodia iseyas afawiriq hadeyom

  • @efrempersonal2030
    @efrempersonal2030 5 ปีที่แล้ว

    OA my God 🙄

  • @merhawiokbay7430
    @merhawiokbay7430 5 ปีที่แล้ว +1

    Fnan hawena eza nay abona btweded kal nay behaqi des tebl kal eya kulu eritrea kfelta zelowo eya

  • @yonasgrmay8729
    @yonasgrmay8729 5 ปีที่แล้ว

    ንሕና ኻኣ ንመድህን ፍርቂ ዘመን መሪሕና ንሕናስ ?

  • @godblessme5711
    @godblessme5711 5 ปีที่แล้ว

    Amen eu zbehal

  • @samueltewelde2093
    @samueltewelde2093 5 ปีที่แล้ว

    Fnan Hawey kexilo eka

  • @aronchanel127
    @aronchanel127 5 ปีที่แล้ว +1

    Emo ezi da iseyas eu zeytbleni

  • @user-om8vh5pj1e
    @user-om8vh5pj1e 5 ปีที่แล้ว +1

    Leli eseyasn seabtun gebenena yelen abza alem

  • @kabznkabtn7109
    @kabznkabtn7109 5 ปีที่แล้ว +1

    ፊናኒኖ nay ብሓቂ በሊሕ እቲ ቀንዲ ዕላም ኢሳያስ ዝፈለጥካዮ። ንስካን ተስፋጺዮንን ትራይ ኢኩም ቲ ቀንዲ ሽግር ወይ ጸገም ዝተረዳኩሞ(ሓዲሽ ኤርትራዊ መንነት)።

  • @erimannerimann112
    @erimannerimann112 5 ปีที่แล้ว +2

    Nay hagerka tarik zeytemxie gda esrael esrael esrael..............kitbl xehay aribatka nay Eritrea amxelna eritrawi ente konka esrael tibehal hager anfeltan ena

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  5 ปีที่แล้ว +1

      ባርያ ዓረብ እንዲኺ ብኸመይ ክትፈልጥያ ዓብድ ምባል ስለ ትናፍቂ ኢኺ ካልእ ኣይኮነን

    • @erimannerimann112
      @erimannerimann112 5 ปีที่แล้ว +1

      @@fnanappinfotech hji wun nay hagere Eritrea amxelna esrael aytbel entay tarik alewa eu suidareb tqerbena kulu gize ab gonna ala

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  5 ปีที่แล้ว

      @@erimannerimann112 ክክክክ ኣይ ጀሚላ ኣብ ዓልርም መንያ ትፈራሒትን ድምጺ ዘለዋን ሕተቲ ኩለን ሃገራት ዓረብ ተደሚረን ክንዲ እስራኤል ኣይመጻንየን እስራኤል ኑኩለር እትውንን ሓንቲ ካብ ወሰንቲ ሃገራት ዓለምያ ኣዕራብ ግን እዘን ንፈልጠንየን ብፍላይ ስዑዲ ክክክክ ናታ ወተሃደራትኳ ዘይብላ

    • @erimannerimann112
      @erimannerimann112 5 ปีที่แล้ว

      @@fnanappinfotech suedia bgenzeba gera wela neboka wetehadera kitgebro xegem yeblan suidawi kubur sle zkone ab kunat dbehal aysatefin eyu ab aratu koynu bgenzbu geru nkula yemahadra

    • @user-gv4zd2md5r
      @user-gv4zd2md5r 5 ปีที่แล้ว +2

      @@erimannerimann112
      እዞም ኣስላም ሲ ካብ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ክርስትያን ኣብ ሱዑዲ ዘሎ ዓረብ ይቐርበና ኢኹም ትብሉ ክክክክክ

  • @natnaelaynom1850
    @natnaelaynom1850 5 ปีที่แล้ว +1

    Eza Tarik da Entay Kab natna Zefle alewa da haniti endiya

  • @esseyasefaw9714
    @esseyasefaw9714 5 ปีที่แล้ว

    heje abaynay knatat ala Cambodia

  • @eyobkeleta3012
    @eyobkeleta3012 5 ปีที่แล้ว

    Naibehake zegrem tarike