አብ ከተማ ሽረ ዝገጠመኒ ናይ ሞተር ሓደጋ ተመሰገን😥❤

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 มิ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 152

  • @user-in4hz6ew8oSelam
    @user-in4hz6ew8oSelam 20 วันที่ผ่านมา +18

    ብሰላም ካብ ስደት ተመሊስና ከተማታት ክትሪኡ ትምነዩ ከምዚ ከማይ like ግበሩ

  • @TkAdver-uh9hf
    @TkAdver-uh9hf 20 วันที่ผ่านมา +36

    ፈጣሪ ኣቅሊልዎ እምበይእዚ ቀረፃ ኣብ ከተማ ሽረ ክነካይድ ኸለና ጓል ራያ ካብ መኪና ሓደጋ ንንእሽተይ እያ ተሪፋ;ጓል ራያ ኣብ ሞተር ኾይና ትዕዝብቲ እናገለፀት ንካሜራ ሒዛ ዝነበረት ባጃጅ ንኤርፖርት መዕፀፊ ክነጋልስ እታ ባጃጅ ነታ ጓልራያ ዝሓዘት ሞተር ደዉ ኢላ ምስ ረኸበታ ትደፍኣ ካብኡ እታ ሞተር ኣብ ቅዲምኣ ዝነበረት እምኒ ዝፀዓነት ኢነትረ ትጋጨ ጓል ራያ በታ ናይ ኢነትረ ቅድሚት ኢዳ ትዉቃዕ እቲ በዓል ሞተር ድማ ሸለፉ ተወቂዑ ኣዚሩ ናብ ዎክወይ የድይባ በዝን ብናይ ፈጣርን ፍቃድ እቲ ሓደጋ ኣቅሊልዎ;ጓል ራያ መደብ ኣገና ክትሰርሕ ብዙሕ መስዋእቲ እያ ትኸፍል ዘላ;እዚ መደብ ዋና ዕላምኡ ድማ ባህሊ ትግራይ ምልላይ እዩ;...ጓል ራያ ጠንካራ ናይ ሚድያ ሰብ ኢኺ ቀፅልሉ;ፈጣሪ ኣብ ጎንኺ ይኹን።

  • @user-wn5ly5hh5j
    @user-wn5ly5hh5j 20 วันที่ผ่านมา +6

    ከተማ መቐለ እስኪ ኣርይና ጋል ራያዋ❤❤❤

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 20 วันที่ผ่านมา +11

    ሽረኒ ውቅብቲ💖💋💖
    ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ ጓል ራያ ሓፍትና።🙏💖🙏
    ወዲ ሽረ ካብ ኣውሮፓ።

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 20 วันที่ผ่านมา +1

      ወዲ ሸረ ዋ ደምረኒ ሞ❤❤😂

  • @sas7080
    @sas7080 20 วันที่ผ่านมา +8

    ዋውውው ክንደይ ደስ ይብል ለካ እዙያት እናረኣዩ እዩም ዞም ሓሳዳት ንድሕሪት ክመልሱና ልፃዓሩ 😢ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ 🌺❤️

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v 20 วันที่ผ่านมา +4

    😢እንኳዕ ናብ ፅቡቅ መለሶ ጓል ራያ ዝፈትወኪ ዘክብረኪ ሓፍተይ ናተይ🙏❤ብዝተረፈ ቀፀሉሉ ባህሊ ትግራይ ኩሉ ንክፈልጦ ትገብርዮ ዘለኺ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ክምስግነኪ ይደሊ ዛምቤተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i 20 วันที่ผ่านมา +6

    ኣታ ኣብዚ 21 ክፈለ ዘመን ስቪል ሙኳን ክንደይ ይጣዓም ከም ዲላይካ ተኸወን ዓጂቢየ ገለየ ዘይታብለሉ ጋል ራያ ቀፃሉሉ❤

  • @ghmn-eq9vi
    @ghmn-eq9vi 20 วันที่ผ่านมา +8

    ጓል ራያ ዓሳዲ❤❤❤❤ ፎታዊት ዓዳ ብጣዕም እየ ዝፎትወክ❤❤❤❤❤ ቐፅልሉ እዛ ናተይ ቆንጆ❤❤❤

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 20 วันที่ผ่านมา

      ሳብ ግበረለይ ምዓረይ❤❤❤

  • @ggdd-xy4qi
    @ggdd-xy4qi 20 วันที่ผ่านมา +2

    ጋል ራያዋ ፅብቅቲ ኣፅቢ እውን ኣርእይና በይዛኪ❤❤❤❤❤

  • @MeriGeber
    @MeriGeber 20 วันที่ผ่านมา +2

    ጋል ራያዋይ ዉቅሮ እባ ኪዲ ናፊቅናያ አለና😢❤❤❤

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 20 วันที่ผ่านมา

      ሳብ ግበረለይ❤🎉❤

    • @MeriGeber
      @MeriGeber 20 วันที่ผ่านมา

      @@AbushEtanbetL-veme ገይረልኪ ማዓረይ

  • @mihretgebremariam3076
    @mihretgebremariam3076 17 วันที่ผ่านมา

    Thank you gual raya tseeda nseki tehshi teriena aleki adina shire

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 20 วันที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ቀሊል ገበረልኪ 🙏❤

  • @user-dy4bq2it8k
    @user-dy4bq2it8k 18 วันที่ผ่านมา

    Shireni maarey ❤

  • @AlmazAregawi
    @AlmazAregawi 20 วันที่ผ่านมา +1

    ትግራየ ፀብቅቲ ፅርትያ በአቂ❤

  • @user-dy4bq2it8k
    @user-dy4bq2it8k 18 วันที่ผ่านมา

    You are very lucky that you are living in Ethiopia specially Tgraiy I miss Ethiopia and its people ❤Sire sheraro ❤wistie ❤

  • @hadguluul8785
    @hadguluul8785 20 วันที่ผ่านมา

    Adey maarey selam yebzah haley❤❤❤❤

  • @user-hb1vb8qm4q
    @user-hb1vb8qm4q 18 วันที่ผ่านมา

    ብዘለክዮ እዳባጉና አርእይና ጓል ራያዋይ

  • @user-ng5pq3cp2y
    @user-ng5pq3cp2y 14 วันที่ผ่านมา

    ሽረኒ ዉቅብቲ ዓዲይ ናቆተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wswits1098
    @wswits1098 11 วันที่ผ่านมา

    ዓደይ

  • @user-bn3om9pl4b
    @user-bn3om9pl4b 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @TkAdver-uh9hf
    @TkAdver-uh9hf 20 วันที่ผ่านมา +2

    👍

  • @hhhdhhdhdhhdhd2410
    @hhhdhhdhdhhdhd2410 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @muhraalomar7341
    @muhraalomar7341 20 วันที่ผ่านมา +2

    ጓል ራያ ይመችኪ 💝💝💝

  • @assass8589
    @assass8589 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 19 วันที่ผ่านมา

    Shire mearey❤❤

  • @kidan5256
    @kidan5256 19 วันที่ผ่านมา

    እንኮዕ ብቀልሉ ገበረልኪ😢🙏😍😍😍ዓድካ ጥዑም❤❤❤💛💛💛😍😍😍

  • @betimodel6712
    @betimodel6712 20 วันที่ผ่านมา +1

  • @user-jp7rg2wk4b
    @user-jp7rg2wk4b 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524
    @thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524 19 วันที่ผ่านมา

    እቶም ቆሉዑ ኮ ተፋናቐልቲ እዮም❤

  • @norahabashi6554
    @norahabashi6554 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @Berheize
    @Berheize 20 วันที่ผ่านมา

    ደስ ክትብሉ ጓል ራያኒ ቀኒኤ ኣምላኻ ኣብ ቀረባ ሽረኒ ንምርኣይ የብቓዓኒ

  • @tahesgabra2015
    @tahesgabra2015 20 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e 19 วันที่ผ่านมา

    ዋውውው ከሙዚ ድያ ሸረ

  • @tewahdohaymanote7072
    @tewahdohaymanote7072 20 วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብቀሊል ገበረልኩም 🙏

  • @user-kg6bd8ep4s
    @user-kg6bd8ep4s 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤

  • @user-cj5np1bu6i
    @user-cj5np1bu6i 20 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይ ዓደይ ሸረ 🎉🎉🎉🎉ጋል ራያ ዓይነይ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-du3lc7to8d
    @user-du3lc7to8d 20 วันที่ผ่านมา

    ዋዉ❤❤😢

  • @RahelGebrehwet
    @RahelGebrehwet 20 วันที่ผ่านมา +2

    እንካዕ ብቀሊሉ ገበረኩም ዋኢ ደምሩኒ አሓዋተይ ሓዳሽ ጀማሪት እየ ዋ

  • @jgsg5356
    @jgsg5356 20 วันที่ผ่านมา +1

    የቀነልና❤❤❤❤

  • @user-jd4wy9xl8d
    @user-jd4wy9xl8d 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-ne2rs9ix1k
    @user-ne2rs9ix1k 20 วันที่ผ่านมา

    Shre aedey

  • @fhdfxhgfy2230
    @fhdfxhgfy2230 20 วันที่ผ่านมา

    Gal rayawiy skorr❤❤

  • @user-oq8qo7gc5b
    @user-oq8qo7gc5b 20 วันที่ผ่านมา

    Nafkey adey mearey

  • @trhasgebremeskel-ii8qn
    @trhasgebremeskel-ii8qn 20 วันที่ผ่านมา

    ቀጻሊ ሸራሮ ኣርእይና ❤

  • @AbushEtanbetL-veme
    @AbushEtanbetL-veme 20 วันที่ผ่านมา

    ዋውውው 🎉❤❤❤🎉🎉🎉😮❤❤

  • @mashotigray4789
    @mashotigray4789 19 วันที่ผ่านมา

    ጓል ራያዋይ👸❤💙

  • @letshabrha6005
    @letshabrha6005 20 วันที่ผ่านมา

    ሽረኒ ፅሪቲ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-jp7rg2wk4b
    @user-jp7rg2wk4b 20 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰🥰

  • @thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524
    @thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524 19 วันที่ผ่านมา

    ሽረኒ ናፍቆተይ

  • @user-qb1rc9lm3r
    @user-qb1rc9lm3r 19 วันที่ผ่านมา

    ጋል ራይዋይ ጽሪቲ ❤❤

  • @user-pl7xt6jg4r
    @user-pl7xt6jg4r 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘

  • @TsegaMokenen-pu5bz
    @TsegaMokenen-pu5bz 8 วันที่ผ่านมา

    🥰💊🥰💊

  • @genet3442
    @genet3442 20 วันที่ผ่านมา

    ኣቲ ምቅርቲ❤❤❤❤❤❤🎉ማዓረይ❤

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @HlekaAraya
    @HlekaAraya 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @AlmazAregawi
    @AlmazAregawi 20 วันที่ผ่านมา

    ጓል እራያ በአቂ ንቁ ነሸ ጎበዝ ቀፅልሉ

  • @user-jw7rc1wd5i
    @user-jw7rc1wd5i 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Slamh-qv4gm
    @Slamh-qv4gm 20 วันที่ผ่านมา

    መደረጉን ወርቂ ❤❤

  • @Seni732
    @Seni732 20 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kahsayemaryamlij199
    @kahsayemaryamlij199 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤😊😊😊😊

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam7992 20 วันที่ผ่านมา

    💜🥰🥰❤️

  • @SdDf-p4k
    @SdDf-p4k 20 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰🥰😘😘😘😘😘

  • @wswits1098
    @wswits1098 11 วันที่ผ่านมา

    ደባጉና

  • @hfdhdr7675
    @hfdhdr7675 19 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏💖💖💖💖🥰🥰🥰

  • @GdJg-do3ck
    @GdJg-do3ck 20 วันที่ผ่านมา

    😍😍😍😍😍😘😘😍

  • @dfhf8186
    @dfhf8186 20 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🎉🎉

  • @yiitui5517
    @yiitui5517 20 วันที่ผ่านมา

    😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @lemlema2976
    @lemlema2976 20 วันที่ผ่านมา

    ጓል ራያ ማዓረይ ሽረ ዓደይ ብንጉሁኡ ዘርአኸኒ😅😅

  • @AdGg-jd3kp
    @AdGg-jd3kp 20 วันที่ผ่านมา

    ምቅርቲ❤🎉

  • @jgsg5356
    @jgsg5356 20 วันที่ผ่านมา +2

    ሽረና ❤❤❤

    • @Azmarino731
      @Azmarino731 20 วันที่ผ่านมา +1

      ጋል 37 ዓመት ጋል ሽሬ!❤

  • @MohamedPpm-mx2eh
    @MohamedPpm-mx2eh 20 วันที่ผ่านมา

    ሽራና ተናፋቒት

  • @kadejahqqql
    @kadejahqqql 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ماشالله

  • @ksaksaksa3860
    @ksaksaksa3860 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Kbsku
    @Kbsku 20 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤wow

  • @wskn2913
    @wskn2913 20 วันที่ผ่านมา

    ሰላም

  • @MiliDrar
    @MiliDrar 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AsA-me8uy
    @AsA-me8uy 20 วันที่ผ่านมา

    ጋል ራያዋይ. ፅሪቲ❤❤❤❤❤

  • @gvvcccc1938
    @gvvcccc1938 20 วันที่ผ่านมา

    ሽረ ዋኒ

  • @user-vy9xf9vn6j
    @user-vy9xf9vn6j 19 วันที่ผ่านมา

    እመንኒ ጎል ራያ ኣብ ሽረ ናብራ ከምቲ ገብሪ ወይ ወዲ ሽረ ከምትምርዕዊ !!!!

  • @bege8567
    @bege8567 20 วันที่ผ่านมา

    ጓል ራያ ዓሳድ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-fu4rg6wd7m
    @user-fu4rg6wd7m 20 วันที่ผ่านมา +1

    ፈረስ ስለ ዝኸበራ ዶ ይኾን ኣድጊ ጀሚሮም ቀደም ግን ፈረስ ጥራይ እየን ኔረን ኣኮይ 2 ጋሪ ኔሮንኦ

  • @DestaBaheta
    @DestaBaheta 20 วันที่ผ่านมา

    ሸራና ተናፍቂት

  • @solomonbeyan-zv5mp
    @solomonbeyan-zv5mp 20 วันที่ผ่านมา +1

    ጋል ራይ ሽኮር ❤❤❤❤❤

  • @JgfffghgvvFgytg
    @JgfffghgvvFgytg 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 20 วันที่ผ่านมา

    ሽረ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 20 วันที่ผ่านมา

    ጓል ራያ ሽኮር ሽረኒ ዉቅብቲ 🙏🥰

  • @rgfdd8984
    @rgfdd8984 20 วันที่ผ่านมา

    ጓል ራያ ምቅሪተይ ላጋ ሰቅልክ ዓዉሶ ላሓቆንኽ ላእኽና እሳ ቃሪያትክ❤❤

  • @ufig6973
    @ufig6973 20 วันที่ผ่านมา

    እረ ይሞችኪ ጋል ራያ❤😁

  • @mmkafl6326
    @mmkafl6326 20 วันที่ผ่านมา

    ጥንቕቕ በሊ ጓል ራያ መዓረይ❤❤❤

  • @MUChotMUChot
    @MUChotMUChot 20 วันที่ผ่านมา

    ጓል ራያ ግን ኩሉ ግዘ ይፍርሕ ብአኪ ማለተይ ሸፋቱ ከይጨዉይኪ ማሪያምን ታይ ከምዝኮኑኮሲ ኩሉ ግዘ እዩ ለታሓሳስበኒሎ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @user-zp3ts9ji1v
      @user-zp3ts9ji1v 20 วันที่ผ่านมา

      ዋላ ኣነ መዓረይ❤😢

  • @salamuh3253
    @salamuh3253 20 วันที่ผ่านมา

    ኣድግራት ክድ ጋል ራያ ዓይነይ🥰

  • @MahiAberahaley-qh9oc
    @MahiAberahaley-qh9oc 20 วันที่ผ่านมา

    ዓደይ 🔰
    ሽረኒ🔰💘

  • @AaBb-tr6hv
    @AaBb-tr6hv 20 วันที่ผ่านมา

    ❤ሽረኒ❤❤❤❤❤❤

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 20 วันที่ผ่านมา

      ሳብ ግበረለይ❤🎉❤

    • @AaBb-tr6hv
      @AaBb-tr6hv 20 วันที่ผ่านมา

      @@AbushEtanbetL-veme ሳብ ገረልክ ኣለኩ

  • @kdjnnrr6390
    @kdjnnrr6390 20 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ብሰላም ተረፍኽ ጋል ራያዋ🙏💚ኣሰይ ትግራይና ወርቅ ሙሉእ ሰላምኽ ይመለስ❤🙏

  • @HIfti-H
    @HIfti-H 20 วันที่ผ่านมา

    ሓንት ግዘ ሳብስክራይብ ግበሩለይ አሕዋተይ🎉🎉🎉

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @MeriGeber
    @MeriGeber 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @YordiYordi-pk3df
    @YordiYordi-pk3df 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉

  • @rozar227
    @rozar227 20 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤