አብ ሽረ ዝገጠመኒ ፉልሓጃ ባሓፃር ዶ ብነዋሕ ዝባሃል ትእዛዝ ሰበይቲ ድያ😂😂😂

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 พ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 117

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 2 หลายเดือนก่อน +5

    ጓል ራያ ዋዕሮ 'ውን የቐኔልና😘
    ናብ ዓዲና "ሽረኒ" ከይድኪ ፅቡቕ ቪዶ ስለ ዝጋበዝክና። የቐኔልና ክብርቲ ሓፍትና።🙏💖🙏

  • @user-me4uq7oc6b
    @user-me4uq7oc6b 2 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤ሸረ ዓደይይ ፍል ሓጃ ጡዑም እዩ

  • @lemlemhagos8644
    @lemlemhagos8644 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዓድና ቀስ ብቀስዶ ትዕርብ ኣላ😁❤ፀኒሖም ከኣ ከብሳ የምፅኡ ይኾኑ😉❤🎉😉

  • @shewitchannel9851
    @shewitchannel9851 2 หลายเดือนก่อน +5

    ቱዑሩቢኒ ዶ አለኹም ሽረ😂😂

  • @kdstiKidu-bu7qt
    @kdstiKidu-bu7qt 2 หลายเดือนก่อน +2

    በዚ ተቀፂልኪ ጓል ራያ ሓሪፍ ብጣዕሚ ናፉቆት ዓድና ክቃለልና እዩ።

  • @alulaalula9344
    @alulaalula9344 2 หลายเดือนก่อน +3

    ጋል ራያ ብጣዕሚ ፅቡቅ ጅማሮ ካብ ሑሞራ ክሳብ ራያ እናተንቀሳቀስኪ ዓድና ከምተርእይና ተስፋ ንገብር

  • @TesakalgBerihu
    @TesakalgBerihu 2 หลายเดือนก่อน +2

    ታትሰርሕ ሰበይቲ ድያያ ኣየ ጓል ራያ😂😂😂😂😂

  • @abea5638
    @abea5638 2 หลายเดือนก่อน

    gual rayuma shikor😂❤❤❤

  • @ftanegeshagos799
    @ftanegeshagos799 หลายเดือนก่อน

    ጓል ራያ ለዋህ ፍቅሪ......ኣብ ምግቢ ግን ኣጥቂ ኢኺ😂😍

  • @HdjbHxjbih
    @HdjbHxjbih 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጓል ራያዋይ መቅሰን ደስስ ክትብላ ዓድካ ጥዑም❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-kq2bl7qj8o
    @user-kq2bl7qj8o หลายเดือนก่อน

    ደቅ ሸረ ዓዲ ዳዕሮ ኣለኩም ዶ ክጥይቅ ደልየ ነይረ

  • @L.Nuguse
    @L.Nuguse 2 หลายเดือนก่อน

    Gal tigray 🌻🌻🌻🌻

  • @helenberekt3774
    @helenberekt3774 หลายเดือนก่อน

    Gual rayawyyy shikorrr 😂❤❤❤❤ shire adey sile zerakina nemsgen🙏🥰

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣርቱየ ምቅርቲ❤❤

  • @Slamh-qv4gm
    @Slamh-qv4gm 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሽረ ዓደይ ናፍቖተይ ❤❤

  • @MeseleHaftu-qn9cm
    @MeseleHaftu-qn9cm 2 หลายเดือนก่อน +1

    ከተማ ቦራ ስለዋ ግብእ ጋል ራያ😂😂❤❤

  • @user-fe1qm6sl6o
    @user-fe1qm6sl6o 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቀፅልሉ ብጣዕሚ ጎበዝ

  • @SalamaSalama123-ur1nj
    @SalamaSalama123-ur1nj 2 หลายเดือนก่อน

    Edmen tienan yhabkum fetari mukurat ♥️😍😍❤️❤️😍

  • @L.Nuguse
    @L.Nuguse 2 หลายเดือนก่อน

    Kkkk kem nay ertirae bani

  • @mashomashosara8047
    @mashomashosara8047 หลายเดือนก่อน

    ሽረና ሽኮር❤❤

  • @user-ql2nz7yt5o
    @user-ql2nz7yt5o 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዓደይ ሽረኒ

  • @user-qb3zc5ex6o
    @user-qb3zc5ex6o 2 หลายเดือนก่อน +8

    ሰስክራይብ ግበሩላ

  • @TkAdver-uh9hf
    @TkAdver-uh9hf 2 หลายเดือนก่อน

    👍

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey 2 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ኣርቱ ሽኮር ፍሽኽታ ኣመላ ❤

  • @yoftahemenber2849
    @yoftahemenber2849 2 หลายเดือนก่อน

    ጣዕሚያ ድአ ፕሮሰስ ዝኮነ ሰሊጥ ዶኮነን ቲቲ

  • @HappyBulldogPuppy-pk7um
    @HappyBulldogPuppy-pk7um 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሽረኒ😢😢😢😢 ናፍቆተይ❤❤❤❤❤

  • @ZCNM-vn7th
    @ZCNM-vn7th หลายเดือนก่อน

    ፀብሕ ግን ትገጥጣ ቀስ በላ ኣተቅናኣና ዋይ❤❤❤❤

  • @ZCNM-vn7th
    @ZCNM-vn7th หลายเดือนก่อน

    ሽረ ብቡዙሕ ስለ ዝፊልጣ ቡዛሕ መዴናገራት ኣለዋ ጓል ራያ ሓፊተይ በሰላ ገድል ኩሉ ፊልጥናዩ ትግራይ ዓደይ እኮ❤❤❤❤❤

  • @user-jx3vu1fr2s
    @user-jx3vu1fr2s 2 หลายเดือนก่อน

    ሸረ ዓደይ ማዓረይ ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝብል ጋል ራያ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @betimodel6712
    @betimodel6712 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @masheytesfay
    @masheytesfay หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @TiegstitekleHabtu
    @TiegstitekleHabtu หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @mareyiove8024
    @mareyiove8024 หลายเดือนก่อน

    ❤😘

  • @letshegidey2935
    @letshegidey2935 2 หลายเดือนก่อน

    ዓደይ ናፍቀክ 😥

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ፈጣሪ ንጣዒና ይግበረልኪን ደቂ ዓበይቲ 😘ጋል ራያ ሓፊተይ ኣነስ ወዲሰብ ካብ ዘኩረዐኒ ታባዓቱ እዩሞ ሓደራኺ መረአያ ጋል ሄዋን ክቲኾነ ኣለኪ ❤

  • @MakdaHabtemaram
    @MakdaHabtemaram 2 หลายเดือนก่อน

    Nice food

  • @user-qb3zc5ex6o
    @user-qb3zc5ex6o 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @wswits1098
    @wswits1098 หลายเดือนก่อน

    ደባ ጉና እቢ አሪኢና😢

  • @DfUf-ut9fi
    @DfUf-ut9fi 24 วันที่ผ่านมา

    ጓል ራያ የቅንየልና❤❤❤❤

  • @user-qd8gg7wk5w
    @user-qd8gg7wk5w 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebratbanki5836
    @mebratbanki5836 2 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Abdollh-qv2dn
    @Abdollh-qv2dn 2 หลายเดือนก่อน

    ጓል ራያ ሽኮር❤

  • @alulaalula9344
    @alulaalula9344 2 หลายเดือนก่อน +2

    ፉል ሓጃ ሽረ ጢዒመዬ እተ ብጣዕሚ ጡዑም እዩ ደስ ትብል ከተማ ክአ ጋል ራያ እዛ ሰልፊ ዝበልክያ ፀሎሎ ሚድያ ይስማዕኺ ጥራሕ 😂😂😂😂😂😂

    • @suadabdelwahab9559
      @suadabdelwahab9559 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂😂 ኣይተንቃሓዮ 😂😂😂😂

  • @user-un9ej2vq4k
    @user-un9ej2vq4k 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉

  • @umureadwan3116
    @umureadwan3116 2 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r 2 หลายเดือนก่อน

    ጋል ራያ መቅስን😂😂❤❤❤❤❤❤

  • @masheytesfay
    @masheytesfay หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤😂😂😂😂

  • @shewitchannel9851
    @shewitchannel9851 2 หลายเดือนก่อน

    ጓል ራያ😂😂

  • @user-xw4uj4pe6d
    @user-xw4uj4pe6d 2 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂❤❤❤

  • @user-ke5kb9wl7j
    @user-ke5kb9wl7j 2 หลายเดือนก่อน

    ሳላጣ ዘይብልዎ😮😂

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr 2 หลายเดือนก่อน +1

    ትዕርቡኒዶ ኣለኹም ሽረ😂 ኣይበለትይ ጋልራያ

  • @user-dv5qr6rv9f
    @user-dv5qr6rv9f หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂

  • @user-ss5ml4zo6o
    @user-ss5ml4zo6o หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @betimodel6712
    @betimodel6712 2 หลายเดือนก่อน

    ሽረ ጡዑማት እዮም

  • @kidan5256
    @kidan5256 2 หลายเดือนก่อน

    🤣🤣🤣🤣😂😂😂😍😍😍

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 24 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂

  • @XawdDswddwd
    @XawdDswddwd 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤😅😅😅

  • @wesenambaye1200
    @wesenambaye1200 หลายเดือนก่อน

    You are like

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 2 หลายเดือนก่อน

    ናብ ዓረብዶ ንልወጥ ኣለና😎❤

  • @user-gt9ud8wi6w
    @user-gt9ud8wi6w 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @TheCritic101
    @TheCritic101 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቲ በሊዕክስ ከይከፈልኪ ትኸዲ? 😂😂😂

  • @suadabdelwahab9559
    @suadabdelwahab9559 หลายเดือนก่อน

    ጀርጀር ዘሎ ኣይመስለንን ነይሩ

  • @bege8567
    @bege8567 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጓል ራያ ሙቁርት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @wawwww5364
    @wawwww5364 หลายเดือนก่อน

    💚💜💜💚🥰🙏

  • @user-hv1td3ei7b
    @user-hv1td3ei7b หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-gt1dl9jp9z
    @user-gt1dl9jp9z หลายเดือนก่อน

    አረ ጋል ራያ ክትዓቢ ዝግባኣ ሳብስክራይብ ግበሩዋ ኣሳታናጋጅ ካኣ ትሕትንኡ ደስ ክብል❤❤

  • @user-hy6uq8cv7v
    @user-hy6uq8cv7v 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @rozar227
    @rozar227 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @utsr5458
    @utsr5458 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @MesaratSelam
    @MesaratSelam 2 หลายเดือนก่อน

    እታፉሉሓጃትክክልኣይኮነትን

  • @AfricaGeezCalendar
    @AfricaGeezCalendar 2 หลายเดือนก่อน

    ብዙሁ መብራሪህ የደልየክን እዩ፡ ውይ ክኣ ብጌጋ ተፈላጠኦ።

  • @MesaratSelam
    @MesaratSelam 2 หลายเดือนก่อน

    ዝተፀፀየፉሉሓጃየለን(ፉሉእዩዝባሃል)

  • @user-xn4qw1ie1o
    @user-xn4qw1ie1o 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AfricaGeezCalendar
    @AfricaGeezCalendar 2 หลายเดือนก่อน

    ብትክክል ሃቤሬታት ክህለክን ኣሎ፡ ይኾውን እዩ ብግምት ግይጋ ክኾውን ይክእል።

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey 2 หลายเดือนก่อน

    ሸራሮ ከተማ ተርእይና ተስፋ ይገብር ኣብ ቀጻሊ

  • @Hareg675
    @Hareg675 2 หลายเดือนก่อน

    ኣይይይ ጊዜ ኣነስ ቅድሚ11 ዓመት ይመስለኒ ንወልቃይት እናኸድኩ ኣዚዘ ኣብ ከባቢ መናሃርያ ሽረ ኣብ ጉዕዞ ስለ ዝዋዓልኩ በሊዐዮ እውን ስለ ዘይፈልጥ ከመይ ክበልዓ ሓንቲ ኩላሶ ጢዒመ 😂 እተን ባኒ እኳ ዘይወሰድኩወን ከፊለ ወፂየ እብለኩም😂

  • @WdasseTube
    @WdasseTube 2 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-gb5yh5fd7g
    @user-gb5yh5fd7g 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሽረ ለጋሳት ህዝቢ♥️💛😘😘😘😘

  • @SaraS-mh5is
    @SaraS-mh5is 2 หลายเดือนก่อน

    😅😅😅🎉🎉🎉😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤

  • @ህያብ
    @ህያብ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነስ ድግረመን ሳብስክራይብ ዘይትገብሩታ ታይኡ ፀገሙ ሓስዳት ኣይቱኹኑ ኣሕዋት🙏♥️

  • @AfricaGeezCalendar
    @AfricaGeezCalendar 2 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ሑመራ ተስዲዳ መፅያ ብጦርነት ስራህ ዋሃብይት ኾይና ንሽር ፁቡቕ እዩ፡ ኣባላልዓ ሑመራ ተፋልጥ ኣላ፡ ንፍዒትይ ትግራዋይ ኣብ ኩሉ ትግራይ ተዝዋዊይሩ ክስርህ ዓዱ እዩ ንህብርተስብ ጠቓምይ እዩ፡

  • @L.Nuguse
    @L.Nuguse 2 หลายเดือนก่อน

    Gal raya amharna athweslu bzterefe tsbuq EU qetslyo nab kulu botatat tigray kidi

  • @user-yh2pp9xn2z
    @user-yh2pp9xn2z 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነስ ኣብ ትግራይ ጅርጅር ልብላዕ ኣይመስለኒ ነይሩ 😂❤

    • @Hareg675
      @Hareg675 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሎ እዩ ኩሉ ኣብ ምዕራብ ኩሉ ሞሎክያ ባምያ ጀርጅር ፉል ሓጃ ኮታስ ኩሉ ኣሎ ሞሎክያ ይቦቁል እዩ ኣብ ምዕራብ ወልቃይት ኣሎ ባዕለይ ርአዮ እየ

    • @user-yh2pp9xn2z
      @user-yh2pp9xn2z 2 หลายเดือนก่อน +2

      @@Hareg675 ደስ ባሃሊ ምዕራብ ትግራይ ሰላምኺ ይመለስ ❤🙏

    • @Hareg675
      @Hareg675 2 หลายเดือนก่อน

      @@user-yh2pp9xn2z ኣሜን ዛሓፍተይ😥🙏

  • @zenebeshNeby-dj8em
    @zenebeshNeby-dj8em 2 หลายเดือนก่อน

    ፉል ሓጃ ኣብ ሱዳን እዩ ዝፍለጥ ግን ጫፍ ጫፍ ትግራይ እውን ይጥቀምዎ እዮም ❤❤❤

    • @Tigray_Hagerey
      @Tigray_Hagerey 2 หลายเดือนก่อน +1

      ፉል ካብ ብህጻንነትና ዘዕበየና ናይ ትግራይ ቁርሲ እዩ ። ፉል ሓጃ መብዛሕቱ ዝፍለጥ ካብ ሽረ ንምዕራብ ዋላ ይኹን ምስቲ ፉል ቁርሲ ግን ዳርጋ ማዕረ እዩ፡ ስም ጥራይ እዩ ዝፈላለ። ናይ ማእኸላይ ትግራይ ፉል መብዛሕቱ ግዜ እንቋቁሖ ይውሰኾ እዩ ብጣዕሚ ጥዑም 'ዩ

  • @AfricaGeezCalendar
    @AfricaGeezCalendar 2 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ክነግርኽን ጂርጂር ቖስጣ ይባሃል ብትግርኛ፡ ናይ ሱዳን ኣማጋግባ እዩ ሑመራ ኣብ ውደም ምስ ሱዳን ስለ ዝኾነ ኣመጋግባ ይለቓቕሁ እዮም፡ እንጅራውን ሱድስን የብልዑ እዮም፡

    • @suadabdelwahab9559
      @suadabdelwahab9559 หลายเดือนก่อน

      ቆስጣ ካልእ እዩ ማዓረይ

  • @user-nz8xt2qy1y
    @user-nz8xt2qy1y 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @Monliaz
    @Monliaz 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @yyssss8249
    @yyssss8249 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-mk6gv2dr7v
    @user-mk6gv2dr7v 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤😂🎉🎉

  • @faalktbeia2725
    @faalktbeia2725 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @Sarah-ge6zu
    @Sarah-ge6zu 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @NcKx-bv5fe
    @NcKx-bv5fe 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @lemlema2976
    @lemlema2976 2 หลายเดือนก่อน

    💗💗💗💗

  • @selmalovefiseha3679
    @selmalovefiseha3679 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @Monliaz
    @Monliaz 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @meashotesfay3721
    @meashotesfay3721 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤