ጠኒሰ ኢለ አዕቢደዮ 😂
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 30 มิ.ย. 2024
- #tigray #tigraynews #tigrignamusic
TigraiMediaHouse HagereTigrayሃገረትግራይ TigraiTv DimtsiWeyanetelevision #TSTAPP Ethio360Media SyeEntertainment EthioForumኢትዮፎረም SeifuONEBS #KyanaEntertainment #sebleentertainment VenusMusic #Merkebbonitua #kokebmediaኮኾብሚዲያ #MicrophoneMedia #Jstudio #BANAINFOTAINMENT #LihamMelody #ESATtv #EthiopiaአዳኙካሜራAdagnuCamera #SEMAYENT #Hopemusicethiopia #EthioInfo #Omn #NeshneshTv #Raiena #TEFETAWITALKSHOW #HabeshaBroadcast #TMH #ethiopia #Ethiopia #merkebbonitua #hopemusicethiopia #ethiopia #ethiopian #ethiopiannews #tigrainews #eritrea #eritrean #Assena #ATVasena #EthiopianslnSaudiArabia #kramat #EthiopianNationalDialogue #Ethiopiaprevails #Sergegna #Wegoch #GEBEYANU #Debretsion #Gebremichael #AbiyAhmedAli #OlusegunObasanjo #JoeBiden #UAE #USAID #Eskinder #Nega #EthiopianPolitics #EthiopianDagDaylogue #GERD #Xne #7LN #አባይ #ግድብ #የአማራልዩሃይል #TDF #ነጭሀውስ #ሶማሌፋሚን #ፋኖ #ENDF #አፋር #ሶማሌ #ኤርትራ #ወልወጋ #ቶክሾው #ኢትዮጵያውያንሙስሊሞች #Ethiopian #Orthodox #ኢሳያስ #አፈወርቂ #ሻይ #ቡና #የኢትዮጵያፖለቲካ #እናትፓርቲ #የብልፅግናፓርቲ #የነፃነትእናየእኩልነትፓርቲ #የኢትዮጵያዜጎችለማህበራዊፍትህ #SolomonShumiye #ZehabeshaOfficial #FanaTV #ArtTVWorld #ZehabeshaOfficial #EBC #ጌታቸውረዳ #ኦላ #አቤልብርሃኑ #ወይዘሮ #ባልደራስ #ብርቱካን #ሚደቅሳ #አሚናመሀመድ #የተባበሩትመንግስታት #UNSC #Ethiopia #asharamedia #mido #fetaDaileynews #tigraynews #tigrai_tv #tmhtigraymediahouse #tigray_media_house #tigray_tv #tigray_music #hagere_tigray #tigray_news #tigray_music_2022 #dw_tv_tigray #tmhtigraymediahousenewstoday #tigray_war #tigraymusic_2021 #tigraymediahousetoday #tigrayvoice #tigraytvnewstoday #tmhtigraymediahousetoday #tigray_song #tigray_tiktok #tmh_tv_tigray #tmhtigraymediahouselive #cyberpower_of_tigray #microphone_media_tigray #dw_tigray_tv #tigray_news_today #dimtsi_weyane #tigray_tv #tigray_media #tdf_tigray #tigray_comedy #tigray_music_new #tigray_online #newtigraymusic2022 #zena_tigrigna #menfesawi_film #tigrigna_orthodox #ethiopian_music_tigrigna #tigrigna_mezmur_orthodox #voa_tigrigna #kbzena_tigrigna #tigrigna_classical #music_collection #tigrigna #ethiopian_tigrigna_music #xelot_orthodox_tigrigna #fidelat_tigrigna #newtigrignamusic2022thisweek #guayla_tigrigna #tigrigna_alphabets #tigrigna_mezmur_protestant #orthodox_film_tigrigna #jesus_film_tigrigna #tselot_tigrigna #happybirthdaysongtigrigna #mexhaf_kidus_tigrigna #jesus_tigrigna_movie #music_tigrigna #bible_tigrigna #mezmur_tigrigna #orthodox_eritrea #pope_shenouda_tigrigna #bibleaudio_tigrigna #tigrigna_bible_audio #bible_tigrigna_audio #tigrigna_music #shrektigrignafullmovie #mezmurorthodoxethiopia #ethiopia #ethiopianews #gmntvethiopia #emsethiopiamediaservice #yeethiopialijochtv #ethiopiacountry #unitedethiopia #ebstvethiopia #markwiensethiopia #inspireethiopia #tolosaethiopia #myviewsonnewsethiopia #ethiopiavlog #gmmtvethiopia #ethiopiatimeandyear #ethiopiamediaservice #ethiopiamusic #ethiopialijochtv #songs #begenamezmur #orthodoxethiopia #ethiopianewstoday #classicalmusicethiopia #ethiopia7yearsbehind #gmntvethiopianew #ethiopiaorthodoxsmezmur #teddyafroethiopia #ethiopiawar #musicethiopia #tiktokethiopia #eritreamezmur #catholiceritrea #picoceritrea #eritreamusic #eritrea #eritreamovie #tvsenederitrea #aanmediaeritrea #solomediaeritrea #eritreacountry #filmeritrea2022 #eritreashikor #eritreafilm #mezmurorthodoxeritrea2021 #sibketorthodoxeritrea #eritrea #vlog #jstudio #eritrea #dehayeritrea #mezmurorthodoxeritrea2022 #zeysharawiteritrea #tadieritrea #eritreacomedy#dimtsihafash #eritreamezmur #orthodoxeritrea #berekettikue #asmaraeritrea #eritreatoday #filmeritrea2021#eritreatv #መረጃቲቪአዲስወቅታዊጉዳይ #music #drama #ebstv #gereemuncomedyfilm #merejatv #ኢትዮፎረም #ዲጅታልወያነ #asena #dw #tplf #TDF #Filmmovie #tigrai #tigray #tigrignasong #ተከታታይድራማ #ፊልም #ሙዚቃ #ክሊፕ #donkeytube Dasna EXTRA Tigray Tv Tigrai Media House Dimtsi Weyane Jstudio Donkey Tube ZENA TIGRIGNA Merkeb bonitua Microphone Media Zara Media Dedebit Media Tigrigna Music Ethio News Habesha Brodacast Kulu Media Ethio 360 Media Seifu ON EBS Tigrai Online MAHDER PRODUCTION ELLA RECORDS Digital Weyane MIDO Tigray News Eri -TV Rara Media TEFETAWI TALKSHOW Eritrea Adagnu Camera Tigrai News Liham Melody ATV asenaa@hopemusicethiopia @ethioforum @UnitedEthiopiaHUMANITY @OfficialEthioinfo @spacex237 @ethio360media2 @comedianeshetu @zaramedianetwork @AbelBirhanu @Adagnucamera @fetadailyanalysis @AddisFact @fetadailynews9708 @MinewShewaTube @MikoMikee @mikishow @Microphonemedia @KuluMedia @jstudio1 @ruftamedia @tigraynews24 @TigraiTv @TigraiMediaHouse @tigraionline @habeshabroadcast @HagereTigray @DimtsiWeyaneTV @dehaymeneseyat5852 @LazaRecords @abrelohd @LihamMelody @AdmasMusic @ellarecords @SEMAYENT @seifuonebs2712 @SyeEntertainment @gereemunentertainment @ATVasena @ATAMedia @Hericho @kokobmedianetwork
ያዓኪ 50k ኣብፅሕሎም ተጋሩዋይ ናጀራ ሰባት እየም ደሞ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም በርትዑ❤❤❤❤
ማሬ❤ላኣየለ ሰብ ግበረኒ ናይ እንጀራ ሰብ አየ😂
ኢሺ
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@@EyerusTsegay-yz7wtደምርኒ ተገደሰኪ🎉❤
እዚ ብራንኪ እዩ ግን ሓቂ ዋላ ተኾነ ከምኡ ክትብል ኣይነበረካይ አነ ክምኣ ኣጋጥማትኒ ጠንሰ እለ ነግሮዮ ንስብኣየይ ንምንታይ ጠንስኪ እሉኒ ተስፋ አቁርፅኒ 😢😢ዋላ እካ ኣብዘይ ሰዓቱ ይኩን ኣምየን እልካ ትቅበሎ ኣለካ ንሕና ደቂ ኣነስትዮ ካብ ወዲ ተስፋ ተቆር ፅ ና ሕማቅ ውሳነ እና ንውስን ደሓር ኣብ ጣዕ ሳ ንነብር 😢😢15:56
ኣይ ኣብዚ አኒአክን ኣጉል ፃድቃትለ
@@user-vt6jw7jw3gታይ ማለትኪ እዩ ከምኡ ክብል ኣይነበሮን ኮእያ ኢላ
@@user-vt6jw7jw3g ናይ ባዓልኪ ማንነት ስለ ትነግርና ዘለኪ ናመስገንና ኢና ማዓረይ🙄
❤
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
ናይ ጆቲ ኣናጋግራ ዘስሕቀኩም👍❤️🤣
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
@@user-cm5sp1dv2d እሺ
ኣነ ኣይትጠቅመኪይ ዲኪ መዳሕንት ያ ያጆት😂
ተእርግና ዲኪያ ምእራግካ ማኣዝ ቃርዩካዋ ተመስገን እዩ ዝባሃል 🙏♥️
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@@user-cm5sp1dv2dገይረልኪ እየ ደምርኒ ተገድሰኪ❤
@@user-cm5sp1dv2dደምርኒ 🙏❤ተገድሰኪ❤
ግንሰ ኣነ ግርም ዝብለንሰ ክገብሩ ዘይሓፍሩሰ ቆልዓ የፍርሖም😅😅😅
😂😂ይገርመኪ እዩ ጋለይ😂😂
😂😂😂😂😂
ደምራኒ አሕዋተይ
😅😅😅😅
😂😂😂😂😂😂😂
Desta kemzi yekoney yebeley dyu ere jote😂😂😂😂😂😂😂
ንሕና ሓሚምና ምስ ንወልዶ ንሶም ይጨንቆም ይገርም እዩ እኮ 😂
ደምርኒ🎉
ደምርኒ ዝያዳይ
@@tsegatsega238 እሺኒ
ብሓቂ ዋእእእእ 😢
ዳይበር ከቢሩ እዩ😂😂
ኣነ ማዓዝየ ዝወልዶ ስደት ነውሕኒ
27 ዓመት ገረ ከይወለድኩ እለ ይጭነቅ😢እዝ ካዓ ውላድ ፀልኡ😁ከምዝከማይዶ ኣለክን 27 ገረክን ዘይ ወለድክን እስኪ ተስፋ
ክገበር ኣለና በላኒ በጀክን😢
ኣለና❤
ኣነ ኣለኩ 27 ገና ኣወለድኩን ኣብ ስደት ኣለኩ😢😢😢 ኣምላክ ስደትና የሕፅረና 🙏🙏🙏
ኣነ ኣለኩ ግን እተን 30ገይረን ዘይወለዳ እናርአኩ ይፅናዕናዕ
@@user-zx6tg8if6rane temesgan gal 16amet keleku welide hji wedi 9kynuley 🙏🏿❤️
❤ኣጆኪ ወለለይ መድሃኒኣለም ብሰላም ንዓድኪ ይምለስኪ ካብኡ ሓዳርኪ ዉላድኪ ❤ይፍጠረልኪ
በርትዑልና ሸኾራናታት🎉🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂ተመስገን 😂😂😂 መዓረይ
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤😍
እዋይ ዉሉድ ስኢኑ ማይፀሎት ዝንከራተት ሰብ ከምዘሎስ ትፈልዶ😭 የኔ ማር ዛጓል ገይራ ተሕዝን ሓቂ ተዝኮን ከ ከምኡ ድዩ ክብል ማርያምን ዉሽጥካ ክንደየናይ ከምዝስበር ኣነ የለኩሉንያ ምሳይ ድማ ደቂሳ ኮይና ኣነ ክህልወልካ 🤗🤗🤗
Asey des kitblu shikoretiy selamkum yebzah zom yehwatey ❤❤❤❤❤❤
Jote aytdengts😂😂😂😂❤❤❤
ደምርኒ ተገድሰካ አፍም 🙏❤
የኔ ማር ኣሕዚንኒ ምውልድ ኣይፀላኢ ወድኖ ብንኡሱ ዝወለደይ ብጋሓቱ ዝገስገሰይ ለርክቦ የብሉይ ወለድና ውልድ ከትፀልእ ካብ ሀዚ ❤❤ሮዝየይ የኔ ቆንጆ ናትኪ ቲፎዞ እየ ❤😊ቀፂሊ
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏😍
ዋይ በስምኣም ኣታ ሓወይ ኣብክንዲ ዕልል ኢልካ ትሕጎስሰ ከምዚ ክትብል ነዉሪ እዩ😢 ክንደይድያ ዘላ ውሉድ ስኢና ፈቀዶ ትንከራተት😢ለለስ ኣወዳት ትቡሃሉሲ ክትገብሩ ዘይትሓፍሩስ ውሉድ ክብሃል ሰማይ ይፈርሰኩም😢ምዓረይ ኣሕዚንክኒ ኣብክዳኪ ደመይ ጠጠዉ ኢሉኒ😢❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@@SmretTube ገይረልኪ
ወይለይ ወይለይ ውላድ ውህብቶ ፈጣሪ ድሕሪ ሓዳር ምግባር ሕቶ ዕድመ ጆቲ እቲ ዝዉለድ ህፃን ከይቅየመካ ከይደለካኒ ተወሊደ ኢሉ 😂😂😂😂
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
ደምርኒ ተገድሰኪ❤🎉
ሓሲብካ እዩ ዝጥነስያ ከምኡ ኣይባሃልይ ተመስገን እዩ ዝባሃል ኣነስ ብጣዕሚ ተሰሚዕኒ ሓዚነ ብዛሓት ደቂ እንስትዮ ድንገት ይጠንሳሞ ዝባእስውን ኣለዉ ከውኡ ካዓ ዋላ መካለከሊ ናተጠቀምከ ናፈጣሪ ነገር ይጥነስ እዩ 😢 ብዝኮነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ጎቦዛት❤❤
ደምርኒ ዝያዳይ🤲
ስኻ ድኻ ትጠንሶ ትሓርሶ ንሳ ዘይከበዳስ ንስኻ ከብድካ ገራሚ😂😂😂😂🥰🥰🥰🥰
ዝሓወይ ኣብሰደት ዘለና ማዓዝ ኢና ንወልድ ናበልናስ 😭ንምንታይ ህያብ ፈጣሪ ዪ😢😢😢😢
ደምርኒ ዝያዳይ🤲
የሓዝን😢
😢😢😢😢 ብሓቂ😌
@@letshabrha6005 ኣጀኪ ዓይነይ
🙏ብውሽጢ አስከ ንራከብ
ዳሓን ኣጆኻ ውላድ ፀሊኡ ዘይኮነስ ናይ ውሸጦም ፀገሞ ይህልዎሞ በዝሒ ውላድ ምውላድካ ወላድ ኣየብለካን ዩ ዋላ ሓደ ይኩን ብሰነሰርዓት ሓላፍነት ተሰኪምካ ክተዕብዬ ከለካ ዩ ተመሰገን እንካዕ ወለድኩ እትብል ወሊድካ ውላድካ ፀጊምዎ ጠምዩ ክትርኢ ከለካ ብጠዓሚዩ ልቢ ዝሰብር ወሊድካ ጠዓም ይብሉ ወለድና! ውላድ ምዕባይ ከቢድዩ ሓደ ንሳውን ተምሃሪትያ እኒሃ በዚ ሐዚ ግዜ ኩነታትውን ብጠዓሚዩ ከቢድ እኒሄ
ብሓፂሩ ውላድ ፀሊኡ ዘይኮነሰ ኩነታት ሪኡ እዩ።ፀገሞ ይህልዎም ኣብውሸጦም ንደገ ዘይወፅእ ኣብ ክልቲኦም ዝቀሪ
ብዝኮነ በርትዑ ኣጆኹም😘👏
ኣይ ጆቲዬ ተጨኒቁ😢 ተልኮን ኣሜን ኢሉ ክቅበል ነይሩ እዩ ግን ድማ ሓቁ እዩ ሮዚም ተምሃሪት እያ በዛላይ ቆልዓ ምዉላድ እካ ፀጋ ተኮነ 1ቆልዓ ልክዓቢ ብጣዕሚ ብዙሕ ነገር እዩ ዘድልዮ ከም ዝተረድኣኒይ🙏😊
መዓረይ ተጨኒቁ😢 ቆልዓ ናባዕሉ ሒዙዩ ዝዉለድ ዜይምጭናቅ ተመስገን ምባልዩ
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
ኣየ አወዳት ብኡነት አብክንዳኣ ደመይ ጠጠው ኢልኒ ማዓረይ 😢ብትክክል ተዝከውን እውንስ ዘይተሓጎስካላ ውላድ እኮ ውህብቶ እ/ር እዩ ናዕሉ እዩ ሒዙ ዝወለድ ዋ ተጋጠመ እውን አሜን ኢልካ ምቅባል እዩ ጆቲ
ደምርኒ ማዓረይ
በኻዪ ለባ በኻዪ እዋይ ግርም ዝብለኒ ነገር ምግባር ዘይገድፉስ ምስ ጠነስካ ገፍገፍ ዋይ 😊❤❤
ደምርኒ ተገድሰኪ❤❤
ተእርግና ዲኪ ደሊኪ ያ😂😂😂😂ናይ ማርያም ጉዳይ እዩ ያ😂ታይ ኢኩም ጥንሲ ዘይትፈትውዋ ኣወዳት🌹🌹🌹🌹ዝሮማ ይሞቹይኩም💞💞💞
ደምርኒ ተገድሰኪ😍🙏
ዋይ ጉድ ዘይ ሓፍረያ ሞይተነዋ ኣቀቡሩና በሉ ወለድናስ🤔🤔ለለስኻስ ገራሚ ኣኻ ምግባርን ምድያብን ዘይ ሓደግኻስ ጠንሲ ትብላስ ንምንታይ ትብላ ኣነ ተትኮን ገንበርኻ ብለኻ ነይረ እየ በእውነት ሞራላ ሰይርኻያ 🤔አብዚ ዕድመናያ ሳልሳይ ቀርኒ ድኻ ተውፅ ደሊኻ ዝሮ ውልድ ኣይ ፅላእን ውሉድ ውህብቶ እግዚአብሔር እዩ ሓስብኻሉ ደማ ኣይ ኮነን ዝውለድ ስራሕ ገይርኻዮስ ክንደይ ከዓ መአዘ ኢና ንወልዶ ናበሉ ሃረር ይብለዉ አብዚለ።
ኣይ ጆቲ ንምንታይ ኢካ ገን ደንጊፅካ
ብቆልዓካ ዝወለድካዮ ዉንድን ብንግሆካ ዝሰርሒካዮ ሰራሕን እናሐደረ የሕጉሰካ ዝበሃል ምሰላ ኣሎ እና ክትዳናገፅ ኣይነበረካን ዉለዱ ብዝዙ ተባዝሑ ደሞ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም❤❤❤
ብሓቂ😢
ሓቁ እዩ ኢኮኖሚ ብጣዕሚ ከቢድ ሰለ ዘሎ እዩ❤ ደቁ ፅቡቅ ኣተዓባብያ ክዐቢ ሰለ ዝደለየ እዩ ተምሃሪት ሰለዝኮንኪ ከዓ ሕሰብዬ ጆቲ ሓቁ እዩ ክድንግፅ😮
ዓብድኺ ድኺያ ታማ ጠንስኺ😮 ዋዋዋዋ😂😂 ሓቂ ተዘኮንከ😢 ብስመአብ ውልድ ኮ ህያብ ፈጣሪ እዩ ተመስገን ዘይትብል ዛሓወይ❤😢😢
10k ንምልእያ ተጋሩዋይ❤❤
ደምርኒ ማዓረይ
@@tsegatsega238 ሳብስኪራይብ እለኪ ኣለኩ ማዓረይ
ጀቱ ግን ብጣዓሚ አየ ዝፈትወካ ነይረ ከዚ💔💔💔💔
አነ ከአሲ በተሓጉስቲ ዝበከየ መሲልኒ እግዚአብሔር መስተውዐሊ ይዓድለና አሜን
Psalms 127 ትግ - ዳዊት
3: እንሆ፣ ውሉድ ውህበት እግዚኣብሄር እዮም።
ፍረ ኸርሲ ኸኣ ዓስቢ እዩ።
4: ከምቲ ኣብ ኢድ ጅግና ዘሎ ፍላጻ፣
ውሉድ ንእስነት ከምኡ እዮም።
እመ ብርሃነይ ውላድ እኮ ውህብቶ እግዚኣብሄር እዩ ኣነስ ብጣዓሚ ፈሪሐ ኣወዳት ከምዚ ድዩም እባ እንታይ እዩም ኣብ ውላድ ክበፅሑ ከለዉ ዝቅየሩ😢
ደምርኒ ማዓረይ ተገድሰኪ🙏❤😍
Well❤️❤️❤️❤️🥰ግን በጃኹም መልሲ ሃቡና ትምርቲ ክትብሉ ኲሉ ጊዜ ይሰምዕ ግን ናይ ምንታይ ኢዩ ማለተይ ኣይወደአትን ድያ ኾይና 🙏መልሲ ንጽበ ኣለና 🥰❤️
ጀቱ ግን ብጣዓሚ እየ ዝፈትወካ ነይረ ከዚ ግን ብጣዓሚ እየ ተናድደ ምኩናቱ ድንከት የፍጠር ይክእል እዩ ኣሜን ኢልካ ምቅባል እዩ 🙏
ደምርኒ ዝያዳይ🤲
ናይ ባሓቂ ተዝኾን ነይሩኸ ከምኡ ድዩ😢
ጌጋ እዩ አይባሃልን ፀጋ እግዚአብሔር እዩ ❤🙏
እዋይ 😂😂😂😂 ኣስሒቅኒ እዛ ልቡ 90% በጺሓ ፡ ህርመት ልቡ ዓቅንክያ እንዶ ትኾኑ ምገረመኪ ነይሩ😅😅።
ብዝኾነ ወላ እኮ እቲ ኩሉ ጸገም ናይ ደቂ ኣንስትዮ ክንሱ ግን ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ርእሲ ርእሲ ምውላድ ኣይንፈቱን እና፡ ግን ውላድ ንጸልእ እና ማለተይ ግን ኣይኮንኩን፡ ብዝኾነ ኣጆካ ስሓበይ እዛ ሰበይትካ ከኣ ከይትስንብድ!።
😂😂😂😂😂ቆልዑ ኢና ዘለና ተመችኒ
ይገርማል አታ ወልዱ የተፀላእ ተመሰገነያ ብዕዱሉ አዩ ዝባፅሕ😂😂
በሰመአብ ከማኡ አይባሃለን ዘሓውይ ወሉድ ኩሉ አይርክብን እንተአጋጠሚ እንታይ ፀገመ አለዉ 😢😢
መድሓኒትኪ ኣውፂእኪ ዉለዲ ብቆልዓኪ ዕደመኪ ተጠቀምሉ ሲስ ክንዲ ኣብ ስደት ዘለና🎉❤
ገለ ገሊኦም ግን ታዮም ጠኒሰ ተይልካዮም ኸነጣት ዝኾኑ 🙄🙄
የጠኸምኽይ ድኺ ትመዳሓኒት ያ ጆቲዋይ❤😂
ዋይ ዋይ ጽንዓት ይሃበና ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋተይ ኣየ ኣወዳት
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏🙏
ለይጋነ የበለይ😂😅
ፅሩያተይ🌿🌿❤❤❤
ተመስገንያ ሆ በርግጥ ኣብዘይ ፕሮግራምካ ቆልዓ ዝዓክል ከቢድ እኳ እንተኮይኑ ብዘይ ፍላጥ እንተተፈጢሩ እንኳን ምቅባል ፅቡቅ እዩ ደቂ ኣንስትዮ ብጣዕሚ እዩ ዝከብደና😌
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
yelekuluy yebelkay dika defar😂😂
እብርያ በካይ በካይ ጥራይ ክገብር ዘይ ሓፈረስ ጠንሰ እላቶ ክሓርቅ ከፅለእካ
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
anes hadsh ey wa gins ayibahaliyi bro 😂😂😂
እንቃዕ ብሰላም መፃኩም ሙቁራተይ ፍትው እየ ዘብለኩም❤❤❤❤❤ለኣኩም ክሪኢ ከለኩስ ሕጉስ እየ ዝብል ፅሩያተይ
Amazing prank Roziye.
የሓዝን ብሓቂ😢😢
እግርካ ምስቃል ዘይሓድካስ ጥንሲ ከደንግፀካ😂😂
ልፀውየሉ ሲኤነ አነሰ ልቦና ይሃባካ ፈጣሪ😢
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏😍
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏😍
እዙይ ድዩ ኢልካ ምስ ደቀስኻስ ሰሓቅ ቀቲልካኒ😂😂
ብጣዕሚ ኢኻግን ተፀልእ😢እንካዕብራንክ ኾነ😮
😢😢
ሕቶ እለኒ ንምታይ እዩም ጠኒስ ተሊካዮም ዝድንግፁ አወዳት😂
ጥንስ ሓስብካ ዝመፅ የኾነይ ጆት ኣይትጋገ😢
ዘስሐቀኒ ነገር ደማ የትጠቀምኽይ ድኺ መዳሓኒት ያ😂
ደምርኒ ማዓረይ
ይገርም እዩ ኮ በቲ መዳሓንት ታይ ከምዝፍጠርከ ይፈልጥዎ ድዮም ገረምቲ
ናማን ካምኮነከ ከ ካምኡ ዶ ይባሃል እዩ ውህብቶ አምላክ አይኮነን ድዩ😮
😂😂😂
ፕራንክ ከምዘይኮነከ ከምኡ ደካ ተበላ ነርካ ደስታ የኮነይያ ጌጋ😢 ቆላዓ ናባዕሉ ሸሻይ እዩ ሕዙ ዝመፅእ ክትገበሩ ዘይሓፈርኩምሰ ጠንሰ ተተባህልኩም ተናደዱ ደቅ ተባዕትዮ ዋ
ዋይ ጥራሕንሰበይትኻ ምሕፋቕ ደኻ ትደሊ ውላድውን ግድንዩ እንድሕር ኾነ አሜን እዩ ዝበሃል 🙏
ወለይ ንዓባ ታይ እሞ ክገብር ተመሪዕካያ ክተእርግና ዲኪ እያ 😂😂😂😂😂
Ohhh jote bro kabaka zeytsbeyo wulud kab fetari eyu amen elka mkbal eyu 😢
ኣየ ጆቴ ተእርግና ዲኺያ 😂😂😂
ኣየ ጆቲ ተመስገን ያ😂 ሓቁ እዩ ጓልኩም 5 ዓመታ ምስገበረት ውለዱ❤️😘
ተመስገን ያ😂😂😂❤❤❤❤
ጆቲ ግን ታይ ኣበይ ኣለዎ ጌጋ ሰብ ኮሞንት ቆልዑ ሰለ ዘለና ሕዚ ቆልዓ ኣይድልየናን ምባል ታይ ችግር ኣለዎ መካበዶ😊❤
ለይጋነ ያ😂😂😂
አታ ወዲ ዓበይቲ ብጣዕሚ እዩ ትስምዕኒ ናማንካ ቆልዑ እኩም ዘለኩም ግና ተዝኩን ነይሩስ ታይ ሽግር አለዎ ማዘረይ ጋል 16 ተመርዕያ ጋል 17ወልዳትኒ አሕዋተይ እውን አለውኒ ኣምላኽ የምሰገን ብቆልዓካ መውላድ ዝመስልዎ ገና የለይ ብፍፀም ተአምር ወላ ተፀገመኩም ዘይሓልፍ ፀገም የለይ ሓደ እዩ ሕልፈቱ ስለዚ አጀካ ብቆልዓ ማዓረ ክንድኡ አይትደንግፅ😢
ክምኡ ኣይብሃሊ ናይ እግዚአብሔርፍቃድ እንትኩይብኑ ኣሜን ኢልካ እዩ ዝቅብል ውላድ ህያብ እግዚአብሔርእዩ ብጣዓሚ እየ ዝፍትውክም ክኣ ❤❤
😂😂አረ ሮዚዋይ የተክአልክይ
ብቆልዓካ ምውላድ ፅቡቅ እዩ ውለዱ
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
ካመይ ድያ ዛሓዳር ናሓሰብካ ድዩ ልጥነስ😮😮😅😅😅
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
ወይ ኣታ ኣብ ክንዲ ዕልል ተመሰገን ከምዚ ትብል ደሰታ ኣይኮነን ኣይባሃልን’ዩ ነውሪ እዩ😢❤
ኣይ ኣጉል ፃድቅ
ፍቅርኩም ብዝሕ ይበል ሐዳርኩም ይባረክ ፅቡቃት ቀፅሊ ሮዚ💪🏼 😁😁🥰🥰🥰🥰
ጆቲ ንብዛሕ ንባዛሕ ተብሂሉ እዩ ኮ የሰማዕካይ ዲካ 😂😂
ገርሚ😊
ንምንታይ እዪባ ዛጥንስስ ተፍረሐኩም ኣወዳትዋኒ ቆልዓ እንታይ ሒዙ ከም ዝውለድ እዩ ኣይፍለጥን ተባዝሑ ደኣ❤❤❤
ውለዲ ሐዝ ወይለከይ 😂😂
ሕቂጥ ናበልካ ንሓደርካስ ታይ ኮንካ ትድንግፅ😂
ኣይትሰብድ ሓወይ ንሚጣ ሓዋ እዩ ዝኾና❤❤
ዉልድ ህያብ እዩ ዝሓወይ ከምኡ ትብላ የብልካን ዝሓወይ ብዝኮነ ደስስ ትብሉ ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤❤❤❤❤
ኑሮ አዩ መዓረይ መንአሰይ ኣንፀርፂሩ አኒኦ
ወይ ተመስገን ያ😂😂😂
ታኣዮ ብዙ ዕድመና ደጋጊሙዎ ኣቦ ጎይታናይ ኣኪሉስ
😂😂😂
ደፋር😮ኣነ የለኩለያ😌🥺
ንዓ ዘይከበዳስ ንዓካ ገራሚ
ማአረይ አሕዝንኒ ❤❤🤣🤣🤣
ፕራንክ ኣይተኸኣለትን ሮዚ ሶ ደስ ብሃልቲ ጎብዙ ይመቸኹም
kademeyti baeley😅
❤❤❤❤❤❤❤
ወለከይ ናልብ ኻ ናሰረሕ ኻ ሓድርኻ ስ አነ የለኽዋ ያ ማለት 😂😂😂
ኣነ ግን ማራ ኣሕዝንኒ
ኣወዳት ግን እንታይ እዩ ፀገምኩም ውላድ ኮ ውህብቶ ፈጣሪ እዩ
ኣሕዋተይ 🙏 ብዝከነ እንካዕ ድሓን መፃእኩም ሙቁራተይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ዋይይ😮😮
ከምኡ ኣይበሃልይ ዉላድ ኣይፅላእይ ምከነከ
ኣዋልድ እኮ ክንደይ ጉድ ኢና ፀርና ንከድ ኣለና😢😂😂
ዋይ ገራሚ ጠኒሰ እኮ እያ ኢላትካ😏 መርድእ የኾነትይ ኣርዲኣትካ ክንድዚ ትሓርቅ 🥺🥺🥺
ዋይ ደፋር ናይማን እንተዝኾንከ 😢ዕጭ ኣወዳትሲ 😢
እካዕ ዳሓን መፃእኩም ❤❤❤❤
❤❤😂😂❤😂😂😂