ደሃዪ ተረኪቡ ፡ ብናተይ ኣርበጅ እንቶኖቭ ወዲቃ ፡ ሰላይ ሻዕብያ ፀበል ኣሕፂቡና 👉 ተጋዳላይ ሓጎስ 0933102771
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
- subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ደሃዪ ተረኪቡ ፡ ብናተይ ኣርበጅ እንቶኖቭ ወዲቃ ፡ ሰላይ ሻዕብያ ፀበል ኣሕፂቡና 👉 ተጋዳላይ ሓጎስ 0933102771
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.
ህዝቢ ተንቤን ብማነቱ ዘይደራደር ንሃገሩ ሕሉፍ መስዋእቲ ዝኸፍል ትግራዋይነቱ ብንዋይ ዘየዋጊ ጠብሩኒ ዘይብል ጅግና በዓልታሪኽ ኩሩዕ ትግራዋይ ህዝቢ ❤
ማዓረ እዩ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ❤❤❤
@@ገሬሓበሻዊ እሺ
ተጋደላይ ሓጎስ እንካዕ ብስላም መፀኻ 😍😍😍🫡ደስታ ሓወይ እውን ቀፅለሉ 🥰
ደቂ ትግራይ ዓይነይ ንበሩ ክቡራት ኣሕዋት ምሉእ ጥዕና ይሃብኩም❤🙏🙏🙏🌹
አቱም ሰባት አነሲ ኩሉ ግዜ እየ ዘሓስቦነረ እና ብጣዕሚ እየ ተሓጉሰሰሰሰሰሰሰይ
*_መዓረይ እዛ ቪድዮ ኣላ ኣብ ጀዋለይእስካዕ ሐዚ😊 እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና💙💛👏_*
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ተረፍካክዉር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
ደስቱሸይ ዌልካም ♥️♥️♥️
ጀግና ሓዉና እንቃዕ ብሂወት ተረፍካ 🙏♥️
Kabzom zednkom tdf 1eyu jegna hawna.desta show thanks❤❤❤❤❤❤
ኣቱም ሕዝቢ እዚ ታሪኽ ይስነድ እዩ ዘሎ ካብ ሓሶት ታሪኽ ተቆጠቡ ።ንሕዝቢ ናይ ሓሶት ጅግንነት ትፆውዩ ኣለኩም። ከይትጣዓሱ ጽባሕ። እዚ ታሪኽ ንዝመጽእ ወለዶ መዐሸዊ እዩ ንኤርትራውያን መስሓቂ እዩ።
Neana keteshku endikum tefetirkum 😂😂😂😂😂😂😂
Wow, thank you for the service TDF 🙏❤️💛❤️💊💊💊
Atum Gorebatna Mehferi Zeyblkum Jerekan Zeytgedfu Leyabu Nmn Ekum Ktmkuhulu
Thank you our hero for your service and standing against the invaders
ሰላም ከ ይብዘሐዩ ደስታ ሓወይ ጎቦዝ ሓውነ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሰይ ዝሃወይ ❤❤❤❤❤ ክንዲ ሺ ኩን
Tgadaly Hagos, thank you for your service. I thank The Almighty God for saving your life. May The Lord God bless you and shine upon you, in Jesus' precious name l pray
ኣቤት ግርማ ሞገሰ ❤❤❤❤
ሰሙኒ ተጨኒቀ ነይረ እዘከረኹዎ እዃዕ ሃለካ ብሂወት
ጀግና ሓወና አንኳዓ ብሂወት ተመልስካ 🧡❤🧡❤🧡❤
አታ ጋዜጠኛ እቱ ለሕለፍዎ ኹነታት ከውግዑኻ ተለዉ ልምንታይ ኢኻ ትስሕቕ
ሻቢያ ሰላይ ማጨሎት ነጺግዎ ሓሳዊ ቢኒ አመር አስላማይ ውዲ ውርቂ አይገብርን ድራማ ብሬን ዝሓዘ በይኑ ረኪብካዮ ሓሶት ብሬን ብድህሪ ሰራዊት ብቅድሚት ኢዩ ዝከውን ደፋር ሓሳዊ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ምስ ህዝቢ ከም ትሕወሱ ከም ዝነበርኩም በዓልኹም ትምስኩሩ አለኹም ስለዚ Genocide ተፈጺሙ ኢልኩም ድማ ትዛረቡ ። እዚ ምስክር እዪ ንህዝብኹም በዓልኹም Genocide ፈጺምኩምሉ
Good job proud ❤❤❤ thank you!!
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍💪💪💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏💪💪👍👍👍👍👍👍💪💪🙏🙏🙏ኣብ ኣሸናፊ ጫካ እውን እኮ ኣሎ እዩ።ዜማ ነፃነት ኣሎ ክርእዮ ከሉኩ ሞራሉ ብጣዓሚ ደስ ይብል።😍😍😍😍😍😍😍😍😍💪💪🙏💪💪
ጅግና ኣብ ኣርሚ 4ብሓንሳብን ብጣዕሚ እንፋቶ ብፆትን ኔርና
እንካዕ ብህውት ተረፉካ ማዓረይይይይ 🥰🥰🥰🥰
ብጣዕሚ Thank you
1 million TDF died included child soldiers. You should be ashamed to conduct an interview.
እነካዕ ብሰላም ወፃካላ ሐጉሻይ❤❤❤❤❤
ክቡር ሓው፥ ዕላማ ናይዚ ሾውካ እንታይ እዩ?
እቲ ቪድዮ እውን ኣብቲ መሕትት ኣካትቶ!!!
😂😂ፕ😊😊😊😊😊
ለማኝ ቀውስ ውሻ
እይመስለንን
ለማኒ ከልቪ
ለማኝ ውሻ
ተመስገን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣቤት ግርማ ሞገስ❤❤❤❤
Tynesgen. 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
Welcome 🙏
Jarawa anbesa tigray ✊️✊️✊️✊️💪💪💪💪🫶🫶🫶
ሰላመ ደስታ ሽው ፕሮግራምካ ይካታተል እየ ደስ ይብል ቀፅልሉ ደሰ ባሃሊ እየ ብፊላይ ታርክ ገድሊ ወይ ናይTDF ደሰ ይብል ቀፅልሉ
Is this a comedy show??
ጀግና እንኳዕ ተረፍካ
What are you guys talking about? TPLF be careful your demise is on hand!
Arbiji ka kamyi giru tekslo kamyi ilu kab mot terifu dambr do arbiji yifolto eyu
❤❤❤❤💊💊💊💘💘💘♥️💛♥️
TDF❤
ትግራዋይነት ፉሉይ ማንነት❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🥰🥰🥰🥰❤💛❤💛❤💛💪💪💪🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀጋኑና ንህዝብኩም እንታይ ዘይከፈልኩም መሊኡ ይፈስስ እግዚአብሔር ይሃበልና የቀንየልና❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉💪💪💪💪💖💖
❤️💛 🥰🥰🥰🥰🥰
ጅግና ሓወይ እንከዕ ተረፍካ
ጅግና ሓውናእንኳዕተረፊኻ
ደስታ ሾው ታሪካዊ ሰባት ምቅራብካ ቀፅለሉ።
ጎበዝ ካማካ ዝበለ ወነን ውነን ዘሎዎ ትግራዋይ ክበዝሑልና ንላወ።
በርትእ።
ደስታ ሓወይ እተም ተሙፅኦም ጀጋኑ ተጋድልትናስ ኮላይ አርሚ ኦም ለሕተተም
ምስ ይቅርታ ሓወይ ተገደላይ ዳሀዩ ስእነ ንዝመፅኡ ተጋድቲ ክትሓተላሰ በውሽጥ ሰልክካ ላአከለይ ፎቶና አርሚ ክነግረክ ዝሓወይ በይዛካ ርእካ ሱቅ ከትብል መልሰላይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
መሕተሚ ስኢነሉ ሎሚ ብእስፖንሰር ከይጥይቕ ድርቂ ኾይኑ ኩሉ ተፈናቒሉ ኣነ እውን ከምኡ ተፈናቐለ ኣብ ስቓይ ኣለኹ።
ተመስገንንን🎉🎉🎉
❤❤❤❤
ተመሰገን 🙏❤❤❤
ክክክክክክክክ ዓጋመን ወርቂ ርኢኹምን ደኣ እሞ ኣጎዛ ትስርቁዶ ኣይኮንኩምን።
👎👎👎👎👎👎👎👎👎👹👹👹👹👹👹👹👹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥄🍴🍴🍴🍴
ማይ ጭሎት ን ኣጥልን ሻዕቢያ ህቦሙና ኣቤት ሓሶት
ሌብነት ጀሪካንን ካልስን መንዲልንማ መለለይ መንነት ሻዕብያ እዩ::
❤❤❤❤❤
ጅግና እንኳዕ ብሰላም ወፃኻ🥰🥰🌿🌿💊💊💊💪💪
ጂግና ሓዌና እንኳዕ ብስላም መፃካ 💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉
ከመይ ከም ዘቕርቦ ታይ ትሕግዙኒ ትኽእሉ?
ጅግና እንኳዕ ብሰላም ወፃኻ
I pray to Almighty God to heal your ears in Jesus' precious name l pray
ጀግና ሓወና እንኳዕ ብሂወት ተመለስካ ❤❤❤❤❤
From Tigrai names, l like the name of Hagos and Teklay.
ጅግና ኣምላኽ እንካዕ ብሰላም መለሰካ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤እንኳን ብሰላም ወፃኻ❤❤❤❤❤❤❤❤
Jigna enkea bihweti terefika yhlu do ybil neyre
Begakum
Desta show seturat kunu nmntaye ekum ab Tigray zalkum media mester sutur zkona hatetkum hatatetkum twesu
Ageb Ageb kem abotatkum Stuart kunu
Kab kalote eka nska thayeshe atahatetaka mechem yehayesh nmntaye ekum tkerbwom neom ewun sbuke aykonene gedafwom sutur yekun nabrom hagez traye gbarulom begakum
Zhalefa halefu eu
ዋውውውው ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣንታ ጀግና እንኳዕ ድማ በሂወት ሃለኻ
ጅግና እንኳዕ ብሰላም ወፃኻ❤❤❤❤❤❤
You are very handsome, Hagos
ጅግና ወዲ ዓደይ ❤❤
Hasat snqom arbegi gerka tanke.meslka.nefaritt tewudk
Thank you God, i am happy to see him.
ኣታ ክንደይ ግዜ እየ ዝሪኣ ነበርኩ
እንካዕ ደሓን መፃእካ ሰጋረይ❤❤❤❤❤❤❤
Uuuuyi😂😂😂😂😂 ba arvaji antonof uwwuyi
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ተረፍካክዉር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
ደስትሽ ጠፍኻ ብሰላም ዶ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
Wawwwwww
🙏🏿💕💕💕💪🏿
Oh my goodness ኹሉ ጊዜ ዛሓስቦ ጅጊና wow ኣንካዓ ብሂውት ትርፊኻ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ጅግናና እንዃዕ ብሰላም ተመለስካ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤ ሳላኹም ኾሪዕናለና ነምስግን 🙏🙏🙏🙏