ሰራዊት ሻዕብያ ብተደጋጋሚ ሒዙኒ ፡ ታሪክ ፉሉይ ስርሒት 16 ጀጋኑ ፡ መሰተንክር ዝሰረሐ ጅግና ሐዚ ብሰንሸል? 👉 ተጋዳላይ ሃይሉሽ 0933097747

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 พ.ค. 2024
  • subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
    ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
    ሰራዊት ሻዕብያ ብተደጋጋሚ ሒዙኒ ፡ ታሪክ ፉሉይ ስርሒት 16 ጀጋኑ ፡ መሰተንክር ዝሰረሐ ጅግና ሐዚ ብሰንሸል? 👉 ተጋዳላይ ሃይሉሽ 0933097747
    Desta show 👉 (0940985113)
    Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

ความคิดเห็น • 82

  • @meeryteklay6188
    @meeryteklay6188 23 วันที่ผ่านมา +4

    ፅብቕ ከይዲ እዩ ብፍላይ ባህልን ታሪኽን ጥንታዊት ሓውዜን ገና ኣይወፀን ዘሎ ሙዚቀኛታት እውን ገና ብዙሓት ክፈርዩ ይግባእ ::ድሕሪ ከይዲ ኣለና ኣብ ጎንኹም ትምኒትና ስለ ዝኾነ ::ወዲ ኣፍሮ ፅሩይ ሰብ( ጅግና ተጋዳላይ)እንኳዕ ናትና ኾንኻ❤

  • @AnnoyedBamboo-ui5fz
    @AnnoyedBamboo-ui5fz 24 วันที่ผ่านมา +6

    ሓንቲ ታሪክ ዘይሰማዕኩ

  • @arayaselassie9390
    @arayaselassie9390 25 วันที่ผ่านมา +7

    ጅግናን ለባምን ❤

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe6284 24 วันที่ผ่านมา +4

    Thank you for your services our hero

  • @hirihab1221
    @hirihab1221 21 วันที่ผ่านมา +1

    እንዃዕ ብሂወት ተረፍካልና ሃይሉሸይ

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 22 วันที่ผ่านมา +1

    አንኳዓ ብሰላም ተረፍካ 💞💞💞

  • @GerieHAbesha
    @GerieHAbesha 24 วันที่ผ่านมา +2

    ብፃይ ወድ ኣፍሮ ከያኒና መድረክ መራሂና ጀግና

  • @user-sf3cz6kx4k
    @user-sf3cz6kx4k 21 วันที่ผ่านมา +1

    hero mybrother
    happy tosee you haylesh

  • @user-el9gk6xj6b
    @user-el9gk6xj6b 25 วันที่ผ่านมา +1

    Enkea terefka jigna🙏🙏

  • @user-xi3my2zs3q
    @user-xi3my2zs3q 24 วันที่ผ่านมา +1

    ወድ ኣፍሮ ጅግና ሕብን ብዓዱ

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 16 วันที่ผ่านมา

    Tgadaly Wedi Afro, thank you for your service. I like your smile and laugh. You are brilliant and insightful. May the Lord God bless you and keep you safe wherever you go, in Jesus' precious name l pray.

  • @user-rn5gu6jp3n
    @user-rn5gu6jp3n 24 วันที่ผ่านมา +1

    Meariy enkai beselam wetseka ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yemartakele
    @yemartakele 22 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 24 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍❤️❤️❤️

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g 24 วันที่ผ่านมา +3

    ተርኩ ዝተሰረቀ ጀግና ተገዳለይ ጋብዘልና 😢

  • @lwamgalhawzen4765
    @lwamgalhawzen4765 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @atsedegidey5991
    @atsedegidey5991 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏

  • @MeronM-ut8bk
    @MeronM-ut8bk 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @user-jb3is9tv3t
    @user-jb3is9tv3t 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @MerryHaogos
    @MerryHaogos 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 24 วันที่ผ่านมา

    💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @johnt1154
    @johnt1154 24 วันที่ผ่านมา +1

    መቸም ኩላ ኢያ ተኺቢብና ነይርና። ሻዕብያ በዚ መጸ ከይበልና ኣደንጊጹና ትብል። ኣየ ተጋሩ!!

    • @selamntgrayadey2059
      @selamntgrayadey2059 24 วันที่ผ่านมา +1

      ሓቂ ክዝረብ ከሎ ርእስኹም ኣይትሕመሙ ምድረ ኣራዊት

    • @johnt1154
      @johnt1154 24 วันที่ผ่านมา

      @@selamntgrayadey2059 ኣንታ ሓውና ትርጉም ጅግንነት ይርደኣካ ድዩ ንምዃኑ? ካብዛ ቃለ መሕትት እዚኣስ እስከ እዚኣ ገሩ በለኒ እዚ ሓውና። እታ ግዜ ኲናት ክሃድምን ክተሓዝን ኢዩ የሕሊፍዎ። ኣነ ብዙሕ ግዜ ብሻዕብያ ዝተታሕዘ ዝብል ኣርእስቲ ምስ ረኣኹ፡ ቤት ማእሰርትን ድፋዓትን ሰባቢሩ ዝወጽኤ መሲሉኒ ኢየ ተኻታቲለዮ። እንተ ረኣኹዎ ግን ፍጹም ታሪኽ ዘይብሉ ጋህታፍ ኢዩ። ብሓደ ዝበልዕ ዘይመስል ዝተማረኸ ድሁል ኢዩ። ስለዚ ድሁልን ጅግናን ፈላላኻ ፍለጦ።

    • @lemlema2976
      @lemlema2976 3 วันที่ผ่านมา

      ሻዕብያ እኮ ታሃዚሉ ታሃዛዚሉ እዩ መፂኡ.ቀቀልዓ,ሰበይቲ,ቐሺ,እንስሳ ,ገዛገዛ እንዳዞረ እኮ ኢዩ ቐቲሉ.ምስቶም ጀጋኑ ሰራዊት ትግራይ ኣይኮነን ገጢሙ.ኣብ ቲግራይ እንታይ ዘይገበሮ ኣሎ ከነግረካ,ጀሪካን ወዲ ጀሪካን,ማንካ ብረድስቲ ፈራሽ ወዲ ፊራሽ ፀብሂ እንይ ተረፈ እኮ ኢዩ ሰሪቑ ከይዱ. ቐደሙ እዉን እኮ ቕንኢ እንድዩ ከምኡ ክገብሮ ገይርዎም.ብዝኾነ ሰራዊት ኤረትራ ከሲሩ ሰራዊቱ ደመኸልቢ ኾይኑ ኢዩ ወፂኡ.በይኑ ሰራዊት ኢረትራ ምዝኾ ሀይሊ ኣይገጥምን ታሃዚሉ ጥራህ ናይ ምምፃእ እያ ኸእለቱ.

  • @Tewodros-tm7bs
    @Tewodros-tm7bs 25 วันที่ผ่านมา

    Desta show tsibuq aleka,gin kea kistekhakel Zelewo Kem meqirebay program YAW,YAW zibil words ayititeqem.

  • @user-dz4ly7qz7b
    @user-dz4ly7qz7b 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤ነ

  • @user-nm5tz3qe3i
    @user-nm5tz3qe3i 25 วันที่ผ่านมา +3

    ህግደፍ አቅሚ ሓልይዋ ከይኮነስ ብመከላከያ ተሓዚሉ ትግራይ አትዩ ህዝቢ ትግራይ ብጭካነ ጨፍጪፉ ህዝቢ ትግራይ አስተውዕል ቀንዲ ፀላኢካ አራዊት ህግደፍ ጥራህ ዩ

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 25 วันที่ผ่านมา

      1000 ሓቂ😢

    • @user-ei4sg9vg9w
      @user-ei4sg9vg9w 25 วันที่ผ่านมา

      ​@@AaA-nq7ilKem Chew Hekek. Wedi Fetuhat Serre, Serekti Modis. 😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @user-ei4sg9vg9w
      @user-ei4sg9vg9w 25 วันที่ผ่านมา

      Amerarna Akmi Enena ilom Ab Hawi Yeteyomena, Wayyy wayyy SHAEWYA Ema Alahyomena, Lewisomen dokonuy, Besuru besuru Lekereye Yeley. 😃😃😃😃😃😃.

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 25 วันที่ผ่านมา

      @@user-ei4sg9vg9w ኣንታ ባርያ ቁሩብ ተፀበይ ጥራይ ድቃላ ጥልያን🖕🇪🇷🖕🇪🇷🖕

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 25 วันที่ผ่านมา

      @@user-ei4sg9vg9w መዓልትኻ ተፀበይ ጥራይ ኣንታ ባርያ ቆማል ሓማሴን🖕🇪🇷🖕

  • @shewitgeremedhin6058
    @shewitgeremedhin6058 25 วันที่ผ่านมา

    Well Come ❤ Tdfeyyy Nebri

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 16 วันที่ผ่านมา

    I pray to The Almighty God for healing upon Tegadaly Moses, in Jesus' precious name.
    I pray the spirit of depression, and witchcraft spirit to leave Tegadaly Moses right now, in Jesus' precious name l pray.

  • @legietechane6342
    @legietechane6342 24 วันที่ผ่านมา

    You are so hero......

  • @user-ur1sh6kl8r
    @user-ur1sh6kl8r 23 วันที่ผ่านมา

    💪💪💪💪💪❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yosefahferom6893
    @yosefahferom6893 25 วันที่ผ่านมา

    ሐየ

  • @Abelhaylemikayl
    @Abelhaylemikayl 5 วันที่ผ่านมา

    Tgray tsiere

  • @MaekeleMerhawi-pm2rg
    @MaekeleMerhawi-pm2rg 24 วันที่ผ่านมา

    Mehrat yewrdalu ne hawena❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @birhanemelaku3931
    @birhanemelaku3931 21 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ሓውዛ ❤

  • @user-ti6ru1ud6i
    @user-ti6ru1ud6i 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-xi3my2zs3q
    @user-xi3my2zs3q 24 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @YourLocalCamera1229
    @YourLocalCamera1229 22 วันที่ผ่านมา

    Kulu gizaaaa eye zhasboooo neuter enqaeeee bsrlammmmmm metsaekaaaass abti kunrtatttt Ebro enawekuuuuuuuuu entchawetuuuuuu I rememberrrrr my Tdf enqaeeee bselammmm metsaekaaaas

  • @WeldeabyohannesBerhe
    @WeldeabyohannesBerhe 25 วันที่ผ่านมา

    ድምፁፀሲ ናይ ጋጤኛ ድሜፅ ወያነ ይመስል።።።።ደ

  • @MerryHaogos
    @MerryHaogos 25 วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ሓወይ❤❤❤

  • @amanuelbehon3353
    @amanuelbehon3353 24 วันที่ผ่านมา +1

    አንታ ጋዜጠኛ ዝሳኧቀሉ ግዘ ፈለይ

  • @tesfazghitekle538
    @tesfazghitekle538 25 วันที่ผ่านมา

    Hasot n Tigraway n

  • @hailemariamgirmayabrha9849
    @hailemariamgirmayabrha9849 25 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ዓይነት ዘረባ እዩ ዙይ? ጦርነት አብዘይተ ወደአሉ እዝኹላ ዘረባ እንታይ አድለየ?.

  • @russomghide8130
    @russomghide8130 25 วันที่ผ่านมา

    Nay gdin bhasot serawit shabia amisuni ketiluna kiblu alewom sbuk eu eti sile kesllu nihna dma 100 amet misakum nikeynrakeb dobna asina kof elna kiniriekum ena keytrsewo

  • @meseretgebru5341
    @meseretgebru5341 24 วันที่ผ่านมา

    አብርሃም ተዘይንተዓዛዘብ አብዘይ ምልከቱም ብምክልኻላ ሀገረ ኤትዮጵያ ተሐዚልኩም ህዝቢ ትግራይ እሻብ ዝአኽለኩም አበሳቢስኩም ሀፍቱን ንብረቱን ዘሪፍኩም ሀዚ መንእሰይ ትግራይ አወዲእኹም ትብሉ ንስኹም ልዕሊ ሰብዓ ሺሕ አብ ዘይምለከቱም ተወዲእኹምመንእሰይ ትግራይ ግን ንመሰሉ እዩ ተሰዊኡ ከማኹም ክሰርቅ አይተሰወአን

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 24 วันที่ผ่านมา

    ደስታ ሾው ተይለጋጊየ 3 ናይ ፀላኢ ኣውሮፕላን ዝሓምሸሸ ተጋዳላይ ካብ ኃይሊ አየር ትግራይ(ዲያስፖራ ሰፈር-ዓይናለም) ኣብ መቀለ መበገሲ ትረክብ ትክእል ኣካ።
    7/8 ዝኣክላ አየራት እየን ተሓምሽሸን ዓብይ ታሪክ እዩ።

  • @danieljacob1820
    @danieljacob1820 20 วันที่ผ่านมา

    በዓል ዋና እዚ ቻናል ዓገብ ኽበሃል ኣለዎ። ቓልሲ ብሄረ ትግራይ ኽሳብ ናፅነት እዩ። ኣብ ዘይተወደአ ቓልሲ ብሄረ ግእዝ ብሚስጥር ኽተሓዙ ዝግበኦም ኸምዚ ዓይነት ገድላዊ ዕላላት ብወግዒ 'ban' ኽግበሩ ይግባእ።

  • @user-ei4sg9vg9w
    @user-ei4sg9vg9w 25 วันที่ผ่านมา

    Tegaruwani Deki Kelel Axebo Sherok, Fetuhat Serre, Serekti Modis. SHAEWYA, Keybelkum Leytehadru Entay Eyu Guddu.🥱🥱🥱🥱

  • @Erilovr4311
    @Erilovr4311 24 วันที่ผ่านมา

    Kam Eritrean soldiers sena seriat zelowo wethader yalen ab Africa yekun ab alem kam haleftkum zeblwo aykonan kuluna wethaderat nerna gin seb enta katlka kab kunat wexie lekie kam sebil zekatlka eka tehtat aythasu hasawe komal agame kamaka seb ayndlin ena

    • @teddyabadi
      @teddyabadi 24 วันที่ผ่านมา

      Eritreans are the popular coward society in Africa

  • @Erilovr4311
    @Erilovr4311 24 วันที่ผ่านมา

    Kemey du eti jegninat neska eqa temareka eka edka hebka ni vectoria wel goyka kurub eba teskaf 1,5 keflka eka nia eba bejaka fetah seriu niska hezkayo nerka enta tekawen kulu hezbi Eritrea 🇪🇷 heji moytu mehlwe wedi agame resah melhasu 😂

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 23 วันที่ผ่านมา

    እዚ ሓወይ ክሓተካ ኣብ ዕላልካ ወድ ሓውዜን ምኻንካ ክፈልጥ ኪኢለ ዘልዓልካዮም ቤተሰብካ ወልደዮሃንስ ክትብል ሰሚዐካ ኣለማሸ ገብረመስቀል እተባህሉ ደቂ ነይሮሞዶ ከምኡ እውን ቶ ተስፋይ በርሀ ኪዳኑ እተባህሉ ተወላዲ ጸፋሕ እተባህት ዓዲ ደቂ ሓውትነታት እዮም ኣብ ኣስመራ ዝተረፉ ቤተሰብ ኣለውኻዶ አቶ ተስፋይ በርሀ ኪዳኑ ኣብ ኣስመራ ዓሪፎም ኣብ ሓውዜን ተቀቢሮም ኣብ ኮመንት ጻሓፈለይ ክንላሀ።

  • @abrhamaregawi7599
    @abrhamaregawi7599 23 วันที่ผ่านมา

    ክብረት ይሃብካ ጅግና ተጋዳላይ❤❤❤❤❤

  • @akliluhaylemaryam-rf8pp
    @akliluhaylemaryam-rf8pp 22 วันที่ผ่านมา

    ያው ያው ኛው ኛው ኛው ያው ያው

  • @AnnoyedBamboo-ui5fz
    @AnnoyedBamboo-ui5fz 24 วันที่ผ่านมา

    ፀላኣና አ አ ዋይ

  • @johnt1154
    @johnt1154 24 วันที่ผ่านมา

    ሓደ ሰብ ኮብኩቡ ወሲዱና እናበለስ፡ ከይ ሓፈረ ከም ጅግና ክዛረብ ከኣ ቀሪቡ? ኣይ ተጋሩ!! ሻዕብያ ጨፍጫፊ ነይሩ እንተ ዝኸውን ደኣ ኣኪቦሙኹም ከሎው ደኣ ዘይጨፍጨፉኹም? ጽንተት ትምነይዋ ኣሎኹም።

  • @yoabredseaeritrea4608
    @yoabredseaeritrea4608 25 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ኩላትኩም ዲኹም ሓሰውቲ

  • @user-zt2ik3zz8d
    @user-zt2ik3zz8d 24 วันที่ผ่านมา

    እና ያው እንቲን ክክክክክክክክክክ

  • @SolomonKebeb-uw7vl
    @SolomonKebeb-uw7vl 23 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ናይ ነበረያ ነበረ ዝኾነ ዓዘር ቆዘር ናምፀእኻ ኣይትዘባርቅ ሰነፍ ቲሽ😜👎

  • @abrahamasmelash5135
    @abrahamasmelash5135 25 วันที่ผ่านมา

    አነ ዝገርመኒ ዝገርም ጅግንነት ትብሉስ አዚ ኹሉ መንእሰይ ተራእዩ ዘይፈልጥ አብ ዓለም አብ ዉሽጢ 2 ዓመት 1.5 ሚሊዮን አጥፊእኩም ሃገረ ትግራይ ክንገብራ ኢልኩም ምልቲ ክልል ከማን የብልኩምን ሕጂ አብ ሜድያ ወወጺኹም ልገርም ጅግንነት ልገርም ጅግንነት እንዳበለኩም መናፉሕ ትነፉሑ ፎእ ወይሐፉሩ።

    • @johannesgigar1342
      @johannesgigar1342 24 วันที่ผ่านมา

      Listen you stupid fuck!
      Your genocidal Army wouldn’t stand a chance to stand in front of the disciplined TDF. That is why your Eritrean Army killed civilians.

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 15 วันที่ผ่านมา

    Where is Tgadaly Moses phone number