ተጋ. ሴኩቱሬ እንትስዋእ ናይ መወዳእታ ሰከንድ ብኣካል ዝተረከበ ናይ ዓይኒ ምስክር ፡ ትግራይ ትስዕር ኣንዳበሉ ተሰዊኦም 👉 ተጋዳላይ ተወልደ 0943705234

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 เม.ย. 2024
  • subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
    ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
    ተጋ. ሴኩትሬ እንትስዋእ ናይ መወዳእታ ሰከንድ ብኣካል ዝተረከበ ናይ ዓይኒ ምስክር ፡ ትግራይ ትስዕር ኣንዳበሉ ተሰዊኦም 👉 ተጋዳላይ ተወልደ 0943705234
    Desta show 👉 (0940985113)
    Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

ความคิดเห็น • 149

  • @tesfayguolay6562
    @tesfayguolay6562 หลายเดือนก่อน +22

    ሴኩተረ ጀግና የቐኒየልና ዝነገርካና። ስጋብ ሂወቱ እትሓልፍ ትግራዋይነት ፍቕሪ ነይርዎ። ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎ።

  • @pj6930
    @pj6930 หลายเดือนก่อน +8

    ሕድሕድ ተጋዳላይ ኽዛርብ ተሎ እናነባዓኹ እየ ልሰምዐኩም😢ተኣምርኛታት ጀጋኑ እኹም ኩራዓት ድማ ይስመዐኒ ብኣኹም🙏💟

  • @haftamuchekolerezene76
    @haftamuchekolerezene76 หลายเดือนก่อน +9

    አንቱም ንኸብድኹም ዝሓደርኩም ናይ ብዙሓት መላምል ቃል ኪዳን ዝዓፀፍኩም ካብዚ ብሉፅ ተጋዳላይ ትምህርቲ ውሰዱ ቃል ስውኣት ኣይተዕብሩ።ንስልጣን እትገብርዎ ፍሕፍሕ ግቡእ ኣይኮነን ።

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i หลายเดือนก่อน +25

    ክብሪ ይግባኣኻ TDFይ ሰላካ እዩ ፀላማትና ዝተቀንጠጠ ፈጣሪ ዕድሙን ጣዕናን ያሃብኩም❤💛🙏

  • @user-li4iz2pg1o
    @user-li4iz2pg1o หลายเดือนก่อน +10

    ንሴኮቱሬ አብ ትግራይ ሀወልቲ ከሰርህሉ አለዎ ምእንቲ ትግራዋይ እሉ ዝተሰወእ ጀግና እዮ

    • @msraq
      @msraq หลายเดือนก่อน

      Amharay sle zkone weyane baelom iyom beliomo

    • @sem3945
      @sem3945 หลายเดือนก่อน

      ​@@msraqኝኝኝኝኝኝ

    • @user-fl1ye6ug4r
      @user-fl1ye6ug4r 14 วันที่ผ่านมา

      ​@@msraqhamed blae nefat

    • @user-fl1ye6ug4r
      @user-fl1ye6ug4r 14 วันที่ผ่านมา

      ​@@msraqhamed blae nefat

    • @user-fl1ye6ug4r
      @user-fl1ye6ug4r 14 วันที่ผ่านมา

      Ewnet meserat alebet

  • @stpual1
    @stpual1 หลายเดือนก่อน +11

    ሂወትኩም ሂብኩም ሂወትና ስለዘድሐንኩምና,ክብረት ይሃበልና።

  • @tilahuntareke1298
    @tilahuntareke1298 หลายเดือนก่อน +7

    ተጋዳላይ ዘርኣይ ኣስገዶም ዝብሎ ዘሎ ኣበበ ኣስገዶም ንምባል ይመስለኒ። ዘርኣይ ዝተሰወአሉ ኣብ ውግእ ኣብ ናይ ፀላኢ ክባ ኣትዩ፡ ጥይቱ ወዲኡ ብናይ ባዕሉ ጥይት ከምዝተሰወአ እዩ

  • @avielavi990
    @avielavi990 หลายเดือนก่อน +4

    Seko 3️⃣ was one of the Amhara people great person rest in peace 🙏

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 หลายเดือนก่อน +9

    ብጣዕሚ ዘግርም ታሪኽን ጅግንነትን ፣ ይበል ጅግና

  • @user-eh5iv3jq8p
    @user-eh5iv3jq8p หลายเดือนก่อน +4

    ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና ❤️💛🙏

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy หลายเดือนก่อน +3

    ጀግና ሓወና አንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ክብሪ ይግብእኩም ጀጋኑና 🥰🥰🥰🥰🥰❤🧡❤🧡❤🧡❤

  • @tsegabrhanhafte4449
    @tsegabrhanhafte4449 หลายเดือนก่อน +7

    ክብሪ ንጀጋኑ TDF ኣሕዋትና❤❤❤

  • @kubromghebremedhin6746
    @kubromghebremedhin6746 หลายเดือนก่อน +7

    ሰሚዕካ ጅግንነት ናይ ተጋሩ።

  • @user-qd2xq1ky6y
    @user-qd2xq1ky6y หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ጅግንነትኩም መግለፂ ዘይብሉ

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you for your service dear Tgdalay Twold. May the Lord God bless you and keep you safe wherever you go, in Jesus' precious name l pray

  • @TekleweyniHagos
    @TekleweyniHagos หลายเดือนก่อน +6

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ!

  • @RegimeChangeEritrea
    @RegimeChangeEritrea หลายเดือนก่อน +3

    ትግራዋይ ጅግና

  • @genetpooki
    @genetpooki หลายเดือนก่อน +1

    Asayeeee he’s so sweet 😘😘 Abesa wedi Tigray💪🏾💪🏾Neseka🦅🦅Eka!!

  • @hayelombizayene3953
    @hayelombizayene3953 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ጎበዝ ተጋዳላይ

  • @yordanosgirmay569
    @yordanosgirmay569 หลายเดือนก่อน +2

    ክብርን ሞገስን ንሰዋአትና

  • @user-jt9ge3bw2b
    @user-jt9ge3bw2b หลายเดือนก่อน +1

    ❤ይባርክ አምላክ እንኮን ለዚ አበቃህ

  • @SolianaHagos-rd2oj
    @SolianaHagos-rd2oj หลายเดือนก่อน +2

    ክብሪ ንጀጋኑና!!

  • @BNGK-el2yf
    @BNGK-el2yf หลายเดือนก่อน +1

    ጀግና ተጋዳላይ ተወልደ ዝተበሃለ ብፃይ ዝገረም ታረክ ዝሰረሐ እዩ ኣርሚ 17 እንትከውን ኮር 173 ዘተባሃለ ኦብሬቴር እዩ እና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ብፆተይ ብዘተረፈ ፍቅረኩም የብዛሓዮ ተወልደየይ ሰኑየይ💗💓💞💕💖💘

  • @medhingebreyesus2578
    @medhingebreyesus2578 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ ናይ ዘላኣለም ጅግናና መስዋእትካ ንትግራይ ዋጋ ሂባ ሓሊፋ እያ እሞ ❤❤❤ የቀንየልና ብመስዋእትካ መሪሪ ሓዘንን ኒሕ ሕራነ ይስመዐንን

  • @BenjaminSolomon-vw5tj
    @BenjaminSolomon-vw5tj หลายเดือนก่อน +6

    ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ን ጀጋኑ ሰማእታት ተጋደልቲ ትግራይ ።

  • @user-ui4rb1tr7g
    @user-ui4rb1tr7g หลายเดือนก่อน

    ታምራዊ፣ገድሊ እዩ
    Desta show thank you !!!

  • @hailemariamgebremariam3889
    @hailemariamgebremariam3889 หลายเดือนก่อน +9

    ተገዳላይ ዘርኣይ አስገዶም ብድሮን ኣይኮነን ተሰዊኡ። ኣብ ፀላኢ ኢድ ንዘይምውዳቕ እዩ ብጅግንነት ባዕሉ ሰዊኡ።

    • @melakugebreyesus7944
      @melakugebreyesus7944 หลายเดือนก่อน

      Zeray Asgedom is not killed by a Drone. He killed himself before he get surrender in front of his daughter.

    • @destadesta1432
      @destadesta1432 หลายเดือนก่อน +1

      እርማት ወሲድና ኢና

  • @HaylayGebremikael
    @HaylayGebremikael หลายเดือนก่อน +3

    ደስትሽ ቀፅለሉ ሕቶታትካ ግን ብዝተወሰነ ቀዲምካ ሕሰበሉ ቀዲምካ እዉን ፀሓፎ ብመዳይ ዘለናዬ ኩነታት ባዕለሰኻ ሳንሱር እንተትገብሮ ዝበለፀ ይኸዉን

    • @hiwotegebrekirose3316
      @hiwotegebrekirose3316 หลายเดือนก่อน

      ግን መንፈቁዱሉ እዩ ከምዚኢሉ ክጥይቅ ሰሕተት

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 หลายเดือนก่อน

    ተወልደ ሰናይት የቀንየልና ጀጋኑና. አታ ዛትግራይስ ብጀጋኑ እንድያ ተሓፂራ.

  • @ST-tq9el
    @ST-tq9el หลายเดือนก่อน

    God bless you and your famly. Thank you for your service 🙏 🫶🫶🫶🫶

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy2293 หลายเดือนก่อน +1

    Brave Tigray People

  • @azmeratamene7068
    @azmeratamene7068 หลายเดือนก่อน +2

    ጀጋኑና❤❤❤❤❤❤

  • @tombreezy308
    @tombreezy308 หลายเดือนก่อน

    The Legendary Generation Woyane My Hero You Deserve Golden Thanks

  • @user-po6hw9ws1k
    @user-po6hw9ws1k 16 วันที่ผ่านมา

    ክብሪ ንዓኹም TDFይ ዋሕስ ህዝቦም❤💛

  • @desawitsegay2286
    @desawitsegay2286 15 วันที่ผ่านมา

    ተወለ ዓርከይ ይመችካ

  • @selamselam2569
    @selamselam2569 หลายเดือนก่อน +3

    ንናይ TH-cam ገንዘብ ክትኣርዩ ናይ ዓበይቲ ጅጋኑ ኣቦታትና ታሪክ ከምዚ ጌርካ ክብሪ ዘይብሉ ኣጋላልጻ ብጣዕሚ እኩም ትገርሙ ሕማቃት

  • @user-mi2st8ck7v
    @user-mi2st8ck7v 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @rahwamebrahtu1475
    @rahwamebrahtu1475 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @wedihaile1780
    @wedihaile1780 หลายเดือนก่อน

    Tdf ጀጋኑኑ እድመን ጥኢናን ንአኹምምምም❤❤❤❤❤ ሴኮ ጅግና😢😭😭😭

  • @woldgabraleabraham2465
    @woldgabraleabraham2465 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤💔💔💔

  • @frehadush5602
    @frehadush5602 หลายเดือนก่อน +3

    ዘርኣይ ኣስገዶም ብድሮን የሞተይ

    • @destadesta1432
      @destadesta1432 หลายเดือนก่อน +2

      ተኣሪሙ እዩ

  • @user-pz1lc3wm2v
    @user-pz1lc3wm2v หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @mirimiri3396
    @mirimiri3396 หลายเดือนก่อน

    ❤💔

  • @helinasiyum4062
    @helinasiyum4062 หลายเดือนก่อน

    ክብሪ ላአካትኩም ሳላኩም ህዝብና ተሪፉ🙏❤❤❤

  • @fkreayele3056
    @fkreayele3056 หลายเดือนก่อน +1

    ሐደ ሐደ ንደብረፄን ንጌታቸው ተጋዲልና ተሰዊእና ዝብሉ ዓፋፋትከ እንታይ ትብል እስኪበሉ

  • @user-km2cb4cc4d
    @user-km2cb4cc4d หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና

  • @Only-true91
    @Only-true91 หลายเดือนก่อน +2

    ETHIO Form Zerai bejegnenet eu arsu ketilu eluna?! 😢

    • @msraq
      @msraq หลายเดือนก่อน

      ETHIO Form ሓሳዊ እዩ

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen9740 หลายเดือนก่อน

    ኣቤት ተጋዳላይን ጽንዓትን ‼️🤔❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😘😘😘

  • @atsedeamenamenamentesfay8523
    @atsedeamenamenamentesfay8523 หลายเดือนก่อน

    🙏❤️❤️❤️❤️

  • @user-mc4jw7xx3r
    @user-mc4jw7xx3r หลายเดือนก่อน

    💪💪💪😍😍⛱⛱

  • @gengeb5610
    @gengeb5610 หลายเดือนก่อน

    Thanks 🙏🏿 ❤

  • @user-xh4dp6ij4r
    @user-xh4dp6ij4r หลายเดือนก่อน +1

    ስኩቱሬ ጌታቸው ፡ " ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ሰሜን እዝ ፡ ኣዝዩ ብዝተቐናበረ ረቂቕ ስርሒት ኣብ ውሽጢ 45 ደቒቕ መብረቓዊ መጥቃዕቲ ፈጺምና " ኢሉ ሓቂ ዝተዛረበ ታሪኸኛ ።

  • @saharamuhamad2009
    @saharamuhamad2009 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @teklehiwottareqegnteklay
    @teklehiwottareqegnteklay หลายเดือนก่อน +1

    ሰናይት አርኩ ወሊዳዶ አይሀትካዮን

  • @danzkyboyvita6192
    @danzkyboyvita6192 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @berihun-iz2yl
    @berihun-iz2yl หลายเดือนก่อน

    ጅግና ተጋዳላይ

  • @abrhamaregawi7599
    @abrhamaregawi7599 หลายเดือนก่อน +1

    ክንዲ ምድያታት ትግራይ ምትብባዕ እንታይ ኣምፆኦ ምድሃል ልቦና ይሃብኩም ኣንቱም ትፃረፉ

  • @solianahaile2034
    @solianahaile2034 หลายเดือนก่อน

    Jegna Jegna Jegna

  • @AsmelashGabzgi
    @AsmelashGabzgi หลายเดือนก่อน

    አታ ሐውና 10:13 ከምዚ ዓይነት ጉደይ ንመድያ ዝመጥን አይኮነን ይፅናሓልካ ደኣ :

  • @HdGhs-sb3yb
    @HdGhs-sb3yb หลายเดือนก่อน

    ጀግና

  • @estifanoskashaytesfay765
    @estifanoskashaytesfay765 หลายเดือนก่อน

    Ewayyy jigninett
    Fuluyy zikone wedii

  • @drgayimAsefa
    @drgayimAsefa หลายเดือนก่อน

    አበይ ታዓሊምጰካ

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @samiates5057
    @samiates5057 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @kidanehaile5036
    @kidanehaile5036 หลายเดือนก่อน

    Betami xebuk dreset

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @yordanosmelese3180
    @yordanosmelese3180 หลายเดือนก่อน

    Jeganu ehwatey edmen tiena yehabkum

  • @nadernegash827
    @nadernegash827 หลายเดือนก่อน

    💛❤️✊✊✊✊✊✊✊✊✊

  • @user-le8mk5sb1r
    @user-le8mk5sb1r หลายเดือนก่อน +1

    ደስታ ሾው ንምንታይባ ኢኹም ናይሊ ጀጋኑ ተጋደልቲ ዘርኣይ ኣስገዶምን ኣበበ ኣስገዶምን ኣሰዋውኣ ዝምልከት ዝተዛረበን ቃላት ቆሪፅኩመን? ማለተይ እቲ ኢንፎርሜሽን ሓሶት ድዩ ኾይኑ ብዛዕባ ንሳቶም ዝተዛረቦ?

  • @user-qw6fp3ee4c
    @user-qw6fp3ee4c หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 หลายเดือนก่อน

    ጂግና tdfኪቢሪ ይግበኤካ ሐዉና💛❤💊💊

  • @SalamSalam-et8bd
    @SalamSalam-et8bd หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o หลายเดือนก่อน

    Amharay sle zkone weyane baelom iyom beliomo

    • @tsegagebre368
      @tsegagebre368 หลายเดือนก่อน

      Shameless he doesn’t believe in Amharay he’s tigrawai and sacrifice his life for Tigray

  • @user-fz5ui9fr8s
    @user-fz5ui9fr8s หลายเดือนก่อน

    Hasweti fekra xebuk

  • @gelawdiwosgebre7825
    @gelawdiwosgebre7825 หลายเดือนก่อน

    ጫፍ መግለፂ ተጋዳላይ ትግራይ እንኳዕ ተረፍካ።

  • @WeyniTshaye
    @WeyniTshaye หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @WeyniTshaye
    @WeyniTshaye หลายเดือนก่อน

    💋💋❤❤🙏🙏

  • @angosomsium7575
    @angosomsium7575 หลายเดือนก่อน

    Gumatat

  • @mahritma9201
    @mahritma9201 หลายเดือนก่อน

    ክብሪ ንጀጋኑ Tdf

  • @WeyniTshaye
    @WeyniTshaye หลายเดือนก่อน

    💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤💛💛💛

  • @hiwotegebrekirose3316
    @hiwotegebrekirose3316 หลายเดือนก่อน

    ዓሕ

  • @rona7755
    @rona7755 หลายเดือนก่อน

    ምስ ትግራዋይ ዘሎ ጅግንነት!!! ኣብ ትግራይ ምዕባይ ንገዛእርእሱ ስሑል ኢኻ ትኸውን።

  • @user-tl6gl8nk5o
    @user-tl6gl8nk5o หลายเดือนก่อน +1

    ኤርትራውያን ንተጋሩ ""ቁንጪ"" ብዝብል ሳጓ ኢና ንፈልጠኩም። ከምቲ ዘልካዮ ናይ ጅግና መግለጺ ዘይኮነ ዘይዓቕሙ ፡ ዘይምልከቶ ጥር ኢሉ ናብዝኾነ ነገር ዝጣበቕ ማለት ኢዩ። ካልእ ድማ ""ቁርዲድ"" (መዥገር) ተጣቢቕኩም ደም ትመጺዩ።

    • @tsegagebre368
      @tsegagebre368 หลายเดือนก่อน +1

      ንዑቅስ ያ ሰብ ይንዕቅ ከም ዝባሃል ብትዕብትን ትምክሕትኒ ሊዔሊ ሰብ ብተግባሪ ግን ዝሮ

  • @user-qg2zd8wq3q
    @user-qg2zd8wq3q 2 วันที่ผ่านมา

    king TDF

  • @kingdomofaxum6891
    @kingdomofaxum6891 หลายเดือนก่อน

    አብ ወታደራዊ መስርሕ ዝግበር ከይዲ ብልሕ ንዓርሱ ቅርሲን ምስጥርን እዩ ንምታይ እዩ ከምዚ ገይርና በዚ ኸይድና እልካ ዝዝረብ አብ ቡዙሓት ዝዕዘቦ ስለዝኾነ እዩ አይኮነን ከም ትግራይ ዝበለ ካብ ፅላል ኩናት ዘይትወፅእ ዓዲ ከምብዓል እስራኤል እውን ምስጥረን ዓቅበን እየን ዝነብራ።ዋልድባ ገዳማዊ ኮይነ ይስልል ነይረ ዝብል ናይ ስብሓት ነጋ ዘረባ ድሕሪ 30 ዓመትአብ ልዕሊ መነኮሳት ዋልድባከመይ ዓይነት ጭኽነት ከምዝተገበረ ርእና እና።

  • @sifisosiyabonga4434
    @sifisosiyabonga4434 หลายเดือนก่อน

    ቁንጪስ ምዓስ እዩ ደፋር ኮይኑ፧ክደፍርን ክፈርሕንሲ በየናይ ቲቪ ኢና ሪኢናዮ።
    ቁንጪ ማለት ዘይድቅስ ደቂቅ ዘይርኤ ቕልጡፍ ወይ ነፊሩ ዚስወር ከም ማለት ካከውን ይክእል እዩ።

  • @WeldeabyohannesBerhe
    @WeldeabyohannesBerhe หลายเดือนก่อน

    ኣታ ስርዓት ሓዝ ዘይከነ ምሽጥራት እናውፃእካ።።ደደደ

    • @msraq
      @msraq หลายเดือนก่อน

      ሴኮቱረ ባዕላ ሑሓት እያ በሊዓቶ፡ ኣምሓራይ ስለኾነ

  • @user-qw8dm7wc6t
    @user-qw8dm7wc6t หลายเดือนก่อน +1

    ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ

  • @Halamadr146
    @Halamadr146 หลายเดือนก่อน +1

    ድሮን ድምጺ ኣለዋ ዶ

    • @TekleweyniHagos
      @TekleweyniHagos หลายเดือนก่อน

      እወ

    • @Halamadr146
      @Halamadr146 หลายเดือนก่อน

      @@TekleweyniHagos aymeslenn

    • @Horn_of_Afrika
      @Horn_of_Afrika หลายเดือนก่อน +1

      @@Halamadr146
      ዓንጃል ዲኻ? ኣይኮነን ድሮን ብባትሪ ትሰርሕ ናይ ቆልዓ መኪናውን ድምጺ ኣለዋ::
      ንእሽተይ ድሮን ገዚእኻ ድምጺ ኣለዋን የብላን ፈትና::

  • @kidanehaile5036
    @kidanehaile5036 หลายเดือนก่อน

    Ne genzeb ketbl zaikone tarik bayzakum yekreyna

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack หลายเดือนก่อน

    TDF wa Kibirin Misganan yigbakum. please sirahkum aytizarebu

  • @user-qw6fp3ee4c
    @user-qw6fp3ee4c หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭😥😥😥😥😥😥😥💔💔💔💔💔

  • @samcity7267
    @samcity7267 หลายเดือนก่อน

    VIVA TDF

  • @RozaYebio-xd6su
    @RozaYebio-xd6su หลายเดือนก่อน

    Why do you guys telling the information? It’s not good for the enemy?

  • @yemanehaile5087
    @yemanehaile5087 หลายเดือนก่อน

    ሕጂ ናይ መወዳእታ መዕገሲ ሐንቲ እግእ ከፍትካ ምጥፍእኩም ጥራይ እዩ ድሮ ዕርፍቲ ረኺብኩም ትሕሱዉ አለኹም

  • @amen3938
    @amen3938 หลายเดือนก่อน

    Nmntay gin buzuh mishtrat n TH-cam ktblu telefalfwom alekum. Gena eko kab tigray tselae aywersen & bendezi melku tarik jeganu ayweram. Sorry for that

  • @user-qo3nx4ii2s
    @user-qo3nx4ii2s หลายเดือนก่อน

    አታ እንታ ይ ክጠቅም እዮ

    • @FananaSol
      @FananaSol หลายเดือนก่อน

      ምን ለማለት ነው ቁጭ ብሎ ይሙት😮😮

  • @Only-true91
    @Only-true91 หลายเดือนก่อน +1

    😂😂😂😂😂😂

  • @peacelove2741
    @peacelove2741 หลายเดือนก่อน +1

    Resprctfull TDF ትግራኛኩም ግና ህውስውስ ዝበለ ዩ ፣ምስኣምሓርኛ ....ቅፅል ታይ ማለት ዩ ? ረዳት እንትን ገለመሌ

    • @Horn_of_Afrika
      @Horn_of_Afrika หลายเดือนก่อน

      ናይ ትግራይ ትግርኛ ከምኡ ኢዩ:: ትግማርኛ ኢዮም ዝዛረቡ::

  • @berhnihadguberhnihadgu4110
    @berhnihadguberhnihadgu4110 หลายเดือนก่อน

    😅😅😅😅😅😅😅😅😅