ኣብ መርሳ ታንኪ ብሂወታ ብጥይት ዝማረኩ ፡ ብዘይምፍላጥ ምስ ፋኖ ደቂስና ሓዲርና ፡ ብጥይቶም ማሪክናዮም 👉 ተጋዳላይ ወልደኣብርሃ 0983410042
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 2 ธ.ค. 2023
- subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ኣብ መርሳ ታንኪ ብሂወታ ብጥይት ዝማረኩ ፡ ብዘይምፍላጥ ምስ ፋኖ ደቂስና ሓዲርና ፡ ብጥይቶም ማሪክናዮም 👉 ተጋዳላይ ወልደኣብርሃ 0983410042
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted. - บันเทิง
ይህ ቪድዮ ያየሁት ቀን እራሱ ወላህ አልረሳሁም አስታውሳለሁ
በ DW እና TMH ነው ያየሁት ያንን ወላህ በጣም በጣም ነዉ ደስ ያለኝ ትናንሽ
ወጣቶች በቁጥር አንድ ቲም የማይበልጡ ታንክን የምያክል በክላሽ ስያሯሯረጡ
በጣም ነዉ የገረመኝ
ተጋሩዋይ የመጨረሻ ጀግኖች ናቸው ። ነጥብ
እንዲህ ሀቁን ስናገር ትግራይ ተወላጅ እንዳል መስላችሁ ሱማሌ ተወላጅ ነኝ
waa mahad san tihiin
ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለካ /ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፉእ ይሓሊኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም ገፅ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም ሰላምን ፍቅርን የውረደልና 🎉🎉🎉 ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኩቡራተይ 🎉🎉🎉ኣሕዋተይ
ካልአይ አብ ቃል ገረካ
ሰበሰክራይብ ልልለይ ማዓረይ ❤❤
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን//3//💘
Entay dea tesearkum 😂😂😂
ጅግና ሓወይ እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጎይታዋይ ክላትኩም ጀጋኑና ክብሪ ናዓኩም መግለጺ የብልናይ❤
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናና ንበረልና🙏❤💛
ወልድሸይ ወድነይ መዓረይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና
አሰተአረየ ማዐረይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ
እንኳዕማ ብህወት ተረፍኻ ጅግና ሓወይ♥️ነዉሕ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ 👏
ብረሀነይ ሳብሰክራይብ በልኒ ዛሐፍተይ መዐረይ
@@arsamatvyoutube እሽን ወለላይ♥️👏
ጀግና ትግራይ 💛❤️😘
TDFY ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉king ❤❤❤❤❤❤ Africa king TDF 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰሉየ ሳብሰክራይብ በልለይ❤❤❤
ሰሉየ ሳብሰክራይብ በልለይ❤❤❤
ጀግና ወዲ ህዝበ ትግራይ ❤💛❤💛❤💛❤💛🌎🌎💛💛💛🥰🥰🥰🥰
ጀግና ወዲ ዓደይ ዉቅሮ ኣይተካኣልኩምን❤❤❤❤
❤
hero son of Tigray proud of you history will remember you for ever.
What it dose it mean wukiro?? Adewale, tembeneye, hawezenye, shereye, ??? tay amitseo?? Kulom jeganu deki Tigeray 👉💊❤️💛💪💪💪eyoum :: Anita helikus banida
ፍትሒ ንተጋደልቲ ትግራይ❤
Tish. Fara. Hanti. Kankau
ጀጋኑ ኩልግዜ ዝዝክራን ሹዑ ዝነበሩ ብሂወትዶ ይህልውዶ ይብል ነይረ 💪💪💪ጀጋኑ❤🙏🙏🙏
Wow, me too I was wondering
ደስታ ሓምዚ አይንት ህቶ ታሓትት ተለካ ሲ እቱ ቨድዩ ታቀርብካዩ ፅብቅ እዩ ብጣእሚ እቱ ለሓለፍ አፀቢቅና ክነስተውስ ይገብረና ብፍላይ አብ ወፃኢ ንዘለነ
ጀግና ሓውና ሳላኹም ኣለና ክብሪ ንዓኹም ❤❤❤
ሳምረየ ምቅረተይ ሳብሰክራይብ እባ በልለይ
ሕራይ ኣርሱ ታይ ዝብል እዩ❤
ኩርዓትና ሓበና ትግራይና ኢኩም ጀጋኑና ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን🙏❤💛
ደግየ ሳብሰክራይብ እባ ግበረለይ
እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና ❤💛❤💛❤💛😍😍😍😍😍
እንካዕ ብሂወት ሃለኻ ጀግና ሓውና
ክርእያ ተለኹ ሃመይ ድየ ፍርሕን ታሕጋስ አድኖቆትን ነብሰይ ተመሊኣ ።ትርእዮ ተለኻ ብጣዕሚ እዩ ኸቢድ
እንኳዕ ሰላም ተረፍካልና ጅግና ሓዉና💚ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ👏💚
We are so proud of you TDF👍👏👏👏👏
We love you from the bottom of our heart❤
Long live to our heroes
ተጋሩን አለማድነቅ ምቀኝነት ነዉ ወላህ
ንዓኩም መግለጺ ቃላት የብልናን ክቡራት ጀጋኑና
እግዚአብሔር አምላኽ ነዋሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልካ ጅግናና❤❤❤
ብረየ ማዐረይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ ዘሐፍተይ
@@arsamatvyoutube እሹኒ ገረ መዓረይ❤🙏
TDfይ ወርቂ❤ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ🙏😍
ወዲ ዓደይ ጎይታዋይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና🥰❤🙏
❤❤❤ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና
ወይነአኻ ጅግንነት፤ ንሞት ፍት ሊፊት ልጋፈጡ ጅጋኑ ደቂ ትግራይ። ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና💪🏾🫡❤️
ናቦ ንመን ንሃቦ ዝበሃል ኣሎ ከምኡ እንዲና ደቂ ዓባይ ትግራይ 💪💪🇻🇳🇻🇳🫶🫶🫶🫶❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹
አቱም ጀጋኑ እንዳበኸና ርኢናያ እዛ ቪዶ እንዃዕ ናቢዚ አብቀዓኩም
ተመስገን ኣምላክ እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጎይታዋይ❤❤🎉
ወልድሸይ ጅግና እንኳዕ ብህይወት ተመለስካልና
አስይ አንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ሓወና ንብረልና ናትኩም ጀግንነት ተዛሪብካ አይወዳአን ኩራዓት ትግራይና አምላክ ሙሉኡ ጥዓና ይፈጣረልኩም ኩሉኩ ጀጋኑና 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
TDF ወረቂ❤ ሰራሕቲ ቅያ
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤❤
ጅግንንት ተጋሩ ንኢትዮጵያ ምስ ዓለም ዘላለየን ፅሕፍካ ዘይውዳእን ጅግና ትግራዋይ ፀሓፉ ሰንዱ
ብሩኻተይ ደቂ ብሩኻት እግዘአብሔር አምላኽ ፅላል ኹኖም ህዝበይ🙏❤
ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ♥️
@@brhanwejerat516 እሺኒ
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓወይ❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፅእካ ወዲ ዓደይ ጅግና ❤❤🥰
ጀጋኑና ፈደይቲ ሕነ ናትኩምስ ፍልይ ዝበለ እዩ እቲ ጅግንነትኩም ኰርዕና ኢና ብኣኹም💪❤️💛❤️🙏
እቲ ኣብ ልዕሊ ታንኪ ኮይኑ ጸካኢ ዝቐተለ ተጋዳላይ እባ ኣቕርቡልና።
ደስ ዝብል ታሪኽ ካብ ኢንቨሪስቲ ወፂኻ ታንኪ ክትማርኽዘግርም ጀግንነት እእኮ እዩ💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤
እኔ አዱስአበባ ተወልጄ ያደኩ ንፁ ትግራዊት ነኝ ወንድሞቼ በወሆነው ነገር ሁሉ ከጎናችው ነበርኩ በጦርነቱጊዜ ስትደስቱ ተደስቼ ስትከፉ ተከፍቼ በሰልፉም በሁሉም በገንዘብ ማውጣትም ከማህበረትግራይ ጎንነኝ አሁንም በርቱልኝ ወንድሞቼ በጦርነቱ ያሳያችውትን መተባበር አሁነረም ተባበሩ አትለያዩ ወንድሞቼ ችግር ያልፋል ነገሌላ ቀንነው እኮራባችዋለው ወንድሞቼ ጀግኖቼ💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏
ጅግና ወዲ ዓደይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጋል ትግራይ ምቅረተይ ሳብሰክራይከብ
አምላክ ምሕረት ያውርደልካ ተጋዳላይ ሐውና ❤❤❤
ጅግና ወዲ ህዝብ ትግራይ❤❤❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤
በዚ ምድር እንደ ትግራዋይ ጀግና የለም አንበሶች ናችሁ❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም ወፃካ ዝሓወይ❤❤❤
ብሻላዅም ጩራ ብርሃን ርእና ነመስግነኹም ጀጋኑና🙏❤️
ኣየ ወ ህንደይ ታሪክ ሰራሕኹም ህንደይ መንከራ ዉን ሓለፍኹም ኣቱም ቁዱሳን መላእኽቲ ♥️🙏
ዋው ጅግና TDF ሓውና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ይበል ጅግንነት ወሊደ ትበል ኣዶ ትግራይ ባኣካቱም ኮሪዕና ብሓቂ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
ጅግና እካ ዘሓወይ ❤❤❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤❤
ናትኩም ጅግንነት እኮ መግለሲ የብሉን
ብዕድመ ንኡሳት
ብጅግንነት ብሉፃት
ለዋሃት
ሓላያት
በቃ ኩሉ ኢኩም ናዓና እንኳዕ ናትና ኮንኩም ሓበን ኩርዓትና ጀጋኑ ተጋደልትና👑🦁✨❤
We thank you so much for your service and sacrifices. We’re responsible for our heroes to pay back. Tigray will prevail
ጀግና ኩሉ ግዜየ እየ ዝዝክሮም ነይረ እና እንኳዕ ብሰላም ትመለስኻ❤
እውይ እንቋዕ ብሂወት ተረፍኻ ኻዝኹሉ ሓዊ ምውፃእ ኸቢድኡ ጀግና ታኣምርኡ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ጀግናወዲህዝበትግይ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛💪💪💪💪💪👈
ጀጋኑና ናታትኩምስ ፍልይ ዝበለ እዩ እንኳእ ልዚ አብቀኧካ ፈጣሪ ዝሐወይ
ጀጋኑና ክብሪ ናዓኹም ❤❤❤❤❤
ማአረተይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤❤❤
ንዓኩም ዝገልፅ ቃላት እሞ ካበይ ክነምፅኡ❤❤❤❤❤❤❤❤
ጄጊና እዚሀወይ እንኳ ቢሰላም ተረፊካ❤❤❤❤❤❤❤❤
ናዓኩም ዝከውን መግለፂ አይብለይንን ጀጋኑና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
A true real hero!!!
እንኮዕ ደሀን መፅክ ጁጋኑና ❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና ሓወይ TDF❤❤❤❤
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና
ዞም ደቂ አፅቢ ለ አቅርበልና
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤❤
እቱ ሓደ ቅድም ቀርቡ ነሩ ወደፅቢይ ሕጂ ብህወት ተርፍዶ ይኸን እድዒይ😢
@@user-bu7ev7he9o ደቂ አፅቢ እኮ ሓደ በይኒ አይተቃለሰን ኩሎም እዮም ተቃሊሶም አብ ኩሉ እንተ ረአኩሰ ደቂ አፅቢ ዘይሕተቱ ዓዲ ሪሕቅዎም ድዩ ወላሰ እንድዒ
ዝሓወይ እንኳዕ ተረፍካለይ ኣብርሃመይ❤❤
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መዓረይ❤❤❤
ክብር ናዓኩም ጀጋኑና 🙏❤️ አሸናፊ ሓወይ😭😭 መንግስት ሰማይ የዋርስካ
ናይ በሓቂ ፍሉይ ትብዓት ፍሉይ ጅግንነት ተጋደልቲ ትግራይ ንበሩልና ክበሩልና ኣሕዋትና ።
ደስታ ሾው ቀጽለሉ 👍❤
ጅግና እንኳዕ ተረፍካ✊🥰 ደስታ ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🥰
ጅግና ሓወይ TDF 💛💛❤️❤️🙏🙏🙏
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤❤
@@AseTeklberhan እሽ ዝሓፈተይ
ክብርን ሞገስን ልትጋደልትና ❤❤❤❤❤
ትፍቶየ ሳብሰክራይብ በልኒ ምቅረተይ
@@arsamatvyoutube ሕራይ
ጅግና❤❤❤❤❤
ጅግና❤❤❤❤❤❤
ደስትሽ እተቕርቦም ሕቶታት ቡሱል ሙቁር ንምንጋር ወይም ንምፅዋት ዝዕድም መዝናነይ ፍቅሪ ዝኾነ ሕቶታት እዩ። የቐንየልና ቐፅለሉ
እንኳዕ ብህወት ተረፍካ ጅጋኑ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅጋኑ ጅጋኑ ❤❤❤❤❤💊💊💊💪💪💪
ፍረየ ሳብሰክራይብ በልኒ ዘሐፍተይ
Thank you for your service dear TDF. I am proud of you. I enjoyed watching that video. May the Lord God bless you and keep you safe with your entire family, in Jesus' precious name l pray
እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ ጅግና ወዲ ዓደይ❤
እንኳን በህይወት ተረፍክ ጀግና የጀግና ልጅ ምን ቃል ይሆን የእናተን ጀግንነት እሚገልፀዉ 🙏💪❤️
ናይ ጅግና ጀሸግና ኢኻ ዝሓወይ ኮሪዕልካ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድነን ጥዕናን ይሃብካ
ንኣኹም መግልፂ ቃላት ኣይግነይይ ጀጋኑና ።እንኾዕ ብሰላም ትመልስኻ ምስክርነት ጀግንነትኩም ድምውጋዕ ኣብፀኽካ 🙏💝💝❤👏
ጀግና❤🎉
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏TDF💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏💪💪🙏ጅግና ሓውና💪💪💪💪🙏💪🙏💪💪🙏🙏
አገናዕ ወዲ ህዝቢ ...💪💪✅ ናይ መን ድአ ክትወሲድ ናይ አየታትካ እንበር ኩራዕ ቅሰን ኩሉ ጊዜ ጅግንነትኩም ክኩላዕ እዩ...።
ጅግና ተጋዳላይ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ ሓወይ ❤❤❤👌
ጀግና ዝሐወይ
ደምሪን ወለላይ♥️😊
I have no words., and nice to see you. There is no such legend and difficult to believe event in the world. For the next better to add technology base to minimize the risk.
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና ሓዉና ❤ Tdf y ቃላት የብይ ንዓኹም ዝገልፅ ❤🎉
_ከመይ ድኻ ጀግና ብታሕጋስ ዝነባዕኹሉ ግዜ ነይሩን ንዝም ጀግኑና ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብካ እሰይ እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ_
🦁TDF 🙏🙏🙏 respect!!!
Hero ❤️💛❤️💪🙏
" ሓቂ " እላማ👈🏾
🎖🎖🎖🎖
Hero.....❤❤❤
ጅግና🐅 🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ጀግና🎉
የኔ ጅግና ክብሪ ንtdfy ደመይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Weldsh Our hero! We are proud of you
Tigraway jeganu❤
Thank you for your service tdf🙏❤️🔥
እንኳዕ ብህወት ተረፍካ ጅግና ሓውና ደሰተ ሓውና የቅነይልና ❤❤
ተጋሩ ኹሉ ትኽእሉ ነዚ እዩ ፀላእቲ ድቃስ ዝስእኑ
I was wondering, Thank you for inviting them
Ambesatat. Ahwatey. Uaye ✝️😢🙏🙏🙏🌿❤️🙍♀️🦁🌷🕊️
ጀግና ወዲ ዓደይ እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ደስታ ሓወይ የቀንየልና❤❤❤❤❤