ความคิดเห็น •

  • @yadaprank
    @yadaprank 2 หลายเดือนก่อน +81

    ፉቱዋተይ ሓዱሽ ዩቱብ ቻነለይ እዩ subscribe ግበሩለይ 😍
    youtube.com/@YaredGirmay-wn9ec?si=ZPW1X69lcsSvUJPx

    • @medhanyeleul7519
      @medhanyeleul7519 2 หลายเดือนก่อน

      7ይ Subscriber ኣለኹ❤❤✌🙏

    • @Dave_mekelle
      @Dave_mekelle 2 หลายเดือนก่อน

      𝔾𝕖𝕪𝕣𝕟𝕒 🅐𝕥𝕒 𝕙𝕚𝕝𝕜𝕦𝕤

    • @Lili1476
      @Lili1476 2 หลายเดือนก่อน

      መልሲ ኢኪ ክብረተይ

    • @dhch-ot8tx
      @dhch-ot8tx 2 หลายเดือนก่อน

      ገይረ አለኩ❤❤

    • @edeneshtu1825
      @edeneshtu1825 2 หลายเดือนก่อน

      Eshi geyerna eina

  • @edltehaftu6353
    @edltehaftu6353 2 หลายเดือนก่อน +77

    እፍ እንታይ ዓይነት ፕራንክ ዩ😌 ብጣዕሚ ደባሪ ያዳ ከምዚ ዓይነት ኣይትስራሕ እንታይ ዓይነት ሰራሕ እዩ ማራ ተሕዝነካ መሳክን በጃካ ልቢ ጓል ኣንስተቲ ኣብ ቃረባ እዩ ካማይ ዝተናደደ እስኪ ላይክ😣

    • @yohnnest7233
      @yohnnest7233 2 หลายเดือนก่อน +1

      አድራሻ ናይዚ ሰብ ሃብና
      ወይ ናይታ ጋል አድራሻ ትፍልጡ አሕዋት።

    • @user-bx2zl8hu8u
      @user-bx2zl8hu8u 2 หลายเดือนก่อน +3

      አረ ብድንጋፅ አብ ሕማም አብ ምት የብፀሕ እዩ

    • @MerMeri-vi8ti
      @MerMeri-vi8ti 2 หลายเดือนก่อน +2

      ብጣዕሚ ኣደንጋፂ ገምዚ ኣይደሊን በጃካ😢😢😢

    • @HayelomHaile-vd9by
      @HayelomHaile-vd9by 2 หลายเดือนก่อน +1

      ንትምህርቲ እዩ ኮ ሓፍተይ ንመሃረሉ እምበር ኣይንሕረቕ

  • @user-sf4fx1hd7d
    @user-sf4fx1hd7d 2 หลายเดือนก่อน +38

    ስዲ ኢካ ብሓቂ እዛቆልዓ ከብደይ በሊዓትኒ ከምዚ ቪድዮ ኣይትስራሕ ምስኣ ነቢዐ

  • @ElyasElyas-pb1th
    @ElyasElyas-pb1th 2 หลายเดือนก่อน +38

    በጃኻ ክብር ሰባት ዝፈታተን ብሽም ፕራንክ አይትግበር ተብዝሖ አለኻ

  • @NatnaelGoytom
    @NatnaelGoytom 2 หลายเดือนก่อน +11

    ኦው😢 እዚ ሓደገኛ ናይ የእምሮ ጸገም ከስዕብ ይኽእል ዩ ሰብ ሎሚ ካልእ ጸገማቱ ይኣኽሎ 😢

  • @user-yx7hh1rl6y
    @user-yx7hh1rl6y 2 หลายเดือนก่อน +21

    ኣብ እምነታ ጎቦዝ እያ ናፀለየይት እያ ነይራ❤❤ያዳ ግን ስነ ስርዓት ግበር

    • @medhin8187
      @medhin8187 2 หลายเดือนก่อน

      ክትጉብዝ ክንድኣ ትንፋሰይ ክትወፅእ ኢላ 😢

  • @GenetBrhane-fk8bl
    @GenetBrhane-fk8bl 2 หลายเดือนก่อน +19

    ኣንታ ሓወይ እዝይ ኣግባብ ኣይኮነን

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r 2 หลายเดือนก่อน +28

    ኡፍፍፍ ያዳ አረ እዚ አግባብ አይኾነይ ህዝብ ዘቀጡዕ አይትስራሕ አሕዋተይ ማዓረይ ከሕዝና አረ ያዳ ደስ ኣይብልን😢😢😢😢😢😢

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 2 หลายเดือนก่อน +14

    ኣቱም ሰባት ከማይ እዛ ቆልዓ ከብዱ ዝበለዐቶ ኣሎ ዶ ብእምነት እየ መፂአ ምስ በለት ማዓረይ ፆሎት እውን ትገብር ነይራ 🙏በጃኹም ዓቅሊ ሰብ ዝፍታትን😢ፕራንክ ኣይትግበሩ ዋ ...!!

    • @MiriMiri-fb8fx
      @MiriMiri-fb8fx 2 หลายเดือนก่อน +1

      😢😢😢

    • @user-bx2zl8hu8u
      @user-bx2zl8hu8u 2 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ ብጣዓሚ እዩ ከበድ አረ በጀኩም ልቢ ሰብ አይተጥፉኡ

  • @thth1588
    @thth1588 2 หลายเดือนก่อน +10

    ብጣዕሚ ጌጋ እዩ ምክንያቱ ኣእምሮ ሰ
    ብ ይጎድ እዩ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-lz3mc1rh9b
    @user-lz3mc1rh9b 2 หลายเดือนก่อน +10

    ዉይ ምሰክነይቲ ክተሕዝነካ ደሞ ክትፅብቕ ማዓረይ😢❤ ያዳ ግን ግፍዕኻ እዚግዮ😂

  • @user-my2mq7vn5d
    @user-my2mq7vn5d 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኡፍፍፍፍፍፍ😢😢😢ልባ ተሰቂላ ዛ ቆልዓ ያዳይ መሕረር❤ ግን ልቢ ድካም ዘለዎ ሰብ ብድንጋፅ ኣብ ኢድካ ከይመታካ 😂

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 2 หลายเดือนก่อน +6

    😢😢😢😢😢ያዳ ብጣዕሚ ተሰሓሒትካ 😢😢😢😢

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኡፉፉፉፉ አረ ከምዚ ኣይትግበሩ😢😢አነ ተዝኮንለ ክሞት ነይለ እየ😢😢😢😢

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8u 2 หลายเดือนก่อน +2

    አብ እምነተ ዘለዋ ግን እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርተይ🎉

  • @salamaaa905
    @salamaaa905 2 หลายเดือนก่อน +10

    ያዳ ኩሉ ፕራክ ትገብሮ ከቢድ እንድዮ ሞራል ሰብ ዝነክእ ኣይትስራሕ በጃካ😢😢😢

  • @user-xj3jv6iv6b
    @user-xj3jv6iv6b 2 หลายเดือนก่อน +12

    ውይ ክትጭክን ማርያምን ካልኣይ መዓልቲ ከምዚ ዓይነት ትሰርሕ ሰብስክራይበይ ከልዕል እየ😢😢😢😢😢😢😢ብወገነይ

    • @EtadaErada-rs9bz
      @EtadaErada-rs9bz 2 หลายเดือนก่อน +3

      ብሓቂ ማራ እዩ ዘፅልእ ባእ ብፀላኢ ክንደይ ተሳቅየንስ እዚ ኸኣ ንላይኽ ክብል ዘይኾነ ስራሕ አረ ዓገብ በልዎ😡😡😭

    • @user-xj3jv6iv6b
      @user-xj3jv6iv6b 2 หลายเดือนก่อน +3

      @@EtadaErada-rs9bz ይገርም እዩ ኮ ክንዲ ካብ ጭንቀት ዝገላግል ልህዝቢ ዝኮን ክንዲ ዝሰርሑ ገንዘብ ብምታይ ክንረክብ እምበር ሰለ ህዝቢ ዘይርደኦም ዩቱበራት በቃ ታይ ዝገበረ ህዝቢ እዩ ጭንቂ ኣብ ልዕሊ ጭንቁ መሕዘኒ እዩ😏😥😥😥😥

    • @EtadaErada-rs9bz
      @EtadaErada-rs9bz 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@user-xj3jv6iv6b ብሓቂ ማራ እዩ ኣሕሪቁኒ ዋእ በስምኣብ መዘናገዒ እምበር መሕዘኒ ዶ ውሒዱና እዩ😔😢

    • @yohnnest7233
      @yohnnest7233 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@EtadaErada-rs9bz ናይዚ ወዲ አድራሻ
      ወይ ናይታ ጋል አድራሻ ሃብና አሕዋት እዚ ወዲ ኮነ ኢሉ ሽም ህዝብን ሰብ እዩ ዘበላሽው ዘሎ።

    • @AshuAshu-xl8bt
      @AshuAshu-xl8bt หลายเดือนก่อน

      ረሳሓት ት/ቲ ዝህብ ደማ ከይተምፀአልና😢😢😢😢😢😢

  • @Awet229
    @Awet229 2 หลายเดือนก่อน +3

    ተባዕ እያ ግን✊😍

  • @tsgabuasefa301
    @tsgabuasefa301 2 หลายเดือนก่อน

    you are so creative broo keep it up✌✌

  • @Cherkos-dz2se
    @Cherkos-dz2se 2 หลายเดือนก่อน +7

    ንሰብ ዝምህር ተዝኮውን ደስ ይብለ ነይሩ 😅😅😅

  • @netsanetalem2975
    @netsanetalem2975 2 หลายเดือนก่อน +1

    እፍፍ ኣንሰ ሰብ ኣይኣመነን እኮ በቃ ከምዚታት ከይጋጥመኒ እናበልኩሰ ክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @mikkimi7453
    @mikkimi7453 2 หลายเดือนก่อน +6

    ክተደንግፀካ ይኣኪ ዋይ ሓፍተይ😂😂😂

  • @maharimengestab2192
    @maharimengestab2192 2 หลายเดือนก่อน +1

    ውይ ማዓረይ ተሕዝነካ 😢 ❤❤❤❤❤❤❤

  • @wskn7283
    @wskn7283 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብእምነታ ኣድንቀያ ጽሪተይ❤❤

  • @brijap5171
    @brijap5171 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኡፍፍፍ ኣሕዚናትኒ ማዓረይ 😂😂😂😂

  • @Jgggfgajhvggghhg
    @Jgggfgajhvggghhg 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ በስማኣም ታይ ዓይነት ጨካን ኢካ ማርያምን ተሕዝነካ ማዓረይ😢😢😢😢

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ክቡራተይ
    ያዳ ብጣዕሚ ደባሪ እዩ እዚ ዘይወፅእ ስንባደ እዩ ዝኮነን ከምዚ እዚ ፅቡቅ አይክነን ቅለል ዝበለ ፕራንክ ተሳአይኑ ድዩ ብምሒር ስንባደ ክሓማ ይክእላ እየን እኮ ዋ 🤭🤭

  • @user-dh4iy2kl7g
    @user-dh4iy2kl7g 2 หลายเดือนก่อน +3

    😅😅😅😅😅😅😅ዝገርም ዝገርም ፕራንክ ኣይተካኣልካን😅😂😂😂😂😂😂😂

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734 2 หลายเดือนก่อน +1

    ያዳ ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምለክ ምሕረት የውርደልካ ካብታ ናሃትካ ዘረባስ ነታ ጓል ኣነስተይቲ ምሳኻ ኮይና ትሰርሕ ፀሊአያ ግን ብጣዓሚ ተሐዝን ካልኣይ ግዜ ከይድገም ኣነ እናዘመረት ከላ ንብዓተይ ወዲአ

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 2 หลายเดือนก่อน

    Marey ❤
    Yada kurub bezihu.

  • @JooklFookle
    @JooklFookle 2 หลายเดือนก่อน

    እረ ብጣዕሚ ደባሪ ስራሕ እዩ😢😢ምስኪነይቲ ሓፍተይ ብጣዕሚ አሕዝናትን

  • @edeneshtu1825
    @edeneshtu1825 2 หลายเดือนก่อน +1

    Mesemere yu haylena❤❤❤ tehesezen geneee

  • @hhmm1031
    @hhmm1031 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋእ ብጣዕሚ መጨነቒውንዩ መምሃሪውንዩ😓 እፍፍፍፍ ፕራንክ ምኾኑ እንዳፈለጥኩስ ልበይግን ኣይከኣለን ተጨኒቐ

  • @user-wz9nj5yl5v
    @user-wz9nj5yl5v 2 หลายเดือนก่อน +2

    Kemzi aytgber Bro🇪🇷

  • @negestinina-dg6pi
    @negestinina-dg6pi 2 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢እፍፍፍፍፍፍፍ ኣሒዚናትኒ ማዓረይ❤❤❤

  • @SlamahSalim-px4yv
    @SlamahSalim-px4yv 2 หลายเดือนก่อน

    ማርያምን ከተሕዝነካ❤

  • @user-iy2ck1cb2b
    @user-iy2ck1cb2b 2 หลายเดือนก่อน

    Oh! This is a great prank yada!

  • @KahsayLemlem
    @KahsayLemlem 2 หลายเดือนก่อน +2

    ከመይ ገይሩ ልብኻ ገይሩልካ ኣይተሕዝነካን ንእሽተይ ብጣዕሚ እየ ተናዲደ ብጣዕሚ ይድብር ከይድገም ከምዚ. ኣብ ናይ ሓፍትኻ ቦታ ገይርካ እስቲ ረኣዮ ሓፍቲ እንተዘይብልኻ ከዓ ኣብ ናይ ኣዴካ ቦታ

  • @andebeyene5835
    @andebeyene5835 2 หลายเดือนก่อน

    Gele aynet prank 😂😂 nabzeytfelto geza tm ilka ayiton❤❤❤❤❤❤❤

  • @mairyleb9245
    @mairyleb9245 2 หลายเดือนก่อน

    እዊይ ያዳ ብጣዕሚ እያ አሕዚናትኒ በስምአብ ክትጭክን መዓርይ 🥰🥰

  • @user-te6pp9os9g
    @user-te6pp9os9g 2 หลายเดือนก่อน +2

    ያዳ ኣነ ብግለይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ግን ከምዚ ዓይነት ፅቡቅ ኣይኾነን ብሂወት ሰብ ኣይትቀልድ😢😢😢ልዕሊ ኹሉ ታማሓዛኣ እያ ጨኻን

  • @user-lz3mc1rh9b
    @user-lz3mc1rh9b 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኻለኤይት እየ 🤗💃

  • @luligaltigray2233
    @luligaltigray2233 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ መርየት ዘሎ ሓቂ እዩ ያዳዋይ ንምክርካ የቀንየልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tommyarsenal2303
    @tommyarsenal2303 2 หลายเดือนก่อน +1

    ያ ኣነ ከምዚ ወዲ መሕጎል ሪኤ ኣይፈልጥን ናትካ ፕራንክ ማራ ኢዩ ዝምስጠኒ good job bro

  • @user-sk6qs7zc7k
    @user-sk6qs7zc7k 2 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ደሰ ኣይብልን ትሕዝነካ 😢😢❤

  • @YORDANOSOrdi
    @YORDANOSOrdi 2 หลายเดือนก่อน

    ደስ በሃሊ ❤❤❤❤❤

  • @SafsDadd
    @SafsDadd 2 หลายเดือนก่อน

    Nay bahqi abyi bimrti eyu yada hawey marey qatslu ❤❤❤

  • @user-er1zp3vj5r
    @user-er1zp3vj5r 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኡፍፍፍ ኣሕዚናትኒ ማዓረይ😢😢😂😂

  • @cellcell9216
    @cellcell9216 2 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢ዋይ ከሕዝናካ

  • @MahdaAblin-rl6do
    @MahdaAblin-rl6do 2 หลายเดือนก่อน

    በስማኣም ኣረ ያዳ ብጣዕም ዩኡ ዳፍርሓ ዋይ😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @user-jk3dt7nf6d
    @user-jk3dt7nf6d 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጌጋ እዩ ማርያምን ያዳ ሓወይ ከሙዚ ኣይግበርን እዩ ምስ ይቅርታ❤

  • @netseriabtesfalem8560
    @netseriabtesfalem8560 2 หลายเดือนก่อน +3

    እዚኣስ ሕማቅ እታ ነብሰ ቅትለት ተገራ እታይ ክትብል እካ ሕማቅ እዩ እዛ ቀልዓ ምስክነቲ ተደግጸካ ምስክነቲ። እዚኣብሀር ኣምላክ ጸጋኪ የብዘሃልኪ።

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb 2 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂 belew nay lomeanti kea gele aynet eyu zena menbebit Lidya 👏👏👏 yemocheki demket feterkulu eti prank Yada gen prank kem gud eka tekelo 😂😂😂😂waye ane gudam aykealkun😂😂😂😂

  • @GgfVg-bp1vs
    @GgfVg-bp1vs 2 หลายเดือนก่อน

    ጌጋ እዪ ዛሓወይ በሰማኣም ኡፍፍ

  • @LetayWelegerima-li2je
    @LetayWelegerima-li2je 2 หลายเดือนก่อน

    😁😁😁😁😁 እውይ ሓፍተይ😢

  • @hiliftigebreslasie313
    @hiliftigebreslasie313 2 หลายเดือนก่อน

    አንታ ሓወይ ጥዑይ ስራሕ ሰሪሕኻ ዘይትዓቢ

  • @hailetsegay2257
    @hailetsegay2257 2 หลายเดือนก่อน

    BAY are bro aytechenika eyegodahat eko new man

  • @dc8625
    @dc8625 2 หลายเดือนก่อน +2

    እዋይ የሕዋተይ ደቂ ኣንስትዮ ኣይትበድሉ መሳክን ቅድሚን ደኣ ኣነ

  • @HiwetBerhe-gg3lb
    @HiwetBerhe-gg3lb 2 หลายเดือนก่อน

    ዊይ መዓረይ ክተሕዝነካ😢❤❤

  • @NHEfamily
    @NHEfamily 2 หลายเดือนก่อน +2

    Way yada ከምዚ ዓይነት ብራንክ ኣይትግበር ኣእምረአን ከይንካኣ ሕማቅ እዩ 😢

  • @NahomDawitNahomDawit
    @NahomDawitNahomDawit 2 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ዮ ሕደግ ኣነስ ዋላ እንዳ ፈለጥክዎ ምስ ተሸወድኩ 😅😅😅😅anyway jogna gn ናይ ሎሚ ሰብ ኣብ ቀረባ ኢዩ ብኡ ጌሩ ሸተት ለይብለካ

  • @smartinfotube8724
    @smartinfotube8724 2 หลายเดือนก่อน

    kichney mearey kebdka ktbele lewah ftrt koyna tesemiatni. selamki ybzah kichney yada wn kndzi seb tezeytekfe

  • @user-yf7gg5ns4w
    @user-yf7gg5ns4w 2 หลายเดือนก่อน +1

    እረ ኡፍፍ 😢 😁 ከይትድገም እዚኣሰ

  • @lemlem4809
    @lemlem4809 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጌጋ እዩ ዛሓወይ በሰማኣም ኡፍፍ😢😢

  • @selammebrhatom1669
    @selammebrhatom1669 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢haftey mearey wyyyyy abayki ata wedey wa entay srhu eyu seb lbu tmshto arawit 💔💔🖤

  • @MerhawiGoitiom
    @MerhawiGoitiom 2 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂yada yada

  • @user-uf7ls8mr4n
    @user-uf7ls8mr4n 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢 ዋይ ማዓርይ😢😢

  • @AfhhhSchh
    @AfhhhSchh 2 หลายเดือนก่อน

    ኡፍፍፍ ኣነስ ሞይተ ማሃለኩ ብፍርሕ ማዓርተይ ኣሕዝናትን😢😢

  • @hcin8827
    @hcin8827 2 หลายเดือนก่อน +2

    በሰመ ኣብ ልበይ ቀጥ ኢሉኒ ከብደይ ኣይካኣልኩን ማዓሪተይ 😢😢😢

  • @user-ne9fg6vj9d
    @user-ne9fg6vj9d 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣፍፍፍ ያዳ አረ እዚ አግባብ አይኾነይ ህዝብ ዘቀጡዕ አይትስራሕ አሕዋተይ ከሕዝና አረ ያዳ ደሰ ኣይብልን😢😢😢😢😢

  • @user-jz1fm5zv2l
    @user-jz1fm5zv2l 2 หลายเดือนก่อน

    Eza prank mara xbuqti eya niera yada arkey eta qola zeytferih koyna qetilata ❤❤😂😂

  • @LM10-q8j
    @LM10-q8j 2 หลายเดือนก่อน +1

    Anta hawey kemzi xbuq aykonen

  • @ImproudbTigrinya
    @ImproudbTigrinya 2 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ኣታ ከምዚ ግደፍ ዋላ ትዓዛቢ ኾንካ ክትርእዮ ብጣዕሚ ዪ ኣደንጋጺ እዛ ሓፍትና ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ ዋላ ሓሶት ይኩን

  • @galtigray6523
    @galtigray6523 2 หลายเดือนก่อน +3

    ማርያምን ሰርፕራይዝ ግበረን ልኾነ ነገር ኡፉፉፉፉ😢😢

  • @tigrayadey7909
    @tigrayadey7909 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዊይ ሓፍተይ ፅብብ ኢልዋ😢😢😢

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 2 หลายเดือนก่อน +1

    እፍ እዋይ ክሕዝናካ ካምዚ ስራሕ ግደፍ እዋይ😢😢

  • @suhee4292
    @suhee4292 2 หลายเดือนก่อน +1

    የኔ ማርርር💔❤️🥰

  • @user-rc5zf7dx8x
    @user-rc5zf7dx8x 2 หลายเดือนก่อน

    ማዓረይ😢❤😊

  • @Fike.M10
    @Fike.M10 2 หลายเดือนก่อน

    ሓሪፍ ስራሕ እዩ ብሓቂ።❤
    ኣንቱም ነጌቲቭ ኮሜንት ትህቡ ዘለኹም ክስተኻኸል ዝግብኦ ኮሜንት ንሃብ ብሃሊ 'የ። ተዘይኾይኑ ከጋጥም ዝኽእል ነገር እዩ ሰሪሑ ንመሃረሉ ተዘኾይኑ 'ውን ንዘናጋዓሉ ብሃሊ እየ።
    'ሞ ናይ ኤደን አድራሻ 'ባ ሃበኒ፣ ሰብ ግበረኒ 😂😂

  • @gxggxgcgcgxgxt9801
    @gxggxgcgcgxgxt9801 2 หลายเดือนก่อน

    አፍፍፍ ማዓረይ አረ በጃኻ ክንደይ ትጭክን 😁🤣

  • @KasuTsegay
    @KasuTsegay 29 วันที่ผ่านมา

    ክንድኣ ኣነ ጨኒቕኒ ብጣዕሚ እያ ተሕዝነካ,

  • @edeneshtu1825
    @edeneshtu1825 2 หลายเดือนก่อน

    Yadaa gobz gene latetenkka, edu shekore le kulaliteye ayeserehn eyuuuu 😂😂😂 hahaha uff

  • @mashomashosara8047
    @mashomashosara8047 2 หลายเดือนก่อน

    ፀላኢና ኣብ ፈተና ይእቶ መዓረይ ደንጊፃ

  • @user-sq5ef3wh9c
    @user-sq5ef3wh9c 2 หลายเดือนก่อน

    ዋ ክቐትለኪ እየ ወይ ድረፊ እናበላስ ደርፊ ኣይክእልን ትብል ሓቂ ተዝኸውንውን ከምኡ ክትገብር ኔራ ድዩ 😂

  • @KasuTsegay
    @KasuTsegay 29 วันที่ผ่านมา

    ክንድኣ ኣነ ጨኒቕኒ ብጣዕሚ እያ ተሕዝነካ

  • @user-by6vs7eb4c
    @user-by6vs7eb4c 2 หลายเดือนก่อน

    ያዳ መሕረር ❤ንወድ ባቡ ኣምፅአልና ❤❤❤❤😂😂😂

  • @silvanaabadit3654
    @silvanaabadit3654 2 หลายเดือนก่อน

    Besmiam anta bejaka kurub kemzi aynet prank riaye ayfelitn 😂😂😂

  • @user-wo7zw5hk8l
    @user-wo7zw5hk8l 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣላህ ይንዓልካ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ኣይሰርሕን🥺

    • @maryammaryam885
      @maryammaryam885 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂ልባዕዲይ

  • @brijap5171
    @brijap5171 2 หลายเดือนก่อน +3

    😂😂😂😂😂😂😂እወይ ሰብ ንስካ ዘይታሓስቦ የብልካን

    • @awetgebreslase6710
      @awetgebreslase6710 2 หลายเดือนก่อน

      Kila denkoro ezi hasab elkayo dika dihul
      Haftiyeblikan dika 👎🏿👎🏿

  • @user-si2hl6gz3g
    @user-si2hl6gz3g 2 หลายเดือนก่อน

    ብዘስሕቅ ነገር ምፀና

  • @rjdhydnc4228
    @rjdhydnc4228 2 หลายเดือนก่อน +1

    ከፅለአካ ኡፍፍፍ

  • @trhastamesg2509
    @trhastamesg2509 2 หลายเดือนก่อน

    እፍፍፍ በስመኣም ኣረ ከምዚ ዓይነት መደንገፅ ኣይተምፅአልና ይቅረካ እፍፍፍ

  • @KirosTareke-ep2xf
    @KirosTareke-ep2xf 2 หลายเดือนก่อน

    ኩላሊትኪ ይሰርሕ ድዩ😂

  • @CvVb-ts4fm
    @CvVb-ts4fm หลายเดือนก่อน

    ምቅርተይ ❤❤❤❤ ማራ ኣሕዚናትኒ ያዳ መሕረር

  • @Abrhale2014
    @Abrhale2014 2 หลายเดือนก่อน

    ኣታ habti yeblkan diyu entay geratka 😢😢 kemzi ay tgber

  • @user-bj2wb4ne5q
    @user-bj2wb4ne5q 2 หลายเดือนก่อน

    ተነፋሕ ማርያምን 😅😅😅

  • @user-bn3om9pl4b
    @user-bn3om9pl4b 2 หลายเดือนก่อน +1

    እፍፍፍ ከሐዘነኪ🤔😥😥

  • @tarikteklay
    @tarikteklay หลายเดือนก่อน

    yada prankka yeznge endyou gn btaemi zefrh aytgber wed adey

  • @Askalgremay
    @Askalgremay 2 หลายเดือนก่อน

    ገራሚ ብራንክ😂😂😂

  • @t.g824
    @t.g824 2 หลายเดือนก่อน

    እፍፍ ከብድካ ክትበልዕ ኣብ እምነታ ፅንዕቲያ ማራ ትፅሊ ነይራ ምዓረይ😢❤ያዳዋይ መሕረር ግደፍባ ንወዲ ባቡ ኣምፅአልና😂