🛑ፕራንክ | ጀሪካን ኣሸክሙኒ-መዘንግዕ ካሜራ Yata up Prank | Habesha Prank

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ก.ย. 2024
  • ሰላም ሰላም ክቡራት ቤተሰብ Yata up ኣብ ናይ ሎሚ ቪድዮ ሓዱሽ ፕራንክ ሒዘልኩም መፅየ ኣለኹ።
    ነዚ ቻናል ሓደሽቲ እንተኾይንኩም Subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኩኑ።
    New prank video ‪@yataup27‬ with ‪@Becky.Tigray‬ Subscribe and support Fanus tv too!

ความคิดเห็น • 158

  • @britgraweyti
    @britgraweyti ปีที่แล้ว +12

    ይመቸኳ ያታ ሓውናቦ😁 ህዝብናለ የዋህ ❤

  • @merhawitkide7839
    @merhawitkide7839 ปีที่แล้ว +6

    ውውውውው ኣቶም ኣርባዓተ ዝነበሩስ ደቂ ዓደይ ማዓረይ እንኾዕ ሰላም ህለኩም ኣሓዋተይ ደቂ እንትጮ ደስ ኣልኒ ኩሎኹም ምስ ሪኣኪኹም እቲ ተፈልዮ ዝመፀካስ ሓወይ እዩ
    ከይተቆርጽ ቀፅሎ ትብሎ እስኪ ላይክ 😄

  • @ሳሮንትግራዊቲ
    @ሳሮንትግራዊቲ ปีที่แล้ว +10

    ቡቱ ጀሪካን ገይረሙ ከይወቅዕካ በል 😂😂😂❤❤❤

  • @ygffghdhjiig2044
    @ygffghdhjiig2044 ปีที่แล้ว +5

    ሰላም ክቡር ሓወይ አብ መቀለ እንተሃሊካ አባ አቁሑና ናይገዛ ሕተተልና ተለብጅን እና ፍርጅ ዝአምሰሉ እና ቀፅለሉ ሓደ ሓደ ጊዜ ደሰይብል እዩ ሰብ ዘይጎድእ ❤🙏🙏

  • @hawltbayru3830
    @hawltbayru3830 ปีที่แล้ว +6

    ፅቡቅ ገብሩኩም እስት ኣዛናግዕዋ እት ውፅዕ ህዝበይ ይሳሕ❤❤

  • @ሉላጓልማርያምኵሓ
    @ሉላጓልማርያምኵሓ ปีที่แล้ว +6

    ዋው ደስ ይብል በተለይ እዛ መእተዊ ሳዕሲዒት ፕራንክ ቀፅለሉ ከምዚይ እናገበርካ ቻናልካ ኣዕቢ ብዝተረፈ ይመቸውኩም ❤❤❤

  • @ሰላምእዩተስፋይ
    @ሰላምእዩተስፋይ ปีที่แล้ว +2

    የታ ናትና እንካዕ ብሰላም መፃእካ ተናፋቅ😘♥😂😂😂😂♥♥😘😘😘😘😘😘😘😘😘😊👑👑👑👑King

  • @GalTigrayhaftiTdfmeley
    @GalTigrayhaftiTdfmeley ปีที่แล้ว +6

    እፍፍፍ ኣዶዋይ ማዓረይ ብሳሓቅ ቆሲለ ካብደይ😁 ዋ አየ ህዝበይ ለዋህ😘♥

  • @Tigraweyti_Queen
    @Tigraweyti_Queen ปีที่แล้ว +2

    ዋላ ሓደ ሰብ እምቢይ ዘይበለ🥺
    ህዝበይ ለዋህ እኮ እዩ❤🥰

  • @ጓልትግራይ-ቐ1ሠ
    @ጓልትግራይ-ቐ1ሠ ปีที่แล้ว +6

    ለዋህ ህዝብና😂😂😂ቀፅለሉ Yata ሓውና❤❤

  • @mezmurmariyam-ys7dd
    @mezmurmariyam-ys7dd 2 หลายเดือนก่อน +1

    አዋይ አቲ ህዝብናስ ክንደይ ደስ ክብለካ አዩ አምቢ ዝብል ዘየለ ✝️🤲😍😍😍

  • @bsikiros7171
    @bsikiros7171 ปีที่แล้ว +1

    ዋኝኝኝ ዶ በለ ጆኮር ከምዙይ እናረከበ እኮ እጁ ኪሳጃ😂😂😂ግን ትግራዋይነት፣ተሓጋጋዚነት ይክእሎ እንበር ኣይክእሎን ዘይብል እሺ ባሃላይነት የምህረካን የስሕቀካን❤❤❤

  • @ቢቲጓልንግስቲሳባ
    @ቢቲጓልንግስቲሳባ ปีที่แล้ว +2

    ኣይ ህዝበይ የዋህ💛❤💋🙏🥺ያታ መሕረር😂😂😂🥰🥰🥰

  • @galtigray6523
    @galtigray6523 ปีที่แล้ว +2

    ናሎማዓንትስ ፍልይ ልበለ እዩ ቀፅለሉ😂😂

  • @ዳናጓልትግራይ
    @ዳናጓልትግራይ ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ናሎምስ ከዓ ፍሉይ😂😂😂 በይዛኻ ከምዚታት ወስኸልና❤🎉

  • @fufu7105
    @fufu7105 ปีที่แล้ว

    ህዝብና ለዋህ ኣብየት ትሕትና ሓደ ተናዲዱ ዝኾረየ ለየለ ቃደማኻ ህዝበይ ፈቃር❤❤❤

  • @expm1605
    @expm1605 ปีที่แล้ว +3

    ከይተቃርፆ ቀፅሎ😂😂😂❤💛🥰

  • @galzomweyenti129
    @galzomweyenti129 ปีที่แล้ว +2

    አሰይይይ ተጋሩኒ ኮ ትሕትና ፅቡቃት ኩሎም የዋሃት አብየት ትሕትና ሰላም ነዓኻ የዋህ ህዝበይ❤❤❤❤🎉🎉🎉😂😂

  • @bri7094
    @bri7094 ปีที่แล้ว +2

    ኤህ ቃደማኹም ገርህታት 😢😢😢ለለስ ካልየ ላምፃኻ ንዑ ሸኩሙኒ ያታየ ነብስኻ ኣይትምሓርይ መሕረር😂😂😂

  • @tarhastube9099
    @tarhastube9099 ปีที่แล้ว

    ናይ ሓቀይ እየ ሓደ ሓደ ማዓልቲ ፕራንክ ሰራሕ ፅብቁ ኪረእይልካ እዩ እቲ ሰብ ዘና ክብል ዩ ዝደሊ ምናዳ ኣብ ሰደት ዘለና ኣነ ብጣዕሚ ፍታ ካብ ዘብለኒ ሓደ ብራንክ ዩ ዘሓወይ እና ቀፅለሎ፡፡፡፡፡ከዓ ደንግል እየ ደንግል ወዲ አማፀእለይ ካብ ሰደት መልሲ ሓዳር❤❤😂

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran468 ปีที่แล้ว +2

    My dear brother please put more advertising good for you keep it 💪😘😘😘😘

  • @tarhslove4629
    @tarhslove4629 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውው ኬፍ ዘለዋ ፕራንክ ቀፅልሉ😁😁😁

  • @ngestigebremeskel2322
    @ngestigebremeskel2322 ปีที่แล้ว +1

    ህዝብና ፉሉይተሓባባሪ ዓደይ ይጣዓምኪ❤❤❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg675 ปีที่แล้ว +1

    እቲ ልውህናኦም ሓደ ተናዲዱ ዘይወቅዖ😂😂😂

  • @ጋልሰባዓእንደርታ
    @ጋልሰባዓእንደርታ ปีที่แล้ว +1

    ህዝበና እኮ ገርሂ እዩ😊😁 😄 ቀፅለሉ ሓውና❤

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ሃየ ጀርካና ህግደፍ ከይርእዎ ቆፃል ቀለም ቃቡኡዎ ድቅ ሪመይ ፅሩያት ክክክክ

  • @kahsayemane335
    @kahsayemane335 ปีที่แล้ว +2

    ህዝበይ የዋህ ተኣኒኖም ሓፍ የብልዎ እሞ ጥርሑ❤😂

  • @Hareg675
    @Hareg675 ปีที่แล้ว +1

    ኣየ ዝህዝበይ ለዋህህህ😂😂😂 ንቶም ዓበይቲ ግን ሕማቅ ትገብር

  • @Fana-p5c
    @Fana-p5c ปีที่แล้ว

    ኣየ ህዝብና ምስኪን ❤ ዝመረሮም ከይህልው ሞ ገለ ከይገብሩኻ😂😂😂

  • @ሜሪነኝየሱብቻትግራይመረበ
    @ሜሪነኝየሱብቻትግራይመረበ ปีที่แล้ว +1

    ማርያምን ተፉሽንይ እንድዩ ነሩ ሲሒቀ ሲሒቀ ገዲፉንይ በጃካ 2 ደገመና ቀልጢፈካ😂

  • @mmn2521
    @mmn2521 ปีที่แล้ว +3

    ደቂ ሓላል መሬት ❤❤❤❤❤❤

  • @Heufrfzgfdr
    @Heufrfzgfdr ปีที่แล้ว +3

    ተጋሩዋይ ደመይ ይመቹኩም❤❤😅😅

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ ปีที่แล้ว +2

    My ተጋሩዋይ ደቅነይ😂😍

  • @rahealraheal1881
    @rahealraheal1881 ปีที่แล้ว +2

    ፅቡቅ ፕራንክ እዩ ያታ😂 ግን እታ ጀሪካን ንቁልቁል ኣፋ ደፊእካ ምኮነ ድማ ምበለፀ ምክንያቱ መትሓዚ ስለዘይብሉ ብታሕቲ ሓፍ ከብሉ ምእንቲ ክወድቁ😂😂😂😋

    • @bri7094
      @bri7094 ปีที่แล้ว +1

      😂😂😢😢ውይ ኣትዮ ታገበሩኺ ኣሕዚነሙኒ

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 ปีที่แล้ว +1

    ይመቸኩም ስጋነይ😂😂ህዝበይ ለዋህ🙏❤💛

  • @mkm4736
    @mkm4736 ปีที่แล้ว +1

    😂😂😂😂 ኡፍፍፍ ተጋሩዋይ😊

  • @akezaakeza4911
    @akezaakeza4911 ปีที่แล้ว +2

    ብስሓቅ ወዲአያ ዛቪድዮ 😂😂😂😅

  • @Tgraweyti1221
    @Tgraweyti1221 ปีที่แล้ว

    ክክ ሞይተ 😂😂😂😂😂 ቀፅሉሉ ደቂ ሪመይ ኣስሊታት♥️🥰

  • @tarhastube9099
    @tarhastube9099 ปีที่แล้ว

    ፅናሕ ምሳ ተመለሰኩ ካብ ሰደት ናዓካ ብራንክ ኪገብረካ እየ ብራንክ ብጣዕሚ ዩ ዝምችውኒ❤😂

  • @Chef_Tsega
    @Chef_Tsega ปีที่แล้ว +1

    ዝ ሰብና ግን ክንደይ ትሑት'ዩ😍 ትቕልድለኻ ኢሎም ዘይጨቓጨቑ ከምታ ዘልዐልዋ ቀስ ኣቢሎም ኣቐሚጦማ ዘወር😂 ኣነ ተዝኸውን ብርግሒት ምበልክዎ ኔረ ነቲ ጀሪካን

  • @tigraydaily6493
    @tigraydaily6493 ปีที่แล้ว +1

    Welcome brother ቀፅሎ ቀፅሎ😂😂😂

  • @hiwetkidane4266
    @hiwetkidane4266 ปีที่แล้ว +3

    ይመችኩም ተጋሩዋይ ሓላላት 🥰🥰

  • @malatkalayu8501
    @malatkalayu8501 ปีที่แล้ว

    እሰይ ህዝበይ የዋህ ኩሉ ድንን ኢሉ ከሸክም ሰላምና ይብዛሕ እምብይ ዝበለ የለን እንኳዕ ካብዝይ ምስኪን ህዝቢ ተፈጠርና❤❤❤💛💛💛🕊

  • @ተመስገንፈጣሪንበል
    @ተመስገንፈጣሪንበል ปีที่แล้ว +1

    ህዝብና ጋርሂ❤❤ህዝብይ ሓላለይ😢❤😅😅

  • @ዕባይዓጋመ
    @ዕባይዓጋመ ปีที่แล้ว +3

    ተጋሩዋይ👑♥️💛

  • @ትግራይዓደይ-ጐ8ሰ
    @ትግራይዓደይ-ጐ8ሰ ปีที่แล้ว +1

    እስኪ ብጫ ጀሪካን ነገር አይተርኢና ኣዞም ጎሮቤትና ብጀሪካን ዑቡዳት እዩም ፍሊ ዝበለ ፍቅሪ እዩ ዘለዎም 👉🇪🇷🤣

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 ปีที่แล้ว +1

    ሞይተ ሎሞዓንቲ ተጋሩዋኒ 😂😘❤️

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- ปีที่แล้ว +2

    ደቂ ዓደይ ማዓረይ❤💛

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ ปีที่แล้ว +2

    ህዝበይ ለዋህ ገርሂ😢😀

  • @mili6964
    @mili6964 ปีที่แล้ว +1

    ኣይይ ቱህዝብና ምልውሁ❤😂

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 ปีที่แล้ว

    ዋይ እዛ ደቃቅ ቆልዓ ኣብ ርእሳ ዝተሸከመት ብእግራ ንክእ ኣቢላስ ተማማ ጥርሓያ ይመቺካ 😂😂😂

  • @hawegaltigray1174
    @hawegaltigray1174 ปีที่แล้ว

    ኣብየት ልዉህና ዋላ ሓደ ተናዲድ ዘይወቅዕኻ 😂😍

  • @ጓልተምቤንሃገረሰላም
    @ጓልተምቤንሃገረሰላም ปีที่แล้ว +1

    የህ ዋላ ሓደ ተናዲዱ ጎው ዘብለካ ኮእዩ ዘየለ 😂

  • @elenieleni3440
    @elenieleni3440 ปีที่แล้ว +1

    ህዝበይ የዋህ😢😢❤❤

  • @amubrhanu
    @amubrhanu ปีที่แล้ว +1

    Wowww gebzu deki adey mearey😘😘😘

  • @ejbhh-uj5yf
    @ejbhh-uj5yf ปีที่แล้ว

    ኣይህዝበይ ለዋህ ንስካዶ ትብደል ዓኽ 😢😢😢😢❤

  • @ssll7812
    @ssll7812 ปีที่แล้ว

    ኡፍፍ ቆሲለ ብሳሓቅ ህዝብና የዋህ

  • @ቲቲጋልሃገርትግራይ
    @ቲቲጋልሃገርትግራይ ปีที่แล้ว

    ይመቸኩም ሰጋነይ😂😂❤❤❤ህዝበይ ለዋህ

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 ปีที่แล้ว

    ይመቺኹም ደቂ ሓላል መሬት 😂😂❤💝🙏

  • @titinotitino2910
    @titinotitino2910 ปีที่แล้ว +1

    😁😁😁😁🥰🥰🥰🥰 ቀፅልሉ

  • @hermelahailay-6922
    @hermelahailay-6922 ปีที่แล้ว +2

    😂😂😂keep it up bro!

  • @salamas7518
    @salamas7518 ปีที่แล้ว

    ዋይ ሙድ ወዲ ትግራይ የኔ ማርርር😂😂😂😂😂❤❤❤❤😂🎉🎉🎉

  • @alugaltgray-tv1xx
    @alugaltgray-tv1xx ปีที่แล้ว

    ህዝብና የዋህ❤❤❤🙏

  • @ሜሪነኝየሱብቻትግራይመረበ
    @ሜሪነኝየሱብቻትግራይመረበ ปีที่แล้ว +1

    😂😂😂😂😂ዉይ መትኩ

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq ปีที่แล้ว

    *_እስይይይ ተጋሩዋኒ ምቁራት❤❤_*

  • @ማርያመይሓሳብልበይኣስምር
    @ማርያመይሓሳብልበይኣስምር ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤ህዝበይ 💔

  • @abdullhhani9156
    @abdullhhani9156 ปีที่แล้ว

    ዝንእሽተይ ቆላዓ ኣስሕቅኒ 😂😂😂😂❤❤❤❤

  • @zewdihadera2132
    @zewdihadera2132 ปีที่แล้ว +1

    ዝሰብና ግን ክንውህ ሓደ እኪ እምቢ ዘበለ ዘየለ

  • @wdhg7998
    @wdhg7998 ปีที่แล้ว +1

    ይመችካ 😂😂😂

  • @Tigraweti-r4h
    @Tigraweti-r4h ปีที่แล้ว

    ኣይተሕፅሮ ቪድዬካ ብሮየ❤❤ ዓዲግራት እባ ተዘዋወር❤

  • @ኦርቶዶክስተዋህዶሀይ-ለ1ቈ
    @ኦርቶዶክስተዋህዶሀይ-ለ1ቈ ปีที่แล้ว

    ሚስክን ኣብ ውቅሮ ዝፈልጦ ቆልዓ ኣሕዚንኒ😂😂😂😂

  • @frehiwothagos1697
    @frehiwothagos1697 ปีที่แล้ว +1

    😂😂😂ጎበዝ 🤣

  • @sgry8020
    @sgry8020 ปีที่แล้ว +1

    ይሞቺካ❤😂😂😂😂

  • @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
    @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋይ ይመቸኩም😁😁

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ ปีที่แล้ว +1

    ያታየ ኣነ ለ ንትግራይና ምስተመለስኩ ፕራንክ ክገብረካ እየ ፕሮሚስ 😁❤️

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id ปีที่แล้ว +1

    ህዝብና ግን ለዋህ😂😂😂😅😅😅

  • @lidu7571
    @lidu7571 ปีที่แล้ว

    ይመችካ ግነ ሰጋነይ😂😂

  • @gueshabrhaley4666
    @gueshabrhaley4666 ปีที่แล้ว +1

    ክክክክክ ሓርፍፍፍፍፍ😂

  • @ተመሲገንአምላክየ
    @ተመሲገንአምላክየ ปีที่แล้ว

    ይመችኻ ሹኮረይ ክክክክክክ

  • @asuwelday-le6yh
    @asuwelday-le6yh ปีที่แล้ว

    Tegaruway

  • @EfrataAmanuel-cj4gn
    @EfrataAmanuel-cj4gn ปีที่แล้ว

    Shaebia leyrea jerikan😂😂😂

  • @shashutsegy3170
    @shashutsegy3170 ปีที่แล้ว +1

    ዋይይይ ለማዓንቲ 😂😂😂😂😂

  • @geret1212
    @geret1212 ปีที่แล้ว

    ይመቸኩም ተጋሩዋይ❤❤❤😘😘😘❤

  • @godislove8937
    @godislove8937 ปีที่แล้ว

    ልመሮሮ ከይጸፍዐካ ብሮ😅

  • @reir2557
    @reir2557 ปีที่แล้ว

    ኣቤት ኣነተዝኮውን ምወቃዕኩካ በታ ጃሪካን kk

  • @ሳሌም
    @ሳሌም ปีที่แล้ว

    ክኽክክክ አዋይ ሞይተ 😂😂🤣🤣🤣

  • @elssahaylo8382
    @elssahaylo8382 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤ ዋላ ሓደኳ እምቢ ለይበለ😢❤❤❤

  • @safdvzxcx634
    @safdvzxcx634 ปีที่แล้ว

    ዋይ ገራሚ😂😂😂

  • @ejbhh-uj5yf
    @ejbhh-uj5yf ปีที่แล้ว

    ጀሪካን ❤😅😅😅

  • @ኣንቲወእቱተስፍኡለኣዳም
    @ኣንቲወእቱተስፍኡለኣዳም ปีที่แล้ว

    ህዝበይ ልውህነቱ ♥️ይመችኩም 😍

  • @alemefem5459
    @alemefem5459 ปีที่แล้ว +1

    ካሜራ ኣይግድንን ካሜራ ማን ቀይር

  • @awethagosbahre8336
    @awethagosbahre8336 ปีที่แล้ว

    ane tezkewn nere beti jerikan gere reska kah nebelkuka nere ye kkkkkkk

  • @ተስፋፅባሕ-ፈ9ጐ
    @ተስፋፅባሕ-ፈ9ጐ ปีที่แล้ว

    ፅሩያተይ ❤❤😂❤

  • @zufanabraha2824
    @zufanabraha2824 ปีที่แล้ว +1

    😂😂😂😂😂 ❤

  • @edon7537
    @edon7537 ปีที่แล้ว

    መይተ ሰሕቁ😢😅😅😅😅😅

  • @kalabhagos
    @kalabhagos ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌

  • @freTigray-fk7qn
    @freTigray-fk7qn ปีที่แล้ว

    ይይ ህዝበይ ምሽክን ነፈር ኣነ ተዝኾውንግን ድንን ኢልኻ ንሃለኻ በቲ ጀሪካን ገይረየ ጉዝዝ ኣቢለ ኽገድፈካ ነይረ😜😂😂

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id ปีที่แล้ว

    ኪኪኪኪኪ😂😂😂

  • @tesfahiwotlijalem
    @tesfahiwotlijalem ปีที่แล้ว

    Ane bekemey diye zifetiwekani zediqeka n zebenawi menisey sile zoknka ajoka qestilo

  • @tigrawayti3012
    @tigrawayti3012 ปีที่แล้ว

    ህዝበይ ጭዋ🥰🥰🥰😂😂