Tigray Media Network ሻዕብያ ታሓታይ ወዲ በሻሻ ነፃ ገባራይ ጀነራል ፃድቃን Sep 20, 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 198

  • @abebateklay5646
    @abebateklay5646 หลายเดือนก่อน +2

    ናቱ። ጎይታ። ሓቂ። ብስም። የሱስ። ተባረኽ

  • @rosaequbazigi4877
    @rosaequbazigi4877 หลายเดือนก่อน +13

    እዋይ ተጋሩ ጎረቤታችን መናእሰይ ተጋሩ ነዚኦም ጉግ ማጉግ ጃሱሳት ከድሕኑ አብትሕቲ መሬት ተቀቢሮም እሶም ግን ባልኦም ጌሮም ምአኮር ወዲ በሻሻ ይልሕሱ አለዉ ስለዚ ሕዝቢ ትግራይ ጎሩቤታችን ኢድካ ናብ ሕዝቢ ኤርትራ ምዉጥዋጥ ገዲፍካ ነዚኦም በለጸኛታት አጥፊኢካ ሕዝብካ አድሕን ንሕና ኤርትራዊያን ማንም ሕዝቢ ክብደል አይንደልን 🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷

  • @abebateklay5646
    @abebateklay5646 หลายเดือนก่อน +1

    ናቱ። ደላይ። ሰላም። ኣምላኽ። ኣቦይ። ኣብ። ጎንኻ ይኹን

  • @maroso7422
    @maroso7422 หลายเดือนก่อน +1

    አቱም ሰባት ትግራይ መጋባኢያ አመሪካ ኮይና አንጻር ኤርትራ ደም አፍሲሳ ። ንኤርትራ ከቢድ ገበን ፈጺማ እያ። በዓል ጻድቃን ዕሱባት አሜሪካ እዮም። ሕጂዉን አብ ኩናት ንመንእሰይ ትግራይ ገንሸል ይጽዕሩ አለዉ። ህዝቢ ትግራይ በዞም ሃደምቲ ሸፋቱ ክደናገር የብሉን። ልቢ ግበሩ። 🙏

  • @ytewolde9350
    @ytewolde9350 หลายเดือนก่อน +12

    ናቱ ተባረኽ ❤ጎይታሓቂ ጎይታ ሰላም❤

  • @abrahamkidane1771
    @abrahamkidane1771 หลายเดือนก่อน +10

    ዓሰብ ንምሓዝ ዘየኮነስ አታ ትግራይ ትበሃል ተሰንጢቃ ህዝቢ ትግራይ ጸልሚትዎ ከደምቲ ኣመሪካ፡ትጠፍ'አ ኣላ ዓሰብ ንምሓዝ ኣንታዮ ሃሳስ መዘርባዕ ክዋሬት(ኤለትሪክ ) በለዛ የሓዝካ ኣብ ቅዋንጣ የቀይርካ ዓሰብ ዓስብ ዓሰብ ክትብሉ ጸሓይ ዓሪብካ፡

  • @WeerWwer-pc5ix
    @WeerWwer-pc5ix หลายเดือนก่อน +8

    ናቱ ጎይታ ሓቂ 👍👍👍

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 หลายเดือนก่อน

    ኣብይ ንመራሕቲ ትግራይ ቆልዑት ቀይሩ፡ ንህዝቢ ትግራይ ንሓዋሩ ሩእሱ ኣድኒኑዎ።
    ተጋሩ ካብ ሕጂ ንድሓር ሱቅዩ ዘምሕረልኩም።

  • @mebrahtuaregay3520
    @mebrahtuaregay3520 หลายเดือนก่อน +6

    ወዲ በሻሻ ስሙ ብሕማቕ ከየልዕሉ ኣምሒልዎም እንድዩ ሕሱራት ብሓቂ ኣንፈቱ ናብ ዘይፍለጥ ጉዕዞ ወሲዶሞ ንህዝብን መእሰይን ትግራይ ዘገም።

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 หลายเดือนก่อน +13

    ብኣጋጣሚ ድማ ይብል😂 ኤርትራ🇪🇷 ብኣጋጣሚ ሃገር እኳ ኣይኮነትን ሃገር ኮይና ኣታ ርእሲ ሓምሓም😂

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani3149 หลายเดือนก่อน +12

    ናቱ ሓወይ ብዓል ጻድቃን ንናቶም ረብሓ ክብሉ ከጽንቱናዮም ሰላም ንህዝብና ❤

  • @tesfayghebru9262
    @tesfayghebru9262 หลายเดือนก่อน +6

    ሓደ ማዓልቲ ባዕሉ ከጥፍኦም እዩ! ሓደ ሰብ ምስ ናብሓቂ ጸላኢኡ ምግቢ ይበልዕ!

  • @fretamaher7215
    @fretamaher7215 หลายเดือนก่อน +8

    ወይነ የወደቀ ዉድብ ርካሽ ለህዝቦ የማይሇን

  • @gebarGebar-q4e
    @gebarGebar-q4e หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕምይ የሕዝን እዩ

  • @aronke2801
    @aronke2801 หลายเดือนก่อน +9

    ህዝቢ ኣቃቲልካ ምሽላም ንመጀመርያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ ።

  • @tesfahiwetsolomon3382
    @tesfahiwetsolomon3382 หลายเดือนก่อน

    GBU natu man ❤❤🇪🇷🇪🇷🐫🐫

  • @abebateklay5646
    @abebateklay5646 หลายเดือนก่อน

    ውግን። ወረ። ዉጉኡን። ብስም። ኣምላኽ። ይፍረስ

  • @mgassefa
    @mgassefa หลายเดือนก่อน

    I want to learn what democracy look like. Learn from tigray TPLF 💪💪💪

  • @tedrosberhe1850
    @tedrosberhe1850 หลายเดือนก่อน +3

    ሐያም ጊአል ይመስል ..ክንድዛ ህዝቢ አወዲኡስ ይዛረብ ከአ አየ ጻድቃን

    • @Luna23official
      @Luna23official หลายเดือนก่อน

      ሐያም ጊኣል 😂😂😂

  • @AmanelBekuretsen
    @AmanelBekuretsen หลายเดือนก่อน +3

    ናቱ ሰላም ኢንቃዕ ዳሐን መጻካ

  • @benzem8058
    @benzem8058 หลายเดือนก่อน +3

    Good point, Nathi. 👍🏼

  • @danielgezait
    @danielgezait หลายเดือนก่อน +4

    ንሰላም ድለያ ሰዓባ

  • @BahreNeGash
    @BahreNeGash หลายเดือนก่อน

    Tigray had been & still remains a war zone, costing too many precious lives & vital economic resources for centuries.
    It's long overdue for Tigray people to stand up united together with the Eritrean people & stop the TPLF's criminal wars against the Eritrean & Ethiopian people.
    May peace prevail in the horn of Africa.

  • @workehagos4663
    @workehagos4663 17 วันที่ผ่านมา

    Emmo entay addikha aetewokka nissikha Shaiebiya!

  • @xegaxega4826
    @xegaxega4826 หลายเดือนก่อน +2

    We love natu hero 💪💪 and God bless you ❤️❤️❤️❤️

  • @AA-xb7em
    @AA-xb7em หลายเดือนก่อน +4

    God bless you Natu ❤

  • @tesfayghebru9262
    @tesfayghebru9262 หลายเดือนก่อน +2

    ሓሳዊ እዩ!

  • @MichaelGilankiel-nt6ip
    @MichaelGilankiel-nt6ip หลายเดือนก่อน +1

    Great news and thank you so much

  • @Burie22
    @Burie22 หลายเดือนก่อน +2

    ናቱ ህዝቢ ትግራይ ሰላም ክረክብ እንተኾይኑ፡ ነዚኦም ጉጅለ እዚኦም ጠቅሊሉ ካብ ትግራይ ከባርሮም
    ጥራዩ ዘለዎ፡ እዚኦም ብዘይካ ብዋጋ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ስልጣን ምንባርም ንዘዝመጸ ሓያል ምኽዳምን ክንዲ ጽፍሪ ሓልዮት ህዝቢ ትግራይ የብሎምን። ጠቅላላ ግሒጦም ካብ ትግራይ ከውጽዎም ኣለዎም።

  • @sabaselomon489
    @sabaselomon489 หลายเดือนก่อน +2

    ሕዝቢ ትግራይ እዝኦም ደእቆኦሞ ደእቅደቆ አይኮንኩምእን መእሊሶሞ ከጽንንቱኩእዩም አይትፈዘዙ ነዝኦም ከይእ ጠእፉ ስእላም የለን ምክንያቱ እድሜኦም ከናውሕሑ ክነብእሩ ምእስ ኤረትራ ሕዝቢ እዳንአቆቱ እድሜኦ የናውሑ አለው መንእሰያትን ትግራይ ንቃሕ 🇪🇷♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥🙏🌺

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 หลายเดือนก่อน +4

    ህዝብን መንእሰይ ትግራይን ጥራት እዩ ብሕጂ ዝውጻዕ መራሕቲ ህውሓት ደቆምን ነብሶምን ሓቢኦም እዮም ሕነ ክፈድዩ ዘዕገርግሩ ዘለዉ

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 หลายเดือนก่อน +3

    ሓሰና ሓሳዊ እዩ ልክዕ
    ግን ንዓስብ ብሕሪ ኣብ ዓይኖም ስለ ዘሎ ሓቂ ውን ክኸውን ይኽእል እዩ
    ምስ ወዲ በሻሻ ኮይኖም ክፍትኑ ይኽእሉ እዩ እዮም ጻድቃን ድማ ሓቂ እዩ ክብል ኣይክእልን ኣሉ ምባል ትሕሾ ዝብኢ ክሳብ ዝደሉ ይሕንክስ እዩ ነገሩ

  • @nebiatghebremariam51
    @nebiatghebremariam51 หลายเดือนก่อน +2

    ዝከበርካ ናትናኤል ዓቢን ሰራዊቱን ናይ ሰሜን እዝ በቀል ንህዝቢ ትግራይ ብድሮን ብጭኻኔ ዝጨፍጨፈ መንግስቲኩም እዩ። ስለምንታይ ብሓላፍነት ዘይሕተት ነፃ ኣውጽእዎ። ብዛዓባ ህዝቢ ኤርትራ ሃገር ምስ ኪልሊ ትግራይ ኪዛረብ ብቅዓት የሉን።

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 หลายเดือนก่อน +4

    ሕጂ ውን ልክዕ ከም መለስ ኤርትራ ጀኖሳይድ ፈጺማ ክብሉ ኣብ ዓለም ንኤርትራ ሽንኮለል ከብልዋ እዩ ጻዕሮም ዘለዉ

  • @nebyatgebretiensae9421
    @nebyatgebretiensae9421 หลายเดือนก่อน

    ወዲ በሻሻ የስተሃቅቀሎም አሎ አብይ ማለት ይሁዳ እዩ ማንም ክአምኖ ዘይግባእ ሰብ መሰል አውሬ ሃሳዊ እዩ

  • @FekaduBaire
    @FekaduBaire หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ናትናኤል ወደ ስመራ ፡ ቀጽሎ ግን ኣይተንዋሓዮ

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 หลายเดือนก่อน

    ህዝባዊን ዲሞክራስያዊም ንግዝያዊ መንግስቲ ኣፍሪስካስ ውድባዊ ኣጀንዳ ዶር ደብረጼን ሞንጆሪኖ ኣይኮውን ለባም ኣተሐሳስባ ከም ባዓል ጀነራል ጻድቃን ዝኣመሰሉ እዩ

  • @teweldemebrahtu9901
    @teweldemebrahtu9901 หลายเดือนก่อน +2

    አብ ትግራይ ክልተ ተቃራኒ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ እዩ ዘሎ በል , መንግስቲ አይኮኑን አቶ
    ሕጋዊ በዓለም ለኸ ዝፍለጥ መንግስቲ ኢትዮጵያ እዩ።

  • @TeweldeGebrealfa-x7o
    @TeweldeGebrealfa-x7o หลายเดือนก่อน

    ናቱ ሓወይ ጠፊእካ ሰላም

  • @سلامهخورشيد
    @سلامهخورشيد หลายเดือนก่อน +1

    Anbesyyu❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tedrosberhe1850
    @tedrosberhe1850 หลายเดือนก่อน +1

    ጻድቃን ረሳሐ. ንስካ ኢካ ቀዳማይ ተሐታታይ..ጻድቃን ሕጂ እዉን አደብ ግበር ተዘየለ አሰር በዓል ስዮም መስፍን ክትስዕብ ኢካ ::

  • @mulugetaWeldemichael
    @mulugetaWeldemichael หลายเดือนก่อน

    ሕቶ ሓዱሽ ወሎዶ ዝባሃል ከመይ ዝበለ እዩ? ፃድቃንዶ ይዓቢ ደብረፅዮን ወይ እቲ ምክትል ደብረፅዮን?

  • @letinagimie539
    @letinagimie539 หลายเดือนก่อน +1

    Natu hawey selam selam

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 หลายเดือนก่อน +5

    ኣነ ኩሉ ዝበሎ ሰሚዐዮ
    እዚ ናይ ሓሶት ጀኖሳይድ መናፍሕ ህዝቢ ትጋራይ ክነቕሓሉ ኣለዎ
    መንግስቲ ኤርትራ ጀኖሳይድ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኣይፈጸመን ህዝቢ ትግራይ ባዕሉ ዝመስከሮ እዩ

    • @ghenetobagiorgis8559
      @ghenetobagiorgis8559 หลายเดือนก่อน

      This is not about genocide is this is about getting reward island in the Red Sea so they could use it to have a wars with Eritrea Somali,Yemen So America could have access in Red Sea and take over that mean it’s not about us it’s region about the bigger that it’s the picture Don’t forget T P L F always work forAmerica

  • @gw4841
    @gw4841 หลายเดือนก่อน

    እወ ባዕል ጳድቃን ንስካትኩም ቀቤሌ እካን አተማሕድሩን እወ ጳድቃን ደቅካ አጣጢሕካ አብ አሜርካ ደቂ ድካ አደ መንእሰያት ክተጥፍእ ዕላማካ አታ ዕሱብ ብምዕራባዋን።
    ኩናት ይበልዕ እዮ ተማሃሩ ብሕልፍካ መንእሰይ።

  • @TsigeAdal
    @TsigeAdal หลายเดือนก่อน +1

    Merhaba mensey natu

  • @TeklitMahari-tg5cb
    @TeklitMahari-tg5cb หลายเดือนก่อน

    Natu berznti nay selam ms Konkani gardi natka kukewn eye

  • @AA-xb7em
    @AA-xb7em หลายเดือนก่อน +3

    Wedi Raya meskiru neru nay Shaibiya kidan tekedinpm ni tegaru reshinom iyom

  • @bereketweldesellise2640
    @bereketweldesellise2640 หลายเดือนก่อน +1

    Jok.

  • @selamwoldegergish4015
    @selamwoldegergish4015 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lasksegid8926
    @lasksegid8926 หลายเดือนก่อน

    Haqi natu eti zegerim hilmi tigeay tigrie hizu mexhu

  • @fetsumyehdego1899
    @fetsumyehdego1899 หลายเดือนก่อน +3

    Eziom merahti tigray kab mdri alem keytaleu selam zbahal yelen.

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru หลายเดือนก่อน +3

    ጻድቃን ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ ሓሲቡ ኣይፈልጥን እዩ። ሕጂ ከኣ ጻድቃን ናይ ወዲ በሻሻ ከልቢ ኮይኑ እዩ መጺኡ

  • @kaprino
    @kaprino หลายเดือนก่อน +5

    ናቱ ጻድቃን ብዝተዛረቦ ኣይትሻቀል ይንዋሕ ይሕጸር ሓደ ማዓልቲ ቡምባ ኣብ መተርኣሱ ክትትኮስ ያ።

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 หลายเดือนก่อน +1

    መንስኪናይ መንእሰይ ነዙኦም ካብ ፈቐዶ ከደል ጎቦን ስንጭሮን ሓዚሉ ኣውጺእዎምሲ እዚ ክፈድይዎ ሕፍር እኳ ዘይብሉ

  • @simongrmay9975
    @simongrmay9975 หลายเดือนก่อน +1

    ጀሪካን ጻድቃን እንታይ ይሓስብ ካብ ማንም ሰብ ዝተከወለ ኣይኮነን ዕድል ኣብ ዝተረከበሉ ጊዜ ከይወዓልካ ከይ ሓደርካ ኣሰር በዓል ስዩም መስፍን ምፍናዉ ጥራይ እዩ እቲ መፍትሒ

  • @tesfomgebremichael6225
    @tesfomgebremichael6225 หลายเดือนก่อน +1

    መሪሃባ ናቲ ሰላም ሰላም ናይ ዳሃን ዳኣ ቁሩብ ጠፊእካ ቀንካ ?!

  • @abdalkarimhazot1254
    @abdalkarimhazot1254 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤thank you natu

  • @bereketweldesellise2640
    @bereketweldesellise2640 หลายเดือนก่อน +1

    Is this real or what

  • @Mengstu-p4x
    @Mengstu-p4x หลายเดือนก่อน

    Ertrea tay alena

  • @light8742
    @light8742 หลายเดือนก่อน +1

    Tsadkan is playing his card like the saying the mouse smells the nose of cat..... I think he missed his friends and wants to visit them, those of Seyeum, Abbayweldu, and others ..like Meles said "mengedih cherk yarglih"

  • @nebyatgebretiensae9421
    @nebyatgebretiensae9421 หลายเดือนก่อน

    ንአብይ እድ ካምሽላም አብእግሪ ኢሳያስ ወዲቆ ይቅርታ እተዝሃቱ መሃሾም

  • @adeyalways1750
    @adeyalways1750 หลายเดือนก่อน

    Wedi adgi

  • @aliyahmedicalsupportgroup740
    @aliyahmedicalsupportgroup740 หลายเดือนก่อน

    Nobody said wedi Beshahsa is not responsible for

  • @dahabaraya4906
    @dahabaraya4906 หลายเดือนก่อน +1

    ናቱ ሐውና ንዚም አዛብእ ቀትሪ ጳንቃን ጌታቸው ወረደ ሽርሕን ክፍአትን ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ቀደም በጲሕናዮ ኢና ስለዚ አዛብእ ትግራይ ከይጠፍኡ ሰላም የለን ዘገድሶም ገንዘቦም ኢዪ እምበር ህዝቢ ትግራይ አይግድሰሙን ኢዩ እሱ ኢዩ እቲ ሐቂ ህዝቢ ትግራይ ሰላም ክነብር መፍትሐአ ምስ ህዝቢ ኤርትራን መንግስትን ይቅረ ምባል ኢዩ እንተዘይ ከይኑ ኢትዮፕይን ትግራይን ሰላም ረኪበን ማለት ሐሶት ኢዩ ናይ ግዜ ሕቶ ኢዪ ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ይቃሕ አብይ ዩሁዳ ከናቁተና ኢዩ ድሌቱ።

  • @fetahabdella6559
    @fetahabdella6559 หลายเดือนก่อน

    Really good investigation. It good to get this to diaspora, leaders and networks so it's understood. It's really important to keep Eritrea and tigray relationship strong

  • @danielgezait
    @danielgezait หลายเดือนก่อน +1

    ናቱ ንምንታይ ልዕሊ 80 ዓመት ኩናት ኣብ ሰሜን ጥራይ እዚ ሕቶ እዚ እስከ ይተሓሰበሉ

  • @WhshwDhs133
    @WhshwDhs133 หลายเดือนก่อน

    ናቱ አነ ዝገርመንስ እት ህዝብ ክንደይ ይዕገስ
    ድሕር ሕጅ እንታይ ዘዐግስ አለዎ
    እዞም ከሓድት ህዝቦም

  • @rahelbey1004
    @rahelbey1004 หลายเดือนก่อน +1

    ንስኪምከ ጆኖሳይድ ኣይፈጽምኩም ዲኩም
    ትጋሩ ሕፈሪ እስኪ በጃኩም
    ወካ ንስካ ናትናኤል
    መን፡እዩ ን22ዕመት ዝሕልዎ ዝነበረ ሰርዊት ሃገር ብድቁሱ ዝሓረደ ሃገር ኣብ ሕደጋ ዘውረደ
    መን እዩ ኣብ ግዛእ ብቱ ሓዊ ወሊዑ ሕዝቢ ዝጠበሰ
    መን፡እዩ ኣብ ዓፋርን ኣምሓራን ኣትዮ ሕዝቢ ዝጭርፍጨፈ
    ማይ ካድራ ኩሉ
    መን እዩ ሕዝቢ አሪትራ ምሳይላት ዝወርወረ
    ኣይትሕፍሩን ኢኩም
    ኣቶም ሕዝቢ ይቅረታ ሕተቱ፡በጃኩም
    ንስኩምን ድራማኩምን ሰልቺኩምና
    እኮ፡

  • @shegualene3000
    @shegualene3000 หลายเดือนก่อน

    Gecho is Boris Yeltsin of tigray

  • @dh4343
    @dh4343 หลายเดือนก่อน

    🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿💖🙏💖

  • @NassirWahabey
    @NassirWahabey หลายเดือนก่อน

    ማዓዝ እዮ ዝርዳኣካ ዋዕላ አይተከለን
    ዋዕላ ምግባር ይካአል እዩ ናይ ሽረ ስለዝተከለ ዘይኮነስ ግታቸው ዋዕላ ክአልዮ ብዘይ ምካአሉ እዝኣ ኩሉ ሰብ ይፈልጣንስካግን ክሕድካያ ሓቅይ ምርኣይ ተእቢኻ ናብ ሚድያ ተዘይ ትወፅ እ ይሕሽካ

  • @loveeritrea3235
    @loveeritrea3235 หลายเดือนก่อน

    Tsdkan ab reska ena zelena tsdkann seabtkan weylka eritreawian ab reska ena zelna Abiychn deha hawna eu

  • @mebrahtumehari9107
    @mebrahtumehari9107 หลายเดือนก่อน +2

    👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹♥️♥️💪🙏

  • @anna-mariaasfha9264
    @anna-mariaasfha9264 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤Merhaba Natu

  • @yoditzerom1267
    @yoditzerom1267 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤

  • @filmonyakob2089
    @filmonyakob2089 หลายเดือนก่อน

    Natu hakena seb ❤❤❤
    Abasader selam

  • @teklebrhanhabtom2865
    @teklebrhanhabtom2865 หลายเดือนก่อน +3

    🇪🇷🐪🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪
    Natu yaho qsen qsennn lbi ente gerom xbuk
    Gena ente zey temahirom gn entay eina emo knblommm?
    Selam eyu bereket ab selam 👋 eyu lmeatnnnn hnxetnnnnn !!

  • @same8813
    @same8813 หลายเดือนก่อน +2

    ካብ ደደቢት መጺኦም ምሌናት ሰሪቆም ዝሃብተሙ መራሕቲ ትግራይ ከይሕተቱ እዮም ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓሸውየ እናእተዉ ከዛናግዕዎ ክነብሩ እዮም ዓለም ከማካ ደንቆሮ ኣይኮነትን ጻድቃን ትርጉም ጆኖሳይድ መጀመርታ ፍለጦ ሰብ ይስሕቀካ ኣሎ ዶቆሮ

  • @hailetecleselasie5983
    @hailetecleselasie5983 หลายเดือนก่อน

    Thank you natu for you teaching us but general satikan dangerous person he doesn't care about tigray people

  • @genifishe2118
    @genifishe2118 หลายเดือนก่อน

    God bless Natu

  • @ኤፍራዳኒ
    @ኤፍራዳኒ หลายเดือนก่อน +1

    Kkkkk wedi beshasha yshkelom alo nezom hsurat merahti

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu หลายเดือนก่อน

    ኩሉዝገብሮ ካቀደም ጻቕጣ ኢዩ.

  • @mussieokbe3607
    @mussieokbe3607 หลายเดือนก่อน

    ናይ ጀነራል ጻድቃንስ በይኑ እዩ ፣ህዝቢ ይዕዘበኒ አሎ ዶ አይብልን እዩ ።

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ትግራይ!!!ጻድቃን እዚ መዓት ገንዘብ ካበይ ኣምጺእዎ????. ገንዘብካ እዩ!!!.

  • @ahmadadam1213
    @ahmadadam1213 หลายเดือนก่อน +1

    👍👍👍

  • @taddessegmichael367
    @taddessegmichael367 หลายเดือนก่อน

    SELAM NATI

  • @Fth1919
    @Fth1919 หลายเดือนก่อน

    የትግርኛአሰትክ ሻዕብያነክእናጀረካናችንምንተዎውይመስላሃል

  • @fliposkbrom8030
    @fliposkbrom8030 หลายเดือนก่อน

    If most Tigrayan have like you (Natnael) mind set l don’t have any problem to join Tigray with Eritrea. One day l wish to see that. But they bleeding us for many years you have teach Tigray people. Bless you

  • @IbrahimMengstu
    @IbrahimMengstu หลายเดือนก่อน +2

    ጄኖሳይድ እኮ ደብርጭ አልተፈጠረም አለኮ

  • @hailetecleselasie5983
    @hailetecleselasie5983 หลายเดือนก่อน

    Ezi kulu hizbi tigray atifiom adis keydom kisilemu yehifir iyu yigermal

  • @alganeshberhane3252
    @alganeshberhane3252 หลายเดือนก่อน +1

    Drone geru afls kerimukum wedi beshashas nexa Elwo xaqtan....

  • @AA-xb7em
    @AA-xb7em หลายเดือนก่อน +1

    Sadkan gena aysegeben zelo bi hizbi tigray Sadkan kedamay Genocider iyu nab Mr President Isayas Afewerki yelagbo alo menisey tigray teberaberu selaiti nay dege yebilkumin Selaitikum ab maikel tigray alewu isom kea izom ninebsom kihishom bisiltan nimihaz hizbi zergifu zelewu iyom

  • @gebruhagos943
    @gebruhagos943 หลายเดือนก่อน +1

    👍

  • @biniyamhaghos5391
    @biniyamhaghos5391 หลายเดือนก่อน

    ናቱ ሓወይ እዚኦም መርግጺ የብሎምን ግልብጥ ግልብጥዮም ዝብሉ ኣብ ዝወዓልዎ ኣይሓድሩን ኢዮም ኢዋኣዩ ደኣ ክልቲኡ ህዝብታት ከዳምይዎ ክነብሩዮም ክምንጠሩ ክጠፍኡ ኣለዎም ደቆም ሓቢኦም ብደቂ ድኻታት ክጻወቱ ኣይጸገብዋን ዘለዉ ።

  • @solomonamanuel4225
    @solomonamanuel4225 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkk ማግላ ርእሲ ሓምሓም

  • @alganeshberhane3252
    @alganeshberhane3252 หลายเดือนก่อน +2

    Shame on you tegaru... wedi beshasha kelagxelkum.....

  • @neamihabtom7391
    @neamihabtom7391 หลายเดือนก่อน

    Natu ezi Getchaw and Xadikan ni eniwat tigray yiserhu alwu

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s หลายเดือนก่อน

    ልእኩ ናይ ዕብይ አሕመድ እዩ ጻድቃን ገጹ ትርሐቅ

  • @asterisayas8522
    @asterisayas8522 หลายเดือนก่อน +1

    አብይ አህመድ ፣"የማሾፍ ሳቅ" እየሳቀባቸው ነው😂😂😂😂😂