ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ጎበዝ ዝሓወይ❤እረ መንእሰይተወዲኡ 😢ያኣክል ስደት
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ዝሓወይ አረ ስደት ይኣኽለና ህዝብና ትወዱኡ😢😢😢😢😢
ክብረት የሃበልና ክቡር ሓወይ ድምፅና ስለ ዝኮንካ ❤❤❤❤
@Hlfti zenebe ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ክብረተይ
@@merigalmarye7051 ገይረልኪ ኣለኩ ዝያዳይ 🥰
ክብረት ይሃበልና ያታ ሓወይ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ብባና ይቅረ ስደት ልቢ በል ህዝበይ😢😢😢😢😢
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምክሪ እዩ ሓወይ ናተይ ክብረት ይሃበልና ❤❤❤ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ
አሕዋትና አብ ጠሩነትን ኪናት ዘይመቱ ስአን ፀጥታ ይቅተሉን ይህደኑን እለው መማረፂ ሲኢኖም
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ ኣምፂኢካ ዝሓወይ❤❤❤❤
ቀፅለሉ ዝሓወይ♥️ ዝግበሮ ክኣ በቢከባቢና ዘለው ደላሎ ባዕልና ነቃለዐዮም።😢
ናይ ብሓቂ ናብ ዓዲ ዓረብ ዝመፅእ ሰብ ኣብ መንገዲ ይረግፍሎ እዩ ሞት ልሞቱ ኣብ ዓድካ ይሐሽ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርድ
ጎቦዝ ዝሓወይ የቀኒየልና 😢😢 ንኹሉ ህዝብና ከምዚ ኣናቃቁሑልና 😢 በእውነት ኣብ ዓርሰይ ዘሎ ጸገም ክነግረኩም ሓፍተይ ኣብ ራጎ በጺሓ ክንምርሓ ሰደድላ ይብሉኒ ኣነ ካኣ ሰዲደሎም መሊሶም ባዕሎም ኣትሒዞ 3 ለይቲ ኣሲሮም ኣውጺኦማ ምስኣውን 28 ኣጓላት ኣለዋኣ ካብኡ ተታሒዘንዋ ብቅርሺ ኣውጺእና ናብ ራጎ መሊስናየን ይብሉና ካብኡኸማ ተበልናዮምስ ለለ ካልኣይ ቅርሺ ስደዳ ኢሎምና ሰዲድናሎም ኸዚ ኣብ መንገዲ ኣለዋ ኢሎምና ኣንሕናግን ሶምነን ገይረን ኣበይ ከም ዝኣተዋ ኣይንፈልጥን እግዚአብሔር ይፈልጥ ኢልና ውሽጥና ሕርር ንበለና እህ 😢😢
አይዘክ ጓልነይ ቸሩ መድኃን አለም ናይ ሰደት ብርሃን ምሰ አታተም ትኩን ፅብቅ አበሳር ቅዱሰ ገብረኤል ያሰመዐና ክላቶም አሕዋትና ጎዎኦም ራጎ ጎዎኦም የመን ዘለዉ ፈጣሪ ካብ ክፉኡ ዘበለ ይሓልዮም እምበር ናለሙሰ ዝገደዱ ዩኡ😢😢😢
ኣምላክ ምስአን ይኩን ኣጆኪ ቅርሺ ክበልዑክን ደልዮም እምበር መን ክሕዘን ባዕልቶም ሸፋቱ ባዕልቶም መራሕቲ ልሕሊነኦም ዘይፈርሑ😓
እግዚአብሔር አምላክ አብ ዘለወኦ ፅላል ይግበረለን
ቀፅለሉ ክቡር ሓዉና እረ ስደት ይአክለና ብአና የብቅዕ 😢💔በተለይ አብዚ ሐዚ እዋን ገድድ ህዝብና ብዓድን ብበረካን ተወዲኡ እኮ ፈጣሪ ሰላምን ምሕረቱን የዉርደልና🙏
ቀፅለለሉ ለባመ ሓዉና❤ እግዚአብሔር ሰላምን ምሕረት የዉርድልና
ብሓቂ ነመስግነካ ክቡር ሓውና ድምጺ ኣሕዋትና ሰለዝኮንካና በጃኩም መናኣሰይ ኣሕዋትና ኣስተውዕሉ 🙏😥😥😥
የታ ሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃእኻ የታ ሓወይ ናይ ብሓቅ ሱዑድ ዓረብ በኣካል ንዘይፈልጣ ገነት ንዝፈልጣ ስኦል እያ ስለዝ በጃኹም የሕዋተይ ስዴት ይኣኽለና😥
ተጋሩ ካብ ሕሉፍ ኣይንማሃርን ብስሩ ስደት ኪናት ህዝብና ሃሊቁ ሐዚ ካብ ሓንቲ ጣብያ 5ተ ሞይቶምና ኣብ ስዑዲ ብደም ዝጠልቀየት ዓዲ ኣሕዋተይ ብዝወፃክምዎ ተሪፍኩም😭😢
ገቦዝ ዝሓወይ ቀፀለሉ ብሩከይ ጭኒቅና ሎምስ ክርተት ኬኑ ንሮና😢
መን እሞ ሰማዒ ብሓቂ እቲ ናብዚ ምፅኢ ቅርሺ ሰሪሖም ምቅያር ይካኣል እዩፍርሓት እግዚአብሔር ይሃልወና መጨረሹኡስ ናበይ ኢና✅ሰብ ሕልና ኣሕዋተይ❤
ፅብቅ ክብረት ይሃብካ ክበረይ ❤❤❤❤❤
በእዉነት ሐዝስ ኣመና በዚሑ በጃኹም ገለ በሉልና ህዝብና ተወዲኡ😢😢😢
አረ ኣይትጥፋእ ቀፅለሉ በጃካ ብዛዕባ ስደት ኣህ😭
ፅቡቕ ሓሳብ እወ፣ጅግና ዝሓወይ ድምፂ ዉፁዓት ዓብይ ሰብ❤
ጎበዝ ዝሓወይ ኣረ መንእሰይ ትግራይ ተወዲኡ ይኣክል ስደት😢😢
ቀፅለሉ ዝሓወይ ዝይሕጋዊ ስደት ጠጠው ይበል😢😢😢
እንቃዕ ሰላም መፃካ ያታየ ❤️ብሓቂ ክብረት ይሃበልና ስደት መሪር እዩ በጃኹም የሕዋትና ህፃናት ምንም ለይፈልጡ እዮም ዝመጹ ዘለዉ ኣምላኽ ሰላም የዉርደልና 😥🙏
ናይ ብሓቂ ናይ ስደት ናብራ ሓቁ ንንገሮም ንስድራና😢😢😢😢
ስደት ይኣክል ድምፂ ስለ ዝኮንካና ክብረት የሃበና ዝሓወይ ቀፅሉሉ
ክብረት ይሃበልና ዝሓወይ😢❤
ካብ ትግራይ ዝወፁ እውን ኬላ እንተሎ ብደንቢ ክፃረ ኣለዎ መንእሰይ ትግራይ ናብ ክሊእ ክለል ኢሉ ስለ ዝወፅእ ብደንቢ ክፍተሽ ኣለዎ ክሕተት ኣለዎ ጠያቂ ሕጊ ሓታቲ እው ክህሉ ኣለዎ
ብጣዕሚ የቀንየልና ክቡር ሓዉና ብሓቂ አብ ዓዲ ዘሎ ማዕረ ክንደይ ከቢድዎ ከም ዘሎ ይርድአና እዩ ግን በኛኩም አቱም ትመፁ ዘለኩም ቱትመፅሉ ገንዘብ ተጠቀምዎ
ይኣክል ስደት🙌 ህዝብና ብዓድን በበረኻን ይሃልቅ ኣሎ😭 በተለይ ስዕድ ዓረብ ልበያ😭😭
ጎበዝ ዝሓወይ አረ መንእሰይ ተወዱኡ ይአክል ስደት 😢😢😢
የቀንየልና ማዓረይ ድምፂ ስለ ዝኮንካና❤
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ከምዝይ ሕዝኻና ናዓ ብርትዕ ዝሓወይ ❤❤
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ዛሓወይ ቀፅለሉ
እንካዕ ብስላም መፃካ ቡሩክ ሓውና ብጣዕሚ ፅቡቅ ሕቶታት እዩ ቀፅልሉ ከም ዝዕፆ እውን ሓግዙና ወለዲ እውን ይሓግዙና ስደት መሪሩና እዩ ዞሎ ዘዝመፀ መንእስይ ርእስካ ዶ ኢድካ ወይ እግርካ ክንስይፈካ እናበሉ እሞ ዝጫወትዎም ከም እንስሳ ዘገዳም ዘርጊሖሞም እናከዱ ዋላ ደቂ ኣነስትዮ ኣሕዋትና ልክዕ ከም ቶም ኣወዳት ኣሕዋትና እዮም ዘላግፅለን😢 እና በጃኩም ኣትኩሮት ግበርሉ 😢😢😢😢
የቀንየለና አረረረረረረሩ ሰደት ሑሱሙ አዩ😢😢😢😢😢😢
ምኮርልና ኣረ ዓድካ ሰሪሕካ ከም ዝቅየር ሞትን ካርተቲ ብዚሑ ዋ
@ፅዮን እያ ትምክሕተይ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ
ብሓቂ ኣቦና ዝሃብዎ ሓሳብ ።
እሞ እንታይ ክገብሩ ደአ በረካ ኬዶም ይሞቱ አለው መላምል ኣሕዋትና 😭 ፍርቂ መሬት ትግራይ ብወረርቲ ተታሕዙ አበይ ክሰርሑ
ዋዉዉዉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ዝሓወይ ከምኡ ጌርካ ኣንቅሓዮ ነቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ህዝብናን በተለይ ድማ መንእሰያት ማለት ሱዕዲ ዓረብ ቀደም እምበር ሎሚ ናብ ዝኸፍአ ደረጃ ወዲቃ ያ ትርከብ
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ዝሓወይ በብዝኽኣልናዮ ድምፂ ስደተኛ ይኹን ድምፂ ጉዱኣት ኣካል ጀጋኑና ንኹን🙏😢
በሓቂ ክቡር ሓወይ ስደት ኣሕዋትና ወዲኡዎም ትማሊ ምስ Tdf ዝነበረ ሓወይ ወዲ መረባይ ተወቂዑ ተመሊሱ ቀቁስሉ ከይኣሕወየ መጺኡ ኣብ ሑዱድ ደንበር ሱዑዲ ተጎዲኡ ኣሕሕሕ😢😢😢
ብሓቂ ቀጽለሉ ኩቡር ሓወይ ስደት ክፉእ 😢😢
ጎበዝ ዛሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማካ ዝበለ የብዘሐዮ 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌺 🌺🌻🌻🌻 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻💙💙❤❤🥺🥺😓😓😓😓😓🙏
እንቃዕ ብደሓን መጻእካ
😢😢😢😢😢😢ክብረት ይሃበልና ዛሓወይ😢
በቃ ስደት ክቋረፅ አለዎ አቱም መንአሰይ ስሳትኩም ተሓላለዩ አብ ዓድኩም ስርሑ ዓድና ለ ክዓቢ ይክእል እዩ😢
ብሓቂ ስደት😢😢
Well said bro! There is no life outside of one’s county, especially leaving Tigray
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ያታየ የቀንየልና ክብረት ያሃብካ ኣሕዋትና ፈቓደኡ መንገድ ተወድኦም እህህህ_
የቅንየልና ክቡር ሓውና ስደት ይኣክል😢😢
ያታ ጠፊእካና
❤❤❤❤❤😢
ቀፅለሉ😢
የቅንየልና yata Up 🙏🙏🙏🙏
ያታ ሓወይ ትረከበሉ ከተማ ግን ኣበይ እዩ ኣብ መቀለ ድኪሳ ዋላ ኣብ ክልእ ኢካ ዘለካ ምክንያቱ ኣብ መቀለ ኣለው ደለልቲ ዝባሃሉ እሞ ክሕበረልካ ሰለዝደለኩ እየ😥
መቐለ😍
thank you ያታየ ኣብዚ ሕጂ ስዓት ንትግራይ ከማኻ እዩ ዘድልያ ቀፅለሉ!😔🥰🥰🥰ክንደይ ስሱዓት ኣለዉ ተጋሩ ኾይኖም ተጋሩ ኣጥፊኦም ዝሓልፈሎም ዝመስሎም😢
የቅንይለና ዝሓወይ ጎባዘ❤
ያቀንየልና ያታ ሓወይ
Thanks ብጣዕሚ ገሊፅኩሞ ኢኹምሰማዒ እንተተረኺቡስ
ፅቡቅ ስራሕ ለለ ኣይትጥፋእ 🙏🥰
ብሓቂ ዝሓወይ የዕቢካ ድምፂ ስለ ዝኮንካና ❤ አረ ስደት በባና ይቅረ አብ ስደት ዘለና ዝርደኣና ሲኢና የለኣና የለኣሕዋትና የለቅርሺ የለሂወቶም ኮንቶ ቀርዩ መናእሰይ ተወዲኦም ኣየ ወላዲት ዝረከበቶ😥
Good job..every body have attention on this✌️
ጎቦዝ አዝ ሓወይ ቀፅለሉ
Kebrat.yhbalen.zhaway😢😢😢❤❤
😘😘😔😔😘😘😘ጅግናየይ
ክብረት ያሃበልይ ዛሓውይ ማዓረይ✊
Yess
Yata app thank you brother 🙏 good job 👏 keep it up.
ስደት ይኣክል😢😢
ቀፅለሉ በይዛካ
ጎቦዝ ዝሓወይ
ትክክል
ብሮ ቀፅለሉ
እይትጠፍእ ሺኳራይ❤❤❤❤❤❤
Good job yata hawey ❤️❤️
Gobez zheway 😍menaseyatn ywudeu alwu😢
ብጣዕሚ ፅቡቅ የቀንየልና ዛሓወይ❤❤❤
ቀፅለሉ ዝሓወይ😢
ስደተኛ ጥፍኣት የብሉን ናብ ዝከዶን ዝኣትዎን ጨኒቅዎ እዩ መንግስቲ ንውግእ እምበር ንካሊእ ኣይደልዮምን ኩሉ ግዜ
እሞ ነቲ ፀገምካ ምቅላስ እዩ እምበር ስደት ከ እንታይ መፍትሒኡ ?
ጎበዝ ዝሓወይ ❤❤
Thanks bro
😢😢ብሓቂ ✅ ዝሓወይ ስደት
ጀጋኑ አሕዋትና በጀካኩም አትውፅኡ ሕጂ ንእሸተይ ፅንሕ በሉ ንስካትኩም ድማ ሰብ መድያ በጃኩ ብዕትብ ክትሰረሕሉ ይግባእ
ልዋ😊
አረ መናእሰይና ተወዲኦም አብ ስደት ልብናኮ ተሰይሩ እፍፍፍፍ😥😥😥😥
ዓብይ መልእኽቲ አሕሊፎም አያና የቀንየልና❤👉ሂወት አሕዋትኹም ብዝኻአልኽምዎ አድሕኑ ድምጺ ዘይሕጋዉያን ስደተኛት ስለ ዝኾንየቀንየልና ስደት ዋላ ብሰላም እቶ ነገርግን ንእስነትካን መቀንካን እዩ ዝበልዕ አብ ስደት እየ ዝነብር ግን ስደት አጥቢቀ ይቃወም😢😢😢
ጨኑቁና እወ ሎምስ በጃኩም ሓደ ነገር ግበሩ ወለድና ጥረሖም ቀርዮም በረካ ዝወፁ ዘይተመለሱ ኣብ ጭንቀት ናሃለዉ ተወሳኪ ቶም ዝተረፉ እዉን ላብስደት😢😢😢😢
@mili tsegay ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሚሊ ሓፍተይ
Tubuk hasabi degagimeka shrihelu mediya abiy mena shile zitawet jigina hawey
ከለ ስራሕ ኮአዩ ለየለ😢ክሞቱ እዮም ልመፁምበ😮ኣይትጥፋእ እወ ❤
yes 😢❤❤
katselolu bero❤❤❤❤❤
ቀፅለሉ ብሮ❤
@Eilsa haylu ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ኤልሳ ሓፍተይ
እወ በጃኹም ድምፂ ኩኑና ስደት ተዉዲኡ ህዝብና😢
Mearey🥰🥰🥰
Welcome ❤❤
ኑፉዕ ኢካ🙂👍
ታይ ትርጉም ኣለዎ ካርተትትት እዩ ኣሕሕሕ😢😢😢
😢😢እንታይሞ ኣሕዋትና ተሰዲዶም ምስ ተወድኡ ፅዋ ቅድም ትብል ኔርካ ያታየ ምስ የቅርታ😢❤❤❤
ሐዝስ መኣዝዶ ኣቋሪፁ እዩ ሰብ ከዚ ምቅራቡውን ፅቡቅ እዩ ከዚ ክመፅእ ዝሓስብውን ቡዙሕ ኣሎኮ
yekenyelna yata up hawey💛❤💪
Ysss😢
ጎበዝ ዝሓወይ❤እረ መንእሰይተወዲኡ 😢ያኣክል ስደት
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ዝሓወይ አረ ስደት ይኣኽለና ህዝብና ትወዱኡ😢😢😢😢😢
ክብረት የሃበልና ክቡር ሓወይ ድምፅና ስለ ዝኮንካ ❤❤❤❤
@Hlfti zenebe ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ክብረተይ
@@merigalmarye7051 ገይረልኪ ኣለኩ ዝያዳይ 🥰
ክብረት ይሃበልና ያታ ሓወይ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ብባና ይቅረ ስደት ልቢ በል ህዝበይ😢😢😢😢😢
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምክሪ እዩ ሓወይ ናተይ ክብረት ይሃበልና ❤❤❤ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ
አሕዋትና አብ ጠሩነትን ኪናት ዘይመቱ ስአን ፀጥታ ይቅተሉን ይህደኑን እለው መማረፂ ሲኢኖም
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ ኣምፂኢካ ዝሓወይ❤❤❤❤
ቀፅለሉ ዝሓወይ♥️ ዝግበሮ ክኣ በቢከባቢና ዘለው ደላሎ ባዕልና ነቃለዐዮም።😢
ናይ ብሓቂ ናብ ዓዲ ዓረብ ዝመፅእ ሰብ ኣብ መንገዲ ይረግፍሎ እዩ ሞት ልሞቱ ኣብ ዓድካ ይሐሽ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርድ
ጎቦዝ ዝሓወይ የቀኒየልና 😢😢 ንኹሉ ህዝብና ከምዚ ኣናቃቁሑልና 😢 በእውነት ኣብ ዓርሰይ ዘሎ ጸገም ክነግረኩም ሓፍተይ ኣብ ራጎ በጺሓ ክንምርሓ ሰደድላ ይብሉኒ ኣነ ካኣ ሰዲደሎም መሊሶም ባዕሎም ኣትሒዞ 3 ለይቲ ኣሲሮም ኣውጺኦማ ምስኣውን 28 ኣጓላት ኣለዋኣ ካብኡ ተታሒዘንዋ ብቅርሺ ኣውጺእና ናብ ራጎ መሊስናየን ይብሉና ካብኡኸማ ተበልናዮምስ ለለ ካልኣይ ቅርሺ ስደዳ ኢሎምና ሰዲድናሎም ኸዚ ኣብ መንገዲ ኣለዋ ኢሎምና ኣንሕናግን ሶምነን ገይረን ኣበይ ከም ዝኣተዋ ኣይንፈልጥን እግዚአብሔር ይፈልጥ ኢልና ውሽጥና ሕርር ንበለና እህ 😢😢
አይዘክ ጓልነይ ቸሩ መድኃን አለም ናይ ሰደት ብርሃን ምሰ አታተም ትኩን ፅብቅ አበሳር ቅዱሰ ገብረኤል ያሰመዐና ክላቶም አሕዋትና ጎዎኦም ራጎ ጎዎኦም የመን ዘለዉ ፈጣሪ ካብ ክፉኡ ዘበለ ይሓልዮም እምበር ናለሙሰ ዝገደዱ ዩኡ😢😢😢
ኣምላክ ምስአን ይኩን ኣጆኪ ቅርሺ ክበልዑክን ደልዮም እምበር መን ክሕዘን ባዕልቶም ሸፋቱ ባዕልቶም መራሕቲ ልሕሊነኦም ዘይፈርሑ😓
እግዚአብሔር አምላክ አብ ዘለወኦ ፅላል ይግበረለን
ቀፅለሉ ክቡር ሓዉና እረ ስደት ይአክለና ብአና የብቅዕ 😢💔በተለይ አብዚ ሐዚ እዋን ገድድ ህዝብና ብዓድን ብበረካን ተወዲኡ እኮ ፈጣሪ ሰላምን ምሕረቱን የዉርደልና🙏
ቀፅለለሉ ለባመ ሓዉና❤ እግዚአብሔር ሰላምን ምሕረት የዉርድልና
ብሓቂ ነመስግነካ ክቡር ሓውና ድምጺ ኣሕዋትና ሰለዝኮንካና በጃኩም መናኣሰይ ኣሕዋትና ኣስተውዕሉ 🙏😥😥😥
የታ ሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃእኻ የታ ሓወይ ናይ ብሓቅ ሱዑድ ዓረብ በኣካል ንዘይፈልጣ ገነት ንዝፈልጣ ስኦል እያ ስለዝ በጃኹም የሕዋተይ ስዴት ይኣኽለና😥
ተጋሩ ካብ ሕሉፍ ኣይንማሃርን ብስሩ ስደት ኪናት ህዝብና ሃሊቁ ሐዚ ካብ ሓንቲ ጣብያ 5ተ ሞይቶምና ኣብ ስዑዲ ብደም ዝጠልቀየት ዓዲ ኣሕዋተይ ብዝወፃክምዎ ተሪፍኩም😭😢
ገቦዝ ዝሓወይ ቀፀለሉ ብሩከይ ጭኒቅና ሎምስ ክርተት ኬኑ ንሮና😢
መን እሞ ሰማዒ ብሓቂ እቲ ናብዚ ምፅኢ ቅርሺ ሰሪሖም ምቅያር ይካኣል እዩ
ፍርሓት እግዚአብሔር ይሃልወና መጨረሹኡስ ናበይ ኢና✅ሰብ ሕልና ኣሕዋተይ❤
ፅብቅ ክብረት ይሃብካ ክበረይ ❤❤❤❤❤
በእዉነት ሐዝስ ኣመና በዚሑ በጃኹም ገለ በሉልና ህዝብና ተወዲኡ😢😢😢
አረ ኣይትጥፋእ ቀፅለሉ በጃካ ብዛዕባ ስደት ኣህ😭
ፅቡቕ ሓሳብ እወ፣ጅግና ዝሓወይ ድምፂ ዉፁዓት ዓብይ ሰብ❤
ጎበዝ ዝሓወይ ኣረ መንእሰይ ትግራይ ተወዲኡ ይኣክል ስደት😢😢
ቀፅለሉ ዝሓወይ ዝይሕጋዊ ስደት ጠጠው ይበል😢😢😢
እንቃዕ ሰላም መፃካ ያታየ ❤️
ብሓቂ ክብረት ይሃበልና ስደት መሪር እዩ በጃኹም የሕዋትና ህፃናት ምንም ለይፈልጡ እዮም ዝመጹ ዘለዉ ኣምላኽ ሰላም የዉርደልና 😥🙏
ናይ ብሓቂ ናይ ስደት ናብራ ሓቁ ንንገሮም ንስድራና😢😢😢😢
ስደት ይኣክል ድምፂ ስለ ዝኮንካና ክብረት የሃበና ዝሓወይ ቀፅሉሉ
ክብረት ይሃበልና ዝሓወይ😢❤
ካብ ትግራይ ዝወፁ እውን ኬላ እንተሎ ብደንቢ ክፃረ ኣለዎ መንእሰይ ትግራይ ናብ ክሊእ ክለል ኢሉ ስለ ዝወፅእ ብደንቢ ክፍተሽ ኣለዎ ክሕተት ኣለዎ ጠያቂ ሕጊ ሓታቲ እው ክህሉ ኣለዎ
ብጣዕሚ የቀንየልና ክቡር ሓዉና ብሓቂ አብ ዓዲ ዘሎ ማዕረ ክንደይ ከቢድዎ ከም ዘሎ ይርድአና እዩ ግን በኛኩም አቱም ትመፁ ዘለኩም ቱትመፅሉ ገንዘብ ተጠቀምዎ
ይኣክል ስደት🙌 ህዝብና ብዓድን በበረኻን ይሃልቅ ኣሎ😭 በተለይ ስዕድ ዓረብ ልበያ😭😭
ጎበዝ ዝሓወይ አረ መንእሰይ ተወዱኡ ይአክል ስደት 😢😢😢
የቀንየልና ማዓረይ ድምፂ ስለ ዝኮንካና❤
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ከምዝይ ሕዝኻና ናዓ ብርትዕ ዝሓወይ ❤❤
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ዛሓወይ ቀፅለሉ
እንካዕ ብስላም መፃካ ቡሩክ ሓውና
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሕቶታት እዩ ቀፅልሉ ከም ዝዕፆ እውን ሓግዙና ወለዲ እውን ይሓግዙና ስደት መሪሩና እዩ ዞሎ ዘዝመፀ መንእስይ ርእስካ ዶ ኢድካ ወይ እግርካ ክንስይፈካ እናበሉ እሞ ዝጫወትዎም ከም እንስሳ ዘገዳም ዘርጊሖሞም እናከዱ ዋላ ደቂ ኣነስትዮ ኣሕዋትና ልክዕ ከም ቶም ኣወዳት ኣሕዋትና እዮም ዘላግፅለን😢 እና በጃኩም ኣትኩሮት ግበርሉ 😢😢😢😢
የቀንየለና አረረረረረረሩ ሰደት ሑሱሙ አዩ😢😢😢😢😢😢
ምኮርልና ኣረ
ዓድካ ሰሪሕካ ከም ዝቅየር ሞትን ካርተቲ ብዚሑ ዋ
@ፅዮን እያ ትምክሕተይ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ
ብሓቂ ኣቦና ዝሃብዎ ሓሳብ ።
እሞ እንታይ ክገብሩ ደአ በረካ ኬዶም ይሞቱ አለው መላምል ኣሕዋትና 😭 ፍርቂ መሬት ትግራይ ብወረርቲ ተታሕዙ አበይ ክሰርሑ
ዋዉዉዉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ዝሓወይ ከምኡ ጌርካ ኣንቅሓዮ ነቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ህዝብናን በተለይ ድማ መንእሰያት ማለት ሱዕዲ ዓረብ ቀደም እምበር ሎሚ ናብ ዝኸፍአ ደረጃ ወዲቃ ያ ትርከብ
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ዝሓወይ በብዝኽኣልናዮ ድምፂ ስደተኛ ይኹን ድምፂ ጉዱኣት ኣካል ጀጋኑና ንኹን🙏😢
በሓቂ ክቡር ሓወይ ስደት ኣሕዋትና ወዲኡዎም ትማሊ ምስ Tdf ዝነበረ ሓወይ ወዲ መረባይ ተወቂዑ ተመሊሱ ቀ
ቁስሉ ከይኣሕወየ መጺኡ ኣብ ሑዱድ ደንበር ሱዑዲ ተጎዲኡ ኣሕሕሕ😢😢😢
ብሓቂ ቀጽለሉ ኩቡር ሓወይ ስደት ክፉእ 😢😢
ጎበዝ ዛሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማካ ዝበለ የብዘሐዮ
🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
🌻🌺 🌺🌻
🌻🌻 🌻🌻
🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻💙💙❤❤🥺🥺😓😓😓😓😓🙏
እንቃዕ ብደሓን መጻእካ
😢😢😢😢😢😢ክብረት ይሃበልና ዛሓወይ😢
በቃ ስደት ክቋረፅ አለዎ አቱም መንአሰይ ስሳትኩም ተሓላለዩ አብ ዓድኩም ስርሑ ዓድና ለ ክዓቢ ይክእል እዩ😢
ብሓቂ ስደት😢😢
Well said bro! There is no life outside of one’s county, especially leaving Tigray
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ያታየ የቀንየልና ክብረት ያሃብካ ኣሕዋትና ፈቓደኡ መንገድ ተወድኦም እህህህ_
የቅንየልና ክቡር ሓውና ስደት ይኣክል😢😢
ያታ ጠፊእካና
❤❤❤❤❤😢
ቀፅለሉ😢
የቅንየልና yata Up 🙏🙏🙏🙏
ያታ ሓወይ ትረከበሉ ከተማ ግን ኣበይ እዩ ኣብ መቀለ ድኪሳ ዋላ ኣብ ክልእ ኢካ ዘለካ ምክንያቱ ኣብ መቀለ ኣለው ደለልቲ ዝባሃሉ እሞ ክሕበረልካ ሰለዝደለኩ እየ😥
መቐለ😍
thank you ያታየ ኣብዚ ሕጂ ስዓት ንትግራይ ከማኻ እዩ ዘድልያ ቀፅለሉ!😔🥰🥰🥰
ክንደይ ስሱዓት ኣለዉ ተጋሩ ኾይኖም ተጋሩ ኣጥፊኦም ዝሓልፈሎም ዝመስሎም😢
የቅንይለና ዝሓወይ ጎባዘ❤
ያቀንየልና ያታ ሓወይ
Thanks ብጣዕሚ ገሊፅኩሞ ኢኹም
ሰማዒ እንተተረኺቡስ
ፅቡቅ ስራሕ ለለ ኣይትጥፋእ 🙏🥰
ብሓቂ ዝሓወይ የዕቢካ ድምፂ ስለ ዝኮንካና ❤ አረ ስደት በባና ይቅረ አብ ስደት ዘለና ዝርደኣና ሲኢና የለኣና የለኣሕዋትና የለቅርሺ የለሂወቶም ኮንቶ ቀርዩ መናእሰይ ተወዲኦም ኣየ ወላዲት ዝረከበቶ😥
Good job..every body have attention on this✌️
ጎቦዝ አዝ ሓወይ ቀፅለሉ
Kebrat.yhbalen.zhaway😢😢😢❤❤
😘😘😔😔😘😘😘ጅግናየይ
ክብረት ያሃበልይ ዛሓውይ ማዓረይ✊
Yess
Yata app thank you brother 🙏 good job 👏 keep it up.
ስደት ይኣክል😢😢
ቀፅለሉ በይዛካ
ጎቦዝ ዝሓወይ
ትክክል
ብሮ ቀፅለሉ
እይትጠፍእ ሺኳራይ❤❤❤❤❤❤
Good job yata hawey ❤️❤️
Gobez zheway 😍menaseyatn ywudeu alwu😢
ብጣዕሚ ፅቡቅ የቀንየልና ዛሓወይ❤❤❤
ቀፅለሉ ዝሓወይ😢
ስደተኛ ጥፍኣት የብሉን ናብ ዝከዶን ዝኣትዎን ጨኒቅዎ እዩ መንግስቲ ንውግእ እምበር ንካሊእ ኣይደልዮምን ኩሉ ግዜ
እሞ ነቲ ፀገምካ ምቅላስ እዩ እምበር ስደት ከ እንታይ መፍትሒኡ ?
ጎበዝ ዝሓወይ ❤❤
Thanks bro
😢😢ብሓቂ ✅ ዝሓወይ ስደት
ጀጋኑ አሕዋትና በጀካኩም አትውፅኡ ሕጂ ንእሸተይ ፅንሕ በሉ ንስካትኩም ድማ ሰብ መድያ በጃኩ ብዕትብ ክትሰረሕሉ ይግባእ
ልዋ😊
አረ መናእሰይና ተወዲኦም አብ ስደት ልብናኮ ተሰይሩ እፍፍፍፍ😥😥😥😥
ዓብይ መልእኽቲ አሕሊፎም አያና የቀንየልና❤👉ሂወት አሕዋትኹም ብዝኻአልኽምዎ አድሕኑ ድምጺ ዘይሕጋዉያን ስደተኛት ስለ ዝኾንየቀንየልና ስደት ዋላ ብሰላም እቶ ነገርግን ንእስነትካን መቀንካን እዩ ዝበልዕ አብ ስደት እየ ዝነብር ግን ስደት አጥቢቀ ይቃወም😢😢😢
ጨኑቁና እወ ሎምስ በጃኩም ሓደ ነገር ግበሩ ወለድና ጥረሖም ቀርዮም በረካ ዝወፁ ዘይተመለሱ ኣብ ጭንቀት ናሃለዉ ተወሳኪ ቶም ዝተረፉ እዉን ላብስደት😢😢😢😢
@mili tsegay ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሚሊ ሓፍተይ
Tubuk hasabi degagimeka shrihelu mediya abiy mena shile zitawet jigina hawey
ከለ ስራሕ ኮአዩ ለየለ😢ክሞቱ እዮም ልመፁምበ😮
ኣይትጥፋእ እወ ❤