ሓድሽ መርገጺ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ?

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 161

  • @fitsummezgebu1389
    @fitsummezgebu1389 4 หลายเดือนก่อน +9

    ህብረት ተዘይተፈጢሩ በሻሻ ስብአይ ዋጋ ከክፍለና ይደሊ አሎ !!!

  • @minneapaul804
    @minneapaul804 4 หลายเดือนก่อน +7

    ንአፍሪካዊ ርእሲ ብስካንድኔቭያን ሓንጎል wow

  • @taamemahari7442
    @taamemahari7442 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣንታይ✔☑ ደሪፊ ✔☑✅💤🇪🇷💖💖💞💜ኣለካ።

  • @welde9662
    @welde9662 4 หลายเดือนก่อน +6

    Thank you mr. Kald as ussual.

  • @user-gb1bs8kt4s
    @user-gb1bs8kt4s 4 หลายเดือนก่อน +4

    Hjji grim nay adeboka tizareb aloka kondaf sahsah komal agame

  • @hailesewit49
    @hailesewit49 3 หลายเดือนก่อน +1

    ክሳብ ክንድዚ ክትሕሱን ዝንቡዕ መገዲ ጥፍኣት ክትንትንን ድፍረትስ ካብ ዕሱብ ምኹን ሓሊፍካ ካልእ ቁምነገር ክህልወካ ኣይኮአን።

  • @stevetsegay3930
    @stevetsegay3930 4 หลายเดือนก่อน +1

    Excellent. Please NO MUSIC!

  • @kibreablegesse1430
    @kibreablegesse1430 4 หลายเดือนก่อน

    ሃይ ኣድማስ ሚድያ ፅቡቅ ኣተናትና ኢዩ ቀፅለሉ።

  • @elsagebrehiwot9262
    @elsagebrehiwot9262 3 หลายเดือนก่อน

    Think you khaled❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 4 หลายเดือนก่อน +1

    ቶኮልፍና አልካ ክቕጥልዩ. ክሳብ መቃብር ኣራዓሮ ዝኣቱ ድሓርክኣ ኢትዮጵያ ውአዩ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @afewerkighirmay6529
    @afewerkighirmay6529 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሳዊ ፖለቲካ ዝፈልጥ ካኣ ይመስል ኣንታ እንበር ዶ እቲ ዝገብርዎ ይፈልጡ እዮም

  • @elilhagos9952
    @elilhagos9952 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ayewe hakika enjera ezgi bilae

  • @teferiwoldeyesus5252
    @teferiwoldeyesus5252 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሐንጎልካ ይፍረስ ጃሃዲስት ሃላይ

  • @habterezenehabte6308
    @habterezenehabte6308 4 หลายเดือนก่อน +2

    Btaimi tsubuq kald

  • @yosiefgebreyesus9501
    @yosiefgebreyesus9501 4 หลายเดือนก่อน +1

    ካልድ ሓውና ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጲያን ዘሎ ዶብ ብናይ ኣልጀርስ ዉዕል ድዩ ክዕጾ ዋላ ዝፈርሰሉ ኣብነት ኣሎ እዩ። ይቅረታ ድሕሪ ኣብ መስመር ምህላውካ ምሕታተይ

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 4 หลายเดือนก่อน +3

    ክቡር ሓው ኻልድ ዓብዱ ብትህበና
    ኣስተምህሮ ብጣዕሚ ውሳኔታትካ
    ከተመዓራሪ ዝሕግዝ ብሉጽ ትምህርቲ
    ኢዩ'ሞ ልዑል ምስጋና ይብጻሕካ።
    ከምህዝቢ መጠን ከኣ ናብልብና
    ተመሊስና ብኽውንነት ክንሓስብ ይግባእ ። ስለዚ ካብስምዒት ወጺእና
    ኣብክውንነት ክን ኣምን ሓደራ።

  • @ProofFact
    @ProofFact 4 หลายเดือนก่อน +8

    ካልድ ዓብዱ ባዓል ሕልና እግዚኣብሄር ሓይሊ ይሃብካ 🙏

  • @abebafikadu9835
    @abebafikadu9835 4 หลายเดือนก่อน +1

    Bizaeba eritrea ayigidisekan eye agame wahìd

  • @abrahamhag.9891
    @abrahamhag.9891 4 หลายเดือนก่อน +1

    Kof elka melhaska minqsqas entay faydau?

  • @jRedsea
    @jRedsea 4 หลายเดือนก่อน +1

    Sekit hager balna alnaya jelfaf afkum zihabekum aytzarebu Eritrea balna alenaya bi Ethiopia minim zefrhana yelen miss tegaru dima minim erki ayedlenan eyu tselatna elna asmirnalu ena dihry hiji aregit do gele zibhal ab Eritrea yelen nikalkum belwo nenihidhidkum tebaleu Eritrea ni Eritrawuyan bi Eritrawuyan 10. Netbi niskum kililkum hizkum dekisu fano kinhigzom ena akele

  • @user-cf3ln5is3l
    @user-cf3ln5is3l 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኻልድ ብጣዕሚ የመሰግነካ ጽቡቅ ትንታነ ተቅርበልና ዘለኻ ከየመሰገኑኩኻ አይሓፍን እሞ አጆኻ በርትዕ ናይዞም ወሸላኻት ሺሞም ክጽሕፉ ዘይክእሉ ተጻረፍቲ መልሲ አይትሀቦም ራህዋ

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsehayneshhabte1693
    @tsehayneshhabte1693 4 หลายเดือนก่อน

    Eway kulu kemaka ente zhasb well done

  • @SamiTsegay-ol6yx
    @SamiTsegay-ol6yx 4 หลายเดือนก่อน

    Xbuk hasab

  • @user-ew3kh7qm2f
    @user-ew3kh7qm2f 4 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙♻️♻️♻️♻️💙💙💙💙💙💙

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il 4 หลายเดือนก่อน

    ✅♥️

  • @KudusanYohanns-xu5et
    @KudusanYohanns-xu5et 4 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉

  • @amanuelblessed9216
    @amanuelblessed9216 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ab kwnnet tezareb xlie zemxo tntena aytemxie ab halwasa keytkeyd

  • @danielteame4033
    @danielteame4033 4 หลายเดือนก่อน +1

    Semae endo kahled kab zerebaka kem teazebkewo ezi nay berged nehamedu aytedgefon eka entay eu kegber zelewo gen welhade aybelkan anetsereka entay eu eti kegeber zelewo negerena

  • @alex-ln5jw
    @alex-ln5jw 4 หลายเดือนก่อน

    Deat brother, who can trust him, though ?? That is a million dollar question

  • @biniamhabteslasie2359
    @biniamhabteslasie2359 3 หลายเดือนก่อน

    🎉

  • @yosiefmokenen
    @yosiefmokenen 4 หลายเดือนก่อน +1

    💙💚💙💚💙💚💙💙💚💙

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha7387 4 หลายเดือนก่อน

    ናይ ኣምሓሩ ፖሎቲካ ልክዕ ፖሎቲካ ኤረትራ እዩ።ይእከቡ ይብተኑ ይእከቡ ይብተኑ ኣብዪ ካብ ኣምሓራ ዝኮነ ዓይነት ተጻበኦ ክመጾ ኣይክእልን እዩ።ምክንያቱ ናብ ምውዳብን ናይ መራሕን ተመራሕን ባህሊ ኣየማዕበሉን ኩሉ ኣነ ክመርሕ ጥራሕ እዩ ዝብል።ኣብ ባይታ ዘሎ ፋኖ ኣብ ብዙሕ ዝተበታተነ ንሓድሕዱ ብጥይት ዝቀታተል እዩ።ኣውራጃውነት ኣለዎ ናይ ስልጣን ጽምኢ ኣለዎ።እዚ ኣብ ደገ ዘሎ እውን ከምኡ

  • @ttek9180
    @ttek9180 4 หลายเดือนก่อน +11

    ኻልድ ሐወይ መዋእልና ምሉእ፣ ኢሳያስ ኢትዮጵያዊ ዕላማን ሕልሚን እምበር፣ ኤርትራዊ ልኡላውነት ዝተረጋገጸላ ነጻን ሐራን ኤርትራ ባህግን ሕልሚን ፍጹም ከምዘይነበሮ ብግልጺ ጽሒፍናን መዲርናን ሐቢርናን ኢና። ኤርትራውያን ግን ጓንጓ ባዶ ተስፋ ጌሩ ዝጥብሮምን፣ እንዳገፍዖምን እንዳእሰሮምን እንዳቐንጸሎምን በታቲኑ እንዳአሰደዶምን ተመሊሶም ኢዮም ዘኽብርዎን ዝከላኸልሉን። እቲ ዘስደምም ከአ ንዕኡ መን ክትክኦ ኢሎም ክጭነቕሉ ምርአይ ኢዩ። ሕጂ'ውን ምስ አቢ ካብዘይቐን፤ ምስ አምሐራ ኮይኑ ኢትዮጵያዊ ዕላምኡ ክዛዝም ኢዩ ዝመርጽ። ልዕሊ ኩሉ ጠንቂ ቀጻልነት ሽግርና ከአ ናትና ኤርትራውያን ስንፍናን ሕምቀትናን ኢዩ።

  • @tadesettarky9336
    @tadesettarky9336 4 หลายเดือนก่อน

  • @nanunana886
    @nanunana886 4 หลายเดือนก่อน +3

    Wise analayzattion.👍🏽

  • @henosdawit9271
    @henosdawit9271 4 หลายเดือนก่อน

    Zey Agame Esayas zirewakum zelo .

  • @counterdrama5326
    @counterdrama5326 4 หลายเดือนก่อน

    Sharp

  • @ibrahimalamaad7713
    @ibrahimalamaad7713 4 หลายเดือนก่อน

    ምስ መን? ወያነ እንተኾነ ምእንፋትካ አይትሕለሞ። ወዲ ስዉእ ሞኻንካ ክብሪ ይግባኣካ፣ መቦቆልካ ትጽብጽብ እንተኾይንካ ዶብ መስካርካ እዩ።

  • @abrnyiosasfha7698
    @abrnyiosasfha7698 4 หลายเดือนก่อน +1

    Derfi do beleka bezey kebro zeynksakes hezbi endyuo koyno

  • @habterezenehabte6308
    @habterezenehabte6308 4 หลายเดือนก่อน +2

    You are smart mind beright

  • @user-ww7jn5nj5i
    @user-ww7jn5nj5i 4 หลายเดือนก่อน

    Road Maps ሀጸይ-መጸይ፡ ንቐርኒ አፈሪቃ በዞም ክናናን-ምናናን ጸረግቲ ጽርጊያ ህግደፍን ወያኔን ብልጽግና ፓርቲን ገርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ንምስናዕ እዩ🟢

  • @user-mh1fn1ur3g
    @user-mh1fn1ur3g 3 หลายเดือนก่อน

    አይትሻቀል ተካአቲ አለው ከመካ ሃዳሚ ቦታ የብልን

  • @user-gb1bs8kt4s
    @user-gb1bs8kt4s 4 หลายเดือนก่อน

    Kondaf agame komal

  • @user-ww7jn5nj5i
    @user-ww7jn5nj5i 4 หลายเดือนก่อน

    እቲ ኣቢ ዝብሃልፍጥረት ንህዝቢ ኢትዮጵያ ከምዛ ሰላዬ ኢሰይስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸሞን ዝፍጽሞን ዘሎ ንኽፍጽም እዩ ብሃጸይ-መጸይ ተዓሊሙ ስኑዕ "ኖበል-ሽልማት" ተሽሊሙ ኣብ ስልጣን ተወጢሑ!! ኩሉ በዞም ወኻሩ ሃጸይ-መጸይ ዝኾኑ:ወያኔን ህግደፍን ኣቢዪን ዝስራሕ ዘሎ IRDER OUT OF CHAOS ብዋጋ ደም ህዝቢ ሐበሻ፡ ንቡር ኣዕኒኻ ዘይንቡር ስርዐት ምስራት ጥራይ እዩ✔️

  • @elilhagos9952
    @elilhagos9952 4 หลายเดือนก่อน

    Nihadhidna biemni nifagae timali isayas ab Roma hade seb keywese

  • @berhemeharena8512
    @berhemeharena8512 4 หลายเดือนก่อน

    Kulu hawina kalid abdu birged Nihamedu kiewet entay kingebr alewo tibil ?

  • @ibrahimalamaad7713
    @ibrahimalamaad7713 4 หลายเดือนก่อน

    ንሶማሊ ላንድ ናይ ሀገርነት አፍልጦ መሃብ ካምጸኦ ዝኽእል መዘዝ ን በኒሻንጉል ፣ንትግራይ፣ ኦጋዴን፣ጋምቤላ፣አፍልጦ ምሃብ ካኸትል ሙኻኑ ይሰሕቶ ዶ ትብል? እወ እንተኾነ ኢ/ያ ንኽትበታተን ባይታ ምጥጣሕ ዶ አይኮነን?

  • @esuzemuy9283
    @esuzemuy9283 4 หลายเดือนก่อน

    Hiiii kald thankyu gn etom kendi tseyekti delewu kbrtatom resiom dkalesu zelowu nahamedu bzaeba tgray aresti mlial gedifom bzaeba kbrtat nay hizibi eritrea hizom ymtsu kendi shigr koynom zelowu wufuy seltene fnan etc gena ndhirit kmelswo eyom

  • @user-ji8lz3kz1t
    @user-ji8lz3kz1t 3 หลายเดือนก่อน

    መን ወኪሉካ ዝሓወይዮ

  • @tedrostedla620
    @tedrostedla620 4 หลายเดือนก่อน

    አጀውጀ አትበል አቡትዘለካየ (???)

  • @ibrahimalamaad7713
    @ibrahimalamaad7713 4 หลายเดือนก่อน

    ንትግራይ ወያነ እዪ እንኮ ሓደጋ

  • @HBAChannel1987
    @HBAChannel1987 4 หลายเดือนก่อน +2

    Khalid Smart guy❤❤❤

  • @user-ep9fl3vy8s
    @user-ep9fl3vy8s 4 หลายเดือนก่อน +2

    ካልድ ናይ ብሓቂ ተንታኒ ፖለቲካ ኢኻ Curry on .💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @samiates5057
    @samiates5057 4 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🙏

  • @user-bj8ks6jf4j
    @user-bj8ks6jf4j 4 หลายเดือนก่อน

    ክላ ኣለኩ ማለት ናትካ ነገር ካ ሕሙም ኣእምሮ ቆማል ዓጋመ በላዒ 2 ስጋ

  • @habeshaconnection1585
    @habeshaconnection1585 4 หลายเดือนก่อน

    'Eskender nega

  • @habtomabay5276
    @habtomabay5276 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ሰላም ሓው ኻልድ ሞያዊ ትንታኔኻ ይበል ☝️

  • @berhanefesshaye1493
    @berhanefesshaye1493 4 หลายเดือนก่อน +1

    Merhab Kaled 👍

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 4 หลายเดือนก่อน +4

    Kald bro thanks for everything

  • @Robelsoimon
    @Robelsoimon 4 หลายเดือนก่อน

    ሃገር ትፈርስ ትዓኑ ደረፍቲ ህዝቢ የዕብዱ ዝተወልዱ ህጻናት ኤርትራ ከኣ ኣብ ስደት ይብተኑ !!!!
    ህዝቢ ኤርትራ ካብ ጽላለ ህልክ ከይወጻካ ምጽናትካ ምብራስካ ግድን ኢዩ ኣብ ገገዝካ ኣብብስደት ዝእዘዘካ ዉላድካ ኣለካ ድዩ?ን ምንታይ ናብ ሃገርካ ዘምልስ ኮፍ ኢልካ ክትዛተ ዘይትደሊ ህልክን ፈከራን ን ጀብሃን ሻዕብያን ኣይጠቀመን ካብ ኩናት ሓድሕድ ዝተረክበ መክሰብ ን ህዝቢ ኤርትራ ኔሩ ድዩ? ሕጂ እውን ኣብዚ ሙዑቡል ጊዜ ብ ህልክ ደም ክትፋሰስ ምርኣይ ህዝብና ጡዑይ ኣሎ ክንብል የጸግመና ኢዩ

  • @getachewhailemariam7645
    @getachewhailemariam7645 4 หลายเดือนก่อน +1

    Us usual 👌🏻👍👌👍👌🏻👌🏻👌👌👌🏻👍

  • @user-ue3kb6lt2t
    @user-ue3kb6lt2t 4 หลายเดือนก่อน

    ተቓወምቲ ብሕግን ቑዋምን ክንመሓደር ንቓለስ ኣለና ደገፍቲ መደገፊኦም ኣንጻርነት ኢዩ እምበር ነቲ ሓቒ ዘይፈልጥዎ ስለዝኾኑ ኣይኮኑን ኢለ ይኣምን ሕቶይ እንታይ ክንገብር ኣለና ኢልካ ትሓስብ ሓው ኻልድ ምኽንያቱ ን 16 ዓመታት ኩልና ሓድነት ጌርና ንኽንቃለስ ጎስጋሳት ተገይሩ ኢዩ ግን ኣብዮም ኣብዚ ዲያስፖራ ኮይኖም ድቓስ ከሊኦምና ናብዚ ዘለናዮ መድረኽ በጺሕና ዝሕዝን ታሪኽ ኢዩ ግን እንታይ ምርጫታት ኣለና ኢልካ ትሓስብ እዛ ከም ስጋ ጉዚ ኣብ 30 ዝተፈላለየ ተገዛዚና ኣለና ኢሰያስ ዉን ኣቕዲሙ ኢሉና ክነሱ ኣይሰማዕናን ገሌና እምበር ኣብ ዘይተርክቡዋ seqileya ክኸይድ እየ ዝበሎ ነዚ ኢዩ ኣብ ዓዲ ዲሞክራሲ ኮይና ክንሓብር እንተዘይክኢልና በየናይ መለክዒ ሃገር ከነቐጽል ንኽእል ዝብል ሓሳብ ይመጸካ እዚ ድማ አመሪካ ይደልዮ ኢትዮጵያ ትደልዮ እያ ስለዚ ሕጂ ክንሓስብ እንተዘይክኢልና ሃገርና ነበረያነበረ ክትከዉን እያ እዚ ኣዝዩ ዘፍርሃኒ.....

  • @mariemnuru6313
    @mariemnuru6313 4 หลายเดือนก่อน

    🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😢😅

  • @user-yz4it2zn4j
    @user-yz4it2zn4j 4 หลายเดือนก่อน +4

    Well said my dear brother Kaled👌you are very intelligent and very wise man and very positive person I always admire you. Thank you so much.

  • @user-pz4gt2bb8k
    @user-pz4gt2bb8k 4 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you memhr

  • @teshemetekle7274
    @teshemetekle7274 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብቅዓት ዝመልኦ ኡዋናዊ ተንተና።

  • @botulabdu9886
    @botulabdu9886 4 หลายเดือนก่อน +1

    👍

  • @tewzoldebereket9952
    @tewzoldebereket9952 4 หลายเดือนก่อน +4

    መረሐባ መም ኻልድ የቀንየልና ነቲ ትገብሮ ዘለኻ ዘይሕለል ጻዕሪ አፍልጦናን አተሐሳስባን ንምዕባይ

  • @counterdrama5326
    @counterdrama5326 4 หลายเดือนก่อน

    Hateftef tbl aleka

  • @edentesfankid4090
    @edentesfankid4090 4 หลายเดือนก่อน

    Anta entay selale eyu atewo zelo eze hzbena nanas duan seloten gebru metewe kenbel zegbana hzebe ekayna endatfenas derfen saeseten koyna trefna begka kaled hwey aytsmayom ekelte eya eya natka metwet muska😊

  • @yhrahdesta7577
    @yhrahdesta7577 4 หลายเดือนก่อน +1

    👍👍👍👍

  • @Eritrawi-neqax1eye
    @Eritrawi-neqax1eye 4 หลายเดือนก่อน

    Tem bel jufjuff hasawi

  • @RegimeChangeEritrea
    @RegimeChangeEritrea 4 หลายเดือนก่อน +3

    Excellent work Khaled

  • @semhartesfatzion8764
    @semhartesfatzion8764 4 หลายเดือนก่อน

    Please don’t be so biased in your analysis. Four years ago tigreans leaders were saying Eritrean Defence Force is empty, it is a matter of days to destroy EDF. We have heard a lot. You guys believe it and were waiting for TDF to conquers asmara. Don’t you ask what happens to that. You just simply believe what tigreans leaders say. I know you can have allegiances to your origin but as an educated elite do some self reflection before you come up your analysis.

  • @user-mh1fn1ur3g
    @user-mh1fn1ur3g 3 หลายเดือนก่อน

    ናዕካ እንታይ ይምልከተካ ኤሰ ኤሱ 1000 ሺሕ ተካቲ አለዎ

  • @AlmazGhezai-ln5pq
    @AlmazGhezai-ln5pq 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️👌🏻💪👍

  • @biniamhabteslasie2359
    @biniamhabteslasie2359 3 หลายเดือนก่อน

    kkk du är duktig

  • @abduadem1780
    @abduadem1780 4 หลายเดือนก่อน +1

    Good job Mr hkald

  • @dawitbocrezion9503
    @dawitbocrezion9503 4 หลายเดือนก่อน

    Kab weyane felina aynriekan ena melhaska akib tenbar

  • @user-zu2fl1ep4e
    @user-zu2fl1ep4e 4 หลายเดือนก่อน +2

    Excellent political analysis , thank you.

  • @mojohn701
    @mojohn701 4 หลายเดือนก่อน +5

    ኩቡር ሓው ኻልድ🎉
    Welcome back our dear brother 🎉

  • @tsehayneshhabte1693
    @tsehayneshhabte1693 4 หลายเดือนก่อน

    Haky bhaky kald agelaltseaka zegerm eu

  • @kidane6417
    @kidane6417 4 หลายเดือนก่อน

    Ara ezi qondaf helwlaw yibl bazqba eritra

  • @ber771
    @ber771 4 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ኣይተ ኻልድ ሓላይ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ክትመስል ኣይትድለ ተፋሊጥና ኢና ::🇪🇷🇪🇷🇪🇷ካባኻ ጽቡቅ ናይ ኤርትራ ዝጽበ የለን ::::::🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-pf9lm3op7g
    @user-pf9lm3op7g 4 หลายเดือนก่อน

    Etay eu ti hasabu

  • @elsabekuretsion3990
    @elsabekuretsion3990 4 หลายเดือนก่อน

    Leave him alone

  • @SamiTsegay-ol6yx
    @SamiTsegay-ol6yx 4 หลายเดือนก่อน +2

    Men mkanka felitnaka alena

  • @zahracouch8452
    @zahracouch8452 4 หลายเดือนก่อน +1

    Your input is well taken

  • @habeshaconnection1585
    @habeshaconnection1585 4 หลายเดือนก่อน

    Thank you ustaz khaled

  • @ibrahimalamaad7713
    @ibrahimalamaad7713 4 หลายเดือนก่อน

    አቢይ ሀገረ ኩሽ ናይ ምምስራት እዩ ባህጊ ማለት ኦሮሞ+ኦጋዴን+እንተ ተኻአለ ዓፋር ዘጠቃለለ ሀገር እዩ

  • @habtayhagos5182
    @habtayhagos5182 4 หลายเดือนก่อน

    Gis dhul guday Eritrea ni Eritreawyan eyu zmlket kezab

  • @user-br3ti9rn1q
    @user-br3ti9rn1q 4 หลายเดือนก่อน

    ሃይ ካልድ ከመይ አሐካ

    • @user-br3ti9rn1q
      @user-br3ti9rn1q 4 หลายเดือนก่อน +1

      አነ ካብ አስመራ ጀሚረ ምስ ቡዛሓ ቡጸተይ ተከታተልትካ ኢና ብፈነወ ቲቪ አሰና ሕጅ ድማ አብ ኢትዮጲያ ድሕሪ ዝኩነታት ምውድኡ ብሰላም ይነብር አለኩ

  • @ibrahimalamaad7713
    @ibrahimalamaad7713 4 หลายเดือนก่อน

    አብ ጎኒ ወያነ ምስላፍካ አብ ልዕሊኻ ዝነበሪ አረአአያ ሱንኩፍእዩ

  • @user-dx6uw2bk4f
    @user-dx6uw2bk4f 4 หลายเดือนก่อน +1

    Kald Lekbat hasawi agenda Tigray ktesasi zkeremka Lomita Bzaba Eritrea entry ymekketeka baelka agame elkaba so what do you know?

  • @Ayngage
    @Ayngage 4 หลายเดือนก่อน

    KALED GENA TILIFLIF ALEKHA?
    KULUKHUM DEGEFTI TEKAWEMTI BEHALTI TH-camRAT?
    LEFLEFTI EKHUM!
    "NMENGSTI ERITRAN HZBI ERITRAN AB ERITRA ZELO?
    TEGUDLELU YEBLKUM, TIMILEELU YEBLKUMN!"
    GETSEKUM TRHAK::

  • @angesomghebrengus6995
    @angesomghebrengus6995 4 หลายเดือนก่อน +3

    ለፍላፊ ጉዳይ ናይ ትግራይካ ግበር ወዲ ዛና። ጉዳይ ኤርትራ ን ኤርትራውያን ግደፎ

    • @peaceandlove.
      @peaceandlove. 4 หลายเดือนก่อน +1

      Eseyas merahika wnko agameyu. Niu keaba nay agameka giber elka mikerelna.

    • @temesanyii4467
      @temesanyii4467 4 หลายเดือนก่อน +1

      ኢሳያስ ውን ወዲ ተምቤን ዪ

  • @amanabdulsamed3171
    @amanabdulsamed3171 3 หลายเดือนก่อน

    እንታ ሓውና እዚ ብዛዕባ ኢሳያስ ትብሎ ዘለኻስ ኩሉ ቅንዕ ኢዩ። ግንከ ፡ ኤርትራ ድሕሪ ኢሳያስ ከም ሃገር ጠጠው ከምዘይትብል ቅድሚ 20-30 ዓመት ኣና ፈሊጥናዮ ፡ ፡ ንኤርትራ ድሕሪ ኢሳያስ ኩቦ ዝድርብዩላ ድማ ብቐዳምነት እቶም ሎሚ ፡ ኤርትራ ማለት ሻዕብያ፡ ሻዕብያ ማለት ድማ ኢሳያስ ገይሮም ዝቆጽርዋ ዘለዉ ኢዮም ክኾኑ, እቶም ተቓወምቲዶ ደለይቲ ፍትሒዶ ዝበሃሉ እቶም ነባራት ወይ ገዳይም ዝበሃሉ ኣሪጎም ዕዲዉዒሎምዮም እዚጥራይ ዘይኮነ ደማ ፋሕ ጭንግራሕ ከም ደቂ ዘግራ ከምዝበሃል ኣብ 30-40 ጉጅለታት ተኸፋፊሉን ሃዲሰን ኢየን። እቶም መንእሰያት ድማ መራሒ ስኢኖም ጠገለ ዘይብሉ ናይ Vagabonds ዓይነት ምንቅስቓስ ኢዮም ዘካይዱ ዘለዉ , ስለዚ እዚ ይኹን እቲ ፡ እብኽንዲ ሞት ንኢሳያስ ኢልካ ምጭዳር እሳያስ ይንበረልና ኢልና ክንጽሊ። ዶዓ ክንገብር ኢዩ እቲ ዝሓሸ።

  • @esayasabraha9106
    @esayasabraha9106 4 หลายเดือนก่อน +2

    ካለድ ሐወና ነቲ ትህበና ቸትምህርቲ ትተና ፖለቲካዊ የቀነና

  • @zashoshoza367
    @zashoshoza367 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ዝገርመኒ ኣብቲ ገለ ሓበሬታ ክትረኽበሉ ትኽእል ገዲፍካ ካብ ጸርፊ ዘለዎ በታ ብብዝሒ ክዓስሉ ክትርኢ ከለኻ ካሳብ ክንደይ ወዲና ከምዘለና የርእየካ ።
    ነመስግነካ ሓው ካልድ ።