ልኡኽ ኣሜሪካ ማይክ ሃመርን ስግኣት ኢሰያስን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 พ.ค. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @admasforum
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 77

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 หลายเดือนก่อน +16

    መርሓባ ኻልድ ነቲ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ምሃሪ መደብካ ክሰምዕ ኣዝየ እየ ዝህነጠ ዓወት ይሃብካ መንእሰያትና ክምሃሩዎ ኣብ ስጥመትን ስምረትን ክሓብሩ እትስፎ፡ የቐንየልና ሞጎስ ይሃብካ ለባም ሓያል ብወገን ሃይማኖት ዘይትጽሎ ጅግና ኢኻሞ ደው በለልና ዓወትን ሞጎስን ይሃብካ፡ ተባረኽ።

  • @disieinterprise-gy7tm
    @disieinterprise-gy7tm หลายเดือนก่อน +12

    ኣጆኻ ካሊዲና ጸኒዒካ ጥራይ ከምዘለኻዮ ቀጽል! ውሑዳትን ክማኻ ጹንዓትን መትከል ዘለወምን ጀጋኑን ኣለው'ሞ ተጣሚርኩም ብሐባር ተጣሚርኩም ንዓ ንቀፍትኹም ጸማም አዝኒ ሂብኩም ጻማኹም ትረኽብሉ ግዜ ክመጽእ ዘ ይተርፍ 'ዩ ክብርን መጎስን ንኹሉ ደላይ ፍትሒ! አጆና🙏🏼

  • @Abduselammahamedberhanberhe
    @Abduselammahamedberhanberhe หลายเดือนก่อน +4

    ፅፍፍን ምህርታውን ትንታነን thank you teacher khalid

  • @tesfamikaelteklemariam8526
    @tesfamikaelteklemariam8526 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ጹቡቅ ኣገላልጻ ኻልድ ብጣዕሚ ዘድንቀካ ዚከታተለካን ሓይሊ ይሃብካ ፈጣሪ

  • @yosiefgebreyesus9501
    @yosiefgebreyesus9501 หลายเดือนก่อน +16

    ብጣዕሚ'የ ካባኻ ዝምሃር ካልድ የቀንየልና❤❤❤

  • @GebrehiwetTesfamariam-br2fy
    @GebrehiwetTesfamariam-br2fy หลายเดือนก่อน +8

    ደስ ዝብል ሓሳብ እዩ mr ካልድ

  • @welde9662
    @welde9662 หลายเดือนก่อน +6

    Thank as ussual teacher kald.

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ንዓካ ይኩን ኩቡር ሐዉና🙏🙏

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 หลายเดือนก่อน +4

    ከም ወትሩ ልዑል ምስጋና
    ንሓው መ/ም ኻልድ ዓብዱ
    ከይተሓለልካ ቀጽሎ።
    🙏🙏🙏🙏

  • @filimongebre8553
    @filimongebre8553 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ጽሉል ስርዓት ብዋጋ ህዝብና ምስ ኣመሪካን ምዕራባዊያንን ታሃላሊኹ ኣብ ዘይተደለየ ህልኽ ኣእቲዩ ክህልቆ ዝገብሮ ዘሎ ዕንደራ ዘይርድኦ ደምበ ፍትሒ የለን፡ኣይብልን፡ኢየ ኣብዛ ዓመት እዚኣን ኣብዝቅጽል ዓመትን ሰፊሕ ውግእ ክፍጥር ኢዩ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ።

  • @shamlatsegai
    @shamlatsegai หลายเดือนก่อน +2

    ኣቶ ኻልድ ዓብዱ ምስ ዚ ናተይ ኣብ ኩሉ እቲ ሓሳብካ ብሓደ ኣለና። ሓደ ዩ እቲ ርድኢትና። ጥራሕ ቖጽሎ፤

  • @user-mm3zy3rl2i
    @user-mm3zy3rl2i หลายเดือนก่อน +2

    ኣዚዩ ጹፉፍን ሩጡብን መግለጺ።

  • @TesfazgiTadesse
    @TesfazgiTadesse หลายเดือนก่อน +5

    ፅቡቅ አሎ

  • @faet9285
    @faet9285 หลายเดือนก่อน +6

    መልእኽቲ ናብ ኩሉ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱ:
    እዛ ናይ ኣጋንንቲ ጉጅለ ህግደፍ እዚ ኹሉ መንእሰይ ናብ ሜዳ እንተወሪዱ ሓንቲ ለይቲ'ውን ክትሓድር ከምዘይትኽእል ፈሊጣ : ከይወርድ ምእንቲ በዞም ኣራዊት ልኡኻታ ኣቢላ መጻወዲያ ኣዳልያ ኣላ::
    እቲ ኣዳልያቶ ዘላ መጻወድያ ድማ ንሕና ነዞም እትልእኮም ኣራዊት ክንታሃላለኽ ገንዘብና: ሓይልናን ግዜናን ሂወትናን ክባኽን'ሞ ዝእሰር ክእሰር ዝመውት ክመውት : ብኡቢሉ እቲ መንእሰይ ናብ ሜዳ ከይወርድ ክዳኸም ኢላ ዝማሃዘቶ እኩይ

  • @tm.h.3262
    @tm.h.3262 หลายเดือนก่อน +4

    ጽቡቅ አሎ

  • @tesfalembizen9533
    @tesfalembizen9533 หลายเดือนก่อน +3

    ፅቡቅ ኣሎ

  • @user-qo6tp9yj8c
    @user-qo6tp9yj8c หลายเดือนก่อน +2

    ማሃሪ ዝኾነ ሓሳብካን ዘይፅገብ ትንተነኻ ማራ እዩ ዝናፍቐና እሞ ንበረልና❤❤❤

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏❤️Amen metfeite Esayas tekun . Edele dehenet ayahabo edele KAZAFI YEHABO. Nebate na fesisu ayketerefen eu!❤️

  • @teweldeberhane6235
    @teweldeberhane6235 หลายเดือนก่อน +2

    Well come dear brother God bless you

  • @yosiefmokenen
    @yosiefmokenen หลายเดือนก่อน +6

    💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚

  • @asliruessom3573
    @asliruessom3573 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም፡ናዐኻ፡ካሊዳ፡ሐዉና፡ናዓና፡ዴአ፡ዘይሕጊዙና፡ሐራ፡ዘይዉጹኡና፡ዘይቀቱሉሉና፡፡ሐደ፡ዚዒወት፡ተሳኢኑ፡፡አሚላኽ፡ሲቂሉ፡ይሪኦአሎ፡፡ሰብ፡ይጠፍእ፡አሎ😂🎉😢

  • @KeepGoing5355
    @KeepGoing5355 หลายเดือนก่อน +2

    መርሓባ ካልድ❤❤

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሎ ድምጺ ኣሎ።

  • @user-xr7fy4dh9i
    @user-xr7fy4dh9i หลายเดือนก่อน +4

    ድምጺ ኣሎ

  • @josephjoseph9440
    @josephjoseph9440 หลายเดือนก่อน +4

    I can hear it. You are fine

  • @user-eb5tq3fh1p
    @user-eb5tq3fh1p หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤

  • @abrahammehreteab3651
    @abrahammehreteab3651 หลายเดือนก่อน +3

    Berte memhr kald awetn asalton yhabka fetari

  • @edrismussa3688
    @edrismussa3688 หลายเดือนก่อน +3

    Well done thank you.

  • @fani609
    @fani609 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙

  • @dtkemseb8315
    @dtkemseb8315 หลายเดือนก่อน +1

    ክብሪ ይሃበልና ኣምላኽ ሓው ካልድ
    ኣሽሓት ተንቅሕ ከምዘለኻ ፍሉጥ ዩ
    ደረጃ ንቕሓት ህዝብና ትፈልጦ ኢኻ

  • @asmeretgebrehiwet3801
    @asmeretgebrehiwet3801 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @AmalMahmmed-kx3qd
    @AmalMahmmed-kx3qd หลายเดือนก่อน +1

    😊

  • @rttr3992
    @rttr3992 หลายเดือนก่อน +7

    ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hadishberhane2661
    @hadishberhane2661 หลายเดือนก่อน +2

    ዝኸበርካ ክቡር ሓውና ካልድ ዓብዱ እዚ ኩነታት ከብቕዕ ውድባትና ኣብ ሓደ ክመጽኣ እቶም ዓቕሚ ዘለኩም ሰባት እንተትጽዕሩ ጽቡቕ ኔሩ

  • @gebrhiwetgebrmaskle3559
    @gebrhiwetgebrmaskle3559 หลายเดือนก่อน +1

    تم

  • @rigatkifle342
    @rigatkifle342 หลายเดือนก่อน +1

    Good ✅✅✅🦋🦋

  • @Seyfeafera
    @Seyfeafera หลายเดือนก่อน

    ፅብቆኣለ

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 หลายเดือนก่อน

    Khalid hawena Edmen Teanan yehabka.❤🙏

  • @MINTWEREDE
    @MINTWEREDE 29 วันที่ผ่านมา

    ካብ ጅማሮ ድምፂ ነይሩ እዩ

  • @YosepheYehdego-cc8zw
    @YosepheYehdego-cc8zw หลายเดือนก่อน +2

    ERITREA politics and ETHIOPIA politics is to different subjects. ERITREA government has been engorged by America 🇺🇸 and European 🇪🇺 for long years. Because of policy. With is internal political agenda 🙄. ERITREA have his own political policy is not going to work with eroupiean and 🇺🇸 America government. First prime points is definitely democratic republican engorged in 🇪🇷. It will never happen in ERITREA 🇪🇷. Because ERITREA is not ready for it. Thanks 🇪🇷 😊

  • @samsomasghodom7295
    @samsomasghodom7295 หลายเดือนก่อน +1

    Sebey brieskum aytkedun ekum edabelukas heray bdes zbelekum abrunda hagerka metsaweti baedawyan ktgebra
    Sikielka bub aytbel

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 หลายเดือนก่อน +2

    💜💜💜💜💜💜111111💜💜💜💜💜.

  • @bereketweldegebriel9926
    @bereketweldegebriel9926 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ማይ ጠላሚት

  • @CerheZerat
    @CerheZerat 20 วันที่ผ่านมา

    Bravo

  • @user-cc5cq4jz1h
    @user-cc5cq4jz1h หลายเดือนก่อน

    ካልድ ወድ ሽረ ጨው እግሮም ካብ ሕጅ ኢርትራ ተወልዶም ዝዐበዩ ከምዝይ ከማካን ችሮስን ተመስገን ካሕሳይን ወዘተ ናይ ሽብር ክልል ደቅ 40 ኢሳያስ ዝሃበኩም ተጋሩ ያክለኩም ብርትራዊ ምጽዋትን ምትላልን ቦታውን የብልኩምን ጸላእት ኢርትራ ህዝብኩም ትግራይ ጥንየት ሃብግ ይጠፍእ ኣሎ ዳሃዩ ግበሩ ጨው እግሮን ትግራይ

  • @dahlakstar942
    @dahlakstar942 หลายเดือนก่อน

    Tsubuk alo

  • @yemaneabraha2073
    @yemaneabraha2073 หลายเดือนก่อน

    Ok this time

  • @berhanegebretatios8601
    @berhanegebretatios8601 หลายเดือนก่อน

    Agame lemani

  • @GhebreASMEROMMichael
    @GhebreASMEROMMichael หลายเดือนก่อน

    What about the election do you think Biden Will be win

  • @weleygebremichael3162
    @weleygebremichael3162 หลายเดือนก่อน

    Alo

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 หลายเดือนก่อน

    HGDF EYOM DEMSEI ALO!😂😂😂

  • @user-pl1xj2yf3y
    @user-pl1xj2yf3y หลายเดือนก่อน +1

    እዚ፣ካልድ፣ዝባሃል፣ወዲ፣አንጻር፣ኤርትራን፣ኤርትራዊነትን፣ከም፣ምዃኑ፣ዝኾነ፣ኤርትራዊ፣ክፈልጥ፣አለዎ፣ምኽንያቱ፣ወዲ፣ድሙ፣እናይገድፍ፣ግብረ፣እሙ፣እዩ፣ነገሩ፣ንዓዱ፣እምበር፣ንኤረትራ፣ሐሲቡ፣አይፈልጥን፣እዩ፣አይንገራህ

  • @abdulibrahim5478
    @abdulibrahim5478 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂hasawy

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 หลายเดือนก่อน

    The TPLF GENERAL WENT TO SCHOOL AND I ETHIOPIAN UNIVERSITYS. They aren’t grafweting from SAHELE AND NAKEFA?

  • @weditigray8621
    @weditigray8621 หลายเดือนก่อน

    Tdf hinena ab ertrea kinfedi eyu last our success will be miszikin hayle wala naymanm hageza ayndelin tigraway gn hinena kinfedi ena just matter of time

  • @amanueltesfai1281
    @amanueltesfai1281 หลายเดือนก่อน +1

    Haha nay mentaye segate mike hummer kendeye gize Tigray do aykeden Issyas segu ayfeleten just talking in social media hadami

  • @bereketrussom9444
    @bereketrussom9444 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ሳሕሳሕ ሸንካ ደቅስ ።

  • @afewerkemha2894
    @afewerkemha2894 หลายเดือนก่อน +1

    ኢሰያስ ካብ መውረርያ ኣሜሪካ ርሕቑ ኣይፈልጥን። እቲ ብዛዕባ ኣሜሪካ ዝነብሖ ንውሽጣዊ ሃልኪ ጥራሕ ኢዩ። ኢሰያስ ኣብ ምምሕዳር ፍርሒን ጎነጽን ኢዩ ዝነብር። ንጥቅሙ ክቐያየር ጸገም የብሉን። እቲ ኣዝዩ ዝፈርሖ ሰላም ናይ ከባቢ ምስ ዝረጋገጽ ካብ ስራሕ ክወጽእ ኢዩ ማለት ሞቱ ኢዩ።

  • @user25645
    @user25645 หลายเดือนก่อน +1

    ህግደፍ እዛ ሰታይት ደም ህዝቢ ኤርትራ ዓቅሊ አጽቢባ ገመድ አብ ክሳዳ አቲዋ አሎ ነዛ ናይ አጋንንቲ እክብካብን አሰሰይታን ክንፋረዶም ኢና

  • @samsonhaile5072
    @samsonhaile5072 หลายเดือนก่อน

    ክክክክክ አንታ እዚ ርሙስ ትግራዋይ ክአ ሃለው ለው ክብል ግዝኡ የሕልፍ አሎ

  • @solomontekeste715
    @solomontekeste715 หลายเดือนก่อน +2

    ኣየ ካልድ miss calculation እንዲያ ወትሩ ተጋግየኩም ተጋሩ ኩሉ ግዜ ብዙሕት ኢና ጎበጥናኩም ክትብሉ ኣይትርብርቡን ዲኹም ዕሰርተ ጊዜ ክደጋገም ሰነፍ ተማሃራይ ኢለካለኩ በትኪ ኸማን

  • @josephjoseph9440
    @josephjoseph9440 หลายเดือนก่อน

    It is not the best internet of Tigray to go against Eritrea siding with Abiy Ahmed. After all, Eritrean border was delimited by Italian colonizers.

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish หลายเดือนก่อน

    ኣመሪካ ቀዳምነት ትሰርዖ ዘላ ጉዳይ ትግራዩ ካልእ እግረ መገዳዩ።
    ኣብ ህንደሳ ቀርኒ ፖለቲካ ኣፍሪካ መማኸርቲን ተሰማዕትን ኣመሪካ ጌታቸውን ፃድቃንን ክኾኑ ተደሪኻላ።
    ናፅነት ትግራይ ዘይተርፍን ዝተረጋገፀን ኮይኑ ነገር ግን ብኸይዲ ካልእ ፅልዋ ብዘይህልዎዩ ካሊድ ሓወይ ይትረፍ ትግረይ ከምንሶማልን ኦሮሞውን ካልኦትን ዘይተርፍን ብኣዝጋምነት ከምዝትግበር ኣመሪካውያን ምሕሳብ ጀሚሮምዮም ኣይከምዎትሮን ጉዳይ ኤርትራ ንግዚኡ ንኢሳያስ ምሕብሓብ ከይመውት ከይድሕን ክግበርዩ
    ፋኖ ኣንፃር ትግራይ ብምኻኑ ብፍሉይ ትፀቕጠሉላ ።
    ጉዳይ ኤርትራ ኣመሪካ ትጥምቶ ሲሳያስ ተናሓናሒ ኣመሪካ ብምኻኑን በርቲዑ ስለዘሎን ዝለዘይኮነስ ብዛዕባ ኤርትራ እስካዕ ህዝባ በርቲዑ ብሓድነት ናብ ሕቡር ፖለቲካዊ ቅዋም ክመፅእ ዝህልዎ ንዘይተወሰነ pouse ስለዝገበርዎዩ ብሰናይ ድሌት ኣመሪካ ጥራይ ዝሐሸ መማረፂ በሲሉ ዝወፅእ ኢትዮጵያኒስት ኢሱ ይቕፅል ብሰንኪ ጥርኑፍነት ኤርትራውያንዩ።
    አመሪካ ናይ ኢትዮጵያ ሓድነት ኣድላይነት ከምትቀደም ትሓስቦ ዝነበረት ኣይኮነን ።
    ኢትዮጵያ ቀስ ብቀስ ከምዩጎዝላቭያ ክትፈላለን ብኮንፈደሬሽን ክትስራዕን ምሕሳብ ጀሚራላ

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 หลายเดือนก่อน

    ሕጉደፋ ውያ አንታይ አዝን ኣሎዎም. 💜💜💜💜💜1111111💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🇺🇸🌹💙💜🩵💚🌹💙2💚💙💜🇺🇸💚🌹🌹🌹

  • @Anti-Traitor
    @Anti-Traitor หลายเดือนก่อน +2

    ኣታ ካልድ ፡ 20 ዓመት ስግኣት ኢሳያስ ካብ ኣሜሪካ ክትብል እኮ ኣረብሪብካና ..
    ተመሊስካ እሞ ረኣዮ ቪድዮታትካ ፡ ተመሳሰልቲ ኣርእስቲ ብዙሕ ኣለካ

    • @heidshop4103
      @heidshop4103 หลายเดือนก่อน

      ክቡር ሓው ምስምሉእ
      ኣኽብሮት ዓቕምኻ ፍለጥ
      ፈንጢሑ ንዝሰርሓካ ሰብ
      ኣይተቃልል ንድሕነት ሃገርካን
      ህዝብኻን ክትሓስብ ይምረጽ።

    • @EliasMengsteab-kt6fu
      @EliasMengsteab-kt6fu หลายเดือนก่อน

      እንጌራ እዝጊ ብላዕ ናይ ብሓቂ

    • @rustomyohannes5136
      @rustomyohannes5136 หลายเดือนก่อน +1

      I think you right temasaseli

    • @hailuweld
      @hailuweld หลายเดือนก่อน +1

      ዕድመን ጥዕናን ካልድ ሓወይ

  • @hailuweld
    @hailuweld หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ደንቆሮ ሳሚኤል ቀላቲ ካድር መላዓልቲካ ኣይኮነን ካድር ምእንቲ ፍትሒን ርትዒን ሕግን ደው ዝበለ ጂግና ተቃላሳይ እዩ ከም ምዓል ንስካ ሕልና ዘይብልኩም ሃገር ምስ ሰባ እናዓነወት ትህነጽ ኣላ ትብሉ ደም ዘይብልኩም ድምሱሳት ሕልና መሳርሕቲ ሰይጣን ኣሕዋት ቃኤል ኣብ ሬሳ ትስዕስዑ ጨካናት ፍጥረት ሰብ ዘይብሎም ሰብ መሰል እንስሳ ኢኩም።

  • @afewerkemha2894
    @afewerkemha2894 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ብናይ መንነት ካርታ ትጻወት ዘሎኻ፣ መንነት ናይቲ ተምልኾ ዘሎኻ መንነት ፍለጥ! ዓጽምን ወሎዶን ዝጽብጽብ ካብቶም ድሑራት ድሑር ኢዩ። ኣብ ስደት ትነብር ዘሎኻ ብመንነትካ ዲዩ?

  • @danlelgebre3032
    @danlelgebre3032 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ኤርትራ ተመርኸክ ምስ አሜሪካ ምፍጣጥ አየዋጻካን ኢዩ ዘይትብል እንታይ ኮለል አበለካ?ብዙሕ ጊዜ ሰሚዔካ ንስኻ አላል ናቶም ኢኻ።ኢትዮጵያ እንተተረጋጊአ ንኤርትራ እንታይ ሸግር አለዎ ትብል?ይገርም ኢዩ።ዘዝመጸ መራሒ ሰላም ክኸልአና?ጎሪሑን ነቂሑን ኢዩ ህዝቢ ኤርትራ።

  • @FekreWeldeslasie-cf1ig
    @FekreWeldeslasie-cf1ig หลายเดือนก่อน

    Sgat deki arba damber hzbawi gmbar segieun teteratirun ayfeltn mknyatu emnetu abebsu eyu kedae weyleka

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak8740 หลายเดือนก่อน

    ባንቡላታት ድዮም ጠፊኦሞም ቅልቅል ቅልቅል ዝብሉ ዘለው ብሽም ሓገዛትን ብ ነግ ፈረግ ምትእትታውን።
    እታ ሰጊድ ሰላም ትብለሎም ዝነበረት ጭፍራ ስ "ባ ፡ አብቂዓ እያ።
    ሩሑስ መበል 33 ዓመት በዓልን ቅንያት ናጽነትን !

  • @samuelkelati7976
    @samuelkelati7976 หลายเดือนก่อน

    ስማዕ ኣንታ ዓጋመ ንስኻ ኤርትራ እንታይ ግድስካ ኢሰያስ ኢስያስ ጥራይ ክትብል 30 ዓመት እሰያስ ኢልካ ምጀመርያ ኢሰያስ እዛ ምስ ተጋሩ ዝውዕል ዘሎ ማይክ ሃመር ትብሎዘለኻ ይረፍ 30 ማይክል ሃመር እንተምጹ ከማን ዕጅብ ኣይብሎን እዩ ስለዚ ድሕሪ ሕጂ ሽም ኢስያስ ክይትልዕል ንስኻ ዓግመ ኢኽ ክ ተንቤንክ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😵🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tgeb6431
    @tgeb6431 หลายเดือนก่อน

    PIA has lived half his life defeating threats and conspiracies by the people this man worships. PIA is in a much stronger position now. This man would have a little credibility if he spoke more about Eritrea and less about PIA. This obsession with PIA is boring