ካብ ዘይተበርበረ ታሪኽና ንመጀመርያ ግዜ ዝተዳህሰሰ ዘደንቕ ፍጻሜ 1ይ ክፋል # New Eritrean Video 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 27 ก.ย. 2024
- ካብ ዘይተበርበረ ታሪኽና ንመጀመርያ ግዜ ዝተዳህሰሰ ዘደንቕ ፍጻሜ 1ይ ክፋል # New Eritrean Video 2024
• ዕላል ምስ ኣባዲት ኣብ እንዳ ሓዘን...
• ኣብ’ዚ እንሄ ዘደንቕ ዕላል !! ኣ...
• ታሪኻዊ ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣዴና ጽ...
• ታሪኻዊ ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣዴና ...
• መስተንክራዊ ቆልዓ # New Erit...
• Video
• ዘይምኖ ዕላል ምስ ኣባል ማትኣን ዳ...
• Video
• ሕልና ኣልቦ 78 ዓመት ዝዕድሚኡ ...
• ንሰበይቱ ለኪሙስ ንጓሉ ከኣ .......
• ወዲ ሓደራን ኣደናቒ ዕላላቱን “ ዘ...
• ብሽክለታ ከም ኣእጋረይ’ያ " ልዕ...
• ብዓልቲ ቤቱ ካልእ ሰበይቲ ደኣ ለሚ...
@HDMONANEBARIT @StarEntertainmentEthioEri @AdmasMusic @EriOneTouchEntertainment @EriTVEritreaOfficial @MaraEntertainmentEritrea @BAHGNATV
God bless Eritrea and Long life for you ❤❤❤❤❤❤
Amaizng just Amaizng salute
🇪🇷ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ ኣቦታትና 🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ብጻይ ኣብራሃም ንድሕሪት 48 ዓመታት መሊሱኒ። ዝኽርታት እማህሚመት ኣውራ ምርኢት ባህሊ ውድብን እተን ዝጠቀሰን ደርፍታት ንዓይ'ውን ዓሚቕ ጦብላህታ ኣሕዲረናለይ ኢየን። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ይባርኽካ።
Respect! ተጋዳላይ መሓሪ አብርሃም
Admen tanan yhabkum nay bhaki wfuyat
እዚ ኩሉ ታሪኽ ሒዝካ፡ ኣዚኻ ደንጒኻ፡ እቕዲምካ ክግለጽ ነይርዎ ብዝኾነ የቕንየልና ብሉጽ ታሪኽ፡ ዕድመን ጥዕናን❤❤❤❤❤❤
ብጣዓሚ ዘገርም ታሪክ አዩ ጅግና ተጋዳላይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Let God give you all long lives! Neberulna
Jeganu salahum tekeberena🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
thanks father 🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪
Our heroes ❤️ 🙌 💙 👏
ዘላልኣማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ወትሩ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና ክብሪ ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰማአታትና
ዕድመ ይሃብኩም ጀጋኑ ኣቦታትና ክብንመጎስን ንሰማኣታትና❤❤❤
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Okay Shem of you!!!!!
Jegna enbesa ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
WoW ደይድገሙ ወለዶ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Tegadalai serahi tarik 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👋👍👌😍 ዮኒ ዓቢ ሰብ ብመደባትካ ኩሉ ጊዜ ዑጉብ ኢየ ❤
ኤድመን ትኤናን ይሃብካ ተጋድላይ ምሓሪ ❤❤❤
ጅግና ሓርበኛ ወዲ አረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Aeseyi EPLF aedi hqo jenanet zewida taruki zelewo heye nigerwo nezi nuausi weledo tebareki❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤❤
Wawwwww betime hayal jegna des kebleka yoni tanks a lot God bless you ❤❤❤🎉🎉🎉😮😮
Eway izi kulu tarik yigerim u nefswekef tegadalay lili akimu enda Serihe nezi kubur Nastinet bikndey mesawitin amistikuma ikum mo nizelilalem zersa nebari tarik serhikum tiserhu win alekum kibiri Nitegadalay Eritrea Awet Nihafash. ❤❤❤❤
Enqae teweledka ❤❤❤❤❤❤❤muqur elal
መንእሰይ ብዕላል ዘይኮነ ብመጽሓፍ ጌርካ እንተ ዝግለጽ ክንደይ ምጸበቐ ❤
Kindey seb eyu emo nay minbab limdi delwo
Fuluy tariki
Bfulyat sebat
Jeganu
ጅግና ኢኻ ናይ ብሐቂ ሕዝባዊ ግንባር። በጃኻ ንናአሽቱ መንእሰያት ኤርትራ ነቲ ሐደ ልቢ ንሐንቲ ኤርትራ ጸኒዖም ዓዶም ክሕልዉ ምኽርኻ ለጊሰሎም።
ጀጋኑ ኣያታትና ❤❤❤❤❤❤❤❤
Harbenatest deki hager
Thank you for serving
You are Amazing Doctor 👨⚕️ ,God bless you
Waga naxnet kkebd abtat taktik natkum ❤❤❤❤ yonas tarikeba keykber
Nay bhaqi jigna ❤❤❤❤❤
ዘገርም ታሪክ ህዝባዊ ግንባር እዚ ታሪክ እዚክድገም አይክእልን ቃልሲ መን እታ ክም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግባር ጥሕሳ ፍሕራ ጥምየትን ጽምእን ተጻውራ ተውለእዩ ስማ ብየማን ብጸጋም ትአምም ክብርን መጎስን ንጀጋኑና ሻእብያ ዘይፈልጥ ባእሉ ይፈልጥ።
I am so proud of my Heroes
Thanks Yoni for sharing this wonderful story from our Heroes
ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ኤርትራ❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zigerm tarik ❤🇪🇷
አዚን ታሪኽና አዩ 🇪🇷
ኣቤት ድሓኒ ዝበላ ነብሲ ዝገርም ድፍረትን ቆራጽነትን እዩ ብዘይ ዝኾነ ይኹን መሳርሒ ዘይብልካ ገዛ ዘየብልካስ መጥባሕቲ ሰብ ክዲሕን እዩ ኢልካ ኣይሕሰብን እዩ ብሓቂ ኣምላኽ ተሓዊስዎ ግን ሓውዩ ዝገርም ፍጻሜ።
❤🎉❤🇪🇷🎉❤🎉❤🇪🇷🙏🙏🙏❤!!!
እዋይ ክንደይ ከኣ ባ ዕደል ዘይገበረት ኣብቲ ኡዋን or በጃ ኮይና ኣላ 😢
@@tsegino5553 ዕምሪ እንተኣኺላ ዋላውን ተዓንቂፍካ ትመውት ኢኻ ብምኽኒያት ጌሩ ድማ ጎይታ የድሕነካ እዩ ዕምሪ እንተዘይ ኣኺላ።
Wonderful story please tell us about your struggle store always it is so interesting and we should have to know.
ዕድመን ጥዕናን ንዓካ መሓሪ ( መራሕ ሓይሊ ) 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹♥️♥️🙏🙏
ክርን ሞጎስን ንጀጋኑ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘገርም ትዕድልቲ ጥበብ። እቲ ናይ መጀመርያ መጥባሕቲ ጌርካ ዘሕዌኻዮ ግና ሓደራ ርኸቦ። ምኽንያቱ ቦኽሪ ወድኻ ንሞያ ሕክምና ዓለምዩ። ንህዝቢ ኤርትራኽኣ ኩሉ ክገብሩ ከምዝኽሉ ሰዉራ ኤርትራ ህሉዉ ኣብነትዩ።
ክቡር ኣቶ ዮናስ። እተቕርቦም መደባት ብጣዕሚ መሃርትን መዘናጋዕትን እዮም። የግዳስ፡ ከምዚ ሓርበኛ ሓውና ንነዊሕ ብዘይ ዕረፍቲ ክዛረብ እንከሎ ይግዲ ማይ ምስታይ ከድልዮ እዩ'ሞ፡ ዋላውን ንኻል ኦት ኣጋይሽካ ሕሰበሉ ኢኻ።
እዋይ ትአምር ታሪኽ ክብሪ ይሃብኩም 👍👍👍 እዞም ሐካይም ናይ ምድርባይ እምኒ ድም ምስ ምንታይ ኢና ክንጽብጽቦም.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
Kedai hizbu ! 🎉kkkkkkk
God bless my eritrean people and our beloved government awet n hafash
ሕዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ 💪🏽🐢🐪🇪🇷
Dr Alganesh
What a Heroism
Gegna dr share you are holy angel
አንታ ዮኒ ካበይ ኢኻ ተምጾኦም እዞም ጀጋኑ:: please 🙏 Yoni ታሪኽና በርብረልና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Naybahaki Abi zkone zata Eyu Emo Asfihka Atafafaa jebha ktgelxelna Bflay nezi hadsh weledo xbk temekuro Eyu
Wawwww zgerm eu
Amazing history ❤❤❤❤❤
እዋይይይ መሓሪ !!!!!! ገጽ ንፈትዎ አያና ረኣና ::!እቲ ቀደም ሓኪም ኮንካ ኣብ ሰገን ጻዕዳ እንዳ ሰራሕካ ኢና ንፈልጠካ
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Yonas please part 2 soon supper Amezing history Eritrean keep it
አምላክ ❤️🙏🏽❤️ ንሃገርና ኤርትራ 🇪🇷🦁🇪🇷ባሪካ ሰላምን 🕊️🕊️ፍቅርን ❤️❤️አውርደልና ❤️🇪🇷🤲🏼
Amen Amen Amen 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amen ❤️ 🙏
❤
🤩💯🤩💯🤩💯🤩💯🙏💯🤩💯🤩♥️🌹♥️🌹♥️
Ertirawent kebur menent 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ deki hade lebi 9.2.6 jeganu ❤️ ⛪️ 🕌 🇪🇷 ❤️ ⛪️ 🕌 🇪🇷 ❤️
Zigerm tarik, Amlak edimen tiinan yihabika mis Sidraka❤❤❤
Mr.Yonas I truly appreciate you taking the time to let our heros and heroines share their INCREDIBLE AND MIND-BLOWING stories.
And thank you for giving my father such an opportunity.
please do continue this documentaries of their lives that shines so much love, dedication, and patriotism.
Part 2 pls that is introduction
Zgerm..tarik..eyou.nay.Eritera.ab.alem.zeytegebre.tarik...Edmen.tenan..yhabkum.jeganuna..yonas..dma..btaemi.xbuk..program..eyou..zeleka..kexlo..buzuh..tarik..Alena..kulu..tegadalay..tarik..Alewo..slezi.yonas.hawey..nzi..zelo..menesey.neana..Eti..tarikiEritera...kfeltwo..bejaka..kemzi.geirka..Amxayoum....yonks.hawey❤❤❤❤❤❤
Yunas, there is no any Muslim tegadely or tegadelyte. Please be justice.
ኣርካናት ሻዒቢያ.መግለጺ.ስኢናሉ.ታሪኩም.ብዝኮነ.ኣለና.ሰብ ሒዲሪ.ዝተረፈ.ባዒሊና ኣለናዮ.ታሪኩም ተቀኒትና.ወቱሩ ሃገረይ.ኢዩ መንፈስና.ዘላኣለማዊ ዝክሪ ንሰማኣታትና.ነባሪ ሰላም ንህዝብና.መንኢሰይ ተረካብ ሓዲሪ.ተናበብ ንብል
Amazing Story thank you our hero ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🙏🏽
ብጣዕሚ ዝገረም ታሪኽ ክትሰምዖ ድምሰጠካ ታሪኽ ❤
* ካብ ዘይተበርበረ ታሪክና 😅 ብግሓድ ልእሊ ሰላሳ ኣመት ንፈልጠኩም'ዳ እንታይ ዝንገር ታሪክ ህግደፍ ክህሉ'ዩ
* ናጽነት አምጺዕና እንዳበልኩም - ዝነበረና ሓርነት መንጢልኩምና
* ደፍረስኩሞ እምበር - ዝተሓንጸ የሎን
* ምሑራትን ስብ ትካላትን - አሲርኩም ረሺንኩም ሃገር ብደናቁር ጥሪት ህግደፍ ተመሊዓ
* ብጾትኩም ዝኣሰርኩም - ንሓደ ዓጋመ ዲክታቶር ወዲ ተምቤን ጊላ ዝኾንኩም ተጋደልቲ ነበር እንታይ ጽቡቅ ዝንገር ኣለኹም ! ወሽላኻት ፣ አምሰሉታት ፣ ተሰከምቲ ባንዴራ ኢትዮጲያ ከዳዓት ድማ አይትሓፍርን ዘይተበርበረ ታሪክ 😅😅😅😅😅 ሎክሳስ ኣድጊ ለካቲት 🖕
Kkk Tegadlo Harinet Eritrea kemakum Eritreawian do aykinun ????
Waww bitaemi zigarim tarik kitamno kone kithasbo zaytikiel jigninat.Edman tenan yihabka fetari 🎉🎉🎉🎉
Selam Yonas hawna Btgebro zeleka kulu aqedime yemesgn, Bmqxal Ayana jgna Mehari btami mstnkr zkone tarik eu btami nemesgno edmen tienan Abhiwetka Awtn asalton ab Srahka en temeneku bmqxal Hadera bzuh tarik bzuh alo emo kulu ktftshwo btami xbuq eu bflay nezom Ab dege zelena menieseyat emo qexlwo nblekum.
❤❤❤❤❤❤😂🎉🎉
ኩቡራት ጀጋኑና ታሪኩም ኣዘቱዉልና ብዘይ ስክፍታ ምክኒያቱ ሰራሕቲ ታሪክ ኢኩም ታሪክ ኣልቦ ከማን ታሪክ ኣለና ይብሉ።ክብሪ ናዓካ ጅግና
ሰላም ዮናስ ሓወይ ምስዚ ጅግና ተጋዳላይ:: ሰሚዕካ ዘይምነው ጅግንነት ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በል👏👏💪💪💖💐🌺
Aytatena geganu ahhhhhhh 1 mealtie keyerafkum
Wow you are amazing thanks my haro erterawe god bless to you 🇪🇷 🙏 you are haro for ertera people ❤️
Wawwwwww absolutely Excellent job ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝክርን መጎስን ንሰማእታትና❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉መግለጺ ዝኾውን እካ ስኢናልኩም ንበሩልና❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤እዚውን ታሪኽና እዩ።
Wow wow wonderfully eritreawnt i am so proud about you ❤️ 🐪🐪🐪🇪🇷🌹👌🙏💯
Teowet wedi hiLiyl meriget
Sematatena Nizehleme bekiberi Izekeru Nizehleme Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ታሪኽ ይበርበር ጂግና ተጋዳላይ
Our heroes they need to document their history this is not easy history ❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
Merhaba geganu thanks edmen tenan yhabkum
ሳላ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሃገርናን ህዝብናን ከቢሩ፡ ክብረት ንኹሎም ነዛ ሃገር ክትከውን ዝተወፈዩ።
እዛ ሰሙን እዚኣ ናይ ስውኣት ታሪኾምን ጅግንነቶምን ዝትርኹ ኣምጽኡልና።
ዓወት ናይ ስዋትና !
❤💙💚💛
Jeganu Abotatna kibrin mogosni niakum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yonas bitaiimi xibuk medeb,
Gin may(water) qeribelu, ab mongo may yixemiee alo. Ember Merah hayili dea zeyteberber tarik iyu zelewo.
Kindey jeganu alewu, gin Eritrawi tarik mingar bizuh aykonan.
Tariyk gegini simao temahier
ይበል ዕላላ መሳጢ ጂግና ስቦናን ኣያናን ተጋዳላይ
ክቡር ተጋዳላይ መሓሪ፡ 2 ነገራት ከዘኻኽረካ እደሊ።
1፡ ነዞም ሰብ ቅያ ኣጋር ሓካይም ዝምህርኹም ካብ ዝነበሩ እሞ ከይጠቕስካዮ ዝሓለፍካ፡ ተጋዳላይ ተስፊሃንስ ሰርጌንቲ ስብሃቱ ሰንጋል (መምህር ኢኹም ትብልዎ ኔርኩም) ክጠቕሰልካ እፈቱ።
2፡ እታ " Where there is no doctor" ዝበልካያ ድማ ካብ ናይጀርያ ብ80/81፡ ኣብ ቤተ መጻሕፍቲ ምስ ረኣኹዋ እሞ ንዶክተር ወልደኣብ ኢሳቕ ምስ ተወከስክዎ ( ንሱ ለክቸረር በዓል ኣነ ድማ ተመሃሮ)፡ ደሕሪኡ ኣይዝከረነን ብገንዘቡስ ይኹን ዋላ ኣዋጺእና ንሜዳ ከም ትለኣኽ ጌርና ከብለካ እደፍር።
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ኤርትራ❤❤። ኣዝዩ ዘደንቅ ታሪኽ🎉🎉
ርኢቶ ንሰብ ቻነል እቲ ኣርእስቲ ስሙ እንተትጽሕፍዎ ኩላትና ስሙ ጽሒፍና ኣብ TH-cam ምረኸብናዮ ኣብ ዝቅጽል ከምኡ ክትገብርዎ ደስ ይብለና።
ንኣብነት eritrean history......
Hero🇪🇷✊🙏🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷