ሓድሽ ኣሰላልፋ ሓይልታት ዞባና ድሕሪ ኣኼባ መሪሕነት ትግራይ

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 101

  • @tekakassa2823
    @tekakassa2823 5 หลายเดือนก่อน +6

    ብሱል መግለጺ ሓው ክቡር ካልድ ዓብዱ❤❤❤❤

  • @TsfaikahsaiWM
    @TsfaikahsaiWM 5 หลายเดือนก่อน +4

    ትንታነ ህሉውን መፃእን ከባቢና ብኑፅርን ትኽክልን መንገዲ ብምቅራብካ ኣድናቆት አለኒ።

  • @wuhanman1
    @wuhanman1 5 หลายเดือนก่อน

    great media. thank you sir. keep it up.

  • @user-gz4rk4zc4b
    @user-gz4rk4zc4b 4 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ጽቡቅ ትትንትን በተለይ ኒዩትራለ ንሙካን ትሙኩሮ ነገር ብጣዕሚ ተመችዩኒ ፡፡ብዚ ቀጽል ካብዚ ንላዕሊ ሓቀኛ ኩን ፡፡ምክንያቱ እታ ሓቂ እያ ሓርነትን ፈውስን ዘለዋ ፡፤

  • @tesfayabraha7942
    @tesfayabraha7942 5 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚኣብሔር ምሳኻ ይኹን ወድ ዓበይቲ።

  • @natannatan3586
    @natannatan3586 5 หลายเดือนก่อน +12

    እቲ ዝገርመኒ እንታይ ድዩ ንመዓል ካልድ ገዲፉ እዚ መንእሰይ ምዓኮር ክርኢ ኢሉ ኣብ ቲክቶክ ክሓድር ከሎ እኮ መርገም ኣለና ድዩ ክትብል አዩ ዘገድደካ❤

  • @user-cg8sh9by9u
    @user-cg8sh9by9u 5 หลายเดือนก่อน

    Thank you for sharing ❤❤❤

  • @Mha694
    @Mha694 5 หลายเดือนก่อน +2

    እወ ኩናት ኣየድልን ኩሉ ብዝርርብ ክውዳእ ኣለዎ። 🙏🙏🙏

  • @user-xz3fl2jx4n
    @user-xz3fl2jx4n 5 หลายเดือนก่อน +2

    Alem mehtson.
    💙💙💙💙🙏💙💙💙🙏💙💙💙🙏💙💙💙🙏💙💙💙🙏💙💙💙🙏

  • @eilateilat9892
    @eilateilat9892 5 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ወትሩ ጽቡቕ ፖለቲካዊ ትንተና።

  • @genettedla4209
    @genettedla4209 5 หลายเดือนก่อน +4

    Thank you Khalid for this program keep going for good job 👍🏻💙💙💙💙💙💙

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 5 หลายเดือนก่อน +2

    You 're right Kalid👍💙💪

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 5 หลายเดือนก่อน +3

    khalid ሎሚ ወድና ጽባሕ ወድና ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን

    • @haregueman7439
      @haregueman7439 5 หลายเดือนก่อน

      Amen God bless you more ❤❤❤❤❤❤❤

  • @EnanuMami-kp8qd
    @EnanuMami-kp8qd 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤ምዛናዌ,አቃራርባ,ብኩሉ,አኒፈት,ምርአያ,ምዛናዌ,እዩ,እዲመን,ጠእናን,ይሀብካ

  • @berhanefesshaye1493
    @berhanefesshaye1493 5 หลายเดือนก่อน +1

    Merhab Kaled 👍

  • @user-li7ti6ip8w
    @user-li7ti6ip8w 5 หลายเดือนก่อน +3

    ህዱእን በሳልን ሰብ! አነስ አዜየ እየ ዝፈትዎን ዘኽብሮን ህዱእ ሰብ; የቀንየልና ስለቲ ተስንቀና ዘለኻ ኹሉ::
    ❤ ካብ ትግራየ

  • @HolyLand-cw2qi
    @HolyLand-cw2qi 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @yosiefmokenen
    @yosiefmokenen 5 หลายเดือนก่อน +6

    💙💙💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚

    • @SamsomAron
      @SamsomAron 5 หลายเดือนก่อน

      ጽቡቕ ትንተና ሓው ካልድ

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 5 หลายเดือนก่อน +5

    ኻልድ ፡ ንህሉው ፖሊቲካዊ ዘቤታውን ከባብያውን ዝምልከት ፡ ዝቕረብካዮ ዓሚቕ ትንተና analisis ዝነኣድዩ ፡ ኣምላኽ ኣእምሮኻ የብርሃልካ !

  • @abandelanb9490
    @abandelanb9490 5 หลายเดือนก่อน +4

    ካልድ ዝብሉካስ ከመይ ዝበልካ ሰብይ ኢካ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትንታነ ።

  • @Finesekidazu
    @Finesekidazu 5 หลายเดือนก่อน +4

    I love this guy great personality and his analysts ❤

    • @tedgebregzi3832
      @tedgebregzi3832 5 หลายเดือนก่อน

      Only one thing,speak slowely,giving gups,with respect.

  • @salomongabriel5945
    @salomongabriel5945 5 หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙💙💯👌

  • @user-cw1st5cq3s
    @user-cw1st5cq3s 5 หลายเดือนก่อน

    ደሰ ባሃሊ

  • @abrhamyonas
    @abrhamyonas 5 หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙💙💙💙💙💙✅💯

  • @aronbrehane2850
    @aronbrehane2850 5 หลายเดือนก่อน

    Thanks very much

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 5 หลายเดือนก่อน +2

    Kem wetru aziyu xubuk tntena kubur haw Kald thanks for everything keep going on bro.

  • @miletebahta7184
    @miletebahta7184 5 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you 🩵🩵🩵

  • @fitsumhabtom2572
    @fitsumhabtom2572 5 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙👍

  • @selyehaile4730
    @selyehaile4730 5 หลายเดือนก่อน +2

    👌👌👌👍

  • @eliasghebre7090
    @eliasghebre7090 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @abrhamyonas
    @abrhamyonas 5 หลายเดือนก่อน +2

    👍👍✅

  • @giannimozzolo3696
    @giannimozzolo3696 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rutah7551
    @rutah7551 5 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙👍👍👍👍🌹🌹🌹

  • @yohannes8242
    @yohannes8242 5 หลายเดือนก่อน +4

    Kaled like always i like your analysis. Perfect.

  • @binishogz3353
    @binishogz3353 5 หลายเดือนก่อน +4

    Best analysis ❤

  • @getachewhailemariam7645
    @getachewhailemariam7645 5 หลายเดือนก่อน +2

    👌👌🏻👌👌🏻👌🏻👌❤️🙏

  • @superbaba5658
    @superbaba5658 5 หลายเดือนก่อน +1

    واصل يابطل❤❤❤❤❤

  • @samuel7080
    @samuel7080 5 หลายเดือนก่อน

    ❤. DANKE

  • @AfariMoranSleuth.ExportedSalt
    @AfariMoranSleuth.ExportedSalt 5 หลายเดือนก่อน

    ዕቩድ ባዞ

  • @maharihabte2930
    @maharihabte2930 5 หลายเดือนก่อน +2

    Kald abdu bteami ena nfetwekan nekbrekan kbur haw

  • @user-mm7or1mj6z
    @user-mm7or1mj6z 5 หลายเดือนก่อน +1

    🥰🥰🥰🥰👏👏👏🙏🙏🙏

  • @user-ew3kh7qm2f
    @user-ew3kh7qm2f 5 หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙💙♻️♻️💙💙💙💙

  • @user-gs8bv6zt8f
    @user-gs8bv6zt8f 5 หลายเดือนก่อน

    Good good

  • @fitsumhabtom2572
    @fitsumhabtom2572 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kalid yeniqihyou zelo .

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 5 หลายเดือนก่อน

    ካልድ ፅቡቕ ትንታነ እዩ

  • @tesfayghebremedhin5176
    @tesfayghebremedhin5176 5 หลายเดือนก่อน +1

    Asghedidu is dikala Amharich please contact Aghedidu .Thank you "correct"

  • @ghebrabmichael3794
    @ghebrabmichael3794 5 หลายเดือนก่อน

    Much as your analysis is excellent, you always have a blind spot about the strength of Eritrea. There is no doubt that the influence and military strength of Eritrea continue to grow in the region. The situation of the horn is fluid, but Eritrea is playing an active role in turning the situation to its advantage.

    • @Admasforum
      @Admasforum  5 หลายเดือนก่อน +1

      Dear Ghebre, i am highlighting that the strength you are mentioning is not institutional and there is no guarantee that it can go beyond a regime

  • @johnhazard7416
    @johnhazard7416 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kald hawey eti thbo megletsi btaemi anes kisamameani buluts megletsi 💙🌿🩵🌿💙🩵💙🩵🌿🌿💙🩵🌿🩵🌿💙🩵🌿🛑✅✅✅✅✅✅

  • @habtomtewolde2730
    @habtomtewolde2730 5 หลายเดือนก่อน +2

    ከም ውትሩ ብሉጽ ትንተና ኻልድ ሓወይ። ሰሰናዩ ንዓኻ።

  • @solomontedella6078
    @solomontedella6078 5 หลายเดือนก่อน +1

    Your poltical analysis is based on. facts . Thank you

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 5 หลายเดือนก่อน

    ካለድ ወላ ብላሽ አለቻ ጭንቅላት best analyst at the best time graze Everyone admires on your way your experience and how much you have been doing ክቡር ሰብ 😍💐ሕሱር ሰብ 👹🤛🏿 ዓዲ ሀሎ ለፍላፊ ሰብብልጽግና ለፍላፊ 🤮😈👊

  • @user-yx6gz9em4q
    @user-yx6gz9em4q 5 หลายเดือนก่อน +1

    Haw khald isaiasin abin tebaisom eyom zelewu elkado tihasb ?

  • @kebkabb5730
    @kebkabb5730 5 หลายเดือนก่อน +1

    ። (ኣርባዕተ ነጥቢ) ዘየብሉ መጅሙዕ ትንተና ኮይኑ ካልድ ሓውና።ስርዓተ ነጥቢ ዝሓለወ ኣናብባ ናይ ገዛእ ርእሱ ዜማን ቅኒትን ስለዘለዎ ኣይስልቹን'ዩ።ስለዚ ሕሰበላ ካልድ

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli8017 5 หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ ይርኣየልካ እምበር፡ ናትና ነገርስ ከምዚ ንርእዮ ዘለና ከምዮዝተባህለ ዘይቃዶ ነገር እንተ ኣጋጢሙ፡ " ጤል በቲ መሸንጎጓ በቲ " ዝበሃል ኢዪ ኮይኑ ዘሎ።

  • @user-tg4dk4kj9f
    @user-tg4dk4kj9f 5 หลายเดือนก่อน

    ኣይመስለንን ኻልድ ኣብዱ ጽቡቕ ዝሓስብ ብዛዕባ ኤርትራ ። ኩሉ ግዜ ክፉእ ኤርትራ ኣዩ ዝዛርብ። ኣብ ኢትዮብያ ከመጽእ ክሎ ግን ዝግ ይብልሞ ድልየቱ የጸባብቕ ዝገርም ክሕደት።

  • @user-ok3qe9mj1g
    @user-ok3qe9mj1g 5 หลายเดือนก่อน

    ትንታነኻ ጽቡቅ ግን ወገንነት ዝባለ ዘሎዎ: መግለጽታት ተወቃዕን እዩ ።

  • @hazekamejer1
    @hazekamejer1 5 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ብዙሕ ኮመንት ጺሒፈልካ ሓገዝካ ወይ መኽርኻ ይደሊ ኣሎኹ ሸወደን እየ ዘለኹ ኩቡር ሓወይ

    • @Admasforum
      @Admasforum  5 หลายเดือนก่อน

      nab 08-12035933 dewel

  • @freweiniyemane6679
    @freweiniyemane6679 5 หลายเดือนก่อน +2

    😅😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @user-gb1bs8kt4s
    @user-gb1bs8kt4s 5 หลายเดือนก่อน +1

    Komal agame kkkkkkk

  • @Robelsoimon
    @Robelsoimon 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ወዲ ዓብዱ ጽቡቅ ትንተና ካልእ እዛ ኣሽሙር ናይቲ ቆልዓ ኣብ ፈንቅል ዝተዛረቦ ን ኣምሓራ ተሕርቆም ኣላ እሞ ከም ብዓል ኢትዮ ፎረም ዝበልዎ ኢትዮጵያ በዞም ካብ 20 ክፍለ ዘመን ናብ 21 ክፍለ ዘመን ዝተሰጋገሩ ኣረግቶት ጀነራላት ተዋሪዳ ዝበልዎ ገለ በለና ኣላፋቻ ሮዚና ካሴታ ቢራ ጌሩዋ ወዲ መድን በራድ ክክክክክክክ

    • @goitomfoto5276
      @goitomfoto5276 5 หลายเดือนก่อน

      ንስካውን ሓደ ሩሙስ ዓሽከር ለማኖ

    • @Robelsoimon
      @Robelsoimon 5 หลายเดือนก่อน

      @@goitomfoto5276 ሓንጎልካ ፌጋቶ ጌሩ ኣሎ ክክክክክ

  • @aronhabtay9501
    @aronhabtay9501 5 หลายเดือนก่อน

    Khald weyane still asking badme not only welkayt

  • @meharieyob8854
    @meharieyob8854 5 หลายเดือนก่อน +1

    🩵🩵🩵🩵🩵

  • @user-tg4dk4kj9f
    @user-tg4dk4kj9f 5 หลายเดือนก่อน

    እቲ ዝገርመኒ እንታይ ድዩ ንመዓል ካልድ ገዲፉ እዚ መንእሰይ ምዓኮር ክርኢ ኢሉ ኣብ ቲክቶክ ክሓድር ከሎ እኮ መርገም ኣለና ድዩ ክትብል አዩ ዘገድደካ❤
    እዚ ኩሉ ውግኣት ናይ ኢቲዮፕያ ኣይዝክሮን እዩ።

    • @user-gb1bs8kt4s
      @user-gb1bs8kt4s 5 หลายเดือนก่อน

      Aa kald abdu is komal agame eu

  • @wolderufael
    @wolderufael 5 หลายเดือนก่อน

    ከምወትሩ ኣዝዩ ኣገዳሲ ትንታነን ለበዋን የቐንየልና። ነዚ ዕቡድ ከልቢ ካፓ ማፍያ ዓዲ ሓሎ ካብ ምልጋሱ ዝዓቢ ቀዳምነት ኣሎ ድዩ?

    • @goitomfoto5276
      @goitomfoto5276 5 หลายเดือนก่อน

      ሱቁ በል ፈሲ ትኣምኖ እንትኮንካ ኽዲካ ልሓሶ ኣመንዝራ

  • @ghebrabmichael3794
    @ghebrabmichael3794 5 หลายเดือนก่อน

    Eventually, you need to accept that "Shaebia" is the rock of Gibraltar

    • @brinel4462
      @brinel4462 5 หลายเดือนก่อน

      denkoro, chicken hearted.

  • @tesfayghebremedhin5176
    @tesfayghebremedhin5176 5 หลายเดือนก่อน +1

    Please don't say Mikinas please say Mughudal or Minikai.Thank you

    • @Admasforum
      @Admasforum  5 หลายเดือนก่อน

      ok i will

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 5 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራ ብዘይካ ትግራይ ምንም ክትገብር አይትኽእልን ንትግራይ ዘሊልካ ምስአምሓራ በሃቂ ንኤትትራ ዝጠቅም ድዪ ትግራይ እንተዘይትህሊ በሓንቲ ማእልቲ እቶም ፈተውቲ ትብልዎም አምሄሩ ግልብጽጥ ኢሎም ይወቅጥዋ ትግራይ ፈተወት ፀልአት ኤትትራ ፈተወት ፁልአት ብዘይካ ሓድነት እቲ ትግርኛ ዝናገር ህዝቢ ፀላእቲ ክጠፍእ እዮም ዝደልዩ።

  • @user-uj8gm2kx9c
    @user-uj8gm2kx9c 5 หลายเดือนก่อน

    ህዋሓት ኣብ ኣፍሞት ኮይና ንህዝቢ ትግራይ ኣማዉታና ይብሉዎ ኣሎዉ ኩሎም ተለካካኪሞም ክጠፍኡ አዮም።።

  • @X5avatar
    @X5avatar 5 หลายเดือนก่อน

    ኻልድ ሉምሉም ዓጋመ ብ ትግራይሲኣይትኽእላኒኻ😂😂😂

  • @Afewerki-di9md
    @Afewerki-di9md 5 หลายเดือนก่อน

    Aby nabey getsu eyu zkeyd zelo

  • @weldegabrokbatnsae6433
    @weldegabrokbatnsae6433 5 หลายเดือนก่อน

    Bexay kalda TDF kewet u tbl do

  • @KemalNur-w8x
    @KemalNur-w8x วันที่ผ่านมา

    ኩሉ ግዜ ግን ንወያነ ደጊፍካ ኢካ መግለጺ ተዉጽእ ትክፈል ዲካ

  • @P4all-b
    @P4all-b 5 หลายเดือนก่อน

    ናይ ኤርትራ ሃገራውነት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተሃንጸ ፍሹል ኣተሓሳስባ ምዃኑ ግልጺ እዩ። ሓደ ህግደፍ መለክዒ ሃገራውነት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብዘለዎ ደረጃ ጽልኢ እዩ። እዚ ሙሁር ትግራይ ዝበሎ ነገር ሓቂ እዩ። ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ግን ኣሕዋት እዮም። ብሓደ ድማ ክሰምሩ ኣለዎም።

  • @user-co1hv3rs7d
    @user-co1hv3rs7d 4 หลายเดือนก่อน

    ሕቶ ኣላትኒ ምስ ኣብይ አንተድኣ ገጢሞም ተጋሩ ሻዕብያ ክኣቱ ዶ ይኸውን ሕጂ አውን

  • @mahmudyasin5054
    @mahmudyasin5054 5 หลายเดือนก่อน

    ለፍላፊ ሎኽመኛ

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 5 หลายเดือนก่อน

    low understanding towards reality among Eritreans majority (guess) is universal. I came across many Eritreans and they consider that Tigray invaded Eritrea in 1990. which is very far from reality. okay some evil Eritreans committed genocide on Tigray. And now some monger for further genocide. But Tigray says the reality of brotherhood among Tigray and Eritrean people. How do you see to stand together both brother peoples?

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 5 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራውያን ካብ ከም ባዓል ካልድ ዝበሉ በላሕትን አመትን ረብሓን ህዝብን ሃገርን ዘቐድሙ ሊቃውንቲ ፖለቲካ ንቕሓት ክትሽምቱ ይግባአኩም

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 5 หลายเดือนก่อน

    ትግሬይ ለባም እዩ ከም ኢሳያስ ንህዝቢ ትግራይ ዝቀጥቀጠ ትግራይ ምስ አብይ ኮይና ንህዝቢ ኤርትራ አይትቅጥቅጥን ንምንታ እቲ ህዝቢ ኤርትራ ብኢሳያስ ተፅእኖ እንተይተሓዝ ንሓው ህዝቢ ትግራይ አይምቀጥቀጦን ነገር ግን ኢሳያስ እሉል ንአብይ አሚኑ ንትግራይ ከጥፍእ ኮለል ኢሉ ዘሕፍር እዪ ሕጂ እውን በደለኛ ኪሕሲ ቀልጢፉ ክእረም ይግባእ።

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak8740 5 หลายเดือนก่อน

    መሪሕነት ትግራይ ? ካብ"ቶም ናይ ቀደም ጭፍራ ክንደይ እዮም ዘይተሰዱን ዘይሓመሙን ዘየለውን ተሪፎም ?
    ጯቕ ጯቕ ዶ አብሉ አለው አብታ ዶሯን ትግራይ ፤ ክሳለሙ ኸአ አብ ፊንፊኔ እኸዱ እዮም እንተተጸዊዖም ። እዋይ ግዜ ናይ ወያነ ጽንጽዋይ ን ዝተተረረት ናይ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ውድቀት ተራእዩ ።

  • @kassagkiristos1057
    @kassagkiristos1057 5 หลายเดือนก่อน

    ናይ ባዕልኹም እንዶ አጥፍኡ አብ ሳውራን ድሕሪ ሳውራን ን 60 ዓመት ቸቸ ዝበለካ ሕግደፍ እለ:: ገርዋዕዋዕ ስደትን አይኮነን ኣብ ዓድኻ ተቃለስ:: ሕወሓት እማ ከምታ ካልድ ዝበላ ናይ ሕዝቢ እዩ :: ምስ ሕዝቢ ክገጥም እየ ተኾይኑ ምፃያ::

  • @user-hm4eb9bu7m
    @user-hm4eb9bu7m 5 หลายเดือนก่อน

    ንሳላሳ ዕመት ኢሰያስ ኣሜርካ ክብል ተቓወምቲ ኢሰያስ ከኣ ን ልዕሊ 30 ዕመት ሓንቲ ለውጢ ዘየለ እንተ እቲ ጸርፍን ሓሶትን ግን ማዕቢለን ኣለዋኦ

  • @goitomfoto5276
    @goitomfoto5276 5 หลายเดือนก่อน

    ካልዲ ሓሰማ ዝብላዒ እንትረኽብካ ውዓልካ ኽትሓዲር እካ ዘመዲ ከብዱ ብዝኮነ ንስካ ኽዳዒ ትግራዋይ ኣይምልከትካን ኢዩ ብዛዒባ ኤርትራ ቈማል ዓጋመ ሸታቲ

  • @goitomfoto5276
    @goitomfoto5276 5 หลายเดือนก่อน

    ካልዲ ንትግራይ ኣብ ክልተ ኽትምትር ኢያ ፊርቃ ንምሓራ ዝትረፈት ንዓፋር ኽንመቅላ ኢና ሰብኣይ እንትኮንካ ንዓ ውረዲ ወዲ ጋሕባ ዓለት ሃመማ

    • @asmelashtesfay5931
      @asmelashtesfay5931 5 หลายเดือนก่อน

      ጊላ ህግደፍ ማሓዛ ደቂ ሚኒሊክ

  • @SemerAbraha
    @SemerAbraha 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fguu8879
    @fguu8879 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤