"ህግደፍ ኣተሓሳስብኡ እውን እዩ ኣሪጉ!" ቃለ መሕትት ምስ ኤርትራዊ ተንታኒ ፖለቲካ በረኸት ካሕሳይ Bereket_Kahsay

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • #Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
    Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Brakhe_Show
    #ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
    #brake_show
    #Berake_Show
    #Brake_Show
    #Medhin_Gebreslassie
    #ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
    #Amhara_criss
    #Ethiopian_criss
    #eritrean_community
    #Eritrean_Poletics
    #Tigiray_poletics
    #Yoseph_Gebrehiwot
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
    #Eritrean_Poletics
    #Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
    #Yosei_,Studio
    #Twmesgen_Tewelde
    #ተመኣገን_ተወልደ
    #ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
    #Interview_With_Temeage_Tewelde
    #Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde
    #ርእሶም_ገብረገርግስ
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_ስነ_ጥበባዊ_ርእሶም
    #Artist_Ruesom_Gebregergs

ความคิดเห็น • 719

  • @watislove2650
    @watislove2650 3 หลายเดือนก่อน +30

    ዋው መድሂን ሽኮር ቤላ ጌርኪ ንበረኸት ብምቅራብኪ ንኻልድ ዓብዱ ካኣ ኣቅርብልና ኢኺ💙💙💙💙

    • @MusieGebrhwet
      @MusieGebrhwet 3 หลายเดือนก่อน

      ካልድ ዓብዱ ዳኢ እንታይ ክገብር

    • @watislove2650
      @watislove2650 3 หลายเดือนก่อน +2

      ​@@MusieGebrhwetሕቶ ድያ ትኸውን ዘላ😅

    • @MusieGebrhwet
      @MusieGebrhwet 3 หลายเดือนก่อน

      @@watislove2650 ልክዕ ኣለኪ ኣይተጋገክን

    • @YhadyaKonji
      @YhadyaKonji 2 หลายเดือนก่อน

      👉🇨🇳👈🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣😴😴😴😴😴😴

  • @GOGAR-w5g
    @GOGAR-w5g 3 หลายเดือนก่อน +41

    ሰላም ሰላም መድን ምስ ክብር ናይዚ ዕለት ጋሻኽ ተባዕ ተቃላሲ በረኸት
    ጽብቅ መደብ ይበል ትንተና
    💙💙💙

    • @baqr4383
      @baqr4383 3 หลายเดือนก่อน +2

      ሃዳሚ 5000 ኪሎመተር ሃዲምካ ምቅላስ ኣሎድዩ ማንቲለ

    • @YhadyaKonji
      @YhadyaKonji 2 หลายเดือนก่อน

      👉🇨🇳👈👎😂😂😂🤣🤣🤣😴😴😴

  • @rahael0
    @rahael0 3 หลายเดือนก่อน +19

    ኤርትራውያን ብምንነት አይተቓለሰን ንሀገር ንምምፃእ እዮም ህዝቢ ኤርትሪያ ተቓሊሶም

  • @molmalgigi9757
    @molmalgigi9757 3 หลายเดือนก่อน +26

    መምህር በረከት ናይበሓቂ ሓያልን መስተውዓልን ተቃላሳይ ፡ እዛ ሃገር ሰብ ኣለዋ ።ንቃልሰይ ሓይሊን ምስትዉዓልን ዝህበኒ ጀግና ሓዉ።

    • @YhadyaKonji
      @YhadyaKonji 2 หลายเดือนก่อน

      👉🇨🇳👈🤣🤣🤣😴😴😴😴😴

  • @joniaforki373
    @joniaforki373 3 หลายเดือนก่อน +12

    ኣነ ትግራዋየ ግን ሓሳቡ ካብቶም ኣዝየ ዘድንቆ የ!👍👍👍🙌

  • @AnnoyedMicroscope-ud5tl
    @AnnoyedMicroscope-ud5tl 3 หลายเดือนก่อน +14

    Bereket Kahsay is s true analyst👍👍👍👍

  • @Peace_To_World
    @Peace_To_World 3 หลายเดือนก่อน +6

    TDF provoked and wanted to fight with Eritrea. So, what makes it wrong for EDF’s response to change the situation.
    Why is that the interviewer (the lady) always try to put on the Eritrean opposition groups mouth to believe there was a genocide? Killing soldiers fighting against you in the battlefield has never been considered genocide. Unless targeted on civilians. TDF made wrong calculations. Tigrians have to blame TDF.
    Instead of shifting the blames, try to normalize.

    • @okay5271
      @okay5271 2 หลายเดือนก่อน

      It has documented what Eritrea soldiers had done with evidence base facts. Don’t deny that admitting that the crimes were committed by you people to Tigray civilians. This atrocities go no where. We will spread it to the world your genocide were committed against Tigray.

  • @lifeisgoodlg
    @lifeisgoodlg 3 หลายเดือนก่อน +15

    Thank you Medhin for inviting Berie.
    በሬ እቲ ቅኑዕ ተቓላሳይ ደላዪ ፍትሒ'ዩ።

    • @YhadyaKonji
      @YhadyaKonji 2 หลายเดือนก่อน

      👉🇨🇳👈🤣🤣🤣😴😴😴😴

  • @abebegide720
    @abebegide720 3 หลายเดือนก่อน +6

    Great Mr bereket your explanation is fantastic
    Sure you are politician ❤
    Thanks for your great mine on deplomatic in both peopls

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 3 หลายเดือนก่อน +14

    መድሂን ብጣዕሚ ኣድኒቀኪ. ረኺብክዮ በርየ በዓል ሕልና ኢዩ.

    • @YhadyaKonji
      @YhadyaKonji 2 หลายเดือนก่อน

      👉🇨🇳👈🤣🤣🤣🤣🤣😴😴😴👎👎

  • @jskitchen8008
    @jskitchen8008 3 หลายเดือนก่อน +9

    ፅቡቅ ገይርኪ መድህን ንበረኸት ዘምፃአክዯ ብጣዓሚ በሊሕ መንእሰይ እዩ አብ ጊዜ ናይ ፀበባ ትግራይ አስተዋፆኦ ዝገበረ ሐቀኝ ፖለቲካዊ እዩ ኩሉ ዘረቡኡ ናብ ልብኻ ዝአቱ እዩ ኩሉ ከም በረኸት ተዝኽውን ኩሉ ስላም መኸደ አድናቂኡ እየ ቀፅለሉ የቅንየልና

  • @zerukeshi9936
    @zerukeshi9936 3 หลายเดือนก่อน +11

    ኣብዚ ሚድያ እዚ መጺኡ ቃለ መሕትት ዝገብር ሰብ ብገዛእ ፍቃዱ ንኤርትራውነቱን ታሪኹን ዝኸሓደ ብዝኸነ መለክዒ ንጉዳይ ኤርትራ ወኪሉ ክዛረብ ብቅዓት ኮነ ድፍረት ዘይብሉ ሰብ እዩ።

    • @kobromberachi5944
      @kobromberachi5944 3 หลายเดือนก่อน

      Askuti af kondom

    • @temporary995
      @temporary995 2 หลายเดือนก่อน

      የማነ ማንኪ ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ሚድያታት ከይዱ ኢነተርቪው ክገብር ከሎ ሓ ላ ል
      ሓው በረኸት ኣብ ናይ ትግራይ ሚድያ ኢንተርቪው ክገብር ከሎ ከኣ ሓራም
      ንቃሕ ንቃሕ ልቢ ግበር

  • @semeremebrahtom7658
    @semeremebrahtom7658 3 หลายเดือนก่อน +6

    ሓንቲ ኩሉ ግዜ ዝብላ መምህር በረኸት ኣነ ዉን ዝፈትዋ ቃል ንሕና ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ዝጸዉዑና ክንሕግዞም እምበር እዚ ግበር እዚ ኣይትግበር ኢልና ክንእዝዞም ኣይንኽእልን !!
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር በርኸት ትምኒትካ ክሰምር እዩ ንሕና ድማ ክንስዕበካን ከነኽብረካን ኢና

    • @YhadyaKonji
      @YhadyaKonji 2 หลายเดือนก่อน

      👉🇨🇳👈🤣🤣🤣🤣😴😴😴😴👎

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 3 หลายเดือนก่อน +2

    Buddy don’t talk to much if you are real man go and fight SHABIA is eager waiting for you please do me a fever go and fight.

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias6109 3 หลายเดือนก่อน +8

    Thankyou Medhin for bringing bereket he is a great analyst, and he is well respected among us justice seekers. 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @baqr4383
      @baqr4383 3 หลายเดือนก่อน

      ወዲ ከዳሚ

    • @solomonzerat7043
      @solomonzerat7043 3 หลายเดือนก่อน

      ቀበሮ​@@baqr4383

  • @BrightHope-HorizonMedia
    @BrightHope-HorizonMedia 3 หลายเดือนก่อน +3

    What is happening to the so called Eritrean opposition group leaders! Do these guys have hatred to their country? I wonder they are Eritreans

    • @alganeshkelati9124
      @alganeshkelati9124 2 หลายเดือนก่อน

      No they are not Eritreans they are tegaru

  • @TekleTukue
    @TekleTukue 3 หลายเดือนก่อน +2

    Eritrea for eritreans by eritreans, አት ን ኤርትረአ ብደሙን ርሓሱን ተተው ኣቢልዋ ዘሎ ኤርትረኣዊ አዩ ሕጂውን መጻኢ ኤርትራ ዝውስን, አዚ አዩ አት ሓቂ, ካብ ታሪክ ተምሃር ደንቆሮ.

  • @dawiter3894
    @dawiter3894 2 หลายเดือนก่อน +2

    👍👍🇪🇷🇪🇷ሻዕብያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷
    🇪🇷 ኤርትራዊ ኣብ ኤርትራውያን 🇪🇷
    🇪🇷እምበር ኣብ ናይ ክልል 🇪🇷
    🇪🇷TH-camr እንታይ ኣለዎ 🇪🇷
    🇪🇷ዝመጽእ …. 🇪🇷
    🇪🇷 ግዜ መቕተሊናን: ከምዚኦም 🇪🇷
    🇪🇷ተወልጄ እንዳምጻኺ ናይ 🇪🇷
    🇪🇷ቀትሪ ሕልሞም ሃተፍ 🇪🇷
    🇪🇷ኣብልዮም: በናጻ ኣዘናግዕና።🇪🇷
    👍👍🇪🇷🇪🇷ሻዕብያ 🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ካብ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ተጋሩ ሓልወና !

  • @Abi-hero
    @Abi-hero 3 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ኤርትራ ፀገም ነብሰ ፅልአትዩ? እንታይ መልእኽቲ ኢኺ ከተመሐላልፊ ደሊኺ? ወይስ ናይ ትግርኛ ሕጽረትዩ? እስከ በቲ ዝርደአኪ ቓንቓኺ አምሐርኛ ተርጉምያሞ አስተማቅርያ ኸአ። ሐደ ቡዙሐት ተጋሩ ዘይበጻሕክሞ ግን ስነ ልቦና ኤርትራዊ አቃዉማዩ። ኤርትራ በዞም አብ ዕዳጋ ዓርቢ መደበር ወይ ዉን ዝተዋሰቡ ተጋሩ ኢኹም ትመዝንዋ። ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ተጋሩን🌿💙🌿💙🙏🏽🙏🏽

  • @zecariasokubay7217
    @zecariasokubay7217 3 หลายเดือนก่อน +3

    ፕርዝደንቲ እስያስ ንህዝቢ ትግራይ ከናሹ ኣበይ ኢንተርቭዉ ሰምዕካዮ ዋላ ንድሕሪት 60ዓመት ተመልስካ ስምዓዮ።ሓሶት ወይ መሽከንከን ሰብእይ ኣየቁጸርካን አዩ። ዕሱብ ወታእ ልሙስ ነማኒ ተጋሩ። ንዓኻ ንኽጥዕማካስ ስብ ዘይተዛረቦ ትጥቅን።

  • @Harsile
    @Harsile 3 หลายเดือนก่อน +3

    እዚ ለኽባጥ ወዲ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ከተማ ሸፊልድ ዝነብር ኮይኑ ብስለያ ወያነ ዝተዓሰበ ንደምበ ተቓውሞ ኤርትራ ብናይ ትግራይ ስነልቦና ክምእዘን ዝሰርሕ ዝነበረ ዕሱብ ጉሒላ ኢዩ። ኣብ ከተማ ሸፊልድ በሰንኪ ዝገብሮ ልኽበጣ ብነብሰ ምትሓት እንዳተሳቐየ ርእሱ ኣድኒኑ ዝኸይድ ኣብ ጎደና ካብ ኤርትራውያን ብኩቱር ፍርሒ ሸለብ-ገለብ እንዳበለ ዝኸይድ ዕሱብ ሃንጎሊማ ድንኪ ፍጥረት ኢዩ።

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 3 หลายเดือนก่อน

      🐖👈🏼 ገጢምናካ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน +1

    Please 🙏 Please TIGRAYAN STOP SPEAKING AMHARIC ! We AGEW OROMO GURAGIE WOLAYTA...... MILLIONS SUFFERING CUZ OF YOU STILL SPEAKING AMHARIC 🙏 STOP

  • @berhaneasmelash5398
    @berhaneasmelash5398 3 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ይሀልም እዩ ዘሎ ቆንዳፍ አጋመ እዚ ኹነታት አይርድኦን እዩ ዘሎ ደናቁር ገጅፍ ሀሪኢ

  • @Infoismylife
    @Infoismylife 2 หลายเดือนก่อน +1

    ትግራይ ናይ ሽሕ ዓመት ዕዮ ገዛ ሂብናኩም ኣለና። ኤርትራ ዓወት ንዓወት ኮይና ኣላ ትግራዎት ከኣ ዘረባ ጥራይ።

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน +1

    ትግራይ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ 150 ሚልዮን ህዝቢ ነመስገኖም ነኽበሮም

  • @danielteclehaimanot2538
    @danielteclehaimanot2538 2 หลายเดือนก่อน +1

    Hi Berket keep it up
    appreciate viva BRGED NHAMEDU.!!!!

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน +2

    They are called Amharas who gathered to deny their identity

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቲፍቲን አዲቃ አደጊዶ አዋዲቃ ፈረሲ ።ዓወቲ አዋዲጋ ጊመል ወይ ዓወት ግመል ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዓወት 9ብሔራት።

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣረጊት ኢሱ ኣፍወርቂ ዝፈርሓ ትግራይ ኣምሓርኛ ምዝራብ ከየቋረጽዎ እዩ ወዱ ብርሃነ ኢሳያስ ዝበሎ እዩ

  • @erina2932
    @erina2932 3 หลายเดือนก่อน +2

    መድህን እንታይ ዓይነት ጽልኢ እዩ ዘልለኪ ኣብ ኤርትራ ሓሳድ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน +1

    ንህዝብታት ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ ትግርኛ ሲዳማ ጸላኢኦም ኣምሓርኛ ዝዛረቡ እዮም ብፍላይ ተጋሩ ኣምሓራይ ዝተቀየሩ ሳዲስት እዮም

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 3 หลายเดือนก่อน +12

    መምህርናን ሓዉናን ብሉጽ ትንተና ከምኡዉን ሓፍትና መድህን ጽቡቅ ስራሕ ነመስግነኪ❤🎉🩵🩵🩵🩵🩵🩵

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน +1

    ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና !!

  • @avmars5937
    @avmars5937 3 หลายเดือนก่อน +1

    ባዓል እስኻን ከም ወዲ ኸማኻን ተቃወምቲ ኢና እንዳበልኩም አብደገ በርገር እንዳበላዕኩ ኣሪግኩም። ሰብኡት እንተኼንካ ንሜዳ ዘይትወርዱ።

  • @teklabamanueil9809
    @teklabamanueil9809 2 หลายเดือนก่อน +1

    መድሂን ጽቡቅ መደብ ንካልድ ዓብዱ እንተ ተቅርብልና ጽቡቅ ኔሩ ኣብዚ ዛዓባ እንታይ ከም ዝብል ምሰማዕናዮ

  • @Tusfai
    @Tusfai 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሻሎም ሻሎም ሻሎም ለኩሉኩሙ 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️👍♥️

  • @degentessema2534
    @degentessema2534 3 หลายเดือนก่อน +1

    መድህን ሕዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ምድማይ ይአኽሎ ተቃወምቲ እና አከብኪ መናእስይ ናብ ምድማይ ብቀዳነት ሒዝክዮ ዘለኺ መገዲ ክትሕተትሉ ኢክኺ ይአኽለኪ::

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩን ኦሮሞን ኣምሓርኛ ዘዛርበኩም ዘሎ መርገም ድዩ ጥረስጋ ?

  • @FayjoeHafay
    @FayjoeHafay 3 หลายเดือนก่อน +9

    My favorite person. Ambasa baraka❤

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ጎንደር ቕድሚ 300 ዓመት ኣምሓርኛ ዝብሃል ቋንቋ ድዩ መንነት ኣይነበረን ! ንምንታይ ትግራይ ሕዚውን ርኹስ ኣምሓርኛ ትዛረቡ ኣለኹም ! ንኣገው ኦሮሞ.. ክተሳቅይዎም

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ !
    ዕድመ ተጋሩኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ !
    ሕዚውን ርኹስ ኣምሓርኛ ክትዛረቡ መርገም ድዩ ጽሕፍቶ እንድዒ ! መሳኪን ኣምሓሩ ሽዋ ጎንደር ጎጃም ንዘመናት ሚልዮናት ህዝብታት ተሳቅዩ ዘለኹም ተጋሩ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ

  • @lomintmalin4716
    @lomintmalin4716 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጆኖሳይድ ዘይተፈጸም ተፈጺሙ ምባልሲ ኣይግድን። ንኤርትራ ድዩ ዝቃለስ ንትግራይ ዝተደናገረ ደላይ ፍትሒ በሃሊ። ምንእኣስ ኤርትራን ኤርትራውያንን ኣብ ዘብጽሓካ የብሉን እንትርፎ ክትልፍልፍ መዋእልካ ኣብድ ደንበ ዕንይንይ ከተሕልፎ ብዘይ ቁምነገር።

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሰንኪ ትግራይ ንዘመናት ኣምሓርኛ ምዝራቦም ሚልዮናት ህዝብታት ይሳቀዩ ኣለው ! ደም ደምብያ ደምበዛን ደምና ውሒድኩም ሕዚውን ንኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ክትርሳቅይዎም ! ኣይትስክሑን ዲኹም ዘስካሕክሕ ድኽነትን ድንቁርና ዝኸፍኤ ፌራ ክመጸኩምዩ ተንውሑ

  • @tutulgugul2659
    @tutulgugul2659 3 หลายเดือนก่อน +1

    ደበ ጉማ ኩላህኩም ከም ሓደ ኤርትራ ማእከል ዝገበረ ቃልሲ ዘይኮንኩም ትቃለሱ ትግራይ ማእከል ዝገበረ ብተሓላቕነት ኤርትራ ዘትኮንኩም ብትሓላቕነት ትግራይ ትልፍልፍ ምህላውኩም ንህዝቢ ኤርትራ ትውክሉ ከምዘይኮንኩም ጥራሕዘይኮነስ ኤርትራውያን ኮንኩም ዘይኮንኩምሲ ተጋሩ ማለት ኢትዮጵያውያን ኮንኩም ከምትቃለሱ ዘለኹም ህዝቢ ኤርትራ አጸቢቑ ፈሊጥኩም አሎ።

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ !
    ዕድመ ተጋሩኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ላሊበላ ! ደም ደምና ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትንዎ ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና 4።

  • @searegebrekidan
    @searegebrekidan 2 หลายเดือนก่อน +1

    ለክባጣት ደይ ገንዘብ እዩ ሕማምኩም ኪሮስ ክቃለስ ዘይኮነስ ገንዘብ ተረከበ እዩ ምስ ኣቢ ተራኪቡ መሳኪን ተጋሩ ከኣ ኣንጻር ሳዕብያ ክቃለስ ዝመጸ እዩ ዝመስሎም ብርገድ ንከብዱ ብትምህርቲ ዘወዱኡ ኣይ ካብ ሞያ ኣይ ካብ ትምህርቲ ሓዲግ መዲግ ዝኮኑ ክዛረቡ እንበር ክሰምዑ ዘይክእሉ ሓላፊ ዘይብሎም ተስፋ ዝቆረጹ ናይ ዐዋሉ ጉጂለ እዩ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሙሽ ሊቃውንቲ ኢኹም
    ኣምሓርኛ ከመይ ተማሂዙ ጠፊእኩም
    ምሃዝቱ ሓሰውትን ሰረቅትን ሰብደምን ጠንቖልትን ተጋሩ ንሽዋ ሃዲሞም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብተዋህዶን መሳፍንትን ጸዲቁሎም ! ሚልዮናት ህዝብታት ብኣምሓርኛ ዝዛረቡ ይሳቀዩ ኣለው ! ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ንሳቀ ዘለና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና ! ደምና ኣይሰደኩምንዩ !

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ወዲስ ክሳብ ሕጂ ድዩ ካብ ክድምና ናይ ዓጋመ? መዓኮር ተጋሩ ምልሓስ መቂርዎ?
    ትግራይ ኣላ ድያ?
    ንሓመዱ ዝብሃል ኣሎ ድዩ ? ኣብ 10 ከም ዝገማዕናዮ ኣይፈለጥካን ዲካ?
    እዞም ተጋሩስ ኣበይ ኣለዉ ዝተጓሕፊ፡ ዝደንቆሩ ኢልኩም ሬሳ ካብ ተምጽኡ፡ ብሰላም ከም ትነብሩ ዘይትገብሩ? ቅድሚ ሕጂ ዓቅሚ ከም ዘለኩም ፈኪርኩም ዝረከበትኩም ንስኩም ትፈልጥዋ! ሓደ ሰብ ብመገዲ ትግራይ ኣቢሉ ክመጽእ ዝፍትን ትግራይ ዝብሃል ዓድን፡ ህዝብን ክህሉ ኣይትሕሰቡ? ሳልሳይ ዕድል ዝብሃል የለን።
    መድህን 55 ኣምጽእዮም ድኣ ዝተረፊኪ ሃመማ ኣለው።

  • @yonathannegase
    @yonathannegase 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ ክንደይከ ትሕሱ። ንስኻ ኤርትራዊ ክትከውን ኣይትኽእልን ኢኻ። ትግራዋይ ብትግራዋይ ውን ካብቶም ናይ ህዝቢ ትግራይ ስቓይ ዘናውሑ ሕሱር ፍጥረት ኢኻ። ንምዃኑ ንስኻ ብርጌድ ንሓመዱ ትፈልጦ ዲኻ? ሓሳዊ ስለ ዝኾንካ ግን ኣይርዳኣካን እዩ። ተጋሩ ባዕሎም ወያነ እዩ ጸገም ትግራይ እዩ እናበሉ ንስኻ ኸኣ ሓይልታት ምኽልኻል ትግራይ ኢልካ ትምድር። ኣበይ ኢኻ ትነብር ወያነ ንሙሉእ ኢትዮጵያ ተማሓድር ኔራ ሃዲማ ናብ መቐለ ተሸጒጣስ ኣላ ትብልና። እንታይ ኢኻ ተንብብ ካበይ ኢኻ ወረ ትሰምዕ? ናይ ጃንዳ ማለሊት? ወያነ ሓደ ሚልዮን መንእሰይ ኣህሊቓስ ኣላ ትብለና። ብዙሕ ዓጀውጀው ኣይትበል። መእረይን መቑጸርን ዘይብሉ ዘረባ ኣይትዛረብ። እዛ ብሪጌድ ንሓመዱ ትብላ ዘለኻ በዓል ስረ ዲኻ? ዘይፈልጡ መንእሰያት ኣብ ሓዊ ክትጠብስ ዲኻ ወይስ ባዕልኻ ትኣትዋ ኢኻ? ብወገነይ ሓላሚ ኢኻ እየ ዝብል።

  • @meebrahtomzeaman1896
    @meebrahtomzeaman1896 3 หลายเดือนก่อน +5

    የቐንየልና መድህን ሓፍተይ በዚ ትሰርሕዮ ኩሉ ከየመስገንኩኺ ኣይሓልፍን

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 2 หลายเดือนก่อน +1

    I'm ertaway werasay TDF,,AWET NAFASH enka tigray tawet 10,10 and 5000,10,10 adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea 🇪🇷 ♥️ awet nafash enka tigray tawet 10,10,,

  • @gebrehiwotgebreab5780
    @gebrehiwotgebreab5780 2 หลายเดือนก่อน +1

    በረከት ዕምቆት ርድኢት ዘለዎ ካብ ሰገር መረብ ተስፍ እንገብረሉ ሰብ ።

  • @abebegide720
    @abebegide720 3 หลายเดือนก่อน +1

    Behaki ezi kebabına kialetat alewuna

  • @ukbayc
    @ukbayc 3 หลายเดือนก่อน +1

    ክክክክክክክክክክክክ
    እዚ ካበነይቲ ክልል እዩ ካብ ክልል ዓጋመ ዲዩ ክልል 70 እንድርታ ዲዩ ወይስ ክልል ትግራይ ?

  • @ቨማበረሃነ
    @ቨማበረሃነ 3 หลายเดือนก่อน +3

    ነዚ ዓጋመኸ መን ኤሪትራዊ ገይሩዎሳሕሳሕ ዓጋመ ጎሐፍኪ ነዐኺ ገግበሪዮ

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 3 หลายเดือนก่อน

      Anta adgi terit wedi medhen berad agame endbelkom ketkbero ekom lemzben

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 3 หลายเดือนก่อน

      🇪🇷❤️🤣

  • @yohahmichael1442
    @yohahmichael1442 3 หลายเดือนก่อน +3

    መድህን ሽኮር የሕዚንክኒ ከምዚ ዓይነት ሰባት ዘረባ እናሰማዕኪ ኖርማል አእምሮ ዘለኪ አይመስለንን !

  • @tutulgugul2659
    @tutulgugul2659 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣልታት ናይ ትግራይ ብግልጽን ብተዳጋጋምን ጸላኢና ኢሰያስ ማለት ህግደፍ ዘይኮነ እቲ ኤርትራውነት ዝብል ፍልስፍና እዩ ቀንድን ውናን ጸላኢ ትግራይ ስለዚ እዚ ኤርትራውነ ዝባሃል ሃገራውነት ከነጥፍኦ አለና እንዳበሉ ባዓል ዑሱባት ሓሰውትን በረኽት ካአ ከምዚ ንሶምዖ ዘለና ይብሉ አለው ዝገርም እዩ።

  • @yohahmichael1442
    @yohahmichael1442 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብርጌድ ንኸብዶም ዓላማ አልቦ ከንቱ ደቂ ከንቱ በረኸት ናይ ፓለቲካ ፓራሳይት (ቁርዲድ) ተሰተር ስቕኢልኪ ሃተፍተፍ አይትበል ኢሰያስ ቀላሲ ተቓላሲ ኤርትራ እዩ ። ከመጀብሃ እናስተማሰልካ አብስደት ክተበሊ ኢኻ።

    • @ImbayeMeasho
      @ImbayeMeasho 3 หลายเดือนก่อน +1

      Haswi

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 3 หลายเดือนก่อน

      እንዳ ሓሰማ ኪድ እዚ ኣይቦታኻን እዩ ።

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 3 หลายเดือนก่อน

      🇪🇷❤️🤣

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน +1

    ደም ደምብያ ደምበዛን ደምና ከሳቅየኩም እዩ ኽፍኣትኩም ኣምሓሩ ኢዮም ኢልኩም ክተውርዩ ይዓውይ ተዋህዶን ዘምሓርሓሩን ጌና ከሳቅይኹም ኢዮም ክሳብ ትናስሑ !!

  • @adammehary
    @adammehary 3 หลายเดือนก่อน +4

    💙💙ክብረት ይሃበልና መድህን ናይ ዘበና መልኣክ ሰላም መንእሰያት ብጥይትን ብቦንባን ዘይኮንካ ትዕወት ብሓሳብ ጽልኢ ካብሱሩ ቦንቂስካ ከምትዕወት ንእትገብርዮ ዘለኪ ልባው ምስጋና ካብልቢ ኩሉ ደላይስላም ምስጋና ነቅርበልኪናይ ግዜና ሞዴል ብሙኳንኪ ሓበን ይሰማዕኪ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน +1

    ተዋህዶ ኤርትራ ኣምላኽ ኽሒዶም ብዶላር ሳዲስት ኢሳያስ ይኣምኑ ! ተዋህዶ ትግራይ ቡዳ ጠቢብ ኢሎም መሳኪን የሳቅዩ

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 3 หลายเดือนก่อน

    አቶ ኢሰያስ ምንአሲ ሀይለሲላሴ ኢትዮጵያ ኢዩ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኒዓኺ ይቀርብ ትንቢን አዲኡ ዓዱ የሒታ አቦና ዶር ሰለሙን ሓቢሮም መንግስተ ሰማይ ይውረሱ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @tekezemedia6093
    @tekezemedia6093 3 หลายเดือนก่อน +3

    መራሕቲ ኤርትራ ዋላ ሽሕ ግዜ ፀላእተይ ይኹኑ ንጥቕሚ ኽብሉ ህዝቦም ንዝብኢ ኣሕሊፎም ዘይህቡ ኣርሒቖም ዝእምቱ ታይሚንግ ሓልዮም እንታይ ኸምዝገብሩ ዝፈልጡ ምዑታት እዮም ስለዚ ዋላ ዕረ እናጥዓመካ ካብ ፀላኢኻ ኢኻ ትምህርቲ ክትወስድ ትኽእል ።
    ካልእ ድማ ሠላም ክልቲኡ ህዝቢ ኣብ ኢድ ደለይቲ ፍትሒ ዘይኮነስ ኣብ ኢድ ህግደፍ እዩ ዘሎ ናይ ብሓቂ ሠላም ንምነ እንተለና ምስ መራሕቲ ህግደፍ ብሂቅካ ምቕባል መርህ ክንዛተን ኣብ ስምምዕ ክንበፅሕ ኣለና
    ህግደፍ ህልኹም ምስ ህወሓት እምበር ምስ ህዝቢ ትግራይ ኣይኮነን ኣብዚ ምንም ጥርጥር የብለይን ስለዝኾነ ተቢዕኻ ምስ ህግደፍ ተላዚብካ ሰላም ክልቲኡ ህዝቢ ምውሓስ ይክኣል እዩ እዚ ሓደ ህዝቢ ኢና ዝብል ፅንፅዋይ ደው ኣብሉዎ ሓደ ህዝቢ ዘይኮናስ ክልተ ህዝቢ ኢና ንሕና ክልል ንሶም ከዓ ሀገር እዮም ቋንቋ ሓደ ሀገር ተዝገብር ደቡብን ሰሜንን ኮርያ ሓደ ምኾኑ ኔሮም
    ኢትዮ ሶማል እና ሶማል ሓደ ምኾኑ ኔሮም
    ምስ ሓቂ ንተዓረቕ እሞ ዘላቒ ሰላም ነምፅእ ንኤርራ እና ትግራይ ዝጠቅም 🖐🖐 0:33

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 3 หลายเดือนก่อน

      🇪🇷❤️🦁

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 3 หลายเดือนก่อน

      ሕፈር 🐖👈🏼

    • @watislove2650
      @watislove2650 3 หลายเดือนก่อน

      በጀካ ኢለካ ተኸወል

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw 3 หลายเดือนก่อน

      ​@watislove2650 ENTAY KOYNU ZKHWEL?
      HAKI SLEZTEZAREBE?
      AYTGAGEYI.

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@tiebeghebru2649ENTAY KOYNE ELU KIHAFIR?

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 2 หลายเดือนก่อน

    Im ertaway werasay TDF I'm ageme and I'm, serawtay, I'm,welekey adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea 🇪🇷 ♥️..awet nafash..fo ertaway,..k.

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቱም ተጋሩ ኣብ ሓራ መሬት ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ብእዋኑ መልሓሶም ክሳዶም ቑረጽዎም

  • @unknownUnknown-lv9gb
    @unknownUnknown-lv9gb 3 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራውያን ጎበዛት ተንተንቲ ፖለቲካ
    ሓቀኛታትን ይፈርዩ አለው በረኸት
    እውን ሓደ ካብኦም ጅግና ትንተንኡ
    ደስ ዝብል

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 3 หลายเดือนก่อน +4

    ጹቡቅ መደብ ከምኩሉ ግዜ መድህን🫶🏽👏👍🌿💙🙏

  • @GhilayWelderufael
    @GhilayWelderufael 3 หลายเดือนก่อน +1

    Medin kemzi aynet megletsi n moyaki zmtn aykonen , ksab hgi zhatetkyo hto aymelesen.
    Please avoid such shame less interview!!!!!!

  • @HaileMicael-c7v
    @HaileMicael-c7v 3 หลายเดือนก่อน +4

    ላሓሲ

  • @TV-vg8ev
    @TV-vg8ev 2 หลายเดือนก่อน

    Bereket my smart brother the blue💙

  • @nalemna
    @nalemna 3 หลายเดือนก่อน

    Kkkkk kiros way hilimi weyane mot yeheishi nesikhum AB eritera hademti alewuwa deka AB eritera kabakhum zeteweldu keman begeben kerayu mes hieibi tegray demain Nay zelalem kefatom felitina eziom AB eritera zelekhum demain les békés ktefau eikhum

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 3 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩ ምሲ ሃይለሲላስ ምሲ ደሪጊ ምሲ መለሲ ሒቢሪ ዓይኒካ ሚሲ ኢስያስ ኢቲዮጳዊ ሓረቱና ኢኹም ።ኒጅቢሃ ሚሲ ሽዓቢያ ኢስያሲ ወያነ ን ሓሪዲኩምና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @wediasmara8462
    @wediasmara8462 3 หลายเดือนก่อน +15

    Good job Bereket 💙💙💙👏👏👏👏

  • @zeraihagoshailemariam5496
    @zeraihagoshailemariam5496 3 หลายเดือนก่อน +11

    I appreciate to have such journalist from Medhin

    • @teklekidane4821
      @teklekidane4821 3 หลายเดือนก่อน

      Etaeteweka tgraway eye zeytbl

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 3 หลายเดือนก่อน +3

    good job bereket hawna & miedi haftey❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Subomh
    @Subomh 2 หลายเดือนก่อน

    Tigray sle mewasbti ena mo ahwatna eyom ane ms americawt tetwasbe america ahwatna dyom Ezom poletica terdiuna elkum ab media mestkum atsbkulna elkum halewlew akartsu

  • @MichaelTesfay-oj8ov
    @MichaelTesfay-oj8ov 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤ERITREA ❤
    XINFETE HASABN AEMRON ABAKA EYU ZELO.
    ZEYELKUM ALENA TBLU

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናዥ ሰላም ሺሪኪነቲ።ናይ ዉጊኢግን አፍቲሓላ።❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zecariasokubay7217
    @zecariasokubay7217 3 หลายเดือนก่อน +2

    ክንደይ ከ ትሕሱ ኣብ ኤርትራስ ንስርሕ ኣለና ትብል ፡ተበንቖስ።

  • @genet8816
    @genet8816 3 หลายเดือนก่อน +2

    የቐንየልና መድህን ን በረከት ክተቕርብዮ ይፅበ ኔረ ተስፋ ይገብር ቀፃሊ ክትዕድምዮ🙏🙏

  • @baqr4383
    @baqr4383 3 หลายเดือนก่อน +1

    እውይ ንሓሰማ ቃለ መሓትት ትገብረሉ ኣላ እዛ ምጹጽላይ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንቛዕ ዳሕና መጻኻ ርኹስ ኣምሓርኛ እዩ
    እንቛዕ ድሓን መጻኻ መንነትና

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน

    Please 🙏 Please TIGRAYAN STOP SPEAKING AMHARIC ! We AGEW OROMO GURAGIE WOLAYTA...... MILLIONS SUFFERING CUZ OF YOU STILL SPEAKING AMHARIC 🙏 STOP

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน

    Please 🙏 Please TIGRAYAN STOP SPEAKING AMHARIC ! We AGEW OROMO GURAGIE WOLAYTA...... MILLIONS SUFFERING CUZ OF YOU STILL SPEAKING AMHARIC 🙏 STOP

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 หลายเดือนก่อน

    Please 🙏 Please TIGRAYAN STOP SPEAKING AMHARIC ! We AGEW OROMO GURAGIE WOLAYTA...... MILLIONS SUFFERING CUZ OF YOU STILL SPEAKING AMHARIC 🙏 STOP

  • @ImbayeMeasho
    @ImbayeMeasho 3 หลายเดือนก่อน +9

    Good job thank you for having very special person

    • @baqr4383
      @baqr4383 3 หลายเดือนก่อน

      መጣቕዒ

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናዥ ሰላም ሺሪኪነቲ።ናይ ዉጊኢግን አፍቲሓላ።❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tewoldetesfay724
    @tewoldetesfay724 3 หลายเดือนก่อน +7

    Welcome back dear bereket & medhn thanks for working hard keep it up 💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏

  • @searegebrekidan
    @searegebrekidan 3 หลายเดือนก่อน +5

    መድህን ሰልፋዕ እግሪ ናይቶም ብጥምየት ዝሃልቁ ዘለዉ ደቂ ዐድኪ ድምጺ ዘይትኮኒ ናይዞም ቅልውላው መንነት ዘሎዎም እናምጻኪ ተሰልቺውና

    • @danieltesfamicael7673
      @danieltesfamicael7673 3 หลายเดือนก่อน +1

      ንስኻ ወይ ንስኺ ሕጂ ወዲ ባሪስታ ወይ ጋል ባሪስታ ኢኺ /ኢኻ እቲ ዝገርመኒ ናታትኩም ቅልውላው መንነት ንምሕባእ ነቲ ጅግና ኤርትራዊ ከም ደቂ ባሪስታ ኣይጉንባሕን እየ ኣነ'ኮ ኤርትራዊ እየ ስለዝበለ ቅልውላው መንነትኩም ናብኡ ከተጸግዕዎ ከምቲ ወዲ ሻርሙጣ ኢሳያስ መራሒኹም ሙኻንኩም መለለይኹም እዩ::

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 3 หลายเดือนก่อน

      ኣታዮ ኣይትጫረፍ ጀግና መራሒና ጀነራል ጆን ብላክ ልሸራዊት ብርጌድ ልሓመዱ መሪሑይ ኣው ባጽዕ ልነቨረ ሸራዊት ኤርትራ ደምሺሹይ ግሽጋሲኡ ላው ራእሲ ኣሉላ ትግራይና ርእሺ ከተማይ ልነቨረት ከተማ ኣሽመራ ጽባሕ ክቆጻጸራ ምዃኑይ ፕረሲደንት ዉፉይ(ኣፍሮ ዓጋመ) ካው ከተማ ሰገነይቲ ሓቢሩይ። ኣውዚ ግጥም ጀነራል ጆን ብላክ 83 ድሮናትን 400 ታንክታትን so far ማሪኹይ. ትግራይ ትስዕር።

    • @michelle-i7o
      @michelle-i7o 2 หลายเดือนก่อน

      @@danieltesfamicael7673 እቲ ስድነትካ መጀመርያ ወዲ ሰብ ካብ ባሪስታ ይወለድ ካብ አመንዝራ ሰብዩ፣ ብዛዕባ ባሪስትነት ክንዛረብ እንተኾይና ግን አብ ግዜ ደርግን ድሕሪኡን አብ ኤርትራ ዝነበራ ባሪስታን አመንዝራታትን 99% ተጋሩ ምዃነን አይትፈልጥን ዲኻ፣ ዝኾነ ኮይኑ ግን ከምቲ ዝተባህለ ኤርትራዊ እንተኾይኑ ዋላ ይቃወም ነገር ግን ኤርትራዊ መንነት ዝብሃል ንከጥፍኡ ምስዝተዓጥቁን ንዓሰርተታት ዓመታት ዝሰርሑን ምስ ዝህቅኑ ከም በዓል መድሂን ዝዓይነቶም ተጋሩ ሓቢሩ አይሰርሕንዩ፣ ከመይሉ ክሰልጠኩምከ ትሓስቡ፣ደንጎላ እንዳደርበኹም ሓደ ሓደ ጸይቂ ክትሰርሑ ትኽእሉ ኢኹመ፣ ካብኡ ሓሊፍኩም ግን ከምቶም ከደምቲ ወያነ አብ ስደት ካብ ምብላይ ካልእ አማራጺ የብልኩምን

  • @dankess9285
    @dankess9285 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣብ politics ሂጻን ኢካ መጀመርያ ጎቢዝ

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 3 หลายเดือนก่อน +1

      Kkkkkkk mehayem keam wedi medhen berad degal keareg alewo beaka nefat kedami wedi medhen berad

    • @Brave-Is_Mine1
      @Brave-Is_Mine1 3 หลายเดือนก่อน

      I think it’s good if you learn how to spell "ህጻን...ጎብዝ" then you’ll be able to criticize or mock others.
      "ማይ ብለሚስ ሰቲኻ ደቅስ"😊

    • @lomintmalin4716
      @lomintmalin4716 3 หลายเดือนก่อน

      እንታዩከ ብለሚስ ?​@@Brave-Is_Mine1

  • @genygen5351
    @genygen5351 3 หลายเดือนก่อน +6

    WOW BERE, good job.

  • @taddessegmichael367
    @taddessegmichael367 3 หลายเดือนก่อน +1

    DENKERO MEDHEN MEDAHENETI

  • @temesghen9252
    @temesghen9252 3 หลายเดือนก่อน +2

    ንሕና ህዝቢ ኤርትራ ካብ ህዝቢ ትግራይ ተንጺሉ ተነጺልና እንገብሮ ፖለቲካ ቀጻልነት ክህልዎ ኣይክእልን እዩ።

    • @oneeritrea
      @oneeritrea 3 หลายเดือนก่อน

      sekt shtarakha dewr agame wahid. eritrawi kemzi kamakha yeblnan.

    • @temesghen9252
      @temesghen9252 3 หลายเดือนก่อน

      @@oneeritrea ጉሓፍ ባርያ ውልቀ መላኪ።ንስካ ድኣ እንታይ ትሓስብ,ዘይ ብርእሲ ጎይታካ ኢሰያስ ኢካ ትሓስብ።

  • @mebreMebre-nw8un
    @mebreMebre-nw8un 3 หลายเดือนก่อน +2

    Eza gul etay eu xegema mice
    Eritrea eza gahba

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 3 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩ ምሲ ሃይለሲላስ ምሲ ደሪጊ ምሲ መለሲ ሒቢሪ ዓይኒካ ሚሲ ኢስያስ ኢቲዮጳዊ ሓረቱና ኢኹም ።ኒጅቢሃ ሚሲ ሽዓቢያ ኢስያሲ ወያነ ን ሓሪዲኩምና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጠቂላላኢቲዮጵያሲሪዓቲ ሓሪዲኩምምና።

  • @kokebgebremariam3140
    @kokebgebremariam3140 2 หลายเดือนก่อน

    Let me tell you something about your ideology and your political beliefs you and your fellowship are brokers never change anything about ERITREA 🇪🇷 And will never 👎 change politics 😂😂😂😂😂

  • @efremtewelde5052
    @efremtewelde5052 หลายเดือนก่อน

    Tigraway di u ezi kolaa walas Eritreawe sey amselu kkk

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 3 หลายเดือนก่อน

    ንሒና ሱዲ ን ንሒና ዒራቅ ኒሒና ሱራያ ኒሒና ኡቲዮጲያ አዬኮናን ።ኢቲዮጲያዊዩ ጀቢሃን ሺዓቢያ ውግነኒሒዲ ፈጢሩ።ኒሒና ኤርትራ ኢና ሰባባቲ ኢቲዮጵያዊያን ካብ ኒጉስ ሀይለሲላስ።ኒኢስያስ ወለደ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @TekleTukue
    @TekleTukue 3 หลายเดือนก่อน +8

    ኣየ አባክ ሓንጎል ተጋሩ, ጥልመት, ስርቂ, ሓሶት ጅሕራ, ፈኸራ, ዓመጽ, ልመና, ክድምና ዝሕላገቱ ሓክል ወያነ አዩ ዝነግረና ዘሎ አዚ መሳርሕ ወያነ, ንክሕሱ ዝተፈጥረ እንስሳ.

    • @meleshailemariam
      @meleshailemariam 3 หลายเดือนก่อน

      አታ ዓምባኽ ሸያጢ ማዓኮሩ ባርያ ህግደፍ

    • @alganeshkelati9124
      @alganeshkelati9124 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@meleshailemariamagame hasadat Hirrrrrr ELUkum mish

    • @meleshailemariam
      @meleshailemariam 2 หลายเดือนก่อน

      @@alganeshkelati9124 ዓጋመ ኩሉግዜ አብ ማዓኮርኩም አሎ ባራዩ