"ኤርትራዊ ምዃኑ ከመስክር ንትግረዋይ ክፀልእ ኣለዎ!" ቃለ መሕትት ምስ ጋዜጠና ኣማኒኤል ሳህለ// Interview with Amaniel_Sahle

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ก.ย. 2024
  • Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
    Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Brakhe_Show
    #ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
    #brake_show
    #Berake_Show
    #Brake_Show
    #Medhin_Gebreslassie
    #ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
    #Amhara_criss
    #Ethiopian_criss
    #eritrean_community
    #Eritrean_Poletics
    #Tigiray_poletics
    #Yoseph_Gebrehiwot
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
    #Eritrean_Poletics
    #ጀነራል_ታደሰ_ወረደ
    #General_Tadese_Werede
    #ጀነራል_ታደሰ_ወረደ
    #ዳኒኤል_ብርሃነ
    #Daniel_Birhane
    #ጌታቸው_ኣረጋዊ
    #Getachew_Aregawi
    #Amaniel_sahle
    #ጋዜጠኛ_ኤርትራዊ_ኣማኒኤል_ሳህለ
    #Inrerview_With_Amaniel_Sahle

ความคิดเห็น • 144

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn
    @HiwotKidanemariam-bu6yn 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መድህን ናይባርዩ መድሓኒት በርቲዒ❤❤

  • @amorashlakoloba442
    @amorashlakoloba442 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Wellcome amanuel sahle

  • @MenghesteabAbraha
    @MenghesteabAbraha 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    That is why your familje to tigrayans .so dont speak about Eritrea.Dont speak about eritrea because you cant decide lett the pure eritreans decide about Eritrea

  • @dawityosief4376
    @dawityosief4376 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    መምህር ኣማኒኤል ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ይሃብካ እግዛኣቢሄር!!!!

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የቀኔልና ብራከ ሸዉ
    ንኩቡር ፋልሳፋ አማኒኤል ሳህለ
    ዘቅረብክልና ዕድመን ጥዕናን
    ይሃብኩም🙏🙏💙💙💙

  • @danielasfha8898
    @danielasfha8898 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ክብረት ይሃበልና ሐው አማንኤል ሳህለ ከምኡዉን ሐፍትና መድህን ገ, ስላሰ ። ኩቡር አማንኤል ከም ትምኒትካ እዩ ክኸዉን ምኽንያቱ ሎሚ ናይ ብዙሐት ትምኒት እዩ ኮይኑ ዘሎ እዞም እሊታት ጥራሕ ይለብሙ።🙏👍✌

    • @TesfalemGhirmay-eb5jw
      @TesfalemGhirmay-eb5jw 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@danielasfha8898 ኣይትሕሰብዎ ተጋሩ የእምሮኩም ኣስርሕዎ

  • @kubromghebremedhin6746
    @kubromghebremedhin6746 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኖኻዕ ትስካርካ ብገንዘብ ወያነ ብልዓየን ወያነ ክይወዳተን ከላ። ኣማኑኤል በዓል ዓቢ ቦርሳ።

  • @TesfalemGhirmay-eb5jw
    @TesfalemGhirmay-eb5jw 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ኣማኔል ሳህለ ምሁር ደንቆሮ ናይ ታሪክ ሓተላ።ንስካ ሓደ ጎሓፍ ተዛሪብካ ተምጽኦ የለ ትልዉጦ።ኣምላክ ንብረቱ ይኣክብ።Rip

  • @MenghesteabAbraha
    @MenghesteabAbraha 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    You speak always about Eritrea we dont want you to ask about Eritrea.Ask The real Eritreans about Eritrea.why you are asking about genocied your weyane boss is telling you and your peoples infront of tv screen Dr. Debrezion Eritreans they didnt kill any civilians he told you

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣቦና፡ጋዜጤኛ፡ኣረቲስት፡ፀሓፊና፡ናይታረኸ፡ተማራማረ፡ዕድመን፡ጥዕናን፡ይሃብካ፡
    ሓደነገረ፡ክትሰረሕ፡ሓደራ፡ዝብለካ፡
    1ህለወ፡ህዝቢ፡ኤረትራ፡ህለወ፡ህዝቢትግራይ፡ስለዝኾነ፡ኣታዓረቅዎም።
    ናይ፡ክልቲኡ፡ህዝቢ፡ምፅላእ፡ናይክሊቲኡ፡ህዝቢ፡ምህላዉና፡ዘይምህላወ፡ሕቶ፡ዘኡቱ፡ሰለዝኾነ፡❤❤❤

  • @SaintGeorge2323
    @SaintGeorge2323 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hawna Amanuel wish you have long live and healthy life

  • @MenghesteabAbraha
    @MenghesteabAbraha 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Hassawi hassawit

  • @wedikahsay4308
    @wedikahsay4308 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Memhir Amanuel, I used to read his blogs regularly. He has a unique perspective.

  • @michaeltekeste8205
    @michaeltekeste8205 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    መድህን ገብረስላስ እዚ ጽልኢ ምንዛሕ ማዓስ ኢኽ ተቋርጽዮ

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Eritrea 🇪🇷 999999999
    Zelewohfitayiberetebe
    🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷⭐️❤️✅🌴🌹💯💯🙏✊

  • @ኣልመዳዊሳሕላዊቢናዓምራዊ
    @ኣልመዳዊሳሕላዊቢናዓምራዊ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣማኔኤል ሳህለ መሰታ ዳሕሮዎት 😂

  • @MenghesteabAbraha
    @MenghesteabAbraha 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Ati hassawit Agame gondaf gegaf igri .Niskumn nihna eritreans zerakeb yeblnan,kabei rekibato izi ab Eritrea tewolidu zeabej tigraway iu mes izom weyane kihiwsena Mis serekti hazin werkin nihna puré eritreans never with weyane and Tigray

  • @eyasuhajay5872
    @eyasuhajay5872 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሓቂ ተዛረብ ምስ ኢትዮጵያን ኤርትራም ምባል ይመርጽ ትግራይ ዝባሃል ንእሽቶይ ክፋል ናይ ኢትዮጵያ ውዑል አልጀርስ ይግባይ ዘይባሃል ፍርዲ ዝሃበኩም ወሲድኩም ብሰላም ምንባር ዝነፈግኩም ወያነን አሸቀልቶምን ኢዩ ኤርትራ ወላ ስድሪ መረት ኢትዮጵያ ክትወስድ ባህግን ድሌትን የብላን ብርዚ ዝዛረብ ይግራዋይ የለን እቲ ምስጢር ወያነ ስለዝቀትልዎ አይዛረቦን

  • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
    @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ብላሽ.

  • @samiyow
    @samiyow 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💙💙💙 keep it up 🤝

  • @habtemichaelabraham6340
    @habtemichaelabraham6340 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Izi aregit sebai nay mennet shgr alewo,zeru kabey mkanu ayfeltn iyo,asmera tewelidu ,tariku zeyfel.meskin.

  • @fitsumamlosom2201
    @fitsumamlosom2201 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ሕልምካ እዩ ። ኢርትራ ንኤርትራውያን እያ ። መድህን ግዜኪ ጥራይ ተጸበይ መንደላይ ከራካክበልኪ ቆልዑ ተርፎም ድኪ እልኪ።ዘበን ጀንትራ ትፈልጥዮ ድኪ ኣቲ ሓንካስ?

  • @dl4055
    @dl4055 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Hade knkewn aykonan,abotatna,ahwatna,waga kefilna,hade knkewn aykonan,sahl sefirom hager arekibomna,atum tegaru zeytgedfuna kllkum hizkum sq belu,
    Nhna 🇪🇷🇪🇷eritrawyan azina ina nemesgunom nezom jeganuna,kabakum zfeleyuna hager zerekebuna,getskum tkewel,rgumat gorobet

  • @capamike1143
    @capamike1143 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    The only eritreans allowed on Medhin's show are the ones who are willing to lie, deny and disregard the history and existence of Eritrea. Why? Why not speak to any one of the 99% of eritreans who have a different perspective? The purpose of this channel is not to promote peace and love between the two people. It is to sow more hatred by creating even more misunderstanding between us.

  • @FkreyesusWeldezghi
    @FkreyesusWeldezghi 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ደቂ መምህር ሳህለ ኹሉኩም ሰነፋት፡ ከብዶም ዝኣምላኾም፡ ወትራሳት፡ መትከል ኣልቦ። መሳቱኻ ክጋደሉ ንስካ ፈቐዶ ቡፈ ተርመስመስ ክትብሉ ፡ ሓንቲ ከየፍሬኩም ዓሪብኩም ኢኹም። ንተጋሩ ንጸልኦም ብግብሮምን ተንኮሎምን፡ ጥልመቶምን እንበር ኤርትራዊ ምኻን መን ከሊኡና። ኣብ ማእከሉ፡ ኣብ ሕንብርቱ ተወሊድና ከለና ንተጋሩ ብምጽላእ ንረኽቦ። ክትሽርሙጥ ኬድካስ፡ ታሪኽ ክትጥምዝዝ ይኣላይ። ምስኪን። ዘበት፡ ዘበት፡ ዘበት። ምስ ትግራይ እንተተካኢሉ ብሓጹር ክን ሓጽሮ ኢና። ሓቂ እንተልዩካ ስለምንታይ ብዛዕባ ፡
    98፡000 ሽሕ ብግፍዒ ዝተሰጉ ዘይትሓታ፡ ስለምንታይ ብዛዕባ እቲ ኮነ ኢልካ ዝተገብረ ኣይ ኪናት ኣይሰላም 20 ዓመታት መንእሰይና ኣብ ድፋዕ ክበልዩ ተገይሩ፡ ስለምንታይ ሚሳይል ንኤርትራ ተወንጪፉ፡ ስለምንታይ ስራዊት ፈደራል ኢትዮጽያ ዝቀተሎም ሰራዊት ኤርትራ ኢዩ ጀኖሳይድ ፈጺሙልና ትብሉ ዘይትብላ። ኣቲ ውሽማ ጀነራል ሳንቲም ድማ ንከታተለኪ ኣሎና ኩሉ ኣንጻር ኤርትራ ትገብርዮ ዘለኪ። እቲ ጽቡቑ ግን ነቲ ጽልኢ መሊስኪ ተዕብይዮ ስለ ዘለኪ ሕጉሳት ኢና። ትግራይ ድኻ ጸጋታት ዘይብላ ግን ከምቲ መንግስቱ ሃይለማርያም ዝበሎ ምንጪ ሽግር ኢትዮጽያ ኢያ ዝበላ። ደጊማ እውን ኣዳነሽ ኣበበ በቲ ባዕሎም ዝጸሓፍዎ ሕገመንግስቲ ዘይከዱልና፡ ካብ ሽግር ዝፈጥሩልና ኢላትኩም። ንሕና ድማ ቀደም ምስ ኢትዮጽያ ብሓደ ንምዕብል ዝበሉ ኣቦታት ኤርትራውያን ነይሮም ኢዮም። ድሓርግን ሞት ኢዩ ኣምጺኡልና፡ ስልዚ ካብዚ ተማሂርና ኢና። ወላ ምስ ሓደ ኣይንሓብር፡ ኣይንጽጋዕ። ትግራይ ድኻ እብታይ ከተምጽኣልና ብዘይካ ገበንን፡ ዝሙትን።

    • @GechGech-j9i
      @GechGech-j9i 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@FkreyesusWeldezghi ንሕና ኢትዮጵያ እትበሃል ሃገር ኣለትና ዓፈርፈር ኣይትበል ዝኾነ ትግራዋይ ኤርትራውያን ኣሕዋት ኢና ዝብል ሰላም ካብ ምድላይ እምበር ካብ ኤርትራ ዝረኽቦ ረብሓ ስለዘሎ ኣይኮነን ኤርትራ ባዕዳውያን ገዛእቲ ሓይኾም ዝደርበይዋ ጥምይቲ ሃገር እያ። ትግራዋይ ካብ ኤርትራ ጥር ትብል ዝረኽቦ ረብሓ የብሉን ።ትግራዋይ ሃብታም ሉሙዕ መሬትን ቅርስን ታሪኽን እትውንን ዓባይ ሃገረ ኢትዮጵያ ኣላቶ ናብ ኤርትራ ዘቋምተሉ ምኽንያት የለን።

  • @SenaitKidane-u7l
    @SenaitKidane-u7l 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እውውውው ዓጀውጀው ገልዳም ዝኾነ ዘረባ ፎእእእ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @TeklayKidu-z6h
    @TeklayKidu-z6h 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Aythasu

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +16

    Eritrea is for Eritrean.Tigray is part of Ethiopia .Tigray is Eritrea”s neighbour but can’t be together there are two different countries please don’t mix those two countries.Eritrea is only for Eritreans not for Tigrayans.God bless Eritrea
    🇪🇷🙏🇪🇷

    • @younesabdullah6564
      @younesabdullah6564 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ባርያስ ባርያ ድአ

    • @sunrise3179
      @sunrise3179 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሱቁ በል መን ፍለጥ ኢሉካ ዓጢነ

  • @rttr3992
    @rttr3992 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️♥️♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚💚💚💚💚💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💜💜💜💜💜💜💜💜💜Selam. Ygberelna. Amen. Amen. Amennnnnnnnnnnnnnnnnnnn✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾

  • @amanuelweldemichael9595
    @amanuelweldemichael9595 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዘሕዝን ዘረባ'ዩ ኤርትራዊ ክትከዉን ትግራዋይ ክጸልእ ኣሎዎ ዝብል ትንተና ፍጹም ጉጉይ ዘይቅቡል ሓሳብ ኣባይታ ዘየለ ኤርትራዋይ ንትግራዋይ ትግራዋይ ጥራሕ ብምዃኑ ይጸልኦ ዝብል ፉንፉን ዘረባ'ዩ ኣማኑኤል ሳህለ መሕዛን ኢኻ።

  • @ZeriezghiGoitom
    @ZeriezghiGoitom 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ወይ ሃተው ቀጥው!!! ነዚ ህዝቢ ኤርትራስ ሰላም ዘይትህብዎ። ኣምሓራ ኣሎ፡ ኦሮሞ ኣሎ በሎ በሎ ኢልኩም ንህዝቢ ኤርትራ ኣበሳቢስኩሞ፣ ሕብሪ ዓይንኻ ኣይተብርሃናን ኢልኩም ሰጐጒኩሞ ከተብቅዑ፡ ነዚ ረሲዕኹም ኣብዛ ናትኩም ጥራይ ተማርሩ። ተማሂርኩም ኣሎኹም፡ ተማሂርና ኣሎና፣ ስለዚ ይኣክል ንሰላም ዘምሩ።

  • @eyobdemoz7832
    @eyobdemoz7832 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ግእዝ ባንክ ምርጥ ባንክ ።
    አደራጆቹ ምርጥ ባለጌዎች።
    ከሻእባያ የባሱ ነዉረኞች።

  • @NegashKemisay
    @NegashKemisay 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Rip

  • @Ismael-isa
    @Ismael-isa 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናይ ምንታይ ጄኖሳይድ ዩ እዚ ።የለን ኢሉዩ ደብረጬን

  • @WediKeren-h2u
    @WediKeren-h2u 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትሓልሚዶ ከምኡ ኢልኪ ደርጊ ኸ ካብዚ ሓሊፉ እንታይ ዶ ኢሉ ኢዩ።

  • @esaiasberhane6756
    @esaiasberhane6756 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Thank you .

  • @SenaitKidane-u7l
    @SenaitKidane-u7l 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እህ ካብ'ታ ዝመጻኻያ ኣይትመለስ🙈 ፎእእእ ሑሱርን ደንቆሮን ባኮ ኣረጊት 🙈🥹

  • @MenghesteabAbraha
    @MenghesteabAbraha 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Polica aifeltn iu hassawi

  • @michaeltekeste8205
    @michaeltekeste8205 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ዓቢስብ ክሕስው ከሎስ ክኽፍእ

    • @younesabdullah6564
      @younesabdullah6564 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣብ ኤርትራ ዓብይ ጎቦ እምበር ዓብይ ሰብ የለን ለከ😏

  • @abrahatsadik652
    @abrahatsadik652 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ድፋዕ ሻዕብያ ☝️

  • @thaile100
    @thaile100 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    I am Eritrean and wish and hope Tigray and Eritrea would be one.
    See how great and respected and powerful we could be. I love the people of Tigray.

    • @zerukeshi9936
      @zerukeshi9936 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      ኤርትራ ካብ ትግራይ እንታይ ረብሓ ስለዘለዋ ዳኣ ሓደ ክኾና ደሊኻ?

    • @First-Eri
      @First-Eri 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      እዝኒ የብልካን ድዩ respect ትብል respect ከመይ ድዩ? ህዝቢ ኤርትራ ዘይስሙ ናሃቡስ ሓደ ንኩን ትብል።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@zerukeshi99361ሐዬሊ ካላአይ ቁጠባ ሳልሳይ ሐደ ሕዝቢ አብ ክልተ ዝተመቀለ ሕዝቢ ምሕዋስ ዝኾነ ጸላኢ ሐደ ድሕሪ ኮይንካ ዝደፍረካ የለን . ተራእዩ እኳ ክሊቱ ሕዝቢ ሐድነት ጌሩ ደርጊ ደሚስስው

    • @MenghesteabAbraha
      @MenghesteabAbraha 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      You are not Eritrean 100%.No Eritrean Will mix to Tigrayans

    • @merry3355
      @merry3355 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      You are 100 % tigraway agame

  • @mesfundebesay5458
    @mesfundebesay5458 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣቶ ኣማኑኤል ደፋር ደንቆሮ ኣብ ትግራይ ኬንካ ድኣ እንታይ ከተውጽእ ንህዝቢ ኣይጽረፍን እዩ እሞ ኸኣ ህዝቢ ኤርትራ ደንቆሮ እዩ እቲ ህዝቢ ክትብል ወዲ ድሙ ከም ቀደሙ ክትሓፍር ኔሩካ ግና ንስኻ ታሪኽ ዘይትፈልጥ እንተኼንካ መጽሓፍቲ ኣንብብ ካብ ብሓሶት መጽሓፍ ትጽሕፍ ኤርትራ ምስ ትግራይ ሓደ ኽትከውን ኔሩ ኢልካ እቲ መግዛእታዊ ውዕል ከ ናበይ እንድሕሪ ትግራይ ክትፍለ ደልያ ንትግራይ ጆን ፎስተር ዳላስ ኣልዒልካ ኣይትሓዋውሶ ከምኡ’ውን መራሕቲ ኤርትራ ሓደ ሰብ ጥቀሰለይ ንህዝቢ ትግራይ ከኽፍእ ወይ ውን ክውንጅል ንህዝቢ ትግራይ ተሸጊሩ ጸጊምዎ ዝብል እንቱዘይ ኮይኑ እንተ ፕረሲደንት ኢሰያስ እሞ ኸኣ ኣብ ህዝብታት ዘሎዎ ኣመላኽታ እንታይ ዝገበረ ህዝቢ ክንድዚ ኣደራዕ ዝወርዶ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ህዝቢ ኣምሓራ ህዝብታት ፍጹም ኣልዒሉ ኣይፈልጥን እዩ ኣማኑኤል ግና ኣብ ዓዲ መሕሰዊ ኬንካ ሓሶት ክትንትን ንሰምዓካ ኣሎና ክደፍረካ እየ ሓሶት ዝኾነ ጽልኢ ክትነዝሖ ዝወዓልካ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ቶም ኣሓት ኢና ትብሎም ዘለኻ (ካብ ሰማንያ ሼሕ) ክሳብ ተስዓ ሽሕ ሕብሪ ዓንኹም ኤርትራውያን ቱባሂሎም ሃፍቶም ተወሪሱ ቆልዓ ሰበይቲ ፋሕ ፋሕ ኣቢሎም ኣብ መንገዲ ንኸይሸኑ ተኸልኪሎም ተነፌሖም ክሞቱ ዝገበረ ህውሓት ገለብሽኮር ገለ ብደምብዝሒ ክመውት ዝገበሩ ኣይተ ኣማኑኤል ዓገብ ክትብል ዘይክኣልካ ሕልና ኣልቦ መን እብሉኻ ኣብዚ መጺእካ ንህዝቢ ኤርትራ ባጫ ጥራሕ እየ ዝብሎ ኣንታ ሕልና ኣልቦ ኤርትራ ሃገር እያ ትግራይ ከኣ ክልል እያ። ፈቲኹም ጸሊእኩም ኢትዮጵያውያን ኢኹም ወድሓንኩም

  • @BenhurMhreteab
    @BenhurMhreteab 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    😢ለባም ኢልካ ሸያብ ኣይትጽውዕ ዩ, ንስኪ ከኣ ኣቲ ታሪክ ኣልቦ ፡ሓቅነት ዘይብሉ ታሪክ ኣምጺኪ ሰብ ኣይተጋግዪ ok ብዛዕባ ኣብ ክልልኪ ዝግበር ዘሎ ተትዛርብሉ ይሓይሽ

  • @fitsumamlosom2201
    @fitsumamlosom2201 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    fake histry ኩሉ ሓሶት ታርኽ

  • @shifa-yu1vd
    @shifa-yu1vd 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ant wela aba jego amxieki hade aikonan wela begexna deiinemesasel
    😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @MenghesteabAbraha
    @MenghesteabAbraha 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Itom ab tigray zelewoki bizahba Meles zeitzarebi intai iki delikia Iza lewah Eritrea

  • @wediblie9493
    @wediblie9493 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amanuel Sahel....came out as....

  • @eritreastrongestnation
    @eritreastrongestnation 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mskums hlefya ena knkewun

  • @weyanaygebredngl2496
    @weyanaygebredngl2496 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @belaroba5782
    @belaroba5782 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    This guy deserves to be in mental institution not on tv screen.

    • @esaiasberhane6756
      @esaiasberhane6756 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Primitive psychologist !!!.Wedi-Tigray.

  • @yafietdawit6325
    @yafietdawit6325 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣማኔኤል ሉጢ

  • @admas-d7e
    @admas-d7e 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግርኛን ወላ ሓደ ሃገር ኣይኩን። ግን ብፍቅሪ ብሕውነትን ክነብር ግን ኣለዎ።

  • @TesfaldetGoitom
    @TesfaldetGoitom 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Niskia hetawtawi ekia tebael zelaka anfatka tefaeka zelakasab eka gen delatka mingrka hemaqe aykonn

  • @gezenatips
    @gezenatips 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሓደ መዓልቲ ትግራይን ኤርትራን ሓቢርና ንነብረሉ ጌዜ የምጸልና።

  • @yohannes4558
    @yohannes4558 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ግፍዕ ታሪኻውያን ጸላእትን ተጋሩ ወያነ
    ---ካብ1993 ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብኢድወነንኦም ክጥርሩ ሓረስቶት ኤሪትራ ክስጎጉ ጀመሩ።
    - ካብ1993ክሳብ 1996 ዝካየድ ዘነበረ ዝርርብ ብሰበ ሰልጣን ፈረ ዘይብሉ ኮለል ጥራይ ኮይኑ ተረፈ፡
    ---July 24, 1997 ወያነ ንዘነበረ ምምሕድዳር ኤርትራ (ፖሊስ) ኣብ ዓዲ ሙሩግ ኣፍሪሶም ምምሕድዳሮም ተኸሉ።
    ---October 17,1997 tplf ሓድሽ map መሬት ኤሪትራ ዘለዎ ዘርጊሔት፣ ብሓገዝ ናይ ጀርመን GTZ።
    ---may 6 1998 ኣብ ሓለዎ ዝነበሩ ተጋደልቲ ፡ወያነ ምስ መጽዎም እሞ ንምርድዳእ ዝኸዱ 6ተጋደልቲ ፡ብወያነ ኣድብዮም ብምጽናሕ ኣብ ደምበ ኣስመራ ተሰውኡ።
    ---may 13 1998 ምእዋጅ ውግእ ብዕሊ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ።
    - መቓብር ስውኣት ብወያነ፡ ኣይተፋሕረን ዲዩ ከምኡ እውን 2000 ዓመት ዝገበረ ሓውልቲ በለው ከለውን መጠራን ብቲኤንቲ ፈሪሱ
    --- ኣብ ጎቦ እምባሶይራ ዱር መቦቆላዊ ጽሕድን ኣውሊዕን ዝነበረ፡ ወያነ ብግሬደር መንገዲ ከፊት ፡ንትሽዓተ ወርሒ ክሳብ ድወጹ ብዓበቲ መኻይን መሊኦም ኣጊዒዞሞ ፡ሌጣ ጎልጎል ተሪፉ
    --- ንዓመታት ዘጥረይዎ ናይ 100000 ህዝቢ ንብረት ኣይራሰኹሞንኣል ኣየባረርኩምን ዲኹም ብሰንኩ ኣብ ሰብኣውነቶም መንፈሶም ምዝንብላት ተፈጢሩ፡ ኣብዚ ትግራዋይ ከ ኣይሓበርካን ዲኻ ?
    ---ስራዊትኩም ንትሕቲ 5 ዓመት ወዲ ቕተል ኢልኩ ኣይኣዘዝኩም ዲኹም ?
    ---ብጋይት(ምሩጻት ከቢት) ጋሽ ባርካን ንብረትን ሕዝቢ፡ ትግራይ ኣይዘመትን ድዩ ፡ሓይሊ ኤልክትሪክ ሕርጊጎ ብነፈርቲ ኣቃጺልኩሞ ሕርሻ ዓሊግዱር ምስ መሽናቱ ኣንዲድኩሞ?
    ---ኣብ ትግራይ መዓስከር ስደተኛታት ከፊትኩም፡ ህዝብና ከምዝበታተን ኣይገበርኩምን ዲኹም፣ኣብኡ ንኸይውጹ ከልኪልኩም ብኣውራጃ ብሃይማኖትን ከምዝናቖት ኣይገበርኩም ዲኩም?
    ---Aids ዝተበክላ ኣውልድ ኣብ ምዓስከር ይእቲኩም መንእሰያት ኣይበከልኩምን ዲኹም ?
    --ህዝብናን መንግስትናን ንምሕናቕ ኪዳን ሰንዓ ፎርም(ወያነ፣የመን፣ሱዳን) ኣይመሃዝኩምን ዲኩም?
    ---ብናትኩም ሓሶት ህዝብና ን 9 ተ ዓመት ብማዕቀብ ከምዝሳቐ ኣይገበርኩምን ዲኹም?
    --ተጠሊዕኩም ሑቐ ደቂ ከበሳ ክስበር ኣሎዎ ክጸንቱ ኣሎዎ ኣይበልኩምን ዲኹም?
    -- ኣሽካዕላል ወያነ ድሕሪ ውግእ -ጸገም ናይ ዶብ ኣይኮነን ናይ ቁጦባ -? ናይ ቁጦባ ኣይኮነን ናይ ውደብ እዩ ---? ናይ ውደብ ኣይኮነን ትግራይ ትግርኝ እንዳበልካ 19000 ብሉጻት መንእሰያት ኣሰዊእና።ስዒቡ ዝሑል ኳናት ድማ ከፈትኩም
    ---ሓድሽ map ሰኒዕኪ፣ ፍርዲ ውዕል ኣልጀርስ ረጊጽካ ፣ኣንጻር ሰላም ሰላማዊ ሰልፊ ፣ኣንጻር ሰላም ኮይንካ ንድስሕብ ሰራዊት መኻይን ከቢድ ብረትን ምዕጋት፣ኢሩብ ትዓቢ ካብ ኤሪትራ እንዳበልኩም ኣይውዓልኩሞን ዲኹም?
    --ናቃፋ ገንዘብና ምስ ወጸ፡ እቲ ኹሉ ብብር ገንዝብ ህዝቢ ኤሪትራ ናብ ኢትዮፕያ ከይተመልሰ ተሪፍ ፡ኣደዳ ክሳራ ኮይና
    --- ኣብ እምባ ሴራ ፡እስላም ዝቅመጥዋ ዓዲ ፡ ነተን ድቂ ኣንስትዮ ንውርሒ ዝኣክል ኣብ ቅድሚ ደቀንን ብዓል ቤትንን ተጋሩ ወታሃደራት ንሓንቲ 7 ስብ ኣዳኮኑ ተጋሲሶመን
    ---ኣብ ተሰነይ ኣብኡ ን30 ዓመት ብዝተቀመጠ ትግራዋይ ጠቋምነት 16 ሰባት ተረሺኖም፡
    ---ኣብ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ሰብ ዝተኣከቦ ቤት ጸሎታት ዝተገብረ ናይ ሄሊኮፕተር ድብደባ 23 ሰባት ተቃጺሎም፡
    --- ኣብ ዛላንበሳ 38 ሰባት ተረሺኖም፡
    ---ኣብ ባዳ 15 ሳባት ተረሺኖም፡
    ---ኣብ ባረንቱን ካልእ ዓድታትን ኩሉ ተዘሪፉን ተቃጺሉን ነዚ ዝተቃወሙ 9 ሰባት ብተምልከተለይ ተቀቲሎም፡
    ---ብዙሓት ኣዋልድ ደቂ 14-29 ብሓባር ብናይ ወያነ ወተሃደራት ተዓሚጸን፡ ሓንቲ ጓል ተሰነይ ንዝክራ ኢና ጓል 14ዓመት ቋልዓ ብ9 ወተሃደራት ወያነ ምሉእ ለይቲ ክጓሰስዋ ድሕሪ ምሕዳር ኣብ በረኻ ክትመውት ደርብዮማ ከይዶም፣ . . . እንታይ እሞ ጸብጺብካ ኣይውዳእን እዩ
    ---ኣብዚ ናይ ሰላም ምስ ኣቢ ዝካያዶ ግዜ እውን ፡ፈተነ ቅትለት ንጀነራል ስብሓት ከምኡ እውን ንኩብር ፕረሲደንት ኢስያስ ኣፍወርቂ ፡ካልእን እውን እንዳካየደ ፡ኮር ተገምጠል ኮይኑ ግና ኣንጻራ ሰላም ኮይኖም ኣለዉ።
    --ብሚሲይል ምድብዳብ ፡ኣብ ምዓስከር ሰደተኛ ዝነበሩ ብዝሓት ምርሻን. . .።

    • @SenaitKidane-u7l
      @SenaitKidane-u7l 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ብራቮ100%👌🏾✅🇪🇷

  • @adhanomrussom9730
    @adhanomrussom9730 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    entay konom tegaru ab Eritrea gifie zeygebiru

  • @AmanuelBelay-u7w
    @AmanuelBelay-u7w 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kabe tarik tewekes kendey gefei kem zewerede nktenber illka kethallefo endei

  • @HenokHiyabu
    @HenokHiyabu 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተፉቂርካ'ካ ሓያል
    ኣብራሃም ግጥሚ፡
    ኣሻንካይ ተቃያምካ
    ብጐቦ ጐቦ ጸልኢ፡
    ንሕና'ስ ንሕና
    ሓደ ኣምላክ ' ዩ ዝርኢ።
    ልሳን ልቢ ስበረ
    እንታይ ዓብስ ቁንጅና፡
    ብኣድጊ ኣይትመሰል
    ስዓሪ ብድሕሪና።
    ማኣከል ኣያጡዑሙን
    ወስነ ወሰን፡
    ላንጋ ላንጋ ሞተ
    ሓቂ ሕዝካ ቅሰን፡
    ምንም ሓድሽ የለን
    ሞት መርድእ ቀደም።

  • @TeklitGirmazion
    @TeklitGirmazion 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ዓጋመ ዞባ'ዩ:: መለስ ግን ሕብሪ ዓይኒ ኤርትራውያን ደስ ኣይበለናን ክንጉሕፎ ኢና ኢሉ:: እስከ ኣብ ትቪ ኤርትራ ዝኾነ መርሕነት ኣንጻር ህዝቢ ትግራይ ዝተዘርበ እስከ ኣምጽእ:: ፎሽካል ድኾንካ ሰብ ኣይ

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Lelelakinisehkasi
    Gorebetena ebere😂hakosi hakusu
    Eritrea 🇪🇷 hnikibelone
    Zikoneyekune
    Nisekatumo demajatatena

  • @BerketBelay
    @BerketBelay 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Atum reshatkomalat kondafat hasowty kied lihasiy wedi shermuta gal shermuta

  • @mihretnetsereab8739
    @mihretnetsereab8739 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Great job Amanuel Sahle

  • @Zakme722
    @Zakme722 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Anta kindey kihsu eyu . Kemzi gerkum seb aytewedu Tigray is ethiopia nothing will be change.

  • @AmanuelBelay-u7w
    @AmanuelBelay-u7w 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Haqi deytezareb abe leli Eritrea zewerde kebid bedele ke sbey nerka keyreaka temesker 95 000 hezbi nebeyenomen hftomen ke ketemesker zeykallka zegeremmmmmmmmmm

  • @TsehayeTeklay
    @TsehayeTeklay 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣንታ ኣይትሐፍርን ዴኻ ንኤርትራዊ ከተናሹ ኣንታለማኒ ክልምን ንኤርትራ ተሰዲድካ ኔርካስ ነዚ ኩቡር ህዝቢ ከተናሹ ኣብ ትግራይካ ዘሎ ክፋእ ዘይሬኤኻስ እንዳማትካ ተጋሩኽ እንታይ ንበሎም ከም እንስሳ ንጎሎን ሐብቶምን ዝዕምጹ ቡልሹዋት ፍጥረት ሲ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ከተዛምዶ ቡዑሉግ ፍንፋን ክብረትካሐሉ ዒራዳኣ ክብረት ኣይተዓደኩምን እምበር ጨንስዊ

  • @TesfalemGhirmay-eb5jw
    @TesfalemGhirmay-eb5jw 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mengsteste semay yewarska

  • @tedy-s9d
    @tedy-s9d 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kkkkkkkkkkk. Darwin's evolution, that's interesting.

  • @amorashlakoloba442
    @amorashlakoloba442 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eseyas xelaei tgray aykonen hzbi eዕረ eu xelaei tgray b prpohanda astiku ue resu wediዕረ

  • @Esubalewify
    @Esubalewify 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በርቺ ! እንደዚ አሪፍ ሰዎችን ማቅረብሽ በጣም ይደገፋል ! ! መጽሐፍ አንባቢ ሁኚ ይጠቅምሻል !

  • @samialmael3692
    @samialmael3692 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንታይ በልኻ ኣታየ ቆንዳፍት 10 ልቦም ምሳኹም ሲ ማዕዶ ንማዕዶ ቆንዳፍት

  • @Danon157
    @Danon157 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    8:25 what a conflicting statement. Atum ab geez ab tgre Tigrigna yelen elu melisu kea dhri naxnet hizomo ziatewu eyu yblena 😂😂😂 is he with his mind

  • @Eritrea7777
    @Eritrea7777 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ezi sebay hasawi ember koynu terifu

  • @openmind9046
    @openmind9046 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    No true Eritrean come to this media definitely you can't be Eritrean 100% agame kikikki

  • @yohannes4558
    @yohannes4558 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሓደ ከም ዘይኮና ፡ስነ ልቦና ፡ሰነምግባር ናይ ኤሪትራን ናይ ክልል ትግራይን ጥራይ ምርኣይ እኩሉ እዩ።
    __ኣብ ኤሪትራ ሰርቂ ካብ ጥንቲ ብሕጊ እንዳባ ጀሚሩ ገበን እዩ ፡ኣብ ትግራይ ግን ብህሊ እዩ።(መለስ ዝበሎ ስርቂ ስርሕ እዩ )
    __ሓሶት ኣብ ኤሪትራ ነውሪ ሓጥያት እዩ ኣብ ትግራይ ግን ከም ጥበብ እዩ (ኣብነት፡ኣቦ ሓሶት ስዩም መስፉን እጥቀስ)
    __ኣብ ኤሪትራ ጓል ኣንስትይቲ ክብርቲ ለይቲ ይኹን ምዓልቲ ብሰላም ትነብር ኣብ ትግራይ ግን ጓለኣንስተይቲ እትድፈር እትዕመጽ መስል ዘይብላ ፍጥረት እያ።
    __ ኣብ ኤሪትራ ካብ ጥንቲ ብሕጊ እንድባ እትምራሕ ስሉጡን ህብረተሰብ ይርከብ ኣብ ትግራይ ግን ካብ ጥንቲ ሕጊ ዘይብሉ ሽፍትነት፡ ዘሚትካ፡ወሪርካ፡ ጠሊምካ ምንባር ባህሊ እዩ።
    __ኣብ ኤሪትራ ክልቲኤን ሃይማኖት ትኸባቢረን ይነብራ ኣብ ትግራይ ግን መሲግድ ምሰራሕ መቃብርን ኣይፍቀደን፡ ኣመንቲ ምስልም ከም ካልኣይ ዜጋ እዮም ዝፍለጡ(ኣብ ግዜ ሃጸይ ይውሃንስ ኣስላማይ ማዕተብ ውደ ተባሂሉ ይግደድ ኔሩ)
    ኢሪትራ ትሽዓት ብሄርትን ቋንቋን ዘሎ ኣብ ትግራይ ቛንቛ ትግሕርኛ ዘሎ።
    --ኣብ ምድሪ ባሕሪ (ኢሪትራ) ኣብቲ እውን መግዛእቲ ካብ 1550 ቱርኪ፡ግብጺ፡ኢታሊ፡እንግሊዝ፡በይንና እያ ኔራ ። ኣብቲ መለስ ኢትዮጲያ ዝመሓደር ግዜ እውን እተኮነ 100000 ኤሪትራዊ ንብሮትምን ሃብቶም ዘሚቱ ንሃገሮም ንኢሪትራ ኣባሪዎም።_
    _እታ ልብና ጻዕዳ ፡ እታ ልብኻ ልቢ ትግራይ(ኣይትእመን ትግራዋይ)
    _ ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ደቂ መድሪ ባሕሪ ፡ ተጋሩ ግን ካብ ቲግሪስ ኢራቃ ብህያብ ደመጹ፡ብረእሰ
    ምትሓት(inferiority complex) ደሳቐዩ

  • @hakimabdelkadir
    @hakimabdelkadir 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ezi teref jebeli komal. Gremba ngoma egra mekuhal. 😂😂😂

  • @HagosElyas
    @HagosElyas 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bibile ke anbibkayo dika kemey tridio

  • @zak-o3k
    @zak-o3k 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ዝበጽሔ ግፍዒ ብፍላይ ብተጋሩ ዘይትፈልጥ እንተኾንካ ሕማም ረሲዕ ኣጥቂዕካ ኣሎ ወይ ከኣ በዚ ንርእየካ ዘለና ዕድሜኻ ወዲ 10 ዓመት ኢኻ ወይ ድማ ሓሶት ልማድካ እዩ ወይድማ ብገንዘብ ተገዚእካ ኣለኻ ብዙሕ ምበልኩ ግን ዘዕበየኒ ስነስርዓት ከገድደኒ እዩ

    • @yohannes4558
      @yohannes4558 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@zak-o3k ግፍዕ ታሪኻውያን ጸላእትን ተጋሩ ወያነ
      ---ካብ1993 ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብኢድወነንኦም ክጥርሩ ሓረስቶት ኤሪትራ ክስጎጉ ጀመሩ።
      - ካብ1993ክሳብ 1996 ዝካየድ ዘነበረ ዝርርብ ብሰበ ሰልጣን ፈረ ዘይብሉ ኮለል ጥራይ ኮይኑ ተረፈ፡
      ---July 24, 1997 ወያነ ንዘነበረ ምምሕድዳር ኤርትራ (ፖሊስ) ኣብ ዓዲ ሙሩግ ኣፍሪሶም ምምሕድዳሮም ተኸሉ።
      ---October 17,1997 tplf ሓድሽ map መሬት ኤሪትራ ዘለዎ ዘርጊሔት፣ ብሓገዝ ናይ ጀርመን GTZ።
      ---may 6 1998 ኣብ ሓለዎ ዝነበሩ ተጋደልቲ ፡ወያነ ምስ መጽዎም እሞ ንምርድዳእ ዝኸዱ 6ተጋደልቲ ፡ብወያነ ኣድብዮም ብምጽናሕ ኣብ ደምበ ኣስመራ ተሰውኡ።
      ---may 13 1998 ምእዋጅ ውግእ ብዕሊ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ።
      - መቓብር ስውኣት ብወያነ፡ ኣይተፋሕረን ዲዩ ከምኡ እውን 2000 ዓመት ዝገበረ ሓውልቲ በለው ከለውን መጠራን ብቲኤንቲ ፈሪሱ
      --- ኣብ ጎቦ እምባሶይራ ዱር መቦቆላዊ ጽሕድን ኣውሊዕን ዝነበረ፡ ወያነ ብግሬደር መንገዲ ከፊት ፡ንትሽዓተ ወርሒ ክሳብ ድወጹ ብዓበቲ መኻይን መሊኦም ኣጊዒዞሞ ፡ሌጣ ጎልጎል ተሪፉ
      --- ንዓመታት ዘጥረይዎ ናይ 100000 ህዝቢ ንብረት ኣይራሰኹሞንኣል ኣየባረርኩምን ዲኹም ብሰንኩ ኣብ ሰብኣውነቶም መንፈሶም ምዝንብላት ተፈጢሩ፡ ኣብዚ ትግራዋይ ከ ኣይሓበርካን ዲኻ ?
      ---ስራዊትኩም ንትሕቲ 5 ዓመት ወዲ ቕተል ኢልኩ ኣይኣዘዝኩም ዲኹም ?
      ---ብጋይት(ምሩጻት ከቢት) ጋሽ ባርካን ንብረትን ሕዝቢ፡ ትግራይ ኣይዘመትን ድዩ ፡ሓይሊ ኤልክትሪክ ሕርጊጎ ብነፈርቲ ኣቃጺልኩሞ ሕርሻ ዓሊግዱር ምስ መሽናቱ ኣንዲድኩሞ?
      ---ኣብ ትግራይ መዓስከር ስደተኛታት ከፊትኩም፡ ህዝብና ከምዝበታተን ኣይገበርኩምን ዲኹም፣ኣብኡ ንኸይውጹ ከልኪልኩም ብኣውራጃ ብሃይማኖትን ከምዝናቖት ኣይገበርኩም ዲኩም?
      ---Aids ዝተበክላ ኣውልድ ኣብ ምዓስከር ይእቲኩም መንእሰያት ኣይበከልኩምን ዲኹም ?
      --ህዝብናን መንግስትናን ንምሕናቕ ኪዳን ሰንዓ ፎርም(ወያነ፣የመን፣ሱዳን) ኣይመሃዝኩምን ዲኩም?
      ---ብናትኩም ሓሶት ህዝብና ን 9 ተ ዓመት ብማዕቀብ ከምዝሳቐ ኣይገበርኩምን ዲኹም?
      --ተጠሊዕኩም ሑቐ ደቂ ከበሳ ክስበር ኣሎዎ ክጸንቱ ኣሎዎ ኣይበልኩምን ዲኹም?
      -- ኣሽካዕላል ወያነ ድሕሪ ውግእ -ጸገም ናይ ዶብ ኣይኮነን ናይ ቁጦባ -? ናይ ቁጦባ ኣይኮነን ናይ ውደብ እዩ ---? ናይ ውደብ ኣይኮነን ትግራይ ትግርኝ እንዳበልካ 19000 ብሉጻት መንእሰያት ኣሰዊእና።ስዒቡ ዝሑል ኳናት ድማ ከፈትኩም
      ---ሓድሽ map ሰኒዕኪ፣ ፍርዲ ውዕል ኣልጀርስ ረጊጽካ ፣ኣንጻር ሰላም ሰላማዊ ሰልፊ ፣ኣንጻር ሰላም ኮይንካ ንድስሕብ ሰራዊት መኻይን ከቢድ ብረትን ምዕጋት፣ኢሩብ ትዓቢ ካብ ኤሪትራ እንዳበልኩም ኣይውዓልኩሞን ዲኹም?
      --ናቃፋ ገንዘብና ምስ ወጸ፡ እቲ ኹሉ ብብር ገንዝብ ህዝቢ ኤሪትራ ናብ ኢትዮፕያ ከይተመልሰ ተሪፍ ፡ኣደዳ ክሳራ ኮይና
      --- ኣብ እምባ ሴራ ፡እስላም ዝቅመጥዋ ዓዲ ፡ ነተን ድቂ ኣንስትዮ ንውርሒ ዝኣክል ኣብ ቅድሚ ደቀንን ብዓል ቤትንን ተጋሩ ወታሃደራት ንሓንቲ 7 ስብ ኣዳኮኑ ተጋሲሶመን
      ---ኣብ ተሰነይ ኣብኡ ን30 ዓመት ብዝተቀመጠ ትግራዋይ ጠቋምነት 16 ሰባት ተረሺኖም፡
      ---ኣብ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ሰብ ዝተኣከቦ ቤት ጸሎታት ዝተገብረ ናይ ሄሊኮፕተር ድብደባ 23 ሰባት ተቃጺሎም፡
      --- ኣብ ዛላንበሳ 38 ሰባት ተረሺኖም፡
      ---ኣብ ባዳ 15 ሳባት ተረሺኖም፡
      ---ኣብ ባረንቱን ካልእ ዓድታትን ኩሉ ተዘሪፉን ተቃጺሉን ነዚ ዝተቃወሙ 9 ሰባት ብተምልከተለይ ተቀቲሎም፡
      ---ብዙሓት ኣዋልድ ደቂ 14-29 ብሓባር ብናይ ወያነ ወተሃደራት ተዓሚጸን፡ ሓንቲ ጓል ተሰነይ ንዝክራ ኢና ጓል 14ዓመት ቋልዓ ብ9 ወተሃደራት ወያነ ምሉእ ለይቲ ክጓሰስዋ ድሕሪ ምሕዳር ኣብ በረኻ ክትመውት ደርብዮማ ከይዶም፣ . . . እንታይ እሞ ጸብጺብካ ኣይውዳእን እዩ
      ---ኣብዚ ናይ ሰላም ምስ ኣቢ ዝካያዶ ግዜ እውን ፡ፈተነ ቅትለት ንጀነራል ስብሓት ከምኡ እውን ንኩብር ፕረሲደንት ኢስያስ ኣፍወርቂ ፡ካልእን እውን እንዳካየደ ፡ኮር ተገምጠል ኮይኑ ግና ኣንጻራ ሰላም ኮይኖም ኣለዉ።
      --ብሚሲይል ምድብዳብ ፡ኣብ ምዓስከር ሰደተኛ ዝነበሩ ብዝሓት ምርሻን. . .።

  • @First-Eri
    @First-Eri 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Imagine if you brain is working. Tgray is part of Ethiopia how can we be ones? We are just Neighboring countries. And what’s about 1998-2000 that meles said “we don’t like your Eye color “

  • @keseteasfaha789
    @keseteasfaha789 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Godolo mehur tedelika eseka tegraway ketkewen tekiel ika

  • @zerukeshi9936
    @zerukeshi9936 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ኤርትራን ትግራይን ሓደ ክኾና እንተደለኹም: ባንዴራኹም ኣውሪድኩም ባንዴራ ኤርትራ ሰቂልኩም ሓሶትን ስርቅን ጥልመትን ገዲፍኩም ኤርትራውያን ኢና በሉ።

    • @SenaitKidane-u7l
      @SenaitKidane-u7l 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ፎእእእእእ ኣይንደልዮም😢😮😂

    • @younesabdullah6564
      @younesabdullah6564 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣብ ኤርትራ ዓብይ ጎቦ እምበር ዓብይ ሰብ የለን ለከ😏

    • @SenaitKidane-u7l
      @SenaitKidane-u7l 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ፎእእእእ ሓሳዳት ኣይንደልዮምን እና😢😂

  • @AmanuelBelay-u7w
    @AmanuelBelay-u7w 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Menenetu zerese menenete yebulune dehefer nehad heberte sebe aqailelka mereay nebeska mhesare iyu naye muhure denqoro

  • @freweyinimelake5309
    @freweyinimelake5309 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አብ ዝኾነ ሕቶ ንኢሰያስ ጥራይ የልዕል፡ሐሳዊ ኤርትራ ጀሚራቶ ኲናት ይብል፡ናይ ዳርዊን ፍልስፍና ዘምበበ ዳርጋ ጹሉልዩ

  • @mengistesfaldet3954
    @mengistesfaldet3954 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Very immature and impotent person.full of lies and distortion. Totally against Eritreans and out of touch.

  • @tedrosisaqe128
    @tedrosisaqe128 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በዳን

  • @edenteklegiorgis9889
    @edenteklegiorgis9889 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂😂😂🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇺🇲🇺🇲🇺🇲I never believed a man with gray hair ever Lies sach as. Interesting drama of TPLF Tigray Ethiopian, Journalist Medhin Thanks for bringing sach person of interest 👍 😀 unbelievable story telling 😂😂😢😢Sadly players on behalf of their own people 😕 free thinker , free giver, including his identity 😉 🙄

  • @mulukidane3798
    @mulukidane3798 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hhhhhh😂 2 kona win aydekesnan tigrawy kondafe kid balika filet hager tigray mesrit Ethiopia ente xelieka ati gal egre gemel

  • @fsahayeberaki9042
    @fsahayeberaki9042 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ለክባጥ ጭካነ ደኣ 80000 ህዝቢ አርትራ ብግፍዕን ጭካነን ክስጎግ ከሎ ደቒስካ ዲካ ኔርካ ወላስ ህዝቢ አርትራ ኣየገድሰካንዩ ኮይኑ ትግራይ ኬድካ ጭካነ በርትራ እዩ ተጀሚሩ ትብል

  • @tecleberhanmengistu2300
    @tecleberhanmengistu2300 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ኣቶ ኣማኒአል ሳህለ እቲ ኣብ ሊዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝወረደ ምኹናንካ ወለዶኻን መንነትካን ብዘየገድስ ምድንጋጽካ ጽቡቅ ኢዩ :እንተኾነ ግን ፍትሒሲ ኣብ ልዕሊወዲሰብ ንዝፍጸም ግፍዒ መንዩ ብዘየገድስ ብማዕረ ኢያ ክትሰርሕ ዝግብኣሞ ምስ ዕድመኻ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ግፍዒን በደልን ስለዘይተገደስካሉ ድዩ ወይስ ስለዘይፈለጥካዮ ንዓኻ ኢዩ ዝምልከት:እንተኾነ ግን እቲ ኣብ ኪናት ዓድዋ ኣብሊዕሊ ምሩኻት ኤርትራውያን ወለድና ዝተፈጸመ ግፍዒ ወላውን እንተረሳዕካዮ እቲ ብ2000 ዓመተምህረት ዝተፈጸመ ግፍዒ ኣደታትን ከተማን ሰንዓፈን ከባቢኣን ምስክርነት ዕንወት ባረንቱን ተሰነይን ዝተዘምታ ብጋይት ባርካን ጋሽ ሰቲትን ኣግማልን ከድኣ ብዓይኒ ጉንዖ ገርካ ስለዝወሰድካዮ ዶኾን ትኸውን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈጸመ ግፍዒ ኣይረኣኹን ዝበልካ :ብዝኾነ ግን ከም ምሁርን ጋዘጠኛን ካባኻ ከምዚ ዓይነት መግለጺ ኣይተጸበኹን::

    • @AfwerkiRussom
      @AfwerkiRussom 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Hesawi dikala

    • @nomoret.2017
      @nomoret.2017 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ወድዛ ኣረጊት ሸርሙጣ። መዓልትኻ ጥራይ ተጸበ። ምሉእ ዘርእኻ ክነጥፈኣካ ኢና። ዕሱብ!!

    • @SenaitKidane-u7l
      @SenaitKidane-u7l 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ብራቮ 👍🏽 ከም'ዚኦም ሽለት ኣረጊት ኣምስሉታትን ዱሑራትን ኩፉኣት "ሰባት" ግን ስሮም ካብኦም ሕሱራት ከምዝኾነ እኮ ነጌርና እይ: ብ/ይገርመካ🙈😳

    • @workinehgirmay2015
      @workinehgirmay2015 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@tecleberhanmengistu2300 ኲናት ዓድዋ ኣብልዕሊ ምሩኻት ጸለምቲ ሓሻኽር ጥልያን/Banda/ ብትእዛዝ ሃጸይ ሚኒሊክ ዝበጸሐ ግፍዒ ማንም ሰብኣዊ ፍጡር ዘይቅበሎ ኣነዋሪ ክስተት ታሪኽ’ዩ። ኣብ’ቲ ዝሓለፈ ክልተዓመት ኣብልዕሊ ተጋሩ ዝገደደን ዝኸፈአን ግፍዒ ብመን ከምእተፈጸመ ዝተሰወረካ ኣይመስለን። ስለዚ ግፍዓዊ ባህሊ ንዘይብሉ ህዝቢ ትግራይ ብናይጽልኢ መረጼን ምጥማት ኣብነዊሕ ብዘይካ ኽሳራ ረብሓ ኣለዎ ዝብል መርትዖ ይህልው’ዩ ኢልካ ምእማን ዝከኣል ኣይመስለንን::
      ኤርትራ ኣብ 2000 ዓ/ም ፈረንጂ ብዝፈጸመቶ ሃንደበታዊ ወራር ቀትሪ ምድሪ መቐለ ብነፋሪት ደብዲባ ንቤት ትምህርቲ ዓይደር ከምዘይነበረ ክትገብሮ ከላ ክንደይ ተምሃሮ ከምዝሞቱ ትፈልጦ ኢኻ ኢለ ተስፋ ይገብር። ካልእሞ ይትረፍ እቲ ንዛላኣምበሳ ካብ መሰረታ ዘፍረሳ መንግስቲ ህግደፍከ ስለ’ቲ እከይ ግብሩ ኣየሰክፈካንዶ ? ዛላኣንበሳ ሂሮሺማ ተጌራ ናብ ቤቱ ዝተመለሰ ሰብእኮ የለን። ብዝኾነ ኣብኩሉ ዝቖሰለን ዝሓዘነን ከምዘሎ ፈሊጥና ቀጻሊ ወለዶ ኣደዳ ሞትን ስደትን ከይኸውን ንሰማማዕ ንዝብል ሰብ ኣብጎኑ ምዃን እንተዘይተኸኣለ ዓንቃፊ ዘይምዃን ይሐይሽ !

    • @nomoret.2017
      @nomoret.2017 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@tecleberhanmengistu2300 ዓባየይዶ ኣቦ ሓጎይዶ ካብ ዓድዋ ኢዩ ይብል የሎን? ከመይ ገይሩ ንፍትሕን ሓቅን ጠጠው ክብል ትጽበዮ? እቲ ዝዓበየ ሽግር ኤርትራ ትግራዎት፡ ብፍላይ ከኣ ምሳና ተላሒጎም ዝዓበዩ ተዃሉ ኢዮም። ኣነ ብወገነይ፡ ዋላኳ ንሱ እውን ተዂላ እንተኾነ፡ ዕንቋዕ ኣብይ ኣሕመድ ናብ ስልጣን መጽኤ ኢየ ዝብል ኩሉ ግዜ። ስለምንታይ፡ ንሱ ኣብ ስልጣን ምስ ምምጽኡ፡ እቶም ኣብ ውሽጥና ንዓና መሲሎም እና ነበሩ ንዘመናት ደም ዘንብዑና ብጋህዲ ዕራቆም ስለ ዝወጽኡ፡ ብመጠኑ ክንፈልጦም ክኢልና ኢና። እዚ ክብል ከሎኹ ግን ብዙሓት ክጸርዩ ዘሎዎም ተንኮለኛታት ተሪፎም ከም ዘሎው ግን ይፈልጥ ኢየ። ትግራዋይ ዘርኢ ዘሎዎ ኩሉ ሽንፍላ ኢዩ። ኣጽሪኻ ክጸሪ ኣይክእልን ኢዩ።

  • @tesfalemabreha7461
    @tesfalemabreha7461 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትምህርቲ ሲ ካብ መሃይምነት እምበር ካብ ድንቁርና ሲ ኣየድሕነካን ዩ ዝብሃል ሲ ብ ትኽክል ኣብዞም ዓቢ ሰብኣይ ርኤያ።

  • @dc8625
    @dc8625 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ሓደ ክኮና ኢየን💙✨

  • @kibromabraham6642
    @kibromabraham6642 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    You are a trader

  • @FesehayeGirmay-u4w
    @FesehayeGirmay-u4w 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አማኑኤል ፣ትክከለኛ ፤ሐቂ ፤እዩ ፣ተዛሪቡ፣ሰብ ፣ካብ ፣እንስሳ ፣ንላእሊ ገሪካ ፣ሞርአይ ፣ጌጋ ፣እዩ ፣ካብ፣ፍጥረት፣ሰብ፣ታሪክ፣ጀሚሩ፣ፃእዳ ፣ፀሊሞ ፣ስሰልጠኑ ፣ዘይሰልጠኑ ፣ሕዝብታት ፣እንስሳዊ ባሕርያት ፤እዩ ተገሊፁ ዝረአ ፣ወድ ፣ሰብ ፣ፃእዳ ፣ፀሊሞ ፣ኩሉ ፣ዝሐስብ ፣እንስሳ እዪ፣እቱ ሐደጋ ግን ዘሐስብ እንስሳ ሞኻኑ፣ እዪ፣እንስሳ፣ብዘይሞሕሳቦሞ፣ውሱናት ፣እዮሞ፣። ሰብ፣ግን፣ዝሐስብ፣ሰብ፣ብሞኻኑ፣ጠሞይዎ፣ከሞእንስሳ፣ከይኮነ፣ዝቀትል፣ብፅልአት፣ቅንኢ፣ስሳኤ፣ተዘዊሩ፣ሰብ፣ይቀትል። Hahaha 😂😂😂😂

  • @mussie9262
    @mussie9262 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    You know nothing, please....please.....

  • @tesfaytesfazgy6502
    @tesfaytesfazgy6502 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወዲ አይተ ሳህለ !
    ሕጂውን ሕብሪ ዓይንና ፅቡቕ አይኮነን ( የአይናችን ቀለም አያምርም ) ተጋሩ ሕማቕ ክገብሩ አይረአኹን ዝበልካዮ ወዲ ሓትኖኻ መለስ "የአይናችሁ ቀለም ካላማረን" ኢሉ ልዕሊ 100ሺ ኤርትራውያን ንብረቶም ዘሪፉ ቶርቸር ገይሩ አሲሩን ቀቲሉን ዘባረሮም'ከ ? ተጋሩ እኮ ኢዮም መቓብር ሓርበኛታት ብታንኪ ፍሒሮም አዕፅምቶም አብ ጎልጎል ዝበተኑዎ፣ ተጋሩ በዓል መለስ ህዝቢ ኤርትራ ክጠምን ክሳቐ ፋሕ ብትን ክብል ምስ ምዕራባውያን ኮይኑ ብማዕቀብ ዘሳቐየና፣ብሰንዓ ፎረም ዝፍለጥ ጉጅለ ሱዳን ፣የመን ፣ጂቡቲን ሶማልን ብመለስ ትግራዋይ ዝተመስረተ'ዶ አይኮነን ንኤርትራ ከቢቡ ከጥፍኣ ዝፈተነ? አብዛ ውግእ ልዕሊ 70 ትካላት ኢላማ ገይሩ ብሚሳይላት ዝደብደቡና እኮ ተጋሩ ኢዮም!! ዝሓሰብካዮ ስልጣን ስለዘይረኸብካን ዓባይካ ትግራወይቲ ስለዝኾነት ንኤርትራ ንትግራይ ከተረክባ ? እንተደሊኻ ሻንጣኻ ሒዝካ ንትግራይካ ተመርቀፍ !!
    ስለዚህ ሻዕቢያ ህዝቡን ሃገሩን ክከላኸል ትግራይ ከይዱ ንወያነ እንተደምሰሰ ሓላል ኢዩ ።
    ዕድመን ጥዕናን ንጀጋኑ መራሕቲ ኤርትራ !
    ክብርን ሞገስን ንምክልኻል ሓይልታት ኤርትራ !
    ዘለኣለማዊ ክብሪ ንሰማእታትና !

  • @forgivegod7693
    @forgivegod7693 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፈትለ መድህን ጽልኢ ትሰብኪ ኣለኺ ተሕዝኒ ጽልኢ ህዝቢ ኤርትራ ዘለዎም ቅልውላው መንነት ናይ ኣማንኤል ሳህለ ኣቡ ዘፍለጠ እዩ ተጋሩ ነብሰ ምትሓት ኣበይ ኸብጽሓኹም እንዲዒ መሻኪን ኤርትራውያን እንታይ ኾይኖም ይጸሉና ኣልኪ ንነብስኪ ሕተትያ

  • @freweyinimelake5309
    @freweyinimelake5309 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሞት ሐቂ ድያ?ንምርግጋጽ እየ አቶ አማኒኤል

  • @shifa-yu1vd
    @shifa-yu1vd 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Oy felasha dea meas eritrawi koinu esrail guhifa zewesedetom kab ethiopia endia

    • @SebhatleabTewolde
      @SebhatleabTewolde 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@shifa-yu1vd ፈላስፋ

  • @jonjon9469
    @jonjon9469 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አዞም ተደምርናል ይጻረፉ ኣለዉ ።ርአሲ ኢሰያስ ተሰኪሞም ዝከዱ ።መድሂን ቀጽልዮ ሳዋ ናይ ድናቁር ፋብሪካ ሓቁ ወያነ ወያነ አንዳበሉ ሓንጎልና ሓጺቦምና አንዲዮም

  • @First-Eri
    @First-Eri 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ለክባጥ ኢለካ ኣለኩ 1998-2000 መለስ ኢትዮጵያውያን ኣኪቡ ክመጸና ከሎ ከ ካልእ ሕብረተሰብ ዲና ነይርና? ካልእኩም ኢልኩም ሸቅጡ

  • @All-w9s
    @All-w9s 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አብ ትግራይ በስም ኣብ(በስማላህ) ኢልካ እዩ ምብላዕ ዝጅመር። አብ ኤርትራ ግን ዓጋመ ኢልካ እዩ ምብላዕ ዝጅመር።