ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት ዘሳልጦ ዘሎ መድረኽ "ውድብ ምድሓን" 2ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
    Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Brakhe_Show
    #ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
    #brake_show
    #Berake_Show
    #Brake_Show
    #Medhin_Gebreslassie
    #ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
    #Amhara_criss
    #Ethiopian_criss
    #eritrean_community
    #Eritrean_Poletics
    #Tigiray_poletics
    #Yoseph_Gebrehiwot
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
    #Eritrean_Poletics
    #ጀነራል_ታደሰ_ወረደ
    #General_Tadese_Werede
    #ጀነራል_ታደሰ_ወረደ
    #ዳኒኤል_ብርሃነ
    #Daniel_Birhane
    #ጌታቸው_ኣረጋዊ
    #Getachew_Aregawi
    #Amaniel_sahle
    #ጋዜጠኛ_ኤርትራዊ_ኣማኒኤል_ሳህለ
    #Inrerview_With_Amaniel_Sahle
    #Alula_Solomon
    #ኣሉላ_ሶሎሞን
    #ጌታቸው_ረዳ
    #getachew_reda

ความคิดเห็น • 50

  • @YsaqBelay
    @YsaqBelay 2 วันที่ผ่านมา +2

    አብዚ ዝስማዕ ስትራቴጂካዊ ሓሳብ ኣብል እንዳ።።።። ፀርፍን ኣዉያትን። በርትዑ

  • @haben524
    @haben524 2 วันที่ผ่านมา +2

    These people are very dangerous!!!!!!! what are they doing. Shameful

  • @Berhun-zw9uw
    @Berhun-zw9uw 2 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem 2 วันที่ผ่านมา +1

    #OnlyOneTPLF.

  • @seidabdu5290
    @seidabdu5290 วันที่ผ่านมา

    Shabiya aytibel misakimika tezareb akimika miflat subuk eiyu rebahkum mis shabiya eiyu bidebi abibuwo shabiya shabiya aytibel

  • @seidabdu5290
    @seidabdu5290 วันที่ผ่านมา

    Shabiya aytibel misakimika tezareb akimika miflat subuk eiyu rebahkum mis shabiya eiyu bidebi abibuwo shabiya shabiya aytibel

  • @abrehaabera6662
    @abrehaabera6662 2 วันที่ผ่านมา

    ዲያስፖራ ትግራይ ብኸመይ ይሳተፍ? መሰሉን ግቡኡን ብኻመይ ይጥቀም?
    ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ዲያስፖራ ትግራይ ኣብ ግብእ ዛትኰረ እምበር ኣብ መሰል ግብኡን መሰሉን ዛመዛዘነ ስለ ዘይነበረ ።

  • @meharikahsay5916
    @meharikahsay5916 2 วันที่ผ่านมา

    " ከኹሩፍ ? " ክኽሩይ
    " ማን ነው ? "

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 2 วันที่ผ่านมา

    እምቧእ ኣብ ውሻጦን ኣደባባይን ዝዝረብን ዘይዝረብን...የለን ድዩ?

  • @BA-hz6do
    @BA-hz6do วันที่ผ่านมา

    ገለ ገሊኦም መስማዕቲ መደረ ኣዝዬም ብጣዕሚ ነውራማት ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ ምቕባል ዝፅግሞም:: ካብ ራያ ናብ ጉባኤ ከይሳተፍ ዝኸልከለ መን ድዩ??

  • @berihu7143
    @berihu7143 2 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ኣብዚ መድረኽ ተስፋ ዘለዎም ሓሳባትን ካብቲ ንዘመናት ደሪቆም ሒዞምዎ ዝነበሩ ምስ ጊዜ ዘይኸይድ ኣተሓሳስባ ንሽተይ ፈልቀቅ ዝበለ ነገር ይረአ ኣሎ። እንተነኣሰ ዝተጠዓሰ ይመስል። ግርም።

  • @adonay7097
    @adonay7097 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መንከዓት

  • @weghta3315
    @weghta3315 2 วันที่ผ่านมา

    Banda Talkative group

  • @abrahamgebru4757
    @abrahamgebru4757 2 วันที่ผ่านมา

    ደቆሮ

  • @TesfayGerezgiher-k5e
    @TesfayGerezgiher-k5e 2 วันที่ผ่านมา

    DDR ይፅናሕ ዝብል ዘሎ ብሉቡ ድዩ ወይስ ካሊእ ልእኽ እዩ

  • @abrahamgebru4757
    @abrahamgebru4757 2 วันที่ผ่านมา

    ደናቁር ሸየጥቲ መራትን አድን

  • @berhanehailemichael5827
    @berhanehailemichael5827 2 วันที่ผ่านมา

    Please listen the attached

  • @berhanehailemichael5827
    @berhanehailemichael5827 2 วันที่ผ่านมา

    Please listen the attached

  • @adonay7097
    @adonay7097 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጉድ ህወሓት ኢና እንዳበሉ ፀረ ህወሓት ህዝብን ዶ አሎ እዩ?

  • @sabatekle2611
    @sabatekle2611 2 วันที่ผ่านมา +3

    ሓሰዉቲ

  • @adonay7097
    @adonay7097 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምድረ መሓይምን ብከብዶም ዝሓስቡ

  • @shalomshalom09
    @shalomshalom09 2 วันที่ผ่านมา

    Please stop talking about Eritrea. Remember what you did on the people of Eritrea . You send us by differentiation by the color of our Eyes 👀.

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem 2 วันที่ผ่านมา

    STOP FASCISM IN TIGRAY.

  • @tirhasmengesha2557
    @tirhasmengesha2557 2 วันที่ผ่านมา

    What happen the womens they didn’t support???

  • @adonay7097
    @adonay7097 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንቲ ሸርት ሲኖ ትራክ ባነር ገንዘብ ትግራይ ይብተን አሎ

  • @sabatekle2611
    @sabatekle2611 2 วันที่ผ่านมา

    ፈትሓዊት ኩኒ

  • @TeameWeldegebriel-g5n
    @TeameWeldegebriel-g5n 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚኹሉ ሙሁር ግን?

  • @adonay7097
    @adonay7097 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወጊድ አይሁዳ ጉጅለ ከብዶም

  • @adonay7097
    @adonay7097 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማህበር ሌባታት ትግራይ (ማሌት)

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 2 วันที่ผ่านมา +1

    አብቲ መከተ ዝነበሩ ናይ ሕወሓት ሐለፍቲ ብዙሕ ጌጋ ስለ ዝገበሩ ሕዝቢ ትግራይ ክዕሰሩ ክጥይቅ አለዎ ። ሰልጣን, ሰልጣን ዝብሉ ጥፍአቶም ንምሽፋን እዩ ።

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine 2 วันที่ผ่านมา

    ረዳኢ ነፋሒ ጠርምባ ፅግዐተኛ

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine 2 วันที่ผ่านมา

    ረግረግ ሓሎፎም ካብ ዝኣተኻዮ ረግረግ ውፃእ ዘይትምጥን

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine 2 วันที่ผ่านมา

    ፈከርቲ ንህዝቢ አይተሙጡንን ቀሰኢልኩም ከብ ሰልጣን ውረዱ

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine 2 วันที่ผ่านมา

    ወጦጠ እንትፈርዱስ አይንትሓረድ በሉ ሰረቅቲ ጥይት ሰረቅቲ ሓፂን መን ዩ ወኪልኩም

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine 2 วันที่ผ่านมา

    ህዝቢ ከመይ ካብ ሸግር ነውፀእዮ ጥርምባ ምንፈሕ ናይ ዕብዳን ዕብዳን ህዝቢ ይዕዘበና በሉ

  • @Merir4077
    @Merir4077 2 วันที่ผ่านมา

    ህዝቡ ምዕራብ ሰለ ዘየንጨበጨብልኩም አብ ቴንዳ ክነንብሮ ኢሉኩም ፎኪርኩም

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine 2 วันที่ผ่านมา

    ረዳኢ ገና ብሕጊ ክትሕት ንደቂ አንሰትዮ ሸራመጥ ኢልኹም መዋረድቲ

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine 2 วันที่ผ่านมา

    ናይ ጌታቸው ዕግርግር አቦራ ዩ መንጨብጨቢ ረደኢ ገረመኒ መሕፈሪቲ በቅሊ ሸሊምኩም ተምፅኦዎ የለን

  • @AbrehetTeka
    @AbrehetTeka 2 วันที่ผ่านมา

    ፀገም ህዝቢ ዘግለለ ዓረውረው

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine 2 วันที่ผ่านมา

    በ ገንዘብ ዓዲኩም ዓዲ ክትመርሑ ዋ ዓሻሹ ገይርኩምዎ

  • @kiduteklebrhane62
    @kiduteklebrhane62 2 วันที่ผ่านมา

    ኦርጅናል ህወሓት ጉባኡ ኣካይዱ መራሕቲ ውድቡ መሪፁ እዩ።ንስኻትኩም ማእኸላይ ኮምቴ ጌታቸው ረዳ ጉባኤ ኣይንደልን ኢልኩም ኢኹም።ስቕ ኢልኩም ኣይተጉርዑ ኣምኾነልኩምን።ፌክ ህወሓት ኣብ ትግራይ ቦታ የብሉን።

  • @genetmelkam435
    @genetmelkam435 2 วันที่ผ่านมา

    Stop stop stop 🛑

  • @Merir4077
    @Merir4077 2 วันที่ผ่านมา

    ክንዲ ህዝቢ ይከፋፈል አሎ ኩነታትና ይበላሾ አሎ ኢልካ መፍትሒ አክንዲ ምንዳይ ከመይ ስልጣን ነዳላድል ትብሉ አብዚ ሕጂ እዋን ቐፅልሉ ፅባሕ ትውላዕ ሓዊ ንመን ከምትበልዕ ትሪኡ ኢኹም ንስኹም ኢኻም ዊስኪ ትሰትዩ እምበር ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ሓደ እዩ አብ ጥምየቱ እዩ ዝንሄ

  • @ukbayc
    @ukbayc 2 วันที่ผ่านมา

    ሕጂ ውን ገና ኣብ ሃለውለው ኣለኹም
    ምስ ኤርትራውያን ኣደታትና ንድሕሪት እየን ዝቑነን እንጀራ ኢና ንበልዕ ቃንቃና ሐደ እዩ እናበልኩም ዘይፍታሕ ሕልሚ ክትፈትሑ ኣቢ ብገታቸው ብወዲ ወረደ ጻድቃን ኣኸዲሞ ኣብታ ቅድሚ 140 ዓመታ ዝነበረት ራያውያን እንድርታውያን ተንቤናውያን ዓጋማውያን ትግራዎታውያን እና በለ ግምዕምዕ ኣቢልኩም ሕጂ ነናትኩም ክልላት መስሪትኩ ብሰላም ትነብሩ !!
    ንሕናኤርትራአያን ከኣ ነዕርፍ !!!

  • @NegashGmedhin
    @NegashGmedhin 2 วันที่ผ่านมา

    5ይ መስርዕ ብልፅግና አነ ህወሓት እየ ይብለና አሎ !!
    ናይ ውድብ ሕገ ደንብ እናጠሐሰ ፤ ውሑዳት አብ ትሕቲ ብዙሓት ዝብል መሠረታዊ ደንብ ዝረገፀ ጠቅላላ ጉባኤ ዘይቅበል ተፈንጠርቲ ባዕሎም ዘግለሉ 14-16 ገበነኛ ውልቀሰባት ስብስብ በየናይ ናይ ውድብ አሠራርሐ እዩ ህወሓት እየ ዝብል ፤ በሉ ጉባኤ ዝፈርሕ ፅግዕተኛ ጉጅለ በየናይ ሞራሉ እዩ ናብ ሓፋሽ ቀሪቡ ውሣነ ህዝቢ ዝደፍር ቅረቡ እሞ አብቲ ሜዳ ንሪኦ
    ንሕና ግን ህወሓት ሐንቲ እያ ፤ ንሳ ው’ን እታ ጉባኤ ዘካየደት ህወሓት እያ ።
    5ይ መስርዕ ብልፀግና ፀላኢ ንከላከል !
    ትግራይ ትስዕር !

  • @asmelashyibeyin8707
    @asmelashyibeyin8707 2 วันที่ผ่านมา

    መድህን ግዲ የብልክን ቅሒሞም እዮም መፅዮም ዘለዉ

  • @Merir4077
    @Merir4077 2 วันที่ผ่านมา

    ኩሎኹም ልቐቁ ሰረቕቲ ሰካራማት ፀበብቲ ኢኹም 1000 መፅሓፍ እንተ ደረስኩም ህዝቢ ንዒቑኩም እዩ

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 2 วันที่ผ่านมา

    ዓቅሊ ፆበት ናይ ጌታቸዉ ረደ ስብሰባ ኡዩ.ዘይወግሕ ያ መሲሉዋስ ዝባሃል ኣዘራርባ ኣብዚኣቶም ይረአ ኣሎ..ፅባሕ ክወግሕ እዩ.❤❤❤

  • @Merir4077
    @Merir4077 2 วันที่ผ่านมา

    እስኪ ህዝቢ ብሓይሊ ተማሓዲርኩሞ ክንርኢ ኢና ናሃትኩም ናይ ሰካራማት ሰርቕቲ ፀበብቲ ስልጣን ዝሕሉ ስራዊት ትግራይ እንታሃልዩ ንርኢ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 2 วันที่ผ่านมา

    Abyi telake